ነቲ መድረኽ ዝተቃወሙ እንታይ ይብሉ? ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ

  Рет қаралды 19,928

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

እዚ ናይ ላዛ ትግርኛ ናይ ዩትዩብ ቻናል እዩ
© Copyright: Laza Tigrigna Media & Communications
This video is property of Laza Tigrgina Media And Communications, managing this KZbin Channel on behalf of Laza Tigrigna Media on Internet.
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
Laza Tigrigna Media & Communications
Email- lazatigrigna@gmail.com
Mobile- +251962190971
Central Square Building 3rd Floor
Mekelle - Tigrai -Ethiopia
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
/ lazatigrigna
/ lazatigrigna
www.tiktok.com...
www.lazatigrign...
/ lazatigrigna
/ kezahta
/ lazacinema
/ lazaidol
/ lazarecords

Пікірлер: 150
@cantedu
@cantedu Ай бұрын
Looking forward to part 2
@fidleytube
@fidleytube 2 ай бұрын
የቀንየልና ፅብቅ መደብ ቀፅልሉ ገለልተኛ ዝኾነ ከምዚ መድርኽ ደስ ይብል
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 2 ай бұрын
Encouraging discussion and explanation that Encourages tegarus standing for our people should follow. Our people are able to have an insightful and thorough explanation. Thank you for your courage coming out to speaking up your views.
@AbrhaKefey
@AbrhaKefey 2 ай бұрын
What an excellent and extraordinary explanation of these two guys. Amazing and I foun them giving best ideas. Every Tigreans should buy such miracle and productive ideas. Bravo Dr Shishay and the guy.
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo 2 ай бұрын
ኣጆኩም 💪
@Teklay14
@Teklay14 2 ай бұрын
ቀፅልሉ አየኳትኩም
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 2 ай бұрын
Laza Tigrigna- your guests courageous coming out making our people aware of what is really happening on the ground, that will determine the fate of our people's future.
@adonay7097
@adonay7097 2 ай бұрын
መንካዕ ፡ እንጭዋ ዒመር
@jemalnegash9394
@jemalnegash9394 2 ай бұрын
ላዛ ምእንቲ ክህልዎ ካፍቲ ሐደ ወገን ኣምፅኡ።ኣይተደንቁሩና።
@FkaduGebremedhn
@FkaduGebremedhn 2 ай бұрын
ይቅንየልና🙏🙏
@johnalemayo2122
@johnalemayo2122 2 ай бұрын
Respect the two real warriors and happy to see you discussing such productive elements
@gebretsionmehari7404
@gebretsionmehari7404 2 ай бұрын
You nailed the core points!!
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 ай бұрын
ግምባርኩም ትፍረስ
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 2 ай бұрын
ናይ ትግራይን ተጋሩን ፀላኢ ባዕሉ ትግራዋይ እዩ!
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 2 ай бұрын
ናይ ትግራይን ተጋሩን ፀላኢ ብዋናነት ህወሓት ኮይኑ ነቲ ጥፍኣት ወይ ድማ ነቲ ነውራምን ስሱዕን ጉጅለ ዝዕጅብ ረብሓኡ በበይ ገፅ ከምዘሎ ዘይርዳእ ህዝቢ ግን ኣለና።
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 2 ай бұрын
@@ፀሊምሓድጊ I disagree ህዝቢ እማ ይዛረብ ፍትሒ ሲኢና ይብል ኢሊት ትግራይ ድማ አብኡ አብክንዲ ዝሰርሕ ንናይ ፖለቲካ ውድባት ብፍላይ ንህወሓት ልክዕ ከምቶም ካልኦት ኢትዯጵያውያን ክፃረፍ ይውዕል አብክንዲ ብጥበብን ብስራሕን ንህወሓት ዝአሊ ንባዕሉ አካርዩ ክነብር መሪፁ ክዋሳእ ይውዕ
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 2 ай бұрын
@@MulugetaGebre-uc5mf With due respect እቲ ህዝቢውን ኣብ ሕመቕ እቲ ዝተጨማለቐ ውድብ [ ህወሓት] ዓብዪ ግደ ኣለዎ።ትግራይ ትማሊን ብውድ ህወሓት ከም እተፈጠረት ገይሩ ዝቖፅር፣ ውዒሉ ሓዲሩ ደቁ እናገበረ ግን ድማ ስቕ ኢሉ ዝፈርሕ [ Fear of Unknown] ፣ ብግልፂ ፀገማትን ሕመቕን እናርአየ እንታይ ገደሰኒ ዝብልን ዘጣቕዕን ህዝቢ ዶ ኣይኮነን?
@lulaomar2024
@lulaomar2024 2 ай бұрын
አስተሳስብህ እንደመልክህ ዶክተር ሽሻይ ቆንጆ
@Teke656
@Teke656 2 ай бұрын
ምህረት ይሀቦ ህዝቢ ትግራይ። ካብቶም በላእቲ ሰብ እዚኦም የውፀአዬ። 🙏
@TrueTyp
@TrueTyp 2 ай бұрын
ጀጋኑኑ
@haftomsyum
@haftomsyum 2 ай бұрын
Thank u for ur discussion,our people needs energetic and visionary leader.No more TPLF to lead our people, already dead.
@سايمانيلمان
@سايمانيلمان 2 ай бұрын
ክብሪ ንዓኩም ምስ ህዝቢ ዝወገንኩም❤❤❤❤
@mulatatadesse746
@mulatatadesse746 2 ай бұрын
Gech aydelin elu mogitu neyru, nibaelu ewon dimtsi ayhaben. amaizing degefti hiwehat gn gech nay siltan hirfan kemzelewo eyom zinageru.
@yemanegebreselassie8780
@yemanegebreselassie8780 2 ай бұрын
ኣዮኹም ተስፋ ትግራይ ኢኹም።
@Fsahakahase6275
@Fsahakahase6275 2 ай бұрын
ፁብቅ ሓሳብ ኢና ሰሚዒና ካብቶም ተሰማዒሚዕም ዝወፁ ኣብቲ ኣከባ እዉን ከም ኣቅረብካ ፅብቅ ነሩ ነጋ ዘሩኡ ምክንያቱ ናይ ባዕልና ገምጋም እዉን ክንወስድ ሓፋሽ ዝብል ሪኢቶ ኣለኒ
@Welday-x2w
@Welday-x2w 2 ай бұрын
Kemzi elkum bsul bzkone hasab nhzbkum mefth zenadiyu hasabat nab media akrbwom ab mealtom mlash krekbu eyom yeknyelna thti semayn Dr.&kutstsr mechanic halfi tsbuk interview thanks.
@Welday-x2w
@Welday-x2w 2 ай бұрын
Edaga tesmi etgerm agelaltsa.
@zinabugh1703
@zinabugh1703 2 ай бұрын
በርትዑ እዚ እዩ እቲ ሓቂ
@danieleamon4056
@danieleamon4056 2 ай бұрын
Hayet🙏
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
እዚ ስልጣን ተወስደ ዝብል ዘሎ ሓይሊ ክዲሰቃ ኣለዎ ብቲ ዝሪደኦ። ህዝቢ ያዓቢ እናበሉኩም ኣብ ቃሊስ ዘለኩም ኣሕዊት ክብሪ ይግበኣኩም!የቀንየልና ክቡራት ኣሕዊት❤
@danielsson1994
@danielsson1994 2 ай бұрын
👏👏👏
@alexanderawot
@alexanderawot 2 ай бұрын
Tnx well done
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi 2 ай бұрын
Tsibuk gimaro iyu. Keep it up!
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 2 ай бұрын
Inquai kemakum zibelu menaisey ab'mirai abkeena! Tigraihizi iu tesfa'a zireekula! Yaebikum; inquae izui reena!
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
ጌታቸውም ካብቶም ዘለው ዘድረቀ ጨንቅላት ብጣዕሚ ያሓይሽ
@سايمانيلمان
@سايمانيلمان 2 ай бұрын
ፅቡቅ ህዝቢ ይስመዐዮ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@gebreyohanes9268
@gebreyohanes9268 2 ай бұрын
Tplf should be evaluated by the people of tigray. Dr. Sisay, you can not cure a cancer tumore that is spread rhru out the entire body. Tplf should go or let the stagnant leaders should expelled.
@yohanneswoldu4658
@yohanneswoldu4658 2 ай бұрын
Thank you nega
@Wubetwedikoraro4901
@Wubetwedikoraro4901 2 ай бұрын
@Laza Tigrigna, have tried to invite for Amanue Asefa to discussed with these guests?
@AregawiBarhe
@AregawiBarhe 2 ай бұрын
የህወሓት ብቃት ብኣለም ደረጃ እዉቅና የለዉ ነዉ እዉቅነዉ ብልምት ብድምክራሲ ብጦርነት ብቃት ጉልቦቱና እዉቀት ኣሳየትዋል እና የሀወሓት ዕድመ ካኣሁን ባሃላ 100ዓመት ይኖራል። ጥላት እርር
@KIDANEMARIAMGard
@KIDANEMARIAMGard 2 ай бұрын
እዚ ውድብ ከምቲ በረካ እናሀለወ አባላቱ ሀረስታይን ዘይተምሀረን መራህቲ ብፀረ ዲሞክራሲ መንገዲ ምምራህ ህዚ አይከአልን ህዚ ህዝቢ ብትምህርቲ ብውፍይነት ብቅአት ዘሀሸ ትውልዲ ስለተፈጠረ ብአምባገነንነት ብአባትነት ክትመርህ አይትክእልን ንኩሉ ትግራዋይ ዝጥእም ሰፉህ ዲሞክራሲ ምስፋህ የድሊ::
@ukbayc
@ukbayc 2 ай бұрын
እዚ ውድብ እየ ዝብል ናይ ዓድዋ እንበር ናይ ዓጋመን 70 እንድርታ ኣይኮነን ብኡ ከኣ እዩ ኣብዚ ቀረባ መዓልታት ውግእ ሕድሕድ ክባራዕ እዩ ኢሉ ህዝቢ ንክልል ኣምሐራን ክልል ዓፋርን ዝሃድም ዘሎ
@haftukindeya9493
@haftukindeya9493 2 ай бұрын
Thanks so much for your excellent, critical and honest explanation. I fully agree with these guys. The gangster TPLF group from the same place only one district controls everything. We have to say enough is enough, they have to go and should be accountable for all their crimes.
@mussieteklay9318
@mussieteklay9318 2 ай бұрын
Kabzu akeba Des zBeleni itom dikalatat zterefetulu iyom!!!!!!!! Keri nab pp
@firawuadhana2213
@firawuadhana2213 2 ай бұрын
❤❤❤
@meresagirmay2637
@meresagirmay2637 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ግሩም ምይይጥ እዩ።
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 ай бұрын
ኩላ ንኒፃሕላ ኩሉኩም ለያቡ ኢኩም አነ ዝገርመኒ አይናይ ጉጀለ ክስዕር አንተሎእዩ ሓቂ ዝኮውን ካብስልጣንኩም ንዘይምውራድ እኩም
@MaebeleMusieGebreyesus
@MaebeleMusieGebreyesus 2 ай бұрын
Eshi
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw 2 ай бұрын
ብወረዳ ዓድዋ ዝተወደቡ ኩሎም ለያቡ እዮም። ትግራይ ብዘይ እዞም ደቂ ዓድዋ ካልእ ሰብ የብላን ድያ? የአኽሎም ኩሎም ናብ ወረዳኦም ይኺዱልና። ልንደርታስ እዚኦም ክፃወቱልና?
@brhanuhailesslasse5476
@brhanuhailesslasse5476 2 ай бұрын
ዘይጥምዘዝ እምነ-ዓረ፣ስለ ፍትሒ፣ሸኺሉ ዝሞገተ ንፁር ሓሳቡ ተፈታዊ፣ንዘመንና ዝመጠነ፣ንፅባሕና ዝኣመተ ውሽጠ-ሽርሒ ዘበርዐነ፣ደም ኣንቢዑ፣መቓብሮም ዝኳዓተ ንጀጋኑ ደቂ ህዝቢ ጠዓመ ዓረዶምን ዶር ሺሻይን
@HIfti-H
@HIfti-H 2 ай бұрын
ብስም ቅድስት ድንግል ማርያም ሳብስክራይብ ግበሩለይ አሕዋተይ ብብዘለኽሞ ትሓልኹም 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ukbayc
@ukbayc 2 ай бұрын
ኣብ በዓል ጸንበለል ክልል ዓጋመን ክልል 70 እንድርታ የራኽበና ኣብዚ ቀረባ እዋን ክእውጃ እየን ትግራይ ዝበሃል ናይ ተጋሩ ዓድዋ እዩ
@beletu7041
@beletu7041 2 ай бұрын
እዞም ተጋሩ ብድሕሪኦም ምንም እተዘይ ሃሊዩዎም ዘልዕልዎም ዘለው ሐሳባት አይሐቅን ወይ ትኽክል አኮኑን ዝባሃሉን እንተሃልየ ተቀራንዩ ፅቡቅ እንተኺእልከም ፅቡቅ ዩ ይበል
@consultingengineersplc827
@consultingengineersplc827 2 ай бұрын
Gentlemen you may have a bright idea but pls. consider TIME AND CONDITION. Where are we now? do U think we have enough time to entertain your idea. Instead U are opening coducive environment to the enemy. The noble thought is that U can continue your struggle in a given time and condition only. Be aware that the enemy is sniffing such opportunities!!!
@mohamedamanibrahim7429
@mohamedamanibrahim7429 2 ай бұрын
So what are they supposed to do? Are you saying they have to be suppressed.
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
ጎበዝ ዘሓወይ ኣብ ኣፍንጫ እቲ ሓርገፅ ኮይኖም እዚኩሉ
@IsacAbera
@IsacAbera 2 ай бұрын
ኩሉ ዓየንኻ ንቲ ድሕረት ኣጃሚልካ ብምርኣይ እታ ንቅድሚት ትወስድ ባእታ ኣሕቢሩ ዝጭፍልቅ ኣራኣእያ ገስጋሳይ ኣይኮነን።
@michaelassefa1897
@michaelassefa1897 2 ай бұрын
ውድቀት ስትራተጂክ ኣመራርሓ ማለት እቲ ኣመራርሓ ብፍላይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ግዕዝይና እንትጥሕሉን ነዚ ንምክልኻልን ንምሕላውን ድማ ስልጣን ከም መሳርሒ እንትጥቀሙ ዘጋጥም እዩ። ከባብያውነት ድማ ከም መሳርሒን መሕቢእን ይጥቀሙ። ካልኦት ፖለቲካዊ ዛዕባታት ከም ሪፎርም፥ ዴሞክራሲ፥ ሰላም ወዘተ ዝብሉ እዋናዊን ዘይእዋናዊን ዛዕባታት ኣጀንዳ ክገብሩ ይፍትኑ፥ ይፈጥሩን ይጥምዝዙን። እዚ ሓይሊ ድማ ውድቡን ህዝቡን ክጠልም ዝኽእል ሓይሊ'ዩ። ምስ ፀላእቲ ክሰርሕ ይኽእል። ሓደገኛ ሓይሊ'ዩ። ኣብ መወዳእታ ግና ኣብዝሓ ይነቕሕሉ። ተፈልዩ ይወፅእ። ቅድሚ ኩናት ጀሚሩ ንብዙሕ ዓመታት እናተኣከበ ዝመፀ ፀገም'ዩ። በቢብርኩ ናፃ መድረኻት ገምጋም፥ ፅሬትን መፅናዕትታትን ጌርካ ፖለቲካዊ፥ ምምሕዳራዊን ሕጋዊን ስጉምትታት ምውሳድ እዩ እቲ ዘላቒ መፍትሒ። በዚ መዳይ ነዊሕ ርሕቐት ተኸይዱ ኣሎ። ተሓታትነት እንተዘይተረጋጊፁ ግና እቲ ስጉምቲ ግዝያዊ መፍትሒ ካብ ምኻን ኣይሓልፍን። ነዚ ድሕሪ ውዕል ፕሪቶርያ ዘጋጠመና ዕንይንይ፥ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእን ታሕሚስን፥ ስርገት ፀላእትን ቀንዲ ምኽንያት እዚ ፖለቲካዊ ሕመቕ'ዩ። ከም ውፅኢት ድማ ናይ ምድርዳር ዓቕምና ተዳኺሙ፥ መሬትና ክነምልስ ኣይከኣልናን፥ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ምምሕያሽ ክነረጋግፅ ኣይከኣልናን፥ ዲፕሎማሲና ተዳኺሙ፥ ናብ ደገ ካብ ምርኣይ ናብ ውሽጥና ክንጥምት ኮይንና፥ መረፃ ክነካይድን ሕጋዊ መንግስቲ ክንምስርትን ኣይከኣልናን። እዚኦም ንምፍፃም ድማ ፅሬት ኣገዳሲ'ዩ። ጉባኤ ህወሓት ኣገዳሲ ዝገብሮ እዚ'ዩ። ብቐንዱ ጉዳይ ኣባላት ህወሓት’ዩ። ብተነፃፃሪ ዝፀረየን ሓድነት ዕላማን ተግባርን ዘለዎ ኣመራርሓ ስለዝፍጠር ዝተረጋገአ ፓለቲካ፥ ፀጥታ፥ ማሕበራዊን ቁጠባዊን ምምሕያሽ ብቐፃሊ ክነረጋግፅ ንኽእል። ፖለቲካዊ፥ ቁጠባዊን ማሕበራዊን ሪፎርም ብምክያድ ድማ ነቲ መድረኽ፥ግዜን ጠለባት ህዝቢ ትግራይን መሰረት ዝገበሩ ለውጥታት ምጅማር ንኽእል። እቲ ቀዳምነት ዝወሃቦ ግና ካብ ስርገት ፀላእቲ ናፃ ዝኾነ ዝተወደበ፥ ፅሩይን ሓድነት ዘለዎን ኣመራርሓ ብጉባኤ ኣቢልካ ምፍጣር ክኸውን ኣለዎ። ካልኦት ውድባት ብልፅግና ሓዊስካ ድማ ኣብ ናይ ባዕሎም ጉዳይ ከተኩሩን ዘይምርግጋእ ካብ ምፍጣር ክቑጠቡን ክንገሮም ኣለዎ። ሰራዊት ትግራይን ሓይልታት ፀጥታን ትግራይ ድማ በቲ ክሳብ ሕዚ ዝተኸተልዎ ኣንፈት ብምቕፃል ኣብ ፀጥታ ህዝብናን ሓለዋ ግዝኣታዊ መሬት ትግራይን ከተኩሩ ግቡእ’ዩ። ቀፂሉ ዝስዕብ ድማ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራስን ዳግመ ህንፀትን እዩ። ዴሞክራሲ ከይዲ ምኻኑ ፍሉጥ’ዩ። ቀንዲ መግለፂ ዴሞክራሲ ድማ ምርጫ’ዩ። ካብ ምርጫ ወፃኢ ተቐባልነት ውድባት ምፍላጥ ኣይከኣልን። ብዝረኽብኦ በዝሒ ድምፂ’ዩ ደረጃ ተቐባልነተን ዝፍለጥ። ብዝኸፍተኦም በዝሒ ሚድያታትን ብዝቖፅረኦም ነጠፍቲ ማሕበራዊ ሚድያን ኣይኮነን። ስለዚ ኩሎም ውድባትን ውልቀ ፖለቲከኛታትን ንምርጫ ክዳለዉ ይግባእ። ግዝያዊ መንግስቲ ይመስረት፥ መሰጋገሪ መንግስቲ ይመስረት፥ ካውንስል ይመስረት ዝብሉ ሓሳባት ንዲሞክራሲ ክትክኡ ዘይኽእሉን ኣብ ዕንይንይ ክንነብር ዝገብሩ እዮም። ምእንተ ውልቀ ሰባትን ድኹማት ውድባትን ተባሂሉ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ዝኣቱ መትከል ዴሞክራሲን ምርግጋእ ትግራይን ክህሉ የብሉን።
@KidaneGebre-w9j
@KidaneGebre-w9j 2 ай бұрын
ይገርም ህዝቢ ትግራይ ልዕሊ እዚ እንታይ ክህቦም ይደልዩ ግን ተጋሩ ድዮም እዞም ሰባት እዚአቶም ከምዚአቶም ዝበሉ ጨካናት እካ ተራእዩ አይፈልጥን ካብዚአቶም ይገላግልና እንበር እዚአቶም ደም ሰትዮም ዘይጸግቡ ሰይጣዉንቲ እዮም
@BelayHailu-k3r
@BelayHailu-k3r 2 ай бұрын
ኣብ ካልኣይ መደረኽ ካድረ ህወሓት ነቶም ብሉፃት ተጋደልቲ ዘባረረ ፅሑፍ መለስ ዜናዊ ሎሚ'ውን ነቶም ዝሐሹ ኣመራርሓ ከባር ሂርዲግ ይብል ከምዘሎ ተገንዚበ። መግረምቲ ኣመራርሓ ንኻሊእ ተገዚእም ነንባዕሎም ዝባልዑ ጥራሕ ዘይኮኑስ ዝበልፆም በሊዖም ዉድቦም ናብ ሓደጋ ዘውድቑ።
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 2 ай бұрын
ሺሻይ ዚገለጾ ትክክል እዩ ነጋ ዘርኡ ትፈልጥ ኢኻ ኣዲገዛእቲ ዚነበረ ኩነታት ብስርኸ ውድብና እቱ ናይ መውዓሊ ህጻናት ዲሞክራሲ ልምምድ ወጻእ ናይ ዲሞክራሲ ጨና ታይ ነይሩ ዚተፈለየ ሓሳብ ዘሎዎ መኒዩ ተባሂሉ ብመሰረታዊ ወዳበ ተፈልዩ ኣብ መድረኽ ዝደሃለሉ ኣይኮነንድዩ ዝነበረ መንጨብጨቢ ካድረ ኣይኮነንድዩ ኣንሕና ውልቀ መሪሕነት ሙሁናን ኣለው ኢልና ክመዓራረ እዩ ኣኢልና ተሸዊድና ብሱሩ ጸረ ዲሞክራሲ ናይጉጅለ ውድብ እድዩ ነጋ ብደምቢ ትፈልጥ ኢኻ ስለዚ እቲሓቂ ክፍለጥ ጻዕሪ ምግባርኹ የመስገን ውድብ ገባር ሙሁር ሸዊዳ ዝመጻአት እያ !
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 2 ай бұрын
ቁዘማን ብኽያትን ሕሶትን ከምቅርሲኢኹም ትካናኸንዎ
@kenyanlove5615
@kenyanlove5615 2 ай бұрын
አብዚ ኩሉ ዝተዛረቦ 1000000000% ሓቂ ጌታቸው ረዳ ዘይትካእ ሰብ አብ ትግራይ
@merhawiethu6113
@merhawiethu6113 2 ай бұрын
ማእኸልኩም ህዝቢ ትግራይ እንተኾይኑ ፅቡቕ ግና ናይ አብይ ስልጣንን መኪናን አዲስ አበባ ንምኻድ እንተኾይኑ ግን የሕዝን አብይ ዝገብሮ ዘሎ ሽርሒ አስተውዕሉ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
ኩሉ ፈሊጡ እንድዩ ዝኒሀ እታ ስልጣን ውሱን ሰብ ስለዝኾነ ዝሕዛ ነብስና ተመራሒት ንክትኮን ነመዓራርያ።
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 2 ай бұрын
"ጥርኑፍ እዩ ነይሩ" አብ ኡኾይንኻ ዘይተቃለስ" 😂😂 አየ ደምበ እንክሊል ሓይልኹም አፈናን ጥርናፈን እዩ ።ካባኹም ወፃኢ ዘሓሰበ ኹሉ ካብ ጥርናፈ ወፃኢ እዩ።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
dears give your idea to Debrits.
@negash7146
@negash7146 2 ай бұрын
ተንኮላት ካብ ሜዳ ሒዞሙዎ ዝመፁ ከዚማ ጥቕምታት ምስለመዱ ከመይ ጌሮም ክዕረዩ
@Aduniahope
@Aduniahope 2 ай бұрын
"ኣብይ ኣብ ኢህአዴግን ኢ/ያን ዝፈፀሞ ኣብ ህወሓት ትግራይ ክደግሞ ይፅዕር"፤ ኣብ ኢህአዴግ ተፀጊዖም ኢህአዴግን ኢትየጵያን ዘፍረሱ በዓል ኣብይ ኣብ ህወሓት ተፀጊዖም ንዘለው ከም በዓል ሽሻይ ዘለውዎ ዳ ግምት ፅግዕተኛታት ተጠቂሞም ህወሓት ትግራይ ከፍርሱ ይፅዕሩ ኣለው፣እዚ ዘይርደኦ ትግራዋይ ካብ ታሪኽ ዘይመሃር ዩ፤ነባራት መራሕቲ ህወሓት ክልተ ግዘ ከይትጋገዩ ፅግዕተኛታት ከየፍረሱና ኣፀግዕዎም፤ ህወሓት ኣብ ፀገም ግዘ ዓቅሚ መሪሕነት ዝሰኣነ ብዓቅሙ ግና ዝቃለስ በቲ ካሊእ ኣብ ፀገም ሰሪቁ ክህፍትም ዝፅዕር ውድቡ ከፍርስ ምስ ፀላእቲ ዝሓብር ማእኸላይ ኮሚቴ ኣለዋ፣ዓቅሚ ወይ ይመሓየሽ ወይ ይትካእ ሰራቂ ጠላም ግና ክእለ ጥራሕ ዩ ዘለዎ
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ንባዕልኩም እታይ ራኢ ሃሊኩም እዩ ለያቡ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
At last its majority vote Dr. Shishay ከም መለስ ንምዃን intent ... interest ... invest ምግባር እዩ። ክመርሕ እየ ኢልካ ዓርስኻ ምእማን... ነቲ መድረኽ ብዝጠልብ መንገዲ ብምንባብ ለይትን ቀትርን ዓርስኻ ምብቃዕ ... ሓሳብካ ብመርተዖ ምቅራብ ... ቅቡልነት ዝረኸብካሎም ዓቅቦም እቶም ዘይረኸብካሎም ክትእርም ተወሳኺ ዓቅምኻ ምዕባይ ምዕባይ ....ስቅ ኢልካ ምዕባይ Avoid offensive view.
@gebresilassiegidey6579
@gebresilassiegidey6579 2 ай бұрын
እቲ ሓቂ ብዙይ ጥራሕ ምእማን እኳ እንተተፀገምኩ ናይ ደ/ር ሹሻይ ናይ ሓሳቦም ኣገላልፃ ብስለት ግን ከየድነቕኩ ኣይሓልፍን። እከለ ኣብ መኸተ ሀዲሙ እከለ ስልጣን ይድሊ እዩ ኣነ ገለ ተባሂለ ዝብል ትንተና ወይ መበርሂ ኢልካ ምግላፅ ግን ንህዝቢ ትግራይ ኣይምጥንን። እቲ ካልኣይ ስብ ግን ኣየናይ ውድብ ከምዝክል ክፈልጦ ኣይከኣልኩን። ምኽንያቱ ህዝቢ ትግራይ ምስ ሕወሓት ዘለዎ ኣታችመንት ህወሓት ካሊእ ውድብ ከይፍጠር ስለ ዝገበረት እውን እዩ ይብል ካበይ ረኺብዎ።
@GhaweryakmaryamAmaha
@GhaweryakmaryamAmaha 2 ай бұрын
ለካ ብሱላት እውን እንዮኹምና ኢኹም የቀንየልና ክብሪ ይግበእኩም
@HaileGebremedhn-g1n
@HaileGebremedhn-g1n 2 ай бұрын
አትም ምህራን ምስ በዛሕኹምዶ መከራህዝቢ ተብዝሕዎ ቀፅልሉ መሊስኩም ናብ መከራ አ እትዉና ወዲድኻ እይዉዳእ እንታይ ይገበር እግዝአብሔር ይተዓረቆ ንህዝቢ ትግራይ እምበር ንሱኹም እማ ርኢናኩምእኮ
@Abraham-zy7df
@Abraham-zy7df 2 ай бұрын
ህዝብ ውድብ ሲያድን እንጂ ውድብ ህዝብን ሲያድን አልታየም።
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 2 ай бұрын
ውድብ ማለት ጥርናፈ ህዝቢ ከምዝኾነ ምርዳእ የድሊ። ሥለዚ "ዝተጠርነፈ ህዝቢ ኣየድሕንን።" ኢኻ ትብል ዘለኻ። ጌጋ። ክልቲኦም ክደጋገፉ የድሊ።
@ፀሊምሓድጊ
@ፀሊምሓድጊ 2 ай бұрын
ፅቡቕ ጅማሮ እዩ ። መስርሕ እታ ውድብ ናብ ህዝቢ ዘየቕርብን ዓፋንን ምዃኑ ምእማንኩም ፅቡቕ ኮይኑ ንህዝቢ ትግራይ ዘድሕንን ዝረብሕን መንገዲ ህወሓት ጥራሕ እዩ ዝብል እምነት ሐዚዉን ክቕየር አለዎ። እቲ ምንቅስቓስ ንለዉጢ ክሳብ ጥዑይን ኣማራፂ ዝኸውን ውዳበ ምፍጣር ክኸይድ ኣለዎ ኢለ ይኣምን። ትግራይን ህዝባን ብገለ ዝመረተ ስነ ሓሳብ ዘለዎም ሰባትን መቃለሲ ዋኒን ዝወደአን ዓቀይታይ ውዳበን ጥራሕ ኣይትዉከልን ክበሃል ኣለዎ።
@kalulale1707
@kalulale1707 2 ай бұрын
ሕዚ ህዝቢ ትግራይ ዝገብሮ ዘለዉ ብመረፃ ሙሉዕ ንሙሉዕ ህወሓት ምዉጋድ ኣለዎ ኢዚዓ ጥራሕ ኢዮ ዘለና መማረፂ ኣኸሉ !!
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
ትሑት እቶት ዘለዎም ከተመቶት ሓረስታይ ወያናይ ሙሁር focussed
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
40 ማዓልቲ ክስብስብ ሓንቲ ማዓልቲ ስለ ተፈናቀልቲ ወይም ብጥሜት ዘሞውት ህዝብና ሓንቲ ነገር አይተዘራረብን ካብ ስልጣኖም ወፀኢ
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
ሕውሓት ንህዝቤ ትግራይ ሓንቲ ማዓልቲ ሐሴብ አይፈልጥን
@HagosAbrha-s6g
@HagosAbrha-s6g 2 ай бұрын
ብጣዒሚ ፅብቅ ሓሳ ቲሕቲ ሰማይ ቀፅልሉሉ ከምዚኦም ዝበሉ መረሳረሒቲ ኢቲ ውድብ በዘይ ተረድኦም ምቶም ሌባቡ ሓይሊታት ኮይኖም ናጣቀኡ ፀንሖም እየም ህዚ ናብ ህዝብኹም ምሚላስኹም ፅብቅ አዪ ግን እቶም ሌባቡ አቃልዕዎም አትፍረሑ ህዝቢ አቀድሙ
@kidanehaddish
@kidanehaddish 2 ай бұрын
ህወሓት ኣይፈርስን ግን እቱ 99% ላዕለዋይ ካድረ ናብ መሪሕነት የምፃእ። ሀወሓት ትድሓን ትትሓደስ ግልፅን ትግራዋይን ዝኾነ መንፌስቶ ትኣውጅዩ ናይ ህዝብና ሕቶ ።።
@dawitdawit7055
@dawitdawit7055 2 ай бұрын
ሎሚስ ናይመወዳእታኹም ኢያ!
@haftekebede5022
@haftekebede5022 2 ай бұрын
ድሕሪ ሐዚ ምሽፍፋን ኣየድልን; እቲ ዶር ሺሻይ dynasty ዝበሎ ጎጠኛ ሓይሊ ብሽሙ ፀውዕዎ። እቶም ጎጠኛታት ዓቀይቶት ጀነራላት ኢና በሃልቲ ውን ቅድሚ ሐዚ ቃል ብቃል ገሊፆምዎ ዮም። ጉጅለ ዓድዋ ይባሃል።
@michaelnegash8292
@michaelnegash8292 2 ай бұрын
ህውሃት ከበፊቱ አልተማረችም ማለት ነወ። መድረቅ አያስፈልግም ይሄ ነው በፊትም ችግር ውስጥ የከተታቸው የተማረ ብቃት ያለው ሀይል ወደ አመራር ማምጣት ያስፈልጋል ።
@negagetachew974
@negagetachew974 2 ай бұрын
ትክክል ነህ ግን እኔ እንዳየሁት አብዛኛው የሕወሓት ደጋፊና ሕዝቡ በጭፍን በባሕላዊ አስተሳሰብ ሕወሓት ሲደግፍ እነሱም የልብ ልብ እየተሰማቸው ስልጣንና ገንዘብ ወይም ሞት ብለዋል።
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ግን ነህ
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ተባሂሉ ተባሂሉ ኣይትበል እታይ ትገብር ነርካ ሲቦል ትቅመጥ ሃሳዊ
@AAA-kc7jj
@AAA-kc7jj 2 ай бұрын
ካብ ክልቲኡ ጉጅለ ዝብሃል (ሓሳብ) ተዝቐርቡ ፅቡቕ ነይሩ: ብዛዕባ ጉባኤ ዝምልከት ዝተዛተይሉ በዙይ መልክዕ ምውፃእ ንህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም ድዩ ወይስ ንኣብይ ኣሕመድ? ኣብ ዛ እዋን ኣብይ ኣሕመድ ጉባኤ ግበሩ ህዝቢ ትግራይ ካላይ ናብ ጦርነት ዘእቱ እሞ ህዝቢ ትግራይ ንምፅናት ንመበል ካላኣይ ይፍክር ኣሎ: ኦነግ ኣብ ክልተ ተገሚዑ ጉባኤ ክገብር ንህዝቢ ኦሮሞ ኣይወግኣን ኣየፉራረሐን ውግእ ኣይከፈተን: ገና ካብ ኣኸባ ከይወፁ ኣብ ወፃኢ እንዳነበርና Facebook ይዝርጋሕ ኔሩ: ሚኒሊክ ኮነ ሃይለስላሴ ንስልጣኖም ክብሉ መፂኦም ክሕስዉ እዬም ይብሉ ኔሮም: ሕጂ ኸ ?
@RshanKahsay-oo1sb
@RshanKahsay-oo1sb 2 ай бұрын
ጠዓመ ንስኻስ ንሕውሕት ክት ወቅዱስ መለስ ዝፃሓፎ ቁንጥጥ ስልጣን ክትብል ነገሩ ሓቅኻ ባዓል ውዕለታ ገዲፎም ንዓ እንተምፅኡ ማዓልቲ😮
@memen902000
@memen902000 2 ай бұрын
ዓጀውጀው
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
ድሪቆም እየም አላህ ያጥፋቸው
@YemaneHalefom-ez2tf
@YemaneHalefom-ez2tf 2 ай бұрын
ጉባኤ ግምገማ ፍረጄ ...ናይ ሶሻሊዝም ባህሊ ኢዩ አይኮነን?አብ ማእኸል ንትጋሩ ካብ ዝብልዎ ሓደ ሪጂድ አዮም።ኢዩ።ሓደ ናይ ውልቂ ጋዜጠኛ(ካብ ዝነበሩ )እስኻቱም ባዶ ናሃለኹም ሓደ ሓሳብ ምምላኧ ካብኡ አይትወፁን ኢሉ ይቅልደኒ ነይሩ።ሀዚ ኩሉ ዝፍፅሞ ሕግን ሥርዓትን ኢዩ ዘድልይ ንትግራይ።ቅንዕናውን የድሊ ።ንዘሎን ንዝመፅእን ወለዶ ምሕሳብውን የድሊ።ባህልናውን ክፍተሽ አለዎ።ክልተ ሰለስተ ኮይንካ ናይ ምስራሕ ባህሪ እኳ የለን።አብ አ.አ.ከም ጉራ.ጎጃ.ሥል...ዘአምሰሉ ተሰሓሒቦም ልምዲ ይለዋወጡሞ ሓደ ከባቢ ይቆፃፀርዎ ቢዝነስ ይሠርሑ።ንሕና ግርጭት ናይ ግሊ ኢጎ ጥራሕ ምንፅብራቅ አሎ።እዚ እንስሳዊ /ደመ ነብሳዊ/ዶ አይኮነን?ምሰ ጅግንነት ሰብአዊነት ወሳኒ ኢዩ ንትግራይ።ንባዕዲ ጡዑይ መሲልካ ተቀባልነት ንምርካብ ህዝቢ ዘዋረዱ ዝጨፍጨፉ ምስዳድ ሰብአዊነት አይኮነን አምስሉ ኢዩ።ሰብአዊነት ምስ ቤተሰብ ጎረበት መሣርሒቲ ...አዩ መጀመርታ።ንምግላፅ ዘሸግር ዘይስተውዕሎ ጎዳኢ ባህሊ አሎ ።ወድብ ናይዚ ባህሊ ነፀብራቅ ከትከውን ትኸእል ዶ?ሶሻሊሰቲነተሰውን ወሲኻትሉ።
@gaydigets7061
@gaydigets7061 2 ай бұрын
እቲ ምእንቲ ትግራይ መስዋዕት ዘከፈለ እቲ ገድሊ ጨወየሞ እየም ሕውሓት እቲ ገድሊ ትክክል ነይሩ TDF ነዘም ሕማቃት ከብ ሞት አድሒኑውም ካብ ምምስጋን ሕጀ በአሻጥር ጦርነት ከጀመሩ የጎብጉብ አለው
@gebreegziabhergebremeskel7627
@gebreegziabhergebremeskel7627 2 ай бұрын
እቲ ምይይጥኩም ፅቡቕ ኮይኑ። ክትወስድዎ ዘለኩም ግና ህዝቢ ይዕዘበኩም እዩ ዘሎ። ኩላ ንኸብዳን ንጥቕማን እያ ትፍጭርጨር ዘላ። እቲ ሓደ ፅቡቕ ነገር ህዝቢ ትግራይ ብናታትኩም ዥዋ ዥዌ ዝብል ትግራዋይ የለን። ============== ዝተውሃበኩም ሓላፍነት ተጠቂምኩም ስርሑ እንተዘይ ኮይኑ ገለል በሉ። ናይ ቃላት ዲስኩርኩም ሒዝኩም ገለል በሉ።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
ተሓደ ናይ ዶር ሽሻይ ቲፎዞ እዩ እኒሀ ኔትዎርክ ከምዚ ድዩ?
@ErmiyasMehari-x7x
@ErmiyasMehari-x7x 2 ай бұрын
አታ ናይ ባዓልዚ ርአሲ ማለት አብይ ይርከብ ዋይ ምርጥ ፖለቲካኛ ንትግራይ ዝጠቅም ሰብ ሙሁራት የድልዩ ❤
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 2 ай бұрын
ሓቀኛ ግምገማ ክግበር እዋኑ እዩ ግሩም ምምኽኻር።
@haftomtesfay3112
@haftomtesfay3112 2 ай бұрын
መደናገርቲ ንሱኹም ኢኹም
@Micheal7200
@Micheal7200 2 ай бұрын
I buy in this (Dr.) man's idea.Mesmerizing that they disintegrate their capablity &competency. Unlucky.
@gebreyohanes9268
@gebreyohanes9268 2 ай бұрын
Staying tplf in government/power caused the problem of today and in the past. A political organization should come thru check and balance, running computations against other other political organizations and rivals. Tplf put its organization as an kingdom and only groups of people were controling the ararchy of the dynasty of tplf kingdom
@GmedhnMeressa-co3gr
@GmedhnMeressa-co3gr 2 ай бұрын
ህዝቢ ከድሕነካ መን ይምረሕዯ ዝበል ሓሳብ ክረእ ዘለዎ ነጥቢ ይመስኒ
@anwarmohamed-bf4hu
@anwarmohamed-bf4hu 2 ай бұрын
🤔🤔🤔
@MebrahtuGebregziabher
@MebrahtuGebregziabher 2 ай бұрын
ብሻቅጥ ሰባት እዮም፡
@tesfayabraha5657
@tesfayabraha5657 2 ай бұрын
ናይ ሰብአይን ሰበይትን ፓርቲ እያ ሕዋሕት .
@burhanaman5183
@burhanaman5183 2 ай бұрын
fekra gdfu hizbi tigray adhinu dagim torinet kitftru
@deresbinyam
@deresbinyam 2 ай бұрын
👎👎👎👎👎👎👎👎
@Aduniahope
@Aduniahope 2 ай бұрын
ዋይ ውርደት ሽሻይ ፅግዕተኛ ምብስባስ ምስተብሃለ ዳ ታይ ኣፍረሐካ ጉድ ሞባእ እንዳባገሪማ ዝበልዐ ባዕሉ ይለፋለፍ፤በል በል ንኢህአደግ ዘፍረሱ'ውን ፅግዕተኛታት ዮም፣ከም ኣብይ ዛ ውድብ ከይበላዕኹማ ከይበላዕኹሞም ዝግበኣኩም ክወሃበኩም ኣለዎ ኩሉ ነናቱ ይውሰድ፣ኣብ ህወሓት ሰራቂን ፅግዕተኛ ምስ ፀላኢ ዝሓብርን ናይ ዓቅሚ ጉድለት ስትራተጂካዊ ኣመራርሓ ዘይሃቡ ቅኑዓት ኣለው፤ዓቅሚ ብዓቅሚ ዘለዎ ይትካእ ሌባን ሓሽከር ፀላኢን ግና ሕማም ደሓር ስለዝኾነ ክእለ ኣለዎ
@SesenHadish
@SesenHadish 2 ай бұрын
ንስኹምስ...እኒ ኽስቶ ክጥርንፉኹም ? ንሶም ፖሊቲ ቢሮ ንሰኹም ተራ ካድረ.ኾይንኩም? ብዙይ ኣጋጣሚ እዚ ዓርሰ እምነትን ዉግንናይ ስቕ ኢሉ ኣይተረኸበን። ካብ ምምሃር እዩ፡ ምኽንያቱ ተተማሂርካ ስልጣን ብሕታዊ ናይ መነባብሮኻ መሰረት ኣይኸዉንን።ሰሪሐ ክነብር እየ ኢልካ ትዉስን።
@yayneshettesfai473
@yayneshettesfai473 2 ай бұрын
#1 Fair judgement is possible only after airing views from the two opponents! #2 Irrespective of their differences, all shall be individually and collectively held accountable for failing Tigray. They've done more than enough to misuse their power and exposed the entire people to all sorts of grave dangers!!!😂 #3 TPLF's firefighting cadres usually awaken once in a bloom after imminent crises reach their climax!
ጋዜጠኛ ግርማይ ገብሩ ኣብ ቀዛሕታ ፓድካስት
1:45:28
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
00:38
МишАня
Рет қаралды 2,5 МЛН
Introducing Ethiopian Capital Market - With Brook Taye - S07 EP64
2:24:24