#Jstudio

  Рет қаралды 276,384

Jstudio

Jstudio

Күн бұрын

#Jstudio #Eritrea #Eritrean #yosief #jstudioyosief #drismehamedali #tigre #idris ኣብ ድሕሪ አታ ላንድክረዘር 4 ብኣጠምራ ሰራው ዝተጨበጡ ብገምድ ክሳዶምን ብርኮምን ዝተላገቡ ደቂ ኣዳም ብፌሮ ተመቂሖም፣ ብፍርሒ ኣብራኾም እንዳንቀጥቀጠ፣ የዕንቶም ኣብቲ ጸላም ክነጥራ ክሳብ ዝደልያ እናፈጠጠ ብፍስሓጽዮን ተሓጊዞም ወጹ፡፡ ፍስሃጽዮን ንኹሎም ፈቲሑ ደው ኣበሎም፡፡ እቶም እሱራት ካብ መኪና ወሪዶም ኩሎም ደው ድሕሪ ምባሎም ወዲ በየነ ንነፍሰ ወከፎም ማስኬራ ሸፈኖም፡፡ ናብቲ ዝተሃገረ ዝተባላሸወ መድሃኒትን ወረቃቅትን ክቃጸለሉ ዝተባህለ ቦታ ቀረቡ።

Пікірлер: 867
@iwillnevergiveup.3838
@iwillnevergiveup.3838 5 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ን ጆሲ ዝፈትዎ like ረጊጹ ይሕለፍ ካብ Eri Tv ዘይረከብናዮ ታሪክ ጀጋኑና ካብካ ረኪብናዮ ኢና ኢሞ ጆሲ ሓወይ ኤግዚኣብሄር ይባርኽካ ላይክ ሳብስክራይብ ሸር ንግበረሉ የሕዋት ነዚ ጅግና።
@likeliketray6553
@likeliketray6553 5 жыл бұрын
Zifetwa channel ever. Jossi hawey haderaka kexilo please. Plus hanti hito Alatini, Mesfin Hagos: Adhanom: plus kea Ambassador Haile Menkoryos, G 15 kelewu kemey gerom wexyom??? I hope hade mealti mis medebka serieka ketemxalna Jossi bro.
@nichtsvergeben5015
@nichtsvergeben5015 5 жыл бұрын
keep it up 👌👍
@rahelasefaha9077
@rahelasefaha9077 5 жыл бұрын
Kemaka si ynezahe hawena ጆሲ
@arkanshalom7740
@arkanshalom7740 5 жыл бұрын
ናይ ሬድዮ ድራማ! ንሰማዕቲ ምምራኽ እዩ ኣምሲልዎ! ደቀቕቲ ሃዋህው ብጀካ እድሪስ ማሓመድ ዓሊ ክገልጾ ዝክእል ሃዋህው ካበይ ኣምጺእዎ ይገርመኒ!!! እቲ ድምጺ ምቅያር ከ ንምንታይ ኣድለየ ሓቀኛ ታሪኽ ዶ ኣይኮነን? ሰዓቢ ንምርካብ ዝግበር ብልሒ ንትሕዝቶ ታሪኽ ኣፍኪስዎ ኣሎ።
@rahelasefaha9077
@rahelasefaha9077 5 жыл бұрын
Pano Panda nesu yehayesh kab tv 📺 ere
@ib-md5017
@ib-md5017 5 жыл бұрын
شكرا شكرا يوسى تاريخ ادريس محمد علي 😪😪😪 Thanks my dear brother jous I'm proud of you I live Idirs Mohammed Ali 🥰 Yamani Baraya &Abraham
@berheeyob6456
@berheeyob6456 5 жыл бұрын
ኩቡር ሓውና ጽቡቕ ታሪኽ እንዲኻ ትነግረና ዘለኻ ብዛዕባ ናይ ዚ ጅግና ጭውያ መታን አቶም ትግሪኛ ዘይፈልጡ ቢሄረ ትግረ መታን ክፈልጡ ብትግረ ዝፈልጡ ኣቶርጊምካ ናብቲ በረኻታት ሳሕል ብ ሬድዮ ዘርግሓያ ሞ ኩሎም ክፈልጡ ነዚ ዲክታተር ን ምጥፋእ ክሕግዘና ዩ
@thegunners4ever755
@thegunners4ever755 5 жыл бұрын
Berhe Eyob ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ሓሳብ'ዩ
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
Berhe Eyob ጹቡቅ ሓሳብ ኢዩ ነዚ ታሪኽ ዘይፍልጥ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ቡዙሕ ኢዩ ክምዚ ዝበልካዮ ብ ራድዮ ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ክማሓላለፍ ኣለዎ ብ ትግረ ተዘርጊሓ ኣላ ኣብዚ kzbin.info/www/bejne/Y561d62IaZ6Hq9k 👈🏽
@መጨረሻይኣጸብቀለይ
@መጨረሻይኣጸብቀለይ 4 жыл бұрын
ትኽክል ጽቡቅ ሓሳብ ኢዩ ብናይ ነፍሰወከፍ ቢሄር ቓንቓ ክፍኖ ኣለዎ
@holbrook-ul9cf
@holbrook-ul9cf 5 жыл бұрын
ዓቢ ጸላኢ ህግደፍ ኣቀሚጥና ኣብ ዘይጠቅም ናይ ኣውራጃነትን ሃይማኖትን ጸቢብ ሓሳባት ዕንክሊል ክንብል ኮሎናስ ማራ የሕዝነካ ኣንቱም፡ስባት ጸላኢኩም ኢሰያስን ኣጫፈርቱን እምበር ካልእ ጸላኢ የብልናን ኩላትና ደቂ ሃገር ክንሓብር ኣሎና ምፍልላይ መፍቶ ህግደፍን መናውሒ ዕድሚኡን እዩ
@alekaleko711
@alekaleko711 4 жыл бұрын
holbrook 195209 የግረም አዩ መኣስ ሓንቲ ምዓለቲ ኩሉ ተርዲኡዋ ኩሉ ገዲፉ ዘስምርላ ምዓልቲ የረአያና አዚ ኣምላክ
@merihwuldey6468
@merihwuldey6468 5 жыл бұрын
ኣብርሃም ናይ ትግርኛ ኮኾብ እንተኢልና ኢድሪስ (መርዓዊ) ናይ ትግሬ ኮኾብ ኢዩ። ኤርትራና ዝኸሰርቶም ብሉጻት ኮዋኹብቲ ኢዮም። ኩሎም ብብሓደ ከሲርናዮም ። ዝሕዝን ፍጻመ ።
@sofiaidris1360
@sofiaidris1360 5 жыл бұрын
BRAVO 👏👌👍💯🙏
@jaberaedris3825
@jaberaedris3825 5 жыл бұрын
Bihaki welahi
@alekaleko711
@alekaleko711 4 жыл бұрын
የግረም አዩ ኣብ ወሸጢ 10 ዓመት ዘይመለአ ግዛ አዋይ ናይ ሕጂ ዎሎዶ ከንሓምቅ
@edenteklu278
@edenteklu278 4 жыл бұрын
Exactly xbuk aleka wedi sheik wn ab gonu
@awetyosief2605
@awetyosief2605 5 жыл бұрын
ህዝበይ ኣንታ ፈሪሃ ኣምላኽ ዘለዎ ለዋህ ህዝቢ ክወግሓልካ እዩ ኣጆኻ ወትሩ ኣብ፡ልብና ኣሎኻ መሓመድ ዓሊ Thanks josi bless you! you are best!
@fishalehadera56
@fishalehadera56 5 жыл бұрын
Jossi ንዘይፈለጥና ንምፍላጥ እትደኽሞ ዘለኻ ኣዝዩ ብሉጽ ስራሕ እዩ "ሞ ዕድሜኻ የንውሓዮ ንጀጋኑ ኣቦታትናን ኣያታትናን ከኣ መንግስተ ሰማይ የውርሶም ልዑል ፈጣሪ። ንስኻ ከኣ ኣጆኻ ዕጽፍን ድርብን በርትዕ ጅግና።
@petirock7280
@petirock7280 5 жыл бұрын
ኤህ ስርዓት ህግደፍ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ😢😢
@dawithaileselassie4338
@dawithaileselassie4338 5 жыл бұрын
ኡኡፍፍፍፍ ፡ ዘሕዝን ፡ እግዚኣብሄር ምሕረት ግበረላ ፡ ንሃገርና ፡ ንህዝብና!!!!!
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 5 жыл бұрын
እውይ እዛ ሃገር እዚኣ ሒዛቶ ዘላ ናይ ገሃነብ ታሪኽ እባ ኣይውዳእን እዩ ብሓቂ በላዕቲ ሰብ። በላዕቲ ኣሕዋቶም ነዚ ፈጺምኩም ሲ ኣብ ልዕሊ መሬት ጠጠው ኢልኩም ትኸዱ ኢለኹም በሉ እግዚኣቢሃር ዕጫኹም ዕጫ ናይዞም ንጹሃት ኣሕዋትና ትኹን ንዓኣቶም ግን እግዚኣቢሔር ኣብ ገነቱ የንብሬም። ክብርን ዝኽርን ድማ ንዓኣቶም ይኹን። እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ካብዞም ጉጅለ ጥፍኣት ገላግላ እዛ ሃገር
@Samuel-oc3jx
@Samuel-oc3jx 5 жыл бұрын
Ygerm eyu
@unicon6019
@unicon6019 5 жыл бұрын
@lete G/kiristos ኣብ ኤርትራ ዘይተዘርበ እንበር ዘይተገብረ ኣርሜናዊ ፍጻመ የለን ....
@danaytgual4739
@danaytgual4739 5 жыл бұрын
ኡፉፉፉፉ ኣታ በዞም ኣሕዋቶምን መጋድልቶምን ኽንድዚ ኹሉ ጭካነ ዓኽ 😢😢😢😢😢 ልመወቲ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም 😢
@eritreanlovetv9794
@eritreanlovetv9794 5 жыл бұрын
Welcome Josi Hawey! ብጣዕሚ ኢካ ትሕጉሰና ነለካ።
@kidanetsegu4866
@kidanetsegu4866 5 жыл бұрын
እዋይይይ እንዳበልና ዶ ጸኒትና ክቡር ሓው እዚ ዛንታ ዚ ቀሊል ስለ ዘይኮነ ኩሉ ሰብ ኣብ ዝጥቀመሉ ሚድያ ተትዝርግሖ መሓሸ ይብል የቀንየልና ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ።
@slum6
@slum6 3 жыл бұрын
እዋይ ከምዚ ኸ ኣሎ ድዩ፡፡ ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና እምበር እዝሲ ኣይግድን ክሳብ መዓስዩ ግን እዚ። እዝስ ዘይፈለጥናዮ መርገም ደኣ እንተ ሃልዩ እምበር ስቕ ኢልካዩ፡፡
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 5 жыл бұрын
ከምናይዚ ኮኾብ ድምጻዊ ዘሕዝን ታሪኽ ኣይጎነፈንን ኣዝየ እየ ዝሓዝን ግን ንኹሉ ግዜ ስለ ዘለዎ ምስ ጨወይቱ ፊትንፊት ንተሓተተሉ ግዜ ይቐርብ ኣሎ ኣብ ዝኾነ ጫፍ ዓለም እንተኸዱ ውን ኣይንርሰዖን ኢና!!ክንተሓታተት ኢና !!!ኣጆኹም ኤርትራውያን !!
@Never_give_up.Never_.
@Never_give_up.Never_. 5 жыл бұрын
great job josi፥ ግን ካብ ስነ ሓሳብ ኣግኣዝያን ጠቅሊልካ ውጻእ ዝሓወይ፥ ኣብ ባይታ ዘሎ ሓቂ ጥራይ ግለጽ።
@Dawitchelsea
@Dawitchelsea 5 жыл бұрын
*ናይ ኣብራሃም ኣፈወርቂ ኣማዉታ ከኣ ክሳብ ሕጂ ንጹር ኣይኮነን ዘሎ ዝኾነ ኣፍልጦ እንተለካ እስከ ገለ በለና።*
@ኣቢስደተኛ
@ኣቢስደተኛ 5 жыл бұрын
ya kesab hji amawtu aynxerlnan gele tezblnas xebuk neru agdasit ntbi eya so thanks bro.
@ኣቢስደተኛ
@ኣቢስደተኛ 5 жыл бұрын
kenday xebuk neru nay abrham afwerki tezqrblnas
@funnyerilove6834
@funnyerilove6834 5 жыл бұрын
Dawit Chelsea ab Rahena Intertanment aleka Abu simiayo msiu zinebere Seb kabi ziwexe interview aleka
@efi889
@efi889 5 жыл бұрын
መግለጺ ሲኢነልካ ጀሲ ሓወይ ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ኤርትራ ሃገርና ክሓልፈላ
@misganakahsay6830
@misganakahsay6830 4 жыл бұрын
ጆሲ ሓውና ጽቡቅ ታሪኽ ዘይንፈልጦ ኣፍሊጥካና ። እቶም ታሪኾምስ ዛንትኦምን ዝንገረሎም ዘለው ሰባት ግን ስእልታቶም እንተትገብረልና ዝያዳ ምመቀረ። thanks more good job josiii
@isaacamanuel922
@isaacamanuel922 5 жыл бұрын
ጆኦሲ ሓወይ ብጣዕሚ እየ ዘመስገነካ, እዞም ኩሎም እተቕርቦም ዘለካ ጀጋኑ ኤርትራ ብስሞም ክብርን ምስጋና ንዓካ ይኩን ክንደይ መንእሰይ ኢካ ትምህር ዘለካ .keep going 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🕌⛪️🕌⛪️🕌⛪️ .
@medhinkeshi1019
@medhinkeshi1019 5 жыл бұрын
ኦ ጎይታይ ካብ ኢዚ ማዓት ኣድሕነና ኦ እመቤተ ብኣማልደትኪ ርድእና ነቶም ዝመቱ ናብ መንግስተ ሰማይ መርሒኪ ኣእትዊዮም እግዛኣቢሄር ነብሶም ኣምሃር ነቶም ኣብ ስቃይ ዘለዉ ኣሕዋትና እግዛብሄር ካብ ስቃይ የውጻእዮም
@robelyemaneab7574
@robelyemaneab7574 5 жыл бұрын
ኡይ ኡኡኡኡይ በሉ ዓድና ወይ ኣፍሪቃ ደቀይ ንኣፍሪቃ ገጾም ተወዝ ከየብሎም ቃል ይኣቱ ኤርትራ ንበዓል እድሪስ መሓመድ ዓሊ ዘይጠቀመት ዶ ንደቀይ ጠቂማ ትሩፍ ድሕሪ ደጊም ፐው::
@samuelberhe7012
@samuelberhe7012 5 жыл бұрын
The agony the kids have to endure... just heartbreaking . Please God help the Eritrean people.
@romatela7057
@romatela7057 5 жыл бұрын
Ygermeni alo yesdemmeni. Just keep it guys i am so proud of you thanks
@mentakeremla7626
@mentakeremla7626 4 жыл бұрын
ብሓቂ ዘሕዝን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ደቅካ እቶም ምእንታካ ኣብ ንኡስ ዕድሚኦም ከርተት ኢሎም ናጽነት ዘምጹኡ ደቅካ ኣብ ቅድሚ ዓይንካ ክምንጠሉ ሱቕ ኢለካ ምርኣይካ ብሓቂ ዘሕዝን ኢዩ ።
@lomientertainment-6791
@lomientertainment-6791 5 жыл бұрын
"ብዓትና ሓሊብካዮ በቃ " ስቅ ኢልካ ብኸ ብከ ይመጻካ ፡ ኣርካናትና ባ ተተመዝሒቆም ከም ዳይኖሶርባ ሃሉቅኩም፡ ብርዕኻ ትሰስን ፡ ጹቡቅ ኣቅርራርባ ጆሲ ሓወይ !!!!
@hagerchannel2203
@hagerchannel2203 5 жыл бұрын
ደገፍቲ ሕግደፍ እዚ ኹሉ ደም ንጹሓት ኤርትራውያን ኣብ ልዕሌኹም ኣሎ.
@andatdtapostolicfathers5979
@andatdtapostolicfathers5979 5 жыл бұрын
ኣሕ ኣምላከ እስራኤል ምሕረትካ ንሃገርናን ህዝብናን ኣውርድ።
@regataraya8227
@regataraya8227 5 жыл бұрын
Thank you.....every story hurts me so bad my ❤ hurts...so sorry Eritrean people.😭
@tekleyohanes8798
@tekleyohanes8798 5 жыл бұрын
Jossi thanks as always You are well gifted by everything. Your sound is like the sound of KANARI BIRD. You are the best jossi
@bemifnn9770
@bemifnn9770 5 жыл бұрын
ጆሰይ ጅግና ኣብነታዊ መንአሰይ አካ ኣጆካ ቀጽሎ አዝጋብሄር ጸጉ የብዝሓልካ
@selamtewelde7147
@selamtewelde7147 5 жыл бұрын
ብታእሚ ከብድካ ዝበልእ ዛንታ ጆሲ ሃወይ እግዚአብሄር ኣምላክ እድመን ትናን ይሃብካ ከሙ ገርካ ደኣ ኣዘንትወልና እምበር በዓል ደም ሰብ መግቦም ደኣ እንታይ ከ ዘይገብሩ ጽባሕ ንጉሆ ኣብታ መጻኢት ኤርትራ የራክበና
@yasminlove5351
@yasminlove5351 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብጠዓሚ ጅግና ኢካ ነዚ ታሪክ ምዝታዉካ ኣንታይ እሞ ክብለካ አየ ናይዚኦም ዝተኣሰሩ ኣቦታትናን ኣሓዋትናን ክሰመዕ ከለኩ ብጠሚ እየ ዝሰከሕ ነብሰይ ከም ገለ እዩ ዝገብረኒ 😭😭😭 ኣንታይ እሞ ክንብል ጆሲ ሓወይ ኩላትና ኣብ ሓገርና ከለና እዝኒ ዋና ጋና ኮይናትና ሓሊፋ ሕጂ ግን ተገሂዶልና። ብተዓሚ አየ ዘመኣግነካ ነዓካ ግን
@amanmoss5812
@amanmoss5812 5 жыл бұрын
ንኣቅራቢን ኣንባብን ዓቢ ሞራል።ዝንኣድ ስራሕ፣subscribe.share.like..comment..ሃቡለይ።
@Lovt143
@Lovt143 5 жыл бұрын
እድሪስ መሓመድ ዓሊ እቲ ኮኾብ ትግረ እግዛብሄር ኣብ ዘለኻዮ ምሳኻ ይኹን
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 жыл бұрын
Filmon eyob, Meytu eyu, 2016 Edris m/dali
@bornrebel7657
@bornrebel7657 5 жыл бұрын
ዝከበርካ ኣዳላዊ እዚ መደብ jossi እዚ ታሪኮም፡ ክጻሃፍ ኣለዎ። ኣብ ኤርትራ audio ኣውሪዶም ክሰምኡ ኣይክእሉን እዮም።ብጹሕፍ ግን share ምግባር ይካኣል እዩ። Well done.keep it up deki Eri.
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 5 жыл бұрын
ጅሲ ናይ ባሓቂ ጹቡቅ ስራሕ ነቲ ታሓቢኡ ዝነበረ ታሪኽ በርቢርካ ትውጾኦ ኣለካ ቀጽል ናይ ባሓቂ ህግደፍ ጀጋኑና ኣጥፊኢዎም ኢዩ ስነ-ጥበባዊ ድምጻዊ ኢድሪስ ሙሓመድ ዓሊ ሓደ ካብቶም ብ ስርዓት ህግደፍ ዝጥፍአ ኢዩ እቲ ኮኮብ ደራፋይ ናይ ትግረ ኣሕ ብዛዕባ ባጽዕ ዓስብ ወድብና ዝደርፎ ሎ ስምዕዎ ኢኩም ባሕርና ወደብና ንዝኮነ ኣሕሊፍና ኣይንህብን ኢሉ ዝደርፎ ነዚ ሕጂ ኩነታት ዝንጻባርቅ ህርፋን ኣምሓሩ ብ ትግረ ገይሩ ኣይትሕለሙ ኢልዎም ኣሕ ዓለም ጎዶሎ
@nejatmohammed7318
@nejatmohammed7318 5 жыл бұрын
ربنا يرحمه ويجعل مثواه الجنه
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
NEJAT MOHAMMED Amin Ya Rebi Allah Yerham
@woredeimam6966
@woredeimam6966 5 жыл бұрын
እዋይ ዋይ ዋይ ዋይ ምጽኣት. ዓለም
@musaromodan5152
@musaromodan5152 4 жыл бұрын
ሓምደ ትብጻሓካ ሑ ጆሲ አንደ ላይክ ሃብዎ 👍
@alimahmmud7792
@alimahmmud7792 4 жыл бұрын
P/s lord mercy proud to through this history
@elsajefter5596
@elsajefter5596 5 жыл бұрын
ዝኸበርካ ጆሲ ነዚ ታሪኽ ኣብ ፌስ ቡክ እንተትዝርግሖ ጽቡቕ ኔሩ።
@abielt962
@abielt962 5 жыл бұрын
Elsa Jefter ✅✅✅✅✅
@ኣርዓዶምወናኒምቁርቃንዛ
@ኣርዓዶምወናኒምቁርቃንዛ 5 жыл бұрын
@Link ገዲፍና ባዕልና ሸር ክንብሎ ይክኣል ኢዩ። ናይ ሎሚ ወለዶ ዘይፈልጦ ምስጢር ኢዩ ከምዚ ከማና ክፈልጥዎ ። ተኻታታልን ኣድናቕን ናይዛ ቻነል ኢየ። @ጆሲ ቀጽሎ።
@etimeshaqeliwedi2005
@etimeshaqeliwedi2005 5 жыл бұрын
Nay bhaki ane wn msaka alku
@fitsumabedefisseha9314
@fitsumabedefisseha9314 5 жыл бұрын
እዋይ ልበይ ፡ ዓሕ !!! * ተወላዲ እዛ መቓብር ንጹህ ኮይና ተረቚሓ ዘላ ዓዲ(ደቂ-ናዞ) ኢየ። ዋላ እኳ ቀደም ብኣገልግሎት ጸኒሐ ድማ ብስደት ካብዘይቅመጠላ ነዊሕ እንተገበርኩ ፡ እዚ ሓቂ እዚ ግን ብጓሶት ናይቲ ዓዲ "ኣብቲ ጥቓ ጽርግያ ኣስመራ ደቀምሓረ ዘሎ ዓበይቲ ደናጉላስ ሓድሽ መቓብር ርኢና" ተባሂሉ ከምዝተዓለለ ሰሚዐ ነይረ ፡ ናይ ኣልኣሚን ምዃኑ ግን ኣብቲ ግዜ'ቲ መን ይፍለጦ። * ኣንትን መቓብራት ንጹሃት ረጊጽክን ዝተጓዓዝክን ኣእጋርና ተጋጊኽን። * ታሪኻና ዝባላዕ ከም ኣሲድ ኢዩ። * ዕድመ ይሃብካ ጆሲ ሓወይ !!!
@susugidey8571
@susugidey8571 5 жыл бұрын
I am 💔💔💔 to hear this story 😭😭
@danielkidane3572
@danielkidane3572 5 жыл бұрын
ይገርም ዩ፡ ንህዝብና ብናይ ሓሶት ወረ እናጠበሩ፡ ክንደይ ንጹህ ደም ኣፍሲሶም።
@Eri-Freedom
@Eri-Freedom 5 жыл бұрын
Adika dem nitsuhan afsisemula akindi ekli eshok tebukul ala midrebeda geroma ezom chew egrom
@trhasefrem7262
@trhasefrem7262 5 жыл бұрын
ይዝከረኒ ድምጻዊ እደርስ ዓሊ ከኣስርዎ ከለዉ ኣብ ጉንበት 24 ን ኢስያስ ክቀትል በሬን ሑዙ ኣብ ሓደ ተራሶ ተታሒዙ ዚብል ብ 03 ወረ ዘርጊሖም ነይሮም
@hadush0543
@hadush0543 5 жыл бұрын
ናይ ሰብ ባህርያት የብሎም እተ ደቁ ኸ ከብጸሐን ዕድል ዘይህብዎ ናይ ሰብ ዘይብሎም።
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 5 жыл бұрын
ዝገርመኒ ኣብ ዘመን ህግደፍ ሃመነታዊ ምፍልላይ ክጥቀሙ ከለዎ ህዝቢ ክኣምኖም የቡሉን ኣስላም ክርስትያን ወሊዶም ተዋሊዶ ተፋቂርና ንነብር ኤርትራ ንኩሉ ማዕረ እያ
@yordanosteklu4340
@yordanosteklu4340 4 жыл бұрын
Away kitsemA zesenbd Ayu Azit tarik kitgelxo keleka SiAlom ke misu Away Away
@user-df2rb2ng2y
@user-df2rb2ng2y 5 жыл бұрын
ነዚ ታሪኽ ምስ ሰማዕኩስ ደም ነቢዔ በቃ ደም እንዳ ተረደኣኒ መዓንጣይ ሕርር ኢለ ኡፍ አዋይይይይይይይ ኣየ ኤርትራራራራ
@daniwedieri741
@daniwedieri741 5 жыл бұрын
Abayki halaleyy ajoki khalff u
@mohammedwediali1141
@mohammedwediali1141 5 жыл бұрын
Bayniki aykonen kulatna dem nabina offfffffff 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@thegunners4ever755
@thegunners4ever755 5 жыл бұрын
ጆሲ ጅግና ኩሉ እቲ ተቅርቦ ብታዕሚ ኣገዳሲን መሃሪን'ዩ ግን ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ከም ናይ በዓል እድሪስ ዓቢ ዝና ዘለዎም ሰባት እንተ ተካኢሉ ብትግረ ኣቶርጊምካ ናብ ኩሉ ህዝቢ ጋሽ ባርካ ከምኡ ውን ናብ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ንክበጽሕ ኢለ እየ ምክንያ'ቱ ኣገዳሲ ታሪክ ስለ ዝኮነ please please
@mickelemehari8578
@mickelemehari8578 5 жыл бұрын
ህግደፍ ረሳሕ ነዝ ኩሉ ክገብር ደቅሱ ኣሎ ሕጂ ግን ዘብቀዓሉ ስቃይ ናይ ቶም ዘሳቀዮም ንጹሃት ጀጋኑ ኣብ ዝባኑ እዩ ዘሎ። ጆስ ሓወይ ነዝ ታርክ ዘፍለጥካና ዕደመን ጥዕናን ተሃብካ ፈጣሪ ሕጂ ውን ኣብ ቀጻል ናይ ብዝሓት የሕዋትናን ኣቦታትናን ኣዴታትናን ታርኮም ዘይተገንጸለ ኣሎ እሞ ከም ወትሩ ክንጽበየካ እና ደግም ብሓንት እምኒ ክልተ ዑፍ እምበር ክልተ ግዜ ዝዕንቀፍ ፍጡር የለን ኤርትራዊ ወሎዶ ከኣ ከምዝ ከይትከውን ኣስተውዕል።
@daarit4069
@daarit4069 5 жыл бұрын
ዝሕዝን ታሪኽ ። thanks J
@eritreanyoung4468
@eritreanyoung4468 4 жыл бұрын
ብ ትግረ ተዘርጊሓ ኣላ ብ ብክሪ ነዚ ታሪኽ ዘይፍልጥ ኣብ ዉሽጢ ኤርትራ ቡዙሕ ኢዩ ክምዚ ዝበልካዮ ብ ራድዮ ናብ ዉሽጢ ኤርትራ ክማሓላለፍ ኣለዎ ብ ትግረ ተዘርጊሓ ኣላ ኣብዚ kzbin.info/www/bejne/Y561d62IaZ6Hq9k 👈🏽
@saeedna1
@saeedna1 4 жыл бұрын
ኤህ ኤህ ህግደፍ ኢድኩም ኣይትስኣኑ ግን ግን እትህዝቢ እዩ ጠላም ስንኩላን ክቅተሉ ስቅ ዝበለ ህዝቢ ካብዚ ዝዓቢ ጥልመት የለን ጥልመት ዘለዋ ሕልፈት የብሉን።
@hawaeritrea1247
@hawaeritrea1247 5 жыл бұрын
Thanks josi qexilo Men kiblon nikulom eritrean wian mereton gidifon ema keydom, RIP
@user-mh7wb9ct2j
@user-mh7wb9ct2j 5 жыл бұрын
እዋይ ይሕዋተይ ብገዛእ መሬትኩም አብ ውሽጢ ገዛኩም በላዒ ረኪብኩም ዳሓን መሬት ክትወግሕ እያ ኢዶም። ክረክቡ እዮም ። ጆሲ እቲገብሮ መደብ ብሃቀውታ እናተጸበና ንካታተሎ እና ብጣዕሚ ነመስግነካ thank you ቀጺሎ ኣጆካ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
@degenbrehane8201
@degenbrehane8201 5 жыл бұрын
ዓሕ እዋይ ይርህዋተይ ቤትካዶ ወደይ ሲኦል ትቅየረካያ ዳሓን ጊን ኣምላክ ኣሎ ኩሉ ግዜ ኣለዎ የህዋተይ ማዓረይ ኣምላክ መንግስተ ሰማያ የዋርስኩም
@musaromodan5152
@musaromodan5152 4 жыл бұрын
نشكرك جوسي وبالتالي لا تنسوا إعجاب رجاءا
@tomastesfahiwot7854
@tomastesfahiwot7854 5 жыл бұрын
Thanks you for heard work man
@josephabraham4376
@josephabraham4376 5 жыл бұрын
እሾኽ ዝኾነት መሬት/ክኽሰር ዘይግብኦ ዓቢ ስነጥባዊ 💙🇪🇷🎵🎶
@honeyshimet2136
@honeyshimet2136 5 жыл бұрын
በጃኻ እቲ ብሂወት ዝተረፈ ዝብልካዮ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ከትቅርብልና ብትሕትና እሕትት ክብር ሓው ጆሲ ሓወይ
@hilnaeyuhabtihilna623
@hilnaeyuhabtihilna623 5 жыл бұрын
መደባትካ ማራ አዩ ደስ ዘብል ቀጽሎ ታሪክ ጀጋኑ ኣቦታትና ነዚኦም ኣትፊኣ ሃገርና ቲሳቀ ኣላብሸፋቱ ዝተፊኡ ሃንቲ ሃሳብ ብዘዕባ ሰብኣዊ መሰል ፡ ቁዋም፡ ተወሳኪ ከሙ ዝመሲል ብዑምቀተ መግለጺ አንዳ ሰደድካ ህዝቢ ምንቕቓሕ።
@user-oh2vv3ip7g
@user-oh2vv3ip7g 5 жыл бұрын
እዋይ ኣሕዋተይን ኣያታተይን እዚኩሉ ጸገማትኩም ዝፈልጠልኩም ሲኢንኩም ዓሕ ፡እዚ ከዳዕ ስርዓት ሓንሳብን ንሓዋሩን ክቃጸልዩ
@ibrahimhagoss8567
@ibrahimhagoss8567 4 жыл бұрын
الله يرحمه ويغفر له ويسكنه فسيح جناته
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 5 жыл бұрын
ኣቦና እድሪስ ጅግና እግዚአብሔር መውጽኦ ይፍጥርልካ ጆሲ ሓወይ ከአ ብነገር ኩሉ እግዚአብሔር ኣእምሮኻ ይባርኽ
@zemenamerica5643
@zemenamerica5643 5 жыл бұрын
Kab mot do mexo yfetrelka ayu edit gbera wey gberiya swue ayu abona edris
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 5 жыл бұрын
@@zemenamerica5643 ኣርምያ ኣሎኹ ክብር ሓው
@LuwamRezene-c6l
@LuwamRezene-c6l 5 жыл бұрын
Shimet Brhane ዝመተ ዳኣ ከበይ ክወጺኢ ናይ ምስማዕ ጸግም ኣለካ ዲዩ ረሺኖሞም እኮዩ ዝበለካ ዘሎ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ክትብል ዲካ
@shimetbrhane4815
@shimetbrhane4815 5 жыл бұрын
@@LuwamRezene-c6l ክብር ሓው ኣብቲ ምርሻን ከይበጸሐ እየ ጽሕፍያ ምስ ይቅረታ ስሚዒተይ ምቁጽጽር ሰለ ዝሰኣነኩ የ ደጊመ ይቅረታ ይሓትት ክብር ሓው
@iamproudofmyself2435
@iamproudofmyself2435 5 жыл бұрын
Josi Natina Betami eye zemsgneka kulu Gize keb Budulati weledo Eye Josi kibretey so Ajoka qexilo wegeney ❤❤❤❤❤
@ኤርትራዊነትጹሩይዜግነት
@ኤርትራዊነትጹሩይዜግነት 5 жыл бұрын
ጆሲ ተጠንቀቕ ንነብስኻ ኣብ ዝሃለኻ ሃልው ነብስኻ ሓሉ ዝሓወይ ያኣኽለና ጀጀጋኑ መሪጹ ዘጥፋኣልና ።
@asterpeniel4487
@asterpeniel4487 5 жыл бұрын
Bhaqi hugdef rgumat misterom keywexe kblu yteratreka lomis senea aemureawi tedahilna knterater nwel o' egzho meharene kerstos zebl zemen u
@sofiaidris1360
@sofiaidris1360 5 жыл бұрын
😂🤣😂🤣👏👌👍💯🙏
@senugaljeganu
@senugaljeganu 5 жыл бұрын
ኣምላኽ ዓስብኻ ይሃብካ ጆሲ ኣብ ኣሰና ኤሪ ሳት እንተዝመሓላለፍ ጽቡቕ ነይሩ ህዝብና ኢንትርነት ስለዘይብሉ ኩሉ ክርእዮ በጃኻ ጆሲ ሓወይ ይርኣዮ እዚ ተዓፊኑ ዘሎ ውጹዕ ህዝብና።
@habentesfay6667
@habentesfay6667 5 жыл бұрын
ጆሲ ሓወይ ብጣዕሚ ዘስደምም ታሪክ ,:ብገዛእ ሃገርካሰ ሞትን መክራን .እንታይ ዝኣnሱ ዜጋታት ኢዮም ::እዚ ኩሉ ተቃሊሶምስ እዚ ክረኽቡ:: 🙏ህግደፍስ ኢድኩም ብኣምላኽ ርከብዎ እህህታ መስጣ ህዝብና ለካሚኩም ይኹን ኤህህ ዳ☝️☝️:: ጆሲ ሓወይ, ደማ ኣጆኻ ታሪክ ናይ ሃገርና ጥራይ ስደድለና ናይ ካላኦት ሃገራት ቡዝሕ ኣይ ግድሰናን እዩ !! ኣብ ሃገርና ዘይ ተሰመዕ እንበር ዘይ ተገብረ የለን:: ናይ በዓል የማነ ባርያ ውን ወስ በለና ::GBU Jose🙏🙏🙏ኣምላኽ ስላም የውርደልና ሃግርና ,ንኹልም ኣብ ሸላታት ዘልው ዜጋታትና ኣምላኽ ሰላም ኣውርደሎም 🙏🙏🙏💗💗
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 5 жыл бұрын
ትግረ ጅግንነትኩም ኣበይ ኣበለ ንመጀር ካህሳይ በየነ ዘይከውን ብሀረ ትግረ ፈዳይ ህነ ክሳኣን ኣይበላ ዝብል አዋንዩ ኣደ ትግረ ብዙሃት ጀጋኑ ወሊዳ ንሰውራ ዘብርከተት ህማቅ ግዘስ ባኣል ጋአሳ ኣለዋ ከምተባህለ ወዲ ኣንድነት ካህሳይ በየመ ሰብኣይ ኮይኑ ነድሪስን ብሶቱን ኣብ ጋህተላይ ወሲድ 12 ንሱሃት አሪትራውያን ብስም ጀሃድ ብሳላንሰር ስጉት ቀቲሉ ኣብ ሃንቲ ጉድጋድ ከምዝቀብሮም ሰብ ገበሮ አዝጊ ነገሮ ከምዝባሃል ዘይተፈልተ መሲልዎ 12 ትንፋስ ኣብ ስኣት ዘይመለኣ ግዘ መሳኪን አሪትራውያን ብካህሳይ በየነ ሂወቶም ስኣኑ ዘይወግህ ሰልማት ከምዘየለ ወድታ መብለት ካህሳይ በየነ ምኣልትካ የሰበ ፥ ዘልኣለማዊ ዝክሪ ንስዋኣት አሪትራ ፥ ፥
@eriforever3758
@eriforever3758 5 жыл бұрын
Alena hawey ne kulatena axenitena bas hanti mealti alatom mewedaeta alem kenereiyom ena
@milenaasmerom3336
@milenaasmerom3336 5 жыл бұрын
It is very interesting history it was nice if you writing can in the book's about this thru live of Ertrian people .I appreciate you breather
@amlakmaharenibetilwuhatka6832
@amlakmaharenibetilwuhatka6832 5 жыл бұрын
ጆሲ የቀነልና ልቢ ዝትንክፍ ታሪ ቶም ዉጹዓት ጀጋኑ ዘዘንተካልናን ፡ ዘፍለጥካናን ፡ ዝሰነድካልናን። ብልቢ ከኣ ነመስግን። ብምቅጻል ነቶም ጸማምት ህግደፍ ዝኽወል ምስቲር ከምዘየለ፡ ታሪኮም ታሪክ ደርጊ ኮይኑ ክሓልፍ ምኻኑ ክፈልጡ በተን ዘለዋ TV ናብ ሙሉእ ኤርትራ እንተ ተመሓላልፎ ጽቡቅ ኮይኑ ይስመዓኒ። እቲ ዉጹዕ ህዝብና ከኣ ጥዑይ ገይሩ ፎእ ይብሎም።
@user-df2rb2ng2y
@user-df2rb2ng2y 5 жыл бұрын
ዓሕ ኣየ ኤርትራ በቃ እዚ ኾይኑ ፍጻሜና ኣታ እዚኦምሲ ፍሉጣት ብምንባሮም ይዝንተወሎም ኣሎ መሳኪን ሰብኡትና ኸኣ ኣብጥራሕ ጂቦም ከም ጨው ሓቂቆም ተሪፎም መንኮን ከዘንትወሎምዪ ኣጥፊኦሞም እንዳ ኢሰያስ ኢዶም ኣይሳኑ ዓሕ ዓሕ ዓሕ ጆሲ ኣጆኻበል ቀጽሎ
@naemifeqar2526
@naemifeqar2526 5 жыл бұрын
ጆሲ ናይ ብሃቂ ኣፍሊጥካና ግን እቲ ምስ በዓል ድምጻዊ እድሪስ መሃመድ ዓሊ ዝነበረ ሞ ዝሀደመ ባ ኣምጻልና ከቢድ ኮ ተኮነ ግን ድካምካ ከይጸብጸብካ ኣቅርበልና ግራሰ ጆሲ
@user-kx2bt4fk8c
@user-kx2bt4fk8c 5 жыл бұрын
Thank you jossi habibi ብትገብሮ ኩሉ ዕጉብ ኢዩ ዝታሓበአ ታሪክ ፊሒርካ ተዉጸኦ ኣለካ ኣጆካ ወገነይ በርትዕ
@dawit7956
@dawit7956 5 жыл бұрын
እንታይ ኢና ንሰምዕ ደለና። እዋይ ኤርትራዊ።
@ggk8451
@ggk8451 5 жыл бұрын
i really sorry for all Eritreans. it is a deep sorrow and RIP for these who pass away.
@dawittesfay4465
@dawittesfay4465 5 жыл бұрын
I hope one day I want to see this story in movie
@ghebremedhinzerai8053
@ghebremedhinzerai8053 5 жыл бұрын
እታ ብደርግን ሃይለስላሰን ከምዚ ዝበለ ግፍዒ ዘይተፈጸመላ ክትብላ ትኽእል ሃገር እዚ ኤርትራዊ መሲሉ ንምህላቕና ብሃይለስላሰ ዝተላእከ መበቆሉ ከይፍለጥ ሓቢኡ ብደምን ዓጽምን ዝተረኽበት ሃገር ድጉል ሰይጣን ኣብ ዝተረኽበ ዓወታት ጅግና መሲሉ መግለጺ ክህብ ከሎ ትዕዘብዎዶ ገጹ ምስተጸወገ ምኽንያቱ ከምቲ ኩናት ናቕፋ ብለይቲ እናሰደድካ ንጹሃት ተጋደልቲ ልዕሊ ክልተወርሒ ብፈንጂን ድብያ ጸላእን ልዕሊ 2000 ተጋደልቲ ኣህሊቑ ብዘይዓወት በርሄ ጻዕዳ ካብ ደቡብ ምስ መጸ ብለይቲስ ምህላቕ ተጋደልቲ ኢዩ ብቐትሪ ፈንጂ ትርእየሉ ጸላኢ ዘይተጸበዮ መጥቃዕቲ ንሱ ብዝመርሖም ጸላኢ ለይቲምበር ቀትሪ ዘይተጸበዮ ሃንደበት ኮይኑዎ ዝማረኽን ዝመውትን ኮይኑ ናቕፋ ኣብ 2 መዓልቲ ተሓረረት ን ኢሳያስ እዚኣ ዓባይ ፍሽለት ስለዝኾነ በቶም ዕሱባት ድሕሪ ምሕራራ ኣብ ግንባሩ ተሰዊኡ ልክዕ ወዲ ሃይለውን ክንደይልካ ክትጽብጽቦ ገናውን የህልቐናሎ እሞኸ?
@BACK580
@BACK580 4 жыл бұрын
it has a day for everything so we will see soon the new eritrea just keep up all mum's fathers and brothers and sisters never give up god bless up
@zersenayyosef7833
@zersenayyosef7833 5 жыл бұрын
መርሓባ ጆሲ በዓል ሕልና ክጽብየካ እየ ጸኒሐ ሕጂ ግን ቢዚ ስለ ዘለኩ ኮመንት ከይቅደም ክጽሕፍ ስለ ዘልኒ ኢየ እንበት ጸኒሐኢየ ክሰምዓ ነዛ ቻነል ዝከታተል ካኣ ፍቅርን ስኒትን ይሃበና ጆሲ ዝፈቱ ላይክ ንርገጽ።
@ኤፍራዳኒ
@ኤፍራዳኒ 5 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣቀራርባ ዝነኣድ እዩ 100% ግን ናይ ዓሊ ስዒድ እባ ኣምጽኣልና ታሪኽ ሂወቱ ል።
@aslidrogba9113
@aslidrogba9113 4 жыл бұрын
Danke schön kemzi amxalena arkey
@robeltesefamaryam2646
@robeltesefamaryam2646 5 жыл бұрын
ጆሲ ብሓቒ ብከምዚ ንኩሉ ታሪካት፡ኤርትራውያን ከተፍሉጦ አለካ ንኩሉ ኤርትራዎ አጆካ በርትዕ፡ሰንዶ ድማ
@hailezghigebrengus547
@hailezghigebrengus547 5 жыл бұрын
ሕጂ ኮይኑ ተሰሚዑኒ ዝገርም ዛንታ! ዋይ ንሕና! አቱም ሰባት ከመይ ዲና !!!!!
@biniamraesi7593
@biniamraesi7593 5 жыл бұрын
ኣብ ዘመነ ህግደፍ እንታይ ኣሎ ዘይተፍጸመ ግፍዒ ፡ገዛእትና ከማን ከምዚይ ጌሮም ኣየትፉናን ፡ሓቆም ኢዮም እባ ካብ ናይ ካልእ ቃንቃ መግዛእቲ ክትግዛእ ብቃንቃክ ክትግዛእ ኢዩ እቲ ዝከበደ ክብሉ ከምዚ ምስ ኮነ ኢዩ ።ዕጫ ኤርትራዊ እዚይ ኮይኑ ተሪፉ ኣክክ ህግደፍ እዛ ምድሪ እባ ትጠልመኩም ትከውን ።
@herrkelati7596
@herrkelati7596 5 жыл бұрын
U.r the best Tarik kem terakiu eyu dbehal emo That is really Jast keep it up!!!!!
@mulugetawedihabesha6404
@mulugetawedihabesha6404 5 жыл бұрын
You so great full bro I'm proud of you
@luulmekonnen1737
@luulmekonnen1737 5 жыл бұрын
My girlfriend can't stop crying when she listens your program,ጆሲ ሓወይ ንዘረባ ኢለ ዘይኮንኩ ብሓቂ ብሓቂ ካብታ ን ኤርትራውያን መንነትና ዝተንተንካላ መዓልቲ ኣትሒዙ አዚ አተክርቦ ዘለካ ዛንታታት ማንም ክገብሮ ዘይከኣለ ብፍሉይ ተውህቦካ ካብ ልብና ዘይሃስስ ክሲ ንሕልናና ነቲ ብጭካነ ዝደረኸ ልብናን ኣምኽካዮ ኢኻ ዋላ ኡቃ ኣብቲ ናይ ኣጋአዝያን መትከልካ ዘይሰማማአ አንተኮንኩ ን ኤርትራውን ሽግሩን ከም ከብዲ አድካ ከምዝፈለጥካዮ ኣመጽክርካ ኢኻ.
@amantesfama6702
@amantesfama6702 5 жыл бұрын
ጆሲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ እምበር የሕዋትናስ ጽኒቶም ኢዮን ንገባሪ ኩፉእ ሓደ መዓልቲ ክረክና ኢዩ
@yosiefdebesai9343
@yosiefdebesai9343 5 жыл бұрын
ዝከበርካ ሓው ናይ ነፍሲ ወከፍ ኣብ ልዕሊ ንጹሃት ኤርትራውያን ገበን ዝፈጸመ ዜጋ ስእሎምን ሕጂ ዘለዉዎን ሓበሬታ እንተትውስከሉ ጽቡቅ ኔሩ፡ ስለ እቲ ትገብሮ ዘለካ ታሪክ ጀጋኑ ናብ ህዝቦም ምብጻሕካ ጊን ክብሪ ይኩንካ ቀጽሎ።
@hagoshiwet7422
@hagoshiwet7422 5 жыл бұрын
መዓስ ኮን ይኸውን ህዝበይ ካብ ስቃይን መከራን ተገላጊሉ ሓራ ዝወጽእ? ንምካኑ ኸ እዞም ሕጂ ነዚ ስቃይ ኢዚ ዝፍጽሙ ዘለዉ ይቅረ ዶ ክበሃለሎም ኢዩ፡ ዋላስ ውሉድ ወለዶኦም ከም ዝጸንቱ ክግበር ይኸውን? ከምቲ ስድራ-ቤታት ኤርትራ ዘጽንቱወን ዘለዉ?!!!!!!!!!!!!
@senaitabraham2040
@senaitabraham2040 5 жыл бұрын
Hi Jstudio, I strongly agree freedom for Eritrea however what’s your source of the detailed history you are presenting? Please be considerate to the families who are involved either way. Thank you
@ibrahimmohammed9536
@ibrahimmohammed9536 5 жыл бұрын
ኣንታ ትማሊ ኣግኣዝያን ሎሚ ጥልያን ፡ ከም ነፋሒቶ ሕብሩ ዝቀያይር ፡ መዘንግዕ ካሜራ በፍጽም ዘይሓፍር፡ ካብ ድኽነት ከምልጥ በጽፋሩ ዝጽሕትር፡ መታለሊ ሰይጣን ኣብ ዝዋዓሎ ዘይሓድር፡
@yoseftsehay2418
@yoseftsehay2418 4 жыл бұрын
ቀተልቲ ህዝባዊ ድህነት ባኣል መንዮም መብዛህትኦም ንፈልጦም አካ አምተኮና አቲ አሉል ቀታሊ ሰብ ካህሳይ በየነ ድህሪ ባይትኡን ኣብ ህግ ምኣስ ከም ዝርየሰለፈ ብዛአባ ኣዱን መብቆሉን አንተትገልጽ ጽቡቅ ነሩ ፥
@danisuper9675
@danisuper9675 5 жыл бұрын
Dankeschön josi hawey shikor ajoka kexlo nay behke sebay ⚘
@Eri.Boy07
@Eri.Boy07 5 жыл бұрын
መጀምርታ ስለ ኩሎ ትግብሩ ዘልካ ከምስግንካ ይድሊ ክቡር ሓውይ ። ኣነ ሓንቲ ክብለካ ደለ ዝሎኩ ብዝዓባ ኣብ ኤርትራ ዝሎ ሓውልቲ ዘይ ንፍልቶ ሰብ ኣልና ግለ ብልና ብጃካ።
@bariatventertainment657
@bariatventertainment657 5 жыл бұрын
ዝገርም ዮ ጆሲ የቀንየልና።
@jemalsuleman5207
@jemalsuleman5207 5 жыл бұрын
ዑስማን ሳሊሕ ሳበ ሓዋቦይ ኢዩ ናቱ ታሪኽ ከሰሚዕ ደልየ ኣልኩ ወስ ኣብለልና ኣታ ጂግና mece jana kakabato uduniyako tayshe akhera koh sugto
@hailezghigebrengus547
@hailezghigebrengus547 5 жыл бұрын
ንበር ኩሉ ፈትሽካ ጥራይ ከምዚ ጌርካ አቅርበልና ነዚ ዘይፈልጡ ብዙሓት እዮም እሞ ቁሩብ እንተ ተሰወጦም እሞ ናብ ልቦም እንተተመልሱ ቡወገነይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ጆሲ!!!!!
@kibrommaharena2299
@kibrommaharena2299 5 жыл бұрын
Bejaka ezi medeb nab hzbi Eritrea 🇪🇷 kibexih kibexh b Tv 📺 kimehalalef gberwo Bi Asena wey beten kaliot
@tesfadelina1834
@tesfadelina1834 5 жыл бұрын
ንጹሃን ሃገራውያን ንዝነበሩ ብህግደፍ መንደፍ ዘይኢዶም ዝረኸቡ ፣ መብዛሕትኡ ሰብ ንዘይፈልጦ ታሪኽ ብምብርባር ትገብሮ ዘለኻ አበርክቶ መዘና የብሉንሞ ክብሪ ይሃብካ ፣ ነቶም አብ ጐዳጉዲ ዘለው መዋጽኦ፣ ብዘይ አገባብ ሂወቶም ንዝሰኣኑ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም ።።
@hanuhanaezain3788
@hanuhanaezain3788 4 жыл бұрын
Zeytezemerelu jigna rebi yrhamelka!!
@emebrhan4891
@emebrhan4891 5 жыл бұрын
ከብረት ይሃብካ ናይ ኩሎም ከምዚ ገርካ ከትቅርቦ ንምጸነካ ከብረት የሃብካ ንአኦም ከኣ አድመን ተናን ኣምላክ መሶም የኩን ጸግሞም ደዛርቡላ አዋን አፍጠረሎም
@zerutesfay8648
@zerutesfay8648 5 жыл бұрын
ኣቱም ሰባት! ኣብዛ ሃገር ዘይተፈጸመ ዓይነት ገበን ዶ ይህሉ? በቃ ህዝባዊ ግንባር ካብ ትፍጠር መገዱ ናጸረገ መጺኡስ ክሳብ ሕጂ ጀጋኑ ኣቦታትና በሊዑ ምጽጋብ ስኢንዎም፣ ጀጋኑና ኢሕ ናበሉ ክጠፍኡ ናሕና ኣሕ ናበልና ካሳብ መዓስ'ዩ እሕሕ ከይበልና ክንነብር ክሳብ ንጸንት ጸማም ዝኾነ ህዝቢ
@michaelhaile2856
@michaelhaile2856 5 жыл бұрын
LLP
@lidialove4181
@lidialove4181 5 жыл бұрын
Betami eye zemsegenka jose hawey kexlo
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 17 МЛН
Angry Sigma Dog 🤣🤣 Aayush #momson #memes #funny #comedy
00:16
ASquare Crew
Рет қаралды 50 МЛН
هذه الحلوى قد تقتلني 😱🍬
00:22
Cool Tool SHORTS Arabic
Рет қаралды 105 МЛН
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 17 МЛН