"ክልተ ሓሰውቲ ይብል" ማዕበል

  Рет қаралды 13,837

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ

Күн бұрын

Пікірлер: 208
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 2 күн бұрын
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ሰብ ምካን እኩል እዩ ኤርትራዊ ይበልካ ትግራዋይ ይበልካ ጉዳዮም ።እቲ ዘድሊ ህዝብካ ካብ መንገዲ ጥፍኣት ምምላስ እዩ። እንሀና ኣሕዋትካ ካብ ኣፍ ሓዊ ሰሊብካ ዘውፃእካና❤❤ ንእግዚአብሔር ብመንገድካ ዝፈለጥናዮ 💟👏
@Abune_antoniuos
@Abune_antoniuos 2 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Күн бұрын
❤❤❤
@selamselam7608
@selamselam7608 Күн бұрын
ኤርትራውያን ኣሕዋተይ እቲ ኣብ መንጎኩም ፍልልይ ዝገብር ዘሎ ጸላኢ ኩሉ ጽድቂ ዝኮነ ዲያብሎስ ፦እግዚአብሔር ይግስጾ፤ናይ ሕብረት ኣምላኽ ዩ ዘለና ሞ ኣብ መንጎኦም ሠላምን ፍቅርን ሓድነትን ይውርድ አሜን።
@mazigaltewahdo9079
@mazigaltewahdo9079 2 күн бұрын
መምህረይ ሓቂ እኮ መሕመሚት እያ ንሓሳዊ ሰብ ስለዚ ኣየድንቅን ክቡር መምህር ስልጣነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ሰብ ኣብ ዝተወለደ ይወለድ ሰብ ምኳን በቂ እዩ ግን ታሞ እዚኦም ንባዕሎም ምሕሾም ኣብ ፀሎትካ ዘክሮም ናብ ልቦም ክምለሱ ስልጣነይ ንስካ ግን ቀፅለሉ ሓቀኛ መምህረይ
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 күн бұрын
ስልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዝሐልካ ትግራዋይ ኹን ኤሪትራ እንፈትወካ ሓውና ኢይኻ አነ ከም ሓንቲ ትግራወይቲ ዓብይ ኽብሪ አለኒ ናዓኻ ❤❤❤❤❤ ብኣኻ ብዙሕ ተምሂርና ኢና ዓባይ ሓፍትኻ እየ ብእምነት ምንም ዝፈልጦ ነገር የነበረን ኸዚ ግን ብዙሕ አምሂርካኒ ኢይኻ 🙏🙏🙏🙏🙏
@MebratgalQDstkiDaneMhret
@MebratgalQDstkiDaneMhret 2 күн бұрын
@@hanayemaryam12 ዋላ አነ ትግራወይቲ እየ ግን ክፈትዎም ማዓት እየ ስልጣነይ መምህርና ካሳውን ኣቦና መዝገበ ስላሴ ክፈትዎምን ከክብሮምን ማዓት እየ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎም❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@fthawitnuwaye1293
@fthawitnuwaye1293 Күн бұрын
❤❤❤
@xggrccgg6880
@xggrccgg6880 Күн бұрын
ዋላ አነ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@meronbekure75
@meronbekure75 2 күн бұрын
ስልጣን ሓውና ኩሉ ትምርትኻ ብሉጽ እዩ ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሐልካ። ዝበሉ ይበሉኻ ኣብ ሓቂ ምህላውካ ክትኮርዕ ይግበኣካ❤
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@alemdesta454
@alemdesta454 Күн бұрын
በታ ጸባብ መንገዲ እተው ኢናኮ ተባሂልና ድርኡ መምህረይ🤲😘🥰ዛ ትግራይ ግን አብ መልሓሶምያ ተሰፍያ ይመስለኒ☺ዞም ትግራይ ዝተወለድና ሐዚ ንኩረዐላ😘😁
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ Күн бұрын
❤️ስልጣነይ ኣይዞካ ንሕና ተጋሩለ ማራና ነኽብረካን ንፈትወካን በርትዕ 😊 🥰❤️✝️👍
@simretkesete9505
@simretkesete9505 22 сағат бұрын
በርትዕ ጥራይ ስልጣን ሓወይ ከውድቁካ ዬም ዝጽዕሩ ዘለው እግዝኣቢሄር ምሳካ ዪ ❤❤❤🙏🙏🙏
@Tesfieguesh
@Tesfieguesh 2 күн бұрын
ድያቆን ሰላም ነዓካ ኣክብርካዮ ዕድመ ይሃብካ ክትምልሰሉ ኣይነበረካን፡ሓሳዊ ኩሉ ግዜ ሓሳዊ ዩ ክእለት ካ ዘይብሉ፡ ፡
@MebratgalQDstkiDaneMhret
@MebratgalQDstkiDaneMhret 2 күн бұрын
ኣጆኩም ስልጣነይ ኩሉ ጊዜ ንሓቂ ዝቆም ሰብ ኣይፍቶን ሓቀኛ መንነቱ ሒዙ ዝቀርብ ብግልፂ ሰብ ኣይፍቶን ካብ ሙሱሉይነት ሒዝካ ምስ ሰብ ምንባር ሓቂ ሒዝካ በይንካ ምንባር የሐሸካ:: ንሓቂ ምንባር ሕልናዊ እበር ሓሶት ኣይኮነን ::እኳ ዳኣ ጭውነት እንበይ ንዝተገፈዐ ህዝብን ንዝተገፍዑ ኣቦታትና ድምፂ ምኳን ክርስትያናዊ እዩ ኣየ ንስኩም ኣቦና እንጦንዮስ በረከቶም ይሕደረና ድምፂ ዘይትኮኑ ሰባት ኣይኮንኩምን ስልጣነይ❤ እዚ ወዲ ብፅልኢ ህዝቢ ትግራይ ዝዓወረ እዩ የዒንቲ ልቦኑኡ ይክፈተሉ ብሓቂ ኣይትሓዝሉ ናብቱ ናቱ ደረጃ ኣይትውረዱ ክትምልሱሉ ፍፅም ኣይግባእን ነዚስ ነዕቅ ኣቢልካ ስቅ እዩ ፅቡቅ ኣቱም ፅልኢ ትዘርኡ ኣይትድከሙ ህዝቢ ሓደ እዩ ዘይብሰንኩኩም እዩ ዝባኣስ ዘሎ ልቦና ይሃብኩም ነዛ ዘይትነብሩላ ዓለምስ ክንድዚ ኣቤት ይቅረ ይበለልኩም ሓቂ ሒዝካ ኣብ ፅርጋ ደቅስ::
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@brhankiros
@brhankiros 2 күн бұрын
ኣጆካ ስልጣን ሓወይ ነዚኦም ኣይትገደሰሉም ሎምስ ካዓ ትግራዋይ ዪ ዶ ኢሎምካ ሰብ ስብ ብምካኑ ክቡር እዩ ኣነስ ብፍላይ ንዓካ ንመምህር ካሳሁን ኣባ መዝገበን ድያቆን ዘኣማኒኤል ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩም በቃ እግዚኣብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና❤❤❤
@GirmayEssak
@GirmayEssak Күн бұрын
ስልጣን እግዝኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና። ልዕሊ ኩሉ ትሕትና ብዝመሎኦ ቃላት ተጠቅምካ እትህቦም መረዳእታ ኣገናዕ ዘብል እዩ እሞ ኩብር ሓው ቀጽሎ ኣምላኽ ይሓግዝካ።
@yonasbokure6911
@yonasbokure6911 6 сағат бұрын
ስልጣን ሓወይ ናብ ፍረ ዘለዎ ገረብ ኩሉ እዩ እምኒ ዝድርቢ ፍረ ዘይብሉ ግን ቁሊሕ ዝብሎ የብሉን ስለዚ ፍረ ስለ ዘለካ እዩ ኣጆኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Күн бұрын
መምህረይ ንስኻ ዲኣ ብኣፊልጦኻ ብትምህሪትኻ በልሕን ኒቁሕን ፈላጥን እኻ ንኣኻ ከፀሉም ሕስዲና ዝሓደሮም ፈትዎም ኣይኸነይ ፀላእ ሰናይ ስለ ኣብዝባኖም ከዩኑ ዝጫወቶም ዘሎ ኡዩ❤❤
@MrGezai
@MrGezai Күн бұрын
እዚ ማዕበል ዚብልዎ ጊዜ ሂብካ ዚመለስካሉ ጽቡቕ እዩ ምኽንያቱ ስቕ ኢልካ ምርኣዮም ጽቡቕ ኣይኮነን ተባረኽ ብሩኽ ሓው
@msrat-w8e
@msrat-w8e Күн бұрын
እግዛኣብሀር ይመስገን ክቡሪ ሓዉና ጠንካራ ሙኻን ጥራሕ እዩ ዘድልይ እስኻ ብንፅህናኻ ሰይጣን ቡዘሕ እዩ ዘፈት ስለዝ ኣጅኻ እት ሰብ ደማ ናባዕሉ ይጠንጥን😢😢😢😢
@ሂዊጋልአሕፎሮም
@ሂዊጋልአሕፎሮም Күн бұрын
እንካዕ ብስላም መፃኻ ኩቡር መምህርና አነስ ትግራዋይ እዩ ክቡሉኻ ከሎዉ ደስስስስ ይብልኒ ትግራዋይ ኩን ኤርትራዊ ብሓይሊ እግዚኣብሄር አብ ፅዮን ማርያም ኣኽሱም ብሓባር ንእግዚኣብሄር ነመስግነሉን ንውድስሉን ስደትና ባርኩን ኣሕፅሩን ንምትእክካብ የብቀዕና ንምድሪ ኣጋእዝት ንኩላ ምድሪ ዓለም ስላምን ሕብርትን የውርደልና ልዑል እግዚኣብሄር ኣምላኽ አሜን 🎉♥️♥️♥️ አቱም ደፋራት ሓቂ ዝመርሮኩም ዋሓጥዎ ሓቂ መራር እያ ምስትውዓሉ ይሃብኩም
@gueshhabteab9652
@gueshhabteab9652 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ምሕረቱ የዉርደሉ እንበር መንፈሳዊ ርዲኢት የብሉን እዚ ዘረባ ከንቱ እዩ ።
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@tiamirkidane7715
@tiamirkidane7715 2 күн бұрын
ስልጣን ንኡስ ሓውና ክብረት ሂብካዮ እምበር ነዚ ስቕ እንተትብሎ ዝያዳ ምሓሰረ። ዝገርም ዝዛረቦ ኳ ኣይርድኦን'ዩ ጎረበታችን ዝብሃል ትግሪኛ የለን ንባዕሉ ይመርመር ካበይ ከምዝመጸ ያኢ ተዋራዝየ ኢሉ እንዲዩ ጎረቤታችን ዝብል ግን ሰብ እንዳሃለወ ትሕቲ ሰብ ክኸውን ዝመረጸ ሰነፍ ኢዩ።
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@ሄሩየማራናታቻናል
@ሄሩየማራናታቻናል 2 күн бұрын
እንኮዕ በሰላም መፃካ ስልጣነይ መዓረይ❤👏
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ
@ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ Күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኢኻ አጀኻ ሰልጣነ ሓወይ አይትገደሰሎም ምሰ ሰድራኻ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም እግዚአብሔር አምላኽ ሰልጣነ ሓወይ😘😘😘😘😍😍😍😍😍😍💛💛💛💛💚💚💚💜💜💜💖💖💖💕💕💕💗💗💗💓💓💓 ❤❤❤ አብ ሓቂ ቀፅለሉ
@AziebAbedom
@AziebAbedom 6 сағат бұрын
ስልጣን ሓወይ ብትዕግስትኻን ብናይ ሰብ ክብሪ ዘለካን እዝየ እንድየ ዘድንቀካ ቀጽሎ ዝሓወይ እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን🙏🙏🙏
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 2 күн бұрын
ስልጣን ሓውና ኣጆኻ ጥራይ ሓቂ ሓቂ አያ። ሓቂ ዝዛረብ ብዙሕ ፈተና ኣለዎ። አንተኾነ ግን ኣምላኽ ኣብጎንኻ ኮይኑ ሓይሊ ከም ዝህበካ ኣይጠራጠርን'የ።🙏🙏🙏 ካብቲ ብትሕትና ትምልሰሎም ዘለካ ከማን ቅሩብ ኣይርደኦምን አዩ? አንታይ ግዜ አና በጺሕና የፍርሃካ አዚ ግዜ በቃ🙏🙏🙏😭 ወላ ኣቅሽሽቲ ክምልሱልካ ክለዉ ብትዕቢት ሰሚዐ ግን ምንም ኣትገደሰሎም በርትዕ ጥራይ አየ ዝብለካ። አቲ ድተዛረብካዮ ናይ ኩላትና ሕቶ ስለ ዝኮነ ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና። እዝጊኣብሄር ሰላምን ዕርቅን ኣብ ቤተክርስትያና የውርደልና🙏🙏🙏 ከሙኡ ድማ ዓይነ ልቦና ይክፈተልና🙏🙏🙏
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@HaylomDawit
@HaylomDawit Күн бұрын
ኣጆኻ መምህርና እዚ ዳሞ መታም ተኸተልቲ ክረክብ ኢሉ እዩ ❤❤❤ ኣጆኻ ጥራይ ነዘን መናፍቕ ኣስማዮም ❤❤❤❤❤
@MulerTigraweti
@MulerTigraweti 2 күн бұрын
*_መምህረይ ኣቦ ሓቂ ኣበይ እሞኩሉ ከማካ ተዝኮን😢_*
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Күн бұрын
እግዝኣብሀር ይመስገን❤
@ገኒየድንግልማርያምልጅ
@ገኒየድንግልማርያምልጅ Күн бұрын
እግዚኣብሔር ይመስገን መምህረይ❤❤❤❤
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 3 сағат бұрын
እንኳዕ ድሓን መጻእኻ ክቡር ሓወይ መምህረይ❤ እዚኦም ኣይትገደሰሎም ዓጀውጆው እዮም ዝብል ዘለው መንመ ምስ ሃበና በቲ በለ በቲ ወዲቲ ሕያው ኣምላክ ውሉዱ ስለ ዝኾንኳ ንዓና ኩርዓት እዩ ሃገር ብዘይ ገድስ❤
@MehariWeldihwet-x5n
@MehariWeldihwet-x5n 2 күн бұрын
እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሓልኩም ኩቡር መምህርና
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@ትርሓ_ሥፈታዊት-ኣቦኣ
@ትርሓ_ሥፈታዊት-ኣቦኣ 2 күн бұрын
_መምህረይ መምህር ሓቂ💐💜_
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምረን❤❤❤
@SissyMsgna
@SissyMsgna 10 сағат бұрын
እግዚኣብሀር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልካ ኩቡር ሓውና 🙏🙏🙏
@MulueOkbit
@MulueOkbit 2 күн бұрын
ዋእ ሰብ ለሚ ፍራሕት እግዚአብሄር ዘይብሉ አብ ባይታኣ ዘሎ ሓቂ እካ ተዛርብካ ሕጂ ዊን ዘሎ እዩ እግዚአብሄር ፀጋ የብዝሓልካ ቃል ህይወት የስምዓልና አጀካ በርትዕ መምህረይ እግዚአብሄር ይቅረ ይበለሉ እዚአ መዝሙር ዝሰምዐ ዘለኩ. ደስ ትብለኒ ሓሊካኒ ብምህረትካ፣ ብዘድንቅ ርህራይኻ፣ ብዘይካ እሞ መን አሎ፣ ኩሉ ነገር በአካ ኮነ፣ ኩሉ ነገር ብአካ ኮነ፣
@sarasare1063
@sarasare1063 2 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ወድነይ❤
@ብሰመኪክጀመር
@ብሰመኪክጀመር 2 күн бұрын
ሓቂ ከም ኩሉስብ ኣይደፍራይ ሰለዚ ደማዩ ዘሐመና በዝኮነ ኣግዛብሄር ኣምላክ ምሳካ የኮን ስልጣነይ ፀጋ ኣብ ርእሲ ፀጋ ያዓድልካ❤❤❤
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@TkTk-n7g
@TkTk-n7g 2 күн бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐካ መምህረይ❤🎉
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምራን❤❤❤
@RaedRard-b9u
@RaedRard-b9u 2 күн бұрын
ሰልጣን ዳአ ሕያዋይ እባ ክብር ሓውና ሕያወይ ሰብ አይትፅረፍ አይዞካ ወድነይ
@እግዚኣብሔርእረኛየነዉ
@እግዚኣብሔርእረኛየነዉ 2 күн бұрын
ሰልጣን ሓወይ ፀግኡ የብዘሐልካ ጥበቡ ወስኩ ይገለፀልካ እወነት ክርስቲያን እልቲሰብክ ሰብ እካ ኣብ ጎኒ ሓቂ ጠጠዉ ልበልካ ❤
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@ሐሩ
@ሐሩ Күн бұрын
ኣጆኻ ስልጣን ሓውና ንብዓል ምኣዕበል ንፈልጦም ኢና ንኹልና ተጋሩ ገሮምና እዮም aby እንታይ ይብል ኔሩ መስለካ ሓቀኛ ሰብ ብዙሓት ኣዕሩኽ የብሉን🥲ይብለና ኔሩ ስለዚ ኣጆና ይቐኔልና ዝሓወይ 🙏
@ሰሉጓልድንግልማርያም
@ሰሉጓልድንግልማርያም Күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን መምህረይ ኣጀካ ስብ ሓቂ ምኣዝ ዝፈቱ ኮይኑ ብቻ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@ዛፉጓልክርስቶስ
@ዛፉጓልክርስቶስ Күн бұрын
አሜን ናተይ😊👏
@አነዘ-ክርስቶስ
@አነዘ-ክርስቶስ 2 күн бұрын
ረብኒ ወንድሜ አይዞህ በርታ እንወድሃለን!!😍😋💙
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@weyniftuwi6920
@weyniftuwi6920 2 күн бұрын
እግዝኣቤሄር እድመን ጥእናን ይሃብካ👍🙏🙏🙏🙏💒
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@amanuelemnetu4622
@amanuelemnetu4622 2 күн бұрын
ማዕበል ዲበላ ናይ መራሕትኻ character assassination tactics ጹቡቅ ሒዝካያ። ብሓሳብ ተካታዕ።
@TiTiYou-r5j
@TiTiYou-r5j 2 күн бұрын
ኣይ ሰብ ትግራዋይ ይኹን እርትራዋይ ይኹን ዓለም ሓላፊት እያ ሰማያዊ መንግሰተ ሰማይ እዩ መንበርና ኣጀካ ስልጣነይ ኹሉ ግዜ ሓቃ እካ❤
@ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ
@ተመስገንኣምላኬ-ኘ4ቐ 2 күн бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ክቡር መምህርና አጀኻ❤❤❤
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@Tsigeweini
@Tsigeweini Күн бұрын
Kiqayeq ember abey kimhr riekyo memharan alewki kaleot
@tretre-br2fv
@tretre-br2fv Күн бұрын
ስልጣነይ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህረይ በርተዐልናን ንበረልናን🙏✝️♥️
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd 2 күн бұрын
እንቃዕ ሰላም መፃካ ስልጣነይ ♥️🙏
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@AAAA-tn1ny
@AAAA-tn1ny 2 күн бұрын
ጸጋኡ በረከቱ ያብዘሐልኻ ክብር መምህርና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እድመይ ጥእናን ይሃብኻ እግዚብሔር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@Sara-lovely-c4e
@Sara-lovely-c4e Күн бұрын
ዘይርግግፀካ ሊምኒተይ ተዘርብ ሓሸዊ ይቅርታ መምህርይ ቃለ ሂወት የስመዐልና❤❤❤
@yohanateklemariam-g9v
@yohanateklemariam-g9v Күн бұрын
sq bel
@NebytWered-f3c
@NebytWered-f3c Күн бұрын
ኣጆኻ ስልጣን ሓወይ ኣይትገደሰሎም ኢዚሞ ሳክት ኢዮም ተጋሩ ኢኹም ይብሉና ኣለዉ ጸገም የብሉን ተጋሩ እውን ሰብ ኢዮም ንዕኦም ከመይ ኮይኖም ይስምዕዎም እንድዒ መሳኪን የደንግጹ ኢዮም ሕሉፋት ኤርትራውያን ክመስሉ ይጽዕሩ ኣይትመልሰሎም ኣምላኽ ሰላም የውርደልና
@سلاخاحمد
@سلاخاحمد Күн бұрын
ፅባሕ ክሓፍሩ እዮም ኣጆኹም ብ ኣርኣያ ስላሴ ዝተፈጠረ ኩሉ ሓው እዩ ወይልኦም ፅባሕ ክሓፍሩ ዮም ሓፍትኹም ካብ ትግራይ ሰላም ንኹሉ ወዲ ሰብ❤❤
@SeluBehabelom
@SeluBehabelom Күн бұрын
ጽቡቅ ማዕዳ ኢኻ ሂብካዮ ዘለኻ ነዚ ጥፉእ መንእሰይ ክንሱ ዝወረዶ ግፍዓ ብትብዓት ክገልጽ ዘይከኣለስ ኣምሰሉ ብዝኾነ መሃሪ ዝኾነ መልእኽቲ ኢኻ ኣሕሊፍካ ቀጽል ጥራይ ሓደ መዓልቲ ሓቂ ንሓሶትን ዓመጽን ሲዒረተን ክትደምቕ ኢያ🙏
@AaAa-kq7kh
@AaAa-kq7kh 2 күн бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኻ መምህረይ❤❤❤❤❤
@Abune_antoniuos
@Abune_antoniuos 2 күн бұрын
Nbzuhat kab mengedi tfat tmels zeleka nay egziabhier amlak seb Edmen tinan hibu nay agelglot zebenka ybark sultan hawey 🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@agh65ngjlc12
@agh65ngjlc12 2 күн бұрын
ኣጀካ መምህረይ ቡሩኩ❤❤❤🎉🎉🎉
@ኣደይኣደይyoutube
@ኣደይኣደይyoutube Күн бұрын
ቱ ሰብ እባ ከመይ ድዩ ዝሓሰብ😢 ኦ አምላከይ ኣብዛ ክፍእቲ ዘመን ካበካ ኣይተጥፍኣኒ🤲
@solomonkfle2831
@solomonkfle2831 Күн бұрын
ሰላም ሓው ስልጣን ኣብ ከምዚ ተዘይትምልስ ይምረጽ ቀስብቀስ ካብ መስመርካ ከውጽኡኻ እዮም ዝደልዩ ካልእ ስራሕ የብሎምን ኣስተውዕል ዝሞተት ሃገር ኣላ ኢሎም ዝካትዑ እዮምኮ ብዓል ማዕበል ።
@Sojoo-k5z
@Sojoo-k5z Күн бұрын
እንካዕ ዳሕን መፃእኻ መምህረይ❤
@MisgnaZaid
@MisgnaZaid 2 күн бұрын
ከም ወትሩ ብትሕትና ትምልሶ መልሲ ፡ ገለ ካብቲ ልቦናኻ ዝምስክሮ እዩ ሓው ስልጣን ።
@MebreMebre-c8g
@MebreMebre-c8g Күн бұрын
ፍቁር ሓወይ ስልጣን እዚ ዝጽሕፈልካ ዘለኹ ክውድሰካ ኢለ ኣይኮንኩን ኣቦ ሓቂ ኢኻ ኣቦ ውጹዓት ኢኻ ጸገም ናይዚ ህዝቢ ዝተረድኣካ ሓደ መምህርና ንስኻ ጥራይ ኢኻ ለዊጥካኒ ኢኻ ናይ ብዙሓት መምህራን ትምህርቲ ይሰምዕ እየ ግን ኣይከም ናትካን ከምዚ ዓቢ ሓወይ ኮፍ ኣቢሉ ጉድለተይ ሸፊኑ ዝመኽረኒ ዘሎ መኺርካንን ምሂርካንን ኢኻ እግዚኣብሔር ይባርኽካ ካልእ ዝብሎ የለን ❤🎉❤🎉❤🎉
@Lovelove-ip7tp
@Lovelove-ip7tp Күн бұрын
Amlak Tsegau yebzhelka hawey ❤
@A10Qhge
@A10Qhge Күн бұрын
ኣጅካ❤
@genetdesta76
@genetdesta76 2 күн бұрын
Burukey keep up it because all challenges considered as a chance of strength ❤.
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
መምህራንን በትምህርትህ ቡዙ ግዝየ ተምራለው ስታስተምር በትግርኛ ትሰብካለህ እንጅ የት ሃገር ሞሆንህ አላቅም ነበር ለምን ስለ ሃይማኖት ብቻ ነው የምታስተምረው ስለ ፖሎትካ ስለ በሄር ስትናገር አልሰማሁም ያንተ ትምህርት ከጭንቅላተይ ውስጥ ነው እምገባው አይሰለችም ይመስጣል ሁለ እውነት ነው እምትናገረው አትሳሳትም በርታ ❤❤❤🎉🎉🎉
@yodittekelemariam9628
@yodittekelemariam9628 Күн бұрын
Kalehewet yesmana 🙏🙏🙏
@efremnega1781
@efremnega1781 Күн бұрын
🙏🙏🙏
@fyorihadguhadgu9362
@fyorihadguhadgu9362 2 күн бұрын
❤❤❤egzabher megos yhabka❤❤❤❤
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 2 күн бұрын
Xegueu yebzehalka egziabher sltan hawna.
@edentekeste5934
@edentekeste5934 2 күн бұрын
Sultan hawey gize Aytetfaalom nezi zeyrebh seb iyu🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@abrehetdebesai7851
@abrehetdebesai7851 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤👍
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርኝ❤❤❤
@tsegakt2012
@tsegakt2012 2 күн бұрын
Sltan hawna aythazolom fraha Egzabiher delewo seb mkan ekulyu trah ayttsaref ajewjew nay dabilos srahyu mergetsiom dyflet nkulu amlak msaka ykun 🙏🙏🙏
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምራን አሕዋተይ ❤❤❤
@trhasmedhanie5521
@trhasmedhanie5521 Күн бұрын
Egzabher amlka xegu yebzhlka Memhray 🙏🙏🙏
@tv-gc1yx
@tv-gc1yx 2 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሓው ስልጣን እግዚኣብሄር ምሳኻ ይኹን።ማዕበል ክፍላይ ትግራዋይ ማይ ድማ ማይ ጨው ዝዓበየ ኮይኑ ኣቡኡ ሰምሳሪ ኔሩ ተኣሲሩ ኣሎ።ማዕበል ሓጎስ ክሻ ሰብኣይ ኣሙኡ እዩ።ግዜ ዘይቀልዖ ምስጢር የለን ኣነ ወዲ ማይ ድማ እንዳ ስላሴ እየ።ተጋሩ ጸሊአ ኣይኮንኩን ይኹን ግን ገዛ ገዛ ምጽዋት ይኣክል።
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 күн бұрын
ኣዞካ ስልጣነይ ብዝሕ ኣይትገደሰለም ምክንያቱ ንሳቶም ንሓሾት እምበር ንሓቂ ሰለዘይፈልጥዋ እዮም እምበር ንባዕሎም መሐሾም ንሕልነኦም ሸይጦም ዝነብሩ እዮም ኣነ ግርም ዝብለኒ ግን ንዑዑ ክሰምዑ ከፊሎም ዝዉዑሉ ሰባት እዮም እና ስልጣነይ ኣይትገድሰሎም ንስካ ጥራሕ ኣሰር ቁድሳንካ ተከቲልካ ንታ ሓቂ ክሳብ መወዳእታ ሳዓባ ስቅ ኢልካ ንሳቶም ንዓካ ንከሰናኩሉ ዘይሕፍሕርዎ ጉድጋድ የለን እሞ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ብቻ🙏
@BeyeneQeshi
@BeyeneQeshi Күн бұрын
Sltan Hawna Ajoka ❤lomi kulu haqi zzareb tgraway Iyom zblwo!!
@fdg761
@fdg761 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምሩኝ❤❤❤
@ማኪጋልትግረይ
@ማኪጋልትግረይ Күн бұрын
ኣይተገደሶሎም ዝያዳይ🎉❤
@bahtagebremedhin3777
@bahtagebremedhin3777 2 күн бұрын
Sebay ajoka tray dear bro
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን
@AmlakAboy27
@AmlakAboy27 2 күн бұрын
ስልጣን ሓወይ እንታይ ድኣ ሎምስ ቪድዮ ጌርካ ዘይሰራሕካ ድኣ፧
@yonasghebretnsae9135
@yonasghebretnsae9135 2 күн бұрын
Ab megesha u zelo kemti tmali zbelo
@AmlakAboy27
@AmlakAboy27 Күн бұрын
@yonasghebretnsae9135 Nabey geshu diyu kbur hawey?
@Galtemu5745.
@Galtemu5745. 2 күн бұрын
Ajoka tray Sltan hawey you are telling the truth so don’t worry about the rumours. Hgdef hakiki zzareb ayfetwun eyom amlak xegueu yebzhalka zhawey I am your huge fan 🥰🙏🥰
@yrgaalem8486
@yrgaalem8486 2 күн бұрын
💚💚💚💚💙💐💐❤❤❤💐
@AhmedAhmed-kz9st
@AhmedAhmed-kz9st 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 2 күн бұрын
Bhaki tsbuk melsi ajoka ab zelekayo tray berteE hawey ❤🎉
@ሄሩየማራናታቻናል
@ሄሩየማራናታቻናል 2 күн бұрын
ትግራይዋይ ስለዚኾነ ያ ኣየ ሰብ🙄
@ኣቤጓልማርያምፅዮን
@ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 Күн бұрын
Don’t worry about those nonsense people sultan. This is a sick generation, Egziabhier mhret yewrdelom 😢😢😢
@senaittewelde9018
@senaittewelde9018 Күн бұрын
Seltan hawna edmen tenan yhabka fetary haki merar eya haki sle tzareb u zmerom aithazelom haki sle zeifelta maebel komu u kexl tray 💙💙💙🙏
@dogoladdition9236
@dogoladdition9236 Күн бұрын
ማዕበል ዳኣ ንባዕሉ ትግራዋይ ደምበላስ እዩ
@teumberhe4355
@teumberhe4355 Күн бұрын
ኣጂኾ ኹብር ሓው እቲ ንሱ ዝብሎ እንተዘይደጊፊካ ኣስማት እዩ ዝዋሃበኮ ዘይምግዳስ እቲ ክተሕልፎ ዘለካ መልእክቲ ንህዝቢ ዲምጺ ውጽዓት ኩን
@fikrteame6769
@fikrteame6769 Күн бұрын
Sltan hawey ms hlnun khasb zkiel aemroun zshete seb ktredadae aykealn eyu❤❤❤
@luwamgebrehiwet922
@luwamgebrehiwet922 2 күн бұрын
Oy neziom hasewti aytgedeslelo Esa ya aqmom mhret yewrdelu
@debrebizen7738
@debrebizen7738 Күн бұрын
ክቡር ሐዉ ንስካ ብዛዕባ ደብረ ቢዘን አመልኪታ ዝተዛረብካዮ ጽሩይ ሐቂ እዩ። እንተኮነ ግን እታ ሐቂ ከም ዕረ እያ ትመሮም። ነሱ እዩ ሐሳዊ ። ቀጽሎ እቲ ሐቅን ሰናይ ቃላትካ
@yikalogebrehiwet4016
@yikalogebrehiwet4016 2 күн бұрын
ማዕበልሲ ቀንዲ በትሪ ናይቲ ህዝብና ዘጥፍአ ዘሎ ጮቃኒ ስርዓትዩ ክቡር ሓው ስለዚ ሓቂ ይኹን ፍትሒ ኣይንታዩንያ ኣይትገደሰሉ ግዜኦም አንዳቀረበ አዩ ብዓልዚ ጉሒላ
@soligualagame
@soligualagame 2 күн бұрын
ታይ እሰከ ስልጣነይ ጌጋ ርድኢት ተረዲኢዎም እንተዝከውን ብጌጋ ንከይርድእዎ መብራህካሎም ባዓል እዚ ማዕበል ግን እናፈለጡ ዝዕንቅፁ ካብ ሕሊነኦም ዝሃደሙ ኢዮም በተለይ መረዕበል ካብቶም ልዕሊ 360 ኣብ ላምፔዱዛ ዝጣሓሉ ኣሕዋትና ዝተረፈ ምኳኑ ምስሰማዕኩ ብጣዕሚ ኢዩ ዝገርመኒ ኩሉ ነገሩ ሓሶት ነቲ ካብዚኩሉ ዘድሓኖ ኣምላክ ከገልግሎን ከመስግኖን መተገበኦ ነይሩ ግን ከይሞተ ዝሞተ ኣነስ ከደንግፀኒ ስልጣነይ ንባዕሉ መሐሾ ኣይትገደሰሉ
@mussiekaleab4429
@mussiekaleab4429 Күн бұрын
Aye maebel harif harif ktxawet thriff aleka
@GolWejerat
@GolWejerat 2 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️
@SaraHadis-pw5hg
@SaraHadis-pw5hg 2 күн бұрын
ደምርን❤❤❤
@bahtagebremedhin3777
@bahtagebremedhin3777 2 күн бұрын
Don't give time to negative people Let them cry 😭 of truth
@tedrosdawit5396
@tedrosdawit5396 19 сағат бұрын
Selam sultan, ab tiktok alo hade issayias matiewes zbihal, xegem aleni nay huqo ybil alo emo abzi channel natka eba ngerelu
@fbwgg
@fbwgg Күн бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@briwelie1238
@briwelie1238 2 күн бұрын
🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@MichaelTesfamichael-u9y
@MichaelTesfamichael-u9y 2 күн бұрын
Dyakon nio belom .jahrom uzewdkena zelo.hgdef 😢😢😢😢😢
ክልተ ጾታ ብዓይኒ ቤተክርስቲያን!
16:33
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 10 М.
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
How Strong Is Tape?
00:24
Stokes Twins
Рет қаралды 96 МЛН
ካብ ቶዃሉ ተጠንቀቑ!
18:01
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 3,3 М.
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,3 МЛН
ግድን ክንፈልጦ ዘሎና! እነሆ እቲ ምሥጢር!
29:01
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 7 М.