Рет қаралды 3,980
ህይወትና ብብዙሕ ጽቡቕን ሕማቕን ኣጋጣሚታት ዝመልአት'ያ። ብፍላይ ካብ ዓድኻ ብስደት ናብ ካልእ ሃገር ምስ ትብገስ፣ ቀሊል ዘይብሃል መሰናኽላት'ዩ ዘጋጥመካ። ሽዑ "ስደት!" ኢልካ ከተማርር ትግደድ። ግን ኩሉ ሰብን ኩሉ ግዜን ሕማቕ ኣጋጣሚታት የጋጥም ማለት ኣይኮነን። ብኻልእ ወገን ኩሉ ዘጋጥመና ሕማቕ ኣጋጣሚታት ካብ ቁጽጽርና ወጻኢ'ዩ ምባል ኣይከኣልን። እኳ ድኣ መብዛሕትኡ ኣብ ስደት ዘጋጥመና ጸገማት ምስ ብቕዓትና፣ ዓቕምና፣ ጠባይና ዝተኣሳሰር'ዩ።
ኣብ ናይ ሎሚ ቪድዮ ስደት መዓስ'ዩ ስደት (መሪር) ዝኸውን ብዝብል ኣርእስቲ ሒዘ መጺኣ ኣለኹ፣ ሰናይ ምክትታል።
#eritrea #asmara #refugees #eritreamovie #eritreanmusic