|"ምስ ህዝቢ ኤርትራ ዕርቂ ጥራይ ዘይኮነ ክሳብ ውህደት'ውን ኽንከይድ ኢና"|ብእዕ ኣቡነ ሰላማ።|ብቀሺ በረከት ቅዱስ።

  Рет қаралды 2,429

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ

4 ай бұрын

Пікірлер: 46
@user-qn4rm3ue7x
@user-qn4rm3ue7x 4 ай бұрын
_ክቡር ኣቦና ብጹእ ኣቡነ ሰላማ በረከቶም ይሕደረና አማን በአማን ሎሚ ኣቦ ረኺብና ኢና እግዚአብሔር ይመሥገን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ኣቦዋና💜💜💜ክቡር ኣቦና ኣቦይ ቀሺ ሰናይ ቃል የሥመዐልና ብሓቂ💜💜💜_
@zelasiekidani7021
@zelasiekidani7021 4 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ክቡር መምህርና ክቡር ብፁእ አቡነ ስላማ በረከቶም ይሕደረና ❤❤❤ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏
@user-rn1mp2mh2x
@user-rn1mp2mh2x 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና ብፁእ ኣቦና ኣባ ሰላማ በረከትኩም ይሕደረና🙏🙏🙏❤ ዝፈትወኩምን ዘኽብረኩምን ክቡር ኣቦይ እግዚአብሄር ኣምላክ ከማኩም ዝበሉ ተባዓት ኣቦታት የተስአልና🤲❤
@user-bk4sl2fz8z
@user-bk4sl2fz8z 4 ай бұрын
_ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ኣቦና አሜን አሜን አሜን✝️✝️✝️_
@user-uw5ze2pi1i
@user-uw5ze2pi1i 4 ай бұрын
ቃለ ህይወት ያስምዐልና ክቡሪ ኣቦና አሜን ብሓቂ በረኸቶም ይሕደረና ናይ ኣጎልግሎት ዘመኖም ያብዝሐልና ♥️🌷✝️🤲
@sooqusaabya3831
@sooqusaabya3831 4 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ይመስገን ኩቡር ኣቦና ብትብዓትኩም እየ ዝፈትወኩም ቡፁእ ኣቦና ኣቡነ ሰለማ ኣቦዊተይ ኡንካዕ ጋልኩም ኮኑ ይመስገን ፈጣሪይ
@user-wj7bo4by6v
@user-wj7bo4by6v 4 ай бұрын
ቃልህይወትየሰመዐልናክቡርኣቦናአሜንአሜን❤❤❤❤❤❤
@rotes3106
@rotes3106 4 ай бұрын
ኣካያዳ ኣቡነ ሰላማ ሰናይን ዘዕግብን ህዝቢ ዘተኮረን ዩ: ፈፈጣሪ ብዘለዎ ክቅጽል ይደግፎም። ❤
@addaaddda5718
@addaaddda5718 4 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስማልን ፀጋውን አባታችን🎉
@samrigrezihr.3352
@samrigrezihr.3352 4 ай бұрын
ቃለ ሂወት የስመዐና ክቡራት ኣቦታትና❤❤❤❤
@user-ms5yj7kl2h
@user-ms5yj7kl2h 4 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@yisaktekie1945
@yisaktekie1945 4 ай бұрын
Nayi bahak kal hiwet yesmealna Nay bahak kemizam zibel abutat yibizhuluna❤❤
@user-bm5tb1ti3d
@user-bm5tb1ti3d 4 ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣቦታትና♥️🙏
@user-wf6he3nt4e
@user-wf6he3nt4e 4 ай бұрын
ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸጋ እግዚአብሔር አምላክ የብዝሕ ክቡራን አቦታትና ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክና ሰላሙ ይመልሰልና🤲
@user-go7ez2on5i
@user-go7ez2on5i 4 ай бұрын
ቃል ህይወት ያስመዐልና
@merhawitandehaymanot797
@merhawitandehaymanot797 4 ай бұрын
Kalehiwet yesmealna bhaki kemakum yebzhalna menfes amlak zelewom fkri zsebku. ✝️💒🙏✝️
@samiaha6007
@samiaha6007 4 ай бұрын
❤❤❤❤🎉😢😢😢😢😢😢ብሓቅ ቃል ሕይወት ያስመዕልና ጸጋኡ ያብዝሕልኩም አቦታትና ብፁእ አብነ ስላማ አቦና ቆሞስ ብረከት ኩሉኩም እግዚአብሔር ይሓልኩም❤❤❤❤❤
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 4 ай бұрын
Kale. Hiwet. yesmalena. Memhar. Behake. Eyu.✝️🙏🙏🙏❤️🌿🙍‍♀️
@tesfaldatsereke5437
@tesfaldatsereke5437 4 ай бұрын
Amen Amen Amen
@weinikeleta3461
@weinikeleta3461 4 ай бұрын
Nay behaki Abotatina kale hiwet yesmalena Egziabeher Amlak Xigiu yebezhalkum edmen tienen yehabekum 🙏🙏🙏✝️✝️✝️🇪🇷🇻🇳🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏 Amen Amen Amen
@hayahname9355
@hayahname9355 4 ай бұрын
ቃል.ህይወት የሰመዓና
@gebrehagos7981
@gebrehagos7981 4 ай бұрын
Amyen kalehewet yesmalna zebenkum yebark EgzAbyher amyen
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 4 ай бұрын
ቃል ህይወት የሰመዓልና ❤
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e 4 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ኣቦታትና🤲🤲🤲
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 4 ай бұрын
Kale hiwet yesmalna abona
@user-qv8ym7qr5d
@user-qv8ym7qr5d 4 ай бұрын
ባሓቂ አቦና ቃለ ሰናይ የስመዐና
@user-wh5eg2ve7k
@user-wh5eg2ve7k 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@senaythayleslasye198
@senaythayleslasye198 4 ай бұрын
🙏❤❤❤
@okubaymana301
@okubaymana301 4 ай бұрын
❤❤❤
@mabRihit
@mabRihit 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-lx5lz4ju7j
@user-lx5lz4ju7j 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@brhanemehari4738
@brhanemehari4738 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@AfariMoranSleuthExportedSalt
@AfariMoranSleuthExportedSalt 4 ай бұрын
ሕልሚ ዕቩድ ከልቪ
@mibrakteclemichael750
@mibrakteclemichael750 3 ай бұрын
ኣብየት 😢 ህዝቢ ኤርትራ ንቃሕ ምስ ዘውደልደለ ኣይተውደልድል እዞም ሰባይ ናይ ዕዋላ ዘረባ ዝዛረቡ ዘለዉ ኣስተብህሉ ንዝኮነ ሱቂልኩም ኣሜን ኣይትበሉ እንታይ ዝበልዎ ሎቅማጽ ዝኮነ ጊዜ ኢና በጺሕና 😢😢😢
@natnaelnatuu
@natnaelnatuu 4 ай бұрын
እዚ ሰብኣይ'ዚ እኮ መናፊቅ ኢዩ። ቤተ ክርስቲያን ንፍራስ ሓለይ ህዝቢ ኮይኑ ብናይቶም መርሓቲ ድፍኢት ጳጳስ ኮይኑ፥ ከመይ ኢልና ኢና ንሓብር ምስ ዲያብሎስ ሕብረት ኣሎ ዲዩ ?
@fretaasli3810
@fretaasli3810 4 ай бұрын
ሓወይ ሰባት ኢለሚሞ ኢልካ ካብ ኮምኡ ትብል መርምር።
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 4 ай бұрын
በተኽርስቲያን እንዳ መናፍቃን ስለዝነበረ ኢዩ ይተአፆ ተባሂሉ ድሕር ከአ መንግስትን ቤተክርስቲያንን ከአ መካይዲ ኢየን እንተ በአል ንስካ ግን ፈላሊኩም ኢኩም ትርእይዎ ዝኮንኩም ኢዩ። ንምንታይ ኢካ ግን ክሳብ ሕጂ አብ ሓሶት አብ ምትላልን ትነብር እቶም ኪናት ይቐልጥፍ ዱሉዋት ኢና ዝብሉ ዝነበሩ ካህናት ትጋሩ ከአ ዘይተምፅኦም ድአ ? ቀሽን ሓሳውን አይትኹን በጅኻ ብቅንዕና መሃር ። ነቲ አብ ማኸል ቤተክርስቲያን አትዩ ዝርብሽ ዝነበረ አብ ሆላንድ ውን ንጌግኡ ትሸፋፍነሉ ነይርካ ።ስለዚ ምስ የሕዋትካ ሰላም ከይገበርካ ምስ ተጋሩ ሰላም ክመፅእ ኢልካ አይትሕሰብ ።ካብ ሓሶት ቃል ምዝራብ ውፃእ በጃኻ።
@safiyasafiya5671
@safiyasafiya5671 4 ай бұрын
ኖኖ ተጋሩዋኒ ምሳኻትኩምሲ ብማዕዶ እዮ ዝሕሸና.ክዝሕለካ ብኢድካ ክውዕየካ ብማንካ አይኮነን.አብ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረድኩምዎ በደል ገናው ተውርድዎ ዘለኹም በደል ብቀሊሉ ዝርሳዕ አይኮነን.መስጣ ህዝቢ ኤርትራ እዩ እዚ ኩሉ መከራ ዝበጽሐኩም ዘሎ.ስለዚስ መጀመርያ ምስ ነብስኹም ተዓረቑ.አብ ሐንቲ ሃገር ኢትዮጵያ እናነበርካ ኢትዮጵያውነትካ ዝከሐድካ ሕጂ ናበይ ጽግዕ ጽግዕ.ይአክል!!!!!!!!! ምሕረት የውርደልኩም.!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!
@abiyaddis970
@abiyaddis970 4 ай бұрын
ገርናው!
@safiyasafiya5671
@safiyasafiya5671 4 ай бұрын
@@abiyaddis970 ክክክክክክክክክ.መሪራትካ ዶ.ውሐጦ...ገርናው ገርናው አይበልካ.
@Hopeisvisson
@Hopeisvisson 4 ай бұрын
Haaaaaaaaa yehwat entenikewen 20 amet etsewan kiban. Nebona Ewen meskel hizom zehemelwo raesi weldemichael aynreson ena. Hawey azim nay tegaru hizka alo. Nebsoka mermir kidmi memugas eritrawi ayhimelin eyu kemi kemak aynet atehasasiba keytwedik tetenkek eritrawi ahwatey. Bzuhat akishishity kemzin kem keshi marikos zmeslu manta melhas tetenkeku. Kikefom yigunbihu kitsegbu zraguhu eyom
@Hopeisvisson
@Hopeisvisson 4 ай бұрын
​@@safiyasafiya5671 bhaki anbesa ezi keshi Ewen aziromulu eyom mesleni hateftef enable kem keshi dimetros eyu zmesil
@abiyaddis970
@abiyaddis970 4 ай бұрын
@@safiyasafiya5671 ሓሳብ ዘይብሉ ባዶ ርእስኻባ፡ ኣርእያትኒ። ገርነው እናበለ።
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤
Looks realistic #tiktok
00:22
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 101 МЛН
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 24 МЛН
Became invisible for one day!  #funny #wednesday #memes
00:25
Watch Me
Рет қаралды 58 МЛН
ПРОВЕРИЛ АРБУЗЫ #shorts
00:34
Паша Осадчий
Рет қаралды 1,6 МЛН
🔴 "ጽዮን ሆይ"| Tsion Hoy | ሊቀ መዘምራን ቴዎድሮስ ዮሴፍ
8:48
ማኅቶት ቲዩብ - Mahtot Tube
Рет қаралды 2,2 МЛН
♦️ሀገሬ ሆይ ለምን አንገትሽን ደፋሽ♦️ የኢየሩሳሌም ቆይታችን ♦️
1:00:34
Quanquayenesh Media ቋንቋዬነሽ ሚዲያ
Рет қаралды 6 М.
"ዎ ኣምላኽ፣ ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ"| New sibket orthodox tehawdo by kesis Bereket Kudus.
32:12
Harege Weyni tube ሐረገ ወይን ትዩብ
Рет қаралды 469
Эй Рамазан # DamirAgroDizel
0:16
DamirAgroDizel
Рет қаралды 7 МЛН
育児6年目の韓国人父が娘と遊ぶ方法4 #shorts
0:11
ミョリムMyorimu
Рет қаралды 36 МЛН
DO YOU HAVE PARENTS LIKE THIS?
0:19
dednahype
Рет қаралды 7 МЛН