ንመቃርዮሳውያን ብሊቃውንት ዝቐረበ መልሲ tewahdo zebeaman ብመጋቤ ሐዲስ አማኑኤል መንግሥብተአብ (B.Th)

  Рет қаралды 41,435

Tewahdo zebeaman

Tewahdo zebeaman

Күн бұрын

ንመናፍቃን መቃርዮስን ሰዓብቱን ብሊቃውንተ ቤተክርስቲያን ዝቐረበ መልሲ፡ ፡ ተዓቀቡኬ እም ሐሳውያነ ነብያት ፡ ካብ ሓሰውቲ ነብያት ተጠንቀቑ ማቴ7፥15፡ ፡ ብዝብል ርእሲ ብመጋቤ ሐዲስ አማኑኤል መንግሥተአብ ዝተዳለወ። ሰሚዕና ንህዝበ ክርስትያን share ብምባል ክርስቲያናዊ ግዴታና ንዋጻእ፡ ፡ ሕቶ ርኢቶ ምስ ዝህልወና ብ imo 251945522370 ንወከስ፡ ፡

Пікірлер: 396
@trhesadamadam6739
@trhesadamadam6739 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማአና ኣቦና ጸጋኩም የብዝሐዩ Egzaebihir Amlak zkeberen ztemesgenen ykun nekum zhebena 🙏🤲🤲🤲
@eseyasbrhane8928
@eseyasbrhane8928 2 жыл бұрын
ነዚኦም ሲ ሰሚዒናዮም መምህር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሃልካ
@kubrommeasho822
@kubrommeasho822 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና እግዚኣብሔር ኣምላኽና ናይ ኣገልግሎት ግዜኹም ይባርኽ ብኣኹም ጌሩ ቃሉ ክምህረና ዝፈቀደ ኣምላኽናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ስሙ ንዘልኣለም ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ኣሜን።
@mhrettesfamarieam4924
@mhrettesfamarieam4924 Жыл бұрын
Amen amen amenkalehywet yesmalna abtajin!!!!!
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስመዓልና አሜን እግዚኦ መሐረነ ክርስቶስ ሒጂ እዛአቶም እኖድዬም ፍሕ አቢሎሞ ዘለው አብ ሰሜን አሜርካ አብ ኤውሮጳ ብፖለቲካ ፈላልዬሞ ዘለዉ ካሐድቲ አክሒደሞ ዘለው ነብሶም ዘጥፍኡ ዘለው
@timtemehri3533
@timtemehri3533 2 жыл бұрын
ትክክለኛ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ
@ቃልሥጋኮነ
@ቃልሥጋኮነ 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመኣልና መምህር መጋቤ ሃዲስ ዘኣማኑኤል ዘመን ኣገልግሎትኩም ይባርኽ እግዚኣብሄር ከምኡ ጌርኩም ደኣ ጽሩይ ትምህርቲ ቤተክርስትያና ኣመሓላልፉልና።
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና እግዚኣብሔር ኣምላክና ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ስለ ቃሉ ስለ ኩሉ ሰናይ ውዕለታቱ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ፡ እግዚኣብሔር ኣምላክና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዛሓልኩም።
@dawittekleab9118
@dawittekleab9118 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ኣቦና ዘመን ዕድሜኩም ይባረክ ፣ተዋህዶ ኣይትናወጽን እያ
@azmeraasmelash6298
@azmeraasmelash6298 Жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna egzeabiher xegueun tibebun yebzehalina
@temesgen2182
@temesgen2182 3 жыл бұрын
*ቃለ ህይወት የስምዓልና መጋቤ ሐዲስ አማኑኤል ንቅዱስ ቅዱስ ንብጹእ ብጹእ ምባል ንመናፍቅ ድማ መናፍቅ ምባል ድፍረት ኣይኮነን ናይ ኩላትና ሓላፍነት ኢዩ ።*
@henokgebremeskel6284
@henokgebremeskel6284 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣሜን(3)
@abelbrhane8493
@abelbrhane8493 2 жыл бұрын
Kal hiwet yesmalna Hawna btaemi Abi tmhrt eyu tebarek
@senaitweldeghiorgis3250
@senaitweldeghiorgis3250 3 жыл бұрын
Amennnn🙏❤🙏Behaqi des zibl qal.Egzeabhier Qalehiwet yesmealna Edmen Tienan hibu nay agelglot zemenkum ybarik abona Megabie Adis ze Amanuel
@kidanetewelde2222
@kidanetewelde2222 2 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@amunaweldesellassie2783
@amunaweldesellassie2783 2 жыл бұрын
Qal hiwet. Yesmealna .
@user-xn4nw1xz3d
@user-xn4nw1xz3d 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና
@teshemeyigzaw6253
@teshemeyigzaw6253 Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐልና መጋቤ ምስጢር
@ቅድስቲሃገረኤርትራ
@ቅድስቲሃገረኤርትራ 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና መም ዘኣማኑኤል እግዚኣብሄር ሙሉእ ጥዕና ይሃብኩም
@tmnitemha7679
@tmnitemha7679 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልግሎት ዘመንኩሙ ይባርኽልኩም ዕድመን ጥዕና ይሃብኩሙ
@biniamkifle3574
@biniamkifle3574 3 жыл бұрын
መምህር መጋቤ ሐዲስ ቃለ ሕይወት የስምዓልና
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
Hawey bruk eta foto nay profilka tegemtila ala.
@biniamkifle3574
@biniamkifle3574 3 жыл бұрын
@@user-xb7lq4rc5v ንሓበሬታኻ/ኺ ምስጋናይ ልዑል እዩ። ኣጋጣሚ ክኸፍታ ከለኹ ከምኣ ምስ ኮነት ምቕያር ኣብያትኒ። ምናልባት ግን ሓግዘኒ ክቕይራ
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v 3 жыл бұрын
@@biniamkifle3574 Abti nay G-mail Seating atika bkelilu ktkyra ykeal yu hawey natey.
@figo6400
@figo6400 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣቦና። ነገር ግን አቲ ወትሩ ኣብ ቤተክርስትያን ዝጽለ ጸሎት ቁዱሳን ኣቦታት ብመንፈስ ቁዱስ ተመሊኦም ዝጸሓፍዎ ኣብ ሃይማኖት ኣበው ዘሎ "ንኣምን በሃቲ ጥምቐት ለስርየት ሃጢኣት" ዝብል ከ ንመን ንሃቦ። ዶስ ቐዳሞት ኣቦታት ተጋጊዮም ትብለና ኣለካ።
@user-oe1yl3jb4z
@user-oe1yl3jb4z 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐና መምህረይ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ኦ ኣምላከይ ዓይኒ ልቦናይ ኣብረሃለይ ኣነሲ ብሸም ሰብከት እየ ዝሰመዓ ዋ
@hermontsegay5842
@hermontsegay5842 2 жыл бұрын
ብጣአሚ ደስ ዝብል ንቡዝሕ ጊዜ ዝጽቦዮ ዝነብርኩ ዩ ቃል ሂወት የስማኣልና
@efremtesfaldet672
@efremtesfaldet672 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና መጋቤ ሃዲስ ወልደኣማኒኤል እግጺኣብሔር ኣምላክ ጸጉ የብዝሕ ኣብ እምነትና የጽንዓና
@tsejsjqj
@tsejsjqj 3 жыл бұрын
መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኒኤል ወተሃደር ክርስቶስ ዕድሜካ ይባርክ
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሰናይ የስምዓልና ክቡር አቦና መምህርና ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ በረከት ያብዝሓልኩም ስለ እቲ ቃላቱ ስም እግዚአብሔር አምላክ ይኽበር ይመስገን አሜን ፫ #ቅድስት_ሆይ_ለምንልና አሜን ፫🙏🙏🙏
@temsgenamelaki7579
@temsgenamelaki7579 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክብር አቦና ፀጉኡ የበዘሓልም
@tlgray4660
@tlgray4660 3 жыл бұрын
Ezuy do aykonen aksum tsin mnm seb aymoten zbele?
@musearayagaltigray8682
@musearayagaltigray8682 3 жыл бұрын
@@tlgray4660 እወ እዚ እዩ ግን ቅድም ከምኡ ምባሉ ዝሰማዕክዎ እዩ ድሕሪኡ ግን ሳብስራይበይ እኳ አልዕለዮ ንምንታ ክፉእ ከይፅሕፍ ኢለ
@Eritrea928
@Eritrea928 7 күн бұрын
Amen 🙏
@user-fz2on6sh8f
@user-fz2on6sh8f 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ኣቦና
@fhuvh2147
@fhuvh2147 2 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣብ ኣቦና ሓዲሩ ዝመሃረና እግዚኣብሔር ዝተመስገነ ይኩን ክቡር ኣቦና ብሓቂ መሃራይ ዝኮነ ስብከት
@geremeabraha8931
@geremeabraha8931 2 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓና. ብሰኪ ሃይማኖታዊ ስብከት ብዘይ ምላው ዝጠፍኡ ምእመናን ውሑዳት አይኮን. እግዝአብሔር ይሐግዝኩም.
@amanuelhadas6382
@amanuelhadas6382 2 жыл бұрын
Kale hiwet ysmealna
@ተዋህዶእምነተይ
@ተዋህዶእምነተይ 3 жыл бұрын
መምህር መጋቢ ሐዲስ ዘአማኑኤል እንኳዕ ብሰላም ምጻኩም አሜን ቃል ሰናስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ አምላክና ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንካ ይባርክ
@yordanostafla4557
@yordanostafla4557 2 жыл бұрын
Merkarioos, I waalaa, Askouniis, lebaa Wedii SEBEYTII.
@teklesenbetsereke9356
@teklesenbetsereke9356 3 жыл бұрын
ኣቦና ቃልሂወት የስምዓልና እቶም ንመናፍቓን መናፍቃን ኣይትበሉ ዝብሉ ንድንግል ማርያም እናጸረፉ እናሰምዑ መናፍቃን ኣይትበሉ ዝብሉ ንሳቶም እዉን ከሓድቲ መናፍቃን እዮም ኣቦና
@berekhetgaim7956
@berekhetgaim7956 Жыл бұрын
qale hiwet yesmealna ❤❤❤memhrna ewe hji wn eti zwalawel maliet endakahade sq mbal ......
@melakekesete5201
@melakekesete5201 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ።እግዚኣብሔር ኣብታ ቅንዕቲ ምነትና የጽንዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን!!!
@tsegayteweldekebedom2792
@tsegayteweldekebedom2792 2 жыл бұрын
Kallehiwet yesmalna nay agelgletkum zemen ybarkh ykrds fetari kulualem
@samibrhanes7
@samibrhanes7 3 жыл бұрын
Amen(3)qale hiwet yesmalna memhr megabie hadis ♥️💙🙏Egziabhier xegue yebzh!!!
@user-wl9pl9pn1u
@user-wl9pl9pn1u 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስማዓልና መምህር🙏🙏🙏
@tewelde9778
@tewelde9778 3 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና ኣብ እምነት ወልድ ዋህድ የጽንዓና
@muludesta1912
@muludesta1912 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት ይስመዐልና ክቡር ኣባና ብፅሎትኩም ይመለለእና ክቡራት ኣባታትና
@semhartesfamariam9815
@semhartesfamariam9815 2 жыл бұрын
Kale hiwwt yesmealna
@fatherh.presents8588
@fatherh.presents8588 3 жыл бұрын
ክቡር ብመጋቤ ሐዲስ አማኑኤል ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ዝኾነ ደስ ዝብል ትምርቲ ብሓቂ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቶም ዝጋገዩ ድማ መንገዲ የማን ይምለሶም። God bless you always!
@-eliyahu4916
@-eliyahu4916 3 жыл бұрын
ጸለትኩም ኣይፈለየና ኣቦየ ከምዚ ኢልኩም ንሕድሕድኩም ተትጽሓሓፉ ንሕና መን ምዃንኩም ክንፈልጠኩም ብዙሕ ኣይምተጸገምናን ኣብዚ ግዜ እዜ ናይ መን ትሰምዕ ኣዝዩ ከቢድ እዩ ሎሚ ጽቡቅ ይምህሩ ጽባሕ ገለ ሓደጊና ዝኾነ ትምህርቲ ሒዞም ይመጹ እካብ ከምዚ ይሰውረና እሞ ኣቦየ ኣምላኽ ይደግፍኩም ከምቲ ዝተረከብክሞ ጌርኩም ድማ ምሃሩና።
@michaelokuba7070
@michaelokuba7070 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Nay Agelglot zebenkum ybark Amen.
@meronaklilu9698
@meronaklilu9698 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kal hiwet yesmealna
@tsegayteweldekebedom2792
@tsegayteweldekebedom2792 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስመዓልና ክቡር መጋቤ ሃዲስ ከምዚ ከማኻ ሽሕ ይወለዱ ንምንታይ ነዞም ሰዓብቲ መንቃርዮስን ሰዓብቲ ማርቆስ ደባስን ከሓድቲ ሰይጣናዊ ትምህርቲ ዝምህሩ ዘለዉ ኣትሪርካ ብምግሳጽካ ደስ ዘብል ኢዩ። ኣቱም ሰኦኣብቲ መንቃርዮስን ማኣርቆስ ደባስን ትጽሕፍዎ ዘለኹም ረሳሕ ቃላት መልሓስኩም ገደብ እንተገበርኩምሉ ነዓኹም ኢዩ እንተዘይ ገበርክምሉ ድማ ነዓኹም ካብዚ ቄናን ትምህርቲ እናመሃርኩም ሰባት ተስሕቱ ዘለኹም መጥሓን ኣድጊ ኣብክሳድኩም ኣሲርኩም ኣብ ባሕሪ ምጥላቅ መሓሸኩም። መምህርይ ምጋቤ ሃዲስ ሕጂ ውን ነዞም ከሓድያን ኣትሪርካ ክትግስጾም ሓደራ ንብል።
@user-sk4dd4gq7s
@user-sk4dd4gq7s 3 жыл бұрын
እወ🙏🙏🙏
@nurayinabdu6091
@nurayinabdu6091 2 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmealna amlak xegueu yebzehalkm edmen tenan yhabkum amlak
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና መ/ር ኣማኒኤል ሓውና ብሓቂ እቲ ጽሩይ እምነትና ከምዚ ጌርካ ክትምህረና ከለካ ዓስብካ ብእግዚኣብሄር ርከቦ ነቶም ብምጥርጣር ኣብዚ ወዲቆም ዘለው ምስ ሰዓብቶም ከኣ እግዚኣብሄር ዓይነ ልቦናኦም ከፊቱ ናብታ ቅንዕቲ ተዋህዶ እምነቶም ይምለሶም ኣሜን።
@habtumkjndiny8263
@habtumkjndiny8263 3 жыл бұрын
tele natki eba sededley bejaki
@tsigeslasiegebremichael6821
@tsigeslasiegebremichael6821 3 жыл бұрын
@@habtumkjndiny8263 ykreta natey dika delika
@akberetkidane1393
@akberetkidane1393 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@titimakel7259
@titimakel7259 2 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ይስማዓልና 🙏🙏🙏
@TM-yl8bg
@TM-yl8bg 2 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🙏⛪❤️
@user-im9tt9pm4m
@user-im9tt9pm4m Жыл бұрын
ኣሜን
@haniteklay9539
@haniteklay9539 3 жыл бұрын
አቦና ቃለ ህይወት የሰመዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@selemuntnsae1484
@selemuntnsae1484 Жыл бұрын
ኣሜን (3) ካል ሂወት የስምኣልና ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም ኣቦና ዕድመ ጥዕና ዪሃብኩም ኣብ እምነትና ኣቦታትና የጽንዓና ኣምላክ
@semhaldrar9389
@semhaldrar9389 3 жыл бұрын
Kubur abona Kal hiwet yesmelna edmen tienan tsega egiziabiher yhabkum ab tsletkum zekuruna ni mulue alem 🌍 🕊🕊🕊❣selam rahwan tienan fikirin mistirawit menfes kudus ka awridelna abesana hidegelna yekere giberelna kidus fikadu ykunelna o tsion ade amlak sile kulu futur elki eti liminilna haderaki amen amen amen 🤲🤲🤲⛪⛪⛪❣
@fifi-ts7kq
@fifi-ts7kq 2 жыл бұрын
Amen amen amen Kal hyawetn yasemaln abatachn!!! 🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@tsejsjqj
@tsejsjqj 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ሂወት የስማና ዘመነ ኣገልግሎትካ እ\ሄር ይባርክ
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር አቦና ይፍተሑኒ ካብ ሓጥያት ኣብ ሰዑዲ ዓርብ እዩ አለኩ ዋ
@girmayhabtezion5214
@girmayhabtezion5214 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna memehena zemeny agulgiltlum yebar
@girmayhabtezion5214
@girmayhabtezion5214 3 жыл бұрын
Enka lebemat memeharna habana egzabeihr habana kebrn Meghan amlko namelkinan medhan eysu kristof ykun liebman memernan zetsakslen
@filimondeberesion748
@filimondeberesion748 3 жыл бұрын
ኩርዓት ተዋህዶ ዝኮንኩም መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኑኤል እንቃዕ ብሰላም መጻኩም ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ///ሰናይ ውእቱ ቃልክሙ ወዝልፎ ለኣብድ ከመ ይወስክ ጥበበ/// እዚ ሕጊ ቤተክርስትያ እዩ ንዝተጋገየ ጌጋ ኣለካ ኢልካ ምእራም ምግናሕ ኣምላከ ቅዱሳብ ምስትውዓል ይሃቦም ንዓኩም ከአ ነዊሕ ዕድመ ይሃብኩም ንዓና ክትምህሩና ከማኩም ዝበሉ ትሑታት ሙሁራን ከለው ኣይንፈልጥን ዝብሉ ኣለና ቃልኩም ንሰምዕ እሞ ኣይትደንጉይና ብህርፋን ክሳዕ ብካልእ ትምህርቲ ትመጹና ክንጽበ ኢና ክብሪ ይሃብኩም
@ngusenegasi9278
@ngusenegasi9278 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብርን ሞጎስን ንእግዝአቢሄር
@user-lm7ru8dc3q
@user-lm7ru8dc3q 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦና ናይ ዘመነ ኣጎልሎት ይብርክልኩም
@almazkahsay9779
@almazkahsay9779 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤💒💒💒💒💒💒💒💒⛪⛪⛪⛪⛪❤❤❤
@user-wg6ee1io7v
@user-wg6ee1io7v 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መርጌታ ዘኣማኑኤል መምህርና ከምዚ ገይርኩም ጽሩይ ትምህርቲ ተዋህዶ ሃይማኖትና ትምህሩና ዘለኹም ብሓቒ ምስጋና ይግባኣኩም ኢዩ ነቶም ስሒቶም ዘለው ድማ የዒንት ልቦንኦምብይኽፈተሎም!!!
@selamkiflemariam3706
@selamkiflemariam3706 3 жыл бұрын
Amen amen amen dingl maryam msna tikun
@wedikeshi5191
@wedikeshi5191 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qele hiwet yesmalna ab libna yehdro abona 🙏🙏💒💒💒💒🙏💒🙏🙏💒🙏🙏🙏💒🙏🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏
@ghidegerkiel5733
@ghidegerkiel5733 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና መ/ጋ ሓዲስ መምህር ኣማኑኤል ናይ ዘመን ኣጎልጉሎትኩም ይባርኸልኩም ጸጋ በደ ጸጋ የዓድልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ። ናይ በሓቂ ኣብ ልብና የሕድሮ ነዚ ሰማያዊ ቃል። ደቂ ተዋህዶ ኣብዘይ ጠቅም ፊልምታት ካብ ንውዕል ነዘም መርሖም መንገስተ ሰማይት ዘእትውን ኣብ እምነትካ ንክትጸንዕ ፈትፊቶም ዘኾሉሱን መምሃራና ንከተል ካብ ወይኒ ወይኒ ስለ ዝፈሪ ህወትና ክጽብቅን ክምቅርን። ካብዚ ዝበልጽ ወለሓደ የለን።
@akberetnetserab6565
@akberetnetserab6565 3 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmalna edmen tinan yehabka
@kidusm351
@kidusm351 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesemalina memhir. Kemakum hakena tewahdo orthodox memhir yebizihalena Amen!
@yruruhdhdhd4708
@yruruhdhdhd4708 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣብ ልብና የሕድረልና ካብ ክሕደት ይሰዉረና 💚⛪️⛪️⛪️💚✝️✝️✝️💚
@dejudaniel2409
@dejudaniel2409 3 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmealna egziabhier amlak ybarik
@user-rw3iy3sj6k
@user-rw3iy3sj6k 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂይወት የስማልና መጋቤ ሓዲስ ዘኣማኒኤል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
@adhanomtesfay2514
@adhanomtesfay2514 3 жыл бұрын
Amen amen amen qele hiwat asmlna amlak dema keb kemzi ezwrna egzbher
@gonichemhretaeb1452
@gonichemhretaeb1452 3 жыл бұрын
qale hiwet yesiemealna
@adhanomfrezghi8659
@adhanomfrezghi8659 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmaalna memhirna. Egziabiher xegiu yebzahalka.
@ማርያመይመዝሙረይ
@ማርያመይመዝሙረይ 3 жыл бұрын
ቃል ህይወት የሰመዐና ክብር ኣቦና ናይ ብሓቂ ደሰ ዝብል ትምህርቲ ኣምላኽ ኣብታ ቅንዒቲ እምንትና ይጽንዐና ናይ ኣዴና ቅድሰተ ቅድሰና ኣማላድንታን ኣይ ፈለይና
@kbromhabtemariam5426
@kbromhabtemariam5426 2 жыл бұрын
Amien amien amien 🙏🏼kale hiwet yesmealna 🙏🏼kubur abonan memhrna
@ንሰብሆንእግዚኣብሔር
@ንሰብሆንእግዚኣብሔር 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ኣቦና እቶም ንቅድስት ድንግል ማርያም ዘቃልሉሲ ንኣብ መርዓቱ ንወልድ ወላዲቱ ንመንፈስ ቅዱስ ፅርሃ ቤቱ ስለ ዘይተምሃሩ ድዮምስ ዋላ ካን ዓይነ ልቦንኦም ተደፊኑ ኣቦይ መዓረይ ልቦናና ክፈቶ ኣቦየይ በሉ ድኣ መስክሩ እቶም ብምዓርጎም ፀውዑ ዝብሉ ጌጋ ኣየን መዓርግ እዩ ንሳጥናኤል መልኣክ ኢካ ምባል ይሕሸኩም
@habenhabtom8880
@habenhabtom8880 3 жыл бұрын
Amen amen qale hiwet yesmalna mergeta amaneul amlak xegeu yebzhalkum
@wedihabte1916
@wedihabte1916 3 жыл бұрын
Ajokum abona 🙏🏽🕊
@yaredghebrehans898
@yaredghebrehans898 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna!!!
@SsslSss-vo5ce
@SsslSss-vo5ce 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር ኣቦና እግዚአብሔር አምላክ ናይ አግለጎሎት ዘመንኩም ይባረክ ብዕድመን ብጥዓናን ይሓለዉልና እግዚአብሔር አምላክ
@amlaketarikenlewtew3782
@amlaketarikenlewtew3782 3 жыл бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና መምህርና መጋቤ ሐዲስ ናይ አገልገሎት ዘመንኩም እግዚአብሔር አምላክ ይባርክ። መልካም ዕለተ ሰንበት 🙏🙏🙏
@mibrakberhe3948
@mibrakberhe3948 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna mergeta ze amanuel hawna egzabher xegu yebzhalkum.
@tewefish9549
@tewefish9549 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kalender hiwet yesmaalna
@mikehaile5775
@mikehaile5775 Жыл бұрын
እግዜአብሔር ካብ ድያብሎስ የድሕነና፡ቃለ ህይዎት የስማዕና።ኦ እግዜአብሔር ካብ ሃይማኖትና ዘቀይሩና ምስ ቅዱሳት አምላካት ፈጣሪና ዘባእሱን አይተቅርበልና።አሜን(3)
@hagosalem8943
@hagosalem8943 3 жыл бұрын
Kemey wedey nskas edmeka thxer resah
@TFBk-gq5sx
@TFBk-gq5sx 3 жыл бұрын
Amen amen amen kalehiwot yesmalena megabi nay aglglote zemenkenkum yebarkelekume ...
@hanakubrom7615
@hanakubrom7615 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen sali lene kdist
@kibreabzere579
@kibreabzere579 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስመዓልና መጋቤ ሃዲስ ዘኣማ ኒኤል ።
@teklyazeymikael999
@teklyazeymikael999 3 жыл бұрын
ጥዑም ቃል መምህር መጋቤ ሓዲስ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዘበንኩም ይባርክ
@user-dw3sm5gt9e
@user-dw3sm5gt9e 3 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmelna kbur abona
@user-of1gy2iz9w
@user-of1gy2iz9w 3 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና መምህርና መጋቤ ሓዲስ
@eseyasmelake2436
@eseyasmelake2436 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna
@danielhaile7726
@danielhaile7726 3 жыл бұрын
kale hiwet yesmalna memher egzabher xaga yebzhlka.
@user-vp8pj9mm1o
@user-vp8pj9mm1o 3 жыл бұрын
ኣሜን, 💞ኣሜን,💞 ኣሜን እ💞🙏ንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር አምላክ መጻካ ኩቡር መምህር መጋቢ ሓዲስ ዘኣማኔል ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልኩም 🙏ንዓና ንድኩማት ድኣ ልቦናና ይክፈተልና ዝሰማናዮ ኣብ ልብና የሕድረልና ኣሜን 3+🙏 ሰላም የውርደልና ልዑል እግዛብሄር 🙏ኣብ ጸለትኩም ምእንቲ ንሕና ድኩማት ኣብ ሰጸለትኩም ዘኩሩና ኣሜን 3+✝️⛪️💞💖🤲🙏ልዑል እግዛብሄር አምላክ ይቅረ ይበለልና 💔😢😭🙏 ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን 3+✝️⛪️💖💞🤲🙏
@solomunbrhane4123
@solomunbrhane4123 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna nebona tsega yebzh egziabher ab tseletkum zekuruni abona
@issayasberhane4090
@issayasberhane4090 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መጋቤ ሃዲስ ። እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም።
@heucgsyx5609
@heucgsyx5609 3 жыл бұрын
መድህነ አለም ይፍረደሎም ንሳ ሒዝና እውን አይመልአልናን ሃጥያትና በዚሑ ዋኢ ቃለ ህወት የስመዐልና አማኑኤል ሓውና አያና።
@sameraabraha5728
@sameraabraha5728 Жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️
@kabrtyss5863
@kabrtyss5863 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmaelna Edmen tienan yhabkam Amen Memherna hawina Megabe Aeman Ajoka
@michaeltesfamichael5019
@michaeltesfamichael5019 3 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና መምህር ከማኩም የብዝሓልና ኣምላኽ ንዓና ምእንቲ ክሕሸና ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሕ።
The FASTEST way to PASS SNACKS! #shorts #mingweirocks
00:36
mingweirocks
Рет қаралды 15 МЛН
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 215 МЛН
МЕБЕЛЬ ВЫДАСТ СОТРУДНИКАМ ПОЛИЦИИ ТАБЕЛЬНУЮ МЕБЕЛЬ
00:20
ንብረት ዝብትኑን ዘፍርሱን 3ተ ሰባት ( ስንቂ ምኽሪ ) part 1
19:26
ዮዳሄ ሚድያ YODAHE MEDIA
Рет қаралды 17 М.
#4/1/17_#በአስቸኳይ_ለዋንትያና_መሰሎቿ_አዳርሱ_ጉድ_ስሙ
41:16