Рет қаралды 92,540
#Jstudio #Eritrea #Eritrean #Senafe #asmara #fnanadal ዳሕራዩ ይብእስ ከም ዝተባህለ፣ ብጭካነን ግፍዕን ዝመልኦ ኣገባብ ተኾብኪባ ብኣባትር እንዳተደሰቀት ገና ትንፋሳ ዘይሓለፈ ህጻን ጓል 8 ዓመት ዮዲት ጓላ ምስ ስቓያ መዓናጡኣ ንፋስ ወቂዑ ክሳብ ዘንቅጾ ጠልጠል ኢሉ ኮሎ ሓቂፋ ብመሪር ኣውያትን ብኽያትን ብብረትን ወተሃደራትን ተኾብኪባ ናብ ገዛውቲ ምዕሬታ ተመልሰት።