ነቲ መድረኽ ዝተቃወሙ እንታይ ይብሉ? 2ይ ክፋል ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ

  Рет қаралды 11,258

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna

Күн бұрын

Пікірлер: 88
@Evrahmikael-rq8qy
@Evrahmikael-rq8qy 2 ай бұрын
Dr. Shishay ብጣዕሚ ደፋር ፣ orator ፣ ናይ ብሓቂ ተጋዳላይ ኢኻ። ኸማኻ ዝበለ የብዝሓዮ
@ArsemaTewelde-f9j
@ArsemaTewelde-f9j 2 ай бұрын
This is what we have been lacking and thank you Laza Media for entertaining such different thoughts.
@YibrahBrihane
@YibrahBrihane 2 ай бұрын
ደብረ ዕንይንይ ትግራይ የፍሪሳ ኣሎ ።ንስኻትኩም ግን ቀፅልሉ ቃልሲ የድሊ
@AbrhaKefey
@AbrhaKefey 2 ай бұрын
Excellent discussion and I hope your genies ideas will bring solution. I really appreciate these two genuis reflections and concerns about the future situation of Tigray people. Let's follow such wonderful person and save Tigray.
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 ай бұрын
Thankyou Dr shishay and Ato Teesme. What you have said is very/hard fact And winner idea all evaluation criteria and parameters. Thankyou very much
@moderbirhanu8922
@moderbirhanu8922 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ገላፂ ሓሳብ ዶ.ር ጉዑሽ ክምስገን ዝግበኦ ምሁር ላዛ ትግራይ በርትዑ
@semeregebrekidan6013
@semeregebrekidan6013 2 ай бұрын
Keep the good job🙏🙏ሓውና ተጋዳላይ ጋዜጠኛ ነጋ ዘርኡ ከምዚኦም ዝበሉ ተባዓት ኣቕርበልና።
@AfeworkiGebremariam-vv9bv
@AfeworkiGebremariam-vv9bv 2 ай бұрын
Dear Ato Teame,Thank you for presenting very important ideas
@kinfemesfin5749
@kinfemesfin5749 2 ай бұрын
What's important of it. It is covered by hatred
@سايمانيلمان
@سايمانيلمان 2 ай бұрын
ዶ/ር ሹሻይ ብጣዕሚ ሓቀኛ❤❤❤❤
@Dagibiruk-x6n
@Dagibiruk-x6n 2 ай бұрын
ዶክተር ብጣእሚ ትድነቅ ጀግና ተቃላሣይ ሥለዝኮንካ ቀጽለሉ ከማካ የብዝሓልና
@mohamedamanibrahim7429
@mohamedamanibrahim7429 2 ай бұрын
Thanks for this interesting interview.
@Adna-homna
@Adna-homna 2 ай бұрын
interesting interview
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 2 ай бұрын
You said it!
@TrueTyp
@TrueTyp 2 ай бұрын
ጠዓመ ዓረዶምን ዶክተር ሽሻይን ጀጋኑ
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 2 ай бұрын
100 percent!
@MuluWeldegebrial-m3y
@MuluWeldegebrial-m3y 2 ай бұрын
Keep it up @Laza
@fidleytube
@fidleytube 2 ай бұрын
ቀፅልሉ መእንተ ህዝብኩም አድሕኑ❤❤❤
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 2 ай бұрын
እቲ ካድረ ትብልዎ ዘለኹሙስ ብህወሓት ሳንባ ጥራሕ ዝትንፍስ ፍሉይ ተጠቃሚ እዩ
@zinabuabreha7110
@zinabuabreha7110 2 ай бұрын
ላዛ ሚድያ ፅቡቅ አለኹም ቀፅሉሉ
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 2 ай бұрын
Atta, iytibke indiu zabkiyena'zello, bella zen addina!
@GhaweryakmaryamAmaha
@GhaweryakmaryamAmaha 2 ай бұрын
ቅኑዓት ወገን ህዝቢ ትግራይ ኢኹም ጀግኑ ቀፅሉሉ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ለይባ ኩሉ ግዘ ዓቅሙዩ ዝሰርሕ ስለዚ ዓቅሞም እዮም ዝሰርሑ ዘለው ንሱኹም ድማ ዝበለፀ ተቃለስዎም ኣብ ጎንኹም ክኸውንዩ እቲ ውፁዕ ህዝቢ ላዛ ትግርኛ ውን ደስ ዝብል ፕሮግራምዩ ቀፅሉሉ
@Sew-mehon07
@Sew-mehon07 2 ай бұрын
ምሁራት ተጋሩ ስለ ዓድኹም ተቓለሱ ቀፅሉሉ❤❤❤
@beyenawahid
@beyenawahid 2 ай бұрын
ምስ መንግስቲ ደርጊ ዝግበሩ ኣብዝነበረ ቃልሲ: ህዝቢ ትግራይ ክነብረሉ ዝኽእለሉ ሃዋህው ዘይምዃኑ ተረዲኡ፣ ህዝቢ ትግራይ ብዝገበሮ ቃልሲ ናብ ዓወት ተሰጋጊሩስ መጻኢ ትግራይ ናይ ሰላምን ቅሳነትን መዋእል ከምዝኸዉን ዘማላኸት ኸይዲ ተጌሩ ተኣሚኑሉ ከምዝነበረ ምርዳእ ይካኣል። ኮይኑ ግን ድሕሪ እቲ ናይ ዕጥቃዊ ቃልሲ ዝተረኸበ ዓወት ዝነበረ ከይዲ ነዚ ዘረጋግጽ ኮይኑ አይተረኸበን። እንካብ 1983 ዓም ጀሚሩ ብሱሩዕን ብዘይስሩዕን ኣብ ትግራይን ኢትዮጵያን ስልጣን ንበይኑ ቢሒቱ ዝጸንሐ ዉድብ ህወሓት፣ጥቅልል ኣቢልካ እስካብ ሕልፈት መለስ ዜናዊ ኣብዝነበሩ ጊዝያት፣ ብፍላይ ድማ ደድሕሪ ሕልፈት መለስ እንዳተበላሸዉ ዝመጹ ኩነታት ምሰትዕዘብ፣ እቲ ዉድብ ኣካይዱኡ እንዳስተወዐለን ዉሽጥዊን ግዳማዊን ፖለቲካዊ ምዕባለታት እንዳፈተሸን እንዳገምገመን ዘይምምጻኡ ትርዳእ። ይግምግሞም እንተኔሩዉን ግምገማኡ ጉጉይ ምንባሩ ትርዳእ። ብሓፈሻ እንትርአ ኣብ ዘመን ስልጣን ህወሓት ነዚ ርዲኢት ዘረጋግጹ ቡዙሕ ኣብነት ምቅማጥ ይካኣል። ህወሓት መእንቲ ህዝቢ ኢሉ ብንጎሁኡ ሒዝዎ ዝተሰእ ዕላማ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እንዳበልዐ ምምጻኡ፣ ኣብመውዳእታ እቲ ዉድብን መሪሕነትን ናብ ዓቀይትነት ዝተቀየርሉ ኸይዲ ምንባሩ፣ ህዝቢ “ኣይፋልኩምን” እንትብል ወግሐ ጸብሐ “በስቢሰናለናሞ ይቅረ በሉልና፣ካብበዚሐዚ ተሃዲስናን ተቀይርናን ህዝብና ክንክሕስ ዕድል ሃቡና” ኢሉ በቢእዋኑ ምሕጽንታ እናቅረበ ዕድል እንትዋሃቦ ዘይማሓይሽ ምንባሩ ጥራይ ከይኮነስ “ትግራይ ንሕና ተቃሊስናላ ንሕና ኻኣ ዝሓሻ ንፈልጠላ” ብምባል በቢእዋኑ ኪማሓየሹ ዝነበሮም ኩነታት እንዳ ዓፈነ ምምጻኡ፣ “ኩነታት ትግራይ ይለወጥ አይለወጥ ብዘየገድስ "ትግራይ ብዜካናስ ዘማሕድራ አይክህሊን” ኢልካ ኣሚኔካን ተቀቢልካን ምሕዳር፣ እቲ ዉድብ ምሕደራ ትግራይ ብዝምልከት ተፈጥራዊን ዕላዊን ሓላፊነቱን ከም መዋእሉ ጌሩ ኣሚኑስ “በስቢስና” እንዳበለ ናዓርሱን ንትግራይን ናብ ዘይትስከሞ መከራ ሒዝዋ ዝጣሓለ ምዃኑ ወዘተ እንትዕዘብ እቲ ዉድብ ንትግራይ ክንደየናይ ናብ ጥፋኣት ዘእተዋ አካይዳ እንዳተኸተለ ዝመጸ ምዃኑ ግልጺ ኾይኑ ይራኣየካ:: ትግራይ ካኣ ብከምዚይ ዝዐዓይነቶም ዓንተራት መራሕቲ ንሓያል ዘመን ተመሓዲራ ሐዚ ኣብ ከፉኣ መዋጥር ትርከብ:: "ዓንተራት መራሕቲ" ሰልጣን ንነዊሕ እዋን ዝባሕትሉ ኩነነተታት እንትፍጠር ዘማላኽት ኩነታት መግለፂ እንትኸውን ምስ ግዘ ውን ናብ ውልቀመላኽነት(Autheritarianism)ይዓቢ:: ከምዚይ ዝዓይነቱ ሰርዓት ሱር ምዝሰድድ ሰልጣን መንግስቲ ብውልቀሰባት ወይካኣ ገዛኢ ፓርቲ ንሓያሎ ግዜ ተታሒዙ ምስዝፀንሕን እቶም መራሔቲ ውን ፍፁም ዝኾነ ናይ ገባሪ ሓዳጊነት ሰልጣን ጨቢጦም ንህዝቢ ከይኮነስ ንዓርሶምን መጫፍርቶምን ብዘይምንም ተሓታቲነነት ናይ ህዝቢ ሃብቲ ከምድላዮም ብዕላዊን ብዘይዕላዊን ኣግባብ ምጥቃምን ምጉሓልን ቀንዲ ዋኒኖም ጌሮም: ጉዳይ እቲ ህዝቢ ዘየገድሶም ይዀኑሞ መወዳእትኡ ነቲ ህዝቢ አልሚሶም ንባዕሎምውን ይጠፍኡ :: እዚይ ዝዓይነቱ ምሕደራ ካኣ ኣብ ትግራይ ሱር ሰዲዱ ንርእዮ:: ሀዚ ሀዚማ በዘይሕንከትን ብንዕቀትን መንከማይነትን ከምኡውን ሌጣ መሃይምነት ዘዳፍኦ ብዝመሥል ድፍረት "ፈተዃ ፀላእካ ትቅበል ትቅበል" ዝብል ብ ሓይሊ መልጢ ሥልጣን ክምንጥሉ ምእንፋቶም ብግሉፅ ይራኣይሎ:: አዚይ ድሕሪ ሐዚ በቃ ይኣክል ክባሃል ዘለዎን ድሕሪ ሐዚ ፈፂሙ ዘይፍቀድጉዳይ ከምዝኸውን ርድእ ጌርናኗ: ሀዚ እቲ ግምት ጀሚርዎ ዘሎ ኣሳታፋይን ሓቜፋይን ከይዲ ሓዊሱ ካልእት ዲሞክሪሲያዊ ከይዴታት ኣታኣታቲው ንትግራይ ናብ ዳግመ ህንፀትን ድሕነትን ከሰጋግራ ዝኽእል ሓዱሽ ወለዶ መሪሕነት ክትማሓደር ይግባእ:: እንተዘይኮይኑ ትግራይ ዓርሳ ንዓርሳ ንክትበልዕ ናይ ጥፍኣት ማኣዲ ከምተቐርብ ዘላ ተረዲእና: ነቲ ዝበስበሰ ኣመራርሓ ክንኣልዬ እቲ ሀዚ ዘለናሉ እዋን ኣፍ ከፊቱ ዓይኑ ኣፍጢጡ : በቲ ሓደ ገፅ ናይ ድሕነት በቲኻልእ ገፅ ካኣ ናይ ንስንስኻ ምብላዕ ሓደጋ ደወል የሰማዓናሎ'ሞ: እቲ ናይ ድሕነት ደወል ሰሚዕና ካብ መዓትን መከራን ንገላገል::
@user-xm8wn9mr6v
@user-xm8wn9mr6v 2 ай бұрын
ከማኸቱም ዝበለ ዝነቀሑ ሰባት ትግራይ እናሀለዋ ከም ደብረ ፀገም ዝአመሰሉ ደናቁር ንቅድሚት ክመፁ ምርአይ መሕፈሪ እዩ::
@hailuassefa6646
@hailuassefa6646 2 ай бұрын
Keep up 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 2 ай бұрын
Iza dass natei iya zibelewin neta dynasti yaraguda!
@yontig
@yontig 2 ай бұрын
Taeme lebumkha ehka. .Good job!!!
@ST-lt2rw
@ST-lt2rw 2 ай бұрын
ጀጋኑ ኢኹም 👏👏👏👏
@tsegaygkirstosnegash3836
@tsegaygkirstosnegash3836 2 ай бұрын
ክልቴኹም ዝሀብክምዎ ሓሳብ ደስ በሀሊ እዩ ንዓኻትኩም ደፊአ ህወሓት አበይ ከምትበፅሕ ንሪአ ተስፋ ንገብር ከማኹም ዝበለ በዚሑ ብሉፅ ሓሳብ ክስዕር።
@michaelassefa1897
@michaelassefa1897 2 ай бұрын
ውድቀት ስትራተጂክ ኣመራርሓ ማለት እቲ ኣመራርሓ ብፍላይ ብርክት ዝበሉ ኣባላት ማእኸላይ ኮሚቴ ኣብ ግዕዝይና እንትጥሕሉን ነዚ ንምክልኻልን ንምሕላውን ድማ ስልጣን ከም መሳርሒ እንትጥቀሙ ዘጋጥም እዩ። ከባብያውነት ድማ ከም መሳርሒን መሕቢእን ይጥቀሙ። ካልኦት ፖለቲካዊ ዛዕባታት ከም ሪፎርም፥ ዴሞክራሲ፥ ሰላም ወዘተ ዝብሉ እዋናዊን ዘይእዋናዊን ዛዕባታት ኣጀንዳ ክገብሩ ይፍትኑ፥ ይፈጥሩን ይጥምዝዙን። እዚ ሓይሊ ድማ ውድቡን ህዝቡን ክጠልም ዝኽእል ሓይሊ'ዩ። ምስ ፀላእቲ ክሰርሕ ይኽእል። ሓደገኛ ሓይሊ'ዩ። ኣብ መወዳእታ ግና ኣብዝሓ ይነቕሕሉ። ተፈልዩ ይወፅእ። ቅድሚ ኩናት ጀሚሩ ንብዙሕ ዓመታት እናተኣከበ ዝመፀ ፀገም'ዩ። በቢብርኩ ናፃ መድረኻት ገምጋም፥ ፅሬትን መፅናዕትታትን ጌርካ ፖለቲካዊ፥ ምምሕዳራዊን ሕጋዊን ስጉምትታት ምውሳድ እዩ እቲ ዘላቒ መፍትሒ። በዚ መዳይ ነዊሕ ርሕቐት ተኸይዱ ኣሎ። ተሓታትነት እንተዘይተረጋጊፁ ግና እቲ ስጉምቲ ግዝያዊ መፍትሒ ካብ ምኻን ኣይሓልፍን።
@GoiteomTeklay
@GoiteomTeklay 2 ай бұрын
ተዓወት
@TesfuGEREKIDAN
@TesfuGEREKIDAN 2 ай бұрын
ብትብዓት ድፍረትን ድኽመት ህዋሕትን ኣብ ሚድያ ደርግሕዎ ትግራይን ትግረዋይን ዘለኣለም ክነብር እዩ ። ካድረ ይኩን ማእከላይ ኮሚቴ ድሕሪ እንስሳ ትግራይ እዮም ።
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 ай бұрын
Anbesa Dr shishay , Haki tezaribika ab mengedi dekis
@WeldegebrielWeldsh
@WeldegebrielWeldsh 2 ай бұрын
ቖፅለሉ ላዛ ሚድያ ከምዚኦም ዝመሰሉ ተንተንቲ ኣድለይቲ እዮም ንህዝቢ ትግራይ
@GoiteomTeklay
@GoiteomTeklay 2 ай бұрын
ከባብያውነት ዝፈጥሮ እቲ ዓብላሊ ጉጅለ እዩ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
ደብረፃንተት ምሰ ዓለቱ ኣብቲ ናይ ቀሰ ንበል ዝመል ዘሎ ቦታ ሰለ ዘይብሉ ዱዩ ናብ ኩናት ዝዲፊኢ ዘሎ ።ኣይትኸውኒን እያ እቲ ነትወሪክ ክብተኾ እዩ ዘለዎ ህዝብ ያዓቢ እናበሉኩም ታቃለሱ ዘለኩም ጀጋኑ ክብሪ ይግባኣኩም❤🙏
@GoiteomTeklay
@GoiteomTeklay 2 ай бұрын
ንባህሪ ዕሱብ ካድረ ብልክዑ ገሊፀሞ።
@gebrekirosgeremedhin4282
@gebrekirosgeremedhin4282 2 ай бұрын
Enough is enough no more tplf, Tigray should be lead by the young generation
@yemanetsegaye2985
@yemanetsegaye2985 2 ай бұрын
Pls come down better to discuss with the higher officials
@tsegaalemberihu1943
@tsegaalemberihu1943 2 ай бұрын
ብጠዓሚ ፅቡቅ ጅማሮ እዩ ላዛ ትግርኛ ቀፅሉሉ አንቱም ተሓተትቲ ድማ ፅቡቅ ጅማሮን ናይ 1993 ዓ ም መልሲ ዝሰአንኩሉ ሕቶ እዪ ሐዚ ተመሊሱለይ እሞ የቀንየለይ
@fitsumfesehaye5108
@fitsumfesehaye5108 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fisshadesta
@fisshadesta 2 ай бұрын
ሓቂ ይብካ
@baqr4383
@baqr4383 2 ай бұрын
Gena ktfersu ekum Hasadat
@TamratBerhe-yf7kx
@TamratBerhe-yf7kx 2 ай бұрын
አረ ይመችኻ ንፉዕ ትግራዋይ
@SamsonGerezgiher
@SamsonGerezgiher 2 ай бұрын
ሓቃዊ ዝኾነ ሓሳብ ክቅፅል ኣለዎ ንህዝቢ ጠቓሚ እስካብ ዝኾነ ጠንክሩ
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 2 ай бұрын
ሓቂ
@Galaxy-jt4xe
@Galaxy-jt4xe 2 ай бұрын
If you don't like TPLF, get out and form your own party. You two should be evicted from TPLF.
@gebreegziabhergebremeskel7627
@gebreegziabhergebremeskel7627 2 ай бұрын
ነቲ ዘመያይጦም ጋዜጠኛ ዝህቦ ርኢቶ ======================== ከም ጋዜጠኛ ሕቶታት እናልዓለ ዝርዝር ሓሳባት ክገልፁ ኣጥቢቑ እናሓተተ እቲ ዝምልስ ሸዊዱ ክኸይድ ኣብ ዝደልየሉ ደጊሙ ብምሕታት ሓቂ ክወፅእ ምግባር እዩ። ነገር ግን ኣብ ነጋ ዝተዓዘብክዎ ምስቶም ቃለ መሕትት ዝገብረሎም ዕዱማት ሓሳባቶም ብምድጋፍን ተመሳሳሊ ሓሳብ ሒዞም ከም ዝመፁ የርኢ። ========= ጋዜጠኛ እወ እማንካ እናበለ ሓሳባት ምምቓል ኣየድልን። Be partial to all journalists.
@qemer.1
@qemer.1 2 ай бұрын
እታ ናይ ኣኒማል ፋርም ታሪኽ ግን ከማኣ ኣይኮንትን።እቲ ሓሳብ ግን ጽቡቕዩ።
@MuezKebede
@MuezKebede 2 ай бұрын
Doc used realy good explanation. the Victim nicotine.
@Gahdi-ig6hb
@Gahdi-ig6hb 2 ай бұрын
መዓዝ እዮም ተቃሊሶም 80%ተሓቢኦም ዝነበሩ ብዓሌት ዝተኣኻኸቡ እዮም ከባባውነት እንተኾነ 50ክኾኖ እዩ ንሱውን እቲ መሪሕነት መውቂዒ ካብኡ ሓሊፉ የቅትል ነይሩ እዩ።
@GebregergsGebreslasie
@GebregergsGebreslasie 2 ай бұрын
ሕዋሐት ግን ምሰ ገይታች ዘለዋ ጸገም እንታይ ኢዩ ትትነግረና ባዕላ ጸቡቅ ነይሩ ክሳብ ዘይነገሩና ከመይ ገርና ክንሕዞምን ክንነቅፎም ተጸጊም አለና ሑሲም ቅንኢ ተሰሚዕዎም ዝብሉ ሰባአት አለው አይን ኢዩ ትሓቂ
@KK-iv9gt
@KK-iv9gt 2 ай бұрын
አንቱም መዋቅዕቲ ህውከት ንህዝቢ ትግራይ ላፋሐርኩም ትውዕሉ መድረኽ ብድምፂ ዝተሳኣረ አብዝሐ ዝደገፎ ተቀቢሉ ይኸይድ ታይበሉ ዝተቃወሙ ዝባሐል በይን ዲሞክራሳዊ መሰርህ ዕዩ ህውከት ድራርኩም ባንዳታት
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
ደብረፃንተት ምሰ ዓለቱ ኣብቲ ናይ ቀሰ ንበል ዝመል ዘሎ ቦታ ሰለ ዘይብሉ ዱዩ ናብ ኩናት ዝዲፊኢ ዘሎ 😕ኣይትኸውኒን እያ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 ай бұрын
ኣውራጃዊነት ብናይ ሎሚ ዞባዊነት ንተከኣዮ እሞ: ከም ግምትና ማዕኸላይ ዞባ በዚ ከባቢያዊነት ትሕመ እያ:: ከምቲ ብተለምዶ ኣብ ኢትዮጵያ ሸዋ ኣውራጃ; ኣብ ውድባት ድማ ሻዕቢያ ኣብ ሓማሴን( ዞባ ማዕከል) ህወሓት ኣብ ዓድዋ ተሓቢኦም ንኻልእ ሓቖፍቲ ምምሳል ጥራይ ኮይኑ ከይህሉ እንተሃሊዩ እውን ብግልፂ እንተዘይ ተዘሪብሉ ውዒሉ ሓዲሩ ንኻሊእ ኸባቢ መጥፍኢ እዩ::
@IsacAbera
@IsacAbera 2 ай бұрын
ኣብ ክልተ ዝጓነፁ ሓሳባት ዝሓሸ ንድሚት ብተነፃፃሪ ዝወስድ ምምራፅ እዩ ኣብዩኩም ብግልፂ። ኣጃሚልካ ምውሳድ እዩ እቲ ጌጋ ኢና እንብል ዘለና ደናቁርን ብዕድመን ሕሊናና ኣይኣረገን ኢና እንብል ዘለና እረጉ ኢድኩም እግርኹም ኣርንቡ ኣይትበሉና።
@AlayTesfaldet
@AlayTesfaldet 2 ай бұрын
ነጋ ህዝቢ ብዉነ ይከታተል ሎ ዉድብ ከይትድሕንዲሒና ሓዲራ ያ ዞም ብራኽ ትግራይ ዝደልዩ ምቅራብካ ፅቡቅ ዩ
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 2 ай бұрын
Izutibluwo'zelekum nay kalai weyane nay hamsa amet MO iu dekkey!
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 2 ай бұрын
This is typical tplf's MO
@davidteklehaimanot4377
@davidteklehaimanot4377 2 ай бұрын
Kalai weyane nihizbi Tigrai ni hamsa amet ni'medeta zimicho wedi'medit gerra iyya hangollu serihato; hizzi, ittu wedi'medit izui are bidengola kemzizebxekum de' a keitigebro imbey kiliwexis iytifekidelun; ginn, iziher yihagizkum, ajokum bertioo! Tsibukat tesffa hizbbi ekum!
@IsacAbera
@IsacAbera 2 ай бұрын
ንቅድሚት ዝወስድ ሓሳብ ዘይብልካ በለፅኩ ምባል ሕሉፍ ታሪኽ ምቅዋም በዕድመ እትፍርጁ ሰባት ብስለትኩም የርኢየኒ። ግን ብሱል ሓሳብ ዘይረአኹልካ ኮይነ እምበር ኣብ ፀረደርጊ ታሪኽ ምንባር ኣኮነን universal truth with concret truth ክተጋናዝብ ስለዘይረአኩኻ እየ።
@anwarmohamed-bf4hu
@anwarmohamed-bf4hu 2 ай бұрын
በስቢስና ተለይኾነስ ነቲሕ ኾይንና በሉ
@KIDANEMARIAMGard
@KIDANEMARIAMGard 2 ай бұрын
እዚኦም ዝበስበሱ 83 አ/ም ስልጣን ገንዘብ ምስ ሀዙ ነቲ ተጋዳላይ ዝሀሸ ንቅሀት ዝነበሮ አብ መላእ ሀገር ብጅምላ ምብራር ምእሳር ምእፋን ካብ ሁመራ ክሳብ ጎዴ ተገይሩ ድህሪኡ እላማ ይእመን ምበር ዘይተምሀረ መራሂ ክከውን ይክእል ኢሎም ብአቀይታይ ክምራህ ተገይሩ ንዝቃወሞም ማ/ኮሚቴ ለይትን ቀትርን ይሰርህ አሎ ኢሉ ንባእሉ ተከላኪሉ ነቲ ሀሳብ ዝሀበ ይባረር ለማኒ ይከውን
@ContentColourfulShirt-tw1il
@ContentColourfulShirt-tw1il 2 ай бұрын
ነጋ ዘርኡ ንህወሓት ዝነቅፍ ጥራሕ ኢኻ ተቅርብ ንህወሓት ዝድግፍከ ንምንታይ ዘይተቅርብ ? ሄዝቢ ይዕዘበካ ኣሎ :: ትኽክል ኣይኮንካን ኣብ ልዕሊ ዉድብ ህወሓት ዘለካ ውልቃዊ ፅልኢ ትፍኣዮ የሳቅየካ ኣሎ :: ውድብ ህዝቢ ሒዛ ንኹሉ ክትሰግሮ እያ :: መሲሉኩም እምበር ዓፋሮ ሓሻኽር ባንዳታት::
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 ай бұрын
What Maters is the core and accepted idea ,not Arogants dominat vote
@ukbayc
@ukbayc 2 ай бұрын
ሸፋት መራሕቲ ዓድዋ ተጋሩ ወሪሮሞ ዘለው ናይ ዓጋመን 70 እንድርታ ክመልስዎ ኣለዎም መቐለ እኮ ኩሉ ብደቂ ዓድዋ እዩ ተወሪሩ ዘሎ ደቂ መቐለ እኮ ኣገልገልቲ ደቂ ዓድዋ እዮም ኮይኖም ዘለዉ
@LovelyChameleon-ix7bx
@LovelyChameleon-ix7bx 2 ай бұрын
እዋይ ህዝቢ ትግራይ ጉድ ረኽቡ ንስልጣን ክትቢል ሲ ህዝቢኻ ትርስዕ
@TgTg-p8n
@TgTg-p8n 2 ай бұрын
ዶ/ር ወዲ ተቓላሳይ ኢኻሞ ንህዝቢ ትግራይ ኢልካ ተቓለስ፣
@Helenlove-ijkr
@Helenlove-ijkr 2 ай бұрын
Hizbi tigray Selam terah eyu zedeli.. endegena nab tornet nay metaw moralawi tenkekare yebelnan
@TekaGebrekidan-y6b
@TekaGebrekidan-y6b 2 ай бұрын
ሃሻውይ እካ አተሃትፍ???
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 2 ай бұрын
ጀ/ል ጻድቃን ዝተዛረባ ሐንቲ ታሪኻዊት ዘረባ አላ። ንሳ ድማ "ሐይልን ገንዘብን ዘይቕይሮ ነገር የለን" ትብል እያ። እዛ ዘረባ አብይ አሕመድ እዩ ተዛሪብዋ። ጀ/ል ጻድቃን እዛ ዘረባ ካብ አፍ አብይ አሕመድ ምስ ሰመዐ እዩ " እታ ዘረባ አብ ትግራይን ተጋሩን ከምዘይትሰርሕ ንምርግጋጽ ምስ ብጾቱን ህዝቡን ናብ በረኻ ወጺኡ ንኽጋደል ዝወሰነ”። አብይ አሕመድ እዛ ዘረባ ክዛረብ ከሎ ናይ ኢትዮጵያ ሀብትን ስልጣንን ሐይልን ምስ ተቖጻጸረ....... ጥራሕ ዘይኮነስ ናይ ምዕራባውያን ናይ ዓረብ ሀገራት ልእኹቶ ከምኡ`ውን ናይ ካልኦት ጎሮባብቲ ሀገራት ሐይልታት አብ ጎኑ ከምዝኾኑ ናይ ገዛ ዕዩኡ ሰሪሑ ምስ ወደአ እዩ። ሕዚ እውን ዝኾነ ናይ ገዛ ዕዮ ሰሪሐ ወዲአ አለኹ ኢሉ እዩ ዝአምን። ንሱ ድማ እንታይ እዩ "አቐዲመ ንተጋሩ ከም ህዝቢ፣ ሕወሐት ድማ ከም ፖርቲ ብውግእ ብዕጽዋ ኽባ፣ ብጥሜት፣ ብሕማም ብጆኖሳይድ አዳኺመዮም እየ" ተሪፋትኒ ዝነበረት ንተጋሩ አብ ውሽጦም ከም ቫይረስ አትየ ብቡዙሕ ስልትታት ሽርሕታት ብገንዘብ ብረብሐ ገማሚዐ ነንሕድሕዶም አባሊዐ አብ መወዳእታ እቲ ጀሚረ ዘይወዳእኽዋ ተጋሩ ናይ ምጽናት ከሙኡ ድማ ውድብ ሕወሐት ሐንሳብን ንሐዋሩን ንምጥፋእ ናይ ትግራይ ፖሎቲካዊ ቃልሲ ታሪኽ ነበረያ ነበረ ናይ ምግባር ሉኡኹቶይ ከሳኽዖ ይኽእል እየ ትብል እያ። አብ ዝሐለፉ 2 ዓመታት ብስውር ነዛ ስራሕ ክሰርሕ ጸኒሑ። ቢልዮናት ገንዘብ አፍሲሱ እዩ። ሕዚ ስርሑ ሰሪሑ ወዲኡ ስለ ዘሎ አብ ቀረባ ናብ ብዓይኒ ዝረአ ተግባር ኽሰጋገር እዩ። ተጋሩ ስኽን ንብለሉ ውልቃዊ ጡሙሕና ናብ ውሽጥና ውሕጥ አቢልና። ብቑኑዕ ልቦና ኢሂን ሚሂን ንባሀለሉ እዋን ሕዚ እዩ። አብዚአ እዋን fail እንተገይርና ን አሽሐት ዓመታት ቅንዕ አብ ዘይንብለሉ ጨሪስና ንጸንተሉ ኹነታት ኽፍጠር እዩ። ንተጋሩ አብ ታሪኽና እታ ዝጸንከረት እዋን ሕዚ እያ። እሞ እንታይ ድአዩ ክግበር ዘለዋ መልሳ ሐንትን ሐንትን እያ። "ቆቓሕ" ምኻን ሐድነትና ምስጣም " regular political games” ጥራሕ ዘይኮነስ " street smarts political game” አተሐሳስባ ከነማዕብል ይግባእ። መኸተና ካብ ዝሐለፈ ብዝሐየለ ንኹሎም ሽርሕታት ሽጣራታት ብቡዙሕ angel እንዳ ረአና ብተዓጻጻፋይ መኸተ ኽንብድሆም ይግባእ። አብይ አሕመድ ገና ሉኡኹቱኡ አይወደአን። ንሱ ጥራሕ ዘይኮነስ እቶም "ሐይልን ገንዘብን ዘይቕይሮ ነገር የለን" ኢሎም ዝአምኑ ብድሕሪ አብይ አሕመድ ዘለው ገዘፍቲ ሐይልታት ይኹኑ አብ ጎኑ ዝተሰለፋ ንአሽቱ ሐይልታት ልኡኹቶኦም አይወድኡን። እዚ ሐቂ አብ ባይታ አብ ዘሀለወሉ እዋን ኢና ተጋሩ መኸተና ወዲእና ኢልና ሱቑ ኢልና ኢድና አጣሚርና ንሪኢ ዘለና ዝመስለኒ። ካብ መኸተ ምብኳርና ጌጋ እዩ። ሐድነትና ምልሕልሑ ጌጋ እዩ። እዘን 2 ጌጋታትና ከቢድ ዋጋ ከየኽፍላና ዓቢ ስግአት አለኒ። ብወገነይ ልዕሊ ዝኾነ አብ ነንሕድሕድና ዘለው አፈላላያት ሽግራት ጸገማት ምኩርራይ ወዘተ አብ እቶም ናይ ጽንተት ሐይልታት ዘሎ ሽርሒ ይብርትዕ ኢለ እየ ዝአምን። ንኸምኡ እየ እውን ሕዚ እውን ተጋሩ አብ መኸተ እንተወፊርና። ሐድነትና እንተ አስጢምና። እዚኤን አጽኒዕና እንተ ሒዝና ኢና ሙሉእ ዓወት ንዕወት ኢለ ዝአምን። መኸተ አይተወደአን ገና ብቐሊሉ እውን አይወደአን እዩ። ምኽንያቱ በቶም ኩሎም አብ ጽንተት ተጋሩ ዝተዋፈሩ ንአሽቱ ይኹኑ ዓበይቲ ሐይልታት እቲ ናይ ጽንተት ተጋሩ project ብሐያል መኸተን ሐድነትን ተጋሩ እቲ ዝተሐስበ ሹቱኡ ከይሀረመ ተኾሊፉ ዝብል እምነት እዩ ዘለዋም። እቲ ናይ ጽንተት project መልክዑ ቀይሩ ኽካየድ እዮም መሪጾም። ስርሖም ክሰርሒ ጸኒሖም ሕዚ ቀስ ብቐስ ዓይኑ እንዳ አፍጠጠ ናብ ዝመጽእ ጽንተት ብሐባር ክወፍሩ ይሸባሸቡ አለው። ሕዚ እውን መኸተ.. መኸተ.. መኸተ..መኸተ... ሐድነት... ሐድነት... ሐድነት... ከነቐጽሎ ይግባእ። Let us be smart ኩሉኹም ደቂ እዛ ቅድስትቲ ስፍራ ደቂ ዓደይ ትግራይ ጀጋኑ።
@alemwgebrail5317
@alemwgebrail5317 2 ай бұрын
ዚኦም ትግራ ክበታትኹ ተሲኦም ኢዮም ባአል ዶ/ር ሽሻይ ከስሙኡ አለዎም ናይ ስብሐት ምኽሪ ኢዮም ዝገብሩ ዘው ባዓል አለም ገ/ዋህድ ካብ ዋትስአፕ ሰሚዒናዮ ኢና
@tesfayegebrehiwot7709
@tesfayegebrehiwot7709 2 ай бұрын
ብመንጋ ብበዝሒ ሰብ ብናይፖለቲካ አበላት ገርካ ምውቃዕ እንደአ ተሊኡ ጸረዲሞክራሲ ምዕፋን እንተአተሊኡ እሱ ኢዩ ትግራይ ናይ ዝትወሰነ ሰባት አይኮነትን ።
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
መንጋ❌ ዕስለ✅
@TweklnaAllah
@TweklnaAllah 2 ай бұрын
ኩሉኹም ንስልጣንኪኩም ኢኹም ብዛዕባ ህዝቢ ክትግደሱ ኢኹም ዝብል እምነት የብለይን ክልተ ዓያሹ እንትባኣሱ ሚስጢሮም ይዋፅኡ ኢዩ ነገሩ ጌታቸው ናይ ኣብይ ስታይል ዳርጋ ኣፍቲ ናይ ፈለማ ምንቅስቓሱ ብዚዕባ ከባብያውነት ኣብ ግዝያዊ ምምሕዳር ክንዲ ገለ ዝኾነ ፀፍሒ ሓላፍነት ተሸኪሙ ኣብ ሚድያ ቀሪቡ ዘንፀባረቖ ከባብያዊ ኣተሓሳስባ ብግልፅ ሰሚዕናዮ ኢና ንኩሉኹም ኣግሊስካ ሓዱሽ ወለዶ የድልየና ኣሎ እዚ ድማ ብጉባኤ ኢዩ ኬኸውን ዝኽእል ተስማዕሚዕኩም ጉባኤ ጌርኩም ስልጣንኩም ንመንእሰይ ወለዶ ኣረክቡ
@girmayyohannes2828
@girmayyohannes2828 2 ай бұрын
THE SO-CALL Phd holders in todays Ethiopia are the clàssical exp. Of acadamic Waggishness .
@Haftay-s6j
@Haftay-s6j 2 ай бұрын
ሐቂ ዝኾነ ሐሳብ ሕወሓት ሎሚ ዘይኮነ ፈሪሱ ብ1990 እዩ ።
@adonay7097
@adonay7097 2 ай бұрын
መንጃራት ነንህድኩም ተባልዑ ድዓ፡ ጥዑም ዘይወፀኩም
@GoiteomTeklay
@GoiteomTeklay 2 ай бұрын
ከማኹም ኣሻሓት ትውለድ ትግራይ
@Haftay-s6j
@Haftay-s6j 2 ай бұрын
ንስልጣን ብቻ ዝተቀመጠ ሓይሊ ህዝቢ አይናቱን ።
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
ብቻ❌ ጥራሕ✅
@gheberemskelbereket1368
@gheberemskelbereket1368 2 ай бұрын
አናቁሩ ተናቆሩ ዳሕራይ ዝመፅእ ኩሉኹም አቢ መፁኡ ገሌኻ ንሰማይ ገለኻ ንእሰርቤት ክትወርዱ ስርሑ
@abezgiasgedom5895
@abezgiasgedom5895 2 ай бұрын
አብ 2 ተከፉልኩም ህዝቢ ትግራይ ዝቀደመ ከይአኽሎ ሐዚ ውን ሐሳሩ ተብልዕዎ አለኹም ፣ አብዙይ መፂኻ ገታቸው ገቦዝ እዩ ፣ እቲ ሓደ ናይ ስልጣን ዳይነስቲ እዩ እናበልካ ነቲ ትድገፎ ምሙጓስ ንቲ ሓደ ምኽሳስ እንድዩ ዚነሀ፣ ከመዙይ ካብ ኮነ ጎን ክልተኹም ንህዝቢ አይትምጥኑን ፣ በቃ ጥፍኡልና አይንደለየኩም ፣ ድሕሪ ሓዚ ህዝቢ ንዓኹም ንምድሓን ኢሉ ዝገብሮ ቃልሲ የለን ። ማኒም አብዙይ ንፁህ እየ ዝብል ሰብ የለን ፣ ብያንስ ኳ እዋኑ አብዘይጠልቦ አብ 2 ተኸፊሉ ባዕሉ ንባዕሉ ምክሳሱ ጥፍአተኛ እዩ።
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 2 ай бұрын
ቀደም ናይ ከባቢ መሳፍንቲ ኢድ እንተዘይ ነሲእኻሎም ወይ ዝኣዘዙኻ እንተዘይ ኣማሊእኻ; ኣብ መሬት ኣውዲቖም ብበትሪ ሓመድ ይገብሩኻ ነይሮም:: እስኪ ኣብዚ ዘበን እዙይ ብግብሪ ምዕቡልን ፍፁምን ዲሞክራሲያዊ ምሕደራን መስርሕን ዓሲሉ ኣሎ ኢሉ ዝከራኸር ሰብ ብመርትዖ ኣብ ሚዲያ ቀሪቡ የርድአና::
@ukbayc
@ukbayc 2 ай бұрын
እቲ ሽግር ዓጋመን 70 እንድርታን ኣምጻር ተጋሩ ዓድዋ እዩ ዘሎ ትግራይ ዝብል ንዓድዋ ተጋሩ ጥራይ እዩ ዝምልከት ስለዚ ክልል ዓጋመ ክልል 70 እንድርታ ክእውጁ ኣልዎም እንተ ዘይኮይኑ ኣብዚ ዝመጽእ ዘሎ እዋን እቲ ክመጽእ ዝኽእል ውግእ ሕድሕ ዝዓግቶ ፍጹም የለን !!!
@adonay7097
@adonay7097 2 ай бұрын
ዘረባኩም ዘረባ ፍልልይ ንመን ይረብህ ክፉዓት፡፡ ህዝቢ እንታይ ይደሊ ኢልኩም ዘይትሓስቡ፡አየ ተጋሩ
@MesfinAbay-u8t
@MesfinAbay-u8t 2 ай бұрын
Banda banda
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,9 МЛН
怎么能插队呢!#火影忍者 #佐助 #家庭
00:12
火影忍者一家
Рет қаралды 12 МЛН
龟兔赛跑:好可爱的小乌龟#short #angel #clown
01:00
Super Beauty team
Рет қаралды 24 МЛН
Muza Tv- ርእይቶ ንጌታቸው ረዳ- New tigrigna comedy
8:56
አዳዲሶቹ የመንግስት ሹመቶች @ethiopiareporter
9:49
Ethiopian Reporter / ሪፖርተር ኢትዮጵያ
Рет қаралды 1,3 М.
ከታልሉ ይኽእሉ እዮም ግን ኣየምልጡን - #ላዛትግርኛ
47:39
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 3,6 М.
የ ቀን የአማርኛ ዜና ጥቅምት 8 - 2017 ዓም - Abbay News - Ethiopia
8:13
ዓባይ ዜና - Abbay News
Рет қаралды 4,5 М.
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,9 МЛН