ምስክርነት ህይወት መጋቢ ቢንያም ተስፋማርያም llTestimony Biniam Tesfamariam part onell

  Рет қаралды 7,815

SEMAY TV

SEMAY TV

Күн бұрын

Пікірлер: 37
@LidyaShimendi
@LidyaShimendi 28 күн бұрын
Tebareku Pastor Bini and teddy ❤❤❤
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 Ай бұрын
ናይ ብሓቂ መንፈሳዊ ባህሪ ትሕትናን ሓቅን ዝመለኦ ምስክርነት ተባረኽ መጋቤ ቢንያም
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 Ай бұрын
God bless you man of God yes we need spiritual fathers and we have to honor them amazing testimony God bless you semay tv I like your programs grace
@mattanshewitsolomon8991
@mattanshewitsolomon8991 Ай бұрын
ብሰንኪ ወንጌል ብ ኸቢድ ተቀጥቂጠ እንትብሉዋ እታ ኣርእስቲ ዝያዳ ቃል ኣምላኻዊት ምስ ኾነት።
@AsterBeyn
@AsterBeyn Ай бұрын
wow bini hawey bruk
@YorsalemTadese-w4z
@YorsalemTadese-w4z Ай бұрын
I am proud 😅😅Beni blessed so God bless you
@betealyacob5805
@betealyacob5805 Ай бұрын
Bini hewey blessed❤❤❤
@Miligbr22255
@Miligbr22255 Ай бұрын
Paster bini ane abzi 3 amet ye zfekto, btami tihut, bzuh tsega, bzuh kiniat zelewo aziyu nay goyta kbri ziqenie u we love u paster bini you’re shining much respect ❤
@SelamSelam-fq6wz
@SelamSelam-fq6wz Ай бұрын
Goyta yessus yibarika buruk eka
@mazayt5611
@mazayt5611 Ай бұрын
Waww Bini 1st round we had been together he was strong soldier of christ
@mulualemtesfamariam6264
@mulualemtesfamariam6264 Ай бұрын
ሰላም ብሓቂ ብእምነተይ ተቐጥቂጠ ትብል ኣለኻ ፣ ናይ እምነት ኣቦታት ኣብ ምዕራፍ 11 --- 25 ___ መጨረሻ ኣንብቦ ሂወት ክርስቲያን ከምታ ክርስቶስ ዝሓለፋ "" ሕጉስ ኮንካ "" ምሕላፍ እያ ኣብ ቅድሚ እየሱስ ቅድስትን ቅብልትን ድኣ ትኹነልካ !! ምዕዝምዛም ግን ሓጥያት እዩ ።
@proud4577
@proud4577 Ай бұрын
Wow zegerm miskrinet goyta Jesus abzhu ybarka bruk ❤❤❤❤❤❤❤
@raheltekle4302
@raheltekle4302 Ай бұрын
ተባረኽ ፓስተር።
@embatekera9244
@embatekera9244 Ай бұрын
Wawww Tebareku 🙏❤ Ezi Arawit Srat Meselna Ghiswo U Hgi Albo Hager. Keribu u Kmnkos.
@eavenyohannes5176
@eavenyohannes5176 10 күн бұрын
Pastor binam teacher nerou 4th grade enba tekera haz haz
@yonaskalab5098
@yonaskalab5098 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዝሃንጽ ምስክርነት ግን ኣብቲ መንፈሳዊ ኣቦ ዝበልካዮ፣ብዙሕ ኣማኒ መንፈሳዊ ኣቦ ሃበኒ ኢልካ ጸልይ እንተ ኢልካዮ የሱስ ኣሎኒ እንዶ ይብለካ ክዓቢ ከኣ ዘይትርእዮ ስለዚ መንፈሳዊ ኣቦ የድሊ ኢዩ፣ናብ መንፈስ ቅዱስ ጸሊና ኢና ከኣ መንፈሳዊ ኣቦ ሃበኒ ዝበሃል።
@TsigaTeklemariam
@TsigaTeklemariam Ай бұрын
Egzabher yebarka abo negzabher tray
@Yorsalem2destaDesta
@Yorsalem2destaDesta Ай бұрын
DES zbl mskrnet poster ❤
@raheltekle4302
@raheltekle4302 Ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤
@ኮኮብ-ጨ6ፐ
@ኮኮብ-ጨ6ፐ Ай бұрын
ሕጂ ኣብዚ ኣሎ ዘረባ፡ ነዚ *እዝራ *ዝበሃል ደኣ ዘይትምዕዶ ክምለስ ካብቲ ኣትዩዎ ዘሎ confusion ሃለውለው. ካብቲ ዘረባኻስ 1፥ሃገራዊ ኣገልግሎት ግቡእና ምኻኑ❤ 2፥ስለ ጎይታ እልካ መከራ ምጽጋብ❤ 3፥ ንጸላእትና ከንፍቅርን ፡ብርሃንን ጨውን ክንከውን ከምዘለና እሞ ^ነቲ ዓይኑ ዘይበራሃሉ መራሒ ሓይልኻ ምሕረት ከምዝገበርካሉ ድሕሪ ምላኣት መንፈስ ቅዱስ ❤ እዚ ኹሉ ብሱልን ጽፉፍን መንፈሳውነት ሓቂ ብሓቂ መጋቢ ኢኻ ዘይከምቶም ባዕሎም ሽመቶም ዝወሰዱ፡እንተጋዜጠኛ ከኣ ኣይግድን።
@ThereisaHope-b5p
@ThereisaHope-b5p Ай бұрын
ቴድሮስ፡ብዛዕባ ንኣገልገልቲ dady ባባ ምባል ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ ጌጋ እዪ። " ኣቦኹም፡ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ፡ ሓደ እዩ እሞ፡ ኣብ ምድሪ ንሓደ እኳ ኣቦይ ኣይትበሉ። ማቴዎስ 23:9
@astertesfamariam89
@astertesfamariam89 Ай бұрын
Ata Tedros hawen, kurub Aqeli geber edel habo kezareb. Tekolefo aleka
@HadishWedi
@HadishWedi Ай бұрын
ኣይተረዳኣንኒ ንምንታይ ግን ትግርኛ ይሕተት እንግልሽ ዚምልሽ
@pastorezra43
@pastorezra43 Ай бұрын
መጋቢ ቢኒ፡ ካብቶም ኣምላኽ ክልውጦም ክሰርሖም፡ዝረኣናዮም ሓደዩ። ዘይርስዔን ግን፡ ኣብ ፕሮግራም ምሳና ምስ ተሳተፈ፡ ከመይ ኔሩ ፕሮግራም ኢለ ምስ ሓተትክዎ፡ "ጽቡቕ እዩ፡ ብፍላይ ድማ እቲ ቃል ኣምላኽ ፈትየዮ፡ ጸሎት ግን ተንዉሑ ኮይንኩም" ክብለኒ እዝክሮ። ካልእ ድማ፡ "ኣምላኽ ይመስገን ምባል ንዓይ ቀሊልዩ፡ እዛ ጎይታ ይመስገን ምባል ግን ትኸብደኒ" ቢኒ መንፈስ ቅዱስ ክምላእ ኣለዎ ኢለ፡ ለይቲ እናደቀስና፡ ብዛዕባ መንፈስ ቅዱስ ምምላእ ብዙሑ ቃል ኣካፊፊለዩ። ኣስመራ ንዕረፍቲ ምስ ከድና ኣባኡ ክንጽልየልካ ኢና ኢለዩ፡ ይድቅስ። ኣነ ደቂሰ ንሱ ግን ለይቲ ተንሲኡ ንበረኻ ከይዱ፡ "እዚ መንፈስ ቅሱስ ሕጂ እንተዘይመሊእካኒ" ዝብል ሞጎት ሒዙ እናጸለየ፡ ብርቱዕ ብርሃን መስቀል ከም ዝረኣየ ቡኡንቡኡ መንፈስ ቅዱስ ተመሊኡ ብቛንቋታት እናጸለየ መጺኡ ካብ ድቃስ ኣተንሲኡ፡ "እዝራ፡ መንፈስ ቅዱስ ተመሊኤ፡ ዋንጫ ዓለም፡ዝረኸብኩ ኮይኑ ተሰሚዑኒ" ዝብላ ካብ ዘይርስዔን ተዘክሮ ሓደዩ።
@Biniamasterwerasiel-BMW
@Biniamasterwerasiel-BMW Ай бұрын
ጽቡቅ ኢካ ትዝክር ናይ ኣምላክ ሰብ
@MerhawitBrhane-c1w
@MerhawitBrhane-c1w Ай бұрын
@@pastorezra43 nay amlack Seb pastor azra goyta ybarka
@rahelmeasho7350
@rahelmeasho7350 Ай бұрын
ንስኻትኩም ቡሩኻት ኢኹም ተባረኹ
@YoditNegassi-b5b
@YoditNegassi-b5b Ай бұрын
mekra metsgab fikad amlak do u?
@ONEVERSEሓንቲጥቕሲG41
@ONEVERSEሓንቲጥቕሲG41 Ай бұрын
​​@@YoditNegassi-b5bሽሎም፥መከራ ፍቓድ ኣምላክ ኣይኮነን ፥፡ምስመጸ ግና ፥ብምስጋና እንተተቐቢልናዮ ፥ጎይታ ንኽብሩ ይጥቀመሉ ፡፥,ናብ ጽቡቕና ድማ ይቕይሮ።
@temesghen9252
@temesghen9252 Ай бұрын
ንዑ'ባ ኣይትሓስው?ክሳብ 6ይ ዙርያ ብፍቃድካ ንሳዋ ይክየድ ነይሩ እባ ኣይትበሉና?ኣብ 3ይ ዙርያ ተገዲድና ዝኸድና ድኣ እንታይ ክትብሉና ኢኩም?ድሓር ብዙሕ ግዜ ይከታተለካ እየ።ግንተሓቢእካ ኢካ ኢንተርቪው ተግብር ንምንታይ?
@Elsa_Jesus
@Elsa_Jesus Ай бұрын
3ይ ዙሪያ አብ 95 ተምሃሮ እዮም ከይዶም ንአኻ ድአ መን አገዲዱካ???
@temesghengoita5542
@temesghengoita5542 Ай бұрын
ቀዳማይ ዙርያ ምኻድ ብድልየት እዩ ኔሩ ክበሃል ዶ ሰሚዔ ሓቀይ? ሓቂ ንምዝራብ ንዓይ መጸዋዕታ እዩ መጺኡኒ። መጸዋዕታ እንድሕር መጺኡካ ከኣ ብድልየት እዩ ክትብሎ ኣይትኽእልን ኢኻ። ዘይተፈካ ጋሻ•••ኮይኑና ግን ትሕለፈለይ ብምባል መብዛሕትና መንእሰያት ነቲ ካብ ምምሕዳር ዝመጻና ጻውዒት ኣኽቢርናዮ ኢና። ብዓል 2ይ 3ይ ዙርያ እዮም ሳዋ ንምኻድ ዝቀዳደሙ ዝነበሩ።
@berekettesfamkael6952
@berekettesfamkael6952 Ай бұрын
ሓሳዊ
@Maranata224
@Maranata224 Ай бұрын
ኣነ ኣባል 3ይ ዙርያ እየ ኔረ ሳዋ ዘይወረደ ናብ ይንቨርስቲ ነጥቢ ዋላ እንተምጽዑ ናይ ምምሃር ዕድል ኣይረክብን ዝብል ብራድዮን ብተለቭዝ ን ኣዋጅ ተኣውጁ ካብ ቤት ትምህርትና ድማ ተበግስና ኣብ ናይ 1ይን 2ይን ዙርያ ግን ተሪር ኣይነበረን ::ዝበዝሑ እውን ኣስመራን ከባብኣን እዮም ከይዶም ::
Deadpool family by Tsuriki Show
00:12
Tsuriki Show
Рет қаралды 5 МЛН
ሰላም ዝህብ፡ ተስፋኻ ዘሐድስ ጸሎት!
1:05:39
ምስክርነት ማይክል ቶማስ 4ይ ክፋል
42:27
ምሉእ ምስክርነት ብልቂስ ሱልጣን
6:06:42
SEMAY TV
Рет қаралды 2,2 М.