እንታይ ኣሎ ኣብ ቅድሜና? - ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ

  Рет қаралды 17,982

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

5 ай бұрын

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZbin Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com/lazatigrigna
www.lazatigrigna.com
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Пікірлер: 120
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ኣብ ዓለም ንቛንቛ ኣዲኦም ጠሊሞም ርኹስ ኣምሓርኛ ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ተጋሩ ጥራዮም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ተዋህዶ ትግራይን ሃፍታማት ተጋሩ ኣዲሰበባን ኣምሓራይ ካብ መሬት ትግራይ ከይወጽእ ይሰርሑ !
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ስቃይ ተጋሩኣገው ኽፍኣትኩም ኣምሓሩ ኢዮም ክትብሉ ! ደምና ደም ደምብያ ደምበዛን እህህ ረሳሓት መምህራን ርኹስ ኣምሓርኛ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ተዋህዶ ትግራይ ኽንደይ ህዝብታት መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ቀይርኩሞም !
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ዕድመ ርኹስ ኣምሓርኛ 666 ጥራይ ! ዕድመ ተጋሩኣገው ቢለን 4000 ዓመት ዝያዳ ! ተጋሩ ትግራይ ኣምሓራይ ተቀይሮም ህዝብታት የሳቕዩ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ትግራይ ያዕውይ ብተጋሩ ኣምሓራይ ዝተቀየሩን ብተዋህዶን ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ዘፍርዩን ኢኹም ትምርሑ ዘለኹም 4። ነዙይ ፈውሲ ኣብ ሓራ መሬት ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ዝዛረብ ሰብ መልሓሱን ክሳዱን ቁረጽዎ ! ህዝብታት ዓለምን ኣምላኽን ክኣምነኩም
@awethalefom2828
@awethalefom2828 5 ай бұрын
I have found this discussion to be incredibly insightful and engaging. I want to express my utmost respect for each and every one of you involved in this conversation. Your perspectives and contributions have been truly valuable, and I appreciate the respect and courtesy that have been maintained throughout.
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
The language spoken in the hell is probably amharic ! Welahi 💙
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ንምንታይ እዩ ትግራዋይ ኤርትራዊ ኣባሻውል ዕዳጋ ዓርቢ ኣኽርያ ገዛ ብርሃኑ ዕዳጋ ሓሙስ ኣዝማሪኖ ብዉሽጦም ይፍንፍንኹም ጽሩይ ትግርኛ ስለዘይትዛረቡ ኣምሓራይ ተቀይርኩም ኣሳቂኹሞም እዙይ ኹሉ እንድዒ መርገም ናይ ሚልዮናት መሳኪን መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ዝቀየርኩሞም ደም ደም ይኑቒ ኣሎ ! ለመንቲ ኣብ ኣዲስ መሃል ኣገር ኣኣበባ ቒቒቒ ኣየ ተጋሩ ትግራይ ኣዱሰበባ ጥዑም ሽማ ፊንፊነ መንጢልኩም ኣዲሰበባ ኢልኩማ ለመንቲ !
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 4 ай бұрын
ብሱሩ ፈቶና ፀላእና ብድንቊርና ርስሓት ዝፀለመ ሕወሓት ዝበሃል ናይ መርገም ጨርቂ ካብ እዛ ቅድስቲ ሃገር ትግራይን ካብ ዝባና ተሓኺኹ ናብ ባሕሪ ከይተደብረየ ተጋሩ ሰላምን ራህዋን ዕብየትን ምዕባለን ክንርኢ ኣይንኽእልን ኢና።
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ወያናይ ዲሞኲራሲ ኣብ ሕብረተ ሰብ ትግራይ ዘለዓለማዊ ምዕባለን ዕብየትን ነምፅአ ነይሩ ግን ናይ ሓሳብ ድኻ ዝኾበ ሕወሓት እንከሎ ትግራይ ከመይ ኢሉ ከሓልፈላ።
@user-ol9dm5lw8u
@user-ol9dm5lw8u 4 ай бұрын
ቀፅልሉ ብኸምዚ ተዛተዩ ዘይ ነቀሐ መንእሰይና ኣንቁሑልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግን
@adaneasmelash7568
@adaneasmelash7568 5 ай бұрын
ልምዓታዊ ወያናይ ዴሞክራሲ አብ ትግራይ ኣዝዩ ዝሰርሕ ስለዝኮነ ዝተወሰነ ምምሕያሽ ገይርካ ተገረባራዊ ክግበር ይግባእ ፡፡ ተግባራዊ ንምግባር ተወሰክቲ ዘተ ገይርካ ኣብ ትግራይ ካብ ዕንይንይ ወፂና ናብ ተግባር ምስግጋር የድሊ፡፡
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ደም ደም ደምብያ ደምበዛን ማለት ጠፊእኩም ብኣምሓራይን ዘምሓርሓሩን ንዘመናት ዝተሳቀዩ ዘብሄረ ኣገው ቢለን እህህ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ቤንሻንጉል ትመስክር ተጋሩ ብሂወቶም ዝተሓረዱን ዘተቃጸሉን ብመንዮም መንነቶም ተትጻረ ብተጋሩ ኣምሓራይ ዝተቀየሩ ? ንምንታይ ነዙይ ታሪኽ ክትሓቡኡ ዎ ለመንቲ ሓሳኻት ጠላማት ጨነውቲ
@danielhalefom392
@danielhalefom392 5 ай бұрын
Great discussion I like it.
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ай бұрын
ጠርጣራው ካብ ወዲ መረሳ ተምሃር
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ተዋህዶ ትግራይን ሃፍታማት ተጋሩ ኣዲሰበባ ን መፈተኒ ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ሙሽ ሰዲዶምልኩም ! ቐሺ ኺዳኑ ኣይትኣስረ .... ከመይ ዝበልኹም ኻሕዳማት ርጉማት ጠላማት ኢኹም
@PowerGEz
@PowerGEz 5 ай бұрын
I am proud of this media ...
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
እዙይ ኒኢሽቶ ወዲ ርኹስ ኣምሓርኛ እንዳሓወሰ ይጸዊሎ ያዕውይ
@abebaviard60
@abebaviard60 5 ай бұрын
Veri intéressant ❤❤❤❤
@jfgiehrr141
@jfgiehrr141 5 ай бұрын
ብጣዕ ፁቡቕ ተንተና ይበል
@hagosgebrmariam3807
@hagosgebrmariam3807 4 ай бұрын
ሕዋሓትኣብዀናት ሕድሕድዝተሳዕረ ውድብ ዩምስፍዴራል መልእኽትታቱ መንግሥት ሓይሊሰቡን ብረቱን ምስስወድኤ ለይስሙላእዃ እንተከድ ሓይሉ ስለዝልሜ ዋጋየብሉን!!!
@SfgCbjj-ej6ql
@SfgCbjj-ej6ql 5 ай бұрын
ዓጀው ጀው ፡ ኹለኹም ሓደ ኢኹም ጉጅለ ዕንይንይ ፀብቲ አውራጃውያን።
@EH2624
@EH2624 5 ай бұрын
Kkkk nska ke entay eka 😢
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 5 ай бұрын
ህግደፍ ግደፍ!
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ሻሸመኔ ኣዋሳ ሃገር ኼድኩም ቋንቋ ኣዲኦም ንዒቅኩም ርኹስ ኣምሓርኛ ክትምህርዎም መርገም ድዩ ጽሕፍቶ እንድዒ እንታዮም በዲሎምኹም
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ኣስመራን ኣኣበባን ዘለው ተጋሩ ንምንታይ ንትግራዋይ ምሒር ይፍንፍነኹም ያዕውይ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ቕድሚ 400 ዓመት ኣብ ጎንደር ኣምሓርኛ ዝብሃል ቋንቋ ድዩ መንነት ከምዘይነበረ ትፈልጡ ዶ ? ንምንታይ ኢዮም ተዋህዶን ህወሓት ነዙይ ታሪኽ ዝሓብእዎ
@user-tx3qt3pg4z
@user-tx3qt3pg4z 4 ай бұрын
Nega zeru needs to let the person finish the points it's trying to make, don't cut one off and asking the other person to talk
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ጠላማት ተጋሩ ኤርትራ መንነቶም ይኽሕዱ ......... ጠላማት ተጋሩ ትግራይ ርኹስ ኣምሓርኛ ይዛረቡ ....... ኽንደይ ህዝብታት መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ተቀይሮም እህህ ደምና ደም ደምብያ ደምበዛን ከሳቅየኩም እዩ
@PowerGEz
@PowerGEz 5 ай бұрын
Push it.....
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ሓሳኽ ጨናዊ ጳጳስ ማትያስን ዘምሓርሓሩን ጽርፍ ውዓሉና ኣምሓርኛ ጥራይ ተዛረቡ ኢሎም ብላዕ ዝኸፍለኩም ርኹሳት ሓሳኻት ጠላማት ጨነውቲ
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ተጋሩ ንምንታይ ኢኹም ኣምሓርኛ ጥራይ ትዛረቡ ኣገው ኦሮሞ ጉራጌ .... እንታይ ዩ በዲልኩም ?
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 5 ай бұрын
Let’s bring those who sleeping on the ground no food no clothes what is going on
@tirhaslegesse7700
@tirhaslegesse7700 5 ай бұрын
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@YohansWelay
@YohansWelay 5 ай бұрын
ንፉዓት
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም ኽንደይ ሚልዮናት ህዝብታት መንነቶም ኽሒዶም ኣምሓራይ ስነልቦና ሒዞም ክሳቀዩ ፈሪድኩሞም ቐሺ ኺዳኑ ዝብኢ ዝቅየር ቒቒቒ ኣምላኽ ንኽፍኣትኩም ይሪኦ ኣሎ ይስሕቀኩም ኣሎ
@Elsakidanu
@Elsakidanu 5 ай бұрын
ዝገርም ትንተና። part2 ንፅበኢና
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ትግራይ ኣምሓርኛ ምዝራብ ተተቋርጽዎ 150 ሚልዮን ህዝቢ ሰላም ቅሳነት ምረኸበ !
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
THE LANGUAGE SPOKEN IN THE HELL IS PROBABLY AMHARIC ! WELAHI
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ай бұрын
ሐዚ ክፃመዱ ዝግበኦም ሰባት ተፃሚዶም። ምስ ጠርጣራው ዘይመጣጠኑ ፍልጠት ክጋጨው ሪኢናን ተገሪምና ነይርና።ሐዚ ግርም።🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ ነጋ ዘርኡ ጎበዝ
@hagosgebrmariam3807
@hagosgebrmariam3807 4 ай бұрын
ኤርትራብዓለም ደረጃሓይላን ሰላማን ዓቂባትነብር እሃገርስለዝኾነት ንዓናኤርትራ ኣብዝላዓለብርከ ኣኔብእትርውኔቴ ሕቡንየ
@kibromkebede-ld1cc
@kibromkebede-ld1cc 4 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትንተና እዩ ቀፅሉሉ ወዲ መረሳ ትንተንኡ ብጣዕሚ ጥልቀት ዘለዎ እዩ።በጃኩም በጃኩም ሰራሕተኛ አልመዳ ን 36 ወርሒ ብዘይ ምንም ደምወዝ ፅባሕ ክልወጥ እየ ብዝብል መንፈስ ካብ ደምወዙ ዝዐቆሮ ዕቃር ከልኪሎም አብ ከቢድ ችግር እዩ ዘሎ በጃኩም ናይ ሚድያ ሽህፋን ክትህብዎ መኩሩ ንወገንኩም ብፅሕሎም በጃኩም በጃኩም
@nalemna
@nalemna 5 ай бұрын
Haswetin serketin mes lewehat eriterawyan bayen yerakheb bnefse metihat zesake hizebi mengstu negerkum eyu
@nalemna
@nalemna 5 ай бұрын
Zeytemewet melehas hasotin temkigetin netifatkum gudegad tekhutu lebam seb zeyebla klilell kulom hasweti
@nalemna
@nalemna 5 ай бұрын
Lemanain hasawn kemzi yenifha tetkuskum belu ensesatatt
@PIA70s-hf8lk
@PIA70s-hf8lk 5 ай бұрын
👉 HELL ON EARTH Miserable conditions is in front of innocent HIZBI TIGRAY .. AYOKHUM NAYNA 😢
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 4 ай бұрын
ከም ዳይናሶር ጽነቱ
@amannguse
@amannguse 5 ай бұрын
Hji teklilka kab meret mtfae eu nezi tigraway zbehal ..bezi melhasomn gbromn Haku eu shabya kab kedem felitwom tekalat tenkolegnatat gohafat selam zeydelyu mqanom belu zkefia hlkif texebeyu
@mesgnawabebe3071
@mesgnawabebe3071 5 ай бұрын
From what I have heard from this discussion is that we are now in two antagonistic and dangerous circumstances. 1. Regional government 2. TPLF leadership 1.The regional government is supported by Western, Federal Governmet intellectual Tegaru. 2. TPLF leadership which is supported by its Cadres only. Between GETACHEW AND DEBRESION there is TDF and TDF can not make decisions without support from the people. The second issue is that what we have heard about Fano is totally emotional. There are 9 types Fano. Some of those Fano have a direct link with Ertrea but not all. Our views towards Eritrea have been distractive for along time and to continue that way is wrong. We don't need to create enemies 360⁰ around us. Revolutionary Democracy without amendment,to apply it in Tigray is curse. Revolutionary Democracy is anti healthy competition, Democracy and devicive. When we don't have Bourgeois and proletarian politics in Ethiopia, Marxism is used only to create enemies among ourselves and to hide the class antagonism between the corrupted and rent seeker political leadership vs the people.
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ድንቂ ዝኾነ ትንታነ እዩ ኣማኑኤል ሓውና ከምዚ ዝበለ ሓያል ታሪኽናን ሽርሒ ናይ ፀላእትናን እናቃላዕኹም እናነገርኩም ታሪኽናን መንነትናን መሃሩና❤❤❤
@shidasound
@shidasound 4 ай бұрын
ኮንፉይዝድ ፒፕል ኮንፍይስድ ኤሊት ኮንፍይዝድ ሊደርሽፕ። ካብዚ ከምዚ የድሕነና።
@adaneasmelash7568
@adaneasmelash7568 5 ай бұрын
ትንተናኹም አዝዩ ፅቡቅ እዩ፡፡ ቀፅልሉ!! ኣብዚ ሕዚ እዋን ናይ ዕላማ ንፁርነት ዘይምሃለውን ደንገርገርን ክህሉ ትፅቢት ምግባር የድሊ፡፡ ትግራይ በቲ መለስ ዝሓደጎ ልምዓታዊ ዴሞክራሲያዊ አካይዳ ክትከይድ ዘዋፅኣ እዩ፡፡ ዘድልያ ነቲ አካይዳ ምምሕያሽ ጥራሕን ከምሃገር ኮይና ከክይዳ(ከቅፅላ) ዝክእል አሰራርሓ ምክታል የድልያ፡፡
@nalemna
@nalemna 5 ай бұрын
Aberaberuna kemzi gerkum nemsegen mlisena knefinekum
@Warsay4565
@Warsay4565 5 ай бұрын
ተጋሩ ሕሙማት ኢኹም፡ ንሕና ኤርትራውያን ንተጋሩ ንፈልጦም፡ ኣብ ኤርታር ህዝቢ ኤርትራ ትምጥፋእ ስሚ ኣብ ዒላታት፡ምስ የሕዋትኩም ኣምሓራ ኮንኩም፡ ኣብ ልዕለና እንዳ ሓሶኹም ኣብ ቤት ማእሰርቲ ከተሕቁቕና፡ ንኣቦታትና እግሮምን ኢዶምን ክትቆርጹ ኢና ንፈልጠኩም። በየናይ ኢና ብሓደ ነርና የሕዋት ኢና ናይ ሓርገጽ ንብዓት እዩ።
@medhaniebaire7840
@medhaniebaire7840 5 ай бұрын
Tigray medra gehanb
@nalemna
@nalemna 5 ай бұрын
Gena gudegadekum koatu kemnefenefenkum geekumena aselamay emo 24 sat kaydekese keheliwekum eyu tezarebu teberaberuna alekhum
@adamhanibal3935
@adamhanibal3935 5 ай бұрын
ሙሽ ሊቃውንቲ ኢኹም ሚልዮናት ህዝብታት ርኹስ ኣምሓርኛ ምሂርኩም መንነቶም ኽሒዶም ክሳቀዩ ጌርኩሞም ንምንታይ ዘይትናስሑ ?
@gebeyaneshbeshah726
@gebeyaneshbeshah726 5 ай бұрын
እወ ንትግራይ ኩሉ እዩ አጥቅኡና እሞ እሂን ምሂን ተባሂልካ ተስማሚእካ ንፀላኢ ክፍተት ዘይምሃብ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ай бұрын
ነዛ ምንም ዘይትፈልጥ ውድብ ኣምሁሩዋ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ай бұрын
ኣሕ ህወሓት ንትግራይ ህዝቢ ዝገበረና
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ай бұрын
ንኣሉላ ኣባ ነጋ ጠይቆ
@tedrosberhane6725
@tedrosberhane6725 5 ай бұрын
ብስም ህዝቢ ትግራይ 39 ቢልዮን ዶላር መራሕቲ ወያነ ሰሪቖም፡ ስለምንታይ ብዛዕባ እዚ ዘይትዛረቡ
@gotomabodom9008
@gotomabodom9008 5 ай бұрын
ሐጀይ ተዓወት ዉዱብ ኢዋሓት ዝባሃል ኣልጉስዎ ዝኩሉ ሽግር ዘመጽእ ዘሎ ኢዋሓት ኢዩ
@andemariamhidary7693
@andemariamhidary7693 4 ай бұрын
ኣየ ተጋሩ ሰብ ጸሊም ልቢ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ай бұрын
ሰብ ብሩህ ልቢ መኽበርቲ ሰብ ፀሊም ልቢ እባ
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 4 ай бұрын
ናይ በሓቂ ተኺት ምጡቕ ሓንጎል ነዊሕ ራዕይ ታሪኻዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎ መንእሰይ ኣዮኻ በርትዕ ትግራይ ብሉጻትን ተበዓትን ትፈሪ ግን ኣብ ዝግበኦም ቦታ ኣይቅመጡን ሓሳብን ራዕይን መንነትን ዘይብሎም ሰረቕቲ ጒሓላሉ እዮም ዝዕንድሩላ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ай бұрын
ስብሓት ጋውና ክንደይ ሙሁር ዘፅመመ ፀቢብ
@zegola7325
@zegola7325 4 ай бұрын
ሓሳዊ ኣጋመ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 4 ай бұрын
ኣሕ ህዝቢ ትግራይ እህ እናበለ ንመራሕቲ ዘየፍርሕ ፈራሕ ህዝቢ እንተተባሃለ ፀርፊ ዶ ይኸውን??
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 5 ай бұрын
ዝነኣድ ትንታነ እዩ። ቁፅሮም ሠለሥተ፣ ፍልጠቶም ማዕረ። ቀፅልሉ ተሣኒኹም ኣለኹም።
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 5 ай бұрын
Tim kem shabiya
@SfgCbjj-ej6ql
@SfgCbjj-ej6ql 5 ай бұрын
ጉጅለ ዕንይንይ ፀብቲ አዉራጀውያን። ገለኹም ሰለልቲ ገለኹም ተዛሪብኹም መናገርቲ፡ ኔት ወርክ ፣ ፀብቲ ወዘተ ኢኹም። ኻልእ ስራሕ አልሹ ደናቁር።
@eritreanhiwot4667
@eritreanhiwot4667 5 ай бұрын
ኤርትራዊ መንነት ብሕጂ ዝህነጽ ኣይኰነን። ኤርትራዊ መንነት ስለ ዝነበረ እዩ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብረታዊ ቃልሲ ኣካይዱ ናጽነቱ ኣምጺኡ። እዚ ክብሃል ከሎ፡ ከም ጫለዳ ተጋሩ መንነትኩም ፈሊጥኩም እምበር ቅድሚኡ ናይ ትግራውነት ኣምር ኣይነበረኩምን። ኤርትራውያን ትግራይ ኣላን የላን ዘገድሰና ኣይኰነን። እዚ ናይ ትግራውነት ትብልዎ ዓደዅዶዅ ድማ ክድንፍዕን ክጠፍእን ንዓኹም ይምልከት። ምስ ኤርትራ ግን ዝዀነ ይኹን ምትእስሳር የብሉን። ብመሰረቱ ኣካል ናይቲ ንኤርትራ ወሪርካ ናይ ምልሓቕ መደብኩም ክሳብ ዝዀነ ግን ሰላምን ቅሳነትን ክትረኽቡ ከም ዘይኰንኩምን ነዛ ህላውኹም'ውን ኣብ ሓደጋ ዘእትው ምዃኑን ክትርድእዎ ይግባእ።
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 5 ай бұрын
ኣይትጋገዩ። ኣጼ የውሃንስ ቀይሕ ባሕሪ ርእዩ ኣይፈልጥን ከምኡ'ውን ኣሉላ። ኣብ ዶጎዓሊ ኮይንካ ባጽዕ ኣይትረኣይን።
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 5 ай бұрын
ተክሊት ፅቡቅ ትንተና እቲ ኩሉ ዝኒሀ ጭቅጭቅ ናይ ሰልጣን ዝመስሎ ብዙሕ አዩ።እቲ ኩነታት አብ መንጎናይ ትግራይ ልዕልነት ዝሰርሑን ትግራይ ተዳኺማ አብ ትግራይ ይኹን አብ ኢትዮጵያ ከምድላዮም ኢዶም ከእትው ዝደልዩ ናይ ምዕራባዊያን አዕራብን ዘሎ ቃልሲ እዩ።ብሃፀይ ዮውሃንስነ ብአክሱም ግዜ ዝነበሩ ናይ ደገ ድልየታት እውን እዩ ተጣሚሩ ዝስርሕ ዘሎ።ህወሓት አሃዳዊ ሓይሊ እንዳኾኑ ዝመፀ እዩ።
@user-lx6vg7rz6w
@user-lx6vg7rz6w 5 ай бұрын
ዋው ብልሒ ፍልጠት ዓቅሚ :ንትግራይ ኮይኑስ ንካሎዖት ይተርፍ ።
@saragebre4013
@saragebre4013 5 ай бұрын
Tegaru halemti antum gahafat game over lementi musakum gorebet mukan mergem iyu antum lementi belu hirrrrrrrr belu nihina ertirawiyan nibahal deki keyh bahiri. Geme overrrrrrrrrr
@amanuelreda859
@amanuelreda859 5 ай бұрын
Great analysis. But while 40% of Tigray territory, 52% of Tigray’s arid land are under occupation and about two million productive inhabitants are displaced, is it realistic to claim Tigray exists? The only narrow path to our collective survival is to bond in a way unseen in the past and work hard for the renewal of the status quo. The very forces who invaded Tigray and brought untold miseries to Tigray exist, and even though they are not engaging in active war, they have not shown remorse. By that, the current situation can change easily, and all of the forces can once again become belligerent. Because of that, the primary quest of Tigray political and social leaders is to form unity on a shared goal to reclaim all occupiedTigray lands. As politics is not about the truth or the lie but interest, I would work with Abiy Ahmed if it helps to secure the shared goal.
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 5 ай бұрын
ህወሓት ድዩ ገጢሙስ ህዝቢ እዩ? ካልእ ብምንታይ መገዲ እዩ ብልፅግና ዝባሃል ጨፍጫፊ ከም ውዳበ አብትራይ አትዩ ከማሓድር ዝኽእለሉ ዕድል ይዋሃቦ? ዋላውን ህወሓት አንፈት እንተጠፍኦ ብዝኾነ መልክዑ ደጊፍካ'ዶ ምኻድ አይምሓሸን?
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 5 ай бұрын
ህወሓት ድዩ ገጢሙስ ህዝቢ እዩ?
@tedrosberhane6725
@tedrosberhane6725 5 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር ጎቲቱ ኣብ ስልጣን ዘደየበኩም ረሲዕክምዎ፡
@leakefecadu1284
@leakefecadu1284 4 ай бұрын
ጋዜጠኛን ክልተ ምሁራትን ሃለው ለው ኣምሓሩ ብልጽግና ኦሮሞ ኤርትራ ኣብ ክንዲ ምባል ተጋሩ ኢትዮጵያውያን ዲኹም ወይስ ትግራይ ልኡላውነታ እትደሊ ክልል?ክሳብ ሕጂ መርገጺኹምን ትንታኔኽምን ኣብ ዘይ ብሩህ ኩነት ኮንኩም ሕልምኹምን ተንኮልኩምን መርዝኹምን ምትፋእ እንተዘይኮይኑ ዝብላዕን ዝስማዕን የብልኩምን።እቲ ዘሕዝን ኣብ ክንዲ መድሃኒትን ሰላምን ህዝቢ ትግራይ ገና ብጌጋ ኣብ ውግእ ከተእትዉዎ ምትንታንኩም እዩ።ድላይኩም ለፍልፉ ህዝቢ ኤርትራ ንመርየቱን ንህዝቡን ልኡላውነቱ ኩሉ ግዜ ድልዊዩ ስለዚ ሰላም ንደሊ ንዝትክፈና ግን መሬት ሕድርን ስውኣትን ኣሕሊፍና ከምዘይንህብ ክርድኣኩም ይግባእ።
@daniboy9630
@daniboy9630 5 ай бұрын
እስኪ ሓደ ኤርትራዊ ትግራይ እየ ኢሉይፍልጥ ዶ? ንምንታይ ኤርትራዊ ክትኮኑ ትደልዩ እይንደልየኩምን ኢና እንታይ ዓይነት ጎረቤት እምበር ረክብና ሻዕብያ ክትብሉ እምበርከ ዝገበርኩሞትፈልጡዶ ? ኤርትራውያን ተፈጢርና ጥራሕ አይኮነን ኔርና ክነብርኢና ዘዝተውለደ ባ ሞክ አቢልኩምና
@amannguse
@amannguse 5 ай бұрын
Atum gohafat tegaru erefti endo Habuna men Nab tigray maxikum men eu meret deliyu zeymeretu zgobete men eritrreawinet knebr zeydeli nskum do aykonkumn ekum atum selam endo Habana wey Haye jemrwo ezi qeenat emo wey nhna wey nskum knnebr .mknyatu Selam aytdelyun hji wn were entay eu hmamkum atum aythafrun dikum ..denakur
@user-bn2lb1dr5d
@user-bn2lb1dr5d 5 ай бұрын
ይሞችኻ ግን ጥንቅቅ በል
@eritreanfan2773
@eritreanfan2773 5 ай бұрын
ሻዕብያ ክትብሉ ተጥፍእዎ ዘሎ ጊዜ ገል እንተ ትሰርሕሉ ነቱ አብ ጥሜት ዘሎ ህዝቢ ገለ ሐገዝ ምገበርኩም
@Halamadr146
@Halamadr146 4 ай бұрын
1:02:06 ኣስሚረላ ኣለኩ ዋላ ኣነ ካብ ኤርትራ ከይወጻኩ ትግራዋይ ኢሉ ተጸሪፍካ ብሕርቃን ከይደቀስካ ኢካ ትሓድር
@afeworkighebreiyesus396
@afeworkighebreiyesus396 5 ай бұрын
So cheap trying 😂
@Bocaca49
@Bocaca49 5 ай бұрын
ኤርትራውነትናስ ፍቃድ ካብ ዓጋመ የድልየናዩ ማለት ድዩ?? 😂በላዕቲ ኹዕንትስ ሕልፍ ዝበልኩም ደናቁር ኢኹም። ኤርትራውነት ወያነ ኸይተፈጥረት ዝነበረዩ
@amannguse
@amannguse 5 ай бұрын
Eway tegaru hji trekbuwa shgr hji tkeflwo waga ,,bezi hji tzarebuwo zelekum hade seb kemzeyterf gierka kab meret ktefeu mqankum bezi gemtwo ekum nskum selam zeyedlyekum hbreteseb ekum nskum Haku eu amharay Tigre kab meret ktefie zbelekum ..ane Dea zeyfektekum niere atu hasadat
@yohanshabte
@yohanshabte 5 ай бұрын
Wrong
@Warsay4565
@Warsay4565 5 ай бұрын
ትግራይ ኣበይ ከምዘላ ኸማን ኤርትራውያን ኣይፈልጥዋን እዮም። |እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ኣብ ልዕሊ መንነትና ግን፡ ከምቲ ጀነራል ስብሓት ዝበሎ " ዋጋ ኪትከፍሉሉ ኢኹም" ብርግጽ። እዚ ማለት እንተደኣ ብሂወት ኣለኹም'ዩ፡ ኣይትመስስሉን ግን።
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 5 ай бұрын
ረይጣጥስ ያ ዳዕሮ ይንቅን! ሰብ ዘይብሉ ዓዲ ዘይተምሃረ ህዝቢ ሒዞ አብስደት ኮይኑ ይፍክር፣ ትግራይ ዝአተኻ መከላከሊያ ተሰኪሙካ ምዃንካ እመን አብቅድሚ ትግረዋይ በይንኻ ደው ከምዘይትብል ንስዃ አይርደአካን፣ንኢሳያስ ጠይቆ ክነግረካ ይኽእል እዩ። ብዘይ ትግረዋይ እታ ትድልያ ኤሪትራ ክሳብ ሕዚ እውን አይምፀንሐትን።
@daniboy9630
@daniboy9630 5 ай бұрын
አነስ ትግራወት ምንም ክርእደኩም አይክእልን እምበርከ ትግርኛ ተዛረብቲ ጥራሕ ድዩ ኤርትራዊ ንሕና ሻዕቢያ ማለትኩሉ ኤርትራውያን አይደልየኩም ጀርመንኛ ዝዛረብ ክንደይ ዓዲ አሎ ቁሩብ ቁሩብ ሕሰቡ
@TheGeezNationalist2024
@TheGeezNationalist2024 5 ай бұрын
*eritrea is used to be 100% Tigrgina/Tigreans. Bilen came from souther ethiopia. Saho/Afar/jerberti came from Zanzibar. Ben-amir came from western sudan. Kunama/Nara came from southern Sudan. We the Tigrigna are the indegenous. We existed 3-4000 years, purely documented.
@Eritreamyblood
@Eritreamyblood 4 ай бұрын
ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ኣጥፊእካስ፡ ናይ ትግራይ ሓይሊ ኣይተሳዕረን፡ ከተማታትካን ዓድታትካን ክብርታትካን ገዲፍካ ሃዲምካ ትግራይ ሓይሊ ኣይተሳዕረን፡ ብእዝንኻ ተወጢጥካ ደቡብ ኣፍሪቃ ኬድካ ፈሪምካ፡ ትግራይ ኣይተሳዕረን። ተጋሩ ብፍላይ እዞም ኣክቲቪስ ነዚ ህዝብኹም ኣብ ሃለውሳ ተእትዉዎ ኣለኹም። ኤርትራን ጥልያንን እንዳ ኣወዳደርካ ዝግበር ዘመተ መዋእለይ ኢዩ ዘስሕቅኒ፡ ኤርትራውያን ዓቅሚ የብሎምን ንምባል እንዲኹም ትጥቀሙላ። ኩሉ ጥልያን ናይ ጥልያን በቃ። ዘሐጉሰኒ ክሳብ ሎሚ ዘይትፈልጡና ምዃንኩም ኢዩ። ኤርትራዊ መንነት ክሰርሑ ኢዮም ዝጽዕሩ ኤርትራዊ መንነት ደኣ መዓስ ድዩ ተሰሪሑ። ንበዓል ኣሉላ፡ ሃጸይ የውሃን ወረርቲ ይብልዎም ወረርቲ እወ ጭብቲ ኣለና። ናይ ሃጸይ የውሃንስ ትግራይ ባሕሪ ኔርዋ፡ እዋይ ህውተታ እቲ ጽቡቕ ኣሎ ይሓይሽ እሞ ትብል እቲ ናይ ህወሓት ፕሮፖጋንዳ ክሳብ ሕጂ ኣብ ከርስኹም ኣሎ። ተጋሩ ብፍላይ እዞም ኣብ ሜድያ መጺኹም ህዝብኹም ተደንቑሩ ቀንዲ ሽግርኩም ቀዳምነትኩም ስለ ዘይትሰርዑ ኢኹም። ኤርትራዊ መንነት ክሳብ ሎሚ ዘይምብርከኽ ቀዳምነቱ ስለ ዝሰርዕ ኢዩ። 27 ዓመት ኤርትራ ንምፍራስ ዝጸዓርኩሞ ረሲዕካስ ኤርትራ ምፍራስ ናይ ትግራይ ኢያ ትደሊ። ንስኹም መዋእልኩም ጽልኢ ክተኽሉ ህዝብኹም ኣብ ዘይወጽኣሉ ዓዘቅቲ ዘእተኹም ናይ ሜድያ ነጋውስ ኢኹም። ንህዝብኹም ሕለይሉ ካባኹም ኩነታት ወይ ፖሎቲካ ኣንቢብና ኢልኩም ኢኹም። መንነት ዘይብሉ ህዝቢ ንስለ ሓርነቱን ርስቱን 30 ዓመት ብረታዊ ቃልሲ ንልዕሊ 100 ዓመት ከኣ ኣንጻር መግዛእቲ ደው ኣይብልን ኢዩ። ኣክሱም ኣክሱም ኣይትበሉ። ኣክሱም ቅድሚ ኣዱሊስ ዋጋ የብላን፡ ስልጣኔ ኣክሱም መቀጸልታ ኤርትራዊ ኣዱሊስ ኢዩ። ዝተቀረጽኩምሉ ናይ ጽልኢ ክለሰ ሓሳብ ብዘይ ጭብቲ ኣይትሃውትቱሉ። ኩሉ ሱኑድ ኢዩ ኣብ ሃገርና፡ ኩሉ ታሪኽ ከኣ ሓድጊ ኣለዎ። ንሕና ጽልኢ ቅርሕንቲ ክንዘርእ ምሳኹም ድላይ የብልናን፡ ቤትኩም ኣንጽሁ ዝድሕን ህዝቢ ኣለኩም ህዝብኹም ኣድሕኑ፡ እንጀራ ዘድልዮ ለዋህ ህዝቢ ኣለኩም ህዝብኹም ኣድሕኑ። ኣሳላልፋ ሓይሊ ኣሰላልፋ ሓይሊ ኣይትበሉ ህወሓት ካብ ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ፖሎቲካ ተጓሒፉ ኢዩ። ደርጋውያን ውን እኮ ድሕሪ ምፍራስ መንግስቲ ክምልሶም ይጽበዩ ኔሮም። ትግራዋይ ማእከል ትገብር ዓዲ ፍጠሩ፡ ትግራይ ምስ ሃገር ኤርትራ ብምውድዳር ትህነጽ ትግራይ ትበሃል ሃገር የላን። ትግራይ ብትግራዋይ ንትግራይ ምሲላ ጥራይ ኢያ ትህነጽ። ከም'ኡ ኢና ጌርና ሃገርን መንነትን ሃኒጽና ሃገርና ኤርትራ ሕብረቢሄራዊት ሃገር ኢያ። ኣብ ሓቂ እንበር ኣብ ናይ 3000 ዓመት ጽንጽዋይ ኣይተሃንጸትን። ምኹዓት ኣዱሊስ ምብላይን ምጉሓፍን እዛ ጎሓፍ ኢትዮጵያ ኢዩ። መዓሰላማ ጽቡቕ ግዳ ተንትኑ፡ ኣብ ትንታነኹም ካብ ህወሓት ዝፈሊ ኣይረኣኹልኩምን፡ ህዝቢ ምስትውዓል ከድልዮ ኢዩ፡ ህወሓት ዝጸርፍዋ እንዳ ኣምጸአት ኢያ ትነኣድ ዝብል ኣምር ዝሳሰ ዘሎ ኮይኑ ይስመዓካ። ኣቦይ ስብሓት ትምክሕታውያን ይብሎም ንኣምሓሩ እንዳ በልካስ፡ ባዕልኻ ናይ ትምክሕቲ ሓይልታት ኢልካ ከተቀምጥ ከለኻ። ምስ ሕጂ ዘለኹሞ ምድረኽ ጸላእቲ ምብዛሕ ኮይኑ ይስመዓኒ። ትግራይ ጌጋ ዘይብሉ ልሙጽ ናይ ምስግጋር መድረኽ ጥራይ ኢዩ ዘድልያ በላሕቲ ኩኑ ልዕሊ ተጋሩ ነዓና ንኤርትራውያን ርግእቲ ትግራይ ተድልየና ኣብ ነፍሲ ወከፍ ልቢ ኤርትራዊ ኣደ ትግራይን ወይ ትግራይ ብዓባያ ክትሳቀ ኣይንደልን። ሕወየት ህዝቢ ትግራይ። ዓወት ይምነየልኩም።
@bashayk8170
@bashayk8170 5 ай бұрын
ኣብ መስፍናዊ ኣተሓሳስባ ዝነብር አእምሮ ይትረፍዶ ዝረግአት ሃገር ዝረግአት ስድራቤት'ውን ክምስርት ኣይክእልን እዩ። ኣብ ድኽነት ዝነብር መንእሰይሲ ብጥሪት እንዳ ኣባሓጒኡ ይፍክር።You guys are totally in a state of confusion. Relax and look for some kind of rehabilitation to come up to normalcy. In short you need help.
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 5 ай бұрын
ERITREA i another country.Tigray ia part of ethiopia so way talk about eritrea?????? Yedonkoro lekso
@addisalemmesfin4849
@addisalemmesfin4849 5 ай бұрын
B/s Eritrea is engaging in Ethiopia affairs .
@user-bk8mv9gq2i
@user-bk8mv9gq2i 5 ай бұрын
ክክክክ ኣነ ሓንቲ ነገር ኣላ ትገርመኒ ዝኾነ ምሁር ትግራዋህ ብዛዕባ ኤርትራ ከይተዛረቡ ዝይሓልፉ እንታይ ኢየ እት ሽግርኩም ምስ ኤርትራውነት ትግራውይ ማለት እንታይማለት ዲዩ? ትግራይ ዝብዝ ካብ ሰማይ ዲዪ ወሪዱ ክርደኣኒ ኣይ ከኣለን ፡ሓቂ ሓሊፍኩም ከም ዶግማ ክትሪእይዎ ጀሚርኩም፡ ስለዚ ብዛዕባ ትግራይኩም ተትሓስቡ ዶ ኣይምሓሸኩምን ክክክ ትርስዑ ደኣ ኮይንኩም እምበር ናይ ኢድኩም ኢኹም ረኺብኩም
@wxKGebrehiwet
@wxKGebrehiwet 5 ай бұрын
ክቡር ኣያና ወዲ መረሳን ክቡር ሓዉና ተክሊትን ኣብ ኤርትራ ዘለኩም ኣረኣህያ ኣዝዩ መፅገባይን ንፁሩን እዩ። ናይ ክልቲኣትኩም መፅሓፍቲ ኣበይ ክረክበን ይክእል? ተጎጅልኩም ሕግን ስርዓትን ሓንፂፅኩም ተቃወምቲ ዘይኮነስ ተናሓናሕቲ ኮይንኩም ክትቃለሱ ኣለኩም። ሰላም እቲ መንቅብ ዘይብሉ ሓሳባትክም ዘካፍልኩምና ድማ ኣዝየ የመስግን። ቀፅሉሉ
@filmonTesfagergsh
@filmonTesfagergsh 5 ай бұрын
ብዛዕባ ኤርትራን ኤርትራውነትን፡ኣይትዛረብ ፡ብጽብጽ፡ ኣይደረጃኻን እዩ ፡ደናቁር ብዛዕባ ናትኩም እኳ ዘይትፈልጡ ርእስኹም እንታዩ ዝመልእ እንድዒ፡1.5ሚልዮን ሃሊቅኩም'ሲ ፡ሕጂ ድማ ሻዕብያ ዶ ገለ ትብል፡፡ነቲ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ምጽኦታት ኣይትጸውዕሉ፡፡ ጥሜቱ ይኣኽሎ፡ሙሁራት ደናቁር፡፡
@samuelbiede.m6088
@samuelbiede.m6088 5 ай бұрын
Keep laying and fleecing Tyrians with this false narrative about Eritrea 🇪🇷. Eritrea is a country never been klil(region of Ethiopia)
@zemuymeharizemuy3871
@zemuymeharizemuy3871 5 ай бұрын
ኣንታ ግደፉ ዚ ህዝብታት ድቃስ ሃብዎ ..ትግራዋይ ትግራዋይ ዩ ኤርትራዊ ኤርትራዊ ዩ .ትግርኛ ዝዛረቡ ጥራይ ኣይኮኑንን ኣብ ኤርትራ ዘለዉ .እዚ ናይ ዘመነ እምኒ እምኒ ጽንጽዋይ እንዳ ኣምጻኩም ዚ ህዝቢ ሓንጎሉ ኣይትጥወይዎ .ግርም ዝብለኒ ግን የሕዋት ኢና ሓደ ኢና ክትብሉ ሞራል ዘስእነኩም ዘሎ ጽሊኢ ኣለኩም ኣብ ሕብረተሰብ ኤርትራ ቲ ትህብዎ ትንታነ ከኣ ብጽልእኩም መንጽር ፋሕ ይብለኩም ኣሎ .ስለዚ ኤርትራ ከም ጎረቢትኩም መጠን ተረዳዲእካ ትምዕብለሉ ሓሳብ ምሃብ ናይ ለባማት ዩ ተዘይ ኮነ ሕጂ ውን ክደግማ የ ኤርትራ ናይ ተዛረብቲ ትግርኛ ጥራይ ዓዲ ኣይኮነትን።
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 70 МЛН
Who has won ?? 😀 #shortvideo #lizzyisaeva
00:24
Lizzy Isaeva
Рет қаралды 65 МЛН
Heartwarming Unity at School Event #shorts
00:19
Fabiosa Stories
Рет қаралды 21 МЛН
Happy 4th of July 😂
00:12
Alyssa's Ways
Рет қаралды 70 МЛН