ናይ ኤርትራ ዳንኤል ክብረት፤ ንኻልኦት ኤርትራውያን ምልካመይ ይቕረታ ይሓትት፤ ኤርትራዊ ማንነት ኣብ ፅልኢ ትግራይ እዩ ይህነፅ | June 17/2024

  Рет қаралды 4,828

Dedebit Media Official

Dedebit Media Official

Күн бұрын

#DedebiMedia #Tigraydaily #Tigraynews #Tigraytv #dimtsiweyane #TMH #Etv #ebs #eritrea

Пікірлер: 160
@dttm5220
@dttm5220 2 ай бұрын
I really appreciate wed meresa. This is how all Tigrayan institutions has to understand the politics when it came to Tigrayan. Thanks, big Respect 🙏 wed meresa
@tesfaygebrearegawi
@tesfaygebrearegawi 2 ай бұрын
I Agree With Wedi Meresa's Thoughts!
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ዝብኢ እንጉይ ኢሉ ክፍክር ውዒሉ አምበሳ ምስ ረኣየ ክኣ ዕዝር ይብል ጭሩኡ ዶጒሉ። ክክክክ
@nehamasgedom9051
@nehamasgedom9051 2 ай бұрын
I Agree with Wedi Meresa, so has such a beautiful mind and is a brilliant man Thank you.
@haben686
@haben686 2 ай бұрын
Do you mean ugly mind? ጽልኢ ንምዝራዉ እቲ ድቀለለ እዩ ፡ ወይሉ ደኣ ንፍቅሪ ክዘርእ ድቃለስ እንበር።
@mihretabtewelde9813
@mihretabtewelde9813 2 ай бұрын
ናይ ባሓቂ ዝብላዕ ዘረባ በጃኹም ነዞም ከምዚ ቆርበት በጊዕ ተከዲኖም መንሰይ ትግራይ ዝቀትልዎ ናብ ኩናት ዘእትውዎ ከም በዓል ኣማኒኤል ኢያሱ ቀንዲ ተሓተቲ እዮም። ንንቃሕ ክቡር ሓው ኣማኒኢል ብደቂቅ ተዓዞብካዮ ኣለኻ ነዚ ኤርትራውነት ዝባሃል ረስሕ ስነሓሳብ! ከይ ተሰከፍካ ኣዋርዶም ነዞም ቅራዲድ! ሓውኩም ትግርኛ ካብ ሃገረ ሓማሴን።
@user-wt6up7vc3l
@user-wt6up7vc3l 2 ай бұрын
ኤርትራውያን ሻዕብያኩም ሓዙልና ኣቢልኩም ኢዩ ኤርትራዊ ሕጂ ውን ጠባይ ግበራ ብፍላይ ከኣ ኣታ ጥማዕ ኣምሓራይ
@bharenegashe6471
@bharenegashe6471 2 ай бұрын
በትክክል ያነሳው ሀሳብ ልክ ነው ብዙ ኤርትራዊያን የትግራይን ህዝብ ክብር የሚነካ ነገር ነው የሚናገሩት ንግግራቸውን በደብ ተከታትያቸዋለሁ ልክ ነው
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 2 ай бұрын
Bravo ትግራዋይ ኮይንካ ስምዓዮ
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 2 ай бұрын
ትጋዜጠኛ ክሰምዖ ዝደለዮ ክሰምዕ እዩ ዝደሊ ኣማኑኤል ስትራተጂ እምበር ከብፅልኢ ኣይ ዳሓነን
@gerger-pc5lf
@gerger-pc5lf 2 ай бұрын
ካብ ትግራይ ከይተረፈ ዝብል ቃል ከቢድ እዩ
@MaebeleMusieGebreyesus
@MaebeleMusieGebreyesus 2 ай бұрын
ይበል ትንታኔ
@demyteklu5345
@demyteklu5345 2 ай бұрын
አማንኤል እንታይ ክብል ከምዝደለየ እብጽናቱ መድብ ገሊጽዎ ኢዩ ናይ ብርህነ መጽሃፍ እውን ካብ ዝተቃወመ ሓደ እዩ እማንኤል ምስ ህዝብና ደው ዝበለ ሓውና ኢዩ ከምኡ ዝዝአመሰሉ ሰባት የብዘሓልና። Thank you Amaniel 🙏
@smd7650
@smd7650 2 ай бұрын
ምክብባር ምክብባር ምክብባር። 👌 love u my Hero💊
@KewaniSium-fn2iv
@KewaniSium-fn2iv 2 ай бұрын
ወዲ መረሳ ሓደ ጌጋ ኣለዎ፡ ካብ መረዳእታ። ኣማኑኤል እያሱ ብርሃነ ኣብረሀ ጂግናይ ኢዩ ኣይብልን ባኣንጻርሩ ኢሰያስ ክሳብ ዝቐትሎ ተጸብዩ ኢሉ ኢዩ ዚነቕፎ። ነታ መጽሓፍ ምሓዙ ግን ኣብታ መጽሓፍ ዘሎ ባህርያት ኢሰያስ ዝገልጽ ጽሑፍ ዘተኮረ ኢዩ። እምበር ኣብ ክብረት ተጋሩ ኣሕዋትና ጽኑዕ እምነት ኮነ ፍልጠት ዘለዎ ሰብዩ።ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ስለዚ ንወዲ መረሳ ዳግም ንወዲ መረሳ ሕሰብን ተዓዘብን በሎ። ብርሃነ ኣብረሀ ልክዕ ሕማቕ ጽሒፉ ኢዩ ዝበዝሕ ኤርትራዊ ድማ በዛ ጽሕፍቲ ዪነቕፎን ኣይቕበሎን ። ሓደ ካብዚኦም ኣነን ኣማኑኤል ኢያሱን ኪብለካ ዪደፍር። እንተተኻኢሉ ድማ ብሓንሳብ ኣቕርቦም።
@oneeritrealoveeritrea332
@oneeritrealoveeritrea332 2 ай бұрын
ሕዝብ ኤሬትራ ፀላኢ ኢሊኲም 100 ሽህ ኑፁሀን ኤርትራውየን ንብረቶም ዘሪፉኩም ዝሰጕኲም ካባኵም ንለኣሊሞ ፀላኢ ኣሎ ሞበልና ግና እቲ ዘይሞልከቶ ኮይኑ ግና ሰላሞ ስለዝደለየዪ ;;!
@JetwayExpress
@JetwayExpress 2 ай бұрын
It doesn't matter if Amanuel stands against Isayas , we are talking about his views on Tegaru Wedi Meresa , what a great analyst Thank you very much 👍👍👍
@alemashbelay6177
@alemashbelay6177 2 ай бұрын
Yes
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 2 ай бұрын
🤠ናይ ባሓቂ ግርም ጌርካ ፈሊጥካዬም ዞም ረሰሓት ሽንፍላ # ምስ ደመኛታትና ላሓስሓስ ትብሉ ተጋሩ እዉን ኣደብ ግበሩ 😠
@user-wm1ri5cf8x
@user-wm1ri5cf8x 2 ай бұрын
ፎእ ክንድዚ ዓይነት ጽበት ኣእምሮ ክኣ ኣሎ 'ዩ ፧ በል ኣቶ ጫሕማ ንብርሃነ ኣብርሀ ጅግና ምባል ስግድግድ ዘብለካ እንተ ኮይኑ ዋላ ድጓሕ ይምጽኣካ ሕጂ ውን ጅግና ኤርትራዊ 'ዩ ።
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 2 ай бұрын
ሽንፍላ😎
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
ፀቢብ ኣእምሮ ዘለዎ ብርሃነ ኣብረሀን ንስኻን ኢኹም ብዝኾነ እታ መፅሓፍ ኣይትፈልጣን ኢኻ
@natsenat6087
@natsenat6087 2 ай бұрын
ኣማንኤል ከምቲ ትብልዎ ዘለኩም ኣይበለን ግን እታ ኢልዎ ትብልዎ ዝተዛረቦ ዘይተምጽእዎ? ብርሃነ ኣብረሕ ዝበሎ ንብርሃነ ኣብረሕ ይምልከት፣ቢኒያም የቀንየልና እንተሓውና እንታይ እዩ ኣጀንድኡ ጽልኢ እዩ ዝጉስጉስ ዘሎ 💙💙💙
@Haylemaryam-br4yp
@Haylemaryam-br4yp 2 ай бұрын
፦ እቲ ጠያቂ ጋዜጠኛ ፖሎቲካ አይርድ ኦን ጠቅላላ። ወዲ መረሳ ዝገልፆ ዘሎ ግልፅን ንፁሩን እዩ። አማኒኤል እያሱ ሻዕብያ ነይሩ ፀኒሑ ፀረ ሻዕብያ ኮይኑ ደጋፊ ተጋሩ ነይሩ ፅቡቅ ነይሩ። ፦ አብዚይ ሐዚይ ንምንታይ ምስ ፀረ ተጋሩ ተሰሊፉ ግልፂ እዪ ሓሳቡ ቀይሩ አሎ መሰሉ እዩ። እንትጋገ ተነቂፉ ትኽክል እዩ።
@chaltuaddisabebakegna265
@chaltuaddisabebakegna265 2 ай бұрын
አንበሳ ቆልዐ ትግራይ አማንኤል እያሱ ካብ አዘራርባ ክጋገ ይክእል እዩ እንተዘይኮነ አማንኤል ናትና እዩ ግን እምነትካ እዩ
@alemashbelay6177
@alemashbelay6177 2 ай бұрын
💛❤️💛❤️💛
@user-nv4np2sf7e
@user-nv4np2sf7e 2 ай бұрын
ቢንያም ኣብኣ እንከለካ ንዳንኤል ክብረት እውን ዘለካ ኣድናቆት ንገረና ንትግራይ ዘለካ ንዕቀት (ፅልኢት) ብደንቢ ምእንታን ክትገልፆ
@nehamasgedom9051
@nehamasgedom9051 2 ай бұрын
God Bless you and keep you Wedi Meresa.
@JetwayExpress
@JetwayExpress 2 ай бұрын
Long live Wedi Meresa ❤👍🤗
@MaebeleMusieGebreyesus
@MaebeleMusieGebreyesus 2 ай бұрын
አማኑኤል ኢያሱ እኮ ሰብ እዩ ክጋገ ይክእል ግን ድማ አብቱ ፀልማት ግዜ ብርሃን ህዝብ ትግራይ እዩ ነይሩ ነገራት አይናካርር።
@LualAbraha
@LualAbraha 2 ай бұрын
ኤረትራዊ። እኩ ።እቲ ዝቃለስ ። እኮ ንኤረትራ እዩ ግን ።መንተሪ ባይታ። ስለዘድልዩ እዩ ተወሳኪ ድማ ።ህዝቢ ተደግራይን ህዝቢ ኤረትራዊን ። ብሰላም ናይ ምንባረ እዩ ።ተቃላሳይ ኤረትራዊ ቀንድ ቃልሱ ንህዝቢ ኤረትራ እዩ
@Azmarino_zeymano
@Azmarino_zeymano 2 ай бұрын
ካብ እዚ ንስካ ንላዕሊ ትዛረቦ ዘለካ ፌራ ዘረባ የለን
@berhaneghirmai4282
@berhaneghirmai4282 2 ай бұрын
I think this guy he’s trying to get more followers on KZbin Amanwel is not responsible The man wheneverything was dark he gave you sunshine remember the Bad days you pass good job Binam
@GMZ456
@GMZ456 2 ай бұрын
ዘረባን ተግባርን ነኒበይንም እዮም" ንህዝቢ ትግራይ ካብ ወዲ መረሳ ንላዕሊ ኣማንኤል እያሱ ዝገበረሉ ይበልጽ።
@smd7650
@smd7650 2 ай бұрын
No👆
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 2 ай бұрын
ለክባጥ
@Tsegaye-xm1iv
@Tsegaye-xm1iv 2 ай бұрын
ዝገርም እዩ ኣማኒኤል ኢያሱ ነዚ ተረዲኡ ኣብ ሞንጎ ክልቲኡ ህዝቢ ዘሎ ጽልኢ ንምስባር ለይትን ማዓልትን ይጽዕር ኣሎ። ብኣንጻሩ ካብ ሃመማ ሓኸለ ዘዓይነቱ ኣብ ጽልኢ ተሸኺልካ ኣለኸ victim ናይ ጽልኢ ንስኻ ኢኻ ነብስኻ ፈቲሽ ዝሓወይ ክባሃል ዝግቦኦ ብዙሕ ኣሎ ግን ፍቕሪ ገዳዲፍካ ነገር ገፋጊፍካ ከም ዝባሃል ነገር ኣይትገፋግፍ ንኹላትና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ❤❤❤❤
@tsegayZeru-ig1tq
@tsegayZeru-ig1tq 2 ай бұрын
ወረርቲ ንስካትኩም እምበር ኤርትራ ወሪራ አይትፈልጥን ሓሰውቲ. ብርሀነ አብረሄ ዘመጾኦ ሓሳብ ከአ አብ ሓቂ ዝተምርኮሰ እዬ. አብነት. አብ ስርዓት ሀ/ስላሴን አብ ደርግን አብ ወያነን ዝፈጸምኩም. ምስክር እዬ
@alemashbelay6177
@alemashbelay6177 2 ай бұрын
🌷🌷💛❤️💛❤️🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆💕
@oneeritrealoveeritrea332
@oneeritrealoveeritrea332 2 ай бұрын
ኤርትራዊ ስማ ኤርትራዊነትካ ኣትርር ፅቡቅ ጌሩ እቲ ናይ ተጋሩ ኣታሀሳስባ ይነግረናሎ ቀናእ ዝኮነ ሰብ ኤርትራ ንኤርትራዊየን::!
@smd7650
@smd7650 2 ай бұрын
ንከባበር።
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
ደንቖሮታት ዱሑራት እታ ርእስኹ ተዓቂና እያ ምሽ ተዓዲላትኩም ተጋሩ ፀላኢና እዩ ንዝብልን ደጋፊኡን ሸለል ኢሉ ክሓልፎም ደሊኻ ኔርካ ኣታ ሑሱር ስደተኛ
@berakikesete9517
@berakikesete9517 2 ай бұрын
(ኤርትራዊ ሃገራአነት ሕምም ሃገርስውነት ኢዩ )ብኸመይ ድኣ ወደይ እዋይ ጉድ ስማዕ ! ኣንቱም ሰባት የእምሮ ኣለኩም ዶስ ዋላ ጥራይ መልሓስ ኢዩ? ጥልያን ንዓዱ ክኸይድ ከሎስ እንተጠምዮም ዝልምንኹም እንተጸግቦም ዝሃርምኹም ጸላእቲ ይገፈልኩም ኣለኹ ኢሊዎም ንኤርትራውያን ይባሃል።
@user-gz3cy1cv6r
@user-gz3cy1cv6r 2 ай бұрын
እዙ ስባኣይ ግን ጥዒና ኣለዎ ዱዩ? ኣማኑኤል ኣብ ብራከ ሾው እኮ እታ ህዝቢ ትግራይ ፀላኢ ኤርትራ እዩ ዝብል ፅሑፉ ኣይቅበሎይ እኮ ኢሉ እዩ ናይ ግልኩም ፅልኢ ተልእኩም ንንባዕልኩም ተመናጨቱ ኣለበለዚያ ንህዝቢ ወክልኩም ኣይትናገሩ ብሓይሊ ፀላኢ ትግራይ ኩን ኣይባሃሊ።።። ሃለዉለው ይቁም
@legessegebrekristos8088
@legessegebrekristos8088 2 ай бұрын
እዚ ጋዜጠኛ ዘይተረደኦ ነገር ኣል ። ኣማኑኤል እያሱ ናይ ብርሃነ ኣብርሀ ኣጀንዳ ፕሮሞት ይገብር ኣሎ እዩ እቲ ክርክር ። ሂትለር ጀግና ነይሩ ዝብል ሰብ ብጆኖሳይድ የሕትት እዩ ። ሀዚውን ኣማኑኤል እያሱ ናይ ጆኖሳይድ ዝኣወጀ ጸሓፊ እናድነቐ እዩ ዝዛረብ ።
@binyamabraham7749
@binyamabraham7749 2 ай бұрын
What amazing comment of wedi mersa
@GameOver-il7vv
@GameOver-il7vv 2 ай бұрын
እወ ናይ ኤርትራ መብነት ብጽልኢ ትግራይ ኢዩ ኣርባዕተ ነጥቢ እንታይ ኣደኻ ትገብር ።ሑቖኻን እግርኻን ዋላ ርእስኻን ሕርሕርይ ጌርና ሴርናካ ኢና መልሓስ ጥርሕ ኢያ ተሪፋትካ ዘላ በታ ነልሓስ እዉን ክንቖርጻ ኢና
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ዝብኢ እንጉይ ኢሉ ክፍክር ውዒሉ አምበሳ ምስ ረኣየ ክኣ ዕዝር ይብል ጭሩኡ ዶጒሉ። ክክክክ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
ፈሳዊ ሃዳሚ ድሁል ዓስካር
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
@@netsanettdf9263 ዝብኢ qondaaf!
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
@@koala10ish ችዲ ጉሓፍ ፍንፋን ድቃላ
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
@@netsanettdf9263 ጋመጉዛይ፦
@JetwayExpress
@JetwayExpress 2 ай бұрын
Because he stand with us, it doesn't give him a license for life
@ghenetbelai2070
@ghenetbelai2070 2 ай бұрын
እዋይ ነብሲ ምትሐት ናትኩምሲ መድሃኒት ዘይቡሉ ሕማም ተሕዝን። ኤሪትራ ክትብል ማይ ጸሚካ ተሕዝን መስኪናይ ።
@hgfana6731
@hgfana6731 2 ай бұрын
አቱም ሰባት ንምንታይ ኢኹም አስማትኩም ንሰብ ተሸክሙ🤔 አብዛ ዓለም ከማኹም ዝሐሰረን ትሑት ፍጥረትን አሎ ኢልኩም ትሐስቡ ዶ
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 2 ай бұрын
ከመን ኢና ነብስ ነትሕት ኤርትራውያን ትሕቲ ህልዋት ልዕሊ ሙዉታታ እዮም ቱፍፍፍ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 2 ай бұрын
ችድ ጉሓፍ ሓቂ ክዝረበኩም ከሎ ብማይ ገይርኹም ውሓጥዎ
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 2 ай бұрын
ሃመማ ደምቢያ
@sarajoh313
@sarajoh313 2 ай бұрын
​@@luwamgessese8462dankro
@searegebrekidan
@searegebrekidan 2 ай бұрын
ካባኩም ተጋሩ ንላዕሊ ንህዝቢ ኤርትራ ጸላኢ የብሉን ልዕሊ 70 ሽሕ ንብረቱን ገንዘቡን የሕዲካ ሰበይቲ በይና ሰባይ በይኑ ቆልዑ በይኖም ፈላሊ ካብ ኢትዮጵያ ድሰገጎም መን ዲዩ ውዕል ኣልጀርስ ከይትግበር ዝሓንገደ መን ዲዩ ካብዚ ንላዕሊ እንታይ ክትገብሩ ደሊኩም
@giziawiselamwdiadiwa5288
@giziawiselamwdiadiwa5288 2 ай бұрын
Agame daynasor ( hatxey amanial )
@searegebrekidan
@searegebrekidan 2 ай бұрын
ክብ ሰማይ ጽደፍ ልክባጥ ኤርትራ ክስማዕ ከሎ እንታኡ ኮይኑ እዩ ዘሐመካ ፡ከምዚ ንስካ ትሓስቦ ትግራይ ኣብ ሕመቅ ኤርትራ እያ ትክበር እዩ ስነ ሓሳብካ ተጋሩ ዐሻኩም ድለዩ
@haben686
@haben686 2 ай бұрын
ኣዳላዊ ፕሮግራም ከየመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን። እንተ እቲ ጋሻኻ ግን መሪር ጽልኢ ደለዎ ድሌቱን ባህጉን ደም እዞም ክልተ የሕዋት ድምነ ክፉእ ሰብ እዩ። ኣብ ምክብባር ድተመርኮሰ እና በለ ኤርትራዊያን ዓስከር ፡ ደይተማሃረ & ኣብጽልኢ ትግራዋይ ድተሃንጸ ሕብረተሰብ እዩ ኢልካ መደምደምታ ምብጻሕ ብሓፈሻ ህዝቢ ምጽራፍን ከ ኣኽብሮት ድዩ? ከምቲ ንብርሃነ ትኸሶ ደለኻ ብኣኻ ህዝቢ ትግራይ ክንጸልኦስ ልክዕ ድዩ ማለት? ከም በዓል ኢሰያስን ዳኒኤል ክብረትን ትግራይ ዉን ናታ ናይጽልኢ ሃዋርያት ከምደለዋ እዚ ምስክር እዩ።
@asgodomteclemicael1003
@asgodomteclemicael1003 2 ай бұрын
Mr Amanuel, still you are misunderstanding what Amanuel Assena saying. Please don't try to misguided our brothers and sisters tigray. The simple and easy things to accept your mistake and say sorry
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 2 ай бұрын
ተጋሩ ፉንፉናት ወዮደኣ ደናቁር ስለምንታይ ኢልካ ነብስኻ ሕተት ኤርትራውን ኢትዮጵያውያንን ይጸልእኹም ሰረቅቲ ሓሳዳት ስለዝኾንኩም። ትግራዋይ ቆንዳፍ ጋዕጋዕ እድርሮ እምበር ኣፅተሕድሮ።
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 2 ай бұрын
ተጋሩ ፉንፉናት ዓሌት ጋዓግዕ ረሳሓት ስለዝኾንኩም ክንፍንፍነኩም ማዓት ኢና ፎእ ትግራይ ጋዕጋዕ ደንቆሮ ትግራዋይ ቆንዳፍ
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
ካብ ዝወደቑ ሕብረተሰብ ፀርፍን ሕስድናን ጥራሕ ኢና ንፅበ 😅😅
@aleferej7014
@aleferej7014 2 ай бұрын
ወዲ መረሳ ድቃላ ናይ ኣምሓራ ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀ ብኤርትራውነት ዝቅንእ ሓሳድ ወዲ ማይ ጠላሚት ፡፡
@lanteTV1
@lanteTV1 2 ай бұрын
🤣 ብሓቂ ምስ ናይ ገዛእ ርእስኻ ምድንጋር ኣእምሮን ናይ ነብሰ ምትላል ስነ-ጥበብ ኢኻ ትዛረብ ዘለኻ ኩሉ ትብሎ ድማ ንነብስኻ ዝምልከት እዩ። it’s OK ኣይትፍራሕ ገለ በል።
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
ብኤርትራዉያን ዝቐንእ ኣብዚ ዓለም የለን ምኽንያቱ ኢኤርትራዉነት ማለት ድኸነት ባርነት ድሑርነት ስደት ኣብ ምጥፋእ ዘሎ ሕብረተሰብ መን እዩ ክቐንአሉ ንነብስኻ ከሙኡ ኢልካ ኣፅናዕናዓያ
@teweldenugusse175
@teweldenugusse175 2 ай бұрын
ንፉዕ ጋዜጠኛ , እንተ ወዲ መረሳ ካብ ቀደማይካ ዳሕራይካ ገዲዱ። It shows, your thought is based on inferiority, please try to listen things positively first,your explanation doesn’t help our people. Amanuels interview is clear and straightforward. With do respect
@lanteTV1
@lanteTV1 2 ай бұрын
አማኑኤል አሰና ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ምስ ተኸፍተ ብዓቢ ሓዘንን ሕርቃንን ካብ ትግራይ ዝመጸ (ዓሳው ባኒ) ከይተረፈ ክሳብ ከተማ ምጽዋዕ ይለኣኽ ነበረ ክብል ኣነ እውን ኣብቲ እዋን ሰሚዐዮ ብጣዕሚ ተገሪመ እንታይ ማለቱ እዩ ኢለ ሓሲበ ብጣዕሚ ገሪሙኒ።
@danieltesfamicael7673
@danieltesfamicael7673 2 ай бұрын
ኣብዚ ክንግንዘቦ ዘለና ሓደ ብርሃነ ኣብርሀ ህዝቢ ትግራይ ጸላኢና እዩ ኢሉ ጺሒፉ ማለት ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ብብርሃነ ድዩ ዝርኤ
@berhaneghirmai4282
@berhaneghirmai4282 2 ай бұрын
I think this guy he’s trying to get more followers on KZbin Amanwel is not responsible The man wheneverything was dark he gave you sunshine remember the Bad days you pass
@bfbhd9616
@bfbhd9616 2 ай бұрын
PIA was right tekolifna!! HATAF Kondaf !!
@lanteTV1
@lanteTV1 2 ай бұрын
አማኑኤል አሰና ዶብ ኢትዮጵያን ኤርትራን ምስ ተኸፍተ ብዓቢ ሓዘንን ሕርቃንን ካብ ትግራይ ዝመጸ (ዓሳው ባኒ) ከይተረፈ ክሳብ ከተማ ምጽዋዕ ይለኣኽ ነበረ ክብል ኣነ እውን ኣብቲ እዋን ሰሚዐዮ ብጣዕሚ ተገሪመ እንታይ ማለቱ እዩ ኢለ ሓሲበ ብጣዕሚ ገሪሙኒ።
@Berheize
@Berheize 2 ай бұрын
ኣንታ ሃሳስ ጋዜ ኛ ደደቢት ይርዳኣካ የለን እቲ ዝባሃል ዘሎ።
@user-nv4np2sf7e
@user-nv4np2sf7e 2 ай бұрын
ወዲ መረሳ ንግሉ ኣይኮነን ዝሕለቅ ዘሎ ንመላእ ትግራይን ትግራዋይን እዩ እንተ ቢንያም ግን ተጠራጥር ኢኻ
@mimi62328
@mimi62328 2 ай бұрын
ቢንያም ሓውን ትግርኛ ትሓፅረካ ድያ 😂
@lanteTV1
@lanteTV1 2 ай бұрын
😂 ሚሚሾ ምናልባት ኣብ ካምፓላ ገለ ግዜ ስለ ዘሕለፈ ክኸውን ይኽእል።
@t.b4065
@t.b4065 2 ай бұрын
ደቂ ማይ ጠላሚት ሳሓንዋ ድኣ ወልቃይት የለን ራያ የለይ እሽ ጎይታ እንዳበልካ ኣብ ኢትዮጵያ ምንባር እዩ ካልእ ዕድል የብልኩምን
@lanteTV1
@lanteTV1 2 ай бұрын
😂😂 ዕድሜኺ ሙሉእ ብርሑቕ ብዓይንኺ እናጠመትኪ ክትምነይሉ ኢኺ እምበር ንኢትዮጵያዊነት ግን ፈጺምኪ ኣይትረኽቢዮን ኢኺ። አሎራ🤗 ካብ ኢትዮጵያ ንገንጸል ንፍለ ኢልኩም ተፈሊኹም። ንኢትዮጵያውያን ካብ ኤርትራ ብሓይሊ ኣባሪርኩሞም ። ከም ውጽኢቱ ድማ ካብ ኢትዮጵያ ተባሪርኩም ናብ ሃገርኩም ተሰጒግኩም። ሕዚ ግን ከምቲ ኢሰያስ ዝበሎ ኤርትራውያን ርትዓዊ ብጽሒትኩም ሓንቲ ነገር ጥራይ እያ ኣዒንትኻ ዓሚትካ ኣፍካ ዓጺኻ ርእስኻ ኣድኒንካን ተንበርኪኽካን ነቲ ኣረሜናዊ ጃንዳ ውልቀ መላኺ መንግስትኻ በባርነት ምግልጋል'ያ።
@tirhaswelu
@tirhaswelu 2 ай бұрын
Exactly 👍
@abebakebede4586
@abebakebede4586 2 ай бұрын
👍👍👍
@ogbazionbeidu1657
@ogbazionbeidu1657 2 ай бұрын
ብዙሕ ብዛዕባ ኤርትራ አይተዛረብኩምን እንዲኹም ሕፍር ዘይትብሉ ንኤርትራ ዘብጻሕክሞ በደል መዋዳድርቲ የብሉን
@JetwayExpress
@JetwayExpress 2 ай бұрын
👍👍👍🤗🤗🤗
@Lifetips-kd9rk
@Lifetips-kd9rk 2 ай бұрын
ኣቱም ሰባት ህወሓት ትበሃል ተለወጠት እይተለወጠት ጥቅሙ የብሉን፡ሙሉእ ብሙሉእ ሓዱሽ ስርዓት ፓለቲካ እዩ ክመፅእ አልዋ፡ውናት ንቅድሚት ህወሓት ናብ ሙዝየም።
@oneeritrealoveeritrea332
@oneeritrealoveeritrea332 2 ай бұрын
ኣይተዛርቡና :
@JetwayExpress
@JetwayExpress 2 ай бұрын
God bless you Wedi Meresa hero ❤
@t.b4065
@t.b4065 2 ай бұрын
ወዲ መረሳ ኤርትራ ዝበሃል የለን ኢልካ ካብ ዘርእካ ዝወረስካዮ ሓሶት ርኡይ እዩ ኤርትራ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ኤርትራን ባሕሪ ኤርትራይ ብዙሕ ግዜ ተጠቂሱ ኣሎ
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
ተጋጊኻ ወይ ድማ ካብ ሓበሬታ ነፃ ኢኻ ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ ዝተጠቐሰ ነቲ ባሕሪ እዩ ኣብቲ እዋን ትግርኛ ዝዛረብ ሕብረተሰብ ኔሩዶ ኣይነበረን ንዓኻ ክገድፈልካ
@estifanoskidane4650
@estifanoskidane4650 2 ай бұрын
ዋእ እንታይ እዩ ሓንቲ ዘረባ ሒዙ ሾንኮለል ልብል ካብ እግሪ መልሓስ ይዕንቀፍ ሸለል በልዋ
@michaelsuper6087
@michaelsuper6087 2 ай бұрын
እንታይ ይምልከተካ ብዛዕባ ኤርትራ ትዓፍር ብዛዕባ እዛ ቖማል ክልል ትግራይካ ዘይትገብር ንሕና ዕላማና ጌርና አለና ኢትዮፕያ ፍሕ ብትን ኸምትብል ጌርናያ አለና ናዓኹም ምሰ አምሐራ አብ ኪናት ኸምትነብሩ ጌርናኩም ዓፍር ምሰ ሶማል ሐመድ ኸም ትጋበሩ ሰሪሕናልኩም ኢና ገና አብአ ክትነብሩ ኢኹም ናብ ኤርትራ ወሰ ኸምዘይትብሉ ጌርነ ኢና አጽዋር ሩሰያ አብ ወደብ ባጽዕ አሎ
@panial6147
@panial6147 2 ай бұрын
ልዕለካ ፀላኢ ህዝቢ ኤርተራ ኣሎ ዲዩ!!!!!
@CalmDolphin-gl3tx
@CalmDolphin-gl3tx 2 ай бұрын
ኣለና🎉🥳
@riesommelelik9618
@riesommelelik9618 2 ай бұрын
ሓቁ ከማኹም ገሩ ዚበደሊ ንህዝቢ ኤርትራ ግን የለን ኩናት ዓድዋ እውን ደይ ሳላ ኤርትራዊያን ኢኹም ሲዒርኩም ተሕዝኑ ነዚ2ህዝቢ ሰላም ዝትህብዎ
@bharenegashe6471
@bharenegashe6471 2 ай бұрын
አማኑኤል የታዝብኩት አንዱ በባለፈው ህዋት እና ሻቢያ ተገናኙ በሚልየሄደበት መንገድ በጣም የኤርትራን ጥቅም በትግራይ ህዝብ ለማረጋገጥ የሚሰራ ነው ታዝብነው
@sarajoh313
@sarajoh313 2 ай бұрын
Dankro
@giziawiselamwdiadiwa5288
@giziawiselamwdiadiwa5288 2 ай бұрын
Agame malet shinfla malet eyu
@debessaibeyene7358
@debessaibeyene7358 2 ай бұрын
እታ ናይ ኣማኑኤል ኢያሱ ቪዲዮ ኣቕርባ
@ashu9110
@ashu9110 2 ай бұрын
Shame on u dedebit journalist.. I completely agree with meresa we should not allow those waririti Genociders to disrespect us enough is enough let's stop this BS we're brothers we speak 1 language nonsense..We want justice from those husrat Araweet Genociders 4..There hate toward Tigrains is deep rooted from 100 years ago and it will take another 100 years towards normalcy after hizibi Tigrai gets justice and reparations.
@JetwayExpress
@JetwayExpress 2 ай бұрын
If Amanuel Iasu stands with Tegaru during the Genocidal war, it doesn't give any reason to insult us !! Even Tegaru is a wrong word, it's like "so and so is not a racist, his wife is black " so I agree with Wedi Meresa 100%
@woldkegebrke6158
@woldkegebrke6158 2 ай бұрын
ቢንያም ኣይርደአካን ድዩ???
@weykefetek3020
@weykefetek3020 2 ай бұрын
ጭቕጭቕ ን ኝኝን ተብዝሑ
@bfbhd9616
@bfbhd9616 2 ай бұрын
Meresa? Is it even TIgraway ? HATAF find your roots first !!!
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ተሰሓሒትካ ኢካ
@user-wt6up7vc3l
@user-wt6up7vc3l 2 ай бұрын
ኣቱም ቆማላት ሓሰውቲ ኤርትራውያን 4ይ ክፍሊ ክማሃሩ ከለው ተጋሩ ከኣ 00000 ግን ቁማል ርስሓት ስርቂ ናቶም ኢያ ክትፍልጡ ከኣ ኤርትራውያን ማራ ኢና ንፍፍነኩም ጠላማት
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 2 ай бұрын
I think he is right good analysis, the only weakness his generalization
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ዝብኢ እንጉይ ኢሉ ክፍክር ውዒሉ አምበሳ ምስ ረኣየ ክኣ ዕዝር ይብል ጭሩኡ ዶጒሉ። ክክክክ
@GrmaBru
@GrmaBru 2 ай бұрын
ንኤርትራውያን ከም አቅሐ ጥልያን ሰሪሂዎ እንዳብልካ ናይ ፓለቲካ ፈላጥ እየ ትብል ደንቆሮ ርእሲ ወሮጦ
@qweryqwe7826
@qweryqwe7826 2 ай бұрын
ሰሪሕኩም እንድዩ ሕጅስ 😂😂
@GGMFine
@GGMFine 2 ай бұрын
Gazetegna geleltegna koynka Kab mitiyak nimintay temahayshelu tirgumu. amanuel mis tegaru ewen keyterefe yemeraawu eyom elu eyu ezi gega eyu. Gazetegna tebeka amanuel eyasu koyna aleka. Wedi meresa likie eyu
@BereketBere-kl6bx
@BereketBere-kl6bx 2 ай бұрын
Xbuk alo wedi meresa nay keman riesey harimatni
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ዝብኢ እንጉይ ኢሉ ክፍክር ውዒሉ አምበሳ ምስ ረኣየ ክኣ ዕዝር ይብል ጭሩኡ ዶጒሉ። ክክክክ
@DestaYbrah-tj5kf
@DestaYbrah-tj5kf 2 ай бұрын
Wedy meresa is right, but this amater jorenalst all so he have lack of confidence,and opporchinst,poor
@berhanehadish1319
@berhanehadish1319 2 ай бұрын
I think ezii wadii mersaa ego wasikuu eyuuu zizarebb zelo even abtii hasabbb kizarebb yogiboo . Even kam xagorayy eyaa Politika ytintinn or yifelttt yibell aloo …. Kamu ente koynuu daa hizbikaaa adhinn sry. Amenuel gin normal hasbb eyuu tezaribuuu . Anyway kamzeom zibeluu mihurattt bemhlawinaa yihazinn .
@koala10ish
@koala10ish 2 ай бұрын
ዝብኢ እንጉይ ኢሉ ክፍክር ውዒሉ አምበሳ ምስ ረኣየ ክኣ ዕዝር ይብል ጭሩኡ ዶጒሉ። ክክክክ
@Gochu1132
@Gochu1132 2 ай бұрын
Nai wekekha tslit zeleka eyu temesel nebsekha wekileka tezareb ne hezbi tigray wekileka ne Emanuel eyasu hanti kalat sentika metslam kabaka nelaili mebaasi kehadi ika sorry. Emanuel eyasu gina abta tselemat be tv asena yewaloto tarikhe kezekero zeneber eyu.
@Gochu1132
@Gochu1132 2 ай бұрын
We love Emanuel eyasu ❤❤❤❤
@luwamgessese8462
@luwamgessese8462 2 ай бұрын
ወረግ በዕሉ ኣማኑኤል ካብትግራይ ጥልመት አንተ ኣጋጢሙ ኢሊ እዩ ዘኣዛን
@samtekelab9463
@samtekelab9463 2 ай бұрын
Agame qomale ede 😂😂😂 Haku eu asena Agame nay mewdata sele zkone eu kemu elkum wegin qomale agame
@BerihuBrhane-le1ow
@BerihuBrhane-le1ow 2 ай бұрын
Is he Journalist
@Berheize
@Berheize 2 ай бұрын
እንታይ ዓይነት ጋዜጠኛ ኢኻ???
@DaniMeharina-iw2ds
@DaniMeharina-iw2ds 2 ай бұрын
These people are sick because they’re not stop 🛑 talking about Eritrea 🇪🇷. This is sickness
@teameneguse9717
@teameneguse9717 2 ай бұрын
Teweger
@abialem5755
@abialem5755 2 ай бұрын
Ezi kekbat seb tselaeku enwet nay Eritrea eyubzdeli
@egzabihertalaknew3508
@egzabihertalaknew3508 2 ай бұрын
Denakur mahaymat
@teameneguse9717
@teameneguse9717 2 ай бұрын
Mealtka texebey ata qomishti
@zemichaelhailu8126
@zemichaelhailu8126 2 ай бұрын
ድቓላ ደምብያ ወ ጣልያን
@teameneguse9717
@teameneguse9717 2 ай бұрын
Ane zymeskrelka ewe hezbi tigray hasad xelai hezbi Eritrea EU denqoroo
@hgfana6731
@hgfana6731 2 ай бұрын
Entay haliyukum eumo hasad kgetmekum??sdet,mot,barnet??? Beyenay haftkumn natsnetkumn ekum kenae ktfryu😅😅😅
@teameneguse9717
@teameneguse9717 2 ай бұрын
@@hgfana6731 ezi ab Yemen zelo ke eritreawi du ata denqoroo kemeu ena belka terah nebska axenaneaya
@teameneguse9717
@teameneguse9717 2 ай бұрын
@@hgfana6731 no more 20 gumbot ab Ethiopia
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 40 МЛН
Oh No! My Doll Fell In The Dirt🤧💩
00:17
ToolTastic
Рет қаралды 13 МЛН
امیرعباس هویدا قبل از دربار پهلوی
1:27:54
Bplus Podcast
Рет қаралды 266 М.
ጋዜጠኛ ሳትሆን ነውረኛ ነህ❗📌September 7, 2024
18:58
Seble Bekele Gizaw
Рет қаралды 1,2 М.
Evening News in Tigrinya for June 18, 2024 - ERi-TV, Eritrea
22:53
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 10 М.
እንታይ ኣሎ ኣብ ቅድሜና? ካልኣይ ክፋል - ላዛ ትግርኛ
1:43:06
ላዛ ትግርኛ Laza Tigrigna
Рет қаралды 10 М.
ዳማ ብ ኣወል ስዒድ / DAMA BY AWEL SAID
1:10:12
Hidmona TV
Рет қаралды 260 М.
እንታይ ኣሎ ኣብ ቅድሜና? - ትሕቲ ሰማይ ትግራይ - ላዛ ትግርኛ
1:19:00
The CUTEST flower girl on YouTube (2019-2024)
00:10
Hungry FAM
Рет қаралды 40 МЛН