ጆኖሳይደራት ፈቲሕና ኢና/ ሃደሽደሽ ተይሉ ክንርኢ-ታደሰ ወረደይቅርታ ሕተቱ/ ሽረ/ ሰራዊት ይዕገስ ኣሎ/ጎንደር ኩናት ጀሚሩ

  Рет қаралды 5,102

Rara Media - ራራ ሚድያ

Rara Media - ራራ ሚድያ

Күн бұрын

ጆኖሳይደራት ፈቲሕና ኢና/ ሃደሽደሽ ተይሉ ክንርኢ-ታደሰ ወረደይቅርታ ሕተቱ/ ሽረ/ ሰራዊት ይዕገስ ኣሎ/ጎንደር ኩናት ጀሚሩ#RaraMedia #Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia News - Feta Daily News | Ethiopian Airlines | Abiy Ahmed Ali | Tewelede Gebremariam | EU on Ethiopia | Sileshi Bekele Tigrai | general Abebaw Tadesse | ABiy Ahmed | General Tilaye Asefe | Mekelle | Amhara | Dessie
#Ethiopianews #Ethiopia
Ethiopia news / Eritrea news / Sudan news / Debretsion Gebremichael / Amhara Regional state / Tplf / Sudan Army / Jawar Mohammed | Eritrea news | Abey Ahmed | Abadulla gemeda / Semehal Meles / Mekelle / Samora Yenus / Meles Zenawi / Azeb Mesfin / Taye Dendea / NAMA / Tigray news / Metekel / Sebehat Nega / Tigrai news | Getachew Reda
Subscribe ይግበሩ!
-----------------------------
©Copyright: RaRa Media and Communication
Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.

Пікірлер: 13
@dagimbirhan8919
@dagimbirhan8919 3 күн бұрын
ጥዕና የብሉን እዚ ሰብ ምግበይ ሃይለ ዛዓክል ብቁዕ ሰብ ገዲፍካ ሓላዊ አራት ኪሎ ዝነበረነ ዘሎን ሰብ
@solomonassefa3521
@solomonassefa3521 3 күн бұрын
እዚኣ መደዳናገሪትን ኣጀንዳ መቐየትን ኢያ ::
@Kibrom_Mehari_70
@Kibrom_Mehari_70 3 күн бұрын
እወ ህወሓት ክፈርስ እዩ። ክጥየቅ እዩ
@MebeeWelday
@MebeeWelday 3 күн бұрын
ህወሓት ከም ውድብ ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ከም ኣቦ ወንበር እቲ ውድብ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ኣብ ዝተፈፀመ ጆኖሳይድን ነዚ ስዒቡ ክረጋገፅ ኣብ ዝግበኦ ተሓታትነትን ዘለዎም ቅዋም ግልፂ እዩ። ኣብ ልዕሊ ህዝብና ጆኖሳይድ ተፈፂሙ እዩ። ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ዝርከብ ህዝብና ከም ሓደ ሰብ ኮይኑ ክቃለስ፣ ዓለም ክትሰምዐና ስለዝኾነ ተሓታትነት ተረጋጊፁ ህዝብና ፍትሒ ክረክብ ኩሉ ዓይነት ቃልሲ እናገበሩ መፂኦም። ንቕድሚት እውን ተጠናኺሩ ዝቕፅል ክኸውን እዩ። ህዝብና ኣብ ዝተፈፀመሉ ጆኖሳይድ ፍትሒ ይርከብ እንትብሃል ገበን ዝፈፀሙ ሰባት ይተሓተቱ ጥራሕ ማለት ኣይኮነን። ጉዳይ ሕውየትን ካሕሳን ጥራሕ እውን ኣይኮነን። ፖለቲካዊ ትርጉም ነታ እንሓልማ ትግራይ ረዚን እዩ። ነዚ እውን ጉዳይ ተሓታትነት ጆኖሳይድ ንሰኮንድ እውን ክንዝንገዖ ዘይግበአና። እዚ እንትኸውን ትርጉም ጅኖሳይድ ጉዳይ ቁፅሪ ኣይኮነን። ሓደ ሚልዮን ድዩ ጠፊኡ፤ ክልተ ሚልዮን ድዩ? 500 ሽሕ ድዩ? እቲ መሰረታዊ ነገር ጉዳይ ቁፅሪ ኣይኮነን። ብቑፅሪ እንተወሲድናዮ 10 ሰባት እውን ኣብ ትግራይ ብዙሓትን ክባራትን እዮም። እንኾነ እውን ጆኖሳይድ ማለት ቁፅሪ ኣይኮነን። ኣብ ልዕሊ 10 ይኹን ሓደ ሚለዮን ዝተፈፀመሉ ኢንቴንሽን እዩ ዘገድስ። በዚ መንፅር ኣብ ትግራይን ህዝባን ጆኖሳይድ ተፈፂሙ እዩ። እዚ እምነት ውድብናን እምነት ኣቦ ወንበርናን እዩ። ስለዝኾነ እውን ኣብቲ ምስ ማርያማዊት ዘካየዶ ቃለ መሕትት ኮነ ቅድሚኡ ንሚድያታት ትግራይ ዝሃቦ መብርሂ ኣብ ጉዳይ ምርግጋፅ ተሓታትነት ጆኖሳይድ ትኹረት ገይሩ እዩ ብዙሕ ተዛሪቡ። ቅድሚኡ እውን እዚ እናበለ ከምዝመፀ ኩሉ ዝፈልጦ ሓቂ እዩ። ነዚ ሓቂ እዚ ማንም ክሽፍኖ ኣይኽእልን። ከምቲ ንሱ ኣብ ሆራይዛን ሚድያ ዝገለፆ "ሓደ ሚልዮን ህዝቢ ዘወደአ ኣመራርሓ" ዝብል ተደጋጋሚ ናይ ሚድያ ወፍሪ ግን ህዝብና ተጨፍጪፉ እዩ፤ ጆኖሳይድ ተፈፂምዎ እዩ፤ ስለዚ ተሓታትነት ይረጋገፅ፤ ፍትሒ ይርከብ፤ ዝብል ዘይኮነስ ነቲ መኸተ ዝመርሐን ኣብቲ መኸተ ተኣምር ዝሰርሐ ኩሉ መዳይ ዓቕሚ ትግራይ ዝወቅዕን ዘመራስሕን እዩ። ክደግሞ ዕላማ እቲ ሓደ ሚልዮን ዘወድኡ ዝብል ሓይሊ ፍትሒ ናይ ህዝብና ዘገድሶ ዘይኮነስ እቲ ገበን ገልቢጡ ካብ ደገ ናብ ውሽጢ ዘምፅእ እዩ። ዕላማ ናይዛ ሕዚ ዶ/ር ደብረፅዮን ሓደ ሚልዮን ዶ ፣ ከምኡ ኣይኮነን ወዘተ እትብል ዓውዓው ኣጀንዳ መቐየሪት እያ። እዚ ኣጀንዳ ናይ ምቕያር ዕላማ ንግዚኡ ይሳኻዕ ንበል። እሞ ፅባሕ ኸ ንህዝብና ዝኸውን ትኽልለኛ ኣጀንዳ ኣሎና ዶ? ወይስ ከም ኣባ ጉምባሕ "እዚኣ ክሳብ ዝውሕጥ ዕድመ ሃበኒ" እዩ? ከምኡ ገይርካ ርሑቕ ምኻድ ኣይክኣልን። ልዕሊ እዚ ግን ዶ/ር ደብረፅዮን እውን ነቲ ዝተዛበዐ መልእኽቲ ክበፅሖ ዝድለ ወገን ክብሪ ብምሃብ መብርሂ እንተሃበሉ ግርም እዩ።❤❤❤💛💛💛🙏
@BrhanAbebe-b1f
@BrhanAbebe-b1f 3 күн бұрын
ንመናንታ ንጆንሳእደራት
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f 3 күн бұрын
አድሉዊ ሚድያ ደደብ ሚድያ ንትግራይ አይጠቕማንደ
@BrhanAbebe-b1f
@BrhanAbebe-b1f 3 күн бұрын
ትኽክኽክል
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 3 күн бұрын
ቀደሙ ተውሳኹ ወዲወረደ አብ አዋሽ አርበዓ ኮፍኢሉ መድፍዕ ናብዙይ አብሉ እናበለ ዝውዕል ዝነበረ ሰብዩ ጨና ፖለቲካ ዘየቡሉ ሂዚ ትዝዉሮ ዘላ መኪና ፃድቃን ትበሃል መኪና እያ
@32xey
@32xey 3 күн бұрын
ጀኖሳይድ አብ ትግራይ ዝፈፀሙ ምስዳድ ሐዱሽ አይኮነን ንትግራይ ናይ ሓውእዚአን ህዝብና ዝጨፍጨፉ አዱስ አበባ ምስአተኹም መሳርሕትኹም ገርክምዋም ሕዝቢ ትግራይ ንአኹም ከም እቅሓ እዩ.
@gebregziabher3211
@gebregziabher3211 3 күн бұрын
ሓሰውቲ እታ ዝነበረት ዘይተሕልፉ
@teweldehaileselassie2016
@teweldehaileselassie2016 3 күн бұрын
ቀንጢብኩም መሪጽኩም አይተቕርቡ ሚዛናዊነት ይሃልኹም👎
@kalulale1707
@kalulale1707 3 күн бұрын
ወዲ ወረደ ምንኣስ ሓዉ ኣበይ ከምዝሰርሕ ትፈልጡ ዶ ? ቐዲሙ ናይ ብሄራዊ ደህንነት ሰራሕተኛ ዝነበረ እንትኾን ብዘበን ሃይለማርያም ናብ ጠ/ሚር ቢሮ ኣማካሪ ኮይኑ ተመዲቡ ዋላ እንተኾነ ብዘበን ኣብይ ኣህመድ ኣብቲ ስርሑ ዝቐፀለ እንቲኾን እቲ ዝገርም ነገር ግን ተጋሩ ካብ ፌደራል መስሪያ ቤት ክባረሩን ክእገዱ ሓዉ ታደሰ ወረደ ተስፋይ ወረደ ምስ ኣቢይ ይሰርሕ ነይሩ፡፡ ህዝቢ ትግራይ ክፈልጦ ስለዘለዎ ኢየ ፂሒፈዮ፡፡ እዙይ ፀለመ ከይመስለኹም ተደሊኩም ጋዘጠኛታት ሕተትዎ ተኺሂዱ መረዳዕታ ከቕርበሉ ኢየ፡፡
ስግኡ ብልዕዎ ዓፅሚ ስደዱልና/ ሰራዊት ትግራይ ተቆጢዑ
6:33
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 15 МЛН
Новый уровень твоей сосиски
00:33
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,2 МЛН
У ГОРДЕЯ ПОЖАР в ОФИСЕ!
01:01
Дима Гордей
Рет қаралды 8 МЛН
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 6 МЛН
Running With Bigger And Bigger Lunchlys
00:18
MrBeast
Рет қаралды 15 МЛН