እንታይ ትመኽሩኒ እታ ቡዳ ሰይቲሓዎቦይ ሰሪያትኒ ደቅና ኣብ ስደት ብኸመይ ከነዕብዮም

  Рет қаралды 11,889

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

ZARA FLTET ዛራ ፍልጠት

Күн бұрын

Пікірлер: 16
@samerh-ho4py
@samerh-ho4py 7 ай бұрын
ከመይ ለባም ተራኪ ኢካ ብሓቂ ዝወሓጥ ምክሪ ❤❤❤❤
@amareshtadesse7212
@amareshtadesse7212 9 ай бұрын
ኩቡር ሓዉ ናብ ኣምላኽ ለምን ኑሱ ይካኣሎ እዮ
@hannastehaye8845
@hannastehaye8845 10 ай бұрын
Good reply zara fltet nab Amlak Emneth gber kulu kkonelka eyu
@AliBabaAfar-vz4ew
@AliBabaAfar-vz4ew 8 күн бұрын
waw
@tesfaigerezgher1720
@tesfaigerezgher1720 13 күн бұрын
እንተኽኢልካ ኣብ ገዛኻ ንግሆን ምሸትን ናብ ኣምላኽ ጸሊ። ጸሎት ሰለስተ ክፋላት ዘለዎ ኢዩ። ብመጀመርታ ኣብ ሰማይ ትነብር ኣቦና ኢልካ ጸሎትካ ምስ ከፈትካ፡ ኣምላኽ ንዝገበረልካን ዝሃበካን ዘበለ ኩሉ ንዝሃበካ ጽንዓት ከይተረፈ ተመስግኖ። ካልኣይ ክፋል ድማ ናይ ዘወትር ጸለት፡ ውዳሰ ማርያም እተንብበሉ ኢዩ። ሳልሳይ ክፋል ድማ ንስኻ ኣምላኽ ምሕረት ከውርደልካ ንዓኻን ንምሉእት ቤተስብካን ትልምን፡ ነቲ ኣባኻ ይኹን ኣብ ቤተስብካን ተላኢኹ ሓዲሩ ዘሎ መንፈስ ብጎታና እየሱስ ክርስቶስ ስም ተቓጸል ተኣሰር እናበልካ ትግስጾ። ጸሎትካ ብኣብ ስማይ ትነብር ኣቦና ጸሎት ትዛዝሞ። እዚ ንግሆን ምሸትን ከየቋረጽካ ተዘውትሮ። እንተኽኢልካ ምስ ኣበነብስኻ ተዘራሪብካ ንስሓ ትኣቱን ስጋ ወደሙ ድማ ትወስድ። ብድሕሪኡ እቲ ምሕረት ንኣምላኽ ትገድፎ። ነታ ፈዊሳትኒ እትብላ ዘለኻ ሰብ ድማ ኣምላኽ ናብ ልባ ክመልሳን እቲ ክፉእ ስራሕ ገዲፋ ናብ መንገዲ ኣምላኽ ክትምለስን ጸክየላ።
@edenalemayo9691
@edenalemayo9691 9 ай бұрын
Nice bhaki ❤❤
@ليلى-ص9و
@ليلى-ص9و Ай бұрын
ማፀለት ትሓፀቡ ልሰረይቲ ይምሕር ዩ
@yordaamini5490
@yordaamini5490 8 ай бұрын
❤❤betam xebake ❤
@genetgirmay7826
@genetgirmay7826 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@kidanefisaha2615
@kidanefisaha2615 10 ай бұрын
Nbaolka buda hare amlaka emen
@BAHLI_
@BAHLI_ 9 ай бұрын
Gdefena ando seb wedioma alewu 😢azi kulu ztslel zelo seb bexihnayo ina
@wintazerai2290
@wintazerai2290 9 ай бұрын
Eway ezia film ab Netflix rieya aleku😭😭 btaemi zehzn eu. Ane ayweledkum bahgi wulad gna btaemi eu zeleni. Gna yferh kea kemzi ksemie keleku😔 Amlak aboy yhagzena
@saratsegay2309
@saratsegay2309 10 ай бұрын
ሓደ ሓቂ ህነግርካ ሓወይ ፣ ሓደ ቤተሰበይ ኣብ ኖርወይ እዩ ዝነብር ፣ ነዊሕ እዩ ተቀሚጡ ፣ 4 ደቂ ውን ወሊዱ ከምዚ ናትካ ምስ ኣጋጦሞ ግን ምስ ሰበይቱ ተሰማሚዑ ፣ ንኤርትራ መሊስዎም ድሮ እኮ ዓመቶም ጌሮም ኣለዎ ኣብ ኣስመራ ፣ ኣዲኦም ምስኦም ኮይና ትናዬንም እላ ፣ ኣቦም ድማ ኣብ ኖርወይ ንበይኔ ይነብር ኣሎ ፣ ስለዚ ኩቤር ሓውና እዛ ምርጫ ጽብቅቶ ፣ እይ ።
@New-x3x
@New-x3x 10 ай бұрын
0
@settieritrea1991
@settieritrea1991 9 ай бұрын
ካብ መጻወቲ ባዕዳውያን ዝኾኑ አብ ዓዶም ብባህሎም ምዕባይ ይሓይሽ :: ዝንኣድ ውሳኔ እዩ ::
@SiG-j1c
@SiG-j1c 9 ай бұрын
ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ግን በበይንኻ ኮንካ ደቅኻ ምዕባይ ከኣ ናቱ ጽልዋ ኣለዎ መስለኒ
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН
Their Boat Engine Fell Off
0:13
Newsflare
Рет қаралды 15 МЛН
✳️ሰይቲ ሓወይ ኣፍቂረ #ሓቀኛዛንታ
32:20
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,4 МЛН
መተዓብይተይ - Meteabitey - Short Story
14:30
Eri Meskerem
Рет қаралды 6 М.
Jun 16/2024 ክትሰምዖ ዝከብድ ግን ትሕበን ንከይትጋገ ፍለጥ
26:42
Filfil tv 2 ( ፍልፍል ቲቪ 2 )
Рет қаралды 77 М.
#behindthescenes @CrissaJackson
0:11
Happy Kelli
Рет қаралды 27 МЛН