No video

Jstudio ዓይንኹም ነባዒ ተኾይኑ ነዚ ዛንታ ተዘይሰማዕኩሞ ይምረጽ: 12 ወሊድካ ሓደ ጠዋሪ ክትስእን ዕድል ድዩ ጽሕፍቶ?

  Рет қаралды 158,279

Jstudio

Jstudio

4 жыл бұрын

Пікірлер: 608
@jstudio1
@jstudio1 4 жыл бұрын
ንወላዲትና ኣደይ ለተብርሃን ንምሕጋዝ ኣብዚ ሊንክ ብምጥዋቕ ዓቕምና ነበርክት ኣብ ትኸፍልሉ ግዜ ዓይነት ባጤራ ብኖርወይ ስለዝተጻሕፈ 1000 ክሮነር ማለት 100 ዶላር ወይ 500 ክሮነር 50 ወይ ድማ 250 ክሮነር 25 ዶላር ምኻኑ ኣቀዲምኩም ኣረጋግጹ። #ንኣብነት 100 ዶላር ንምክፋል 1000 ምጽሓፍ ከድልየና እዩ። www.gofundme.com/f/bftpu5?+share-flow-1
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
ኣገዳሲት ሓሳብ ኣላትኒ ።ኣድራሽኤን ናይ ባንክ ሕሳብን ዝኸፍተለን ሰብ ይረከብ' ዶ ኣይኸዉን ? ገንዘብ መጣረቀምናለን ነይርና ብሂወት እንተኣለየን ።
@filimonmehirtab597
@filimonmehirtab597 4 жыл бұрын
@@user-jl9sv4pc8v tsbuk hasab u habibi
@jstudio1
@jstudio1 4 жыл бұрын
ጸጋዝጊ gofoundme tekefetna ke kemey yimesleka
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
@@jstudio1 ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ ህዝቢና በታ እጃምና ክንሕግዝ ድሉዋት ክንክዉን ኣለና ።
@BhHb32
@BhHb32 4 жыл бұрын
@@jstudio1 ኣነ ድሉው ኣለኹ UK
@nzmfamily
@nzmfamily 4 жыл бұрын
ሞት ኤርትራዊት ስድራ ከም ጸበል ደገ ሰላም ተቃዲስናዮ ኢና ሞ ናይዞም ክቡራት ወለዲ ዛንታ ግን ካብ ዝመረረ ዝመረረ ስማዕ !!! እንታይ ኢና ሞ ክንብል ጓሂ ጉሂሩ ልብታትና 😭
@samselfisahatsen6231
@samselfisahatsen6231 4 жыл бұрын
Natu hawey ezom abzi zelena nsedrana koyna nkalie mukona gn habesha abzi mexina temesgen aynbln Ina 😭😭😭
@Aman-dk1ko
@Aman-dk1ko 4 жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ከማይ ዶ ክትነብዑ ጸኒሕኩም ኣደየ መዓረይ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ምሳኽን ይኩን
@adiamokbay5279
@adiamokbay5279 4 жыл бұрын
ጆሲ ሐወይ ኤርትራውያን ኩሉ ጊዜ ምስነባዕና አየናይ ማዓልቲ ይዒንትና ነቂጹ ይፈልጥ ናይኢዶም አይስአኑ ዘልአለማዊ ክብርን ዝክርን ንስዎአትና
@hbtube247
@hbtube247 4 жыл бұрын
ሰላም ኩልኹም ኣሕዋት: ኣብ'ዚ ንኩላትና ይጠቕም ኢዩ ዝበልኩዎ ቪድዮታት ስለ ዝዝርግሕን ተካፈልቲ መደባተይ ንኹትኮኑን ብኽብሪ ይዕድም:: kzbin.info/www/bejne/qJ2VnomerZd-d6c
@Abi-EN
@Abi-EN 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብታሚ እየ ዘምስግነካ ፡እንታይ ከም ዝብል ከማን ተፊእኒ ፡ በዚ ትገብሮ ዘልካ ብታእሚ እየ ዘድንቀካ ፡እቲ ታሪክ ሓቀና እዩ ፡ጎረበትና እየን ኣደይ ለተብርሃን ።
@user-jo9br8uk6n
@user-jo9br8uk6n 3 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ኣነ ኣብ ዱባይ እየ ልነብር ከመይ ገይረ ክረድእ ይኽእል ልዘን ኣደና ኣብ ትግራይ ለላ እነ ክበፅሐላ ኣይኻኣልኩን ብሰንኪ ባንኪ ምስኣን ኣብ ኤርትራ ለላ ኣዶ ክረድእ ዕድል ኣለኒ
@user-ms1ft4tk9i
@user-ms1ft4tk9i 2 жыл бұрын
ሰምሃል ሓፍተይ ሰናይኪ ይምነ።
@azmeruaynalem8750
@azmeruaynalem8750 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ
@user-ie4hn4br4c
@user-ie4hn4br4c 4 жыл бұрын
ከይሰማዕኩም ሪኢቶ ኣይትሃቡ ሪኢኩም ግን ስምዒታትኩም ብቃላትኩም ግለፁ ። ጆሲ ኩሉ ጊዜ ኢካ ተንብዓኒ 😢
@sinksarhiwet.6431
@sinksarhiwet.6431 4 жыл бұрын
Tikekel 🇪🇷❤️🇪🇷❤️💯/💯👈🙏🙏🙏!!!.
@tesfaidessukubrom2597
@tesfaidessukubrom2597 4 жыл бұрын
Jey estidyo telefon nay adey letbrehan yedli aleku
@hbtube247
@hbtube247 4 жыл бұрын
ሰላም ኩልኹም ኣሕዋት: ኣብ'ዚ ንኩላትና ይጠቕም ኢዩ ዝበልኩዎ ቪድዮታት ስለ ዝዝርግሕን ተካፈልቲ መደባተይ ንኹትኮኑን ብኽብሪ ይዕድም:: kzbin.info/www/bejne/qJ2VnomerZd-d6c
@elsakidane2201
@elsakidane2201 4 жыл бұрын
Wey aykeserna anta amlak entay ena bedilna
@habeschawitebaysenafe2590
@habeschawitebaysenafe2590 4 жыл бұрын
Aytisimieyo Mo tnebie etekoyniki
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h 4 жыл бұрын
ኢዋይ ብብኪያት ኢኮ ኩቱከስ ደልየ ኢዋይ ይግደፍ ኢድኩም ኣይትስአኑ ነቲ ሃደ ወደን ኪኣልየን ዘይሃድግዎ ኮነይ ኢሎም ምንጻት ኢዛ ሃገር ዝተመነዩ ኢድኩም ኣይትስአኑ መጽታ ኢዘን ወላዲት ይውረድኩም ጆሲ ሃወይ ዘበን ሂወትካ ይባረክ ኩፉእ ኣይርከብካ
@welduzeray3632
@welduzeray3632 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መደብ ጆሲ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@Bereket-mi5sg
@Bereket-mi5sg 4 жыл бұрын
It's very sad, but one of a true Eritrean mother history . Brother Josie thank you for sharing and I am willing to help.
@tesfalidetterfe7053
@tesfalidetterfe7053 2 жыл бұрын
Àààà
@kokatesfalem8331
@kokatesfalem8331 4 жыл бұрын
ኣምላክ ለዋህ ዩ ፍቅሪ ዩ ሰላም ዩ ኣጽዋር ፈጣሪ ምስዛ ዝተረፈት ስድራ ይኩን
@Habrom
@Habrom 4 жыл бұрын
ኦ ኣምላክ ኣቦይ ን ህግደፍን ደገፍቱን ካብ ዛዓለም እለየልና
@tesfaledethailu6315
@tesfaledethailu6315 4 жыл бұрын
እግዚኣብሔር ነደይ ለተብርሃን ሓጎስ ኢዱ የምብረለን::
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@misginaberaki745
@misginaberaki745 4 жыл бұрын
Amen amen amen
@HT-kc3pw
@HT-kc3pw 4 жыл бұрын
Amen amen! Amlak bSeb geyru Eiyu ziserH emo haye edey eidka nibel... eidna nizergHalen nezen brikti Ade.
@aregawiweldeab3211
@aregawiweldeab3211 3 жыл бұрын
ቀፅሉሉ ዞም ደቀይ አምላኽ የሐግዝኩም ጥራይ ክብለኩም እየዝደሊ
@wedimiki5318
@wedimiki5318 4 жыл бұрын
ነዚአን ዘይ ሓገዝካ ንመን ይሕገዝ ኣምላክ ዕድመ ይሃብክን ኣደና ዘሕዝን ታሪክ ኢዩ !
@zemen4935
@zemen4935 4 жыл бұрын
ኣሕ ነቢዐ😭😭😭 ዘይ ምስምዑ ይሓይሽ ኣነ 4 ሓዎቦታተይ 1 ኣባሓጎይን ተሰዊኦም እሞ ግን ካብካ ዝቀፍእ ሚስ ሰምዓካ ትጻናናዕ
@hadishketema1545
@hadishketema1545 4 жыл бұрын
ታሪኽ ኣዴታትና መወዳድርቲ ኣልቦ ዩ ተተሪኹን ተጻሒፉን ዘይውዳኢ ግን ከኣ ዘይተነግረን ዘይተጻሕፈን። ነዴና ኢግዚኣብሄር ኣምላኽ ኢዱ የንብረለን ዘላለማዊ ዝኽርን ክብርን ንስዋኣትና
@Kevindurant35734
@Kevindurant35734 4 жыл бұрын
*Eski abzi n josi politica natu zexili dimxu natu gin kamey zeftewo ente haliyu like yigber👍😎*
@bashayyehdago1230
@bashayyehdago1230 4 жыл бұрын
Jstudio nay behaqi anbesa eka ketsilo haki eu Ane ab Norwey aleku deki adey eyom adi guar gundet ena geza kermed enda gergis ena
@Afowerki07
@Afowerki07 4 жыл бұрын
ልብና ተሪሩ ንብዓትና ተጸንቂቁ ዩ ጂሲ ሓወይ ።
@user-by8ox3hp3h
@user-by8ox3hp3h 4 жыл бұрын
ጆሲ ከመይ ገርና ኪንህግዘን ንኪእል ሃብረና ኢባ በጃካ
@binyamkibrom3863
@binyamkibrom3863 4 жыл бұрын
004745556674 beza rkobuwo njosi
@larsxoxo9003
@larsxoxo9003 4 жыл бұрын
Thank you God bless 🙏🙏 I like your comments
@wedibelih7205
@wedibelih7205 4 жыл бұрын
ልብና ግዲ ተሪሩስ ንብዓት ውን ኣቢና,ነቲ ሞት ውን ምስ ተደጋገመ ለሚድናዮ😢😢
@efremberhane7256
@efremberhane7256 4 жыл бұрын
Thank
@mebrhatomhaile8275
@mebrhatomhaile8275 4 жыл бұрын
እዛ ዛንታ ምስ ሰማዕኩ ናይ ብሓቂ በኽየ ኣነ ክሕግዝ እየ እሞ ኣብ ስራኤል ዘሎ ኣድረስ ሃበና
@yon6696
@yon6696 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብሓቂ ጽቡቅ ኢካ ጌርካ ብኹሉ ዕዮኻ ምስላጥን ዓወት ናትካ እዩ. ፍረ ጻማኻ ክትበልዕ ክትሕጎስ ኢኻ ጆሲ ሓወይ. በርትዕ በርትዕ በርትዕ . ብስሚዒቶም ዝምርሑ ሰባት ብኢኻ ኣቅሪብካልና ብሓቂ ዓስቢ ኣሎካ. ብስሚዒታውያን ዝድፍኡ ኣይተቅልበሎም . ስሚዒታዊ ኮይኑ ምብካይ ወለሓንቲ ረብሓ የብሉን ብተግባር ምስ ኣዴና ምእንቲ ናጽነት ዝተፈዩ ምስኣ ደው ንበል ኣዴና እያ ኣደ ጀጋኑ እያ
@amanuelamanuel9433
@amanuelamanuel9433 4 жыл бұрын
Debesa Eyob ydebsen n,adena entay knbel zakmna ka nhagz ahwat. Josi hawuna ka bamlak rkebo kab lbi ye zemesgneka tebarek🙏❤
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
መርሓባ ጆሲ ❤
@mannieberhanu3469
@mannieberhanu3469 4 жыл бұрын
J-Studio my brother may God bless you for digging all this truly painful to listen to of our true stories but then again something we have to know no matter how bitter it sounds...it's our story we have to know for no one else should care to before we do...now what can we do to make sure the coming generation doesn't have to face the same fate? The sacrifice and dedication is in our hand and let us do our part for the sake of the coming generation my dear people...
@elsajefter5596
@elsajefter5596 4 жыл бұрын
Nezen welad mekan khgzen mdeleku telefonka xhafelna thanks
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 4 жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና!! ካብ ምንሊክ ክሳብ ዶ/ር ኣብይ ኩሎም ኢትዮጵያውያን ጸላእትና ሓረድትና ረገጽትና ክንሶም ብወገንነት ሕግብግብ ኢሰያስ ግን ሎሚ ናብ ጸላእትና ዝብሎም ተጋሩ ጥይት ዝትኩስ እንተሎ ኤርትራዊ ኣይኮነን!!
@berekethadgu8403
@berekethadgu8403 4 жыл бұрын
amlak edu yembrelen ember entay kgber
@user-xj4gj9pq2m
@user-xj4gj9pq2m 4 жыл бұрын
ኤርትራ ክሳብ ናብ ወላዲት ሃገራ ዘይተመለሰት ኤርትራዊያን ክትደሚዩን ክትበኽዩ ኢኹም
@ghenetftwi510
@ghenetftwi510 4 жыл бұрын
@@user-xj4gj9pq2m Nkulu ghizey alow Eritrea dema ghizey kerba nbaht zdrellu kerba eyu Amlak n Eritrean kedbsa eyu ember Meswati yehwatna nkentu aykonen
@azebogubamichael7082
@azebogubamichael7082 4 жыл бұрын
Hi ab medebkum zeleni Adnakot. Nkgeltso EU zetsgmeni hbnti eye Nkulu mstir HGDF Slezekalaekumo Hzbi Eritrea tegodieu Bflay ab zebene dictator Ezi elka eka ayekenn mknyatu Anchwa dege si N Anchewa geza tewts a koynu ge hzbna maygedifu dem EU zneu elu tegadilna eka kemzi EU ayhsemenan Hnena fedina sle nhadr zneberna ezom bal Nhna nsu gn tsbah ms rhawea tehatetti mkanu gletselom bsalaom EU edme sltanu znawah zelo Bsenki bzuh hmak ztekz medebkum khazn ele aysemen ele kgedfo wesine
@simonm.7755
@simonm.7755 4 жыл бұрын
@@user-xj4gj9pq2m ናበይ፥ መን ወላዲት ሃገራ?
@kidanegebre511
@kidanegebre511 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሔዝን ታሪኽ::
@abeltesfa6087
@abeltesfa6087 4 жыл бұрын
እዋይ ምጾታት ልብና እሞ ልቢ ፈርኦን ኮይና እንድያ ተሪፋ እንታይ ጽውጽዋይ ከማን ከምዚ ዓይነት የለን ይትረፍ ካብ ፍጡር ወዲ እዳም ከምዚ ክትጽበ
@dawitteclai8724
@dawitteclai8724 4 жыл бұрын
Yes
@Dawitsiele
@Dawitsiele 4 жыл бұрын
በቃ ኩሉ ጓሂ ኣሕ ብሕርቃን ስቒሉ ቆለጭ ይብለካ ኣምላኽ ኣቦይ ጌጋ'ዩ ግን ኣብ ቅትለት ናይዞም ኣትማን ኢደይ ክሕውስ ዕድመ ሃበኒ በቃ ንብዓተይ ወዲአ 😭😭😭😭😭
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
ኡይይይ ኢዚ ጸገም ኣብ ኩላትና ኣሎ ናእብነት ኣብ ገዛና ዓባየይ 3 ኢያ ወሊዳ እቶም ክልተ ተስዉኦም ዓባየይ ከኣ ብንብዓት ክልተ ዓይና ዓዊራ ኩሉ ግዜ ትነብዕ ኣካላታ ምስራሕ ኣብዩዋ ካብ ዓራት ዘይትተሰእ 20 ዓመት ጌራ ከሙ ኢላ ከኣ ሞይታ ግን ዓባየይ ታሓይሽ ሓደ ከማን ተሪፍዋ ኣቦ ማለት ዩ ንሱ ከኣ 32ዓመት ወታሃደር ዩ ኣብ 6ዓመት ሓንቲ ግዜ ይመጽእ ንወርሒ ሶ መግለጺ የብሉን ወዘተ ኢለ ክገድፎ ስቃይ ዓባየይ ዝግለጽ ኣይኮነን።
@meksebhalefakulu9297
@meksebhalefakulu9297 4 жыл бұрын
@@freweynikidane4943 abza zblo zelo hawna haku alo ane nibaeley mis hzbey delay fthi eye .gin eza ab 6y hade gzie zibles kurub teganina .slezi neti zelo kemzelewo ena kenekrbo zigbae.
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 4 жыл бұрын
Entay mo kngebr ayteadelnan Ata Amlak bejaka eba Telemenena
@peaceandlove684
@peaceandlove684 4 жыл бұрын
Btamy zehzna ade😔😔😔
@dembehaki9939
@dembehaki9939 4 жыл бұрын
@@user-tb2ge8pu6f ትም አስከ በል ደይ ስንካ ሕጻ ቆርጥመሉ ኣይትግበሮ ወዲ ሓወቦይ ነዓይ ሰበይቱ ኣጥኒስዋ ናብ ኣሃድአኡ ተመሊሱ ነዚ ዉሉዱ ብዓይኑ ከይ ረኣየ ትምህርቲ ጀሚሩ ማለት አንዳ ህጻናት ጸኒሕዎ ዝበከዮ ብክያት ግደፎ አዚ ድዩ ምንባር 6ተ ዓመት ከማን አቲ ሓላፊ አንተዘይ ጸሊኢካ አዩ
@Arsu10gunners
@Arsu10gunners 4 жыл бұрын
@@user-tb2ge8pu6f *ሓወይ ካብ ትጻረፍ ሕተት እዚ ትብሎ ዘለኻ 2 ዓመት ደኣ ኣብ ከበሳ ከለኻ እንዲኻ ዘይትኸይድ፡ሓቁ እዩ ኣነ ንባዕለይ ዓሰብ ኔረ 4 ዓመት ትኣሲረ ገዲፈዮም ዝተኣሰርኩ ዕረፍቲ ከይከዱ ጸኒሖም ኣብ 6 ዓመቶም ከይዶም ኣብ 5 ዓመትን 6,7,8,9 ወርሒ ዝኸዱ ክንደይ ክትብሎም፡ኣነ ንባዕለይ ብዓሰብ ጌረ ንዓዲ ስደት መጼ ስለዚ ኣብዘይንፈልጦ ሰብ ኣይንወንጅል በጃኹም **#ሓቁ** ኣሎ።*
@akilebahta8427
@akilebahta8427 2 жыл бұрын
ኣብዚ ገዝ ጆስን ዉፍይን ዓበይቲ መማሃራንን እኩም ናዓይ።
@bahabelomgebrearegawi3389
@bahabelomgebrearegawi3389 4 жыл бұрын
Josi jegna kexlo wedi hezbi
@berhatesfat1671
@berhatesfat1671 2 жыл бұрын
Aw
@jeromtekeste413
@jeromtekeste413 3 жыл бұрын
Mearey keseme aykelene iye jossy great my bro
@YONAS.REALTOR
@YONAS.REALTOR 4 жыл бұрын
🙏🙏 thank u josi, for all the hard work u guys done
@habtomweldegebriel
@habtomweldegebriel 4 жыл бұрын
Josi thank . Well done bro
@wedigerewedigere854
@wedigerewedigere854 4 жыл бұрын
ኣደየ ኣደየ ማዓረይ አዋይ አንታይ ሞ ክግበር 😭😭😭😭😭😭
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 9 ай бұрын
Aday lowha tigranes tigray tegre Eritrea 🇪🇷 ♥️.
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 2 жыл бұрын
So sad. May God be with Adey Letebrhan. Egziabhier selamu yehabena.
@user-ry8pg3wu6r
@user-ry8pg3wu6r 4 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መዓንጣካ ዝቆርጽ እዩ ቀጽሎ ጆሲ ሓወይ ምሸም ሸፋቱ እንዳ ሻዕብያ በይኖም እዮም ብጾቶም ዝበልዑ ገጾም ትርሓቅ
@andemeskelmehari4805
@andemeskelmehari4805 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ተካል ግዜ ኣሕሕሕ
@temsgenamlak8590
@temsgenamlak8590 4 жыл бұрын
Thanks Jstudio ❤🙏👍
@azukidane6807
@azukidane6807 4 жыл бұрын
በካ ኣኪልዎ ድዩ ከምዚ ኮይኑ ዕድልና በካ መዋእልና ክንነብዕ እንድዒ ይገርመኒ እዩ በካ ፈታሪ ንሃገርና ሰላምን ራህዋን ይግበረልና ኣሜን ታንክስ ከኣ ጆሲ ሃወይ
@tsegakeflizgi1283
@tsegakeflizgi1283 4 жыл бұрын
Amlakh nadetat Eritra yakhlekn belen bezihwen 😥😥🙏
@fqrnselamnentertaiment7312
@fqrnselamnentertaiment7312 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ዕድመና ምሉእ ምስ ነባዕና ኢና ብ ጣዕሚ ዘሕዝን እዩ ኣምላክ እፎይ ንብለሉ የምጻልና😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭።
@luleylovefebeyymihrtab9765
@luleylovefebeyymihrtab9765 4 жыл бұрын
ኣደይ ሓላል ማኣስኮን ኡፍ ኢልና ንሉለሉ 😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eduhaile5853
@eduhaile5853 4 жыл бұрын
This is the story of every Eritrean women and I pray God to visit them all and change their lives to better. 😭😭😭😭😭😭😭😭
@HT-kc3pw
@HT-kc3pw 4 жыл бұрын
Yes true, but some are worst than others. Like this poor Ade 😥😢
@user-hh3tz6gc4y
@user-hh3tz6gc4y 3 жыл бұрын
Aykem Abayeyn 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭isseyas 👹
@zemuyande7072
@zemuyande7072 4 жыл бұрын
ዓሕ እንታይ ሞ ኽግበር ጆሲ ሓወይ ዛንታ አቦይ ሓደራ ምስ በዓል ቲ ቤቱን እቲ መጋውሕ ዘይዓግቶ ኸም ድምጺ አንበሳ ዝጎዝም ድምጽካ ናብ ንሓቂይ ግዝአያ እንበር አይትሽጣ ዝብል ፈቃር ልብካ የዒንቲ ደቂ ሰባት አንቢዑ ስ ዓይነይ አንቢዒኒ በዲልኽናኒ ናብ ጥፍአት ዝወሳወሳ አእዳወይ 🙏🏾💪🏾👌🏾
@bitatv6004
@bitatv6004 4 жыл бұрын
ናፊቀካ ቀንየ ታሪክ ናፊቀ ቀንየ well come
@user-jo9br8uk6n
@user-jo9br8uk6n 3 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭 ብጣዕሚ እዩ ለሕዝን
@elilta70
@elilta70 4 жыл бұрын
እዋይ ኤርትራዊት አደ ትረኽቦ😥😥😥😥😥ኢዚ ንዴት ዝረኸቦ ህዝቢ ኤርትራ ሕጂ ኸአ አይከሰርናን ይብሎ ኢዚ ሰታይ ደም ኢሰያስ ኡፍፍ😥😥
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 4 жыл бұрын
እዚ ደኣ ታሪኽ ሐትነይ ወለሽ እዩ ወሊደን በይነን ዝተረፋ ብዝሐት እዩም ኣነ ዝፈልጦም ሰደራ ቤት 7 ደቆም 3 ደቂ ወዶም ብድምር 10 ዘይ ተመልሱ ሱወኣት እንዳ ኣቦይ ስምኦን ዓዶም ኻዜን ))
@selamtekeste3793
@selamtekeste3793 4 жыл бұрын
Awyyyyyyyy Mekan Tehgoselu Zemen Eritreawi 😭😭😭😭
@frewoinidebesai8893
@frewoinidebesai8893 4 жыл бұрын
Awye adey 🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@hbtube247
@hbtube247 4 жыл бұрын
ሰላም ኩልኹም ኣሕዋት: ኣብ'ዚ ንኩላትና ይጠቕም ኢዩ ዝበልኩዎ ቪድዮታት ስለ ዝዝርግሕን ተካፈልቲ መደባተይ ንኹትኮኑን ብኽብሪ ይዕድም:: kzbin.info/www/bejne/qJ2VnomerZd-d6c
@binyammehreteab8598
@binyammehreteab8598 4 жыл бұрын
Uuufff😂😂😂😂😂😂😂
@user-rp9vd6xq8u
@user-rp9vd6xq8u 2 жыл бұрын
መሪር ሓዘን አደዋይ ማዓረይ አህህህህህህህ
@geberesemere4903
@geberesemere4903 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጀሲይ እንታይ እሞ ክንስማ ተሳማዒና ታሪኽ ኤርትራኣ ድአሞ ተሪካ ኣይውዳእን ኢዩ።
@Sarasara-mz6xc
@Sarasara-mz6xc 4 жыл бұрын
አሕሕሕሕ
@user-pc2uu8gq9n
@user-pc2uu8gq9n 2 жыл бұрын
አባይኪ ይንባዕ አደይ ማዓረይ
@jossijossi9613
@jossijossi9613 4 жыл бұрын
Selam wesenay Jstudio!! Nisa eka zelato Jossi zisemia hade gize kinebie ykiel kindzi amet zinebiat ke,,, bihayli Amlak dege ente halona Gn wushayena ziu zimereren ziararen eu,,, amlak misia ykun,,,
@almazgiday9935
@almazgiday9935 2 жыл бұрын
ወይ አደ ትረክቦ አሕ የሕምም አደ አጆኪ የክእልኪ እሰያስ አብ ደቅካ ተፈደ አመን ማስጣ አዴታት የውርደልካ አሬመን ።
@habtemichaelande5565
@habtemichaelande5565 4 жыл бұрын
Welcome josi bro great job
@mhregebre8739
@mhregebre8739 4 жыл бұрын
ኣብ 3:34 ዘላ ቃል ከመይ ማለት ኢዩ ዚዓርከይ? ነቶም ዝድግፉ ዓይኖም ንምኽፋት፡ ነቶም ንቃወም ኣለና ዝብሉ ዕሽነት ቃልሶም ንምዝኽኻር ትብል ኣብርሃልና፡
@erilove881
@erilove881 4 жыл бұрын
ነዞም ጅግንነት ሰሪሖም ዝተሰዉኡ ዘስተናዕቁን ዝጻረፉን ዘለዉ ጸልማት መጻኢን ፡ኣገኣዚያንን፡ኣውራጃን ዝብሉ ዘለዉ ድቃላታት ቃልስና ምስ ህግደፍ ዘይኮነስ ምሳኩም እዩ ዘሎ ፡ሓንቲ ሃገር 2 እምነትን 6 ዞባታት 9 ቢሄር ኣብዚዝኣምን ኤርትራዊ🇪🇷 እዩ ፡በዚ ዝስመማዕ ተሎ Like 👇
@user-gd3tv4qy5l
@user-gd3tv4qy5l 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሕዘኒ
@abebaeyasu8785
@abebaeyasu8785 4 жыл бұрын
Adey.mearey.
@danielmamu10
@danielmamu10 2 жыл бұрын
እንታይ ኢለ ከም ዝጽሕ እኮ ጨኒቁኒ ካብ ኣምሮይ ንልዓሊ ኾይኑኒ በቃ እግዚኣብሔር ንዝሞቱ ገነት መንግስቲ ኣምላኽ የዋርሶም
@hdarebayhadendewi7988
@hdarebayhadendewi7988 4 жыл бұрын
ኣየ ኣደ
@user-gw4fj9ij6j
@user-gw4fj9ij6j 4 жыл бұрын
Eway btami yehezen wela ane kema abayey 9 welida 7 wexina 2 tray terifom beqa kgelxo aykelen eye eti shger 😥😥😥
@habenamanuel4304
@habenamanuel4304 3 жыл бұрын
ነዚ ከይሰማዕክዎ ምጽንሐይ ስንፍናይ እዩ ጥቅሚ ዘይብሉ እንቺምንቺ ክንሰምዕ ሓቂ ዝሰምዓ ስኢና ብዝኾነ ብሂወት እንተለዋ ብኸመይ ክሕግዝ ይኽእል ብዓቅመይ መን ዝይሕግዘኒ? ኮመንት ኣንቢበ ግን ኣይረኸብኩን
@habtemichaelabraham1920
@habtemichaelabraham1920 3 жыл бұрын
Selam j studio kemey aleka ? Selamn senayn kithlu enatemeneku neza tarik ezia mis semaku nay bahaki azie hazine nebie wn ghin ezi wn kemti zibelkayo waga yebilun nezen ade. Binbatey zirekbio yebilenn emo. Ghin entekibil delie ane kuxri telefonen kitsedeley yilabeweka.
@elshadaykulutekielelshaday748
@elshadaykulutekielelshaday748 2 жыл бұрын
Waww
@knowlife5349
@knowlife5349 4 жыл бұрын
Sad 😢😢😢,Adey halal alnalki
@bambino2899
@bambino2899 4 жыл бұрын
ዎ እግዚኣብሄር ኣቦና ፤ ሎምስ ያኣኽለኩም በለና
@biniboy1731
@biniboy1731 4 жыл бұрын
Jo jo abi seb enkua dihan mexaana.
@habenhabtu6214
@habenhabtu6214 Жыл бұрын
ነዚ ታሪኽ እዚ ሰሚዑ ንብዓቱ ዘየንጥብ ናይ ሰብ ፍጡር ኣይኮነን።
@freweinilove5434
@freweinilove5434 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏😢😢💔
@askalazeze3927
@askalazeze3927 4 жыл бұрын
Uffe kabdye gelbtibti eluni egzabher amlak nadye latbrhani admen tanani yahbkin🇪🇷🙏
@tesfaberhangebreyonas
@tesfaberhangebreyonas 2 жыл бұрын
Uff mergeb dea telina enber kab alem nana tray hsema tefiatlna abayki ade Eritrea😢😢😢
@user-dp2gu7ip7f
@user-dp2gu7ip7f 4 жыл бұрын
ተንብዕ ተኮኢናስ like and comment hibeka kwexi
@gideyberhane7109
@gideyberhane7109 3 жыл бұрын
Yes yes that’s true comment 😭💔
@henokasfhajl4919
@henokasfhajl4919 4 жыл бұрын
GBU Josi
@brktifkadu4045
@brktifkadu4045 3 жыл бұрын
Oh amlak josi hawey tele telewen sefelna bejaka
@aronchanel127
@aronchanel127 4 жыл бұрын
Josi Thanks you
@atakhlti
@atakhlti 4 жыл бұрын
😭😭 ተመሳሳሊ ታሪኽ ዘለወን ኣደ ኣብ ኣዲስኣበባ ገጢመናኒ ነይረን I felt the pain Brother 😓
@filmonmsgna6271
@filmonmsgna6271 4 жыл бұрын
Ertraewit ade malet dyu haw
@atakhlti
@atakhlti 4 жыл бұрын
ewe kdmi 3 amet
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
እቲ ጉዕዞ ቀጻሊ እዩ ክሳብ' ታ ናይ መወዳእታ ምዕራፍ !!!
@rgatangheso2927
@rgatangheso2927 4 жыл бұрын
እዋይ አነ ኣደይ ማዐረይ,,
@amanguse9152
@amanguse9152 4 жыл бұрын
Ewayy
@selamseltena3114
@selamseltena3114 4 жыл бұрын
We'll come wedi haszbi
@asmeretasmir630
@asmeretasmir630 4 жыл бұрын
Adaya fatrie alem mesakinie yekinie ada jaganie zalialamawie zekirie nesiweatina kebirenie mogasinie nejaganie ahiwatina
@fisseheyeande5517
@fisseheyeande5517 4 жыл бұрын
Josi hawey nezi Nay ahawatna jeganu nay adena xegemat zekrebkalna btaemi namesgneka nfelto ena bezi tark ezi zkone seb keytarater haki eu nfelto ena yehawetna eyom bkemey gerna nhagza neza bhazen ztehaseyet ade.
@yohannesdesta5829
@yohannesdesta5829 4 жыл бұрын
✊✊💝✊,Nehzbe eritrea freedom. REVOLUTION ✊ ✊. Fenkel
@Angosom-lu1nl
@Angosom-lu1nl 7 ай бұрын
Nay bahaqi hawey maarey
@natsennetnagasi9115
@natsennetnagasi9115 4 жыл бұрын
Offff btaemi kebdka zbelie tarik egziabehier dea nay idom yihabo izom c 😭😭😭😭
@tesmenase381
@tesmenase381 2 жыл бұрын
Aytbke EndYu ZebKYeni : ShaEbia Kedem Mdada Hji wun Mdada Eyom.(Xere Hzbi) .N-Snkullat Zreshenu, Mekalstom ZTelemu, HlawiOm Tehatitom AynfelTomn Eillom Alluta ZhBu. Abzey-YedLi ZeyteAweje WugE MenaEsey ZeTfEu Neti ZeyTeAweje ! WugE . EnHo Hji BAwaj Ktettt Zbllu. KabziOm Mana kreKb Zxbe Kab BEray LGEie wey Xeba TesMi MxBay Eyu. Thank you for sharing. How can I help?
@maryhabtab755
@maryhabtab755 4 жыл бұрын
God for long time we wait. 😭😭😭😭
@samuelteame7210
@samuelteame7210 4 жыл бұрын
Tenx bro
@user-uh4cr5sb8d
@user-uh4cr5sb8d 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ እንዳቦይ የሴፍ እንዳ ጠሓኒት መንደፈራ ቕውን ሓሙሽተ ደቆም ዘሰውኡ ሓንቲ ጓል ጥራይ ሑዞም ዝተረፉ ኣለዉ ናቶም እውን እንተ ተምጽኦ ጽቡቅ እዩ እምበር ሰለስተ ኣርባዕተ ዘወፈዩ እኳ ኣዝዮም ብዙሓት እዮም ዘሐዝን እዩ ረብሓ ውሑዳን ተበለጽቲ ተቀይሩ መስዋእትና
@hagoszerezgi4452
@hagoszerezgi4452 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን እዩ and ጆሲ ምስራሕ ኣብያትኒ pause ኮይኖ ኣሎ
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
Бутылка Air Up обмани мозг вкусом
01:00
Костя Павлов
Рет қаралды 1,9 МЛН
Jumping off balcony pulls her tooth! 🫣🦷
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 35 МЛН
ሶቅራጦስ፡  እቲ ንሓቂ ዝሓለፈ ፈላስፋ !
20:52