ሰብኣየይ ኣብ ገዝኦም ኢድ ዘቖርጥም ምግቢ ሰሪሑ ጋቢዙኒ🥰ድፍረተይ ግን ኣብ ቅድሚ ሓማተይ🙆‍♀️

  Рет қаралды 80,964

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Күн бұрын

Пікірлер: 753
@galweyenti8890
@galweyenti8890 Жыл бұрын
ሰላመይ ብዛዕባ አጀማምራ ፍቅርኩም እባ ሕዝክልና ምፅና ምስ ስብኣይኪ መዓዝ ተፋሊጥኪ ብከመይ ተፋሊጥኩም አበይ ተፋሊጥኩም ብሓፈሻ ኩነታት ፍቅርኩም ሕዝክልና ቅረቢ 🙏ዕድመን ጥዕናን ድማ ይሃብኩም ሓዳርኩም ይባረክ
@ማዓርግማሓሪ
@ማዓርግማሓሪ Жыл бұрын
ታይ ይምልከትካይ 😩😩
@ፍሩታ
@ፍሩታ Жыл бұрын
ዋይ በቃ ናይ ስብ ምሽጥር ትስምዓ አምላ😢
@temesgentemesgen839
@temesgentemesgen839 Жыл бұрын
​@@ማዓርግማሓሪ ታይ ጸገም እኒአዎ አብ ማንም ምድያ ዝጥየቅ እንድዩ ካብኡ እውን ካብ አድናቆትን ፍትወትን ዝተልዓለ እዩ ። እምበር ናይ ሰብ ሰሚዕካ ዶ ታይ ይገብረልካ እዩ
@MamunKsa-d7o
@MamunKsa-d7o Жыл бұрын
​@@ፍሩታምሽጥር ኣይኮነይ ትምህርቲ ክትወስድ እዩ ንሕዋትካ ዝጥየቅ ኩሉ ብኩፉእ ኣይንረደአዮ🙄🙄
@ፍሩታ
@ፍሩታ Жыл бұрын
@@faswelsfr1974 ትምህርቲ ነምህረክን ማአዝ ስእንክን እዩ ልቢ ተልዩ ናይ ሓደስብ እኩን እየ ስቡ ድአ ሃለውለው ከንናበይ
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይሰስን ካብ ዓይኒ ሓሳዳት ይምሓርኩም ፍትዉትዉ የብለኩም 🙏❤❤❤❤🥰🥰🥰
@Shwati308
@Shwati308 Жыл бұрын
ካብ ኩሉ ትኣታሓዛካን ትፅርየትካን ገይሩ ደስስስስ ዝብለካ ኢድካ ይባረክ ሰላመይ እግዚአብሔር ኣይፈላሊኩም ደስስስስስስ ባሃልቲ ሓዱሽ እክሊ ንደሊ ኣለና ሕዚ ❤❤❤❤❤❤
@musse_shakur
@musse_shakur Жыл бұрын
🥰🥰🥰
@askb4483
@askb4483 Жыл бұрын
Amen❤(3)
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤
@kebramsalman953
@kebramsalman953 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን🙏❤❤❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Жыл бұрын
ኣሜን❤🎉
@meazaabreha2897
@meazaabreha2897 Жыл бұрын
አማን ወለላይ❤❤❤
@lemlemawit3637
@lemlemawit3637 Жыл бұрын
ንሓማትክስ ኣቲ ኢልኪ ክትፅውዕየን ፅቡቕ ኣይኮነን ክብሪ ንባዕልኻ እዩ የኾነይ ንሓማት ንንዕልትኻ ከማን ኣትን ኢልካ እዩ ዝፅዋዕ ሓማት ምዃንኪ ስለዘይተርፍ ድሕሪ ግዜ እዚ ኣቲ ኢልካ ምፅዋዕ ግደፍዮ ሰሉዋይ❤
@lemlemawit3637
@lemlemawit3637 Жыл бұрын
@user-nu1my2ci1j ንኽብሪ ኢልካ እዩ ኣትን ዝበሃል እምበር ንዕብየት ጥራሕ ኣይኮነን ኮ ደሓር ከዓ የኾነይ ንሓማት ወላ ንዕልቲ ኣዝያ ንኡሽተን ትኹን ኣትን ኢልካ እዩ ዝፅዋዕ ማለተይ እየ🙏
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb Жыл бұрын
Kem ane gen eta hamat wetat eya zela emo aten nemebales aykebeden???
@brzafwelday6959
@brzafwelday6959 Жыл бұрын
ሓማትኪ ሓፍትነይ ከይና ፅንሐ ሰሉየይ ናይና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቤተሰብ 🥰🥰🥰
@AzeAxumኣዙኣኽሱም
@AzeAxumኣዙኣኽሱም Жыл бұрын
ምቅራት ኣሰይ ታዓድልኪ ክፈትወኺ ሰባኣይኪ ደሞ ኣይትሰከፍ ገቦዝ እኻ ማዓረይ 🎉❤🎉 ኣነውን ዝፈትዎ ዝፈትወኒ ኣፍቃሪ ኣለኒ ብሰላም የራክበና እስኪ ቀንአ 😢🎉❤
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ Жыл бұрын
ብሰላም የራክብኪ ዝያዳይ❤
@AzeAxumኣዙኣኽሱም
@AzeAxumኣዙኣኽሱም Жыл бұрын
@@ጓልሃገረትግራይ አሜን አሜን አሜን ውዴ ❤️😍
@እመብርኃንአግዢኝ
@እመብርኃንአግዢኝ Жыл бұрын
ብሰላም የራኽብኩም ንዓይውን ይፍጠረለይ🙈🙊
@alemdesta454
@alemdesta454 Жыл бұрын
​@@እመብርኃንአግዢኝ 🙏😁😂
@ZZz-km1wz
@ZZz-km1wz Жыл бұрын
አሰይ ሓዳርኹም ይባረክ ሰሉተይ እና ተዲ ሕፍረት ኪዲፊዎ ደፊሩ ይዛብ አሎ🙏🙏🙏🙏🙏
@SenaytAtsbha-gs6ql
@SenaytAtsbha-gs6ql Жыл бұрын
ደስ በሃሎ ሰላም ሓፍተይ ማዘሩ ግን ኣይትበሊ ንዓኪ እዉን እኮ ኣደኪ እየን ❤❤
@Meesihaftibryeway
@Meesihaftibryeway Жыл бұрын
ኣሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፅቡቃት ስድራ ሓማትኪ ግን ስዑዲ ግዲ እያ ነይራ ብዝኮነ ንሓማትካ እንበይተይ እዩ ዝብሃል
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Жыл бұрын
ፅሩየይ ክብረት ይሃብካ ፍቅርኩም ይብዛሕ ብዙሑ ሰስኑ ዞምሓተይ❤ ሓማትለ ደስ ብሃሊት እየን❤ ልምርቃኩምለ አሜን 😅
@aasaas7284
@aasaas7284 Жыл бұрын
ቴዲየይ ለዋህ ሓፉር ጅግና ናይስራሕ ሰብ ኮታስ ኩሉ ዝዓደሎ ፅሩይ ክፈትዎ ብደምቢ ኣክብርዮ ሶሊ❤❤❤❤❤
@albadralbadr1650
@albadralbadr1650 Жыл бұрын
ዎው ማርያምን ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰሉተይ ካብ ኩሉ ነገርሰ ኣትሓሐዛካ ትፅርየትካን እኮ ደስስስስ ክብል ♥❤
@CelFie-dp5wg
@CelFie-dp5wg Жыл бұрын
ብሓቂ ሓዳርኩም ይባረክ ታምኩላስ ግን ኣዘኪርኩምና ባባዋይ ፀጊበ ተበልኩ ብግዲ የኮልሰኒ ነይሩ ኣይስደት❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ Жыл бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራት ደስ ክትብሉ ሰሉዋይ ሓማትኪ ኣደኪ መሓዝትኪ ይመስላ ታዓዲልኪ ❤ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይምሓርኩም ❤
@fanafani2638
@fanafani2638 Жыл бұрын
wowww😮ታይ ክወፆ ፈጣሪ ፍቅርኩም ይባርክ❤ቡሩክ ስባኣይ ታዓዲልኪ ሰሉዋይ❤❤
@salamaaa095
@salamaaa095 Жыл бұрын
እውነት ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ሶሊየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤እዘን ሓማትኪ ያራዳ ልጅ እየን ካሊእ ወደን ዶ የብለንን 😂
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ
@ቛንቛዬነሽድንግል-ገ7ጘ Жыл бұрын
😂😂😂
@ክብሪንTDF
@ክብሪንTDF Жыл бұрын
😂😂😂
@AbebaAbeba-qt6el
@AbebaAbeba-qt6el Жыл бұрын
ክክክክ
@GoGo-hn3bj
@GoGo-hn3bj Жыл бұрын
😂
@Bobo-oe7df
@Bobo-oe7df 2 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂
@aedf4837
@aedf4837 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ሰሉየይ ደስስ ክትብሉ እ/ር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባሪከሉኹም ❤❤❤❤❤
@ሓበሻhabeshatube
@ሓበሻhabeshatube Жыл бұрын
እቶም ዝፈትዎም መፂኦም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሙቁራተይ ንክርስትና ወድኩም ከዓአ እንኳዕ ደስ በለኩም🎉🎉🎉🎉
@arsamatvyoutube
@arsamatvyoutube Жыл бұрын
ደምርኒ ምቅረተይ
@heru12169
@heru12169 Жыл бұрын
እግዛብሄር ፍቕርኹም የብዝሐለይ ብቻ ካብ ዓይኒ ይምሓርኩም ስሉዋይ miss u💛❤️💛❤️💛❤️
@ANEZEKIRSTOS
@ANEZEKIRSTOS Жыл бұрын
ደስ በሃልቲ እንኳዕ ዳሕና መፃኹም ኢድ ይባርኽ ❤
@rfghjhhgc3429
@rfghjhhgc3429 Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይስስን ካብ ዓይኒ ሓስደት ይምሓርኩም ፍትውት የብለኩም❤❤❤🙏🙏🙏😳
@absiabsi9683
@absiabsi9683 Жыл бұрын
ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ ቴዲዋይ ሰሉዋይ ከም ናትኩም ዝበለ ሳሓቅ ዝለኦ ናበራ ይፈጠረለና🙏ቴዲ ለ ምሕፋረ ገዲፍወ የመስለ🙏
@fuhg-rl8bi
@fuhg-rl8bi Жыл бұрын
ዋው ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ሰሉይተይ ምቅርቲ ሓዳርኩም ይባረክ እና ምስ ስብኣይኪ ብሐደ ኣይኮንኩምን ዲኩም ትቅመጡ ማለተይ ገዛና ተመፂእኪ ኢሉኒ ዝትብሊ ሶ ሙቁራት ኢኩም❤❤❤❤
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ
@ነብያትጓልተዋህዶትግራይ Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ አሕዋተይ አጀካ ገቦዝ ኢካ አይትሕፍርዮ ሰላመይ ድማ❤️❤️
@mesigaltigray6783
@mesigaltigray6783 Жыл бұрын
ደስ ባሃሎ የሕዋት ኣብ ቀፃሊ ውን ንስብኣይኪ ሩዝ ከም ናሱዑዲ ሰሪሕኪ ኣብልዕዮ
@ashufkir8839
@ashufkir8839 Жыл бұрын
ፍቀርኹም ይስስን ሰሊተይ ማዓረይ ካብ ዓይኒ የውፅእኹም ምስግና መማህረተይ ስላም በልለይ ሶሊተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏
@tesfaarsu
@tesfaarsu Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ሰላም ምስግና ሓወይ ከመይ ትኸውን ❤ ሰላም ንኹልኹም ብሓቂ ድሕሪ 13 ዓመት ተመሊሰ ንክሪኤካ ዝፈቀደን ዝከኣሎን ፈጣሪ ይመስገን ምስግና ሓወይ😢
@RutaTube01
@RutaTube01 Жыл бұрын
መግለፂ የብለይን ማርያምን❤❤
@zinbfjh7267
@zinbfjh7267 Жыл бұрын
መጀመርያ ስጋ ይጠበስ መጨረሻ እዩ ለአትው ጋይስዋይ ጥብሲ ድያ😂🎉🎉❤❤ብዝኮነ ሓወይ ጅግና❤❤❤
@Letsh481
@Letsh481 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክብሉኻ ፍቅርኩም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏🥰🥰🥰🥰🥰❤️
@tsarkangebremeskel6947
@tsarkangebremeskel6947 Жыл бұрын
ብሓቂ ታዓዲልኪ ሓዳርኩም አብራሃም ሳራ ይግበረልኩም ምቁራተይ❤
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ Жыл бұрын
ፅርያት ደስ ክብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አምላክ ምቅራተይ ❤❤❤❤
@ባዕሉይፈልጥኩሉ
@ባዕሉይፈልጥኩሉ Жыл бұрын
ሰሉ ንመጀመርያ እንቃዕ ደስ በለኩም❤ ክዳን ናይዙዐድስ ሱዕዲ ንዐድና ፅቡቅ አይኮነን ዝባሃልስ ከመይ እዩ ሽፎን እዉን ኣብ ዙቀረባ ጊዘ ንዐደይ ስለ ዝሓስብ ዘለኩስ
@ባዕሉይፈልጥኩሉ
@ባዕሉይፈልጥኩሉ Жыл бұрын
ተገዲስክን እስተ መልሳለይ
@selamatgray7750
@selamatgray7750 Жыл бұрын
ኣሰይ ደሰ ክትብሉ ፍቅርኩም ይባረክ ብዝሑ ሰሰኑ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@لرلن
@لرلن Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ባሃሊቲ ሙቁራተይ ነዊሕ ዐደመን ጥዐናን ዝይንነፀፍ ፍቅርን ይዓደልኩም❤❤❤ ብቃ ሰላመይ ክዚ ንወድኪ ካልእቱ ኣምፀኢ ብሰሩ ደራዐ ዘይብሉ ጋዓት ግዒቱ ክብልዐኪ እዩ 😂😊❤❤❤ ቴዲዬ ክኢድ ይባርክ ክጥዐም ጥዑም ይዓደልካ ዙ ሓወይ ብሩክ ንሰበይቲ ዝሕግዝ ሰባአይ እግዚኣብሔር ዝባርኮ እዩ ❤❤❤
@mryammmoohh8354
@mryammmoohh8354 Жыл бұрын
እዙው ስብኣይ ኣለኪ ሰሉዋይ ፍቕርኹም ይብዛሕ ፅቡቓተይ💞💞💞💞😍😍😍😍😍😍😍
@htthtt5890
@htthtt5890 Жыл бұрын
ዋው ሰብኣይ ሎሚዶም ወግዒ ተመስገን😂😂😂❤
@ifhd4442
@ifhd4442 Жыл бұрын
እሰይ ፁሩያት ንዓካቱም የምስለና ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባረክ❤❤
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk Жыл бұрын
ንስኪ እለ ከም ናይ ኣደታትኪ ብዉሕልና ዝተሰረሐ ፁብሒ ሱርሕኪ ኣብልዕዮ ኢኪ ከይተሓልፍኒ ኮሙንተይ😂
@ራኬቭ-ፐ6ነ
@ራኬቭ-ፐ6ነ Жыл бұрын
መጀመርታ ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣዚኩም ኢኹም ደስ ትብሉ ግን ብኸመይ ኣቲ ትብልያ ኣለኺ ማለት ን ሓማትካ ኣትን ኢዩ ዝባሃል ኸም ዝመስለኒ 🥰❤️❤️
@selamgereziharr8400
@selamgereziharr8400 Жыл бұрын
ብሓቂ ኣነ ለ እዩ ገሪሙኒ
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di Жыл бұрын
​@@selamgereziharr8400ደፋር ያ😅
@ngstik2kahsu699
@ngstik2kahsu699 Жыл бұрын
አረ ችግር የብሉ ዓባይ ተዝኾነ እወእዚአ ግን ንእሽተይ እያ
@ConfusedCake-rl8rl
@ConfusedCake-rl8rl 11 ай бұрын
ኣየ ሕብሽ ኩሉ ነገርኩም ዘረባ ምእራይ
@sbegge7121
@sbegge7121 Жыл бұрын
ዐደመን ጣዕናን የሃብካ. ፍቅረኩም የባረክ ፍጣረ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@Merry-wf7ib
@Merry-wf7ib Жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ሰሉ ሓፍተይ ፍቅርኹም የብዘሐዮ❤❤❤
@bdvbd7687
@bdvbd7687 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረክ ፍቅርኩም የብዞሖዮ ሙቁራት🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሕድረኩም ይብረክልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሰሉየይ🙏♥️💥♥️💜♥️
@RakiHailu89
@RakiHailu89 Жыл бұрын
ፍቅርኩም የብዝሐልኩም ሙቁራት እግዚአብሔር ወድኩም በጥበቡ የዕብየልኩም ሶሉየ 🙏❤❤❤
@merryahmed3819
@merryahmed3819 Жыл бұрын
መባልይቲ ይግበርኩም ፅቡቃተይ❤❤❤
@WeldayGeremdhin
@WeldayGeremdhin Жыл бұрын
ሰሊየይ እንዃዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናተፊቀርኩም የንብርኩም ክብራተይ😘😘😘
@marg94
@marg94 Жыл бұрын
ኣስይይ ፅሩያት ፍቅርኩም ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባረክልኩም ❤❤❤
@AstuLove-us4mh
@AstuLove-us4mh Жыл бұрын
ፍቅርኹም ይብዛሕ ሰላመይ 💙 ኻኣ ማዘሩኣይባሃሊማዘርና ዪ ልበሃል 😃
@حبشتىحبشتى
@حبشتىحبشتى Жыл бұрын
ኣይይይ ኢዲካ ይባርክ ዝሓወይ ሰሉየይ ፍቅሩኹም የብዝሕዮ ፍትወተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሕቢእየዘተዋህዶ
@ሕቢእየዘተዋህዶ Жыл бұрын
ሰሉተይ ንዓውዳ ደይብኩም ቅረፅልና ❤❤❤❤
@gereteklu7889
@gereteklu7889 Жыл бұрын
ሰላመይ ከም ሽምኪ ሰላም ዘለዎ ሓዳር ይግበረልኪ ናይ ብሓቂ
@__-wj7zq
@__-wj7zq Жыл бұрын
_እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ኣሕዋተይ🥰🥰_
@Arsemagemedhin7779
@Arsemagemedhin7779 Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርክ ፅሩያተይ❤
@Tigeraweyt
@Tigeraweyt Жыл бұрын
ኣሰይይይይይ ሙቁራተይ ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉየይ ንዓኺ የምስለና ፈጣሪ ኣምላክ🙏❤
@okbazgiherhaile8174
@okbazgiherhaile8174 11 ай бұрын
ቀኒኤልኩም ቅዱስ ቅንኢ! ደስ ክትብሉ! ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኽ ❤❤❤❤❤
@Haregte
@Haregte Жыл бұрын
ፁሩያትትት መማሲቲ ይግበርኹም ፈጣሪ ኩሉ ኣለም🙏
@Helen-zo9xb
@Helen-zo9xb Жыл бұрын
ኣሰይይ ደስ ክትብሉ መባለይቲ ይግበርኩም ደሰ ትብሉ ስድራ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
@ጓልትግራይ-ሰ9ዀ Жыл бұрын
ኣሰይይይ ፅሩያት ፍቕርኹም ሓዳርኩም ፈጣሪ ይባረክልኹም ❤❤
@jge7tye640
@jge7tye640 Жыл бұрын
ኣሰይይይ ሙኡዙነይ ደስስ ክብሉኻ ፍቕርኹም የብዘሐዮ ሰሉየይ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏
@melengaltigray
@melengaltigray Жыл бұрын
ደስ ክትብሉ ፍቅርኹም ይብዛሕ ሰሊተይ❤🎉
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ዋው ምግባዙ ፍቅርኹም ይሰሰን ሰላመይ❤😊ናተይ ሸብአይ ውን ምሰ መጻኺ ሰሪሐ ኸብለዐኺ እየ ኢሉኒሎ hope😜
@tfetawitashebir711
@tfetawitashebir711 Жыл бұрын
ዋውውው ምቁራተይ ፊቅርኹም ይብዝሐለይ 🥰🥰🥰ሰሉ ባዓል ሓዳርክ ካምራ ለምድ ኑሆ ኹሉ ግዜ ሑዙኹዮ ንዕ❤❤❤❤
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Жыл бұрын
ማማ ሽኮር ደስ ክትብል ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏💖
@fada3193
@fada3193 Жыл бұрын
ማዘሩ አይባሃልይ ማዝርና አዩ ዝብሃሉ ሰሉየ❤❤❤❤❤❤
@omqmlsoso
@omqmlsoso Жыл бұрын
እዲካ ይባርክ ብዝ አጋጣሚ ላአይውን አመህርካን አይፈልይኩም አድኻውን ህንድየናይ ፈገግታኣ ደስስስ ክትብል ያሳሓቅት ትንበረልና ብስደት ዘለና ስደቱ ያሕፅርልና 😍😍😍
@MiriMiri-fb8fx
@MiriMiri-fb8fx Жыл бұрын
ፈጣሪ ፍቕርኹም የብዛሓዮ ፅሩያት ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ
@መሲዘኦርቶዶክስተዋህዶ Жыл бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኪ ሰሉየይ❤እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዛሓዮ
@ሄሩየማራናታቻናል
@ሄሩየማራናታቻናል Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ባህልቲ ኣሕዋተይ❤🎉
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Жыл бұрын
aseyyyyy mukurat des ktblu ayfekalkum fetari 🙏💖💖💖💖
@zufangrmay2716
@zufangrmay2716 Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ታዛዝ ባል ኣለኝ ስለ ስጠኝም እግዚአብሔርን አመስግነዋለው ስለ ሁሉም ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
@ማሂጋልትግራይክሕሎ
@ማሂጋልትግራይክሕሎ Жыл бұрын
ሓዳርኽም ይባረክ ፍትዋተይ❤❤❤❤❤❤❤
@nevicgalirob
@nevicgalirob Жыл бұрын
አበይት ደስ ክትብለ ሙቁራተይ ኣነስ ማራ (ክክሕዮ )or ልፈትወኩም ❤❤❤❤
@FwwdDawe
@FwwdDawe Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ባሃሊ ፍቅርኩም የባርክ ዛምሓተይ ሰሉዋይ ቆንጆ🎉❤🎉❤
@hiwotbrhana7405
@hiwotbrhana7405 Жыл бұрын
ውይይይ ኣታሕዙኡ ደስ ክብል ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ❤
@hmkl2789
@hmkl2789 Жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
@SaraSara-vx7nk
@SaraSara-vx7nk Жыл бұрын
Asey mukuratey hji grm kone hji grm ayni hasad ydfenelkum fkrkum ysesn adeka wn des yblaka admen tanan nakum ykun gn aboka ke ayreanayon ❤❤❤❤
@ዕባይትግራይ-ነ9ቨ
@ዕባይትግራይ-ነ9ቨ Жыл бұрын
ሰብኣኪ ደስ ኽብል ሰሉየ❤
@ተስፋፅባሕ1214
@ተስፋፅባሕ1214 Жыл бұрын
መጀመርያ ፍቅርኹም ይብዛሕ ካብኡለ ንሓማትካ ኣቲ ኣይብሃልን ኣትን እዩ ዝብሃል ሰይቲ ሓወይ እንኳዕ ኣይኮንኪሞ ነደይ ኣቲ ተትብልያ ምስቲ ግድግዳ መጋጨኹኺ ሰሉ ቆንጆ😂😂😂
@algustgust3552
@algustgust3552 Жыл бұрын
😂😂
@Mihira-o5t
@Mihira-o5t Жыл бұрын
ኣሰይይ ፍቅሩኩም ይብዛሕ ሰላመይ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🌹
@እግዞኦተሳሃለነ
@እግዞኦተሳሃለነ Жыл бұрын
ፅሩያት ኣሰሰሰሰሰ ይይይይይይ❤❤
@tsegatdf6961
@tsegatdf6961 Жыл бұрын
ሓዳርኩም ይባርከልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ
@dgfhgyfytr7361
@dgfhgyfytr7361 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛብሄር ፈቅርኩም ይባርኽ❤
@salamasalama7644
@salamasalama7644 Жыл бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኩም ሓዳሩኩም ይባርከልኩም ፈጣሪ👏💝💝💝💝
@Natnael7594
@Natnael7594 Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ሰሉዬ ምቅርቲ ደስስስ ክትብሉ ኣይፈላሊኹም ፍቅርኹም ይሰስን ኣብ ቃል ኪዳንኩም የጽንዕኩም እመ ብርሃን ምሳኹም ትኹን
@gsas4971
@gsas4971 Жыл бұрын
ዋውውውውውው ፍቅሩኹም የብዛሓዮ ንዓኹም የምስለና ፅሩያተይ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@ቱርካዊት
@ቱርካዊት Жыл бұрын
ፍቅርኩምን ሓዳርኩምን ይበርከልኩም ፈጣሪ ሰሉዋኒ ፅሪቲ❤❤❤🎉
@tdfhoney9161
@tdfhoney9161 Жыл бұрын
ስብአይኪ መልክዑ ንአደውኡ ይመስል አምላክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሠሉዋይ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ Жыл бұрын
ብመጀመሪያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር አምላክ ፍቁራተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉየይ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ❤
@FyFg-g3f
@FyFg-g3f Жыл бұрын
ሰላም እሕዋተይ ሰላምኩም የብዘሐለይ ፍቅርኩም ዝተባረክ ይኩን እና ሰልየይ ለባዓልቤት ኣጅራ ኣትበልዮ በልምዲ ዝመፀ እዩ ትርግሙ ካኣ ሰጣን ማለት አዩ ግን በዙሕ ሰብ እዩ ዝሸውድ እና ሰልየይ ግደፍያ ፍትውትው❤❤❤❤❤❤
@xsvfr147
@xsvfr147 Жыл бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ❤❤❤❤
@Wegahtakahsay-f1i
@Wegahtakahsay-f1i Жыл бұрын
Wowwww sweteee ❤️❤️💛❤️💛💯 tigrwtyyyy
@selamabrah6512
@selamabrah6512 Жыл бұрын
ፍቅርኩም የብዛሓዮ ፅሩያተይ
@genetsyom723
@genetsyom723 Жыл бұрын
እሰይ ሓዳርኹም ይባረክ❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@ትግራይዓደይወለላ-ጠ7ቈ
@ትግራይዓደይወለላ-ጠ7ቈ Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ኣሰይ ደስ ባሃልቲ ስድራ ይመቹኩም ግን ኣብ ዉሽጢ ገዛ ፀብሒ ይጨኑ እዩ ኣብቲ ሶፋ ይሕዝ እዩ ጨና
@ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
@ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ Жыл бұрын
እስይይይ ደስ ክትብሉ ሙቁራት ፍቅርኹም ይብዛሕ ክቡራተይ💙😍
@ጋልሃገርትግራይ
@ጋልሃገርትግራይ Жыл бұрын
ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል አምላክ ይታሓዎሶ ዕድመኹም ነዉሕ እንጀራኹም ሰፍሕ ይግበረልኹም ፈጣሪ አምላክ 🙏🙏🙏🙏🥀🥀🥀🥀🥀🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤
@abyabby9886
@abyabby9886 Жыл бұрын
እንዃዕ ደስበለኩም ሰሊተይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ሩታ እኔን አታፈቅረኝም አለችው.አብርሽ ደነገጠ🥹
25:17
Ruta Grace ሩታ ግሬስ
Рет қаралды 134 М.
Cat mode and a glass of water #family #humor #fun
00:22
Kotiki_Z
Рет қаралды 42 МЛН
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
“Don’t stop the chances.”
00:44
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
ጽናት || ክፍል 13 II ፌርማታ ቲዩብ II fermata tube II SUBSCRIBE
32:36
fermata tube ፌርማታ ቲዩብ
Рет қаралды 165 М.