Xbahki - (ጽባሕኪ)-Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

  Рет қаралды 597,021

Kiros Asfaha

Kiros Asfaha

Күн бұрын

Пікірлер: 158
@mussietn1966
@mussietn1966 2 жыл бұрын
ትፈልጥ ኪሮሰይ ፡ ፍረ'ቲ ቃልስኻ ፍረ'ቲ ብዝጠቕሙን ዘይጠቕሙን ትዝንጠሎን ደረጃኻ ከውርድዎ ዝውዕሉን 'ዛ ኣብ ሕደማኻ ዘላ ሃገርካ ክትርእይ ፡ ናይ ወትሩ ደረት ኣልቦ ትምኒተይ'ዩ ። ክኸውን ድማ'ዩ እቲምንታይሲ ኪንዮ 2ተ 40 ገና ስለ ዘለኻ 💚🖤🙏🏾
@tigrignapost
@tigrignapost 2 жыл бұрын
ካይሮ እቲ ንልዕሊ 10ታት ዓመት ተጻብኦ፣ ሻዕብያን-ባሮታን ዘይወድቅ ስነ-ጥበባዊ። እንታይ ኢዪ እቲ ምስጢር ኢለ ይግረም ኔረስ፣ እቲ ምስጢር ግን ኪሮስ-ኣስፋሃ ሓቅን+ርትዕን=ትብዓትን ዘንጸባርቅ ስነ-ጥበበኛ ኮይኑ ጸኒሑ። ስለዚ-ሲ ናይ ሻዕብያ ቶሮሪስት ዉድብ! ጽሓይ ሓንሳዕን ንሓዋሩን ትዓርብ'ያ ዘላ'ሞ፣ ካይሮ ድማ መሊሱ ክኹላዕ ምኻኑ ጥርጥር ትባሃል የለን!።
@mussietn1966
@mussietn1966 4 жыл бұрын
ነዛ መዓልቲ ዚኣ የብቅዕና የብቅዕካ ፋርሰይ ❤🙏🔥 በደልን ገበንን ተወጊኑ መዛግብቲ ፖሊስ ተኸዲኑ ሂወትኪ ቀሲኑ ፍትሓዊተይ ፍትሕኺ ሰሲኑ ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ስኢኑ መንበሪ ሰብ ኮይኑ
@segumsegumtvsegumtv7124
@segumsegumtvsegumtv7124 4 жыл бұрын
Top 👍
@levis5636
@levis5636 3 жыл бұрын
✌✌😁
@mokahchanel1210
@mokahchanel1210 2 жыл бұрын
ከመይ ዲካ ንኪሮስ ተፈትዋ ኣብ ኩ ደርፍታቱ ትጽሕፍ ሪኤካ ናቱ ስእሊ ጌርካለካ?
@asmaitgebrehiwet7308
@asmaitgebrehiwet7308 Жыл бұрын
Abey emo yeak gn kikewn eyu one day 😘😘
@yohanahagos5000
@yohanahagos5000 4 жыл бұрын
ነዛ መዓልቲ እዚኣ የርእየኒ ፈጣሪ 🙏 ድማ ገለዓይት ደርፊ ኪሮሰይ ስራሓት ናትካ ብጣዕሚ የ ዝፈትዎ 👑 ::
@merhawi2328
@merhawi2328 3 жыл бұрын
Xbahna knryo ena nmen elwo gn ente serihnalu tray yu. Ab kulu nay kiros ye zreki 😁🥰 mara eki tfetwyo
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ ከም ጻሓይ ከም ጻሓይ ደሚቑ ነበረ ፍረቲ ገድሊ ፍረ መስዋእቲ ፍረቲ ግፍዒ ፍረ መግዛእቲ ኮይንኪ ንሃብቲ ሃጢሩ ቁጠባኺ ገቢሉ ገጠራትኪ ኸተማ ኣኪሉ ኣስመራ መሲሉ ኣስመራሞ መሲላ ዘይንሳ ተውጢሓ ፍሳሃ ለቢሳ ደበና ኾይኑ ናሕሳ ህንጻታታ ሰማይ ተገምጊሙ ዮርሳሌም ክመስል ተሸሊሙ ዕለም ኣገሪሙ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ ዓወት ቃስና ብደምና ምስ ውጹዕ ሓፍሽ ህዝብና እናበለ እናበለ ትማሊ ብሂወት ምስ ጀመሮ ኣብ ሎሚ ኣውዒሉ ምሰሕደሮ ኣብ ጽባሕ ደሚቑ ተሞክሮ ተቐይርኪ ፍጹም መቐይሮ ዘዐግብ ኮይኑ መነባብሮ ሚዒርኪ ማዓሮ ድንግል መሬትኪ ኸፊቱ ዓይኑ ሰናይ ትርኢት ሓምላይ ተኸዲኑ ዝናኺ ገኒኑ ጽላል ኣፍሪቃ ኾይኑ ቕጽልኪ ሰጊድ ሰላም ኤርትራ ክብላኺ ሪኤኪ እምበር ሪኤኪ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ማዕድየዮ ታሪኽኪ መበገሲ ጌረ ጽንዓትኪ መበገሲ ጌረ መስዋእትኺ መበገሲ ጌረ ጽባሕኪ ብልዋመይ ሪኤዮ ሓዲረ ከም ጻሓይ ከምጻሓይ ደሚቑ ነበረ ደርማስ ምዕባለኺ ተቐሉሱ ጃሕጃሕ ኢሉ ሰላምኪ ፈሲሱ ትምኒትኪ ነጊሱ ናብራ ስደት ንታሪኽ ተሪፉ ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ ጎጃኡ ኣጣይሱ በፈልን ገበንን ተወጊኑ መዛግብቲ ፖሊስ ተኸዲኑ ሂወትኪ ቐሲኑ ፍትሓዊተይ ፍትሕኺ ሰሲኑ ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ስኢኑ ምምበሪ ሰብ ኮይኑ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይትሉ ሊላይለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ውጹዕ ሓፋሽ ህዝብና ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ ዝመጸ ይምጻእ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ኣጹዕ ሓፋሽ ህዝብና እናበለ እናበለ ትርጉም ጽባሕ አዕሚቑ ፈሊሉ ርብዒ ዘመን ምስ ሞት ተፋጢጡ ናጽነት ጨቢጡ እነሆ ሎሚ ሱግሚ ዘሊሉ ምሕደራ ዓወት ኣጠቓሊሉ ናብ ጽባሕ ነቒሉ ሂወትዩ ሂወት ድሕሪቲ ሸቶ ሱሩ ሰፉሑ ደልዲሉ ባይቶ ተመሊሱ ሕቶ ሪኤዮ ህዝቢ ሰላም ክምገብ ሪኤዮ ጽባሕ ናይ ሎሚ መኽሰብ ተምንየ ክኸውን ናይ ሽዑ ሰብ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚኾይነ ጽባሕኪ ኣማዕድየዮ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኹሑሎ ትኾንዪስ ትራእዩኒሎ ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ ህንጻታትኪ ተመሰቂሉ ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ ጎሮቤቱ ኮንኪ ንሰማይ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኽ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ ትኾንዮስ ትራእዩኒሎ ባዓል ጽባሕ ጥራይ ይኽኣሎ ህንጻታትኪ ተመሳቒሊ ምስ ደበና ኮይኑ ምውዓሉ ተበጺሑ ትምኒት ስዮማይ ጎረቤቱ ኮንኪ ንሰማይ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ ንጽባሕ ዘይራኣኻ ይዋኣኻ
@Efisele
@Efisele Ай бұрын
👍👍👍🎉🎉
@biniambini9207
@biniambini9207 2 жыл бұрын
Nay bhaqi selam koynu kulena n eritrea 🇪🇷 nmelselu gize yemxealna kirosey jigna
@naibabdelnur2885
@naibabdelnur2885 2 жыл бұрын
Amen
@bereketewelde5443
@bereketewelde5443 2 ай бұрын
እዛ ደርፊ ምስ ዝሰምዕ መትንታተይ እዩ ዝትንከፍ ፡ ይበኪ ናይዚ ወለዶ ሂወት ከብደይ ይበልዓኒ
@robiye3496
@robiye3496 Жыл бұрын
ግድን እምበር ክከዉን እዩ ከምቲ ኣብ ሕዳምካ ዘሎ ዝዐግብ መናባቡሮ ክህልወና እዩ ኣጆካ ኪሮሰይ ቡህወት ከሎካ ክትሪኦ እካ ❤ ቡቆልዓይ ከለኩ ኣቲሕዘ ካብ ልበይ ዝፈትወካ ስነ ጥበባዊ ❤
@medhaniehabtemariam7219
@medhaniehabtemariam7219 Жыл бұрын
ኪሮስ ገርሂ ፈታዊ ሓቂ ተባዕ ዕቱብ በሓቂ❤I love you so much❤ ንበር ሕልምካ ጋህድ ይኩን❤
@erisun1278
@erisun1278 3 жыл бұрын
ኣብያተ ቤት ፍርዲ ስራሕ ሲኢኑ ኪሮስ ፍላስፋ
@Elilta694
@Elilta694 3 жыл бұрын
ናብራ ስደት ን ታሪኽ ተሪፋ ወዲ ሃገር ዓዱ ተመሊሱ ጎጁኡ ኣጣይሱ ' በደልን ገበንን ተወጊኑ መዛግብ ፓሊስ ተከዲኑ ሂወትኪ ቀሲኑ ' ፍትሓዊተይ ፍትሒ ሰሲኑ ' ኣብያተ ፍርዲ ስራሕ ሲኢኑ መንበሪ ሰብ ኮይኑ ' ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎም ኮይነ ጽባሕኪ ሪአዮ '። ፋርሰይ ኣምበሳ !
@merhawi2328
@merhawi2328 3 жыл бұрын
Ezia gtmi btami ye zfetwa 👍🏻 aye we nxbah zeyraye!
@henokjerjo660
@henokjerjo660 Жыл бұрын
ጥበብ ዋናታቱ ኣለዎ ክበሃል ከምዚ እዩ ንጉስ ጥበብ
@eritrean.tiktok7071
@eritrean.tiktok7071 2 жыл бұрын
ኣታ ጅግና ንስኻ ካብ ኣደይን ኣቦይን ዝተወለድካ ኽትከውን ኒሩካ ምኾራዕኩ ኤርትራዊ ሓወይ ብምካንካ ዉን ሑቡን እየ ደላዪ ሓቂ
@Nebay333
@Nebay333 14 күн бұрын
እቶም ጽብቅዶ ዋውው ውዶ ትብሉ ዘለሉምሲ በየን ኢዩ ጽቡቅ ከይጸበኩም ጥፍኡ ኣቃርጽዮ ኣቲ ኣፍ ከልቢ
@EfremEseyas
@EfremEseyas 4 жыл бұрын
Kirosey aleku eba belena 🤙🤙🏆🏆🏆💪🏻💪🏻💪🏻🕊🕊🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏻💪🏻
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ፋርሰይ መኽሰብ ዓለም ከም ትምኒትካ ይግበረልና💙💙💙
@dungadunga-f1z
@dungadunga-f1z 6 ай бұрын
ኪሮሰይ ስነጥበባዊ ማለት ከመዚ ናትካ ንመጻኢ ራኢ ዘለዉ ኢዩ ❤❤❤
@marioabrham6588
@marioabrham6588 2 жыл бұрын
Nay dani wedi memhr ms semika zmexaka 👍 agrchweni
@ZemenGhirmay
@ZemenGhirmay Жыл бұрын
ሂበካ ግን ምስ ናፎተይ ዪ 😢
@hagosabraham8694
@hagosabraham8694 Жыл бұрын
💙💙💙💙💙💙✅ men alo 2023 zesema
@ከመይዪዝግዜ
@ከመይዪዝግዜ 3 жыл бұрын
ኪሮስ ወትሩ ጅግና መርገጺኻ ዘይትቕይር ታባዕ ወዲ ህዝቢ ታሪኽ ዩ ነባሪ ናትካ ግን ፍልይ ዝበለ ዩ እቲ ሎሚ ትገብሮ ዘለኻ ኣብ ጽባሕ ኮይና ኩሉ ክውን ምስ ኮነ እፎይ ኢልና ከነስተማቕሮ ሃረር ንብል ኣለና።God bls u & Happy new yr.2022.
@muluemehari6914
@muluemehari6914 8 ай бұрын
ንጽባሕ ዘይረኣኻ ይወኣኻ። ኪሮስ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ደላይ ፍትሒ ትምኒትካ የርእኻ መድሃኒኣለም❤19/04/2024
@YGdud-is4gu
@YGdud-is4gu 10 ай бұрын
ቀቲሎማ ዓደይ እምኒ ይትረፍካ ሰብ ደልያ ሃገር ኣዛብእ ሳሕል ከተማ ምስ ኣተዉ ሓወም እቲ ናይ ብሓቂ ዝብኢ ድርግም ኢሉ ተሓዋዊስወ ሰብ ይቀለብ ግደፍወ ይብሉና ምሳና ዝሃደሙ
@eilayseilays1077
@eilayseilays1077 Жыл бұрын
ኪሮሰይ ኣነ ደጋፊ አየ ግን ሓደ ምዓልቲ እዛ ደርፍካ ኣብ ኤርትራ ከም ናይ ኣብርሃም መቀበልየይ ክገብራ 🙏🙏🙏⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️🇪🇷🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🇪🇷⭐️🙏❤🙏❤🇪🇷⭐️🇪🇷🙏❤
@SdamenKing
@SdamenKing 10 күн бұрын
Kiros kedem ber nafikenayo ahh ❤
@davidharcot220
@davidharcot220 2 ай бұрын
ማዓር ድምጺ
@TaflaTafla-vb5mi
@TaflaTafla-vb5mi Жыл бұрын
ኪሮሰይ❤ኣቦ ፍቅሪ መምህር ሓቂ ንበረለይ ንዘላኣለም❤ ቅሳነት ፍቅሪ ተስፍ ሓልዮት ካባካ ስለ ዝረኽቦ happy New year 2024🎉🎉❤
@yared_mg4465
@yared_mg4465 4 жыл бұрын
I hope i will see this day✈✈✈
@brandmerhawi6750
@brandmerhawi6750 2 жыл бұрын
kiros one of the greatest artists we have this song tells me we have a true country head of us that will serve us that will allowed us make life out thanks for your true prophesied
@almieritrean5559
@almieritrean5559 4 жыл бұрын
Kiros hawey kuIu seb kemaka ente zikewin , deIay tisbuk hageru, neza timineya hager mireay yebkeana amIak aboy
@eyobweldu2939
@eyobweldu2939 22 күн бұрын
ኪሮስ አውይ አዚ ግጥምታት ኣንብብዎ አሞ ዋላ ሓንቲ ቃል አዩኮ ዝድርበ ዘይብሉ ኩሉ አንታይ ኢለ አየሞ ክገልጸካ ኪሮስ
@weldeabmichael5306
@weldeabmichael5306 2 жыл бұрын
ሰጊድ ሰላም ኤርትራ ክብላኺ ርኤኪ እንበር ርኤኪ my dream
@mire3058
@mire3058 4 жыл бұрын
Kirosa eza derfi gena eya zela mealta ayakelen zelo ,tesfa ngebr ab zmexie gzie kemue kikonelna
@ichwilllachenabernichtjetz2341
@ichwilllachenabernichtjetz2341 3 жыл бұрын
ክስማዕ ዝግበኦ ደርፊ እዩ ወላ ግን ዝሰምዖ ዘይረኸበ ደርፊ ኪሮሲኖ
@Alekuuuuuuuu
@Alekuuuuuuuu 2 ай бұрын
Yake semie zey menwa musik kiros qedem ba temelesena
@ሓማሴናይእየ
@ሓማሴናይእየ 2 жыл бұрын
*Dhri wedi Memhir Neza Blxti srah ztemelskuma alekum do?*
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 5 ай бұрын
ክርሰይ ጅግና ፅብቅ ሰራሕ ብሉፀ ሰብ 😍😍😍💙💙💙💙💙💙
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 жыл бұрын
Bgbue zeytemermere Artist the living Legend ❤️🇪🇷
@SamuelTeklemichael-p9i
@SamuelTeklemichael-p9i Жыл бұрын
Ata kiros hawey eda kefe ymexana ember ntsibe lewuti yelen may be ndeqnq komu ykewun I hope❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@dejeneri2053
@dejeneri2053 4 жыл бұрын
Ah abzi nhalka tnbit dlet tesfa habo Hji koynu ko tesemieni . Kem afka ygberelna fetari 🙏🙏🙏
@saronzeru5000
@saronzeru5000 Жыл бұрын
Kemay geru nkirosey zftwo seb si yhlu do ykewn ele eye zhasb beqa 😘😘🤴♥️💋💋
@sitcoms2367
@sitcoms2367 2 жыл бұрын
Kiros your are always legend.
@faniwdi3261
@faniwdi3261 3 жыл бұрын
Nay kiroseyyy derfi kaysemaku wele ayfelten kiros fetawi hager 🥰🥰🥰🥰🇪🇷👈🙏
@yared_mg4465
@yared_mg4465 4 жыл бұрын
I hope we will see this day✈✈✈
@adonayftsumbrhan52
@adonayftsumbrhan52 3 жыл бұрын
kirosseyyyyy ma king anbesa nber kber
@SULAIMANMOHAMMED-qq9qf
@SULAIMANMOHAMMED-qq9qf 11 ай бұрын
Ur Living Legend KIROS❤👑
@teklitrussom
@teklitrussom 2 жыл бұрын
Kiros ajoka kkewun eyu yuhuda ms kede
@RidwanSied
@RidwanSied 5 ай бұрын
Ney behaq kiros king❤❤
@saymonsaymon85
@saymonsaymon85 Жыл бұрын
Kiros jgna agka 👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💯❤️🥰
@MikiAsefaw-n6i
@MikiAsefaw-n6i 3 ай бұрын
Nazu hawey rush game yegbrlkum 🎉
@KidusJ
@KidusJ 7 ай бұрын
Ama from in ethopia best music ❤❤❤❤🎉
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
💙💙💙💙
@feshakidane2946
@feshakidane2946 2 жыл бұрын
Kiros malet wawwwwwww sne tbebb abaka yebke
@raesihabte2646
@raesihabte2646 11 ай бұрын
2024 stil love this song it will never get old
@ftl6230
@ftl6230 Жыл бұрын
I like the vision of the songwriter ✍️ That's all of us wishing to see and fighting to each other of frustration
@hani-zc3yk
@hani-zc3yk Жыл бұрын
KIROS MORE KING ❤❤❤❤
@efremgoytom2236
@efremgoytom2236 3 жыл бұрын
ጽባሕኪ ዓጀብ ዓጀብ ዓጀብ ዓጀብ ታሪኪ መበገሲ ገረ ጽንዓትኪ መበገሲ ገረ መስዋትኪ መበገሲ ገረ ጽባሕኪ ኣብ ልዋመይ ሪአዮሓዲረ ከም ጻሓይ ከም ጻሓይ ደሚቁ ነበረ ፍረ ቲገድሊ ፍረቲ መስዋቲ ፍረ ቲመግዛቲ ፍረቲ ግፍዒ ኮይኑኪ ንሃብቲ ሃጢሩ ቆጦባኪ ገቢሉ ገጠራትኪ ከተማ መሲሉ ኣስመራ ሞ መሲላ ዘይንሳ ተወጢሓ ፍስሃ ለቢሳ ደበና ኮይኑ ናሕሳ ህንጻታታ ሰማይ ተገምጊሙ ዮርሳሊም ክመስል ተሰሊሙ ዓለም ኣገሪሙ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዮ ኣብ ሎሚ ኮይነ ጽባሕኪ ኣማዕድዮ ዓወት ቃልስና ብደምና ምስ ውጹዕ ሓፋሽህዝብና ዝመጸ ይጻኣ ወራሪ ኣብ ታሪክ ሰዎራ ሓራሪ አንዳ በለ ትማሊ ብሂወት ምስ ጀመሮ ኣብ ሎሚ ኣውዒሉ ምስ አሕደሮ ኣብ ጽባሕ ደሚቁ ተመኩሮ ተቀይርኪ ፍጹም መቀይሮ ዝዕግብ ኮይኑ መናባብሮ ሚዒሩኪ ማዓሮ ድግል ሚረትኪ ከፍቱ ዓይኑ ሰናይ ትሪኢት ሓምላይ ተከዲኑ ሰናይ ትሪኢት ኮይኑ ዝናኪ ገኒኑ ጽላል ኣፍሪቃ ኮይኑ ብስልኪ ሲጊ ሰላም ኤርትራ ክብላኪ ሪአኪ በር ሪአኪ በር ሪአኪ ተነይተሉ ሊላይ ኢለዩዮ ኣብ ሎሚ ኪይነ ጻባሕኪ ኣማዕድዮ ታሪኪ መበገሲ ገረ ጽናዓትኪ መበገሲ ገረ መስዋትኪ መበገሲ ገረ ጽባሕኪ ልዋመይ ሪአዩ ሓዱረ ከም ጻሓይ ደሚቁ ዝነበረ ደርማስ ምዕባለኪ ብሰላም ተቀሊሱ ጃሕጃሕ ኢሉ ሰላምኪ ፈሲሱ ቲምኒትኪ ነጊሱ ናብራ ስድት ንታሪክ ተሪፉ ወዲ ህኣገር ዓዱ ተመሊሱ ጎጂኡ ኣጣይሱ በደልን ገበነን ተወጊዶም መዛግብቲ ፖሉስ ተወጊኖ ሂወትኪ ቀሲኖ ፍትሓዊተይ ፍትሕኩ ሰሲኑ ኣቤተ ፍድሪ ስራሕ ተሳኢኑ መበሪ ሰብ ኮይኑ ዝመጸ ይምጻአ ወራሪ ኣብ ባርዕ ሰውራ ሓራሪ አንዳ በለ ንጽባሕ ይዕሙቁ ፈሊጡ ርብዒ ዘመን ምስ ሞት ተፋጢጡ ናጽነት ጨቢጡ አኖህ ሎሚ ምሕደራ ዓወት ተቃሊሉ ናብ ጽባሕ ነቂሉ ሂወት ድሕሪ ሂወት ድሕሩ ሶዶ ሸገ ስርሕ ሰሪሑ ሰሪሑ ባይቶ ሪአይ ህዝቢ ሰላም ክምገብ ሪአዩ ናይ ሎሚ መክሰብ ተመኑየ ክከወን ናት ሹዑ ሰብ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሎ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ ትኮንዪስ ተራአዩኒ ኣሎ ባዓል ጽባሕ ተረአዩ ኣሎ ህጻታትኪ ተማሳቂሉ ኣብ ብስ ደበና ኮይኑ ማዓሉ ተበጺሑ ትምኒት ስዪማይ ጎሪቢትኪ ኪይኑኒ ሶማይ ይዋኣካ ንጽባሕ ዘይራኣካ ይዋኣካ ንጽባሕ ዘይራኣካ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ወለሊ ኣቲ ኤረይ ኣቲ ኩሑሎ ትኮንዪስ ተራአዩኒ ኣሎ ባዓል ጽባሕ ተራአዩ ኣሎ ህጻታትኩ ተማሳቂሉ ምስ ደበና ኮይኑ ማዓሉ ተበጹሑ ትምኒት ስዮማይ ጎሮቢቱ ኮንክኒ ሰማይ ይዋኣክ ንጽባሕ ዘይራኣካ Kiros asfah meat were
@frezgishmay2922
@frezgishmay2922 5 ай бұрын
Kirosy is love ❤❤❤❤❤
@NatnaielAndemikaiel-iu4wl
@NatnaielAndemikaiel-iu4wl Жыл бұрын
Eweayom sweatna amxiom knsom keyreaywa ❤❤❤
@yohannesgebrekirstos7952
@yohannesgebrekirstos7952 3 жыл бұрын
Lileka Hagerawi kikewn zikil seb yelen, Keiro Tabae Mensey❤️❤️❤️
@simonnabtan6635
@simonnabtan6635 2 ай бұрын
Always ዉዱእእእ ኪሩ
@nuguseteklehaymanot2365
@nuguseteklehaymanot2365 3 жыл бұрын
Eza derfi kabtenzbelesa derfi nay eritrea eya 💯👌
@mikimbberaki6413
@mikimbberaki6413 2 жыл бұрын
Kirosey natey 🙏🏻
@haftomtesfay12
@haftomtesfay12 3 жыл бұрын
I Love you Kiros ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yohannestsegay9779
@yohannestsegay9779 3 жыл бұрын
Kirosyyy natey ❤🥰🥰🥰🥰❤💚
@Titi-t4j
@Titi-t4j Ай бұрын
ኬሮሰይ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@kibromberahi7231
@kibromberahi7231 2 ай бұрын
Ngusey❤❤
@domozbahlbi7374
@domozbahlbi7374 4 жыл бұрын
My king boy 🤴❤️👈
@tsbahmistireyu5198
@tsbahmistireyu5198 3 ай бұрын
Kiros key mote kelo😢
@anewnkemsebey5842
@anewnkemsebey5842 2 жыл бұрын
Kiros qebax ab adi koynka nezi derifka ❤️
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 2 жыл бұрын
ከመይ ድዪ ተባዕ ከም ንጽባሕ ዝምነ ጅግና እዛ ደርፊ መዝሙር ሃገር እያ
@ብሩህመጻኢ
@ብሩህመጻኢ 2 жыл бұрын
ኪሮስ ንጉስ ☝️🤴😍
@mblovergym6917
@mblovergym6917 10 ай бұрын
King of art 💙💙
@BrgedNhamedu-93
@BrgedNhamedu-93 3 жыл бұрын
Kiros godolo zeybla derfi eya xbahna yexebqelna
@amanueltsaedu200
@amanueltsaedu200 5 ай бұрын
well come Muhra
@HAT26
@HAT26 3 жыл бұрын
This is what being an artist is! All of the artists who did this great song are really great of the greats by my own opinion. I hope this lifestyle becomes true!!! Very good job!!
@sayimon1477
@sayimon1477 Жыл бұрын
Kebratay Natayy
@habenkidane3839
@habenkidane3839 2 жыл бұрын
ኪሮሰይ king
@FaniYe-d8t
@FaniYe-d8t Жыл бұрын
❤❤❤❤ kirosawi 🎉🎉
@ZeritDesale
@ZeritDesale 7 ай бұрын
Kiros king❤ታ❤ላ❤❤❤❤
@semeremengsteab3898
@semeremengsteab3898 3 жыл бұрын
Kiros fethawe 😍😍
@hermongebremichael3903
@hermongebremichael3903 Жыл бұрын
ኢዋኣካ ን ፅባሕ ኢዋኣካ ati erey ati khlo tkinyos triyuni Tmnitka yerena farisey
@aymanabdallah5942
@aymanabdallah5942 3 жыл бұрын
احب الفنان دا شديد ❤❤🙏
@gidiomkidane875
@gidiomkidane875 3 жыл бұрын
Kiroseyyyyyy ake antey amo
@wedieray
@wedieray 2 жыл бұрын
Aka trayne xbheki nabhke drfe karose
@Qiyatube
@Qiyatube 3 жыл бұрын
zyehass derfi kirosa
@FilmonSolomon96
@FilmonSolomon96 7 ай бұрын
ፋርሰይ መግለጺ ኣልቦ
@samuelweldeslasse7396
@samuelweldeslasse7396 3 жыл бұрын
My king krosey
@ሰብይኽበር
@ሰብይኽበር 3 жыл бұрын
Abayka tbil derfka nabey tefiea kiros king wedi hzbi
@abduhabibi9399
@abduhabibi9399 3 жыл бұрын
Shikorina yefqireka
@ermiastewelde8175
@ermiastewelde8175 2 жыл бұрын
King 🎼🤴
@abelkahsay6689
@abelkahsay6689 2 жыл бұрын
Tesfa tesneqeni derfi
@ስደተኛ
@ስደተኛ Жыл бұрын
ነቢ ኪሮስ 💌 ልዕሊ ኩሉ ኢኻ ነዓይ, ሰብ የማነ ኣብርሃም ይብል, ነዓይ ግን ንስኻ ኢኻ ንጉስ ሙዚቃ ትግርኛ, ንበረለይ ኪሮሰይ
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኣነ ንኺሮስ ጥራይ ኢየ ዝፈልጥ ❤❤
@muluetesfay3322
@muluetesfay3322 4 жыл бұрын
Kiroseyy ata jegna
@biniam9650
@biniam9650 8 ай бұрын
5 May 2024 Rehos Awdamet 💙
@maminateyy7929
@maminateyy7929 3 жыл бұрын
ነዚ ሰሚዒናስ እዚ ሽጂ ትደርፎ ዘለካ ደርፍኻስ ምስ ምንታይ እንታይ እና ክንቆጽሮ
@selameuderetey7076
@selameuderetey7076 8 ай бұрын
11/04/2024💙
@YacobDesey-bs3wx
@YacobDesey-bs3wx 2 ай бұрын
Lomi ❤
@siemmehari9585
@siemmehari9585 2 жыл бұрын
King
@habehbkf4724
@habehbkf4724 3 жыл бұрын
🔥🔥🔥🔥 Get back G
@mikimiki2850
@mikimiki2850 23 күн бұрын
ን ኪሮስ ዝወሰድካ ፖሎቲክ ዝብሉኻ ገበነኛ ናይ ኢድካ ኣይትስኣን 😢
@biniamkesete8475
@biniamkesete8475 2 жыл бұрын
Ngusey hlmka ysar
@awettsegay7214
@awettsegay7214 2 жыл бұрын
♥️♥️♥️♥️♥️
@yoniEri92
@yoniEri92 6 ай бұрын
ንጽባሕ ዘይረኣኻ ይውኣኻ። በራዩ ህግደፍ ድናቑር ንጽባሕ ዘይረኣኹም ይውኣኹም 14.06.2024💙
@Rime-c1g
@Rime-c1g Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:57
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,4 МЛН
Eritrean music kiros asfha Ayni ketema(ዓይኒ ከተማ)
8:25
Meatwere(መዓትወረ)
Рет қаралды 81 М.
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
Taniqo ረስዓኒ ኣይትበልኒ ( 2009 )
9:14
Ábí Ášlí
Рет қаралды 2,2 МЛН
Aykewninyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
7:46
Eritrean music Thomas  alazare  mane yefelta  Lyrics # love
9:11
Eri መለይ TV
Рет қаралды 336 М.
Telam Aytbelwa - Kiros Asfaha  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
6:50
Temelesi - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
7:22
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,6 МЛН
Menbar Aydgemnyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
11:25
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Meley Yemane
Рет қаралды 704 М.
Fieruza (Eritrean Music)
7:32
Thomas Alazar
Рет қаралды 5 МЛН
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН