Temelesi - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020

  Рет қаралды 1,447,241

Kiros Asfaha

Kiros Asfaha

4 жыл бұрын

Fb Official Page : cutt.ly/TtD46Q2
OFFICIAL Albums :
Meat Were : cutt.ly/Hd7a5vr
Aleku : cutt.ly/4d7aVWb
Nabra : cutt.ly/5d7aHVS
Menbar Aydgemnyu : cutt.ly/Yd7aI0m
An unauthorised use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
All rights reserved ® HABESHA PLUS
/ habeshaplus
#kirosasfaha #kirosasfahameatwere #eritreanmusic #neweritreanmusic
Lyrics
ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ
ደራፎ ኽደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ
ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸበይ’ለዮ
ምስ ተፈለኺ’ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይፍለዮ
ናፍቖት ናፍቖት ብኣካል ተላሌዮ
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ
ኣቲ ምቅርቲ ፍጥረት መሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ
ፍቕሪ ክተናድዪ’ስ ሂወትኪ ሂወት ዘይ ትቖጽርያ
ኮን ደኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸባ ጠቢኽያ
እምንቲ ታኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝላኣኻ
ፍቕሪ ከም ዝእዝዞስ ናትኪ ዘበለ’ስ እንካ ንዓኻ
ሓልዮትኪ ናፊቐዮ ኣቲ መዕረፊተይ ለሰ ዋላኻ
እሞ ኻኣ ሓላለይ ዙርያኺ ኸሎ ገበታ ሃብቲ
ኣብ ደምበኺ እና ወዓሉ ፈትዮምኺ ኣለና ባሃልቲ
ኣብ ልበይ ብምርዓምክስ እምበር ኣፍቃሪት ኣቲ ጽብቕቲ
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ
ደራፎ ክደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ
ሰሚዐን ነቢበን ግና’ኸ ኣበይ’ለዮ
ምስ ተፈለኺ’ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ
ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይ ፍለዮ
ናፍቖት ናፍቖት ባኣካል ተላሌዮ
ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ
ኣካለይ ወገነይ
ይሕለብ ኣሎ ዓይነይ ሂወት ትማሊ እና ዘከረ
ከማዕድወኪ ይፍትን ባሕረ ውቅያኖስ እናሟተረ
ሓይሉ ናፍቖትኪ ጨው ፈርዩ ነብሰይ እናሓደረ
ይርእዮ’ሞ ስእልኺ ንቕጽ ይብል ፈጺመ ዘይጸግቦ
የእዳውኪ ዝወቀጦ ደብዳቤኺ እናሻዕ ይነቦ
ገለ ይቕስቅሰለይ ስዉር ሕማም ናፍቖት ዘስዓቦ
መዕለቢ ከይረኸበ ከየፍለጠ እዋናዊ ጉዳይ ከመየደይ ክገብር ከመይ ክመጻኪ’ቲ ዝያዳይ
ፈልዩ ከይፈልየና ግን ነጊረዮ’ለኹ ንኤልሻዳይ
ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን
ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን
ሓላላይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ
ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ
ሓላለይ ምስቁራስ እንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ሓላይ ምስቁራስእንጀራ
ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ
ተመለሲ ኣይክእሎን’የ ኣይክእሎን’የ ከምዚ’ለ ንብሕተይ
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ
ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
ተመለሲ ኣይክእሎን’የ ኣይክእሎን’የ ከምዚ’ለ ንብሕተይ
ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ
ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ
ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ
ተመለሲ ሓላል ተመለሲ
ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ

Пікірлер: 288
@abrahamhabtom862
@abrahamhabtom862 2 жыл бұрын
In 2022 ዝሰምዓ እንቶሎ ኣግርጭው
@filmawitfnan1942
@filmawitfnan1942 Жыл бұрын
In 2023
@habtommsgna1774
@habtommsgna1774 Жыл бұрын
18.2.2023
@awetlove
@awetlove Жыл бұрын
02/03/2023
@merhawimebrahtom6254
@merhawimebrahtom6254 Жыл бұрын
3/6/2023 ኪሮስ ጂግና
@Erenahagerejeganu
@Erenahagerejeganu 10 ай бұрын
ኪሮስ በዓል ዓቢ ሕልና ኣቦ መንእሰያት
@wediwele8063
@wediwele8063 2 жыл бұрын
ኣንታ እዚ ፈጣሪ ንዓይ ክብል እዩ ንኪሮስ ደራፊ ጌርዎ ናይ ውሽጠይ እኮ እዩ ዝፈልጠለይ።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኬሩ
@mussiedebesay2350
@mussiedebesay2350 2 жыл бұрын
Derefi eye zexebeqleki kiros asfeha
@makulovelove3679
@makulovelove3679 Жыл бұрын
2023 tsemea zeleka abey aleka❤
@Saymon23
@Saymon23 2 ай бұрын
In 2024 Tesmewa Zelekum abey alekum 3:42 with all Love guys, and kiros 1 kem hamus 💙💙💙
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 2 жыл бұрын
ኪሮስ ደርፍታ ዝደረፎን ንሰብ ዝሃቦን ክትሰምዖ ከልካ ብኣምላኽ ዝተዋህበ ዘይውዲ ጥበብ ዝተዓደለ ሰብ ኢዩ ብሓቂ ኢየ ዝብል ዘለኩ ምስ ኩሉም ደረፍቲ ሃገርና ከናጻጽሮ ፈቲኒ ግን ምስ ኪሮሰይይ ዝዋዳደር ብቅዓት የብለሙን:::::::
@WediWelye-xb2bp
@WediWelye-xb2bp Жыл бұрын
ኣምበሳየ
@elilitansangualan5948
@elilitansangualan5948 Жыл бұрын
ተመለሲ 🥲 ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ ደራፎ ኽደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸበይ’ለዮ ምስ ተፈለኺ’ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይፍለዮ ናፍቖት ናፍቖት ብኣካል ተላሌዮ ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ ኣቲ ምቅርቲ ፍጥረት መሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ ፍቕሪ ክተናድዪ’ስ ሂወትኪ ሂወት ዘይ ትቖጽርያ ኮን ደኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸባ ጠቢኽያ እምንቲ ታኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝላኣኻ ፍቕሪ ከም ዝእዝዞስ ናትኪ ዘበለ’ስ እንካ ንዓኻ ሓልዮትኪ ናፊቐዮ ኣቲ መዕረፊተይ ለሰ ዋላኻ እሞ ኻኣ ሓላለይ ዙርያኺ ኸሎ ገበታ ሃብቲ ኣብ ደምበኺ እና ወዓሉ ፈትዮምኺ ኣለና ባሃልቲ ኣብ ልበይ ብምርዓምክስ እምበር ኣፍቃሪት ኣቲ ጽብቕቲ ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ግዳያት ከዕልሉ ናፊቕና እናበሉ ደራፎ ክደርፉ ጻሓፎ ክጽሕፉ ሰሚዐን ነቢበን ግና’ኸ ኣበይ’ለዮ ምስ ተፈለኺ’ንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቒቕ ዘይ ፍለዮ ናፍቖት ናፍቖት ባኣካል ተላሌዮ ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ ይሕለብ ኣሎ ዓይነይ ሂወት ትማሊ እና ዘከረ ከማዕድወኪ ይፍትን ባሕረ ውቅያኖስ እናሟተረ ሓይሉ ናፍቖትኪ ጨው ፈርዩ ነብሰይ እናሓደረ ይርእዮ’ሞ ስእልኺ ንቕጽ ይብል ፈጺመ ዘይጸግቦ የእዳውኪ ዝወቀጦ ደብዳቤኺ እናሻዕ ይነቦ ገለ ይቕስቅሰለይ ስዉር ሕማም ናፍቖት ዘስዓቦ መዕለቢ ከይረኸበ ከየፍለጠ እዋናዊ ጉዳይ ከመየደይ ክገብር ከመይ ክመጻኪ’ቲ ዝያዳይ ፈልዩ ከይፈልየና ግን ነጊረዮ’ለኹ ንኤልሻዳይ ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን ሓላላይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ ሓላለይ ምስቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ሓላይ ምስቁራስእንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ተመለሲ ኣይክእሎን’የ ኣይክእሎን’የ ከምዚ’ለ ንብሕተይ ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ ተመለሲ ኣይክእሎን’የ ኣይክእሎን’የ ከምዚ’ለ ንብሕተይ ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሓደ ተመለሲ ብናፍቖት ብናፍቖት ልበይ ከይነደደ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ
@berie2495
@berie2495 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤👌👌👌
@user-jh1ln5gr1h
@user-jh1ln5gr1h 3 ай бұрын
❤😊😮
@YohannesTekle-xx2gw
@YohannesTekle-xx2gw 3 күн бұрын
Thanks You
@adaldc
@adaldc 2 жыл бұрын
ግጥሚ 100 ዜማ 100 ድምጺ 1000
@user-qr3gf5lm6n
@user-qr3gf5lm6n 22 күн бұрын
Msaka Aleku bururey
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ደርፍታት ኪሮስ መድሃኒት ናይ ጥዕና ኢዩ ሲእልኩም ኣስተማቅርዎ❤
@tube.Armagiedon
@tube.Armagiedon 10 ай бұрын
ኪሮሳ ቡኡነት ንድሕሪት ተመሊሰ ካብ ዝኽሪ ኣእምሮ ፈጺሙ ዘይሓስስ ኢዩ ብደርፊ ኪሮሳ ዝተዛነናዮ ኪሮሳ ኣብ ልብና ነጒሱ እዪ ❤❤
@user-km6vd7bw6o
@user-km6vd7bw6o 8 ай бұрын
ኪሮሰይ ነተይ ኣታ ጅግና ባዓል ሕልና ኩሉ ግዜ ኣብ ጎድኒ ወጽዕ ህዝቡ ተፈታዊ ፍጥረት❤❤❤❤❤❤❤
@simonwelday7069
@simonwelday7069 6 ай бұрын
2024 zsema tehaliyu eske like❤
@WediMera-xo6en
@WediMera-xo6en 2 ай бұрын
☝️ኣብ ማዓልቲ 10 ጊዘ ክሰምዓ ይውዕል ሰሚዕካ ዘይምኖ ደርፊ🎉❤❤❤
@efremgoytom2236
@efremgoytom2236 3 жыл бұрын
ተመለሲ ግዳያት ከዕልሉ ናፊቅና ናበሉ ደራፎ ክደርፉ ጽሓፎ ክጽሕፉ ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸ ኣበይ ለዮ ምስተፈለኺ እንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቂቅ ዘይፍለዮ ናፍቆት ናፍቆት ብኣካል ተላሌዮ ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ ኣቲ ምቅርቲ ፍጥረት ሞሶንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ ፍቅሪ ከተናድይስ ሂወትኪ ሂወት ዘይትቆጽርያ ኮንዶኾን ብናጽላኺ ቅንዕና ምስ ጸብኣ ኣጥሪኽያ እምንቲ ታኣማኒት ከምታ ርግቢት ኖህ ዝላኣኻ ፍቅሪ ከም ዝእዝዞ ናትኪ ዘበለ እንካ ንዓኻ ሓሊዮትኪ ናፊቀዮ ኣቲ መዕረፊት ለሰ ዋላኻ እሞ ኻኣ ሓላለይ ዙሪያኺ ኸሎ ገበታ ሃፍቲ ኣብ ደንበኺ ዳዋዓሉ ፈቲዮምኺ ኣለና ብሃልቲ ኣብ ልበይ ብምርዓምክስ እምበር ኣፍቃሪት ኣቲ ጽብቅቲ ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ግዳያት ከዕልሉ ናፊቅና ናበሉ ደራፎ ክደርፉ ጽሓፎ ክጽሕፉ ሰሚዐን ነቢበን ግና ኸ ኣበይ ለዮ ምስተፈለኺ እንዶ ሎሚ ፈሊጠዮ ግዳይ ኮይነ ባዕለይ ደቂቅ ዘይፍለዮ ናፍቆት ናፍቆት ብኣካል ተላሌዮ ኣቲ ተፈታዊት ኣቲ ብርሃን ዓይነይ ኣካለይ ወገነይ ይሕለብ ኣሎ ዓይነይ ሂወት ትማልና ናዘከረ ከማዕድወኪ ይፍትን ባሕሪ ውቅያኖስ ናማተረ ሓይሉ ናፍቆትኪ ጨው ፈሪዩ ነብሰይ ናሓደረ ይሪኦ ሞ ስእልኺ ንቅጽ ይብል ፈጺመ ዘይጸግቦ የእዳውኪ ዝወቀጦ ድብዳቤኺ እናሻዕ ይነቦ ገለ ይቅስቅሰለይ ስውር ሕማም ናፍቆት ዘስዓቦ መዕለቢ ከይረኸበ ከይፍለጠ እዋናዊ ጉዳይ ክመይደይ ክገብር ከመይ ክመጻኪ ኣቲ ዝያዳይ ፈሊዩ ከይፈሊየና ግን ነጊረዮ ለኹ ን ኤልሻዳይ ሓላለይ ምስ ባህልን ልምድን ሓላለይ ኣብ ሃገርን ዓድን ሓላለይ ኣብ ንፈልጦ ስፍራ ሓላለይ ምስ ቤተሰብ ምስ ስድራ ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ሓላለይ ምስ ቁራስ እንጀራ ሓላለይ ይሕሸና ኣስመራ ተመለሲ ኣይክእሎን የ ኣይክእሎን የ ከምዚ ኢለ ንብሕተይ ተመለሲ ኣዊድክዮ እንዲኺ ኣዊድክዮ ኩሉ ሓሳባተይ ተመለሲ ከምቀደምና ከምቀደምና ይሕሸና ብሓደ ተመለሲ ብናፍቆት ብናፍቆት ልበይ ከይነደደ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ተመለሲ ክትኮንኒ ፈውሲ ኪሮስ_ኣስፍሃ
@solomonmahdere5998
@solomonmahdere5998 3 жыл бұрын
Tebatay
@fanuelnegasi4081
@fanuelnegasi4081 3 жыл бұрын
Thank you ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@elanatvtube9157
@elanatvtube9157 3 жыл бұрын
Thanks bro
@yue1bl464
@yue1bl464 3 жыл бұрын
Thank you
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 3 жыл бұрын
yekenelna, eti gtmi kemzi elu bxhuf anbibka, neti derfi ktsemeo, mara mekeret alewo.
@robitete3838
@robitete3838 Жыл бұрын
2023 ዝሰማዕኩማ👍❤ኪሮሰይ🤴
@mikibrhane7956
@mikibrhane7956 2 жыл бұрын
ኪሮስ ኣነ ንብቅዓትካ ብቃለይ ክገልጾ ዓቅሚ ክውሕደኒ ዩ ብሓፈሽኡ ግን ብዝኮነ ይኩን መወዳደርቲ ዘይብልካ ፍጡር ኢካ ደርፍታትካ ክኣ ኣብ ኩሉ ሂወት ደቂ ሰባት ዘጋጥም ሓቂ ዩ ስለዚ ንበር ንዘላለም ኪሮሰይ መዝሙረይ።
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ፋርሰይ ታይ ሞ ክብለካ በቃ ክዱን ብኣፈ ስላሴ 💚🖤
@kubrommeasho3884
@kubrommeasho3884 2 жыл бұрын
bbbbv v
@rfgentertainment3690
@rfgentertainment3690 2 жыл бұрын
😂😂😂kdun beafe slasie ewe yacke 😂😂😍😍😍😍😍
@user-pz9ox3om3l
@user-pz9ox3om3l 2 жыл бұрын
@@rfgentertainment3690 😂😂😂👌
@user-pz9ox3om3l
@user-pz9ox3om3l 2 жыл бұрын
ኪሮስ ዝሞተ ህይወት ትመልስ እንታይ'ሞ ክብለካ ናዓኻ ንምግላፅ ቃላት የብለይን ህይወት ኢኻ ህይወት ናይባሓቂ ።
@tsewarkuniynebsey9161
@tsewarkuniynebsey9161 20 күн бұрын
Men alo sigab 19.07.2024 zsemia ❤🦁
@Bahre8872
@Bahre8872 2 жыл бұрын
ነዛ ጽሕፍቲ ተንብብ ዘልኻ ሓወይ/ሓፍተይ ጸሎት ወላዲትካ ኣይፈለኻ እንጀራ ኣዲኻ ትበልዓሉ ግዜ ይፍጠረልካ፡ ኣምላኽ ሓሳብ ልብኻ የንብረልካ፡ ቻነለይ 10ንኽትኣቱ ዓሰርተ ጥራይ ተሪፈናኒ ኣለዋ እሞ ሳብስክራይብ ብምግባር ተሓባበረኒ፡ የቕንየለይ!!!
@weghiu.brhaneweghiu.brha-oo7tp
@weghiu.brhaneweghiu.brha-oo7tp Жыл бұрын
Amen 🙏🙏 ok
@bereketeiyasu4708
@bereketeiyasu4708 Жыл бұрын
ኪሮሰይ አስተምቂርካ ዘይምኖ ቡሉጸይ ዕድመ ይሃብካ
@user-pq3mn1sf1n
@user-pq3mn1sf1n Жыл бұрын
Kiros king of king 🤴 wenani bulux tbebat eika kikoy edmen tenan yhabley fetari🙏🙏🙏
@mussiemetkelwediesemebel7080
@mussiemetkelwediesemebel7080 3 жыл бұрын
kiros kem hawelti ketzker eka nezlame welodotat nebari 🇪🇷🇪🇷 metkel wedi sembel
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 8 ай бұрын
እቲ ፕረፋይልካ ዘሎ እንድ ሞ መጽቀጢ ኮይኑ ህዝቢ ብከውሒ እንዳተጸቀጠ ድምጺ ከይኸውን ኣጽቂጡ
@mussietn1966
@mussietn1966 3 жыл бұрын
ኣቲ ምቅርቲ ፍጥረት መስንቆ ዳዊት ዜማ ዳሃያ ፍቕሪ ከተናድዪስ ፡ ሂወትኪ ሂወትዘይቖጽርያ ኮን ዶኾን ብናጽላኺ ፡ ቅንዕና ምስ ጸባኣ ጠቢኽያ #💚🖤
@muluhidray3278
@muluhidray3278 3 жыл бұрын
Kiros asfaha king Berlin mexina eba bro power hezbu eika ❤❤❤❤❤
@saronzeru5000
@saronzeru5000 9 ай бұрын
Kirosey King natey edmen tenan yhabeley demey goyta haki 💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿♥️♥️♥️♥️♥️💋💋💋
@mamiteynatey7300
@mamiteynatey7300 2 жыл бұрын
ድሕሪ እዚ ደርፊ የለን ነዚ ሰሚዕካ ሞባይልካ ዓጺካ ምድቃስ እዩ
@yonasmaatwere8546
@yonasmaatwere8546 3 жыл бұрын
ኪሮሰይ ኤዎሮጳ ቱር እባ ድገመና ናፊቕናካ
@dejenghezae2328
@dejenghezae2328 5 ай бұрын
16/02/2024 1:58 Like ask hawkum wedi karneshm ❤❤❤❤❤
@mogosgrmay1835
@mogosgrmay1835 8 ай бұрын
ኪሮስ ኣርማ መንእሰይ ንጉስ ጥበብ 😊😊😊😊
@YohannesTekle-xx2gw
@YohannesTekle-xx2gw 3 күн бұрын
Kiros 👑👑👑 We want more of this ❤❤❤
@mengistabtekle1748
@mengistabtekle1748 2 жыл бұрын
Kiros temelesi mexelelitey derifi❤❤❤❤😭
@fevensamuel152
@fevensamuel152 3 жыл бұрын
Kirosey 😍😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tsighesium
@tsighesium 21 күн бұрын
🎉
@heniwedigerie5774
@heniwedigerie5774 3 жыл бұрын
King of music
@wedingus1641
@wedingus1641 3 жыл бұрын
ኪሮስ ኣስፋሃ እንታይ'ሞ ይበሃል ምስ ንእሽቶ እንጌራ ይሕሸና ኣስመራ።
@user-zu6ho5dm3l
@user-zu6ho5dm3l 3 жыл бұрын
ኪሮስ ባዓል ስረ ኣሕ ንዚ ደርፊ ስሚዒካ ኒዚ ናይ ሎሚ ጨርባባሕ ዶ ይስማዕ
@user-mh3vt7bx6z
@user-mh3vt7bx6z 8 ай бұрын
ኪሮስ❤ መምህር ጥበብ ንበር ከበር❤❤❤
@YohannesTekle-xx2gw
@YohannesTekle-xx2gw 7 күн бұрын
Kiros 👑👑👑💖💖💖 ንስኻ ትፍለ ኢኻ ፡፡
@user-dx8hb9uj2d
@user-dx8hb9uj2d 3 жыл бұрын
ተመለሲ ኣይ ኩኡሎየ ኣይ ኩኡሎየ ከምዚለ ንብህተይ ተመለሲ ኣዊድኪዮ አንዲኪ ኣዊድኪዮ ኩሉ ሓሳባተይ ተመለሲ ከም ቀደምና ከም ቀደምና ይሕሸና ብሃደ ተመለሲ ብናፉቆት ብናፉቆት ልበይ ከይነደድ ተመለሲ ሓላል ተመለሲ ። ተመለሲ ኣብ ልበይ ንገሲ ተመለሲ ሓላል ክትኮንኒ ፈውሲ
@jesusmaryam8164
@jesusmaryam8164 5 ай бұрын
ናፍቆት ብኣካል ተላሌዮ😢 2024😢
@SaraSara-vx7nk
@SaraSara-vx7nk 3 ай бұрын
Kirosey👑👑 Temelesi aykilone kemzi ele nbhtey 😢😢
@solomonhaile6994
@solomonhaile6994 Жыл бұрын
Wwww edem tenan yehabeka fetari kiros arkey kulu gize yesma eye the best music amazing
@user-pv7ks4cc6t
@user-pv7ks4cc6t Жыл бұрын
ኪሮሰይ ጅግና መግለጺ ሲእነልካ በቃ ጎይታ ጥበብ ኢካ ❤❤❤🎉🎉🎉
@user-iz6vx7wf8m
@user-iz6vx7wf8m 2 жыл бұрын
ኪሮሰይ king ሓደ ካብቶም ኣድኒቀ ዘይጸግበካ ኢኻ ይርዳኣኒ ኢዩ እዚ ዘለናዮ ሂወት ስሚዒትካ ተቆጻጺርካ ካብቲ ዝፈልጠካ ንላዕሊ ከምትሰርሕ ከኣ ኣይጠራጠርን ሕጂ ግን ግጥምኻ ይፈኹሰኒ ኣሎ ህድእ ኢልካ ኒ ጥበብካ ስርሓሉ so ካብ ኣድናቂኻ ሳሚ ዓዲ ኳላ love you so much kirosey meley
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem 9 ай бұрын
ሓደ ሚሎን በጽሓ ኣላ❤❤❤❤
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 8 ай бұрын
ጋና ክትውጨፍ ኢያ ወዲ ሓወይ እዚ ከማን ክውሕዶ እዚ ደርፊ ኢዚ ድኣ
@hawshabebda688
@hawshabebda688 Жыл бұрын
ናይ 2023 ላይክ የሕዋቲ Like👍👍
@hawshabebda688
@hawshabebda688 Жыл бұрын
ክሮስ ጅግና🇪🇷💕 ክሮሰይ ነበረይ
@mesalltechnology5717
@mesalltechnology5717 3 жыл бұрын
Abzi lo derfi ybel aserara gtmi kiros 💖
@DanielWeldeab-oc1hl
@DanielWeldeab-oc1hl 6 ай бұрын
ኩሉ ደርፍታትካ ከምቲ ናይ ቀደምካ ደረፈላ ኩሉ ናይ ሃገርካ እዩ ነይሩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እዚኣ እያ ክብረትና ከሮስ
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ጎይታ ሓቂ ብርሃን ገጹ
@mamiteynatey7300
@mamiteynatey7300 2 жыл бұрын
ድሕሬካ ደርፊ የለን ኣጸሚካኒ ኮ ኣታ ኣቦ ጥበብ
@FarsFars-bl3nr
@FarsFars-bl3nr 21 күн бұрын
7/18/2024 ዝሰማኩማ 👍👈kiroseyy abo haqi
@tesfayabrham3379
@tesfayabrham3379 3 жыл бұрын
ኣቲ ምቕርቲ ፍጥረት መሰንቆ ዳዊት ዜማ ደሃያ!!!!
@filmongidey7282
@filmongidey7282 2 ай бұрын
ኬሮስ ምርጢ ሰብ እንካዕ ተወለድካ መቅሰኒ ፍጥረት
@user-wv9kq9ed7c
@user-wv9kq9ed7c 11 ай бұрын
Gaul Seneafe shkorey yodit tekie nafiqe kiros hawey😇 🫶🫶🫶🫶🫶🫶♥️♥️♥️♥️♥️👈💯🌞
@HayilezigiAsfaha-ww6ki
@HayilezigiAsfaha-ww6ki 11 ай бұрын
Kirosey naylibey nber
@biniamgirmayfan4886
@biniamgirmayfan4886 2 жыл бұрын
Kiroseyyy jigna ❤️❤️
@user-hj6de5eh7w
@user-hj6de5eh7w 10 ай бұрын
Temelesi merey natey ♥️😢😢
@erimonia6574
@erimonia6574 3 жыл бұрын
ሂወት ከተናድይ"ስ ሂወትኺ ሂወት ዘይትሓስብያ ኮን ዶኮን ብናጽላኺ ንቕንዕና ምስ ጸባ ጠቢኽያ
@samiproduction324
@samiproduction324 3 жыл бұрын
Mis quras enjera Yihisheba asmera. kirosey wedi hizbi
@abrhalesbhatu2032
@abrhalesbhatu2032 11 ай бұрын
Wedi ❤asfha jgna kber ❤nber abo tebeb❤
@yoniboy5683
@yoniboy5683 2 жыл бұрын
Nberley Kiros abohaqi 🐅🐅🐅
@berhanbimnet7765
@berhanbimnet7765 5 ай бұрын
Kiros nay nay menfes aboy eyu❤❤❤
@ኣንጎሶም
@ኣንጎሶም 3 жыл бұрын
Kiros king ❤️🙏
@yonitesfay1962
@yonitesfay1962 3 жыл бұрын
Habibi selam dyu
@alekutekila9572
@alekutekila9572 3 жыл бұрын
2009kisab 2012 tum nay tmhretey meahrteyn meliskani I love u kirosey
@simonweldit
@simonweldit Жыл бұрын
Kiros hero kiros wise kiros kind kiros honest kiros loyal kiros smart I live you kiros the best
@mostviewedtubemvt2353
@mostviewedtubemvt2353 3 жыл бұрын
ኮኮብ ካልኣይ ኣብርሃም ኪሮስ ኣምበሳው ኣጆካ እስኪ!!!
@amanoneloves2506
@amanoneloves2506 2 жыл бұрын
Farsay kiros 😍✌️🔥
@mnbmnn6388
@mnbmnn6388 2 жыл бұрын
Kiros asfha ata jegna ❤❤❤
@kingangosom
@kingangosom 3 жыл бұрын
Kiros Jigna ✌🏿✌🏿✌🏿👍🏻👍🏻👍🏻
@Ioveumam
@Ioveumam Жыл бұрын
In 2023 ድሕሪት ዘኪረካ ትስምዓ ዘለኻ 👇🤙
@judyjhon5315
@judyjhon5315 2 жыл бұрын
Kirosey halal😍😍😍😘
@user-bs3lr1ph5e
@user-bs3lr1ph5e 7 ай бұрын
2024 tsema zelka Like 👍 ❤❤😊😊
@user-rg3qj6ul9l
@user-rg3qj6ul9l 11 ай бұрын
Kab nay abrham and yemane zyfle drfay
@meronbekure75
@meronbekure75 4 ай бұрын
ኪሮስ ንሂወት ደሪፍካ ንፍቅሪ ደሪፍካ ንሃገር ደሪፍካ ንህዝቢ ደሪፍካ ነዓይ ብሉጽ ናይ ብሉጻት ኢኻ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን❤❤❤
@ftsumalem6035
@ftsumalem6035 Жыл бұрын
Hayal wedi jigna kiros zey shrawi meles Ertrawi
@bahabolomsololmon419
@bahabolomsololmon419 Жыл бұрын
Owwwww aye kiros kemzi aye kiros kemezi lomi keytekeyerka komzi lomi jgena eka nerka gen ezaza defka gele sehbet alewa
@elsagebreluul6248
@elsagebreluul6248 3 жыл бұрын
Wellcome eritrean actors
@user1312-pm4ki
@user1312-pm4ki Ай бұрын
Yohannes tikabi abi seb abi tarik
@senaitogbamichael5544
@senaitogbamichael5544 2 жыл бұрын
I'm coming Kiruye 💏
@kgkg-ub1bw
@kgkg-ub1bw 2 жыл бұрын
ኣነስ ናይ ኬሮስ ደርፊ ዘይመንዎ ።
@user-pm3fb9er7l
@user-pm3fb9er7l 2 жыл бұрын
ዘይምኖ ከመይ ኢሉ ክምኖ ዓርኩ
@user-go7qi8vy8m
@user-go7qi8vy8m 2 жыл бұрын
ወላ ኣነ
@user-mi6gm7mf4f
@user-mi6gm7mf4f 8 ай бұрын
​@@user-pm3fb9er7lወዲ ኣብርሃም ንኪሮስ ብጥዓሚ ኢኻ ተድንቆ ትመስል ብልቢ ኣብ ቡዙሕ ኮሞንት ኢየ ዝርእየካ thanks you ፈታዊ ኪሮስ ፈታውያይ ምኻኑ ኢየ ዝኣምን
@aaaa-dz2ef
@aaaa-dz2ef 9 ай бұрын
ኪሮሰይ❤❤❤❤
@AbrushZeru
@AbrushZeru 15 күн бұрын
Kiros shkor ❤❤❤
@yohannestesfay3128
@yohannestesfay3128 Жыл бұрын
Im ertaway feke ertaway werasay,,im, dahen,,, Im weyeen eyeye, 3rd party,,. ....awet nafash enka tigray tawet 10,10 and 5000,10,10 adey tigray lowha tigranes tigray tegre Eritrea ♥️ ❤️ 🇪🇷..selam.
@Kiros.meksebalem
@Kiros.meksebalem Жыл бұрын
ኣታ እንታይ ኢካ ትብል ዘለካ ዙኑብ ለማኒ ኣብ ዓዲ ጋና እዳተቀመጥካ ወያነዶ ገለዶ ትብል ውጻ እስከ ካብዚ ሰነፍ
@loveumusic7414
@loveumusic7414 2 жыл бұрын
abay emo kemti nay qadem tezkawen neru derfetatka wedadey marey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️
@iseyasisu5440
@iseyasisu5440 2 жыл бұрын
Kiros jgna in 2022
@GeneteySemere-iv4we
@GeneteySemere-iv4we 4 ай бұрын
Nice🎉
@adenakittube6412
@adenakittube6412 2 жыл бұрын
ኪሮስ ጅግና
@Elduelnatan
@Elduelnatan 2 ай бұрын
ብራቮ ብሓቂ ብራቮ
@smi0717
@smi0717 Ай бұрын
2025 still the best 💙💙🏆
@nahomtekle4249
@nahomtekle4249 Жыл бұрын
Kirosyy king abo haki abo hlna ❤❤❤❤❤
@SemereAraya-tl5yk
@SemereAraya-tl5yk 9 ай бұрын
Kiros king❤❤❤❤
@user-vs8cx5ii4t
@user-vs8cx5ii4t 5 ай бұрын
ክሳብ 2023 ዝሰምዓ ይህሉዶ ከምዚ ከማይ ኪሮስ የዓኽ
@habtomhaile6016
@habtomhaile6016 2 жыл бұрын
Kiroseyy ♥️♥️
@goitombirhane5335
@goitombirhane5335 3 жыл бұрын
ኪሮሰ ማለት ኣቦ ጥበብ።
@fithawitteklu8350
@fithawitteklu8350 3 жыл бұрын
Kirosey my king
@EniysheDemewoz
@EniysheDemewoz 3 ай бұрын
Gday koyne baeley
@ambesteklay238
@ambesteklay238 3 жыл бұрын
ክሮስ ሃቢቢ ኣን ሰ ማረኣ አየ ዘፍትወኣ አዛኣ ደርፍካ ።
@philmonaraya9725
@philmonaraya9725 2 жыл бұрын
Dava arkey derfka ❤❤❤
@teklubereketab6775
@teklubereketab6775 3 жыл бұрын
Kiros abou fthi kamaka 1000 ykeyno nkiros zefeto ILKa sehra
@amantesgay2608
@amantesgay2608 Жыл бұрын
Hlaley❤
@simonweldit
@simonweldit Жыл бұрын
Kiros hero you years and health give
@user-di1bp5gf6b
@user-di1bp5gf6b 3 жыл бұрын
ኪሮስ ፍቅሪ ኪሮስ ለዋህ ኪሮስ ኩሉ ኢካ ንዓና። ኣበይ እሞ ኩሉ ከም ኪሮስ እንተ ዝከውን
Haqki - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:11
Kiros Asfaha
Рет қаралды 692 М.
Asmara - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
9:15
Kiros Asfaha
Рет қаралды 824 М.
Идеально повторил? Хотите вторую часть?
00:13
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 14 МЛН
No empty
00:35
Mamasoboliha
Рет қаралды 11 МЛН
Stay on your way 🛤️✨
00:34
A4
Рет қаралды 28 МЛН
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 10 МЛН
Tsigenay - Mekseb Alem  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:41
Kiros Asfaha
Рет қаралды 744 М.
Kiros Asfaha - Emo Dema Sleki  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:57
Kiros Asfaha
Рет қаралды 1,1 МЛН
Aleku - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
4:40
Kiros Asfaha
Рет қаралды 417 М.
Kiros Asfaha |Shedenawitey with Lyrics by Y.T
8:07
Meley Yemane
Рет қаралды 578 М.
Kiros Asfaha - Abey Nerki   (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
7:19
Aykewninyu - Kiros Asfaha (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
7:46
Kiros Asfaha -  Teamir  (OFFICIAL AUDIO) Eritrean music 2020
8:53
Kiros Asfaha
Рет қаралды 504 М.
Wegah Fetah
6:50
Yohannes Habteab - Topic
Рет қаралды 2 МЛН
Eritrean music kiros asfha Ayni ketema(ዓይኒ ከተማ)
8:25
Meatwere(መዓትወረ)
Рет қаралды 40 М.
BYTANAT - ҚЫЗҒАЛДАҒЫМ
2:24
BYTANAT
Рет қаралды 671 М.
Әбдіжаппар Әлқожа - Ұмыт деме
3:58
Әбдіжаппар Әлқожа
Рет қаралды 1,4 МЛН
R-ONE - SENSIZ / СЕНСІЗ (Official Audio)
2:51
R-ONE MUSIC
Рет қаралды 94 М.
Duman - мен болмасам кім? (Mood Video)
2:35
Duman Marat
Рет қаралды 266 М.
Umar Keyn - Ever 2024
3:10
Umar Keyn Music
Рет қаралды 350 М.
Aq Koilek
2:51
Algyt - Topic
Рет қаралды 222 М.
Kenjebek Nurdolday & Baller - sokpe#сокпе#сөкпе
3:10
Kenjebek Nurdolday
Рет қаралды 276 М.