No video

Jstudio ብፋስ ተጨፍጪፉ ዝተቐትለ ኤርትራዊ ሊቕ ሓሳቢ ዮሃንስ ስብሃቱ፣

  Рет қаралды 70,789

Jstudio

Jstudio

4 жыл бұрын

@fnanapp @jstudio @RBL @redseamedia @neshneshtv #eritrea #Eritrean #Ethiopia

Пікірлер: 147
@tesfuwedieri3478
@tesfuwedieri3478 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚ ኢየ,ዘመስግነካ, ናይዚ,ጅግና ወዲ ጉራዕ ወዲ,ኣኮሎጉዛይ,ዘምጽኻዮ ።ብላሽ ጠፊኦም
@ybeltsommulue73
@ybeltsommulue73 4 жыл бұрын
ጆሲ ትዝሕለና ኣለካ ኣጆካ በርትዕ ንቅድሚት በል።
@hisamebrahtom2272
@hisamebrahtom2272 4 жыл бұрын
Eski like agarchawni Josi Jigna
@user-xu7gk3yb3x
@user-xu7gk3yb3x 4 жыл бұрын
መራሒና ጎበየ ኣይስማዕ
@user-nr7ev1ow6e
@user-nr7ev1ow6e 4 жыл бұрын
ክክክክ ስደደሉ እስኪ
@mulurezene7551
@mulurezene7551 4 жыл бұрын
Hhhhhhkkk behki
@erisistersforever5685
@erisistersforever5685 4 жыл бұрын
ጀጋኑ ክትጽውዕ እንከለካ ጅግና ትኮውን ጆሲ
@freedom320
@freedom320 4 жыл бұрын
Thank u josi for message!
@amanuelberhe9254
@amanuelberhe9254 4 жыл бұрын
ሰውራ ኤርትራ ንበላሕቲ ዘጉድም ንቕኑዓት ሃገራውያን ትሕቲ መሬት ዝሸመመ ገሃነብ ፍጡራት እዩ።
@zarameneko6485
@zarameneko6485 4 жыл бұрын
ኣጆካ ጆሲ ሓውና እዚ ኩሉ እንፈልጦ ሓቂ ዩ
@hevu915
@hevu915 4 жыл бұрын
Thank you Josi! Next nay foron sebay Gual ankere komu wn nay beal Estifanos seyoum amtsealna
@habtomkahsay6930
@habtomkahsay6930 4 жыл бұрын
thaknk you ጆሲ! ስለኹሉ ትገብሮ ዘለኻ ጻዕሪ!
@Aduliss
@Aduliss 4 жыл бұрын
ስብ እንተ ተደበየ ታሪኽ ኣይ ድበን እዩ ከሉ ን ግዜ ጥራይ
@habtemichaelande5565
@habtemichaelande5565 4 жыл бұрын
Good job josi bro keep it up blessed you
@tewedesta1852
@tewedesta1852 4 жыл бұрын
Zehzn tarik
@abrahameingadi5432
@abrahameingadi5432 4 жыл бұрын
ዋው ጆሲ. እቲ. ዝገርመኒ ኣነ. ዘይተበርበረ ታሪኽ. ጀጋኑና. ብምምጻእካ. ኣምላኽ. ጻማኻ. ክህበካ. እዬ. ማዓስ. ብዘይገድስ. እዚ. ረዚን. ታሪኽ. መስክናይ. ህዝቢ. ኤረትራ. ዘይምፍላጡ. ዘፍለጥካ.
@yordigaltigrayselammskulu2399
@yordigaltigrayselammskulu2399 4 жыл бұрын
welcome ጆሲ ❤
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
John the brain 😥
@snitlove2331
@snitlove2331 4 жыл бұрын
@@SamiSami-iw3jn Ehi ?
@beyenearaya5617
@beyenearaya5617 4 жыл бұрын
I am so deeply affected ,all the names you mention are alive within me,it is almost correct,thank you,My recollection tells me that yes YOHANES Sbehatu was called the Brain ,but Temesghen Haile was called the genious ,who believed in individual rights could bring social justice , while YOHANES Sebhatu argues public awareness & uncompressed revolution against Imperialism was his struggle.There was another genious who took eleven subjects in Matriculation & got 9As&2Bs by the name YOHANES Lijam late being poisend & left to live in street with one leg only by the government .He was suspected as chief mentor of YOHANES Sebhatu. For me Temesghen Haile was the Pope of every body including Essayas Afewerki &Afewerki Tewoldemedhin (Berokrasi)..Well done ,sorry ,all of them have gone ,only evil guys are now still operating.
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
John the brain
@temmanutesfau435
@temmanutesfau435 4 жыл бұрын
Yohannes Brain together with Wallilgn Mekonnen, is one of the greatest intellectuals that the horn of africa has known.
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
John the brain
@stefanostemolso767
@stefanostemolso767 4 жыл бұрын
Stefanos Temolso ዮሃንስ እቲ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ከሎ ብረይን እናተባህለ ዝጽዋዕ ዝነበረ ኣባል ምንቅስቓስ 73 እዩ ነይሩ። ምስቲ ዝነበረ ጨቋኒ ባህሪ ህሓሓኤ እቲ ምንቅስቓስ ውዒሉ ሓዲሩ ምተላዕለ ነይሩ፡ ብሓደ ኣጋጣሚ ግን ካብቲ ዝግብኦ ግዜ ቅልጥፍ ኢሉ ተፈጢሩ። ቀዳማይን ካልኣይን ወገን ክሓብሩ እዮም ምስ ተባህለ ገለ ኣባላት፡ "እሞ ከምኡ እንተኾይኑ ኣብ መንጎ ኣባላት መሪሕነት ዘሎ ዘይምርድዳእ ክፍታሕ ኣለዎ" ኢሎም። ምኽንያቱ ኣስመሮም ገረዝግሄርን ተወልደ እዮብን ምስ ሰለሙን ወልደማርያም ባእሲ ነይሩዎም። ሽዑ ንኢሰያስ ከምኡ ምስ በሉዎ ሕራይ ኣረዳድኡዎም ኢሉ። ኣብቲ ንኸረዳድኡዎም ዝተመዘኡ ሰባት ግን ቅኑዕ ኣረዳድኣ ኣይነበረን። ክትዕ ኮይኑ ነዊሕ ምስ ተዛረቡ ሙሴ ተስፋሚካኤል "ኣብዚ ውድብ ደሞክራሲ የሎን፡ እቲ ውድብ መንዲል ናይ ውልቀሰባት ኮይኑ ኣሎ፡" ኢሉ። ሽዑ ሰጋይ ቀሺ ብሰደፍ ጠበንጃ ሃሪሙ ሃስዩዎ። በዚ ዝተላዕለ ነገር ተባሪዑ። ኢሰያስ ድማ ኣብዚ ውድም ጕድለታት ኣሎ እንተኾይኑ ነቲ ጕዳይ ትምርምር ኮሚቴ ዝውጽኡ ተባሂሉ። እታ ዝተመዘዘት ኮሚቴ ድማ ኣብ 13 ነጥብታት ዝተጠርነፈ ጽሑፍ ኣቕሪባ። ኣብዚ ዝጥቀስ ዘሎ እዋን ነቲ ምንቅስቓስ በዓል ወዲሰለሙን፡ ብርሃነ ገረዝግሄር፡ ስብሓት ኤፍረምን ካልኦትን ድሮ ተሳቲፎሞ ኣለዉ። ድሩዕ ኣብ ሰምበል ተኣሲሩ ስለ ዝነበረ ኣብ ምንቅስቓስ 73 ብሕማቕ ይኹን ብጽቡቕ ኣይተሳተፈን። እንተ ዝነብር ምናልባሽ እቲ ውጽኢት ካልእ ምኾነ ነይሩ ዝብል ግምት ኣሎኒ። ምኽንያቱ ምስ ሙሴ ጥቡቕ ርክብ ክነብሮ ከሎ፡ ሙሴ ኣዝዩ ተባዕ፡ ግን ቍሩብ ዝህወኽን ሜላ ይጐድሎን ነይሩ። ብዝኾነ፡ ነገር ተባሊሑ ኵሉ ሰብ ኣንጻር ኢሰያስ ምስ ቀንዐ ሓደ ተንኰል ብምምሃዝ፡ "እዚ ምንቅስቓስ ኣዕናዊ እዩ፡ ናይ ደቂ ኣከለጉዛይ ምንቅስቓስ እዩ" ብምባል ንበዓል ስብሓት፡ ወዲሰለሙን፡ ብርሃነ ገረዝግሄርን ካልኦትን ካብቲ ምቅንስቓስ ከም ዝስሕቡ ገይሩዎም። ብኡ ንብኡ ድማ ንኣባላት ምንስቓስ 73 ብገበን ክኸሶም ጀሚሩ። ንመሪሕነት ክግልብጡ ደልዮም ብዝብል ክሲ ድማ ከም ቅጽበት ከም ዝእሰሩ ገይሩ። ሽዑ ገለ ደገፍቶም ካብ ማእሰርቲ ከውጽኡዎም ካብ ድፋዕ ናብ ደጀን መጺኦም። ኢሰያስ ይከታተሎም ስለ ዝነበረ ድማ ኣኽቢቡ ሒዙዎም። ብከምዚ፡ እቶም ቀንዲ መራሕቲ ናይቲ ምንቅስቓስ ንበዓል ደሃብን ወርቁን ደሚርካ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዮም። ሽዑ ክቕተሉ ኢሉ ዝሓስብ ሰብ ኣይነበረን። ኣብዚ ግዜ'ዚ በዓል ወልደንኪኤል ሃይለ ኣብ ከበሳ ጸኒሖም ተጸዊዖም ስለ ዝመጽኡ ኢሰያስ ንወዲሃይለ ክምርምሮም ኣዚዙዎ። ወዲሃይለ ግን "እዚ ጕዳይዚ ኣብ ማእሰርት ገለን ዘብጽሕ ኣይኮነን፡ ካብ ወተሃደራዊ መቕጻዕቲ ክሓልፍ የብሉን፡" ኢሉዎ። ንዑኡ ቀዪሩ ድማ እንተ ዘይረሲዐዮ ንሃይለ ጀብሃ መዚዙዎ። ኣብ ማእሰርቲ ክሳዕ 76 ምስ ጸንሑ ድማ ኣብ መወዳእታ 1976 ኮሚቴ ወጺኣ ውሳኔ ከም ዝሃበቶም ብወግዒ ተገሊጹ። ሓደ ክፍለጥ ዘለዎ፡ ኣድሓኖምን ወዲፈንቅልን ኣንጻር መንካዕ'ዮም ነይሮም። በዓል ወዲፍላንሳን ወዲሃይለን ድማ ተደናገጽቲ ናይቲ ምንቅስቓስ ነይሮም... ይቕጽል።
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e 4 жыл бұрын
ምስ ዝበዝሕ ጽሑፍካ እካ እንተተሰማማዕኩ፡ ኣብታ ናይ ሙስየ ግን *ሜላ ዝጎደሎ* ምንባሩን ምባልካ ቕንዕቲ ኣይረኸብክዋን ፡ካብቶም ኣብኡ ብኣካል ዝነበሩ ቓል-መሕተቶም ካብ ዝሰማዕክዎ፡ ሙስየ ተባዕ ጥራይ ዘይኮነ ኣዝዩ በሊሕን ንሰብ ብዘረብኡ ናይ ምምዛን ልዑል ብቕዓት ዝነበሮ ሰብ ኢዩ ፡ ናይ ዘረባ ክእለቱ ዉን ኣዚዩ መሳጥን ተዋዛያይን ምንባሩን ኢዮም ዝዉስኹ፡ምስ የዉሃንስ ጥቡቅ ቅርበት ከምዝመስረተን ኣብ ብዙሓት ጉዳያት ናይ ሓቢርካ ነገራት ናይ ምእላይ ዉሽጣዊ ሕብረት ነይርዎም ኢዩ ቐዲምዎም ደኣ ኢዚ ኣረሚን ድያብሎስ፡ንሙስየ ሜላ ዘይኮነ ዝጎድሎ ነሩ ዋዒ ስለዝነበሮ ምስቲ ንእስነት ናይ ዘይ-ፍትሓዊ ነገራት ሪኢኻ ስቕ ናይ ምባል ተጻዋርነት ኣይነበሮን ልክዕ ኢዩ። ኩሉ ነገራት ብሰለማዉ መንገዲ ክፍታሕ ኣለዎ ዝብል ርዲኢት ኢዩ ነርዎ፡ ነዚ ኢዩ ኸኣ ኣፉ መሊኡ መጀመርታ በቲ በሊሕ ቓላቱ ነቲ ተቓላሳይ ኢድ ናይ መሪሕነት ኣብዚ ጉዳይ ተራ ከምዝነበሮ ልዕሊ ማንም ቐልጢፉ ዝተረድኦን ኣፉ መሊኡ ዝነቐፎን ተቓለስቲ ዘንቕሐን ብተዘዋዋሪ ነቶም ደቒ ገጠር መሳርሒ ይገብርዎም ምንባሮም መሪሕነት ስለዘስተብሃለን ክመስል ነታ ዝበልካያ ቓሉ ዝተዛረባ ልክዕ ቓሉ ኢያ። እታ ናይ ድሩዕ ማእሰርቲ ኣነ ዉን ከምኡ ዝብል ርዲኢት ኣለኒ ምኽንያቱ ድሩዕን፡ሙስየን ንኸይጠላለሙ ማሕላ ተኣታትዮም ነሮም ኢዮም ቅድሚ ምስላፎም፡ ነዐኦም ኮነ ኢሉ ንኸጥፍእ ኢዩ ድማ ንድሩዕ ኣብ ናይ ፈዳይን ስረሓት መዲቡ ክኣልዮ ዝፈተነ ኮነ ኢሉ ድማ ምስ ወተሃደራት ሃይለስላሰ ተመሻጢሉ ከምዝተሓዝ ዝገበረን ፡ደሓር ከም ጸሓይ በሪቑ ዝተራእየ፡ንሙስየ ኣዚዩ ኢዩ ዝፈትዎ ነሩ ኣብቲ ምስ ዳን-ኮነል ዝገበሮ ኢንተርቪው ክሳብ ክንደይ ክብሪ ከምዝነበሮ ኣብ ልዕሊኡ ኢየ ተረዲአ ብፍላይ እታ ናይ ሰለስቲኦም ዉቓጦ ናይ "ኤርትራ" ምስ ኣርኣዮን፡ ድሩዕ ዉን ኣብቲ መጀመርታ ንሙስየ ናብ ሜዳ ክኣቱ ኣይደለዮን ነቲ ኩሉ ተንኮላት ናይቲ ዉድብ ይፈልጥ ስለ ዝነበረ፡ ሙስዬ ከም ዘይጻወሮ ኣዝዩ ስለዘስግኦን ኢዩ ኣብቲ መጀመርታ ብተዘዋዋሪ ኣብ ሱዳን ኮይኑ ሰብ ከነቓቕሕ ኢዩ ኣተባቢዕዎ ናይ ምዝራብ በሊሕ ብቕዓት ስለዝነበሮ ሙስየ ግን ኣይተቀበሎን ሜዳ ኣትዩ። እታ ናይ ሃይለ ጀብሃ ዝበልካያ ግን እንተዘይተጋግየ ንሱ ኣብ ሓለዋ ሰዉራ ኢዩ መዲብዎ ነሩ ሽዑ፡ እታ ድሕሪ ወዲ ሃይለ ዝተመርጸት ጉጅለ 9ኣባላት ዝነበርዋ ኮይና ኮነ ኢልካ ብመሪሕነት ዝተዋጽአት ኮይና 5ደቒ ቐይሕ ባሕሪ እቶም 4ኸኣ ደቒ-ከበሳ ኮይኖም ክልተ ካብቶም ደቒ ከበሳ ኸኣ ደቒ ገጠር ምንባሮም ብሓጺሩ ብጀካ ታረቀን ፡ኣፍወርቒን ኩሎም ኮነ ኢልካ ደቒ ገጠር መዲብካ በቲ ናይ ኢሰያስ መንገዲ ዝኸዱ ከም ዝምረጹ ኢዩ ተገሩ፡ እቶም ክልተ ሙሁራት ከኣ ጥቡቅ ቅርበት ስለዝነበሮም ምስ በዓል ጆንን ሙስየን ምስኦም ተጨፍጪፎም ከምዝቕተሉ ተገሩ ፡ እቲ ኩሉ ድራማ ኮነ ኢልካ በቲ መንደላይ ተመን ኢሰያስ ዝስራሕ ዝነበረ ምንባሩ ተስፋይ ተምነዎ ገሊጽዎ ኢዩ፡ ነቶም ደቒ ገጠር የሕዋቶም ብቅዓቶም መዝሚዙ ኮነ ኢሉ ይጥቐመሎም ነሩ። ስለዝስ ናይ ሙስየ ትብዓት ጥራይ ዘይኮነ በሊሕ ኣእምሮ ዉን ነይርዎ ኢዩ ከም ዝሰማዕካዮ ምስ የዉሃንስ ኮይኖም ኢዮም ካብ ሊብያ ነፋሪት ጨዉዮም ሓቒ ኢዩ ።እታ ምህዋኽ ዝበልካያ ግን ኣነ ካብ ቕንዕና ዝተበገሰ ኣፍካ መሊእካ ናይ ምዝራብ ብቕዓት ነርዎ እንተትበሃል ቕንዕቲ ምኾነት ምበልኩ።
@ezanatesfaldet7641
@ezanatesfaldet7641 4 жыл бұрын
Thanks jstudyo
@user-zd7rh8jy9e
@user-zd7rh8jy9e 4 жыл бұрын
ጆሲ ጂግና ሰላም ነዓኻ ይምነ ኣምልካ ምሳካ ዩኩን
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e 4 жыл бұрын
ከም ሎሚ ኣይትሓጎስኩን ናይ ተሃንጥየ ክጽበያ ዝጸናሕኩ ታሪኽ የዉሃንስ ዝሰማዕኩ ፡ብጀኻ እታ ሓንቲ ስእሎም ናይ ገሊኦም ዉን ብምስሊ ዘይንፈልጦም ክንደይ ጀጋኑ ኢና ከሲርና ብስእሊ ኣሰኒኻ ኣቅርበልና ጆሲ። ታሪኽ ናይ በዓል ታረቐ፡ ኣፍወርቒ፡ተመስገን፡ ሙሴን ካልኦትን ክንደይ ጅግንነት ኢዮም ሰሪሖም ሽዑ ኸኣ ኣጥፊእዎም እዚ ኣረሚን ደመኛ ወደባት ኤርትራ ፡ ደም ናይዞም ንጹሃት ጀጋኑ ኢዩ ዘዕነንዮ ዘሎ ነዚ ህዝቢ። እዚ ወለዶ ሓቀኛ ታሪኹ ክፈልጦ ኣለዎ።
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 4 жыл бұрын
Kemana yelen Feday hne hzbe Eritrea God blles you Josi keyhgzeka gn itemaharkun
@solomonbahram6628
@solomonbahram6628 4 жыл бұрын
well come bro
@selamgebrehiwet308
@selamgebrehiwet308 4 жыл бұрын
Welcome josi haway
@meharitesfamriam9010
@meharitesfamriam9010 4 жыл бұрын
Welcome 🙏 josi
@metkelbahre8058
@metkelbahre8058 4 жыл бұрын
አንተ ኪኢልካ አባ ናይ ሙሴ ተ/ምካኤል ኣቅርበልና
@peacepilot2251
@peacepilot2251 4 жыл бұрын
ጆን ብረይን።
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
John the brain
@awetyosief2605
@awetyosief2605 4 жыл бұрын
John jegna we will remember you for ever!
@teweldeberhantzeggai7854
@teweldeberhantzeggai7854 4 жыл бұрын
Simply BRILLIANT!!!
@michaelyohannes8116
@michaelyohannes8116 4 жыл бұрын
ጽቡቕ ኣቀራርባ ጽሑፍ። እታ መጽሔት ግና ብቃልሲ ዘይኮነት ብ "ጥሒሻ" እያ ትፍለጥ። ምንጪ እቶም ቅድሚ ሕጂ ኢንተርቪው ዝገብር ዓበይቲ ኣኅዋት ክንሰምዕ ንኽእል።
@filiasmelashhaile3968
@filiasmelashhaile3968 4 жыл бұрын
Thanks josye
@garzaalem2301
@garzaalem2301 4 жыл бұрын
እዞም ሃለውለው እዩ ትብሉ ዘለኹም፡ ጽባሕ ናይ G15 እውን ሓሶት ሃለውልወ እዩ ክትብሉ ኢኹም።
@awetokubay7759
@awetokubay7759 4 жыл бұрын
Josi asli
@haylabyemane1502
@haylabyemane1502 4 жыл бұрын
ዓሕ ህዝበይ መጻወቲ ኮይናባ
@AaBb-gx4pw
@AaBb-gx4pw 4 жыл бұрын
💞💞💞💞💗💗💗💓💓💓✋️
@barihadhanom4527
@barihadhanom4527 4 жыл бұрын
ሰላም ኣዳለውቲ ኣባላት Jstudio እንቋዕ ብድሓን መጻኹም። ብሓቂ ክንደይ ምሁራትን ንጹሃትን ኣቦታትን ፡ኣሕዋትን ፡ደቂ ህዝቢ ቡዙሓት እንዳ ተኸስሩን ኢዮም መጽዮም።ንጻሓፊ ኣዚየ የመስግን ብርዕኻ ይሰስን ። ጆሲ ኩቡር ሓው ክኣ ዝተረፈ ዕድመኻ ይባረኽ ፡ብጣዕሚ ቡሉጽ ኣቃራርባ ኣጀኻ ፡ንኹሉ ታሪኻት ከም ዑፉን እንዳ ቀንጨፍካ ኣቕርበልና ፡ንሕና ምክትታል ኣይንሓምቕን።
@medhanieande9872
@medhanieande9872 4 жыл бұрын
Nice job bro
@amanuelamanuel9433
@amanuelamanuel9433 4 жыл бұрын
Josi hawey thanks ❤
@metkelbahre8058
@metkelbahre8058 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ አንቃዕ ብሰላም መጻካ
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
እቲ ከም ሕንቱት ( ብመሬት መሬት ዝስፋሕፍሕ ጻሃያይ ) ኣብ ኤርትራዊ ሓንጎል ተዘሪኦም ዝጸንሑ ሕማቕ ፖሮፖጋንዳ ናይዞም ማፍያታት ፡ብሓቂኛ ኤርትራዊ ፈልሲን ክንዘርኦ ኢና ንጓየ ዘለና።
@aslizere4977
@aslizere4977 4 жыл бұрын
👍👍👍
@frewoinidebesai8893
@frewoinidebesai8893 4 жыл бұрын
Welcome brother keep up ♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏
@danieltesfalem5243
@danieltesfalem5243 4 жыл бұрын
John hero we w
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓውና እንቋዕ ብሰላም መጻኻ
@moss446
@moss446 4 жыл бұрын
Your channel is very powerful why don't start live.or Satellite Jstudio.Erisat keman Genzebu seb yihb Alo emo Kea nay zkone idea zeyqbelu.
@amanmichael7352
@amanmichael7352 4 жыл бұрын
erista refuse to work with j studio i think erisat is working with hgdef
@leilayemane3439
@leilayemane3439 4 жыл бұрын
ታሪኽ ምፍላጥ አዚዩ አዚዩ ጹቡቅ አዩ, ጹቡቅ ትምህርቲ :
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 4 жыл бұрын
Josi Nberelna Ajoka
@mbrhtomtmelso258
@mbrhtomtmelso258 4 жыл бұрын
Dhan ajkm mnesey Eritran kulu kmlse eu ab Eritran hagrna 🇪🇷🇪🇷 😢😷
@Arsu10gunners
@Arsu10gunners 4 жыл бұрын
*Well Come **#Joሲ** bro*
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 4 жыл бұрын
እዋይ ኤርትራዊ ዝረክቦ ገርብ ብሐክላ ትጠፍእ ነራ ኣሊ።
@bahtagrmay1615
@bahtagrmay1615 4 жыл бұрын
♥ዮሲ
@temesghentemie5640
@temesghentemie5640 4 жыл бұрын
Josey natey
@kibreabberihu8625
@kibreabberihu8625 4 жыл бұрын
Hezlich willkommen bor
@hiwetghebreab5796
@hiwetghebreab5796 4 жыл бұрын
Welcome Josy
@user-yh1vg4kv4n
@user-yh1vg4kv4n 4 жыл бұрын
Gurae zefreyoto keyteberbere zteqebre hangol Yewhans Sbahtu
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
John the brain
@brukmark7675
@brukmark7675 4 жыл бұрын
ኤርትራ ዘፍረየቶ ኢልካ ደው በል፡ ኣይትጽበብ
@tttfff4025
@tttfff4025 3 жыл бұрын
Aaaaa eway seb entay ena nekun zelna pa way
@fthi3585
@fthi3585 4 жыл бұрын
Atum sebat bhakie isayas bhakie diyablos iyu seb Aykonen 😭😭😭😭😭😭😭😭
@Metkelhabrom4231
@Metkelhabrom4231 4 жыл бұрын
Josi Btaemi tsbuk akerarba lieli zkone source slezgeberkalu bzyada Des eluni ketslo, Krub ab kalsi znebero ejamin akaydan ente tesfho Tewesaki tsbuk mweseke mbelku , kbret yhabeley josi Arkey.
@sebeumekseb7201
@sebeumekseb7201 4 жыл бұрын
welcome josi
@majormeles4371
@majormeles4371 4 жыл бұрын
ጆሲ ቡሮ ኢቃዕ ብዳሓን መጻካ
@selamngusse8519
@selamngusse8519 4 жыл бұрын
Jesi jgna ajeka berte
@wediqeshinkidd1608
@wediqeshinkidd1608 4 жыл бұрын
Atum seb ane resey melia, ychneq aleku😌😌😌
@peacepilot2251
@peacepilot2251 4 жыл бұрын
ኣጆኻ፣ተስፋ ኣይትቑረጽ።
@gualshabiya3912
@gualshabiya3912 4 жыл бұрын
ኣጆኻ ኣባይካ ይጨነቅ
@Elrio1314
@Elrio1314 4 жыл бұрын
Mezmur smae hawey natey kezenageaka entedelika kea dewleley
@wediqeshinkidd1608
@wediqeshinkidd1608 4 жыл бұрын
Ezi gfue hzbi nhna meneseyat , ms aynebrkna kelena naxnetu entezeyerekibnayo....alem tgemtel 🏃‍♀️🏃‍♂️🏃‍♀️🏃‍♂️
@romahabtom3830
@romahabtom3830 4 жыл бұрын
Tselaaka ycheneki hawey natey metsihaf kdus anbby amlak baalu kyredaka eyu
@shishayzeru143
@shishayzeru143 4 жыл бұрын
ንክገርመካ ነዚ ምጭዋይ ነፍርቲ ጅብሃ ብናታ ብልሒ ከምዚፈጸመቶ ጌራ ትገልጾ ምኻና ኢዩ እዚ ድማ ነቲ ሓቂ ክፍለጥ ዘይምግባርና ዘሕፍር ኢዩ ንዓና ።
@mussiemoss624
@mussiemoss624 4 жыл бұрын
Hade koyna nikaleselu mengedi nifter hezbna zelwo hiwet aykonen bejakum, kindey kiletet abrerti pilot alweuna zeterkekea nefertiti zebereru naena eyom dexebayu zelwu hade kikwen kiseb hji ab media zeymexeu
@muluasfaha2
@muluasfaha2 3 жыл бұрын
ድህሪ አክቡ ኣብራሃ ድህሪ ሃይለ ወልደቲንሳአ ዲህሪ ማሃሙድ ስሪፎ ድህሪ ኣድሃኖም ገብረማርያምን ካሊኦትን ዘበት ሰላም
@tesfazghi7320
@tesfazghi7320 4 жыл бұрын
ብራቮ ጆሲ
@merryzerai9399
@merryzerai9399 4 жыл бұрын
Atum ezi shfta ezi dea entay zeygebre Gena were kale knseme ena Nay edom dea krekbwa eyom Sieol afa kefita txbeyom ala!
@binyamyemane213
@binyamyemane213 3 жыл бұрын
hegdef mendef deki shermta ufff
@user-gr1lq9mu4x
@user-gr1lq9mu4x 4 жыл бұрын
Josi fetfet eko ablekayom b felay nezom hegdef deki shermuta alewuka ka agazian zebhalu beal tesfation nay 5 mano festal melu samna zwedia
@zeritelias7137
@zeritelias7137 4 жыл бұрын
Try to make your narration simple and Understandable where normally average people can understand it. Thanks Jodi for considering my comment as constructive comment. ❤️
@SamiSami-iw3jn
@SamiSami-iw3jn 4 жыл бұрын
John the brain
@ephiti3647
@ephiti3647 4 жыл бұрын
ሃብትኣብ የቀኔልና፡ ጆስ ውን ንጽብቅ ኣቀራርባኻ ነመስግን። ግና ተመስገን ሃይለ ኤርትራዊ ጸሓፊ ናይታ ኣብቲ እዋን ብጥሕሻ እትበሃል መጽሔት ኣሰናዳእን ጻሕፍን ዝነበረ ድዩ፣
@houseofpain9184
@houseofpain9184 4 жыл бұрын
Yes
@johnkidane5066
@johnkidane5066 4 жыл бұрын
ጆሲተይ በጃኹም ናይ ጆን ብሬን ታሪኽ ሂወት ኣቀርቡልና
@furtunakiflay9272
@furtunakiflay9272 4 жыл бұрын
Bro nay stefanos temolso coment eski anbba
@asterabrahan422
@asterabrahan422 4 жыл бұрын
jone 6 sence
@milashugain6362
@milashugain6362 4 жыл бұрын
Bejemerta yemesgneka meskulom mesarihtekha etekhone gn kulu gudom tesemiuyu dehiridekum nixiom zeamen hade denkoro weydema mesarihiomzenberi Kemombelaiseb seb terayu hiji gn kulula etom abkunu mengedin nilal etidegberdema nigber heji bezi tarikho lebena nedidu emrona dema tenawixu.selezi eti abmengo moten hayoten zelo hezbena nedheno hadera nizi sebzi haghigna netfayo.
@zemuyande7072
@zemuyande7072 4 жыл бұрын
gena kale alo tarik zteabte jstudio ktfhro aya josiy abtreg
@samisasinos6679
@samisasinos6679 4 жыл бұрын
ሙቁር እንካዕ ዳሓን መጻካ
@danielshumbay5594
@danielshumbay5594 4 жыл бұрын
Eti zhameke kab hzbi Alem Eri eyu. Hade seb nlieli frki Zemen Eri ketfie sk elom zrieyu nsatom eyom tselaetna. Bflay Gugle 15 mknytatu Esayas haradi mkanu endafeletu sk mbalom niatatom ykun n Adna waga yekflena alo😭
@jossikesete8927
@jossikesete8927 4 жыл бұрын
Tezaribka zeywdae nay enda mendef
@nighistiz7218
@nighistiz7218 4 жыл бұрын
እዞም፡ጀጋኑ፡ክተጥፍእ፡ ኣሻሓት፡ወርቂ፡ሂብካ፡ዝየርከቡ፡ኣሕዋት፡ኣጥፍእና፡ዓገብ፡ክሳብ፡ሎሚ፡በዞም፡ኣዛብእ፡ክንደይ፡ጀጋኑ፡ሓቂቆም። ብሓቂ፡የሕዝን፡ውጹዕ፡ህዝቢ፡ኤርትራን፡ውሉዱን ተወዳእ፡ይበሎ፡መን፡ጸላእትናን፡ቀተልትና፡ካብ፡ፈለጥና፡ካብ፡ኤርትራያ፡ንዮው፡ንበሎም፡ነጻነት፡ሓርነት፡ክነግስ፡ንበላዕትን፡ንመዝመትን፡ካብ፡ሃገርና፡ንጉሓፎም። ሰማእታትና፡ወትሩ፡ኣብ፡ልብና፡ንሕናውን፡እቲ፡ጅግንነትኩም፡ክነበርኮ፡ኢና!!"
@thomasmichael7796
@thomasmichael7796 4 жыл бұрын
ታሪኽ ኤርትራ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን መቸም : እከይን ቕንጸላ ንህዝባዊ ግንባር ቀንዲ ስርሖም እዩ ኔሩ: ሕጂኽኣ ህግደፍ ተወዲቦም ንህዚቢ ኤርትራ የጽንትዋ ኣለዎ::
@milashugain6362
@milashugain6362 4 жыл бұрын
Ezi seb ezi jeganuna beliu metkelbi kemotu zegebere mehratna ab godagudi zehqeqe dereftina besemen befasaten zeqetele meniseyatna ab sahran baheren atfiena hagerna abadimu cona zqeyere besenkizi etay zeytgebre Sunkulatna ab measkerat kelmenu zegebere anisti sewatna fekedu fah zebele dekisewat dema ab bahri beasa deblei kotas etay emo zey gebere selezi bejakhum nilaal emo netfayo.
@africamymom5163
@africamymom5163 4 жыл бұрын
Ane entay koynom tigrinya zey eqawomu isias yebel nere. Gen qedamay atfewo ne tigrinya. Etom aslam teray eyu zeqawomu ab bayta heje gen kulu edey edna nebel isias kenetfe
@harnetfthi9891
@harnetfthi9891 4 жыл бұрын
ክሳብ ሎሚ ካብ መርዛም ሓለንጊ እሳያስ ዘይ ምውጸና አዩ ዝገርመኒ.
@user-nt7ey7fd5e
@user-nt7ey7fd5e 4 жыл бұрын
ኣብ ነንሕድሕድና ኣብ ምዉንጃልን የሕዋትና ባዕልና ኣእሊፍና ኣብ ምሃብን ኢና ነሕልፎ ግዜና ንሱ ኸኣ ይጥቐመልና፡ ከምዚ ናይ ሕጂ ደገፍትን ,ተቓወምትን፡ ቀደም ከኣ ሙሁራትን, ደቂ ገጠርን።
@muluasfaha2
@muluasfaha2 3 жыл бұрын
ተኣወት ጆሲ ዛንታ ደኪ ኣከልጉዛይ ስለ ተዘንቱ ቤተአሚ አካ ሃከይና አሪትራ ዚያዳ ኒደኪ ኣከለጉዛይ ቲቢጺሆም ሚኪኒያቱ ህ ግ ባአሎም መስሪቶሞ ዚያዳ መስዋአቲ ዚከፈሉ ኣንጻር ኣንዲነት ተተው ዚበሉ ሙሁራት ካብ ኩሉ አሪትራ ዶግቶር ዲግሪ ፕሮፈሰር ወዘተ ኩሎም ደኪ ኣከለጉዛይ አዮም ኒታር ካብ ተጋደልቲ ህ ግ ኣይ ነበሩን ማለት ኣይ ኮነን አዛ ሃገር ዚያዳ ኒኪትህሉ ዘበርከተ ህዝቢ ኣከለጉዛይ አዮም አዞም ደኪ ደንብያ ጊን አቲ ዚለኣለ ሙሁር ናይ ሃማሰን አስያስን ሰብሃትን ዉቹን ፊሊፖስን 12 ኪፍሊ ትራይ አዩኦም 3ይ ኪፍሊ ካኣ ዉቹ አዩ ገና ኒመን ከም ቲብጽሆ አሪትራ ካኣ ኪንሬዮ አና ጊላታት ህ ግ ድ ፍ ኣንዱሩ ትራይ
@akberethagos8363
@akberethagos8363 4 жыл бұрын
እዞም ነዚ ታሪኽ ከም ህውተታ ትቆጽርዎ ዘሎኹም ፈሊጥናኩም ኢና ደገፍቲ ህግደፍን ካብቶም ደናቁር ምኻንኩምን እንታይ ክትገብሩ ንሳ ኮይና ዓቅምኹም። ዝኾነ ንኢሰያስ ዝምልከት እንድሕር ሰሚዕኩም ከየስተዋዕልኩም አንጻር ትጽሕፉ መሳኪን ብደውኩም ዝመትኩም ኢሰያስ ከማን ሎምስ ጸሊኡኩም አብዑር።
@rezenehabtegerish8294
@rezenehabtegerish8294 4 жыл бұрын
Jone the brain: I remember that????
@dujeasmara3519
@dujeasmara3519 3 жыл бұрын
Iekbax
@jacibini2691
@jacibini2691 4 жыл бұрын
Seme eriterwi abezi guday yewhanse G15 zebhalu esurat ede keme zenbrom astebhlu dengaxe zedlyome aykonen edom eya netome zetrfu kea gezome yexebu
@habeshaview930
@habeshaview930 4 жыл бұрын
Zahazin eyu.
@mhreteabmhrea6409
@mhreteabmhrea6409 4 жыл бұрын
ata turuf zimesasel hasot ke zeytmhz kemu gerka zekitl kibritat yeblnan nhna.seb ab esrbet kimewt ukiel wey kalie.
@Kabmaatsewreni
@Kabmaatsewreni 4 жыл бұрын
Issyas edika aytisan entay gedifkalna abadimkana endika at seytan
@arbilotumbhaibhakiarmilbil7941
@arbilotumbhaibhakiarmilbil7941 4 жыл бұрын
Agoka keslo gesi nay azi resah srat komal eseyas buzuh yu
@YONAS.REALTOR
@YONAS.REALTOR 4 жыл бұрын
Welcome josi Njosi zfeti abzi keyteweke tenkes keybil kzbin.info/www/bejne/fZWwqqaGrpl1nKc
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 4 жыл бұрын
እዚ ኮኑ ዕጫና ን60 ዓመት ጸኒትና ይቅጽል ኣሎ ይኣክለና /ባ።
@lavetmedia1784
@lavetmedia1784 4 жыл бұрын
Will came josi hawey Abza natey subscriber bmgbar zewer belu yehwatey kzbin.info/www/bejne/Y3O4p5ajrbuVqZY
@DawitShow123
@DawitShow123 4 жыл бұрын
Lave Media ጌርልካ ኣለኩ ኣብዛ ናተይ ካኣ ግበር #ሳብስክራይብ m.kzbin.info/www/bejne/ip-kqqOHdpxlrJI
@arayaha8823
@arayaha8823 4 жыл бұрын
እዚ ደራፋይ ሳሆ መን ኢዩ
@weredelugano1015
@weredelugano1015 4 жыл бұрын
Bzuh giega tizareb konka
@muluasfaha2
@muluasfaha2 3 жыл бұрын
አዞም ባንዳታት አስያስ ካኣ የማነ ችርሊ ዶክቶር ኣረፋይነ ሃጎስ ኪሳ ኦስማን ሳሊሂን ዶክቶር ኣማረ ወዲድ ካሳ ሲሞን ተጸበዩ ትራይ
@Iloveyou-db8en
@Iloveyou-db8en 4 жыл бұрын
ሰብ ዲካ ኣኮሎግዛይ ልሳን ጭፍራ ወያነ
@waterfull2907
@waterfull2907 3 жыл бұрын
AmEnzira dembia
@Iloveyou-db8en
@Iloveyou-db8en 3 жыл бұрын
@@waterfull2907 kkk akologzay gohaf
@mimmikiros1144
@mimmikiros1144 4 жыл бұрын
Way ata amlak efff
Harley Quinn's plan for revenge!!!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 31 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 27 МЛН
The Joker saves Harley Quinn from drowning!#joker  #shorts
00:34
Untitled Joker
Рет қаралды 58 МЛН
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 38 МЛН
كيف تنجح العلاقات مع ياسر الحزيمي | بودكاست فنجان
3:03:09
Harley Quinn's plan for revenge!!!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 31 МЛН