"ምውራር መሬት ሓረስታይ ራያ ስልታዊ እዩ" ከያኒ ነጋሲ ኣርኣያ (ሙሉእ ቪድዮ)

  Рет қаралды 11,708

Masra Media

Masra Media

Күн бұрын

Пікірлер: 267
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 7 ай бұрын
ንጌዋ እመብርሃን ካኹፉኡ ትሓልኻ ባሓቅ ጎወዝ መንእሰይ የኻ ና ካብ ኣባግዕ መስሎም ቶዃሉ ይሓልኻ ፈጣር ብደይ ማይ ድዋሓጥ ሓሳብ ይኡ ብዛዕባ ናስድት ዳቅረብኹምዎ ባሓቅ ነጋስዋ ቃላት የብለይይ ቁስልና ትረድእኻ ስለ ድተንፈስኻልና ወድኖዋ ብሱር ኣጥብቑኹም ስሩሑላ እዛ ብዛዕባ ስደት በይዛም ሐዝስ ደኽምና ማርያምን😢ኻሕሳይዋ ዓዉይ ሰብ ቓፁሉሉ ከይታቛሩፁዎ ሃምዝ ዓይነታት ሓሳብ❤
@alemtesfay-g3t
@alemtesfay-g3t 7 ай бұрын
Works for his people ,my hero . But , be safe
@alganeshadane6699
@alganeshadane6699 7 ай бұрын
You are the HERO of Tigray please Continue ❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@Ghskiw
@Ghskiw 6 ай бұрын
በጣም ትክክኛ ነው የሚናገረው❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@HelenNigus-n4s
@HelenNigus-n4s 7 ай бұрын
ሓቂ ይሃብኹም ጀጋኑዋይ ናልብና ይኡ ዳዉጋዕኹሞ መሬት ራያ ድሓረስታይ ራያ ትብለና ትግራይና ላክሓድና አይኾነይ ኽብረት ይሃበልና ፅሩያተይ🙏ልዓድናይ ህዝብናይ ሰላም ይብዝሐልና🙏❤
@IFiu-x9j
@IFiu-x9j 7 ай бұрын
ካሒሳይ ሓወይ ብጣዒሚ እና ንፈተወካ ቀፀለሉ አበ ኸለነ ከባብታት ራያ እና ዘሪኻ ቂለመጣየቂ ገበረላ ❤❤❤❤❤
@GgGg-ws6kl
@GgGg-ws6kl 7 ай бұрын
ዋሕስ ህዝብ ራያ ቀፅለሉ👌👍👍👍
@baisaj2698
@baisaj2698 7 ай бұрын
የኔ ጅግና ውዲ ራያ
@wedimehari-uv3vk
@wedimehari-uv3vk 7 ай бұрын
ተገዳላይ ነጌ ሕማቕ ኣይሕለፍኻ ።ፎታዊ ሓቅ ፈታዊ ህዝቡ ።kig of raya ።ሰብ ሰብ ብምኻኑ ይኣምን ❤❤❤
@ራየተይት
@ራየተይት 7 ай бұрын
ነጋስዋ ስራሕኻ ቃፅል ናሰብ ቡዞሕ ኣይት ገደሰሎም ተስፋ ራያና ካሕስይ ሓወይለ ጠኑኩሩ ፋታዩ ዓዱ ❤
@KahsuTsegay-n4e
@KahsuTsegay-n4e 7 ай бұрын
ሕደግ ነጌ መልክዓ ቓይራ እያ መፂአ ባላባትነትይ ብርጅዋ ስርዓትይ ግን ቃልሲ ያድልይሎ
@ሰላምዲወዲሰብ
@ሰላምዲወዲሰብ 7 ай бұрын
በትኽክል,ገልፅኻዮ,ነጋስ❤❤❤😢😢
@OromoneRayya
@OromoneRayya 7 ай бұрын
አቶ ረቢ ይሓልኻ ጀግና ወዲ ህዝቢ ራያታይ።
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ 7 ай бұрын
ባሓቅ መሬት ድሓረስታይ❤
@SemereHagose
@SemereHagose 7 ай бұрын
ወራር መሬት ራየታይ ደው ይበል
@akezaweldehawaryat6833
@akezaweldehawaryat6833 6 ай бұрын
ቀፅለሉ ነጋሲ ቃልስኻ ናይ ኹላትና ክኸውን ይግባእ እዚ ናይ መሬት ዉራ ንራየታይ ናብ ድኽነትን ጥምየትን ስደትን መናእሰይና ኾይኑ እዩ ኹላትና ክንርደኦ ዘለና ፀረ ህዝብናን ባህልናን ዝመፀና ኣይንዕገስን ነጋሲ ድማ ምስ ባህልና ኹርዓትና ዘጥዕመልኻ ቦፌኻ ተኸዲንኻ ሸነን በለሉ ሜዳ ዓድኻ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️እሳቶም እካ መሬት እንዳማቶም ወሪሮም ክነብሩ ይመፅኡ አለው ተቀባሊ ሕድሪ ኢኻሞ ንድሕሪት ከይትብል ካሕሳይ መሰለ ሰጉደም ምድያና ወዲ ህዝቢ ኢኻሞ ኩለን ዘለዋ ፀገማት ህዝብኻ ሃም ኹሉ ግዜ ካብ ምቅላዕ ንድሕሪት ከይትብል ከም ወትሮኻ ቀፅለሉ የቀንየልና 👍👍👍🙏🙏
@masramedia
@masramedia 6 ай бұрын
@@akezaweldehawaryat6833 Thanks for choosing us.
@komolomo7746
@komolomo7746 7 ай бұрын
መረት ራያ ድወድ ራያ ፍትሕ ድገባርና
@MoloKsa
@MoloKsa 7 ай бұрын
ጀግናና👌👌👌💖💖
@GgSggs-cr8nk
@GgSggs-cr8nk 7 ай бұрын
ነጋሲ ሸሕዓመት ንበረልና
@ኣኩሱማዋት
@ኣኩሱማዋት 7 ай бұрын
ነጋስየ ቀፁሎሉ ካሕሳይዋ ብራሃን ራያ ሓስቦሞ ክጎሉፀ ዱሙፆሞ ናብ ህዝብ ካስምዑ ስለ ትፅዕራኻ ያቀንየልና ነጋስዋ ተስፋ ናህዝብ ራያ❤❤❤
@Uoyi-l6i
@Uoyi-l6i 7 ай бұрын
ጎቦዝ መንኢሰይ ❤❤❤❤❤❤
@AggsAfsf
@AggsAfsf 6 ай бұрын
ኣብሽር ሓውና ቓፅለሉ ኣብጎንኻ የና❤
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 7 ай бұрын
ነጋስዋ ስራሕኻ ቃፅል ናሰብ ቡዞሕ ኣይት ገደሰሎም እመብርሃን ካኹፉኡ ትሓልኻ ካሕሳይ ሓወይለ ጠኑኩሩ ፋታዩ ዓዱ 🙏🙏🙏
@HavbbKaha
@HavbbKaha 7 ай бұрын
አታጅግና
@kenzmobile740
@kenzmobile740 Ай бұрын
ኣብ ልዕሊ ድኽነተን ሙራኽ ሞተን ደስ ድብል ኣገላልፃ እና ኣብ ስደት ድነሀና ኣሕዋትኻ thank you ላበልና ይኡ brother
@SelamSeluye-v4i
@SelamSeluye-v4i 7 ай бұрын
ጀጋና ናተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@OromoneRayya
@OromoneRayya 7 ай бұрын
ሃምአኻ ያብዘሐልና ነጌዋ ስጉደም ምድያ ክዓብይ ድኖሆዎ ብሕታው ራያ ምድያ ❤
@suu8bee664
@suu8bee664 7 ай бұрын
ፈጣር ይጠብቅህ🙏
@goitomgebreslassietesfay9306
@goitomgebreslassietesfay9306 7 ай бұрын
ዕደመይ ጥዕናይ ይሀብኹም። አታ እስኪ ዳወጀራትለ ቕልቕል ዎሉ ዓርከዋ
@SemanAlhbshi-vz5nd
@SemanAlhbshi-vz5nd 7 ай бұрын
አይዘኻ ቐፅለሉ ነጋሲ ብጣዕሚ ፅቡቕ ሓሳብይኡ ድትናገርኻዮ ሓቢቢ
@alganeshadane6699
@alganeshadane6699 7 ай бұрын
Well done May God Protect you Lord🤲🏾🤲🏾🤲🏾🤲🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾❤️⛱⛱⛱⛱⛱🏖🏖🏖
@MeselAbrha
@MeselAbrha 7 ай бұрын
ኣታ ኢሲኻ ጥራሕ ጅግና ወዲ ህዝቢ❤❤❤❤❤
@MarseHadarmo
@MarseHadarmo 7 ай бұрын
ኣታ ጅግና ኣዘኻ👑👑👑👑👑👑💪💪💪💪💪👌
@አስራተድንግል
@አስራተድንግል 7 ай бұрын
ንፈትወኩም ኣሕዋትና ኽልተ ለባማት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኹም ፈጣሪ🙏❤❤❤❤
@nit7614
@nit7614 7 ай бұрын
ነጋሰየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ትክክል አዩ አቲ ወግዑ ብተለይ ናይ ሰደት መንአሰይ ቱወዲኡ ፍቃድኡ በርኽ ቀርዩ😢❤
@haftomtabaj6161
@haftomtabaj6161 7 ай бұрын
ነጋስ ዓርከይ ትክክል የኻ ትናግርኻዋ ቃፅለሉ❤❤❤❤
@yousfYousf-bq1ns
@yousfYousf-bq1ns 7 ай бұрын
ሃምሊ ነጋስ አርአያ ድበሉ አብ ራያ ናይ ሎሚ ዕምበባ ናፅባሕ ፊረ የኦም ይኹን ደአም ብሑቶም ትናግሮም ዋጋ የብሉይ አሕና እዊን ሃም ህዚቢ መጠን አብ ጎድኖም ጠጠው ንበል። ነጋሲ ጉማ ቓፅለሉ
@ይታደሳልራያ
@ይታደሳልራያ 7 ай бұрын
💝💝💝💝💝💝ዋሕሲ ራዩማ ሲበር❤❤❤
@HdG-ul8ur
@HdG-ul8ur 7 ай бұрын
ሰብር በል ኣእጋርኻ ቲዲኤፍ ዩ
@CrossSuuc-ns8xu
@CrossSuuc-ns8xu 7 ай бұрын
መርአያ ራያ ራዩማ ብዓል በሊሕ ኣእምሮ❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@negasihaile-cv5vq
@negasihaile-cv5vq 7 ай бұрын
ጅግናና
@user-hb6qg1mm8qmulu
@user-hb6qg1mm8qmulu 7 ай бұрын
ዋዉ ደገለፅኻዮ ሓሳብ👌ኣይዘኻ ነጌዋ የራያዉ ኣንበሳ💚🥰
@mihretdeyo7597
@mihretdeyo7597 7 ай бұрын
መሬት ራያ ንሓረስቶት⛪️🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️አዘኻ እዝ ሓወይ
@LiulBruhanu
@LiulBruhanu 7 ай бұрын
እውነትህ ነው
@نببننبءززءزسزسز
@نببننبءززءزسزسز 7 ай бұрын
የኔ ጀግና ወዲ ሓፋትዋ ቁፁሎሉ❤❤
@BBb-g7s
@BBb-g7s Ай бұрын
ጀግናራየታይ ቓፅለሉ❤❤❤❤❤
@MehariGirmay-h6o
@MehariGirmay-h6o 6 ай бұрын
Emo haye hizbi yinkah niflet ...hizbina ntkem hadinetna zbitinu ninkehelom👍
@KahsayTeka-j3t
@KahsayTeka-j3t 7 ай бұрын
ቓፅለሉ ነጋሲ ሓወ ናራያ ሕምይምይ
@MdAlle-wb8zk
@MdAlle-wb8zk 7 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዲቢል ሓሳብ ይኡ ቃፅልሉ❤❤
@INj-zu5tx
@INj-zu5tx 7 ай бұрын
ጅግና ቐፅለሉ🥰
@ابوحسن-ش7ض
@ابوحسن-ش7ض 7 ай бұрын
❤️❤️👌👌👌👍👍👍👍
@user-Rayarayuma
@user-Rayarayuma 7 ай бұрын
ዉራ መሬት ደዉ ይበል
@MnnniMnnni
@MnnniMnnni 7 ай бұрын
ቃፅልሉ ናልብና ኣውግዕኹምና ❤❤
@KelaliBeyra
@KelaliBeyra 7 ай бұрын
❤❤❤
@ህያብ
@ህያብ 7 ай бұрын
ነጋስ ካሕሳይ ጎተተይ በተለይ እታ ብዛዕባ ስደት ድበኽማ😭♥️
@ASs-lv7fw
@ASs-lv7fw 7 ай бұрын
ጀጋኑ ራየቶት❤❤❤❤
@GvdGsj
@GvdGsj 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 7 ай бұрын
💖💖💖💖💖👍👍👍👍🦁🦁🦁🦁🦁 ጀጋኑ ደቂ ትግራይ ራያቶት ቃጽልሉ ውራ መሬት አብ ኩሉ ትግራይ አሎ እዚኦም ውልቀ ሰባት እዮም ዓገብ ክገብሩ ኩሉ ህዝቢ ትግራይን መንግስት ትግራይን በሐባር መፍተሒ ካቅምጡ አለዎም ።
@ማጋልራያ7045
@ማጋልራያ7045 7 ай бұрын
ብጣዕም ደስ ድብል ኒግግር ዩኡ ነጋስዋ❤❤
@MoloKsa
@MoloKsa 7 ай бұрын
ጀግኑና❤❤❤❤
@ሜር
@ሜር 7 ай бұрын
ብእንእሸተይ ዓውይ ነጋስየ ጎይታ ራያ❤
@KahsayTeka-j3t
@KahsayTeka-j3t 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@GachAn-sp1ui
@GachAn-sp1ui 7 ай бұрын
መሬት ድሓረስታይ❤
@FtomAsiri
@FtomAsiri 7 ай бұрын
አታ እዝ ካሕሳይ መሰለ ግን ትላአኽ ይኡ ድመስል ዋዩዋ ትጠቀቕ ድአ አያም ያበካ ስለ ራያ ያበለስ ታኮይኑ ዓድ ግራት ሽረ ድቡሎ አይይ አይቓለለንይ አነ በእዉነት ከያብለዐኩሙ አቶ😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@haftomabadi
@haftomabadi 7 ай бұрын
ድዋዕሉ ኮ ካሕሳይ መሰለ ወድ ራያ ይኡ ካዉኡ ካሕሳይ መሰለ ናማንመኛ ትላኣኣኽ ኣይኾነይ ወድ ህዝብ ይኡ ምስ ህዝብ ደዉ ድብል ዳኣም ልኡኽ ኣይኾነይ ካሕሳይ መሰለ ኣብ መላእ ትግራይ ኸይደስ መጀመርያ ድህዝብይ ድመናእሰይይ ኣፍቅደ ይአ ክስርሕ ድኽእል ታኾይኑ ይኡ ኣብ ራያ ሃምኡ ደይኾንይ ታኾይኑ ይኡ ይኡ ድበለ ካሕሳይ መሰለ
@FtomAsiri
@FtomAsiri 7 ай бұрын
ዓረከዋ አነ መጀመርያ አናጋግረኡ ትመልኾቶ ስጀመር ኻልአይ ስለ ራያ ዳአም ስለ ትግራይ መን ጠይቅ ዉልዎ ዋዩ ማለት ጡዑይ ይኡ ማርያምን ካሕሳይ ሕማቕ ማለተይ አይኾነይ አሽ ታማ ደኻልእ ደይጥይቅ ዋዩ ብሕት ይኡ ስለ ራያ ብጣዕም ስለ ድሳተፉ ይኡ ትግራይ ኹሉ ፈልጥዎሙ ድሓደረ ይኡ ስለ ራያ ድሳተፊ ሰብ አይፎቱዩይ ካሕሳይለ እሽሉ ይኡ በእዉነት ስለ ራያ ያበለ ስለ ትግራይ አያልዕል💔💔💔💔
@Leylamuhamed-n9p
@Leylamuhamed-n9p 7 ай бұрын
ነጋስየ ግበዝ ራያ🥰
@ተመስገንአ
@ተመስገንአ 7 ай бұрын
👍👍👍👍👌
@ኣኩሱማዋት
@ኣኩሱማዋት 7 ай бұрын
ሃማኻ እስት ፁወየለ በተለይማ ናስዕድ ጨለ ገብራኻ ገልፅኻዮ ነጋስዋ 👍ሓንት ተይስራሕናይ ዕድመና ዓድ ዓረብ ትወዱኡዋ ዓድ ከታኣት እዝ ኣብስደት ዕድመና ኾይዱ ዋይ ኣየ ዓድና 😢
@nigushindeya
@nigushindeya 7 ай бұрын
ነጋሲ ጅግና የኻ ግን ብጣዕሚ ጥንቃቀ ግበር ካሕሳይ ዉን ብተወሳኺ ኣብ ጎን ህዝቢ ራያ ስለ ትቖምለኹም የቀንየልና ግን ተጠንቀቁ ንህይወትኹም እግግዝብሔር ይሓልኹም
@HadishKahisay
@HadishKahisay 6 ай бұрын
ነጋሰዋ ልባም 👍
@GkggLgj
@GkggLgj 7 ай бұрын
ትክክል በተለይ ሰደት ደበኻዮ💔😭
@GvdGsj
@GvdGsj 7 ай бұрын
እረአይ መሩና ትስደት ወፅእና አብዚ፣እረይ፣ነጋሲግን፣ትጠንቀቅ፣ፈጣሪ፣ይሓልኻ😢😢😢
@hluftigabu-zt2eg
@hluftigabu-zt2eg 7 ай бұрын
ገወዝ ራያ
@NiguseGetachew
@NiguseGetachew 7 ай бұрын
መሰረታዊ ፍታሕ ክሪከብ እንተኾይኑ ኹሉና ድምፅና ሓድነትና ናጠንክር ደቅነዋ ደላይ ፍትሒ ኹሉ ብዝኻኣሎ መጠን ብዝዕባ እዚ ጉዳይ ትኹረት ንግበረሉ እንተ ተጋዳላይ ናጋሲ ብኣማን ወዲ ጅግና ጀጋኑ የኻ በርትዕ ተ/ካሕሳይ መሰለ ውን ብጣዕሚ የና ንፈትየካ ብሩኸይ እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን 🙏 ንቃሕ ህዝብና❤ ይኣክል መንእሰይና ካብ ድራር ዓሳን ፎቆዶ በረኻ ምትራፍ ይኾኖ😢
@ህያብ
@ህያብ 7 ай бұрын
ነጋስ ጎይታ🤴♥️✅
@AaAa-nu6gq
@AaAa-nu6gq 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@anb2659
@anb2659 7 ай бұрын
ነጋስ ኣረአያ ራያ ራዩማ ነኝ ብላችው ሪግት ኣድርግህ ስበር ነኝ በላችው ምያምጡ ነግር የላችውም ድቅዞም ሽየጥ ቓሎ ኣክስሞምዶ ኣይኾዱይ ቖማላት እኛ ራያ ራዩማ ነን ። ኪሊላ እናድሪጋለን እንሻኣላህ ❤❤❤❤❤❤
@nigushindeya
@nigushindeya 7 ай бұрын
ላላ ከመግደል ወደሃላ ኣይሉም ጅንታዎች ኣቅም የለዉም እንጂ ሁሉም ራያ ሰበር ነዉ ትረድእኩምዶ ኣየድልይ
@vvg5520
@vvg5520 7 ай бұрын
የደጋል እቅጭ ሸታት
@ትግራይ-ተ7ዀ
@ትግራይ-ተ7ዀ 6 ай бұрын
ነጋስ ፅርይ ድበለ ወድ ትግራይ ይኡ ኣቱም ስበር ትውሉ ለ ማዕልትኹም ሓልዪ ባንዳታት
@MeharWelde-k5s
@MeharWelde-k5s 7 ай бұрын
ፈጣር ያሓልኹሙ❤❤
@مهنتالقثحصحبن
@مهنتالقثحصحبن 7 ай бұрын
ደቅ ዓባይት ዓድ🥰👏
@Esayas-c9w
@Esayas-c9w 7 ай бұрын
ኣይዛኻ ሓሳብኻ ኣይትዓፍን ነጋስ ጅግና
@Qalimacammad-u9o
@Qalimacammad-u9o 29 күн бұрын
ኣብሽር,ወድነዋ,ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤
@HegosHefut
@HegosHefut 7 ай бұрын
ቀፅለሉ ❤❤❤❤
@idjr4218
@idjr4218 7 ай бұрын
ነገስዋ ቃፅለሉ
@Aነኝየደንግልማርያምልጅነ
@Aነኝየደንግልማርያምልጅነ 7 ай бұрын
አሕዋት ጀግና ይኹም ቃፅለሉ ❤❤
@ኣነእየ-ቐ5ኰ
@ኣነእየ-ቐ5ኰ 7 ай бұрын
ራያ ትግራይ ጀጋኑ ❤❤❤
@eewweeww8598
@eewweeww8598 7 ай бұрын
ነጋስ አይዜኻ ኩሉ ናይባሓቅ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤
@FerejMeki
@FerejMeki 7 ай бұрын
ሻዕቢያ ወራሪ ላበሉ ንባዕሎም መሬት ዓድና ወሪሮሞ ንሕና በገዛ ዓድና መሬት ሲእና
@negashabreha1024
@negashabreha1024 7 ай бұрын
exactly, thank you very much. they are not investors, kadretat, the main source of the problem is government.
@suu8bee664
@suu8bee664 7 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉
@kenzmobile-ir1yq
@kenzmobile-ir1yq 7 ай бұрын
ዋዩ ኣብሽር ቓጥሎሉ ኣብ ጎንኻ የና❤❤❤❤
@qweqqweq7546
@qweqqweq7546 7 ай бұрын
❤🥰🥰
@Miskulufikir-tk6hf
@Miskulufikir-tk6hf 7 ай бұрын
ኣቱም ጀጋኑ ነጋስ& ካሕሳይ✊
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 7 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹሙ ❤❤
@ተመስገንአ
@ተመስገንአ 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Qalimacammad-u9o
@Qalimacammad-u9o 29 күн бұрын
😊
@ኣባይነሽየራያልጅየማርያም
@ኣባይነሽየራያልጅየማርያም 7 ай бұрын
አይ ራያ ዓደይ😢😢😢😢😢😢😢😢
@KirosGebreselase
@KirosGebreselase 7 ай бұрын
ጥበበኛ ጥራሕ ዘይኮነስ ጎበዝ ተማጓቲ እዩ።
@GdIyg-fs9yx
@GdIyg-fs9yx 7 ай бұрын
አይ ረየ ዓደይ😢😢😢
@dyudg1840
@dyudg1840 7 ай бұрын
ነጋ ዋ ልባም ሰበ🥰🥰
@genigebre2752
@genigebre2752 7 ай бұрын
እጆኩም የሕዋት ኣብ ጎኑኩም ኣለና😢 ንመቀለ ንዝምልከቶ ኣካል ዘይትነጉሩ ዙኩሉ ዋጋ ናከፈልኩምሰ ኡዙይ ኣይግበኦኩምይ 😢 እና ንሰኩሙለ ነቲ ህዝቡ ክትርድኦዎ ይግበአኩም የሕዋት ናይዞም ሓደ ሓደ ባንዳታት ናረአዩ ንዓኩምለ ተማለሊኦምኩም ብሕማቅ ዓይኒ ክትረእዩ ገይሮምኩም ካባኩም ንላዕሊ ዋጋ ዝከፈለ ዘየለ ናሃለየሰ ዋይ ህዝበይ
@SolomunBerhe
@SolomunBerhe 7 ай бұрын
ቡሱሩለ ራያማ ድራያ ጥራሕ ኣዘኻ❤❤❤❤❤❤
@ebrahimabebe4820
@ebrahimabebe4820 7 ай бұрын
ላይክ ሽር ስብስክራይባ ግባራ ዳማፅ ህዝቢ ራይ የኡ እዝ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН