No video

Kal-New series Tigrigna Film By GereEmun part 34 ( ቃል-ሓድሽ ተኸታታሊ ፊልሚ ትግርኛ ክፉል34 (Official Video 2024)

  Рет қаралды 21,288

Flamingo Entertainment

Flamingo Entertainment

6 ай бұрын

እንቋዕ ብደሓን መጻእኩም
ፍላሚንጎ ኢንተርተይመንት መዘናግዕን መምሃራይ ዝኾነ መደባት ብምድላው ዝቐርበሉ ቻነል ኢዩ። ሳብስክራይብ ብምግባር ናይ ወትሩ ተኸታተልትና ክትክኮኑ ንምነ። የቐንየልና!
Welcome back to Flamingo Entertainment KZbin Channel in Tigrinya Language. We Recommend you to SUBSCRIBE us to get the most updated videos. Thank you! Flamingo entertainment

Пікірлер: 233
@user-ul3cu2st6d
@user-ul3cu2st6d 6 ай бұрын
እዘን ማማ ሓዳስ ክፍተዋኻ ኣዴታትና ይመስላ ቀፅልሉ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 6 ай бұрын
ሓቅን ቅንዕናን ክብርን ማዕተብ አደይ ሓዳስ እያ
@SaLa-vk9rc
@SaLa-vk9rc 6 ай бұрын
ሓድጉ ዘደንቅ❤❤❤❤❤
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኹሙ ❤❤አብ ዓዲ ዓረብ ዝሳቀዩ ዘለዉ አብ እሲሪቤት ባ ዲምፂ ኽንልና በጃኹሙ 😢😢
@shalom5798
@shalom5798 6 ай бұрын
መጹ ካኣ መጹ እዞም መፍቶተይ❤❤❤ ብሃረርታ ዝጽበዩ ተዋስኦ😊 ውርዙ እርኑብ ሰራሕ ብሓቂ ካብናይ ተጋሩ ዝሪኦም ተዋስኦ መብዛሕቶም ብባዕዳዊቃላት ዝወረሮም'ዩም። ኣብዚ ተዋስኦ ግን ኣብ ጽፉፍ ቛንቛን ባህልን ዝተመስረተ ጽፉፍ ዕዩ'ዩ ። ዘዓንግል ሰራሕ ብሓቂ የቕንየልና❤❤❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 6 ай бұрын
ብሓቂ ክንደይ ደስ ይብል❤
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s 6 ай бұрын
ናትና ነዐቢ ተጋሩዋይ ሼር ለይክ ዳገበርና ናብ ኩሉ ነብፃሓያ እዛ ብልፅቲ ድራማ❤❤
@asfg1772
@asfg1772 6 ай бұрын
ሰበይቲ አቦ ከምቲ ከማይ ተሰቀየ ዘዓበኩ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢💔😭😭😭😭😭😭😭😭
@shoshosho5438
@shoshosho5438 6 ай бұрын
ኣሕሕሕ ሰበይቲ ኣቦ ዝጀመሮ እዩ ዝፈልጦ 😢😢ኣብ ሓዳርስ ልባዓልካ ክንዲ ልፀገመ ይፀግምዋ ውላድካ ምስ ሰበይቲ ኣቦ ስብኣይ እኖ ኣይዕበ ኣሕሕሕ ዘለዎ ስቃይ ሰብ ኮይኑስ ካብ ብህይወት ተለካ ምፍልላይ ይምሓሮ 😭💔
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 6 ай бұрын
እወ ዝጣዓሞ እዩ ዝፈልጦ 💔💔💔💔💔💔💔💔
@rozaoppo828
@rozaoppo828 6 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢ከብደይ በሊዕኪናን
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 6 ай бұрын
ኣጀክን ደቅነይ ታማ😢ክገበር እግዚአብሔር ዝፈቀዶ ይኩን ከቢድዩ ኣዶካዶ ትምኖዋ ንክሉ ጊዜ ኣለዎ😢
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 6 ай бұрын
ኣጀክን ደቅነይ ታማ😢ክገበር እግዚአብሔር ዝፈቀዶ ይኩን ከቢድዩ ኣዶካዶ ትምኖዋ ንክሉ ጊዜ ኣለዎ😢
@sisayabreha5875
@sisayabreha5875 6 ай бұрын
ብእንዳ መዝገቦ ተባዕታይ ወገን ኣይረአን ዘሎ ። ጓሎም ዝጠፈአቶም ኣይመስልን እንስሳ ዝጠፍአት ዩ ዝመስል ። ናይ ኣዶ ይኹን ናይ ኣቦ ሚሒር ሻቕሎት ኣይረአን ዘሎ ። ብፍላይ ጓለን ዝጠፈአተን ኣዶ ( ማዓረየ ማዓረኒ ) ኣይረአያንን ዘለዋ ። እታ ጓላቶም ናይ መዝጎቦ ተባዕታይ ዋኒን ጥራሕ መሲላ ። ኣስተኻኽልዎ ። ብዝተረፈ .......... 👍👍
@user-jx3co3um8z
@user-jx3co3um8z 6 ай бұрын
ብሓቂ ዋላ ናተይ ሪኢቶ እዩ🤔 ብሱሩ ደርሆ ልጠፈአቶም ዳኣም መስሉይ🙄😂
@user-vb7kq8jt4f
@user-vb7kq8jt4f 6 ай бұрын
ብሓቂ ዋላ ኣነ ከምኣ ኢለ ክጽሕፍ ላሓሰብኩ ነይረ ልእንስሳ ዃ ክንደይ ጋዕ ገልጠም ድዩ ዘሎ😂❤
@Samiking-se6ji
@Samiking-se6ji 6 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ባዕለይ ጀማሪ ብኮሞንት ናፅግባ❤❤❤❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💙
@marajsbjsvis5327
@marajsbjsvis5327 6 ай бұрын
ሓድጉ ኣጆኻ😢 ድራማ ምዃኑ እዳፈልጥኹ ብሓድጉ የሕርቅኒ
@user-jg3vw3jj5b
@user-jg3vw3jj5b 6 ай бұрын
ኣነስ ሓድጉ ከብደይ በሊዑኒ😢😢😢😢
@LILIEGALHAYIKO
@LILIEGALHAYIKO 6 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኩም ተጋሩ ወለድናን አሕዋትናን ሰላም ንትግራይን ተጋሩን❤💛🌼🌹✝️🙏
@L.Nuguse
@L.Nuguse 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@titi7083
@titi7083 6 ай бұрын
እንዃዕ ዳሕና መፃእኹም ብሩኻተይ💛❤🙏 ኣብ ዛናይ ስዑዲ ደጋጊምኹም ስርሑላ ቤዛኹም 😢😢
@user-xg6rh5zi7j
@user-xg6rh5zi7j 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መእጻኹም ሰናይ ሰንበት ይግበረልና ብሓቂ ደስ ዝብል ጽሑፍ ዩኡ እሞ ቀጺለሉ ደቅ ትግራይ
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 6 ай бұрын
ማማ ሓደሰ ፍቅረ❤
@user-jg3vw3jj5b
@user-jg3vw3jj5b 6 ай бұрын
ደቂ ዓዲ ኣውህነ አለኩም ዶ ❤❤❤❤
@kuluNsenay21
@kuluNsenay21 6 ай бұрын
እፉፍ ሰበይቲ ኣቦ😢
@shoshosho5438
@shoshosho5438 6 ай бұрын
እፍፍፍፍ እወ ጋለይ ሰበይቲ ኣቦ ስብኣይ እኖ ኣሕሕሕሕ ሕራሮት 😭💔🖤
@user-rl8xx6sp1x
@user-rl8xx6sp1x 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@user-hv2yd7jd3x
@user-hv2yd7jd3x 6 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኣኩም❤❤❤❤❤
@hiritwelday
@hiritwelday 6 ай бұрын
ዋዋውውው እንኳዓ ብሰላም መፃእኩም ቃደመይቲ ባዕለይ ❤❤
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ በሃሊ መብርሂት ምስ መን እያ ክትኮን ሃጺጸ 😊 ላይክ 👍 ዘይንገብር ናዓናስ አይተደንጉን ናዓቶም ጽቡቅ እዩ ዝእዙይ ክሰርሑ ብዙሕ እዩ ድካሙ
@FgHf-uj8op
@FgHf-uj8op 6 ай бұрын
ፍቅሪ ልኮነት ድራማ👌👌❤❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 6 ай бұрын
_ወይ ሓረጉ ሕንጉጉ ደወዲ ገረችኤል ሃይሉ ሰበይት ኸይናትሉ አይዘኻ ሓዱጉዋይ ፅሩይ_
@selam-ty9kl
@selam-ty9kl 6 ай бұрын
ዲምፅ ዉፃዓት ኣብ ስዑዲ ዓርብ እንድኩኑ 😭
@tgakterentertainment3855
@tgakterentertainment3855 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤
@user-uh7sy9uy6j
@user-uh7sy9uy6j 6 ай бұрын
ወይዘሮ ሓዳሰይ❤ ሓድጉ 😢
@suzawiterobawit8005
@suzawiterobawit8005 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም ክሳብ ሎሚ ዝተከታተልኹ ናይ ቃል ድራማ ደስስስስ ባሃሊ እዩ መሃሪ እዩ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-gq1is1eh2s
@user-gq1is1eh2s 6 ай бұрын
መረበተይ ዘርኣኩምኒ የቀንየለይ ተጋሩዋይ ፅቡቅ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤
@selamlove3408
@selamlove3408 6 ай бұрын
አንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ ❤❤❤🎉
@user-oz9cl7mg9u
@user-oz9cl7mg9u 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ፍልቲ ድራማ❤❤❤
@user-hq9pw6up8b
@user-hq9pw6up8b 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ተጋሩዋ ፁሩያት 🥰🥰🥀🥀
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃአኩም ተጋሩዋይ❤❤🎉🎉🎉
@MedhinDesta-mt5vj
@MedhinDesta-mt5vj 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ብሩኳት ዘርኢ❤❤❤ ብሩክ ስንበት ይግበረልኩም🙏❤❤❤
@RahwaGaldegat-vo8yh
@RahwaGaldegat-vo8yh 5 ай бұрын
ይመችኩም እስከ❤❤❤❤❤❤✊✊✊✊✊
@rozaoppo828
@rozaoppo828 6 ай бұрын
ኹለዂም ብልፃተይ❤❤❤❤❤
@user-hk8vv3lp2x
@user-hk8vv3lp2x 6 ай бұрын
ደስ ዝብል ድራማ ቀፅልሉ
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 6 ай бұрын
እንዃዕ ዳሓን መፃኹም ተገሩዋይ ❤❤❤❤ሓድጉ 😢😢😢
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 6 ай бұрын
ኤኔኳዕ ብሰላም መፃኣኹም
@shantishanti1413
@shantishanti1413 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@adug-nj3gp
@adug-nj3gp 5 ай бұрын
ዋውውውውውው❤❤❤❤❤❤
@user-ni1fm7lo2e
@user-ni1fm7lo2e 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ🥰🥰🥰
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 6 ай бұрын
ሓድጉ ብሩኽ
@user-xs7pj5xv4y
@user-xs7pj5xv4y 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም
@user-wc8tq9qn8w
@user-wc8tq9qn8w 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@lilitylility4864
@lilitylility4864 6 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፃኹም ተጋሩዋይ❤❤💛💛👑👑👏
@user-tk6do9du6f
@user-tk6do9du6f 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኣኹም
@user-cr1yp9ow6f
@user-cr1yp9ow6f 6 ай бұрын
ኣጆክም በርትዑ ሓላላት❤❤❤
@mediwukro6662
@mediwukro6662 6 ай бұрын
ሓድጉዋይ ምስኪን 😘 ሓረጉ ሕንጉጉ ብሓድጉ ኣይትምጽእኒ ዋእ 😳
@ggcf1371
@ggcf1371 6 ай бұрын
😅😅❤❤
@user-tx3gc5cp7n
@user-tx3gc5cp7n 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-xh4dl7wf3h
@user-xh4dl7wf3h 6 ай бұрын
ኣየ ሰይቶቦ እፍ😭💔 ኣጀካ ሓድጉዋሕ🥺
@user-tq6nm9py7l
@user-tq6nm9py7l 6 ай бұрын
❤❤ለይ ለማዓንቲ መበል 21 🎉🎉
@RahwaGaldegat-vo8yh
@RahwaGaldegat-vo8yh 5 ай бұрын
ባዓል ዋና አሉሹላ😀😀😀😀
@mojohn701
@mojohn701 6 ай бұрын
Welcome back 🎉it’s always a pleasure watching you
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ ሰናይ ዕለት ሰንበት ይግበረልና ❤❤❤❤
@user-vl6ee8ee9y
@user-vl6ee8ee9y 6 ай бұрын
ርግምቲ ሰበይትቦ
@user-yh2bi7ch1b
@user-yh2bi7ch1b 6 ай бұрын
ስበይቲ ኣቦ ከምዚ ድያ ኡፍፍፍፍ 😢
@abiabi-vl6qz
@abiabi-vl6qz 6 ай бұрын
እንኳዕ ሰላም መፃእኹም ተጋሩዋይ መንያ ሃማየ ሸሓነ ላሓፀበት ትርኢ ደስ ላበላ😘😘😘💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@ksanet12147
@ksanet12147 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ ምቁራት💛❤️💊♥️🥰
@user-eq6nb8no2z
@user-eq6nb8no2z 6 ай бұрын
መዝገቦ ረዳ ርግዕ በሉ ገፍገፍ ኣይትበሉዋ 😢ዋይ
@titigaltigray
@titigaltigray 6 ай бұрын
❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
@atsedeamenamenamentesfay8523
@atsedeamenamenamentesfay8523 6 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@seblegoitom3719
@seblegoitom3719 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@elhamalisafy8032
@elhamalisafy8032 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤💛💛💛💛💛
@user-yh2ij8xn3e
@user-yh2ij8xn3e 6 ай бұрын
❤❤
@user-vg6lo8nn2y
@user-vg6lo8nn2y 6 ай бұрын
❤❤❤
@user-me4uq7oc6b
@user-me4uq7oc6b 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤እንኮዕ ዳሓን መፃኩም ደቂ ታሓላል መሬት ዓደይ ግን ካብታ ዝተቆረፀት ዘይትቅፅልዎ እባ
@ggcf1371
@ggcf1371 6 ай бұрын
ተጋሩዋኒ😢👏❤️👌
@user-cs6rw3hv9v
@user-cs6rw3hv9v 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@shalom5798
@shalom5798 6 ай бұрын
ኣደይ ሓረጉ መሓጉስ😂😂😂
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 6 ай бұрын
ቀመም እያ ሓረጉ ነዛ ተዋሶኦ
@shalom5798
@shalom5798 6 ай бұрын
@@asmelashtesfay5931 ብጣዓሚ ዋላ መዝገቦ ተባዕታይ ኣዜ ዝፈትዎም ኩሎም ኩሎም ተዋሳእቲ ብሓቂ ጽፍፍ መልክዕናን ባህልናን ቋንቛናን ዘንጸባርቑ ብሉጻት ተዋሳእቲ ይመላሎም። መሲሎም ዘይኮነ ኮይኖም ዝሰርሕዎ ሰራሕ ጽፉፍ ስራሕ ።
@user-iv3zr2jr9o
@user-iv3zr2jr9o 6 ай бұрын
❤❤❤❤
@yaredyohans4997
@yaredyohans4997 6 ай бұрын
ይበል ስራሕ ! እቲ ቱባ ባህሊ ትግራይ ኣብ መዓንጥኡ ኣቲኹሞ ኣለኹም ።ቀጽሉሉ!/
@FerFerFe
@FerFerFe 4 ай бұрын
❤🥰❤🥰❤🥰❤🥰
@AaAa-jc8or
@AaAa-jc8or 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@DheiUu
@DheiUu Ай бұрын
ሃዛው ዝኾነት ሰበይቲ ዋይ ጉድ ረኺቡ ሓድጉ 😢😢ናፍቀ ካዓ ትብል መን ክስከፈላ ዩ 🤣🤣
@titisabawit3510
@titisabawit3510 6 ай бұрын
እንቋዕ ብደሓን መፃእኹም ብሉፃተይ❤❤❤❤❤❤ወልፈይ ዝኾነት ድራማ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብልፅቲ ድራማ ብብሉፃት ተዋሳእቲ❤❤❤❤ይበል😊
@user-en9bz4ff9t
@user-en9bz4ff9t 6 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 6 ай бұрын
መበል 29 እየ 👍👍👍 ሰናይ ሰንበት ይግበረለና ቀፅላለ😘😘😘
@user-sm9km3vk6h
@user-sm9km3vk6h 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰
@atsbiyoutube
@atsbiyoutube 6 ай бұрын
ተጋሩየይ❤❤❤❤
@galtigray5257
@galtigray5257 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤
@kahsayemaryamlij199
@kahsayemaryamlij199 6 ай бұрын
❤❤😊
@bege8567
@bege8567 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኡኹሙ ተጋሩዋ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mulurom3315
@mulurom3315 6 ай бұрын
እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ጠ ፁማት❤❤❤❤❤❤
@smyrhsmyrhh570
@smyrhsmyrhh570 6 ай бұрын
🎉❤🎉❤
@gallwejerat147
@gallwejerat147 6 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃእኹም ተጋሩዋይ❤
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 6 ай бұрын
እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ተጋሩዋ❤
@selam-ty9kl
@selam-ty9kl 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩኣሕዋተይ ካብ ሰበይቲ ኣቦ ይማሓረና ማማ ሃረጉ ኣፍርሐናኒ 🙄
@user-sr5fo8xh9w
@user-sr5fo8xh9w 6 ай бұрын
❤❤❤🎉
@Selugaltigray
@Selugaltigray 6 ай бұрын
ዳሕረዎት ዝመፃኹም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤❤
@hagosabrha5700
@hagosabrha5700 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእክም ❤❤❤❤
@user-et6oe8ro5j
@user-et6oe8ro5j 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@erikyadu6297
@erikyadu6297 6 ай бұрын
ሰበይቲ ኣቦ
@eeee4739
@eeee4739 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤እንኳዕ ደሓን መፃእኩም
@Cjvjg-vy6vn
@Cjvjg-vy6vn 6 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፀኩም ተናፋቅቲ❤❤❤❤❤
@hdhhdhh1512
@hdhhdhh1512 6 ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 6 ай бұрын
ጡዑማት ላዛ ክፈትዎም❤❤❤❤❤❤
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ብሓቂ ዘይሕጋዊ ስደት ልባዕኪ❤❤❤ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተኣሲሮም ፍትሒ ዝሳኣኖ ወገናትና ድምፂ ንኩን😢
@Anteniostube7943cathedral
@Anteniostube7943cathedral 6 ай бұрын
Well come ❤❤❤ not part 24 but 34
@shashugebremedhen9740
@shashugebremedhen9740 6 ай бұрын
ስደት ‼️💔
@dodoz7014
@dodoz7014 6 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-jg3vw3jj5b
@user-jg3vw3jj5b 6 ай бұрын
ደቂ ዓደይ መዓረይ እንኳዕ ደሓን መፃእኩም ❤❤❤❤
@user-xk2gq9zc7s
@user-xk2gq9zc7s 6 ай бұрын
❤❤❤❤😘😘😘❤❤❤
Fortunately, Ultraman protects me  #shorts #ultraman #ultramantiga #liveaction
00:10
Joker can't swim!#joker #shorts
00:46
Untitled Joker
Рет қаралды 38 МЛН
ОБЯЗАТЕЛЬНО СОВЕРШАЙТЕ ДОБРО!❤❤❤
00:45