ኣቱም ገፅና ክትሪኡ ዘይትደልዩ ሰባት! - ጀነራል ፃድቃን ገ/ትንሳኤ - ላዛ ትግርኛ

  Рет қаралды 3,790

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

Пікірлер: 88
@King_king3878
@King_king3878 2 сағат бұрын
Good job General tsadkan I wish you are the president of Tigray for the next 10 years.
@KahasiYohannes-s3l
@KahasiYohannes-s3l 2 минут бұрын
ዓለም ዘስደመመ ጀነራል ቀርኒ ኣፍርካ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ኣጆኻ በሎም
@JOHNRAYA-tk6vs
@JOHNRAYA-tk6vs 23 минут бұрын
Kibri tewenzef tsadkaney ❤❤❤
@yemdos7222
@yemdos7222 57 минут бұрын
ኣብይ ናብ ስልጣን ምስ መፀ ምስ ኢህወደግ ቂም ዘለዎም መሪፁ እዩ ዝሾመ።ጌታቸው ውን ከምኣ ጌይሩ ኣሰፋ ኣብረሃ፣ወ/ስላሴ፣ፃድቃን......
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e Сағат бұрын
ክቡር አቦና ጀነራል ፃድቃን ኣጆኻ በርትዕ ። ዝሓሸት ትግራይ ንብህግ።
@ታራፊክ
@ታራፊክ Сағат бұрын
😂😂😂 እዚ ጂነራል ኣይኹነይ ጂረካን እዩ ላሓሲ ኢግረ ኣብይ ኣሕመደ
@AbrahaleyHadush
@AbrahaleyHadush 52 минут бұрын
Thank you general Tsadikan
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 Сағат бұрын
ጀግና ኣያና ጀነራል ፃ/ድቃን ተስፋ ኣሎ ኣባኻ❗️
@WeaBabi
@WeaBabi 56 минут бұрын
Jeneral tsadkan❤
@FTHNBEL
@FTHNBEL Сағат бұрын
ውይ ጉድ ነው ❤❤❤
@EyobGebreyohannes
@EyobGebreyohannes 2 сағат бұрын
አረመኔ ኤርትራውያን ህውሃት ውስጥ ያላችሁ ከትግራይ ህዝብ ራስ ውረዲ
@SbagadisGuangul
@SbagadisGuangul 2 сағат бұрын
ኣታ ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ልዕሊ ኩሉ ሕዝቢ ናብ መረበቱ ይመለስ ።
@samsamsun367
@samsamsun367 26 минут бұрын
ፀላእት ከይወፀኡ ተመዛበልቲ ፀላኢ ክውድኦም ተደሊዩ እዩ
@ElsaAsmelash-gz6mw
@ElsaAsmelash-gz6mw Сағат бұрын
አነ ክብሎ ዝደሊ አዴታት ትግራይ ዘይምጥነን ተግባራት ከብ ርእሲ ዘይብሎም ዝበከቱ ካድረታት ዝተውሃበን ዝወረደ አብ ትግራይ አውያት ሰለምንታይ ድሑራት በልወን
@AtakltAbebeKalkay
@AtakltAbebeKalkay 2 сағат бұрын
ካብ መግለጺ ጀ/ል ጻድቃን ዕድመ ግምት መወዳእታ ዘለዎ አይመስልን። ድሕሪ ክልተ ዓመት አማኻሪ ካውንስል ምጥያሽ ማለት እንታይ ማለት እዩ? ኮነ ኢሎም ጉዳይ መሬት ትግራይን ተመዛበልትን ዕልባት ከይረክብ ዘደናጉዩ ዘለው አብ ግምት ዘለው መራሕቲ እዮም ብዋናነት።
@ሚካዊ
@ሚካዊ 54 минут бұрын
ጀነራል ፃድቃን ❤
@ElsaAsmelash-gz6mw
@ElsaAsmelash-gz6mw Сағат бұрын
ወጣት ንቃሕ ንደም መጣጢ ቁርዲድ ንሕና ኢና ንፈልጠልካ ዝብሉ ከይትሰምዖም ኩሉ ህዝቢ ዝቅበሎን ጊዜ ዝጠልቦ ሐቋፋይ ፖለቲካ የድሊ
@King_king3878
@King_king3878 2 сағат бұрын
General please teach the TPLF leaders, I am really sad about the people.
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 3 сағат бұрын
ጀነራል ፃድቃን ግደፍ ቅናዕ ሕዚ ሪፎርም ዝግበረሉ እዋን ዘይኮነስ ህዝብን ግዝአትን ትግራይ ምምላስ እዩ ቀዳማይ ስራሕ ተጋሩ ክኸውን ዘለዎ
@AbayMichael-d7c
@AbayMichael-d7c 2 сағат бұрын
Only one tplf stadikan you are lezi man
@mesayhailu6989
@mesayhailu6989 2 сағат бұрын
Fantastic job
@AtakltAbebeKalkay
@AtakltAbebeKalkay 2 сағат бұрын
ጀ/ል ጻድቃን ''ምዕራብ ትግራይ ክነምልስ ተጋሩ ሓደ ክንከውን አለና፥ ህወሓት አብ ክልተ ተኸፊሉ'ሎ'' እንትብል ሓደ ነገር ክበርህ አለዎ። ዘይምእኹል ምሕደራን ዲሞክራታይዜሽን ዝመርሖ ንሱ እዪ፥ ብሽም እዚ ከዓን ውድብ ህወሓት ንምፍራስ ዝሰርሕ ዘሎ ንሱ እዩ። ህወሓት ምስ ፌደራል መንግስቲ ፈራሚት ፕሪቶሪያ እያ። ጀ/ል ጻድቃንን ጌታቸው ረዳን ፈረምቲ ፕሪቶሪያ አይኮኑን።ማንም ፌርምኡ የዕርፍ እቲ ውድብ ህወሓት እዩ ፈራሚ። ግምትን ገለ ተኸተልቶምን ጀ/ል ጻድቃንን ጌታቸው ረዳን ፈረምቲ ውዕሊ ፕሪቶሪያ ገይሮም ይቖጽሩ፥ እዙይ ግና ጌጋ ጥራሕ ዘይኮነስ ሳዕቤኑን መዘዙን ሓያል እዩ።
@ፃፀ
@ፃፀ 2 сағат бұрын
ንጀነራል ፃርቃን ዝቃወሙ ደቃሉን ፣ ለያቡን ፣ ብዓልየትን ኸባብን ዝሓስቡ ፣ ለማስ ሓንጎል ዝሓዙ ጥራሕ እዬም ። ዕድመ ልከዖም ዘይቅያሩ ደናቁር መንደር ፣ ሃፀይነትን ምልክነትን ዝሓዙ እዬም
@Z-oneandonly
@Z-oneandonly 2 сағат бұрын
ንፃድቃን ዝድግፉ ለሓስቲ ሱርቦቅስ ትግራውነቶም ክሒዶም ኢትዮጵያውነቶም ዝፍትዉ ዑሱባት ባንዳታት ጥራይ ኢዮም :: ንህዝቢ ትግራይ ክመርሕ ዝደሊ ብህዝቢ ትግራይ ጥራይ ኢዩ ክምረፅ ዘለዎ :: ኣብዚ ኔረ ኣፍቲ ኔረ ምስ ህዝቢ ትግራይ አይሰርሐን
@gebremedhinhadera4652
@gebremedhinhadera4652 2 сағат бұрын
❤❤❤❤
@ታራፊክ
@ታራፊክ Сағат бұрын
ጻቅጣን ሪእሲ ካውሎ ህዝቢ ትግራይ መድነጋር ሕድግ ውዲ በሻሻ እግሩ እንዳ ላሓሰካ ትግብሩ ዝለኻ ዋጋ ከኸፋሊካ እዩ
@User65432s
@User65432s 43 минут бұрын
@@Z-oneandonly ክላ ስቅ በል፥ ንስካ ደኣ መን ኮይንካ ኢካ ዑሱብ ክትብል፥ ፃድቃን ትማሊ ዓዱን ህዝቡን ዘገልገለ ሎሚ ከኣ ውፅኢት ቃልሲ ህዝቢ ኣብ ፍረ ምእንቲ ክበፅሕ ትግራይ ዓዲ ስርዓት ፍትሕን ክትከውን መታን ትግራይ ካብ ውልቀ መለክቲ ወፅያ ዓዲ ዲሞክራሲ ክትከውን ይቃለስ ኣሎ፥ ምናልባት ውለቀ መለክቲ ተምልክ እንት ኮይንካ ናብ ኤርትራ ተሰዲድካ ኪድ! በዓል መንጀሪኖን ደብረፅዮን ግን ህዝብን ሃብትን ትግራይ ንውለቀ ረበሐኦም ዮም ዝጥቀሙ።
@User65432s
@User65432s 41 минут бұрын
@@ታራፊክ ውልቀ ምልክነት ኣብ ትግራይ ኣይሰርሕን ናብ ኤርትራ ዓድካ ተመለስ ንሕና፥ ንውልቀ መለክቲ ክንግብር ኣይተቃለስናን
2 сағат бұрын
To the leadership’s: we gave you“ F “ on the cases of the people of Tigray. ኣብ ጉዳይ ብሔር ብሕረሳት ኢትዮጵያ ኢኺም ጎበዛት 🇪🇹🤢
@mulugetamuler464
@mulugetamuler464 Сағат бұрын
Mis tsigebikum aytikieluwan ekum
@Tirhas-rs2od
@Tirhas-rs2od 2 сағат бұрын
Right on, this is the right time to talk and exchange ideas about the future of Tigray.
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 2 сағат бұрын
please do the right thing general
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 Сағат бұрын
እዚ ካብ ትግራይ ክባረር እኔዎ ህዝቢ ትግራይ ልቢ ግበራ ፃድቃን ልብልዎ ጌና ልልክሞ እኔዎ
@User65432s
@User65432s 56 минут бұрын
ክላ ስቅ በል፥ በዓል ደብረፅየን ርገም ሃብቲ ትግራይ፥ ወሲዶም ከይኣክሎም ደቅካ እንዳወሰዱ ንዘልኣለም ክነግሱካ ዝደልዩ ሰባት ርገም እንበር ፃድቃን ደኣ ኣብ ትግራይ ስርዓትን ሕግን ክነግስ ትግራይ ዓዲ ዲሞክራሲ ክትከውን ይቃለስ ኣሎ። ኣብ ዲሞክራሲ ክህሉ ዘይደሊ ትግራዋይ ናብ ኤርትራ ይሰደድ ወይ ይኪድ
@WeldeGebremedhin
@WeldeGebremedhin Сағат бұрын
ዴሞክራሲ ድሕሪ ሞት ህዝቢ ንመን እዩ?
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround 3 минут бұрын
ግምምት ፀረ ትግራይ ብፍላይ ፃድቃን.ዝብሉዎ.መዋእሉ ብሽርሕን ሰርቅን.ዝፍለጥ መጭበርበሪ ዲሞክራታይዜሽ.ሚሰተር. 😂 Critical ጉዳይ.ህይወት.ህዝብና.ገዲፉ ብዛዕባ.ዲሞክራታይዜሽን.? 🙆🙉
@M.M-m2i
@M.M-m2i 2 сағат бұрын
እግሪ አቢ ላተሳለመ ዝግንባሕ ጀነራል ሓሻዊ
@eyassukidanu6752
@eyassukidanu6752 2 сағат бұрын
ፃድቃን እትጥቀሞም ዘለኻ ቃላት(ኣሽሙራት)መሲሉካምበር ናትካ ኽብሪ እዮም ዝቕንሱ። ኣብ መመድረኹ እትገብሮም ዘረባታት ኩሉሻዕ ድሕሪ ስብሰባ ደጊምካ ረአዮ። እንታይ ዓይነት ብደዐታት ከምተዛረብካ መሚኻ ኣርም። ንስኻ ጥራሕ ዓርስኻ ሕሉፍ ተገዳሻይ ጌርካ ኣይትቕረብ።
@ElsaAsmelash-gz6mw
@ElsaAsmelash-gz6mw Сағат бұрын
እርምጃ ክውሰደለን አለዎ
@AnwarAbu-yo7ti
@AnwarAbu-yo7ti 2 сағат бұрын
አታ ጨዉበል ዋ ካዉኡ ኒላዓሊ ታይ ኪቢል ኢነሄዎ ኢሲት ኒገረና
@TsegayBirhane-q7z
@TsegayBirhane-q7z Сағат бұрын
We will not forget Tsadkan , even he is as bad as Abby
@getachewgebrekrstos2000
@getachewgebrekrstos2000 56 минут бұрын
ዜና ስእንኹም ነዚ ተቅርቡ ችግር አለኩም
@NegasiLegese-z4t
@NegasiLegese-z4t 2 сағат бұрын
❤❤❤
@Galaxy-j7g
@Galaxy-j7g Сағат бұрын
ኣታ ኩቡር ጀነራልና ወዲ ህዝቢ ፅቡቅ ሓሳብ
@Helen-h8f
@Helen-h8f Сағат бұрын
I appreciate you
@TsegayBirhane-q7z
@TsegayBirhane-q7z Сағат бұрын
The most disappointing and disgusting speech ever
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf Сағат бұрын
አይ ጀ/ል ዓርይ'ዶ? መንዩ ፋይናንስ ዝገብረኩም ነዚ ኹሉ ዝኽፋል ናይኦፊስ ቁፁራት መን እዩ ዝኸፍሎም? መን እዩ ንትግራይ ክብትናን ክሕምሳን ዝደሊ ዘሎ ብሽም ሙኡኹልን ዘይምእኹል ዝባሃል ፅውፅዋይ ጌዲፍካ ናይ ኦርምያ ብልፅግና ትግራይ ብኢድ ፈተውቶም ትማሓደርን ትርበሽን አላ
@BelayGmedihen
@BelayGmedihen 30 минут бұрын
ጀነራርል ትልቅ ችግር አለብህ
@yonathanyohannes2853
@yonathanyohannes2853 Сағат бұрын
This man is awfully dishonest and his greed to power is so obvious
@mamitgebrehiwot6083
@mamitgebrehiwot6083 2 сағат бұрын
ንዓኻ ብረዝደንቲ ክንገብረካ ኢና ? ንታሪክካ ተጠነቅ
@YbralemGebremariam
@YbralemGebremariam 57 минут бұрын
Katakana nlaeli banda yelen! Hadn't tegaru Aeb m. Btant ztthemedka ELUL BADA
@tsegayberaki4334
@tsegayberaki4334 Сағат бұрын
General it's not good idea ''while our people saferring at any where to do /to try kidnapped the Tplf power / us me not good, first let we be together & Save our people &*our 0uth0rity Later we do have enoagh time to reshift for the new generation .
@samsamsun367
@samsamsun367 25 минут бұрын
ፃድቃን ትልቅ አር 😂😂😂😂😂😂
@TsegayBirhane-q7z
@TsegayBirhane-q7z Сағат бұрын
ጀነራል ፀይቃም
@adeyalways1750
@adeyalways1750 2 сағат бұрын
Hade aynet sebat enakebka zerba
@gebregziabher3211
@gebregziabher3211 Сағат бұрын
ፍርቂ ትግራይ ሸይጥካ መቀለ ዓጀውጀው ምባል እንታይ ኣምፀኦ
@AlexAber-t8e
@AlexAber-t8e Сағат бұрын
Nska kemeu slezkonka du natas nay hamat do bela
@ነፃነት-ቈ7ነ
@ነፃነት-ቈ7ነ 2 сағат бұрын
No body Trust You Ayatulah😢😢😢
@gezuseyoum9115
@gezuseyoum9115 45 минут бұрын
Long live our leader!
@AlexAber-t8e
@AlexAber-t8e Сағат бұрын
Ena natey trah wenber sle zhazku niay trah smeu eika tbl zeleka mdmarn mknasn baeley eka tbl zeleka
@DawitGebrehiwot-m3x
@DawitGebrehiwot-m3x 2 сағат бұрын
Hashawi lekbat
@unknownUnknown-lv9gb
@unknownUnknown-lv9gb 56 минут бұрын
ሸይጣን ከይብሉኻስ ፃድቃን
@zegeyealene4360
@zegeyealene4360 Сағат бұрын
Tsadkan can not explain without blaming somebody else. Speak how to unite not division
@goesaroundcomesaround
@goesaroundcomesaround Сағат бұрын
ገፅካ ትከወል 🙉🙆🙄
@HADESHBERHANE-me9ox
@HADESHBERHANE-me9ox 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ሀምበልትግራይ
@ሀምበልትግራይ 2 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
Motorbike Smashes Into Porsche! 😱
00:15
Caters Clips
Рет қаралды 23 МЛН
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 4,3 МЛН