"እንሆ ድኽታት ወገናትና ንሓስብ!!" ገላ 2፥10

  Рет қаралды 17,678

Wushatena Media

Wushatena Media

Күн бұрын

ኣብ ወረዳ ሕንጣሎ ወጀራት ቁሸት ማይሰፍኦ ኣብ ዝተበሃለ ዝነብሩ ንባዕሎም ሓገዝ ዘድልዮም ፅጉማት ወገናት ካሊእ ዝተፀገመ ወገኖም ንምሕጋዝ ዝገብርዎ ፃዕሪ ንኻልኦት እውን ዘምህር ኮይኑ ረኺብናዮ። ዝሕግዝ ዘሎ ሰብ ስለዝረኸበ ዘይኮነስ ሰብኣዊ ፍቕሪ ስለዘለዎ እዩ ዝበሃል ኣብዚ እውን ብጭቡጥ ረኺብናዮ።

Пікірлер: 76
@user-il8kg7ro8s
@user-il8kg7ro8s 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የውርደሎም ሎማዓንቲ ሊቀ መላእክት ቅዱስ ገብርኤል ወርሓዊ በዓሎም ህፃን ቅዱስ ቂርቆስ ምስ ኣዲኡ ኢይሉጣ ዓመት በዓል እንኳዕ ሰላም ኣብፀሐኩም ፀለቶምን ፀጋ በረከቶም ኣይፈለየና ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ዝሓመሙ ፈውሲ ዝተጨነቁ ሰላም ይሃበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲✝️ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልኡል ፈጣሪ ኣለም 🤲💝🌹
@user-ib8pw4ew4u
@user-ib8pw4ew4u 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ክብርቲ ሓፍትና
@እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና
@እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና 4 жыл бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃእኻ መምህረይ ኣይይይይ ዓለም ክንደይ ተርእየና ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ንዞም ዝሓመሙ ኣሕዋትና መልአከ ሰላም ፣መልአከ ኣብሳሪ ፣ቅዱስ ገብርኤል ይፈውስኩም ወገናተይ ፣ እህህህህህህ ብጣዕም መሕዘን ኣዮኽን ኣዴታተይ መምህር ሙሉ ሕዝኽን ኣይትሓፍራን ፣ኣይንሓፍርን ኣዴታተይ ሙለረይ እመቤታችን ቅድስት ድንግል ማርያም ጥላ ከለላ ትኹንኻ ፣ኣብ ዝኸድኻዮ ክፉእ ኣይትርከብ ሙሉየይ ምዓረይ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም ወገናትና እፍፍፍ
@mee1226
@mee1226 4 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋት እፍፍፍ😂😂😂
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ
@ወይሰብደቀይ-ኈ4ተ 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረቱ ኣብ ቀረባ እዩ እሞ ማይጨሎት ኣይትትሓለል ኣቦና መምህር ከኣ ጉልበትካ ይጽናዕ
@amenweldemariam8951
@amenweldemariam8951 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
@ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ አታ ክንደይ ማሕበረ ስብና እባ እዩ ዝንኤ ብርሃን ዝተዓፀወ!እግዚአብሔር ምሉእ ጥዕና ሂብና እውን ክነማርር ተመስገን አምላኬ ዕድመ ጥዕናን ስለ ዝሃብካና!ንዝሓመሙ ቅዱስ ገብርኤል ምሕረቱ የውርደሎም
@zttgy7054
@zttgy7054 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍ እግዚአብሔር ኣምላክ ይማሓርኩም ኣሕዋተይ
@stigheghebreyesus
@stigheghebreyesus 4 жыл бұрын
ኣታ ጎይታ ዘላኣለም ምሕረትካ ኣዝዘልና ብሓጢኣትና ኣይትኪደና ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተና
@monumonyo6370
@monumonyo6370 4 жыл бұрын
እፍፍፍ ፈጣሪ ምሕረት ይልኣከልኩም ኣሓተይ መምህር ዕሾክ ኣይውጋእካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ፁጉማት❤
@binyam1578
@binyam1578 4 жыл бұрын
👋🙏🏼💙💕💖emo neze hezbe ezey wege kefrodo Hesem hawet (Selam n afreqwe )😭😭😭🗝💕👋🙏🏼💙💖🌝🌝🌝🌝🌝🌝🌝🌝(muluy 👑🗝💖🏠)
@እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና
@እትዮጵያናትሃገሬተዋህዶና 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣቦታተይ ቃል ሂይወት የስምዓልና
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ
@ፊሊሞንኣባዲየናቱወዳጅ 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍ ኣየ ክንደይ ገዛ ዝሸፈኖ ፀገማት ማሕበረሰባት እዩ ዘሎ ኣይዘኩም ባባየይ ሙሉዋይ ክፉእ ኣይንካእካ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ
@መዲየድንግልልጅ-ረ4ዠ Жыл бұрын
ኣታ ፍጣሪ ኣለም ከም ሓጥያትና ከይኾነስ ከም ምሕረትካ ህዝብካ ኣድሕን ኣምላክ ምሉእ ምሕረቱ ይልኣከልኩም ህዝበይ😢😢
@ggss6258
@ggss6258 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የሰመዐልና አባታትና ምሕረት የወረደልና አምላክ😢😢
@user-xg3ug2im4i
@user-xg3ug2im4i 4 жыл бұрын
እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይልኣከልኩም ኣሕዋተይ
@ሳራየድንግልንማርያምልጅ
@ሳራየድንግልንማርያምልጅ 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን እግዚአብሔር ይመሰገን
@negasimehari6505
@negasimehari6505 4 жыл бұрын
አግዚአብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ
@ድንግልማርያምአደይዋሕስሂ 4 жыл бұрын
ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት የውርደልኩም መምህር ሙሉየይ ኩሉ ብኣምላክ ርከቦ
@tesfahiwetyohannes2443
@tesfahiwetyohannes2443 4 жыл бұрын
Mihret yewridelom fetari ajokum Abo
@ጓልገባርፃዕዳ
@ጓልገባርፃዕዳ 4 жыл бұрын
እግዚኦ ማሃርነ ክርስቶስ ኣታ ጎይታይ ምሕረትካ እንዶ ኣወርድ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
እዚ ስልጣነ ኣክሱም ዝመስረተ ህዝቢ ኣብ ሕሱም ድኽነት ክትሪኦ ብጣሚ እዩ ዘሕዝን ኣ ኣ ንክልምዑ 27 ዓመት ህዝብና ኣብ ድኽነት ኣውዲቆምዎ ምምህር ምሉ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ ንዋሃብቲ ካዓ እግዚ ኣብሄር ይሃብኩም
@gideyhaila1646
@gideyhaila1646 4 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ አ.አ ከለምዑ አባይ ክግድቡ ህዝብና ረሲዖም ሕጂ ግን ሳላ መምህር ሙሉ ህዝብና ፀገሙ ይፈትሐሎም አሎ ተመስገን
@albadralbadr2168
@albadralbadr2168 4 жыл бұрын
እግዛብሄር ኣምላክ ምሕረት የውርደሎም መምህር ሙሉ ሓወይ ከዓ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
@awerusyum3243
@awerusyum3243 2 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍ እ/ር አምላክ ምሕርት የውረድልኩም አሕዋተይ
@AaAa-nu4pv
@AaAa-nu4pv Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
@ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍ አጀኩም ባባይ ፅባሕ ካሊእ ሂወት እዩ እሞ አጀኹም ።። መምህር ሙሉ ሓወይ ናዓኻ ዝኾን ቃላት ሓፂሩኒ
@maryyoutube2253
@maryyoutube2253 4 жыл бұрын
ኡፍፍፍፍ ምሕረት ያወርደሉኹም አሕዋት ምዓረይ
@kidantsegay5262
@kidantsegay5262 4 жыл бұрын
Amlak mhiret yewredlkum
@menkemadeimissyoumother2762
@menkemadeimissyoumother2762 4 жыл бұрын
Amlak mihret yewridelna
@ዛይድሓፍቲቲጂ
@ዛይድሓፍቲቲጂ 4 жыл бұрын
እፍፍፍፍ በጣም ያሳዝናል እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውረድሎም 😭😭😭
@user-qs7cg2xo6m
@user-qs7cg2xo6m 4 жыл бұрын
እግዚአብሄር ምሳኩም ይኹን ወገናትና መምህርና መ/ር ሙሉ ውን ብጥዕና ብዕድመ ይሓልወልና
@SameeraSameera-ec9ox
@SameeraSameera-ec9ox Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@akberet9753
@akberet9753 4 жыл бұрын
Egzabeher mehret yewrdelkum wegnatey😭😭😭😭😭😭😭
@sooqusabya5631
@sooqusabya5631 4 жыл бұрын
ወላዲተ ኣምላኽ ምሕረት ፍቑር ወዳ ትልኣኸልኩም ፅላላ ተንብረልኩም መ ር ሙሉ ድኻምካ ብኣምላኽ ርኸቦ
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 4 ай бұрын
ኣሜ ን ዝሓመመ ምሕረት ይሃብ
@rihananeymar1373
@rihananeymar1373 4 жыл бұрын
ኣይ ኣብ ትግራይስ ክንደይ ሽግር እዩ ዝኒሆ እዋይ ብክንደይ ኢና ክንበኪ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ባዕልካ ምሕረት ኣውርደሎም ነቶም ዝሓሙሙ የሕዋትና
@user-yt9vi7sg1g
@user-yt9vi7sg1g 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ
@የመድኃኒዕለምልጅነኝአናቴ 4 жыл бұрын
ደቂ ዓደይ አሕዋትይ ወለደይ ምሕረት ያውርደለኩም አሜን መምህር ሙሉ ሓወይ የወንቅእሽት ቅዱስ ገብርኤል ዕድመን ጥዕናን ይህብኩም
@መቢጋልአፅቢ
@መቢጋልአፅቢ 4 жыл бұрын
Way hzbey AgziAabhr mhret yewrdelkim 😭😭😭 🙏🙏🙏
@ሄሩጓልማይዱር
@ሄሩጓልማይዱር Жыл бұрын
መምህር ሙሉ ሙሉእ ሰብ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳካ ይኩን#😌
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 жыл бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልኩም አሕዋተይ መ መሉ ሐወይ እሹክ አይውግአካ
@ትግራይ-ፈ8ዀ
@ትግራይ-ፈ8ዀ 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኦሮሞደኣ ኸመይእያ ትግርኛ ክክክክክክክ
@mg-kb9cr
@mg-kb9cr 4 жыл бұрын
@@ትግራይ-ፈ8ዀ ከምቲ ናፎልጦ ክንፀረፍ ከለና ክጠቅመና አብ ናይ ገመቹ
@TtTt-jp4hd
@TtTt-jp4hd Жыл бұрын
💖💖💖💖💖💖💖😥😥😢
@selambrhane5825
@selambrhane5825 2 жыл бұрын
🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrhitzaxsm5526
@mebrhitzaxsm5526 4 жыл бұрын
እዚ ምርቃትስ አበይ ይርከብ ብሓቂ በረከትኹም ይሕደረና
@galtigray6523
@galtigray6523 4 жыл бұрын
ኡፉፉ ምሕረት የውርደልኹም😭😢😢
@ramongaber1364
@ramongaber1364 4 жыл бұрын
ሰላምን ጥዕናን ነዓካ ይኩን እንዳበልኩ ሪእቶይ ክቅፅል. አነ ዝገርመኒ እኮ እቶም አመሓደርቲ እና ዝብሉ እዙይ ናቶም ግደ እዩ ነይሩ ስለምንታይ አብደገ ጥራ ዘሎ አይኮን ገንዘብ ዘለዎ እቶም አፍቲ ዓዲ ዘለው ሃፋትም ክንደይ መመሓደሩ ነይሮም ግን እቶም አብታሕቲ ዘለዉ አመሓደርቲ ሌአቡ ሰረቅቲ ንዓቅሚ ዝየብሉ ዘይርድኡ እዮም ክንደይ በዓል ሃፍቲ አለዉ ብዘይ አግባብ ዝከዱ እዙይ ድማ ናይቶም አመሓደርቲ ግደ እዩ ነይሩ ንኩሉ መዕረ ዝሪኡ አመሓደርቲ ከምረፁ አለዎም እንተዘይ ኮይኑ ንሕና ካብ ድክነት ክንወፅእ እና እልኩም አይትሕሰቡ ይቃወም አይኮንኩን ዘለኩ ግን እዙይ ናተይ ሓሳብ እዩ ብዝኮነ መምህር ሙሉ ብጣዕሚ የመስግነካ በቲትገብሮ ዘለካ ስራሕ ንሕና ውን አብጎንካ አለና
@gideyhaila1646
@gideyhaila1646 4 жыл бұрын
ናይ ባሐቂ ሳለ መምህር መሉ ህዝብና ይቅይር አሎ አማሐዳሪ ትግራይ እንኾዕ ክረድዑ አይሰምዑን ህዝቢ ትግራይ መምህር ሙሉ እዚ ክለተ ዓመት ሳልኡ ህዝብና ተቀይሩ አምላኽ ደዉ ይበለልና መምህር ሙሉ ተአማኒ ድማ
@abrhertabrhet7675
@abrhertabrhet7675 4 жыл бұрын
አቲ ሰብ ዘይብሉ አምላክ አለዎ አነውን የደንቀኒ አዩ ግን ታይ ክግበር
@user-yi9op2dg5v
@user-yi9op2dg5v 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ረጅም እድሜ ና ጤና ከነ ሙሉ ቤተሰብ ሰላሙህ ይብዛላችሁ
@jdjgbkdv6782
@jdjgbkdv6782 4 жыл бұрын
😢😢😢
@GDh-kz2tu
@GDh-kz2tu Жыл бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢
@asadiabrsha942
@asadiabrsha942 Жыл бұрын
😘😘😘😘❤❤❤😥😥😥😥
@salamb9556
@salamb9556 4 жыл бұрын
መምህር ሙሉ ከምቲ ንኹሉ ቀሊል ትብሎ እግዝአብሄር ንስራህካ ሐሳብካ ቀሊል ይግበሮ ምስክናና ወሰን ይብሉ ነኽብረካ ንፈትወካ ዘሐወይ❤️
@user-pw4sy4pz3p
@user-pw4sy4pz3p 4 жыл бұрын
እፍፍፍ ከብድይ በልዐሙኒ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልኩም
@ኣሉጎልትግራይ
@ኣሉጎልትግራይ 4 жыл бұрын
እግዛኣቤሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን አሓተይ
@user-hi8hd3sg6x
@user-hi8hd3sg6x 4 жыл бұрын
እወይ ኣነ 😭😭😭😭😭😭
@allemkidanemariam2164
@allemkidanemariam2164 4 жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭
@hxy7dyr795
@hxy7dyr795 4 жыл бұрын
ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ኣምላክ ፀድፊ ይፈጥር እም መዳያይብ ይገብርሉ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን
@MengsteababrhaSbhatu
@MengsteababrhaSbhatu 4 ай бұрын
ሰናይ ትግባር ኣምላኽ ይፈትዎ እዩ. ይባል ምግበይ ስርቂ ግደፉ ነዞም ህዝቢ ሓግዝዎም ካብ. ስርቂ.!!!
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 4 жыл бұрын
ደቅ ዓደይ ወለደታትይ
@ወደፍቅርጉዞቲዩብ
@ወደፍቅርጉዞቲዩብ 4 жыл бұрын
መምህር ቃለት የብለይን ብጣዕሚ እዩ ዝገርም ኹሉ ኢትዮጵያዊ ከማኻ ተዝሰርሕን ተዝሓስብን ግን ክትውለድ ከለኻ ትዕድልቲ እዩ።
@akberet9753
@akberet9753 4 жыл бұрын
Efffffffff Egzabeher mehret yewrdlki zahftay
@abrhertabrhet7675
@abrhertabrhet7675 4 жыл бұрын
አወይ ወገናተይ ሙሉ ሓውና ዶሞ አምላክ ወጋኻ ይከፈልካ
@genethasan5624
@genethasan5624 4 жыл бұрын
meluy abo dika embrhne mska tkune embrhne mhrte tewrdlkme brktye
@sabanguse4828
@sabanguse4828 4 жыл бұрын
Mihret yewrdelkum fetari yehwatey
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 жыл бұрын
Mihret kan Egziabher u Amlak fewusi mihret yewurdelkin
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 4 жыл бұрын
NMemhr Mulue Haileslasie ka Egziabher misaka ykun
@binyam1578
@binyam1578 4 жыл бұрын
🙏🏼 kelete ab wemeber agannete kewtehu habesha hezebe ab Sheger ?????????🙏🏼🌝💖💙👋💖👋💖👋💖👋
@user-gi5hu2hp5l
@user-gi5hu2hp5l 4 жыл бұрын
Eigizabher mehertu yewerdelina
@chrisbrown5752
@chrisbrown5752 4 жыл бұрын
Mengsti tigray nzegetatu temeten astewaxion kgebrelom gdeyta halafnetu yu neyru aykonen gn seb ab wshti hageru enda nebere kem tsatse btimet kregf suq ilu teazabi kkown ayblun: ab dege delena hzbitat tigrayn eritrean kemti lmud bahlina gena kntehagagez ina gn ezi natna hagez akali aymeslenin: kab hawkum wedi eri& memhr muluye tgebro deleka abuy aberkuto eyu mo amlak dkamka yrayelka
@user-gt1wf4tw6f
@user-gt1wf4tw6f 4 жыл бұрын
መንግስቲ ትግራይ ሲ ኣበይ እዩ ዶ ዘሎ ኣብ ሱዳን ከይኑ ድዩ ዘማሓድረና ዘሎ
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt
@AfariWackoSleuth.ExportedSalt 3 ай бұрын
የሰመራ ቀውስ ውሻ አንተ ሳትታረድ ትግራይ አያልፍላትም፡፡
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 71 МЛН
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 97 МЛН
escape in roblox in real life
00:13
Kan Andrey
Рет қаралды 71 МЛН