No video

መዛዘሚ ውድድር ላዛ ኣይዶል 2016ዓ/ም

  Рет қаралды 32,102

ላዛ ኣይዶል Laza Idol

ላዛ ኣይዶል Laza Idol

Ай бұрын

Пікірлер: 223
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks Ай бұрын
ናይ ባሓቂ ቅኑዕ ፍርዲ ምኪያስ ኮኾብ ብገፊሕ 1ይ ይግብኦ ካብ መጀመርታ ክሳብ መወዳእታ። ናቱ ደጋፋይ እየ ተለ ተሓባበሩኒ ጊፍት ክሰደሉ ።ደላይ ፍትሒ ሓውኹም💙💙💙💙
@denaytdanu8488
@denaytdanu8488 Ай бұрын
❤❤❤
@AtsbhaKidane
@AtsbhaKidane Ай бұрын
❤❤❤❤
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Ай бұрын
😘❤
@HdEt-os1of
@HdEt-os1of Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@solomongebrekristos3370
@solomongebrekristos3370 Ай бұрын
ንኤደን ምስ ብሉፅ ናይ ተፈጥሮ ድምፅ ዘለዋ ብልፅቲ ጓል ኣንስተይቲ ዘይምሽላምኩም ደያኑ ኣብ ስርሓኩም ኣይነበርኩምን። ቅኑዕ ብጀካ ፈጣሪ የለን። ኤዱ ጓለይ ኣጆኪ ተስፋ ከይቆረፅኪ ኣብ መዝሙርኪ ቀፅሊ ናይ አለም ትርጉም የብሉን ጊዚያዊ ኢዩ። ናይ አምላክ ይበልፅ።
@Gdhd-je9hi
@Gdhd-je9hi Ай бұрын
ህፃን አቤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ....ብወገነይ ቀደማይ አካ ቀፅለሉ
@user-tl4bi1ht5w
@user-tl4bi1ht5w Ай бұрын
ሰላም ዘይምጥና ደርፊ ሒዛ ቀሪባ ንባዕላ ጎዲኣ😊
@HayetTesfay
@HayetTesfay Ай бұрын
ብዕፃ ዲኹም ኣሕሊፍክምዎም ከመይ ዓይነት ዳኝነት እዩ ማርያምን መሕረቂ ኤደን ዛ ልበ ብርሃን ከመይ ኢልኩም ደረጃ ዘይሃብክምዋ ዋ ገረምቲ ሳክታማት ኢኹም ብስሩ ልካልኣይ ጊዘ ኣብ ዳኝነት ከይሪአኩም ዕዉራት
@Helu333
@Helu333 Ай бұрын
ደቅ ኣን ግን ንምንታይ ወትሩ ምስተፀቀጥና ደያኑ ግን ናእድኩም ኣይትስኣኑ ኤዱየ ኣጆክ ❤
@AbrahamAshebr
@AbrahamAshebr Ай бұрын
ብትኽክል ሄሉ ፌር ኣይኮነን። ንምንታይ ክ ሓንቲ ጓል ዘይስልሙ። ኣብ ሓንቲ ደርፊ እኹል መምዘኒ እኮ ይውሰድ'ዩ ንኣብነት ሰላም ኣብ ልሳነይ ዝደረፈቱ ትኣምር ንጥበብ'ዩ ነይሩ። ብዝኾነ ደያኑ ክሕፍሩ መዓት...፡...።
@Heavensami
@Heavensami Ай бұрын
ካብ ነበረኒ እኔኒ ዝብሃል ምስላ እኮ ኣሎ፡ ብሓንቲ ደርፊ ሚዛን ዝውሰድ እንተ ኾይኑ ደኣ ንምታይ እቲ ናይ ፍጻመ ውድድር ተወዳዲሮሞ።​@@AbrahamAshebr ብዘይካ ኤደን ኩለን ብናይ ባዕለን ጌጋ እየን ወጽየን።
@AbrahamAshebr
@AbrahamAshebr Ай бұрын
@@Heavensami Yes Heaven ኣነ ዝብል ዘለኹ ኣብ ልሳነይ ሓቀኛ ብቕዓታ ተራእዩ ኢዩ። ስለዚ እቲ ኻልእ ደርፍታት ንኽትዓቢ መአረምታ ገለ ትወስደሉ ኢዩ። ኣብ ፍጻመ ኸኣ ንልሳነይ ክደግሞ ኢየ እንተኢላ ምርጭኣ ኪኸብር ይግብኦ። ማለት ክህብወን ዘይኮነ ክመርጻ ነይርወን እንተዝመርጻ ርግጸኛ ኢየ ምትዓወታ ኤዱ ስጋር ቤላ ነይሩ ኣይሃብዋን ክርዳኣኪ ግን ሎሚ ዝደረፍክዋ ኣብ መፈጸምታ ክደግሞ ይክኣል ኢዩ
@Heavensami
@Heavensami Ай бұрын
@@AbrahamAshebr ትዛረቦ ዘለኻ ካብ ክውንነት ዝርሓቐ ኢዩ ክቡር ሓወይ።መጀነርታ ክደግሞ ኢየ ዝደርፍኩዎ ከም ዝበለቶም ርግጸኛ ዲኻ እንተ ኢላቶም ከ ኩሎም ሓደ ደርፊ ኣብ ኩሉ መድረኽ ና ደገሙ ደኣ ዘይወዳደሩ ካብ መጀመርታ ትመታተል እንተ ኔርካ ኣብ 4ይ መድረኽ ዝተረፈት ፍዮሪ ሓለፎም ብጣዕሚ ተሃስያ ኢያ።ካልእ ፊልሞን ኣባዲ ውን ቀዳማይ ክወሃብ ይግባእ ንደርፊ ዝተፈጥረ ሰብ ኡዩ።ሚኪያስ ውን ንፉዕ ኢዩ ኣይሰናነፉን ስለዚ እቲ ዝተዋህበ ውሳኔ ንዓይ ብመጠኑ ቅኑዕ ኔሩ።ጓል ዘይወሰደት ዝብሃል ዘረባ ጽቡቕ ትሰርሕ ትወሃብ ኣይሰርሐትን ኣይትወሃብን ኣብ ውድድር ማዕርነት ዝብሃል የለን ሓወይ።
@user-ye8wo9gx6g
@user-ye8wo9gx6g Ай бұрын
ጽቡቅ መደብ ነዊሕ ምሳኹም ተጓዒዘ ክካታተለኩም ጸኒሐ ። እንኳዕ ናብ መፈጸምታ ኣብጽሓኩም ። ያሬድ 1ይ እግብኦ ኔሩ ። ጠቅላላ ካብ ደረጃ ምትራፉ ግን ኣይተረዳኣንን ። ደቂ ኣንስትዮ ምስ ድምጸን ዘይሳማማዕ ደርፊ ሂብኩም ቀቲልኩመን ። ክመጾኦ ዝጸናሓ ብጣዕሚ ጽቡቅ ኔረን ። ኣብ ፍጻመ ጠቅላላ ኩለን ጠፊአን ኤዱ ቁሩብ ትሓይሽ ኔራ ። ኣፋጻጽማ ኣይግድን ዳርጋ ሎቶሪ መሲሉ ።
@Heavensami
@Heavensami Ай бұрын
እቲ መጀመርያ ዝደርፍዎ ደርፊ ናቶም እዩ ኔሩ እቲ ካልኣይ እዩ መፍለዪ ተባሂሉ ባዕሎም ዝመረጽዎ።
@ErdiYosief
@ErdiYosief Ай бұрын
ብመጀመርያ እንቋዕ ኣብ መፈጸምትኡ ኣብቅዓኩም ጎሮቤታችን ካብ መጀመርያ ክሳብ ሕጂ ተኸታቲለያ ደያኑ ዓቢ ጉድለት ጌርኩም ኣብተን ደቂ ኣንስትዮ ብጣዕሚ ብቅዓት ዘለወን ድምጸን ኩሉ ነገረን ዝወጸን የብለንን ይግብአን ኔሩ ሽልማት ሙዚቀኛትት ውን ውህደት ኣይነበሮምን ይቆራረጽ ኔሩ መቀረት ኣይነበረን እቲ ማይክ 🎤 ውን ጽቡቕ ኣይነበረን ድምጾም ብግቡእ ይወጽዕ ይስማዕ ኣይነበረን እቲ ኩሉ ዝሓለፈ ግዜ ኣዝዩ ጽቡቕ ኔሩ ሎሚ ግና ፋሕ ኣቢልኩሞ እተን ቆልዑ ሒዘንኦ ዝቀረባ ደርፊ ሎሚ ካብ ዓቅመን ንላዕሊ ኔሩ ማለት ከቢድ ደርፊ ኢዩ ብዝኾነ ቀጽልዎ ጽቡቕ ዕድል
@user-tv6xq2jh4b
@user-tv6xq2jh4b Ай бұрын
ፍትሒ ንኤዱ ኤዱ 1❤
@bcbhf3075
@bcbhf3075 Ай бұрын
😢😢😢😢😢😢ዘይ ምርኣይ ማሓሸኒ ኢድየ ኣጀኪ ተስፋ ከትቆርፂ
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo Ай бұрын
እውይይይ ኡፍፍፍ ከምዞም ካሜራ ማንን ኢዲተራትን ዝሓምቅ ኣይረኣኹን ኣለኹ። ሕምስምስ ኣቢሎም መሊኤሞ ኡፍፍ፡ ኣታ ከመይ ዮም እዚኦም።
@KubsulSul
@KubsulSul Ай бұрын
😢😢😢 ኣድናቅን ደጋፍን ናይ ሰላም ሓጎስ እየ ነይረ፣ እንተ ኮነ ግን" ኣብዛ ናይ መወዳእታ መድረክ፡ ኣብ ኣመራርጻ ደርፊ ጌጋ ገይራ ! ማሌት እቲ ሒዛቶ ዝመጸት ደርፊ፡ ምስኣ ዘይከይድን ንውድድር ከዐውት ዘይክእልን እዩ ነይሩ። እታ ቅድሚ ሕጂ ዝደረፈታ ናይ ማህሌት ( ልሳነይ ) ትብል ደርፊ፡ ሕጂ ደሪፋታ እንተ ትከዉን ነይራ፡ ብዉሑዱ ሳልሰይቲ ወይ ካልአይቲ ክትወጽእ ተክእሎታት ነይሩ።
@FyoriZeray
@FyoriZeray Ай бұрын
Selam bedilahana😢
@godislove6831
@godislove6831 Ай бұрын
Baelom eyom zmrxulka derfi ab finally neflto
@KubsulSul
@KubsulSul Ай бұрын
@@godislove6831 aymeslenin!
@Heavensami
@Heavensami Ай бұрын
​@@godislove6831 ከሙ ኣይኮነን እቲ ካላይ ዝደርፍዎ ጥራሕ እዩ ዝምረጸሎም
@Heavensami
@Heavensami Ай бұрын
Thank you ኣነ ውን ከሙ እየ ኢለ
@waskan8288
@waskan8288 Ай бұрын
ደቂ አንእስትዮ ዘይተሸለማ አነ ካብ አወዳት 1~3ይ ክሽለሙ ደቂአንእስትዮ ድማ ከምኡ 1~3ይ ደረጃ ክሽለማ እየ ተፀብየ ነይረ ኩሉ ግዜ ደቂ አንእስትዮ ምስፀቀጥኩምና ብሓቂ ሓፊርና ብስራሕኩም😢
@teklenegash6201
@teklenegash6201 Ай бұрын
ምስ ፀቐጥኩምና ማለት?😂😂😂
@EtrYydf
@EtrYydf Ай бұрын
😂😂😂😂😂​@@teklenegash6201
@Heavensami
@Heavensami Ай бұрын
እዚ ምጽቃጥ ኣይኮነን፡ ሰሚዕክየን እንተ ኬንኪ ሰላምን ናሆሚን ንዐአን ዘይምጥን ደርፊ እየን ሒዘን መጽየን፡ ሰላም ከኣ እሞ ብጥዓሚ ትወጽእ ኔራ እያ።
@user-mb1jg2rx3p
@user-mb1jg2rx3p Ай бұрын
Eti ቪድዮ ግን ቢ ሞባይል ድዩ ተቀሪፁ
@solomonnigus
@solomonnigus Ай бұрын
ዳግም ምልየንየም ተኻይዱ ኣብ 2000 ዓ/ም ብኣብስንያ ዝተኻየደ ናይ ሚልንየም ሚስ ከባብያዉነት ሐዚ ውን ዳግም ተኻይዱ ያሕዝን ትግራይ ናይ ጦርነት እምበር ናይ ሓቃውያን ኣይኮነትን 😢😢😢😢😢😢
@gereziherkidanu9383
@gereziherkidanu9383 Ай бұрын
ቅያ ባንድ ብትኽክል ዚ ምድላው ኣደብዚዝኩምዎ። ሰናይ ዕድል ተወዳደርቲ ደቂ ትግራይ
@user-en9rb2kq3t
@user-en9rb2kq3t Ай бұрын
እዴን😢 ዓሚፅኩም
@bcbhf3075
@bcbhf3075 Ай бұрын
😢
@JoleanJobanm-xf7je
@JoleanJobanm-xf7je Ай бұрын
ፍትሒ ንኤደን
@SalamSalo
@SalamSalo Ай бұрын
ደቂ ዉቅሮ አሐጊስኩሙኒ ማርያምን🎉🎉🎉💋💕
@user-nn5on3yz6q
@user-nn5on3yz6q Ай бұрын
Sound system is not good and a blur of camera!
@FilimonMulugeta
@FilimonMulugeta Ай бұрын
ፊሊ ተበዲሉ 1 ይግበኦ 😢😢
@KebedeHaftu
@KebedeHaftu Ай бұрын
ናይ ላዛ ኣይዶል ደያኑ ኣምላክ ኢድኹምን እግርኹምን ጥዑይ ገይሩ ኣእምሮኹም ስለ ዘደወየኩም ዘይፍትሓዊ ስራሕኹም ፣ ዘረኝነትኹም ተደምሩዎ ቅድሚ ውፅኢት ሰዓሪ ዝፍለጠሉ መድርኽ ገይርኽምዎ። ብናታትኹም ስልሐት 1%ካብ 22% ይዓቢ ማለት እዩ። Equal treats un equal, unequal treats, equal.
@elshaday5026
@elshaday5026 Ай бұрын
ኤደን 1ይቱ፡ ሰላም 2ይቲ፡ ብርሃነ 3ይ!
@TsegayeAraya
@TsegayeAraya Ай бұрын
ኩሉ ነገሩ ደስ ዘይብል
@AbdoMohammad-ok8ii
@AbdoMohammad-ok8ii Ай бұрын
ምንም ደስ አይብሌን ሽልማት ብኽልተ ኽኸዉን ነይሩዋ ብወገን ደቂ አንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ፅቡቅ እናሰራሕኩም መፂእኹም መጨረሹኡ አባላሺኽምዋ ሃሲኽምወን😭
@mulawgebrewahid8523
@mulawgebrewahid8523 Ай бұрын
ፍትሓዊ አይኮነን፣ ኤዱ እያ ቐዳመይቲ
@aserbtewededabrha9854
@aserbtewededabrha9854 Ай бұрын
Gega ashalalima Gega wuxit Zeyftihawuyan
@AbsalatAbadi
@AbsalatAbadi Ай бұрын
ኤደን ኣለም ሰገድ ይግብኣ ኔሩ መሕፈሮ ኢኹም ዓይነ ስውር ኾይና እኹል ዓቕሚ ሒዛ እስኩም ምርአይ አይኸኣልኩሙይ ሚዛናዊ ብለይኮነ ዳንኝነትኩም ሓፊርና ኢና
@AbrahamAshebr
@AbrahamAshebr Ай бұрын
@@AbsalatAbadi ልክዕ ዝዓርከይ
@hadgutesfahiwet6778
@hadgutesfahiwet6778 Ай бұрын
ናይብሓቂ ደናቁር ዝኮኑ ድያኑ
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo Ай бұрын
ኢዲተራት ዜሮ፡ ሕምስምስ ኣቢሎሞ ነዚ ደርፍታት።
@danielkorchchkorchach9010
@danielkorchchkorchach9010 Ай бұрын
Edu tebedila btami zhrq frdi
@HelenHelen-nh3hc
@HelenHelen-nh3hc Ай бұрын
Congra mikway ygbiaka eyu ma niga✌️✌️✌️✌️✌️✌️
@SurafialSurakg
@SurafialSurakg 21 күн бұрын
ኣቤል1🧡ይክኮንነይሩወፂዕኩምዎፍትሒንኣቤል❤❤❤❤😊
@user-wn9kb9kp4c
@user-wn9kb9kp4c Ай бұрын
ኣይ ናዓድና እኒኦ ፍርዲ ምድር ጨነውቲ
@natsnetteame5256
@natsnetteame5256 Ай бұрын
Htsan Naemi btaemi tdnek stage ,teazebti ,mkuxxar zelewa confidensce ❤❤❤❤❤ zdnek ms edmia zeykeyd kelet alewa so kexlyo ab zleale egzabher ybxhki
@Hereawnet
@Hereawnet Ай бұрын
ብሓቂ ቀዳማይ ዝወጸ ይግብኦን ፈረቃን እዩ ግን ዳርጋ ኩሎም ንፉዓት ስለ ዝኮኑ ሰብ በቲ ፍርዲ ዘይኩሑጎስ ይክእል እዩ
@Qale-Bet
@Qale-Bet Ай бұрын
ፅሬት ዜሮ ድምፂ ተወዳደርቲ ብስሩ ዘይስማዕ ብሓፈሻ ዳርጋ መሀከዩ መደብ እዩ ነይሩ።
@user-zd3yi1pm1b
@user-zd3yi1pm1b Ай бұрын
ብጣዕሚ
@kabkone5196
@kabkone5196 Ай бұрын
Nay bhaki hasikimom final tebahilu midlawat himak neyru kab music sound system kulu
@firdos4354
@firdos4354 Ай бұрын
ሓሰውቲ መዳለውቲ ደያኑ ኤደን ቀዳመይቲ ክትወፅእ ዝግባኣስ ተትርፍዋ😢😢
@HelenHelen-nh3hc
@HelenHelen-nh3hc Ай бұрын
Mn gizem wukro lkdmit koriena deki adey✌️✌️✌️✌️✌️✌️
@fetlebrhanu6050
@fetlebrhanu6050 Ай бұрын
ዳይነት ኣይግድንን ኤደን ሃይሚን ሰላምን ክተርፋ ኣይነበረንን
@AmanualHumera
@AmanualHumera Ай бұрын
ሰላምን ኤደንን ንዓይ ኩሉ ግዜ ብሉፃት እየን ደያኑ ፍርድኹም ፌር ኣይኮነን።
@HeavenHeartking-y3i
@HeavenHeartking-y3i Ай бұрын
Ere uyyy Eden eya 1😢😢
@KidusBaranto
@KidusBaranto Ай бұрын
ደቅዘን ጋውናታት ኤደን ኣውዲቅኹምስ ሚኪያስ ቃደማይ ጉቦ ተዋሂብኩም ኢኹም ኤደን ብዚኦም ደደባት ዳያኑ ተስፋ ከይትቆርፂ ደያኑ ኣስናንኹም ይርገፋ
@nattygereziher
@nattygereziher Ай бұрын
ኣይ ካብ ድምፂ ኣይ ካብ ካሜራ ማን 00000000
@zedebredenagle3507
@zedebredenagle3507 Ай бұрын
ካሊእ ከም ሓሳብ ናይቲ ሽልማት ኣፈላላይ ብጣዕሚ ሰፊሑ። 1ይ ልወፀይ 3ይ ለወፀይሲ ዳርጋ ማዕረ እዮም ክትብሎም ትኽእል ኢኻ። ኣብ ሞንጎኦም ናይ ከባቢ 100ሽሕ ኣፈላላይ ክህሊ ፍትሓዊ ኣይኾነን። ስለዚ ኣብ ሞንጎ 1ይን..2ይን..3ይን ናይ ካቢ 20ሽሕ ኣፈላላይ ተትገብርሎም ምበለፀ ነይሩ።
@fanagebreslasia9470
@fanagebreslasia9470 Ай бұрын
ፌሊ ተበዲሉ መናደዶ
@SEGENGOYTAM
@SEGENGOYTAM Ай бұрын
Eden ke hasewti ekum
@LEAKEGEBREZGABHER
@LEAKEGEBREZGABHER Ай бұрын
Filmon tebdlu biteami 1 eyu kikewun zelewo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@WeyneKana
@WeyneKana Ай бұрын
ፊሊ ጀግና 🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@AronQrap
@AronQrap Ай бұрын
Eden 😢
@user-un5et6bp4s
@user-un5et6bp4s Ай бұрын
Na rim band slki yeneberekumy dyu😊😊
@debesaymebrahatu1049
@debesaymebrahatu1049 Ай бұрын
Filmon,bzey kelealem tebedile.
@emnetberhane2789
@emnetberhane2789 Ай бұрын
እዋይ እዝነይ !
@MeseretBrhanuAbrha
@MeseretBrhanuAbrha Ай бұрын
Atum Zeregnatat abzi le do gemirkum Edu eya neyra 1 wey lele Brhane dyu gubo tkafilkum gubognatat
@merilovr5981
@merilovr5981 Ай бұрын
ምስግና ለማዓንቲ ፀሊእዮ
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Ай бұрын
Tay gerki tay atefiu
@TaemoTsegay
@TaemoTsegay Ай бұрын
Eden ke
@Selamlekum
@Selamlekum Ай бұрын
ኢፋል አይግብኦን ዘይጻዕሩ አይተብልዕዎ😢😢😢😮
@fanagebreslasia9470
@fanagebreslasia9470 Ай бұрын
ፌሊ ቀዳማይይይይ🎉 እዩ በዲልኩሞ
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Ай бұрын
ፍትሓዊ ኣይኮነን ዳኝነትኩም በቃ ቀዳማይ ዝግብኦ#1 ብርሃነ ክንፈ iyu entay ikum mo ketewexeulu debari awedadea nezi iye amet meleu teketatilekum fetehawi zeybelu wesne
@Hierugaltigray
@Hierugaltigray Ай бұрын
ዳይነት ኣይግድንን 😢
@SarahLebanon
@SarahLebanon Ай бұрын
Edne😢
@alemamichanal82
@alemamichanal82 Ай бұрын
ፍልይ ጥበብ ደቂ ትግራይ❤❤❤
@user-pv1fr2pi3y
@user-pv1fr2pi3y Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-wr7zb6gb9w
@user-wr7zb6gb9w Ай бұрын
ፅቡቅ ፕሮግራም ኢዩ. ነቶም ቆልዑ ንዕኦም ብዝምጥን ክብሪ ኣፋኒኹሞም ኢኹም ንፉዓት። እታ ሓንቲ ጓል ብፍርሒ ከይደቀሰት ሓዲራ ይመስለኒ ገይጋታት ትፍፅም ነይራ ክትላመድ ውን ሓዲራ ትኸውን ምስክነይቲ ኣብ ውዱእ ሰዓት ከተዕርፍ ደኣ እምበር ክትላመድ ኣይምተገበኣን. ክልቲአን እተን ኣጓላት ግን ምናልባት ዝኾነ እንተትሽልሙዎን ኣይምተጸልአን ወላ ካብቶም ተዓወትቲ ነንእሽተይ ከተግድሉሎም ትኽእሉ ነይርኩም, ኣብ ክልተ በፂሕኹም ጥራሕ ኢደን ካብተፋንዉወንስ። ካሊእ ግን እቱ መድረኽ ዝመርሕ ዘሎ ሰብ, ክልተ ግዜ ሽም ተጋግዩ. ሚልክያስ ኣብራሃ ኢሉ ብገይጋ ናይ ኤደን ውን (ኣለም ሰገድ) ኢሉ ጥራሕ ፀዊዑዋ ኣሎ! ሽም ምግጋይ ኣዝዩ ሓደገኛ ኢዩ. ምናልባሽ ንሽልማት ዘይተሓፀየ ሰብ ተዝኸውን ነይሩ እቱ ብገይጋ ዝተፀወዐ ሰብ እሞ ንሕሰቦ ብገይጋ ኢዩ ኢልካ ክምለስ እንከሎ ከመይ ሞራሉ ይስበር! እዙይ ጥንቃቀ ክግበረሉ ይግባእ። ብዝተረፈ ግን እንቋዕ ነዙይ ኣብቀዐኪ ትግራይ ኢና ክንብል ንኽእል ፅቡቅ መደብ ፅቡቅ ፍፃመ የቀንየልና።
@burhangualkidi3892
@burhangualkidi3892 Ай бұрын
ፊሊ ❤❤❤❤💪💪💪💪
@fishanbesa3022
@fishanbesa3022 Ай бұрын
Music mix kulu bado
@user-jl1kt1ov2m
@user-jl1kt1ov2m Ай бұрын
Filimon n kulu teketatali laza idol kedamay eka....respect 🙏🙏
@HilduSakita
@HilduSakita Ай бұрын
Are aythfruna fili kabe majmerya athizu harif eyu lsrha masiau aytmzaznuy dikum😢
@eritreanentertmenthabesha7387
@eritreanentertmenthabesha7387 Ай бұрын
እዚ ኣይዶል ምድድር ካብ ዝከታተሎ ልዕሊ 5 ዓመት ጌረ ኣለኩ። መጀመርታ ንተዋዳደርቲ ንኩሉኩም እንቃዕ ሓጎሰኩም። ብምቅጻል መልእክተይ ናብዞም ደያኑን ኣካየድቲ ናይዚ መደብን እዩ። እዚ መደብ እዚ ካብ ዝጅምር ኣነ ካብ ዝፈልጦ ጥራሕ ሓጺር ግዜ ኣይገበረን ግን ኣብ ውጺኢቱ ዜሮ እዩ። እቲ ምክንያት ድማ ሕመቅ ናይ ደያኑን ናይ ኣካየድቲ ናይዚ መደብን እዩ። መጀመርታ ደያኑ ክትፈልጥዎ ዘለኩም ነገር ውድድር ዝብል ቃል ብትክክል ክትርድእዎን ክትፈልጥዎን ኣለኩም። እዚ ሎሚ ተወዳደርቲ ዝተዋዳደርሉ ሙዚቃ ናይ ውድድር ሙዚቃ ዘይኮነስ ናይ ውራይን ናይ ሳዕሳዒትን ናይ ባርን ሙዚቃ እዩ።ነዚ ደርፊ እዚ ደሪፎም ብቅዓቶም ብከመይ ክትፈልጦም ትክእል ቅላጸ፥ትክኒክ ጣዕሚ ድምጺ ብከመይ ክትፈልጦን ክትርዶኦን ይከኣል። ስለዚ ደያኑ ንተዋዳደርቲ ኣብ ደርፊ ኣማራርጻ ክትሕግዝዎን ኔርኩም ብጋይላ ጌርካ ክትወዳድር ኣይከኣልን እዩ። ካልኣይ እዚ ናይ ኩናማ ትልሂት ኢልኩም ዝቅረብኩሞ ብጣሚ ገይጋ እዩ።ናይ ኩናማ ባህሊ ብህዝቢ ኩናማ ክቀርብ ኣለዎ ብዝይ ፍልጥዎ መንእሰያት ክጽየቅ ንዕቀት ኣብ ህዝቢ ኩናማ እዩ።
@AmanualHumera
@AmanualHumera Ай бұрын
ኣብዚኣ ዘለዉ ጎሮቤት ክዓ ዝፈልጥዎ ዘይብሎም ሱቕ ኢሎም ከም ሃመማ ጦብሎቕሎቕ ይብሉ ሁኮት
@tamratabrha786
@tamratabrha786 Ай бұрын
keep going Beka ኩቡር ሓው
@user-zf1ko5yl5i
@user-zf1ko5yl5i Ай бұрын
Eden teamxa deyanu gn abzia qreta aleni eden 2 ygbae neru gn ??
@alemamichanal82
@alemamichanal82 Ай бұрын
ያሬየዱ ምህርት የውርደልካ ፈጣሪ
@GhBv-g6m
@GhBv-g6m Ай бұрын
Bahaki enkae des belekum gn neshtey fili bley mnm trtr ybelts eyu neyru ❤
@dargohaftu4836
@dargohaftu4836 Ай бұрын
Amazing ❤❤❤
@YaredHalemaryam
@YaredHalemaryam Ай бұрын
ኣብ መወዳእታኡ ን እሽተን ደብዚዙኒ እቲ ባንዲ ብዝግባእ ን ቲ ፕሮግራም ዝምጥን ኣይኮነን እቶም ተወዳደርቲ ን መዛዘሚ ዝኾን ደርፊ ኣይመረፁን ንቐፃሊ ንመሃረሉ
@merilovr5981
@merilovr5981 Ай бұрын
ኤዱ ሽኮር አጆኪ አነ ግን ሓዚነ😢
@SemereAbrha1416
@SemereAbrha1416 Ай бұрын
ሰላምን ዴደንን 😢
@muleyberihu604
@muleyberihu604 Ай бұрын
mikiyas 1st
@betelihemadane8609
@betelihemadane8609 Ай бұрын
Nay feli ኣድናቂት እይ ኔር😢
@AGMediaEri
@AGMediaEri Ай бұрын
ምስ ብዙሕ ቅሬታት ተዛዚሙ😊 Filimon🎉🎉🎉 ደያኑ ንዓመት ምሉእ ዝሃብክሞም ትምህርቲ ክትምስገኑ ይግባእ። ኣዝዮም ሓያላት ድምጻውያን ኢኹም ኣፍሪኹም። 8ተ ናብዚ ናይ መዛዘሚ ውድድር ዝበጻሕኩም ድማ ብሉጻት ኢኹም። ኣነ ናይ ኤዱ ደጋፊ'የ ኮይነ ተጓዒዘ፡ ኣብ ናይ ሎሚ ግን ኣይግድን ኤዱየ😢 ~ በዛ ናይ ሎሚ ውድድር 100% ፊሎም 1ይ ይግብኦ ነይሩ፡ ~ ሚልክያስ ኣብ 1ይ ናይ ባንድ ሽግር ስለዘጋጠሞ'በር ንፉዕ'ዩ፡ ኣብ 2ይ ብናይ መምህር ደርፊ ከኣ ብፊሎም ዝተበልጸ ኮይኑ ይስመዓኒ፡ 2ይ ወይ 3ይ ይግብኦ'ዩ። ~ ብርሂን ኣዝዩ ዝምስጠኒ ድምጹ ፍሽክታኡ🎉🎉 Just wawww እንኳዕ ደስ በለኻ። ካብ ሎሚ ኩልኹም ድምጻውያን ኢኹ በርትዑ እንኳዕ ደስ በለኹም።❤❤❤❤❤
@melodyhagos
@melodyhagos Ай бұрын
ፊልሞን ብኹሉ መለክዒ ብገፊሕ 1ይ ኢዩ ነይሩ።
@SuzanRobel-qh5hq
@SuzanRobel-qh5hq Ай бұрын
Bsru eyu leyganey.... edu forever❤ lia eyu ligbia neru eti 1 gn frdi yelen
@selihomyeibiyo
@selihomyeibiyo Ай бұрын
ሕማቃት ደያኑ ኡፍፍፍ😢😢😢፡ ኤደን ይግባኣ ኔሩ።
@asmelashniguse9510
@asmelashniguse9510 Ай бұрын
ዳኛነት 0ፍርዲ ዝጎዶሎ ነይሩ ካፍቶም ዓይኖም ዘይርኢ እዞም ልቦም ዘይሪኡ ጉሊሁ ተራእዩ አብ ሂወትና ቡዙሑ አይደል ሪእና ኢና ከምዚ ዝበለ ዓይኑ ዘፍጠጠ በደል ወይም አድልዋ ተራእዩ አይፍልጥን ትግራይ ንከይተዓቢ ከምዚ ዝበለ ዳኛነት ንድሕሪት ይጋታ ገነ ካብ መጅማርኹም ብድንበርበር ዝበለ ሩኡይ ዝኻነ ሸፍጥ ወይስ ካብዛ 150.000 ፈርቂ ሒዝኹም ኢኹም ብዝኾነ መሕፈርቲ ኢኹም
@AbrahamAshebr
@AbrahamAshebr Ай бұрын
ነዚ መደብ ነዊሕ ኣሳልየዮ ኢየ ኣብ መፈጸምትኡ ግና ጌጋ ዓቢ ጌጋ ጥበብ ንዘይምፍላጥ ብጥበብ ደያኑ ሓፊረ። እወ ሓፊረ.......መጀመርያ ንደቂ-ኣንስትዮ ዝተዋህበ ደርፊ ጌጋ ነይሩ እዚ ድማ ብምኽንያት ዝተገብረ ይመስል። ብምቕጻል ሓንቲ ጓል ኣብ ሽልማት ምስታፍ ግድን ነይሩ፡ ኣይተገብርን ጌጋ ሓቂ ንምዝራብ ሰላም ሓጎስ ልሳነይ ናይ ማህሌት ኣብ ዝደረፈቱ መለኽዒ እውን ዝተሳእኖ ብቕዓት'ዩ ነይሩ። ኣብ'ዚ ናይ ሕጂ መድረኽ ብዘይምርጭኣ ደርፊ ከምዝተዋህባ ክትድይብ ከላ ተመስክር ። ኤደን ንሰጋር ብዝግባእ ተዋጺኣቶ ኢያ። ሓፈሻዊ ግን ደቀንስትዮ ናብ ስልማት ዘይምብጻሕ ናይ ደያኑ ግቦ ይመስል። ይመስል'ዩ ርእይቶይ። ሰላም ቤቲ ኤደን በዲልኩመን ብፍላይ ኣብ ዝሃብክሞን ደርፊ። ያ ሰላም'ሲ ንልሳነይ ክትደግሞ እውን መድረኽ የፍቅድ ኢዩ። ንስኹም ሸፈጥቲ 'ምበር ደያኑ ኣይኮንኩምን ክእለት ነቲ ጥበብ 'ውን የብልኩምን። ሓደራኹም ከምዚ ከይድገም ኣብ ታሪኽ ሙዚቃ። ደቀንስትዮ ግን ኣጆኽን ንስኽን ናይ ጥበብ ድምጻውያን ኢኽን።
@helenkubrom8226
@helenkubrom8226 Ай бұрын
Zeymray mehasheni frdi hmaq nieru kulu zero nieru bhafesha
@user-mp1gp3xc2w
@user-mp1gp3xc2w Ай бұрын
እዚ ሙስናስ ኣብ ኩሉ ድዩ ኣቱም ሰባት. ..........ብዙሕ ምበልኩ ነይረ ብኣካትኩም ረሳሓትግን እቲ ለባም ህዝበይ ክፈላልን ከሕዝንን ኣይደልን፡፡እናነባዕኩም ደዊልኩም ከምዘይኣንጨብጨብኩምላስ ሕዚ እንታይ ስለ ዝተከፈለኩም እዩ ኤደን ደረጃ ዘይብላ ዝደርበክምዋ
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Ай бұрын
Eta nay sentayo kederfewo kewedaderula kelewu mo degimkum reayewa kem ብርሃነ ክንፈ geru qa zetewaxea zederfa zeyle Why not gen 😔😰
@abelgoitom9045
@abelgoitom9045 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ ብጀኻ ብርሃነ ዘምጻኣ የለን
@eyobwolderufael5665
@eyobwolderufael5665 Ай бұрын
@@abelgoitom9045 tekekele wedineye 👍🙏
@semharwerede459
@semharwerede459 Ай бұрын
Wwww ❤❤❤❤ milkas congratulations ❤❤❤❤
@agramot
@agramot Ай бұрын
ድሕሪ ሚኪያስ ኤደን እያ ትኸውን ነይሩዋ።ድምፂ ህዝቢ ውን ናታ እዩ ቀዳማይ ነይሩ😢
@WalelgnHaile
@WalelgnHaile Ай бұрын
150,000 ilkum tkeflu eidkum tkorets
@dejendawit8916
@dejendawit8916 Ай бұрын
ብጣዕሚ ደያኑ ተሕዝኑን ተሕፍሩን እቶም ዓይነ ስውራንሞራል ክትህብ ይግባእ ወላ ውን ክርእዩ ዘይክእሉ ጽሕፍ ከንብብ ዘይከኣሎም ምስ ባዕሎም ኩሉ ነገሮም ከተዋዳድሩ መሕፈራት ኢኹም ምስግና ብፍላይ እቲ ሙሉእ ዘይጉዱል ብቅዓትካ ምስ ምርኣይ ዘይከኣሎም
@yonasdesta8771
@yonasdesta8771 Ай бұрын
እሞ 2ይ እኮ ወፂኡ ኣሎ
@selammizu1556
@selammizu1556 Ай бұрын
ዳኝነት ግን ኣቤት ዘይተፀበኩዎ እቶም ዳኛ እውን ደቂ ውቅሮ እዮም 😢
@Bura728
@Bura728 Ай бұрын
እቶም ዝሰዓሩ እንታይ እዩ ዝወፆም ከዚ ? መኣዝ ከ ደያኑ ደቂ ውቕሮ ኮይኖም እዮም 😂
@GaulAgame
@GaulAgame Ай бұрын
ደያኑ ኣብ መወዳእታ ፋሕ ኢላትኩም ዋ ደቂ ኣንስትዮ ካብ1ይ-3ይ ክሽለማ ኣለወን ኤደን ሰላም ኑሃሚን
@robinamd8516
@robinamd8516 Ай бұрын
Abelashikuma ab mewedata eza Medeb 😢
@HaftomGher-pk2sj
@HaftomGher-pk2sj Ай бұрын
Eden is the best ....shame on you judges
@helenkubrom8226
@helenkubrom8226 Ай бұрын
Very sad 😢
@dawithaile-vx5ks
@dawithaile-vx5ks Ай бұрын
እዞም ዘየድሊ ትጽሕፉ ዘለኩም ሓሰውቲ ኢኹም ፍርዲ ንብቅዓት ዘለዎ እምበር ንዝፈተካዮ ኣይኮነን ።ብስምዒት ዘይኮነ ብርድኢት ተዛረቡ።ኩሎም ንፉዓት እዮም ግን ቁሩብ መፈላለዩ ክረክቡሎም ኣለዎም።
@app9839
@app9839 Ай бұрын
Wowowwww yariydiway😘😘😘😘😘
@SikuSg
@SikuSg Ай бұрын
ቀዳማይ ዝወፀ ይግበኦ እዩ ካልእ ግን ሳክት ንሳክት
@FiliChanel
@FiliChanel Ай бұрын
Eden himak nera bzuh gtmi nayti derfi resieato
መፃረዪ ዉድድር ላዛ ኣይዶል ቀዳማይ ክፋል
55:26
ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Рет қаралды 22 М.
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 34 МЛН
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 31 МЛН
Spot The Fake Animal For $10,000
00:40
MrBeast
Рет қаралды 212 МЛН
" ተምፀኦኦ የብልክንን ተባሂልና!"
39:12
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 56 М.
🔴 አንቺ  ከሄድሽ እሄዳለሁ || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New Sibket
56:33
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 178 М.
"ደንበ ፀላኢ በጣጢሳ ዘምለጠት ዘይተዘመረላ ዋዕሮ!"
57:21
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 76 М.
'ብማርያምኹም ኣድርፉኒ' - ላዛ ኣይዶል ኣብ ከተማ ማይጨው
10:47
መፃረይ ዉድድር ላዛ ኣይዶል ሳልሳይ  ክፋል
1:05:58
ላዛ ኣይዶል Laza Idol
Рет қаралды 26 М.
Magic trick 🪄😁
00:13
Andrey Grechka
Рет қаралды 34 МЛН