ክርህወና'ዩ ግዲ፡- መግለጺ ቦኽሪ ውሁድ ዓመታዊ ጉባኤ፡ ሰሜን ኣመሪካ

  Рет қаралды 335

መገዲ ህይወት

መገዲ ህይወት

Күн бұрын

ቅድሚ ትማሊ 14 ሓምለ 2024 ተዳልዩ፡ ሎሚ 16 ሓምለ 2024 ኣብ ወግዓዊ መርበብ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ ዝተዘርግሐ መግለጺ፡ ከም ዝሓበሮ፡ ብብጹዕ ኣቡነ መቃርዮስን ብጹዕ ኣቡነ ሲኖዳን ዝምራሕ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ፡ ምስቲ ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ብሲኖዶስ ዝምራሕ ጉባኤ ጳጳሳት ክዕረቕ፡ ድሌትን ቅሩብነትን ከም ዘሎዎ፡ ኣፍሊጡ’ሎ።
እቲ መግለጺ፡ ዘይከም ናይ ቅድሚ ሕጂ፡ ነቶም ኣብ ኣስመራ ዝርከቡ ኣቦታት፡ ”ብጹዓን ጳጳሳት” ቢሉ፡ ጠቒስዎም ኣሎ፦ ጽማቝ ትሕዝቶ እቲ መግለጺ እንሆ-
ካብ 11 - 14 ሓምለ፡ 2024 ኪካየድ ዝቐነየ፡ ቦኽሪ ውሁድ ዓመታዊ ጉባኤ፡ ምስ ክብረ በዓል መድኃኔ ዓለም ብሓደ ስለ ዝተኻየደ፡ ፍሉይ ድምቀት ረኺቡ ቀንዩ።
ኣብቲ ጉባኤ፡ ብቛንቋ እንግሊዝኛ ዝጠቓለለ፡ ዝተፈላለየ እዋናዊ መንፈሳዊ ትምህርትታትን ኣስተምህሮታትን ዝተዋህበ ክኸውን ከሎ፡ ህሉው ኩነታት ብምግምጋም ከኣ ኣብ ዝቕጽል ኣዋርሕ ኪፍጸም ዘለዎ ሓያሎ መደባት ስራሕ፡ ብውጥን ሰሌዳ ተዳልዮም ኣለዉ።
ሕዝብና፡ በቲ ብ29 ሚያዝያ 2023 ብርክብ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስን ብጹእ ኣቡነ ሲኖዳን፡ ኣብ ኒውዮርክ ዝተበጽሐ፡ ታሪኻውን መንፈሳውን ዕርቂ፡ ሓጐሱ ገሊጹን፡ ሕጂ’ውን እንተዀነ፡ እቲ ዕርቂ ክሰፍሕ፡ ትጽቢቱ ምዃኑ ኣነጺሩን’ዩ። ሃገረ ስብከትና’ውን እቲ ጠንቂ ምፍልላይ ኰይኑ ዘሎ ግህሰት ቀኖናን ምፍራስ ሕግን ተነጺሩ፡ ፍትሒ ነጊሱ ፡ ምስቶም ኣብ ዓዲ ዘለዉ ብፁዓን ጳጳሳት’ውን እቲ ዕርቅን ሕውየትን ክሰፍሕ፡ ጸሎትናን ተስፋናን ምዃኑ ንገልጽ።
ልዑል እግዚኣብሔር ኣገልግሎትናን ቤተ ክርስቲያንናን፡ ነታ ዝተወለድናላን ነተን እንነብረለን ዘለና ሃገራትን ይባርኽ።
ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣሜርካ
14 ሓምለ 2024
ምሉእ ትሕዝቶ ንምንባብ ኣብዚ መላግቦ’ዚ ጠውቑ መግለጺ ውሁድ ዓመታዊ ጉባኤ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤ/ክ ሃገረ ስብከት ሰሜን ኣመሪካ (tewahdo.org)

Пікірлер: 2
@rahsikudu9846
@rahsikudu9846 2 ай бұрын
Abona egzabhier xegeu ybzhlkum nzi tum sma zsmkumna
@rahsikudu9846
@rahsikudu9846 2 ай бұрын
Abona egzabhier xegeu ybzhlkum nzi tum sma zsmkumna
💩Поу и Поулина ☠️МОЧАТ 😖Хмурых Тварей?!
00:34
Ной Анимация
Рет қаралды 1,6 МЛН
My daughter is creative when it comes to eating food #funny #comedy #cute #baby#smart girl
00:17
ጌታ ኢየሱስ ተአምር የሰራባት አስገራሚ ከተማ ገባሁ
17:18
Abel Birhanu የወይኗ ልጅ 2
Рет қаралды 61 М.
ዓበይቲ ኮሜድታት
19:28
Kokob Semay Tube
Рет қаралды 6 М.
የፕ/ር በየነ ዼጥሮስ አስክሬን ሽኝት ስነስርዓት  |  ሀገሬ ቴቪ
15:23
ሓፈሻዊ ሌላ ምስ ኤፌሶን፡ መእተዊ
32:08
መገዲ ህይወት
Рет қаралды 570
💩Поу и Поулина ☠️МОЧАТ 😖Хмурых Тварей?!
00:34
Ной Анимация
Рет қаралды 1,6 МЛН