No video

ናብእንትጮ 29.4 ግራም ወርቂ ገዚአ ሳርፕራይዝ ዝገበርኩዎ ዋጋ ርኣዩ ዝደለኽምዎ ንብረት ኩሉ ትግራይ ንልእኽ ሸዊት ንምርካብ 0939535888

  Рет қаралды 19,347

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ

7 ай бұрын

ዝደለኽምዎ ንብረት ናብ ገጠራትን ከተማታትን ትግራይ ንልእኽ ኢና ሸዊት ንምርካብ 0939535888 imo whatsapp telegram ተጠቒሞም ይርከቡኒ

Пікірлер: 138
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ዝደለኽምዎ ንብረት ናብ ገጠራትን ከተማታትን ትግራይ ንልእኽ ኢና ሸዊት ንምርካብ 0939535888 imo whatsapp telegram ተጠቒሞም ይርከቡኒ
@user-eh7rn5kh9f
@user-eh7rn5kh9f 2 ай бұрын
Hi
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
@@user-eh7rn5kh9f selam selam
@user-fm2qh5ex3n
@user-fm2qh5ex3n 7 ай бұрын
የቅንየለይ ሸዊተይ ማዘር እውን ደስ ኢሉዋ እሙን ጥንቁቅ ለባም ፀባየኛ እዩ ዝደለክንኦ ነገር ኣዝዝዎ ኣብ ዝደለኽንኦ ግዜ ከብፅሕ ይክእል እዩ ❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ትርሓስ ሓፍተይ ኣሚንኪ ስለዝለኣክክኒ ብሽም ተመልከተይ ብጣዕሚ እየ ዘመስግን ጓልነይ መዓረይ ኣጆኺ በርትዒ ድማ ምርቓ ወላዲትኪ ይብፃሕኪ ኣጆኽን ዘንሓተይ በርትዓ
@remetsmedia1677
@remetsmedia1677 6 ай бұрын
ኣራክብኒ እባ በጃኪ ኣነ ይደሊ ኣለኩ ንማዘር❤❤❤🙏
@gs6su794
@gs6su794 6 ай бұрын
ተባረኪ ፀጋበይ ኣዶስ ካሊእ የግብኣ እዩ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@genetgenet6050
@genetgenet6050 6 ай бұрын
@zahrazahra-yd5ch
@zahrazahra-yd5ch 6 ай бұрын
ኣነ ዉን ጋል እንትጮ ኢየ ተብፀሐለይ ዶ ዝሓወይ🙏❤
@hiwetcirum1716
@hiwetcirum1716 6 ай бұрын
ሰይይይይይ ዝሐወይ ጅግና ትሑትን ምቁሉልን ክፈትወካ ማዐረይ እግዝኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሀበልና ዝሐውና 👍🙏🙏🙏🙏🙏❤️🌹✅
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q 7 ай бұрын
እንትጮ እባ ኣርእየና ማራ ናፊቅናያ😢😢❤❤❤❤
@mebi-bo1bg3id8x
@mebi-bo1bg3id8x 7 ай бұрын
ናዓይለ ተብፀሐለይ ኢካ ጎይታዋይ ግን ቁሩብ ፅንሕ ክብል እየ ማዓረይ ቅርሺ ክትሕዝ❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ጓልነይ ኣምላኽ ሰላም የፅንሐና ጥራሕ
@user-bx2rm3my2i
@user-bx2rm3my2i 7 ай бұрын
😢ሸዊተይ በጃካ ካብ መመን ጀሚርካ ቀርፀልና እንትጮ ማራ ናፊቀያ ዓደይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ይቕረታ ሐዚ ኣይቀረፅናያን ግን ኣብ ቀፃሊ ክኸይድ እየ እሞ ቀሪፀ ክዝርግሖ እየ
@Desta-wn8wi
@Desta-wn8wi 7 ай бұрын
ሸዊት ክብር ሓዉና እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓቀኛ ሰብ ብጢዕሚ አየ ዝክብረካ ወድነይ❤❤❤❤❤❤❤
@user-ud9uy9yt9u
@user-ud9uy9yt9u 7 ай бұрын
ሽዊት ሓወይ ክቡር ሓውና እግዚአብሔር ዕድመ ይሃብካ ሓቀኛ ሰብ ብጣዕሚ እየ ዝክብረካ ❤🙏😍
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
የቐንየለይ ሓፍተይ ናተይ
@user-li7jy7uc5n
@user-li7jy7uc5n 7 ай бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እየ ዝሓወይ እሰኪ ወርቂ ኮይኑ ናይ ክሳድ ሰንሰለት እባ ጠይቀልና
@yyghhu9146
@yyghhu9146 7 ай бұрын
ሸዊተይ ልሕንቅ እና ናክስደ መሰቀል ከ ክንደይ ይክውን👏🥰🥰🥰🥰
@helenhagos9195
@helenhagos9195 7 ай бұрын
እወ ሸዊተይ መልሰልና እስኪ ክቡር ሓወይ ሕንቆ እና መስቀል ክንደይ ይዉድእ❤
@GenetChannel-uo3rv
@GenetChannel-uo3rv 7 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ
@Sss-zs7he
@Sss-zs7he Ай бұрын
ንሕንቆ 700ሸሕ ገዚአ ነይረ ቅድሚ ወርሒ
@user-wk3ed4tr2q
@user-wk3ed4tr2q Ай бұрын
ብጣዕሚ እይ ዘድንቀካ ቀጽለሉ በርትዕ
@ggff5610
@ggff5610 2 ай бұрын
ቁፅርኻ ኣቀምጠልና ዝሓወይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 2 ай бұрын
0939535888
@Askaltube
@Askaltube 7 ай бұрын
ሸዊተይ እንኳዓ ብሰላም መፃኻ ተጋሩዋይ#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋተይ❤❤❤
@kerysss-tt1ue
@kerysss-tt1ue 6 ай бұрын
ሸዉተይ ብጣዕሚ ፅቡቕ ስራሕ ብሩር እስኪ ጠይቐልና ወዲኖ ዋ❤
@MmMm-hp9ju
@MmMm-hp9ju 6 ай бұрын
ሰላመ እግዚአብሔር የብዘሓልካ ክቡር ሓወይ እታ ወርቂ ብጣዕሚ እየ ፈትየያ ዘለኩ ግን ሲ ምስ ናርእሳ እባ ደልየ ነይረ ጠይቀለይ ናይ ብሪ እዉን አምጸአና 👏💐🌹🌷🌺💓👍
@asedmngashe315
@asedmngashe315 7 ай бұрын
ስላም ስላም ተጋሩዊና ስባስክራያብ ገለቡሩለይ ብቅኒዕኒ💞💞💞
@user-sm2qo8ge1r
@user-sm2qo8ge1r 7 ай бұрын
ገቦዝ ሸዊት ሓወይ
@sofiasofia828
@sofiasofia828 7 ай бұрын
ወድነይ የኔ የዋህ❤
@hffd8669
@hffd8669 7 ай бұрын
ሸዊት ሓደ መዓልቲ ክትወስደለይ ይደሊ እየ ግን ብኸመይ ክረኽበካ ይኽእል ስልኪካ ግደፈለይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
0939535888
@hffd8669
@hffd8669 7 ай бұрын
@@shewitmultimedia መርሓባ ዝሓወይ
@user-oe1vl4rh7c
@user-oe1vl4rh7c 3 ай бұрын
ሸዊተይ ፅሩይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@albadralbadr4808
@albadralbadr4808 7 ай бұрын
ሸዊተይ ብጣዕሚ አየዝፈትዘካ ዘክብረካ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ ለባም ኩሉ ናትካ ቭድዮካ እየ ዝርኦ ግን ዘለካ ክብራ ንሰብ ግን ፍሉይ እዩ ❤❤ ብሩ እስኪ ጠይቀለይ ፁርይ ናይ ውጪ ቱቃደማይ ደረጃ ዝባሃል ልግራም ክንደይ ምካኑ ሸዊተይ ክትወስደለይ ደልዩ እዩዎ🙏🙏🙏
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ጓልነይ ኣብቀረባ መዓልቲ ዝግዛእ ኣለኢ ኣዩሞ ክቀርፅ እየ
@albadralbadr4808
@albadralbadr4808 7 ай бұрын
@@shewitmultimedia እሺ ሓበነይ 🌹💗💗
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 7 ай бұрын
እንትጮ ዓደይ❤❤❤❤
@RrRr-ku5sk
@RrRr-ku5sk 7 ай бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ሸዊተይ ለባም መስተውዓሊ
@hiwetcirum1716
@hiwetcirum1716 6 ай бұрын
ኣብ ዐድኽም ድኣ ስርሑን ተበለሐቱን ዞም ኣሕዋተይ ስደት ሕማቅ እዩ ስደት ስዲ ስደት መሪር ስደት ፈላላይ በጃኹም መናእሰያት ኣብ ዐድኹም ምንባር ክኣሉ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 6 ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ ብሰላም ዓድኺ የእትኺ
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 7 ай бұрын
ሸውትዋይ ማዓረይ መልጎም ናይ ወለድና አብክዳን ዝኮን ብሪ ን ባ ጠይቀልና ናብቲ እንዳወርቂ ትከድ ከለካ
@user-iv2fy5so7y
@user-iv2fy5so7y 6 ай бұрын
ካልአይተይ
@user-vz3eu9ov6q
@user-vz3eu9ov6q 7 ай бұрын
ሸዊተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ❤❤❤❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ጓልነይ መዓረይ
@user-cx7vk5vj6j
@user-cx7vk5vj6j 7 ай бұрын
ብሪ ጠይቐልና ኣቡ ምብፃሕኻ ዘይቀሪ ዘዊትዋይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ኣብ ቀረባ ግዜ ክሰርሕ ኣየ ጓልነይ
@hiwettsegay1616
@hiwettsegay1616 6 ай бұрын
ሸዊተይ መጨረሻ ትልቁ ግራም ነው
@abrehethabu2806
@abrehethabu2806 7 ай бұрын
Aseyyy aseyyy aseyyy shewit hawey shikor edmen tienan yhabka fetari 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏 Nay behaka
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 7 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፅእካ ሸዊተይ ማዓረይ ከመይ ቃንካ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሞስጎኖ ሓፍተይ ከመይ ቀኒኺ
@user-nm5kw3tw7u
@user-nm5kw3tw7u 7 ай бұрын
@@shewitmultimedia እግዚአብሔር ይመሰገን ሸዊተይ ማዓረይ
@Kanal0809
@Kanal0809 6 ай бұрын
ኣዝዩ ጽፉፍ ስራሕ የቅንየልና 💓💓💓💓💓💓💓💓 ላይክ ሳብ ሼር
@user-xn5nt7mt5h
@user-xn5nt7mt5h 7 ай бұрын
ሸዊተይ ለባም ❤❤❤
@abooa8769
@abooa8769 7 ай бұрын
ናይ ብሪ እባ ኣምፀአልና ትከድ ተለካ ብነካ
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 7 ай бұрын
Shewity jegena enkuae beselam metsaka kebur hawey edemen tenan yehabeka Fetari ❤
@user-sp4dw5bu5x
@user-sp4dw5bu5x 7 ай бұрын
ሸዊተይ ጎበዝ 🎉🎉🎉
@user-zs4zh1vl1x
@user-zs4zh1vl1x 6 ай бұрын
ብሩርእባ ረኣየልና ሓወይ ❤❤❤
@rahelmebrahtu1414
@rahelmebrahtu1414 6 ай бұрын
ዋው ቀሊል እዩ ዋግኡ ደስ ክብል
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh 7 ай бұрын
ፅብቀይይ💚💚💚
@rdfgrfv7135
@rdfgrfv7135 6 ай бұрын
ብጣዕም ፅቡቕ ❤❤❤❤
@milimili8358
@milimili8358 7 ай бұрын
ሸዊት ሓወይ ንዓይ እውን ተበፀሐለይ ኢካ ዋ በጃካ ብሪ አምፀአልና ካብኡ ካዓ ሕንቁ ተኪኢልካ
@hvrdb3877
@hvrdb3877 6 ай бұрын
ፅሩይ ወርቂ ድዩ ክቡረይ
@user-iv2fy5so7y
@user-iv2fy5so7y 6 ай бұрын
ፅሩይ ወርቂ ድዩ ግን
@tgray2416
@tgray2416 6 ай бұрын
ኣነ እውን ተብፀሐለይ እካ ኣብ ቀፃሊ ሸወተይ
@tijitiji8274
@tijitiji8274 7 ай бұрын
ናይ ርእሲ እና ናይ ክሳድ እሰኪ ኣምፀአልና ኣነ ለ ንከተማ እንትጮ ደልየ ነይረ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ጓልነይ ብዉሽጢ ርኸብኒ
@MasiHagos-gw2tz
@MasiHagos-gw2tz 6 ай бұрын
ሽዉተይ ሞኾኒ ታብፀሐለይዶ❤❤❤❤❤❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 6 ай бұрын
ሕራይ ዝሓፍተይ ብዉሽጢ መስመር ርኸብኒ
@MasiHagos-gw2tz
@MasiHagos-gw2tz 6 ай бұрын
@@shewitmultimedia ኡሺ ዝያዳይ ብጣዕም የአ ደመስግን ፈጣር ምስኣኻ ይኹን ሸዉተይ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@user-sp4dw5bu5x
@user-sp4dw5bu5x 7 ай бұрын
ቀፅለሉ ማዓረይ❤❤
@user-vu9op4sk3t
@user-vu9op4sk3t 7 ай бұрын
ሸዊተይ ብሪ ባ ጠይቀልና
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ኣብ ቀፃሊ ብሪ ክገዝእ እየ ጓልነይ ዋግኡ ክሰርሐልኩም እየፕ
@rahel2963
@rahel2963 7 ай бұрын
ሸዊተይ ዘሓወይ ሳይ ክል ክደይ ይሸየጣ አለዋ ንወድ 14 አመት
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ብዉሽጢ መስመር ርኸብኒ ጓልነይ
@MgbeyMgbey
@MgbeyMgbey 6 ай бұрын
አሜንንንን🌺🌺🌺👏👏👏👏
@remetsmedia1677
@remetsmedia1677 6 ай бұрын
ምግበይ መዓረይ ከመይ ሪኢክዮ ናተይይ ኣነ ደልየ ነይረ
@dhch-ot8tx
@dhch-ot8tx 7 ай бұрын
ሸዉተይ ንዓይ እዉን ንፍረስማይ ተብፀሐለይ ዱካ❤❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ጓልነይ ብዉሽጢ ርከብኒ
@user-nr3sy9yy3m
@user-nr3sy9yy3m 7 ай бұрын
ሸውተይ አብ ዓብያ ዓድይ እቦ ቦታ ተይቀለይ
@user-iv2fy5so7y
@user-iv2fy5so7y 6 ай бұрын
ወለድና አብ ጥልፊ ዝጥቀማሉ መልጎም ልበሃል ናይ ብሩር ስርሓት ክንደይ ሃምልኾነ እባ ጠይቀልና
@user-uh5eb8hv1c
@user-uh5eb8hv1c 7 ай бұрын
Shewitey astelin eba htetelna
@user-vp6vn1oe8u
@user-vp6vn1oe8u Ай бұрын
ብሪ ቢ ጥማዕ ወርቂ ከ ይሰርሑልና ዶ ተገዲስካ መልሰለይ ሓወይ🙏❤🥰
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
ኣይሰርሑን ጓልነይ
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 7 ай бұрын
ንክሉ ክነደይ ጠቅላላ❤
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ኣይሰማዕክዮን ዲኺ ጓልነይ
@user-yy8yx8yn8x
@user-yy8yx8yn8x 7 ай бұрын
@@shewitmultimedia እሺ ደዳምጾ
@selamselam894
@selamselam894 7 ай бұрын
ዋይ ትሕታ 14 ካራታ ወርቅ ለ ዳ አሎ አዪ
@natsinettesfay4018
@natsinettesfay4018 6 ай бұрын
ናይ ዋጋ መስቀል ክንደይ ከምዝኾነ ንገረና ሸዊትና
@Kanal0809
@Kanal0809 6 ай бұрын
Thank you for shearing ❤
@SwSwut-u1q
@SwSwut-u1q 18 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@alsulars
@alsulars 26 күн бұрын
❤❤
@mebritmebrit1605
@mebritmebrit1605 6 ай бұрын
ናይ ውጩ ወርቂ ከ እሎ ዳ
@kal_kidan21
@kal_kidan21 7 ай бұрын
ሸዊተይ ናይ ክሳድ (ወርቂ ሕንቆ ክንደይ እዮ ሕተተለይ
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 7 ай бұрын
4000ብር እዩ
@kal_kidan21
@kal_kidan21 7 ай бұрын
@@user-do9fx9pl9b እሽኒ ዝያዳይ
@user-ho7rj9yq4x
@user-ho7rj9yq4x 7 ай бұрын
18 ካራት ወርቂ እባ ጠይቀለይ ሸዊተይ
@sediwaseakkeyar7217
@sediwaseakkeyar7217 6 ай бұрын
ክሾጦ እንተደልየ ይካኣል ድዮ
@user-nq8hd3ms5j
@user-nq8hd3ms5j 6 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️
@user-yl6be4ey5o
@user-yl6be4ey5o 2 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉
@Tsegavlogs
@Tsegavlogs 6 ай бұрын
ድቂ አንትጮ ዓደይ ስብስክራይብ ጉብሩለይ❤❤❤
@hiwetsamira5162
@hiwetsamira5162 Ай бұрын
😍😍😍😍😍😍
@HamiTigrweyti-do2mi
@HamiTigrweyti-do2mi 7 ай бұрын
አነውን ይደሊ እየ ሸዊተይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ጓልነይ
@brllabay3842
@brllabay3842 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
@lelegualadwa2871
@lelegualadwa2871 7 ай бұрын
Shewity hawey enda werki keteyed keleka zebeto zebehal nay ide eyu bejiaka heteteley yekereta gen zehawey
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ እንድሕር ኣስታዊሰዮ ክሃተልኪ እየ
@GenetGebreslase
@GenetGebreslase 2 ай бұрын
አይኑ እዩ ፅብሽ 21ወይ14 በጃኩም ነገሩኒ አሓዋት🙏
@MuluGermay
@MuluGermay 2 ай бұрын
ናይ አደታት ተኮይኑ 14 ይምረፅ ዝሐፍተይ
@SemratAraya
@SemratAraya 7 ай бұрын
ሽዊትሓወይ ብሪ ንግራም ክንደይ እዩጠይቀለይ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ብሪ ገዚአ ኣለኹ ኣሞ ክዝርግሖ
@tigistadugna85
@tigistadugna85 6 ай бұрын
@albadralbadr945
@albadralbadr945 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-nt1jf9sx8l
@user-nt1jf9sx8l 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@yashikonju8805
@yashikonju8805 7 ай бұрын
ሸዉት ሓወይ ካሸግረካ እዛ ወርቅ ብጣዕም እየ ፎትየያ ዘለኹ ግን አነ ዝደልዮ 60 ግራም እዩ ካብዝያአ ዕብይ ዝበለ እየ ዝደልይ እና ተኽእልካ እስክ 60 ግራም አርእየን 60 ግራም ተገዘኤኸ ናይ ርእስ ክንደይ ግራም እየ ክገይሮ ዝኽእል ምስት 60 ግራም ክንደይ ግራም እዩ ዝኸይድ ጠይቀለይሞ አርእየን ሸዉት ሓዉና እምነትኻ ግልፅነትኻ ብጣዕም እዩ ደስስስ ባሃል እና አርእየን በጃኻ ሸዉት ሓወይ 🙏❤️🥰
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ብዉሽጢ መስመር ርኸብኒ
@albball4724
@albball4724 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 7 ай бұрын
❤❤❤❤
@berryfamily2846
@berryfamily2846 7 ай бұрын
አነ እውን ናብ አኩሱም ይደልይ አየ
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia 7 ай бұрын
ሕራይ ዝሓፍተይ ብዉሽጢ መስመር ርኸብኒ
@VanVan-rd4re
@VanVan-rd4re 7 ай бұрын
🥰🥰🥰
@1momona
@1momona Ай бұрын
ሰላም ሓወይ 21 ግራም 65 ካራ ከም ሓፍትና ዝገዛኣቶ ቀለበት ዘለዎ ክንደይ ዋግኡ ነደይ ክሰደላ ደሊየ ነይሬ?
@shewitmultimedia
@shewitmultimedia Ай бұрын
ብዉሽጢ ርኸብኒ ዝሓፍተይ
@1momona
@1momona Ай бұрын
@@shewitmultimedia WhatsApp aleka do?
@xbdhdvvvhh1811
@xbdhdvvvhh1811 6 ай бұрын
💖💖💖💖💖💖👍👍
@user-ep7pk2uq9d
@user-ep7pk2uq9d 7 ай бұрын
ሸዊተይ ንስድረአን ጥራሕ ሳፕራይዝ ካብዝገብራ ንፁጉማት ተትልእካ ከመይ ምተዓደላ
@user-do9fx9pl9b
@user-do9fx9pl9b 7 ай бұрын
አበይ ርእኪ ካ ዝሕግዛ ተኮናከ ?
@hdhhd7462
@hdhhd7462 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@naix3768
@naix3768 6 ай бұрын
🌺🌺👌👌👌👌
@ksaksaksa3860
@ksaksaksa3860 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@fggg5692
@fggg5692 6 ай бұрын
❤❤
@MmMm-rp7qr
@MmMm-rp7qr 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@agehxhdb6690
@agehxhdb6690 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-lj5he3yt8e
@user-lj5he3yt8e 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@sadsashacg6910
@sadsashacg6910 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Это реально работает?!
00:33
БРУНО
Рет қаралды 4,3 МЛН
CHOCKY MILK.. 🤣 #shorts
00:20
Savage Vlogs
Рет қаралды 27 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma #comedy
00:40
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 37 МЛН
EVOLUTION OF ICE CREAM 😱 #shorts
00:11
Savage Vlogs
Рет қаралды 14 МЛН
ዋጋ ኣቑሑ ገዛ ክንደይ ኣሎ? ባህላዊ ስፈ ኣዴታትና ክንደይ ኣሎ?
10:15
Shewit Multimedia ሸዊት መልቲሚድያ
Рет қаралды 26 М.
DW International  ምድላዋት በዓል ኣሸንዳ
20:41
Dimtsi Weyane Television
Рет қаралды 289
Это реально работает?!
00:33
БРУНО
Рет қаралды 4,3 МЛН