🛑 ሰብ ሞይቱ ኢለ ኣይነብዕን ፡ ብጃማ ተከዲነ ካብ ሞት ኣምሊጠ 👉 ተጋዳላይ ፍስሃ ዘርኡ (መረረው) /ሰይወደይ/ 0914304299

  Рет қаралды 59,180

Desta ደስታ Show

Desta ደስታ Show

9 ай бұрын

subscribe and hit the notification bell to stay updated with all new uploads!
ሓደሽቲ ምስልታት ንክበፅሕኩም ሳብስክራይብ ብምግባር ቤተሰብ ኩኑ !
ሰብ ሞይቱ ኢለ ኣይነብዕን ፡ ብጃማ ተከዲነ ካብ ሞት ኣምሊጠ ፡ ተጋዳላይ ፍስሃ ዘርኡ (መረረው) /ሰይወደይ/ 👉 0914304299
Desta show 👉 (0940985113)
Copyright ©2023: Desta show. 🔔 Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibeted.

Пікірлер: 381
@Bazien1324
@Bazien1324 9 ай бұрын
👊👊👊👊 ንመረሮው ዝፈቱ ብሳብስክራይብ 1000k ግጨይኒ❤❤❤❤
@arsamatvyoutube
@arsamatvyoutube 8 ай бұрын
bezanaya dameralay
@user-ds1bt1of4g
@user-ds1bt1of4g 9 ай бұрын
መረረወይ ኣነ ብቆልዓይ እየ ዝፈልጦ ወዲ ዓደይ ለባም ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ጀጋኑ ብጾትካ 🙏❤️ እንትጮ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ ይመለስ 🙏❤️
@lidu7571
@lidu7571 9 ай бұрын
ሐጂ እውን ኣሎ ቃሉ ኣይዓፀፈን ጅግና ተጋዳላይ መረረው ዕድመን ጢዒናን ይሃብካ ጎይታዋይ💜🙏
@binyam1578
@binyam1578 9 ай бұрын
እዚ እዩ ቃል ጀጋኑ አብ ቃልካ ምጽናዕ 🕊🧸🙏🏼🔔💒🥰💯💊☔️
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
Exactly, the bible says that to be faithful and honest all the time. The Lord God wants 3 things from us: to be faithful, to be honest, and to be kind all the time.
@user-ox7hd8kh9y
@user-ox7hd8kh9y 9 ай бұрын
ዋውውውው ደሰታ ሸው የቀንየልና ዝዓበናሉ ቦታ ዘርኣኻና ብልቢ የመሰግን 🙏ሂወት ታሪኽ ናይ መረረው ድማ ኣነዃ ይፍልጦ ነይረ እየ ካብ ቅድም ❤❤ብዝበለፀ ምሰ ህዝብና ብምልላዩ ድማ ኣዝዩ የሐጉሰኒ ጅግናና 💪መኽበሪ ባህሉን መንነቱን እዩ ካብ ቀደሙ ክቅፅለሉ ድማ ባዓልቲ ሙሉእ ተሰፋ እየ ።ብዘተረፈ ሰላምን ጥዕናን ይምነየልካ 🙏💊💖💖💖💖💖💖💖💖
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 9 ай бұрын
ተጋዳላይ መረረዉ ባዓል ሓሞት ❤🙏
@luckybrand107
@luckybrand107 8 ай бұрын
ካብ ሕሊናይ ካብ ሕሊና ቡዙሓት ዘይፍለይ ናይ ፀልማት ተስፋ ስንቂ ዘስነቐ ጅግና ❤
@user-jz9ti8dm9s
@user-jz9ti8dm9s 8 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ ኣነስ መጊለፂ ቃላት ሲኢነልካ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ❤❤
@user-hm6ez8dx1x
@user-hm6ez8dx1x 8 ай бұрын
እቲ ወግዑ ምጥዓሙ ደቂቃ ዝፀናሕኩ ዘይመሰለኒ ለሻዓ ወድኦዮ ኢለ ጅግና ወዲ ህዝቢ ፈጣሪ ዕድመን ጢዒናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤😊
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
Beautiful comment. Be blessed
@Samsunga535G-we2pr
@Samsunga535G-we2pr 8 ай бұрын
ጎይታዋይ ዙጅግና ክርእስ ንብዓት ይስዕረኒ ትግራይ ኣብ ገፁ ትንበብ ስነ ምግባሩ ኣንደበቱ ርህራህኡ ገሊፀ ኣይውድኦን ጎይታዋይ ንስኻ ትደልያ ትግራይ ክትርእ ይምነ ዕድመ ይሃብካ❤
@mutonichance3723
@mutonichance3723 9 ай бұрын
ቡሱል ሉዙብ ቡዙሕ ትግራዋይነት ኣንደበት ላዛ ወግዑ ሰሚዕካ ዘይ ፅገብ :: #ትግራይ ትግራዋይነት ኣብ ኣንደበቱን ስነ ምግባሩን ይንበብ ነይሩ ::🌹❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
Beautiful comment be blessed
@user-zh8bk4xc9f
@user-zh8bk4xc9f 8 ай бұрын
መረረዉ ጀግና ናይ ፀልማት መብራህትና💛♥️✊
@user-vz8pf7vt9f
@user-vz8pf7vt9f 9 ай бұрын
ጅግና ተ/ይ መረረው እንዃዕ ዳሓን መጻኻ😘❤
@dsertfswer5540
@dsertfswer5540 9 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ ጀጋኑ❤❤❤❤❤❤❤❤
@rakifkr2260
@rakifkr2260 9 ай бұрын
መረረውየ ጅግና ❤❤❤ደስታየ ዝዓበናሉ ዓዲ ስለ ዘረአካና የቅንየልና ምጭውቲ እንትጮ ዓደይ
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተረፍካልና ጅግና ተጋዳላይ ❤❤❤
@samiraahmed1322
@samiraahmed1322 8 ай бұрын
እንበርካ መረረዉ ጅግና ወዲ ህዝቢ 🙏🙏🇻🇳💪
@aaaa-dx8rz
@aaaa-dx8rz 8 ай бұрын
መረረው ሓወይ ክፈትወካ መቅረይ ጎይታዋይ እካዕ ብሰላም መፃካ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@ferwiniberhane3342
@ferwiniberhane3342 9 ай бұрын
ጀግና እግዘአብሔር አምላኽ ፍረ ፃማኹምን ትምኒትና ይሃበና 🙏❤
@MMMm-jo6tu
@MMMm-jo6tu 9 ай бұрын
ጀግና ሓውና ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ይሃብካ እግዚአብሔር አምላክ❤❤❤
@saharasharkmohamad3785
@saharasharkmohamad3785 9 ай бұрын
መረረው ጅግና ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ ❤👏
@TDF16
@TDF16 8 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤ እንዃዕ ብሰላም ወፃኻልና ጅግናና ማዓረይ ❤❤❤❤ ነምስግን ንዝኸፈልኩሞ ኸቢድ ዋጋ ዞም ኣሕዋተይ
@ሲል
@ሲል 8 ай бұрын
ውድኡ ወዲ ጅጋና ወዲ ሓራስ ነብሪ😘😍
@mohammedmeri2451
@mohammedmeri2451 9 ай бұрын
እንቃዕ ብዓወት ተመለስካ ጅግና ሓወይይ ካብ ስደት ምስ ተመለስኩ ክረክበካ ተስፋ ይገብር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ❤
@TDF16
@TDF16 8 ай бұрын
አሜን አሜን ንሕናም ኾሪዕና በተለይማ ሳላኹም ❤ ናይ ትግራይ መከላከያ ሠራዊት ❤ TDF❤ ብስሩ ንብሎ ጠፊኡናሎ ❤❤❤
@user-jl6jf6mt3q
@user-jl6jf6mt3q 8 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ እንኳዕ ብሰላም ተረፍካ ማዓረይ 💖💖💖💖💖💖💖💖❤❤💛💛👏👏
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 8 ай бұрын
መረረዎም ፊልይ ሰብ ብሓቂ ጅግና ወዲ ትግራይ ኣብቲ ፀልማት ጊዜ ጅግንነትካ ጉልህጋ ብርሃን ተስፊ ዝሃብካኒ ጅጋና ወዲ ትግራይ ኩሉ ጊዜ ልብና ኢካ❤
@sophiamengesha2928
@sophiamengesha2928 9 ай бұрын
ጅግና ባሓቅ እንቓዕ ብህይወት ሃለኻ ኩቡረይ ❤❤❤
@alebiefish1459
@alebiefish1459 8 ай бұрын
Thank you for the interview, He is really alive proof of the Tigray struggle. Respect
@user-rn1pf7pr4y
@user-rn1pf7pr4y 8 ай бұрын
እንኳዕ በሰላም ተረፍካ ሐወና መርአያ ፅንዓት ጀግና ኢካ መሮሮመ ❤❤❤❤🙏🙏🙏
@haftombrhane9843
@haftombrhane9843 9 ай бұрын
ጀግና ብፃይ እዩ ብፍላይ ኣብቲ ዕፅዋን ክባን ሰዓት ሀለዋት TDF ዘረጋገፀልናን ንቃልሲ ዘተሳሰኣናን ተገዳላይ እዩ።
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 8 ай бұрын
ብሓቒ ❤
@rutaanjelo7332
@rutaanjelo7332 9 ай бұрын
ጅግና ትግራይ እካእ መዋፅቲ ፈጢሩልካ❤❤❤
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
Thank you for your service dear Meraraw. May the Lord God bless you and keep you safe wherever you go, in Jesus precious name l pray
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 8 ай бұрын
ጀግና በዓል ሓሙት ለኣኻ ዝገልፅ ቃላት የለን ካብ ሕልና ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ኣይትጠፍእን ኣብ ፀልማት እዋን ብርሃን ዝኾንካና ጀግና ኣዶ ወሊደ ትበል እግዚአብሔር ከኣ ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ካምታ ትምነያ ትግራይ ከሪአካ ፆሎተይ እዩ ❤
@atheeralfarsi344
@atheeralfarsi344 8 ай бұрын
ዋይሃመይዲበለ ፅንዕ ጂግና ዩኡዙ ዝ እንካዕ ናይና ከንካ እጎዝኣብሀር ኣሜላኽ ይሓግዝካ 💘🥰🥰🥰👏👏👏
@tigrayteseer.2410
@tigrayteseer.2410 8 ай бұрын
እንትጮ ዓዲ ኣቦይ ማዓረይ ውርሲ ኣቦሓጎታቱ ኣይ ዓዲ ጀጋኑ ዓዲ ጥዑማት💛🙏
@omkhaled6864
@omkhaled6864 9 ай бұрын
ደቂ መሬት ቅደስቱ ትግራይ ሰብ ንዘበለ ፍጡር ኩሉ ሰላም ይፍጠረሉ❤❤
@user-po9vn8ge9f
@user-po9vn8ge9f 8 ай бұрын
ጎይታዋይ ንበረልና እታ መስቀሉ ደስ ክትብል ሓይሊ ይኹንካ ዝሓወይ🙏
@axsmawyan
@axsmawyan 8 ай бұрын
ዓደይ ተናፋቂት 😢 መረረው ጅግና❤
@yirgalemkinfe8436
@yirgalemkinfe8436 9 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ትግራዋይ ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አምላኽ።
@hgf6568
@hgf6568 8 ай бұрын
ጀጋና ወዲ ህዝቢ መረረው ሓውና እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ማዓረይ
@asefagerie8506
@asefagerie8506 9 ай бұрын
❤️❤️👍 ብጣዕሚ ጅግና ወዲ ህዝቢ ❤️❤️❤️💪💪💪
@user-is6eu1wj8p
@user-is6eu1wj8p 8 ай бұрын
መረረው ሓወይ🙏ሓሳብ ልብካ ሰሚሩ🙏ባና ትግራይ ተኮሊዑ🙏የርኢካ።።። ስለቲ ቃልኪዳንካ ድማ ናይ ኩላትና መምህር ኢካሞ፤ንኡስ ወለዶ ኩሉ አብ ቃሉ ከማካ ክፀንዕ አለዎ✊💊✊
@hahahshaj4519
@hahahshaj4519 9 ай бұрын
ጅግና ❤❤❤ተጋዲልቲ ትግራይ
@MerryMiruts-sz7rr
@MerryMiruts-sz7rr 8 ай бұрын
መረረው ሓወይ ጅግና🥰💪💪💪💪💪✊✊✊✊✊💊💊💊
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray
@Yohannes_wedi_Humera_Tigray 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ❤
@user-kn8yy7wy9d
@user-kn8yy7wy9d 9 ай бұрын
❤❤❤
@AaAa-ep3dy
@AaAa-ep3dy 9 ай бұрын
ጃግና እንካዕ ብሂወት ተረፉካ ❤❤❤❤❤
@1122dave
@1122dave 9 ай бұрын
ጅግና ወዲ ህዝቢ እንካዕ ብሂዎት ተረፍካ
@axumawitkingdom3287
@axumawitkingdom3287 9 ай бұрын
መረረወይ ጅግና እስኪ ንበረልና❤🙏
@user-lw8hw3fc7j
@user-lw8hw3fc7j 8 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ተመለስካ መረረው ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ🙏❤💛
@mamLove21
@mamLove21 9 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ሓውና መርኣያ ፅንዓት ጅግንነት ዝኮንካ መሮሮመይ❤
@mass-media6445
@mass-media6445 9 ай бұрын
ጅግና ተጋዳላይ ፍስሃ ዘርኡ በጃ ህዝቡ ዝተቓለሰ ውፉይ ተቓላሳይ ብተግባር ዘመስከረ መንእሰይ እዩ። " ሰይወደይ - ሰይወደይ "
@Raki_Tigray
@Raki_Tigray 8 ай бұрын
ተ/ይ ፍሽ (መረረው) ጅግና ወዲ ዓደይ♥️💎👑እንትጮዋይ ለምለም🥰
@AhmedAli-zo2sx
@AhmedAli-zo2sx 8 ай бұрын
ጅግና ሓወይ ዕድመይ ጥዕናን ያሃብካ ፈጣሪ 🙏🥰🥰🥰🥰💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@user-td5fw8sn5k
@user-td5fw8sn5k 8 ай бұрын
ፅኑዕ ኣብ ቃሉ መረረው በዓል ድርብ ሓሞት ትርኑዕ #ትግራዋይ 🫡
@user-lg1ij5zo6d
@user-lg1ij5zo6d 8 ай бұрын
ተጋዳላይ መረረወ እንኳዕ ብሂወት ተረፉካ❤❤
@user-fu8vz4bw3z
@user-fu8vz4bw3z 9 ай бұрын
ቀደማኻ ፅሩይ❤❤መስቀሉ ደስ ክብል
@arielasgedom3242
@arielasgedom3242 8 ай бұрын
I like the Cross and he keeps the Cross on his neck from the beginning and this is very important to God
@hhshdhjdueiirh1923
@hhshdhjdueiirh1923 8 ай бұрын
ጥዑም ኣፉ እኮን እሰኻ ባዓል ዓዲ ጀግና ሓውና ኣይኻነይዋ ኻልኦት ባንድታትኳ በልዐሟ ራያ💔 ራያ ወለላ😘😘😘
@user-km3qr7ni4q
@user-km3qr7ni4q 8 ай бұрын
እንኳዕ ብህወት ተረፍካ ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 9 ай бұрын
ጀግና ሃውና ብሃቂ እግዚአብሔር ምሳካ ይኩን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪💪💪💪
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 9 ай бұрын
_እንኳዕ ብሰላም መጻእኹም ክቡራት ኣሕዋትና ጀግና ተጋዳላይ እንኳዕ ብህይወት ተረፍካ ብሓቂ ሰይወደይ ሰይወደይ።_
@eses1723
@eses1723 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና እንኮዕ ብሰላም ተመለሰካ 🙏♥️💛
@tsebelaygese6133
@tsebelaygese6133 9 ай бұрын
ጀግና ተቃላሲ ወደይ ሀቀኛ ሀቦኛ ብጣዕሚ አሀጉስና ጨኑቅና ተሎ አረ ዘይሀፍሩ ትግራየይ ዝደፍሩ እናበለ አብ ኩሉ ሶሻል ሚድያ ሼር ገይረዮ ፈጣሪ እድመ ጥዕና ይሀብካ ይብል
@tigrayteseer.2410
@tigrayteseer.2410 8 ай бұрын
He has his Owen quality Hero kind Gorgeous everything እንኳዕ ኣምላኽ ክንሪአካ ፈቐደ ተመስገን 🙏💛❤️
@davidDavid-kn2dq
@davidDavid-kn2dq 9 ай бұрын
Heroes of The Tigrayan people God Bless you and your comorades to keep your promise to The People thank so much Tegadalay Mererow
@tititube12
@tititube12 9 ай бұрын
መረረወይ ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ❤️🙏
@saddvzx9822
@saddvzx9822 9 ай бұрын
ዕድመ ይሃብካ ጅግና ሓውና
@wedihaile1780
@wedihaile1780 8 ай бұрын
ጅግና መሬ ብፃይ❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 9 ай бұрын
መረረመይ ጸባየ ሰነይ ጅግና❤❤
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl
@eyerusalemhaylemaryam-vg4rl 8 ай бұрын
ሰሚዕኻ ዘይምኖ ትወግዑ ንበረልና ዝሓወይ 🎉❤
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 9 ай бұрын
መረረወይ በዓል ቃል ንዓካ ልገልፅ ኣንደበት የብለይን ወድነይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ😢❤️🦁🙏 ደስትሸይ እንትጮ ዓደይ ስለ ለርኣከና የቀንየልና ናፊቀያ ነይረ❤️✌️
@titigaltigray
@titigaltigray 9 ай бұрын
ጅግና ሓውና❤❤❤
@AllBaad-xv2fe
@AllBaad-xv2fe 8 ай бұрын
ክቡር ተገዳላይ መረረዉ ጅግና ወዲህዝቢ እንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ብጣዕሚ ንፎትውካን ነክብረካን ብፍላይ ሰይ ወደይ ሰይወደይ ቀልቢ ህፃዉንቲ ሲሒባ ዝነበረት እያ
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et 8 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግንና ሓውና❤❤❤❤❤
@yenekonjo2314
@yenekonjo2314 9 ай бұрын
ዝወደይ የኔ ቆንጆ ጀግናው❤❤❤😍😍😍
@ghwsjet5100
@ghwsjet5100 9 ай бұрын
Kkk, konjo, Nmntay Kab Shabya netsa zeytwetsu, kab guya guya nab Raya Hizby Raya zetsnetkumo skum ekum, sefari
@sabateklay7357
@sabateklay7357 9 ай бұрын
እንታይ የኔ ቆንጆ አምሓራይ መሲሉ ድዩ ዝረአየኪ ዘሎ ብ ትግርኛ ንጽሓፍ እንተድአ ተጋሩ ኮይንኩ በጃኩም ሕማም
@user-ug8ze2io8u
@user-ug8ze2io8u 8 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናይ ይሐብኻ ጀግና💛❤💛❤💪🙏🙏🙏
@amlesetmuruts470
@amlesetmuruts470 8 ай бұрын
ጀግና ሓውና እንኳዕ ተረፍኻ❤❤❤
@saragezaw4834
@saragezaw4834 9 ай бұрын
ወይ ወይ ጀግና እኳዕ ብሂወት ሓለካ❤❤❤❤
@DgHg-xn1yu
@DgHg-xn1yu 8 ай бұрын
ጅግና ዝሓወይ ❤
@luluaual1873
@luluaual1873 9 ай бұрын
Our hero long life for your's service thanks.
@shalom5798
@shalom5798 9 ай бұрын
ሰይወደይ ❤❤ ዓብይ ኽብሪ!!!
@user-vf4tl9pf9u
@user-vf4tl9pf9u 9 ай бұрын
እንካ ዶህን መፅኩም ጀጋኑና VIVI VIVI TDF ❤❤❤❤❤❤
@stpual1
@stpual1 9 ай бұрын
ፉሉይ ወነ ዘለዎ ተጋዳላይ እዩ, ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ።
@user-rx5bi8qp5x
@user-rx5bi8qp5x 9 ай бұрын
ኣንኮዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግና ፍሰሃ ሓውና❤
@user-vj9jp7vi9o
@user-vj9jp7vi9o 9 ай бұрын
ጅግና ሓዉና እንኳዕ ደስ በለና በሎኩም ደቂ ትግራይ
@atsedegermedihintdf9072
@atsedegermedihintdf9072 9 ай бұрын
መረረው ሓወይ ጅግና ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤
@Mama-nu7it
@Mama-nu7it 9 ай бұрын
Amassiv thank you Desta show you bring Fsaha Zeru to the public Fsaha you are a Hero !!!
@galtigray5257
@galtigray5257 9 ай бұрын
መረረዉ ወዲ ዓደይ ጅግና 😢😢😢😢
@salinacmm8
@salinacmm8 9 ай бұрын
እግዚአብሔር እንኳዕ ብሰላም መለሰካ ንዑሰይ❤❤🎉
@AsSa-bd7nk
@AsSa-bd7nk 9 ай бұрын
እንኳዕ ብሂወት ተራፍካ ልተረፈ ዕድመካ እግዚአብሔር ይባርከልካ ጅግናና
@ffbh9535
@ffbh9535 9 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም ተመለስካ ጅግና ወዲ ሪመይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@munaara4780
@munaara4780 9 ай бұрын
ጀጋኑና 💊❤️🙏
@kbra5656
@kbra5656 9 ай бұрын
እንካዕ ብሂወት ተረፍካ ጀግና ወዲ ህዝቢ😘
@salamsalam1464
@salamsalam1464 9 ай бұрын
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናንይሃብካ❤❤❤
@samrawitstegay5376
@samrawitstegay5376 9 ай бұрын
ጀግና ትግራዋይ እንኳዕ ናትና ኮንኩም ቡሩኻተይ❤
@alemdesta454
@alemdesta454 9 ай бұрын
አሰይይይይይይይይይ እንኳዕ ዃልኣይ ረአኩኳ 💙😘
@fregoitom6568
@fregoitom6568 9 ай бұрын
N zelalem niberu jeganu deki Tigrai eadey ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@rozar227
@rozar227 9 ай бұрын
መሮረው ወዲ ዓደይ ❤❤❤❤❤❤ እንኻዕ ሰላም ተመለስካና ማዓረይ
@saramm8772
@saramm8772 9 ай бұрын
ተጋደላይ መረረዉ እንኳዕ ብሂወት ተመለስካ መዓረይ❤❤❤
@TDF16
@TDF16 8 ай бұрын
ብትኽክል ማዓረይ ሸለል እንበልና እናረሳዕና ኸቢድ ዋጋ ኸፊልና 😡😡😡💔💔 ይእኸል ይበለና ተጋሩ አይንረስዕ
@HadasHagos-wl6ze
@HadasHagos-wl6ze 8 ай бұрын
እምበር ተጋዳላይ ጅግና ሃውና ❤❤❤❤
ЧУТЬ НЕ УТОНУЛ #shorts
00:27
Паша Осадчий
Рет қаралды 10 МЛН
🤔Какой Орган самый длинный ? #shorts
00:42
"ካብ ማእሰርቲ ኣምሊጡ ስረ ወላዲኡ ዝዓጠቐ ኮማንደር!"
1:05:17
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 16 М.
"ትንፋሰይ ክትወፅን ክትኣቱን ርኤያ!"
1:03:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 13 М.
Would you recognize your soul mate by smell?
0:14
Den Done It
Рет қаралды 20 МЛН