ስርሒት ባረንቱ 1985 - 11ይ ክፋል | sirihit Barentu 1985 (Part 11) - ERi-TV Documentary

  Рет қаралды 22,669

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

Пікірлер: 65
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho Жыл бұрын
Our heroes we will never forget you 🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊
@berhanetewolde3247
@berhanetewolde3247 Жыл бұрын
ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ጅግንነትን ቅያን ታሪኽ ጀጋኑ ደቂ ኤረይ!
@desietvmogitmogit2124
@desietvmogitmogit2124 Жыл бұрын
ዘይድገሙ ጀጋኑ ምስ ዘይድገም ወርቂ ታሪኽ ታይ ሞ ግዜ ሕሱም። ኤርትራ ሃገርይ ተባረክለይ ወላዲት ጀጋኑ ።
@ኣበሳበረኻ
@ኣበሳበረኻ Жыл бұрын
I just want to say thank you for teaching our nation's true history. Please continue doing this history told by those who were there as you have done with the video with all the battles fought for independence of Eritrea, for protecting the sovereignty of Eritrea from the beginning to today...thank you again... from a kid who grew up in West.. it makes me proud to be Eritrean... awet nehafash
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ነቶም ምእንታና ዘይትትካእ ሂወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ 🙏🙏🙏😭😭😭😭♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
@AAGTOSS
@AAGTOSS Жыл бұрын
ኣየ ሻዕብያ፡ እቲ ዝበለጸ ወለዶ ኤርትራ ❤❤❤ ዘይትካእ ወለዶ ❤❤❤
@yors362
@yors362 Жыл бұрын
ኣበይ ክርሳዕ ታሪኽ ጀጋኑ ኣሕዋትና ሓርበኛ ኣይንበርን እዩ ታሪኽ እዩ ዝውረስ ዘልእለማዊ ክንርን ሞገስን ንስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
@lulakiflemariam4258
@lulakiflemariam4258 Жыл бұрын
My lovely Eritrean heroes always you are in my heart ❤️❤️❤️ and I am so proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Жыл бұрын
Thanku thanku 💓💖💗💛.
@kirosasfaha3216
@kirosasfaha3216 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ semikayo Zeymno Tarik Eritrean History
@rshantesfancial1392
@rshantesfancial1392 Жыл бұрын
Tarikum nzelalem ynber Abthti fetari fetertina ekum ❤❤❤
@yodithailehagos1326
@yodithailehagos1326 Жыл бұрын
MERHABA MERHABA MERHABA.
@mannyseretse
@mannyseretse Жыл бұрын
the brave Eritrean, thank you for paying expensive price dear tegardelti.... ab kahsakum yewalena, medargeti zeybelu jegnenet. nebari zekri newuwaetna
@elsates2493
@elsates2493 Жыл бұрын
ደቂ ኤረይ ምጩዋት ን ዘላአለም ንበሩ ❤❤❤❤❤
@dolpenamahada423
@dolpenamahada423 11 ай бұрын
ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማእታትና!!! ኤርትራ ሃገረይ መፍረ ጀጋኑ!! ንበርለይ!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@shewitfantay658
@shewitfantay658 Жыл бұрын
Temesegen haway wetru ab libay eka Gegna haway💔💔💔 😢😢😢😢😢.zelalemawi zekiren kibren ne jeganu sewatna🙏 . Thank you colonel Tesfalem yemana . nai Gegna haway Temesgen mess besetu meswatomn Gegenenetom mengarka. Zelalemawi kibren zekiren ne geganu sewatna wetru awet ne hafeshi.
@user-ns3wq6rt7q
@user-ns3wq6rt7q Жыл бұрын
❤❤❤❤ ❤❤❤❤
@andityemnab9548
@andityemnab9548 Жыл бұрын
Welcome deki eriey halalat ane abekom yedfni
@AwETMAEHRI
@AwETMAEHRI Жыл бұрын
መርሓባእ ጀጋኑ
@aruaki4454
@aruaki4454 Жыл бұрын
ናይብሓቂ ዘገርም ጅግንነት እኳዕ ካባኩም ተፈጠርና
@WarsaYYikealo1249
@WarsaYYikealo1249 Жыл бұрын
ገረብ ተረዳዳእ፡ ክረምታዊ ማእቶት ተመሃሮ ኣብ ጎልጅ፡ ገርገፍ ዝበሃል ቦታ ስሙ እንተዘይተጋግየ ኣብ ዝነበርክሉ ግዜ እዚ ቀንጠብ ዝብልክዮ ገረብ ብብዝሒ ኣሎ። ገዲም ተጋ. ኣኽበረት ኣብረሃ፡ቀንዲ ስሙ ስለዝነገርክና ብልቢ የመስግን። ጋዜጠኛ ሙሴ ቦዂረጽዮን ፍሉይ ዝኾነ ጽቡቕ ድምጺ ኣለካ።ስለዚ Eri-TV ከም Feedback ሙሴ ከም ተወሳኺ ስራሕ ኣብ ዜና ምንባብብ እንተዝቐርብ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ። ብጣዕሚ መሳጥን መሃርን ሕድሪ ሓላፍነት ዘሰክምን ኣብ ስምዒት ዘእቱን ታሪኽ ጃጋኑና ኢዩ። ነዊሕ ክፋላት ክኸውን ተስፋ ይገብር። ዘላኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ዓወት ንሓፋሽ!✊🏿🇪🇷🐪
@dana.j9062
@dana.j9062 5 ай бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ዘለኣለማዊ ምስጋናን ንሰማእታትናን ጀጋኑናን ስለቲ ኩሉ መስዋእቶምን ንኹላትና ኤርትራውያን ናጽነትናን መንነትናን ክህቡና ዝገበርዎ ጽንዓትን፣ ስለቲ ተወፋይነቶም ድማ ኩሉ ዕዳኦም ኣሎና።💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@sabaweldeyesus9022
@sabaweldeyesus9022 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@mebrahtuhaile469
@mebrahtuhaile469 Жыл бұрын
ሰላም ሰላም ደቂ ኤሬይ ከም ህ ግ እካ ክንደየናይ ከይድገም ። ኣነ ግን እዚ ኣካይዳኹም ሲ ትህውኹና ኣለኹም በጃኹም ኣንውሕ ኣብልዎ እዚ ታሪኽ ኣዝዩ ብሉጽ ታሪኽ እዩ።❤❤❤❤❤❤❤❤
@tomashagos9539
@tomashagos9539 Жыл бұрын
ባጣዕሚ ዘሕጉስ ታሪኽ ኤርትራውነት ናይ ኣባታተይ ታሪክ ኣጀኩም ኣለና ሕጂ ውን ንኤርትራ ሃገረይ ብሂወት ክወድቀላ ድልው ኣለኩ ኣብ ዝኮነ ሰዓትን ግዘን ካብ ዓዲ እንግልዝ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-in8hr6nq4u
@user-in8hr6nq4u Жыл бұрын
hzbawi gnbar jeganu❤kbrin mogosnnhaylitatna awet nhafash✊
@Mulugeta-bf3im
@Mulugeta-bf3im 7 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍
@temesegengebremedhin9362
@temesegengebremedhin9362 Жыл бұрын
Men Emo kemakim alo.Dagimay nezi Tarik Ezi zidegmo Waka hade fitr yelen.Etom zelekim Edmen tinan yihebkim.❤❤❤
@SmithJames-uw4bl
@SmithJames-uw4bl Жыл бұрын
I have so much respect for this Lions and the one past away R.I.P
@ta-sy6up
@ta-sy6up Жыл бұрын
tarikum nebari euyu siwatna ❤💙 🌹🌷🐅🙏
@nohisack7796
@nohisack7796 Жыл бұрын
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 Жыл бұрын
🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውአት።
@solomonmatteo9752
@solomonmatteo9752 Жыл бұрын
💪🏽💪🏽👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
ወርቂ ታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ኣብ ውሽጢ ዓለም አታ አነ እዚ ናይ ህዝባዊ ግንባር ታሪኽ ሂውት እዩ ናብ በሓቂ.
@dl4055
@dl4055 Жыл бұрын
Jeganu abotatan,aye ewe ezi kulu halifkum hager,mennet 🇪🇷🇪🇷,eritrawi zhabkumna, Antum nezi tarik resiekum,zkahadkum,atum nezi nay tarik shaebya teqashushu weylkum,tgray tser enda belkum ab eroup,konkum ms tegaru konkum hzbkum tharmu zelekum mastha nayzom jeganu ywredkum,
@eritreanieritreawyan4488
@eritreanieritreawyan4488 Жыл бұрын
Tarik etom jeganu ayatatey semiekayo zeyxgeb tarik unkae Eritreawi konku temesgen amlakey zegagki zgebereni 🇪🇷💎🐪💪
@AwETMAEHRI
@AwETMAEHRI Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hamelmalo8300
@hamelmalo8300 Жыл бұрын
❤❤❤⛪🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@BereketSahle-n3n
@BereketSahle-n3n Жыл бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Жыл бұрын
❤ ERI Eritrea prevails 🇪🇷❤️ we are hizbawi gnbar 🇪🇷❤️👍👍👍👍🇪🇷❤️🇪🇷
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 Жыл бұрын
እቲ ዝገርም ነገር ኣብታሪኽ ብርጌድ ብብርጌድ ድሎ ብድሎ ዝጠፍኣሎ, ቅድሚ ዚ ኲናት ዚ ካብ ቢንቢና ንእግሪ ኣውላ ደቦሊና ከባቢ ብ/45 ምስ መጸ ንገዛ ኢራብን ዓዲ ተኽለሃይማኖትን ናይ መጥቃዕቲ መደብ ነይሩ እዚ ብ45 ናብዚ ቦታ ክመጽእ ከሎ ነቲ መደብቲ ዝተዓጥቀ ቦታ ዩ ነይሩ ከም ዝዝክሮ። ኣብ እግሪ ኣውላ ብደቡባዊ ምብራቅ ከም መበገሲ ንገዛ ኢራብን ዓዲ ተኽለሃይማኖትን ንጽብሒቱ ዝተሓስበ ከሎ ከኣ እዚ 8ይ ብርጌድ ናይ 102 ኣየር ወለድ ከምዛ ዝገለጽዋ ሓለፍትና ንኣውላ ብብርጌዱ ደይቡ, ሓሊፉ ከምዘሎ ከኣ ማይ ሃሪሙ ጭቃ ስለዝነበረ ኣሰሩ ብንጹር ከኣ ይከታተልዎ ስለዝነበሩ ስለያታት ናይ ወገን እና ኣሰሩ ምስ ረኸብዎ ኣብ ልዕልን ድሕርን እዚ ብርጌድ ከምዘሎ ተፈሊጡ ከምዛ ዝተባህለት ከኣ እቲ ዝመጸሉ ስለዝተዓጽወ, ነታ ጎቦ ኣውላ ተተቲዑ ዩ ብሪጋ ሒዙዋ ንብሙሉእና ይርእየና ነይሩ ከምዘሎዎ ብ/ 45 ምስ ከቢድ ብረቱ ከኣ ናብ ቀቡዑ, ምናልባት ኣብ ታሪኽ ኣየርወለድ ኮማዶ ኣሃዱ ፍሉይ ሓለፋ ዝግበረሉ ናብ ኩሉ መኣዝናት ወሃብ ደገፍ ኮይኑ ጽጋባ ኣሃዱ እዩ ነይሩ። ዕጥቁ ሓደስቲ ክላሽናት ብሬን ፒኬይ ሲናይፐር( ቁጭሕርሙ) ክዳውንቱ ጫምኡ ትሕዝቶኡ ቆብዕ ከይተረፈ 3 ዓይነት መመሳሰሊ ምስ መሬትን ንሄሊኮፕተር ደገፍ ክመጾ ከሎ መለለዪ ውን እዚ ቆብዕ ቀይሕ ወዘተ ነይርዎ። እቲ ኣጋጣሚ ናይ ዚ ኲናት ዚ ኣዛዚ ብርጌዱ ኮኔ/ ዘውደ ይበሃል ነይሩ። ደማዊ ናይ ኢድ ብኢድ ውግእ ነይሩ። ሕማቅ ነገሩ እዚ ብርጌድ ኣብ ብራኼ ኮይኑ ንቁልቁል ተጋዳላይ ከኣ ኣንቃዕሪሩ ይሃጅም ሞ ከኣ ካብ ንጉሆ ክሳብ ሰዓት 18:00 ብቀትሪ ስለዝነበረ ተመልከተለይ ዩ ነይሩ። እቲ ፍሉይ ዝገብሮ 34 ወተሃደራት ጥራይ መሊቐን ብልክዕ ዝዝክሮ። ኣብ ዝባን ኣውላ ኣብታ ናይ መወዳእታ ህጁም ኮኔ/ ዘውዴ ኣዛዚ ቲ ብርጌድ " ጎበዝ ተከተለኝ ኢሉ ነብሱ ፈጅሩ። ብሙሉኡ እቲ ብርጌድ ተደምሲሱ። ምስ ነፍስወከፍ ወተሃደር ዝነበረ ኣጽዋራት ብፍላይ ኣብ ከም በዓል ሰሓርቲ ስለዝነበረ ብኮንትሮባንዳ ዝኣቱ እና ዘመተ ነንውልቁ ዝሓዞ ሰዓታት 2-3 ነይሩዎ። ኩሉ ነገራቱ ጽጋባ ብርጌድ ብ ብርጌድ ተደምሲሱ። እዞም ክቡራት ጀጋኑ ብጾት ነዚ ታሪኽ ክትርኽዎ ከሎዉ ሓበን ይስመዓካ ብሂወት ሃልዮም ድሕሪ 38 ዓመት ክትርኽዎን ክትርእዮምን ከሎኻ ክሳብ ሕጂ ከኣ ኣብኡን ኣብቲ ቦታ ጅግንነትን ምስ ወተሃደራዊ ክዳኖም ክትርእዮም, ኤሪትራውነት እንታይ ምዃኑ ታሪኽና ክትርዳእ ቀሊል ዩ። ብዘይካዚ ኣብ ኩሉ ዝሓለፈን ድሕሪኡን ክሳብ ናጽነት እንደገና ድሕሪ ናጽነት ክሳብ ሕጂ እዚ ታሪኽ እዚ ገድልን ገደሉን ታሪኽ ድሕሪ ናጽነትን ክሳብ ሕጂ ዕድሚኦም ምሉእ ክትርኢ መን ኢና ንሕና ጥራይ ክትብል ትግደድ። መንእሰይ ወለዶ በዚ ታሪኽ ዚ ዝመጸ መንነቱ ተረዲኡ ከኣ ቅያ ሰሪሑ። ምናልባት ኣብዛ ናይ ኣውላ ዝተኸፍለ ዋጋ ከም ኩሉ ነቲ ናይ ሽዑ ታሪኽ ብኔው እናተደራረበ እን ተደርዔ ስለዝመጸ ኢና ዘሎናን ህላዌና ዘውሓስናን። ካብዚ ንደሓር ከ ድሕሪ ባረንቱ ከኣ ርእሱ ዝኸኣለ መስገደል ኣሎ ዝገርም ታሪኽ ። ዕድመን ምሉእ ጥዕናን ንዓኹም ይኹን ጀጋኑና። ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ።
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 Жыл бұрын
ማይ ሃሪሙ ስለዝነበረ ዕቋር ማይ ስለዝነበረ ኢደን ከይህባ ኣብቲ ማይ ጥሒለን ይጸንሓ ብብራሾ ማይ ክትወስድ ምስ መጻእካ ክሳብ ማይትመልእ ጥሒለን ምጽማም ምስ ሰኣና ካብ ቲ ዕቋር ማይ ዝተማረኻ ነይረን, ኣብ ኣግራብ ዝደየባ ልሙዕ ስለዝነበረ እቲ ኣግራብ, ውጉእ ኣብ ጽላል ዘቀመጥካዮ ደይበን ዝረኣየን ዝተማረኻ ነይረን። ዝገርም ታሪኽ ብርጌድ ንጽጋባ ብርጌድ ዝተደምሰሰሉ ታሪኽ። ኩለን ኣሃዱታት ካብ ምድምሳስ ባረንቱን ክሳብ ዛ ዘላታ ብከምዚ ኣገባብ እንተተሰኑዱ ኣብኡ ዝነበሩ ዝዝክርዎ ቅያታት ውን ብዙሕ ኣሎ። ነዚ ታሪኽ ዚ ኣኣብ ዝነበርዎ ጸላኢ ከኣ ዝነበሮ እንተዝርኤ ከኣ ዝገርም ታሪኽ ኣሎ። ብድሮ ዕንድኩር መራሕ ሓይሊ (ዓይነ ስዉር ዘሎ) ሽዑ ዝተሃርመ ማ/ ሓይሊ ነቲ ተሓሲቡ ዘሎ መደብ መጥቃዕቲ ክንሕንሕነሉ ከሎና ብወኒ, ውድበይ ስቡሕ ጸላኢ ሂቡና ኣሎ, ተሃና ከነውጽእ ኢና ክብለኒ ይዝክር። ተሃና ከኣ ኣውጺእና ንጽጋባ ብርጌድ ።
@AAGTOSS
@AAGTOSS Жыл бұрын
"ጸላኢ ዓሻ እዩ" ይብል ሓርበኛ ውጩ❤ ኣየርወለድ ሆየ፡ ኣብዚ ኣለኹ ኢሉ ባንዴራ ዘንበልብል 😂 ቀይሕ ቆቢዕ ጌሩ፡ ርእሰይ ከኣ ኣብዚ ኣላ መንጥሉኒ ይብል😂 ሻዕብያ ደኣ ኣብዚ ኣለኹ ኢልካዮ ኣይኮነን፡ ተሓቢእካ እኳ ጋዶ 😂
@yesman-cs6fj
@yesman-cs6fj Жыл бұрын
Jigninet da gerkum ikom gin intay yabis balikum minti iseyas kitblo tedakuru alekum hiji Kedat ikom nitom jegano tarik ziserhu hiji kihdkimom
@lilimehari1751
@lilimehari1751 Жыл бұрын
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 Жыл бұрын
ኣብዚ ዝተሰልበ ዝብል እዚ ፈገም ዝገለጾ ሽዑ ኣብታ ዕለት እምበር ገና ዘይተኣከበ ምስቲ ኩነታት ምቅያሩ ከይተኣርየ ከሎ ዝተረፈ ገባር ኩናማ ኣዝዩ ብዙሕ ኣጽዋራት ይረኽቡ ነይሮም። ኣብኡ ውን ታሪኽ ኣሎ ምውካስ የድሊ ዩ።
@wedimulerhawimuzit.728
@wedimulerhawimuzit.728 Жыл бұрын
Abhagotatna jeganu tarikum kulu gzie nebari eyu alena aytefanan amlak ymesgen Tarik etom hasadat hgdef agametat amharu baliet teakalibom ketsntuna leytin ketrin yserhu alewu gin Amalk ayeskalomin nhna knhlu ena kulkum ksab lomi menti hagerna kubur hiwetkum tkeflu zelkum amlak ab genetu yesfrkum!!!
@khalfeyukulu3053
@khalfeyukulu3053 Жыл бұрын
እሞ ከ ደኣ እዚ ኩሉ ሓሊፉ ንምንታይ ድዩ ነይሩ እቲ ኩሉ ከልበትበት ፧ ኩልክን መሻሙሽ ኢክን በቃ ዝተባህልክነኦ ምትግባር ጥራይ እዩ ትብዓትክን ።ሓደ ሰብኣይ እዩ ዘሎ ንሱ ከኣ እዚ ጽሉል እሰያስ ካልኦት ብርእሱ ትከዱ ርእስን ትብዓትን ዘይብልኩም ዕላማ መቃለሲኩም ክተተግብሩ ሓሞት ዘይብልክን ክእለትክን ዝተኣዘዝክነኦ ምክዳም ጥራይ እያ ። ገበርና ተገብረ ደኣ በሉ ሰብኡት ኩኣ ትመስሉ ሰብኣይ እሰያስ ጥራይ እዩ ዋላ ሃገር ደኣ የዕንዋ እምበር ማራ እየ ዘድንቆ ከምይ ጌሩ ነዛ ኩላ ባሪኡ ከምዝገበራ ኮይኑ ከኣ ከምድላዩ ይዕንድርን ኣሎ። ስጋብ ጋሕ ትብሉ ከኣ ከድሙ ኣይትሕመቁ እቲ ክድምናኩም መታን ሙሉእ ክከዉን ምክንያቱ ኣርጊኩም ነዊሕ ዕድመ የብልኩምን ። ወዲ ኣፊ በዓል ኣርባዕተ ፍርንጪት ነዛ ኩላ ኣጻሕጺሕዋ ሃሃሃሃሃሃ
@Mehari2491
@Mehari2491 Жыл бұрын
መራሒ መስርዕን ጋንታን አብ ዝኾነ ውግእ ቀዳሞት ስዉአት ኢዮም:: አብነት ናይ አባላቶም ክኾኑ አብ ቅድሚት ይሃጅሙ:: "አነ ክስዋእ ንስኻ ጽናሕ" ዝአመሉ ተጋዳላይ::
@user-fq4df1pr4w
@user-fq4df1pr4w Жыл бұрын
ዘልአለማዊ ዝክሪ ንስውአት😂😂😂😂😂😂😂😂
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju Жыл бұрын
ቀደም ብዕላል እስምዕ ኔረ ብዛዕባ ዝ ኩሉ ምረትን ፡ ክብደትን፡ ዝተኸፈል መስውእቲ ባረተንቱ ንምሓዝን ንምዕቃባን ዘይ ምለሱ ብሉጻትን ዘይትክእን ሰብ ስረ ሞራልን ኒሕን ሓቦን ነቲ ዝቐጸል ዝነብረ ገዲሊ ተፈልዮሞ...ገዚፍ ክስራ ኢዮም ኒሮም !!። ምናልባት ዞም ኣብ ባረንቱ ዝተኸፍሉ ጅጋኑ ተዚ ነብሩ ናጽነት መትቓላጥፈ ኒሩ እት ሕቶ ግን ሰለምታይ ዩ ዉግእ ባረንቱ ክካየድ ተምሪጹ ኣብ ዘይ ንቡር ኩነታት ኣየር ክራማት .? ኣብ ምንጎ ማሓዛ ህግ ዘይ ነብረ ህዝቢ..? እሞ ካኣ ኣዝዩ ርሑቕ ካብ ደጀንካ .. ??ሰለምንታይ ወርቒ ዓይነታዉያን ተጋደልቲ እና ተኸፈላ ቲ ምርብራብ ቀጺሉ..፧
@Nakfa291sawa
@Nakfa291sawa Жыл бұрын
ሻዕብያ
@Afari.MadSleuthExportedSalt
@Afari.MadSleuthExportedSalt Жыл бұрын
ዕቩዳት ገረዳት ሻዕቭያ
@ksanet14ever69
@ksanet14ever69 Жыл бұрын
ክክክ ናይ ስጋ ኮይናትካ ኣዝማድካ ድዮም እዞም ደርጋውያን ክክክክ ከምኣ'ያ ሻዕብያ መጭነቕ 🇪🇷
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
Kkkkkkkkk Betami xubq nebru ahya
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 Жыл бұрын
ሻዕብያ ሂወት እዩ ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ ከም ወርቂ እዩ
@lemlemwolday2976
@lemlemwolday2976 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@user-ns3wq6rt7q
@user-ns3wq6rt7q Жыл бұрын
❤❤❤❤ ❤❤❤❤
@daniandia8794
@daniandia8794 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Dad gives best memory keeper
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 25 МЛН
The Joker wanted to stand at the front, but unexpectedly was beaten up by Officer Rabbit
00:12
отомстил?
00:56
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
Dad gives best memory keeper
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 25 МЛН