ስርሒት ባረንቱ 1985 - 14ይ ክፋል | sirihit Barentu 1985 (Part 14) - ERi-TV Documentary

  Рет қаралды 25,259

Eri-TV, Eritrea (Official)

Eri-TV, Eritrea (Official)

Күн бұрын

ERi-TV Documentary ስርሒት ባረንቱ 1985 - 14ይ ክፋል | sirihit Barentu 1985 (Part 14) - Documentary on the historic battle to liberate the town of Barentu in 1985
Playlist: • ስርሒት ባረንቱ 1985 - 1ይ ክፋ...

Пікірлер: 77
@samsonneserab9282
@samsonneserab9282 11 ай бұрын
My name 864-1 E L F I don't know what to say. Thank you for everything. I should cry or I should get jealous. I'm so proud. What are you done? You made me to feel proud, Eritrean.
@dl4055
@dl4055 11 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር ጅግና❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 EDMEN tenan yhabkum fetari 🇪🇷🇪🇷🇪🇷,yeqenelna hager zrekebkumna, zelalemawi kbrn megosn nsemaetatna 🇪🇷🇪🇷❤❤
@maharigbremeskel9711
@maharigbremeskel9711 11 ай бұрын
❤❤❤ ሕቶ ነቶም ሃገራዊ ክሕደግ ትገብሩ ዘለኩም ❤❤❤ ኣቦታቲኩም ነዚ ጂጊኒነት ዝ ኢተዘይ ገብሩ ደረሃ ንቕሓትኩም ወይ ደረጃ ትሚህርቲኩም ኣበይ መሃለኩም ❤❤❤
@woineteklea275
@woineteklea275 11 ай бұрын
Welcome dekie Eritrean God bless you dekie Eritrean Amen ajona ajkum Thanks awat Nhfash 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌻🌻🌻🌹🌹🌹🌹💕💕💕
@HehehNana
@HehehNana 5 ай бұрын
AM proud to be Eritrean red sea lions HZBawi Gnbarey Esaate Gomera
@fthawitmengstab7906
@fthawitmengstab7906 11 ай бұрын
ጀሚራ ክሳብ ትውድእ ብኽያት 😢😢😢😢 እዋይ ጅግንነት ካብ ኣወዳትኩም ኣዋልድኩም ካብ ኣዋልድኩም ኣወዳትኩም ኩልኹም ካብ ነንሕድሕድ ዘይትሰንፉ ጀጋኑ 💪💪💪💪♥♥♥♥🇪🇷🇪🇷🇪🇷ንኹሎም ምእንታና ዝሓከፉ ጀጋኑ ኣብ የማኑ ይቐበሎም ፈጣሪ🙏🙏🙏
@Ibrahimwedisaho
@Ibrahimwedisaho 11 ай бұрын
Zelalemawi zkri n sematat Eritrea 🇪🇷💘🇪🇷
@habtomgebrengus-it1om
@habtomgebrengus-it1om 11 ай бұрын
Its very special er.history❤
@user-ns3wq6rt7q
@user-ns3wq6rt7q 11 ай бұрын
መርሓባ ጀጋኑና ብኣኹም ሑቡናት ኢና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Metkeli
@Metkeli 11 ай бұрын
Eretrya jeganu ❤
@edenasfaw9409
@edenasfaw9409 11 ай бұрын
Jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽❤️❤️❤️❤️
@teklittesfaldet6194
@teklittesfaldet6194 11 ай бұрын
Tark Teklom hawey kefelet bezuh eye zehnte nere meknyatu aboy kem zelelni kab nestu kegeber behali sele zenbere Teklom Tesfaldet Tewelde adi deki zeru denbezan seweatna wetru ab lebena Thanks kexelwo
@DcDcDcDc-ic7ie
@DcDcDcDc-ic7ie 11 ай бұрын
Hezbawi genbar abotatey jeganu awet nehfase 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪⛪🕌💪🥰🥰🙏🙏🙏
@regbehabteab5180
@regbehabteab5180 11 ай бұрын
Excellent: it was incredible history in Eritrea, but also in Africka. It amuses me to hear incident, and i fell the sadness in my eyes, that moved me deeply, because i was a participant in with them. Use your faith it is not a matter how much you use the faith you have, if you have faith even if it is as small as the smallest mustard seed. Glory, glory be to Eritrea and Tegadalay! A huge thank you to editors. Awet Nhafash.
@SmithJames-uw4bl
@SmithJames-uw4bl 11 ай бұрын
To all Loins my respect is sky high also the Lions R.I.P
@teklehaimanottesfay8352
@teklehaimanottesfay8352 11 ай бұрын
Thankyou Eri Tv kemzi gerkum senidk bemxakum , Zeterefe kulu kab zedekeke kisab zeabey tariki zeteerhe bekamzi aynet tesenidu entezikerb temeraxi neru , mekiniyatu ezom lomi Tarik zenegiru zeleku dehri gize aykialiwon etom, tarikka ka entezeysenidkayo kem bale weyanin kaleotn kiserkuwo kelel yekewin malt eu
@edenasfaw9409
@edenasfaw9409 11 ай бұрын
How people insult these heroes is beyond me!!
@hailenteklen
@hailenteklen 11 ай бұрын
The battle of Barentu was really hard
@samigilay139
@samigilay139 11 ай бұрын
❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelgebri9256
@michaelgebri9256 11 ай бұрын
Meglasi yblun gignnat❤❤❤
@micealmiki4053
@micealmiki4053 11 ай бұрын
ብጣዕሚ መሳጢት ናይ ታሪክ ሰነዳዊ ናይ ፊልም፡ ከምዚ ገርካ ንወለዶ ስነድ ምስናድኩም ዝምስገን እዩ፡ ቀጽልዎ እዚ ናይ ወለዶታት ታሪኽ እዩ።
@RelTron-sn5we
@RelTron-sn5we 10 ай бұрын
ነዚ ጅግንነት እዚ እዞም ሃገር ኪሒዶም ትግራይ ትስዕር ዝብሉ ጽንጽዋይ ኢዩ ኮ ዝመስሎም። ምክንያቱ ጆቆጁቅ ከምኦም ጊሮም ኢዮም ዝሓስብዎ ንሰብ ። ኣቢት ጅግንንት ።
@eritrea6227
@eritrea6227 11 ай бұрын
Hezbiwi genbar jignau 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪✊
@Fikadughergish
@Fikadughergish 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@yonastekeste7109
@yonastekeste7109 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍
@menasieskwg7453
@menasieskwg7453 11 ай бұрын
ጀጋኑና መን ከማኹም ፡ ኤርትራ ሃገርና ሃገር ጀጋኑ እያ❤❤❤❤❤❤
@fisgebre461
@fisgebre461 11 ай бұрын
😍😍😍😍😍😍😍
@teklzgihabtom1679
@teklzgihabtom1679 11 ай бұрын
መርሓባእ ጀጋኑና ❤❤❤
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 11 ай бұрын
ERI Eritrea prevails 🇪🇷❤️ one people 🇪🇷🇪🇷 one Nation 🇪🇷❤️ we are hizbawi gnbar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️👍👍❤❤❤
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 11 ай бұрын
ክትሰምዖ ዘይምኖ ታሪክ ብምድፍናቅን ንብዓትን እንዳ ተዋሓጥካ ጀጋኑካን ቃልስካን ትዝክር:ድሕሪ እዚኣ ከኣ ወፍሪ ባሕሪ ነጋሽ ብከምዚ መልክዕ ክትረክ ይጽበ :ብእኩብ ዝትረክ ምምልላእ ዘለዎ ዘይምኖ እዩ:መን ከም ተጋዳላይ ህግ ሰራሒ ታሪክ ክፍጠር::
@russomafewerki8036
@russomafewerki8036 11 ай бұрын
Wedi acheto jigna
@asmerashikor6640
@asmerashikor6640 11 ай бұрын
ጀጋኑና my Heroes the best Eritrean Patriots Generation ever 💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 እዚ መደብ ቀጽልዎ ድሕሪኡ ውሰዱና ግምባር ደቀምሓረ ወይ ግምባር ጊንዳዕ
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 11 ай бұрын
💪🇪🇷jeganu hranat nhagerom nhiezb eritrea💪🇪🇷nezkulu tewofanet met hager nazent kemuzula emanet seica mekera mekuest tebt zemat nezy nzelay zerargom nzent zerkebu cabyn💪🇪🇷📚🖊💪🇪🇷👈woricawy tarek jegnena nakebo newoelod hiezb eritrean🇪🇷
@natuberhegebray8962
@natuberhegebray8962 11 ай бұрын
🎉🎉❤🎉❤🎉❤❤❤❤
@luwamnatey245
@luwamnatey245 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷❤❤❤
@hermonnegash146
@hermonnegash146 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amyabraham3639
@amyabraham3639 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mebrahtuhaile469
@mebrahtuhaile469 11 ай бұрын
Asenay dehan mexaekum ERI farsotat!
@maharigbremeskel9711
@maharigbremeskel9711 11 ай бұрын
ኣንታ ወሎዶ ሎሚ ብክምዚ ጸኣሪ ዚመጺኤት ሃግርካ ዓቒባ ነዘ ታርክ ከኣ ወሮሶ ኢካ
@solomonseium3584
@solomonseium3584 11 ай бұрын
እዚ ረዚን ታሪኽ ብመጽሓፍ ደረጃ እንተ ዝስነድ ኣብ ዝኾነ እዋን ወሎዶታት ክማሃሩሉ ይኽእሉ
@dana.j9062
@dana.j9062 5 ай бұрын
ንናጽነትናን መንነትናን ብጀጋኑናን ሰማእታትናን ዝኸፈልናዮ ከቢድ ዋጋ። ኤርትራ ኩሉ ግዜ ኣንጻር ኩሎም መርዛማት ተጻባእቲ መንሽሮ ክትዕወት ​​እያ!!💫🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💫
@zegahabtezion4339
@zegahabtezion4339 11 ай бұрын
ኣየወ ኣብ ባረንቱ ዝሓለፈ ሽግር🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@da8387
@da8387 11 ай бұрын
እቲ መበል 14ይ - ክፋል ዝብልሲ ብመበል 14ተ - ክፋል እንተዝእረም።
@awatetekle9439
@awatetekle9439 11 ай бұрын
Tamr eyu tarik hzbawi gnbar abana bexihu gan aygudun koynu
@pacificmedia3195
@pacificmedia3195 11 ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር ሃገራዊ መድሕን
@ወዲማዕገብ
@ወዲማዕገብ 11 ай бұрын
ኣብ ጎኒ ኣስማቶም ሳጉኦም እንተዝጽሓፍ ጽቡቕ ኒሩ ንኣብነት ቓንቑ ኣችዶ ወዘተ
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 11 ай бұрын
ኦኦኦ ንስኻ ከኣ ኣርኪብካ ንሕና ኣፎም ከፊቶም ታሪኾም ክነግሩ ምጅማሮም ኣሓጉስና ንከታተሎ ኣሎና:: ንኣብነት ኣነን ስድራይን ን ነፍሲ ወከፍ ክፋል ከኽንደይ ግዜ ከምደገምናዮ ኣይፈልጥን እየ: ኣነ ንርእሰይ ንስራሕ ብ ባቡር ኣብ ዝኸደሉ ንዕኡ ጥራይ እየ ዝደጋግም ዘለኹ::
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 11 ай бұрын
ንገለ ቤተሰብ ድማ ብቀጥታ ኢዩ ዝትንክፍ፡ ንኣብነት ሃሳስ ዝክሪ ዘለኒ ዓቢ ሓወይ ሰለሙን፡ ባረንቱ ከምዝተሰውአ ኢና ተረዲእና🙏 ዓወት ንሓፋሽ! 🇪🇷🐪💐
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 11 ай бұрын
​ ንስኹም ደለይቲ ፍትሒ ኣይተስሕቀና እስኪ እንታይ እዞም ትርእዮም ዘሎኻ ጀጋኑ ከም ብጀ. ተኸስተ ሃይለ ድዮም መሲሉካ? እዚኦም እኮ ክሳብ ሕጂ ኣብ መትከሎም ጸኒዖም ምስ ኢሰያስ ዝሰርሑ ዘለዉ እዮም ጥልቁይ
@almaztesfai6576
@almaztesfai6576 11 ай бұрын
@@dawitgebrat1878🇪🇷❤️🇪🇷✊🙏🏽
@abayweldeghergis7874
@abayweldeghergis7874 11 ай бұрын
ሓበን ኤርትራ ዝኾንኩም መንእሰያት! መራሕ ውግእ መን! ዕላማ! መግዛእቲ ምስዓር! ኣብ ስርሒት ባረንቱ ዳርጋ ምሉእ ሰውራ ምስታፍ! ካብ ቃል መራሕቲ! ኢትዮ ሰራዊታ ዋላ ኣብ ወርሒ ዝነበረ ንባረንቱ ወጂሃ! ውግእ ክረምቲ ጋሽ ኣፍ ናፍ መሊኣ ጎላጉል ባርካ ንታንክታትን ነፈርትን ርህው! መካይን ሰውራ መውጽኢት ሓንቲ መገዲ ተሰነይ! ኣነ! ኣብ ውግእ ዘይወዓለ መሽኳት! 23:00
@godislove6290
@godislove6290 11 ай бұрын
Zegerm zantu u h Jeganu
@tedrosmekonen4373
@tedrosmekonen4373 11 ай бұрын
❤❤❤🙏🙏🙏😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@tarikasmerom6238
@tarikasmerom6238 11 ай бұрын
🐪🇪🇷❤✊
@eluelakanel1584
@eluelakanel1584 11 ай бұрын
Eskum fluyat jegan ekum entay emo tsehafw seb kifelto bejakum
@zeratsiontesfayweldemichae8094
@zeratsiontesfayweldemichae8094 11 ай бұрын
ኣንቱም ጀጋኑ ብጀካኹም ምን ዋሕስ ኣለዋ ኢረትራና ኢረትራ ክትከውን ዝገበረ ሐይሊ ህዝባዊ ግምባር ጥራይ እዩ ሎሚ እቶም ስርኦም ፈቲሖም ሎሚ ናይ ኮፕተር ጀጋኑ ኮይኖም መንእሰያት ኣብ ምግጋይ ዓቢ ታራ ተጻውቶም ሎሚ ግን መንእስያት ወሲኖም ጀጋኑ ኣቦታትና ኢሎም ብሐያል መንፈስ ዘፍ ኣቢሎም ሎሚ ግን ኣብ ኮፕተር ኮንካ ምፍካር ውን ዳሃዩ ጠፍኡ ይርከብ ዘላኣለማዋ ዝኽሪ ንስማታትና ዓወት ንሐፋሽ
@russomghebregiorghis1459
@russomghebregiorghis1459 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂
@micaelsolomon1472
@micaelsolomon1472 11 ай бұрын
ቅያ ህ.ግ ንኽትገልጾ ቃላት ትስእነሉ።እቶም ዘንተውት ታሪክ ካአ ንዝመጽእ ወለዶ መሰረት ተንብሩ አሎኹም።ኽብር ነቶም ታሪኽ ዝሰርሑ ንሰማእታት ኤርትራ።
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 11 ай бұрын
ብጀ. ተኸስተ ሃይለ ነዚ ምስ ጀጋኑ ብጾቱ ኾይኑ ዝመከተሉ ኩናት ናይ ባረንቱ ታሪኽ ክጽወ ክሰምዕ እንከሎ እንታይ ኾን ይሰምዖ ይህሉ? ሕጂ መንገዱ ቀይሩ ኣብ ናይ ታሪኽ ሓተላ ኣብ ዝቖማጥዓሉ ዘሎ እዋን መዘንኡ ተኣኪቦም ታሪኾም ክነግሩ ክሰምዕ እንከሎ ብውሽጡ እንታይ ከምዝስምዖ ርዱእ እዩ: እቲ ስምዒት እቲ መሪር ናይ ከዳዕነት ስምዒት እዩ:: ዝጀመሮ ናይ ጅግንነት ታሪኽ ብ ታሪኽ ዝፍጽም እቲ ኣብ ታሪኹ ጸኒዑ ማእዝኑ ከየጥፈአ ዝቕጽል ጥራይ እዩ እቲ ኣብ ታሪኹ ዝነብር::
@germaymebrahtom436
@germaymebrahtom436 11 ай бұрын
​@@ቀንዴልሓርነትanta wedi shermuta hasawi mendelhaki
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 11 ай бұрын
ሓቂ መራር እያ ሓቀይ ጅግና ናብ ሓተላ ክቕየር እንከሎ ግናይ እዩ: እዚ ማለት ከኣ ከምቲ ናይ ክልቴኹም ወለዲ ምልሻ ስርናይ ኮይኖም ዘእበዩኩም ማለት እዩ ግን እኮ ተኸስተ ሃይለ ካብ መንጎ እዞም ጀጋኑ እዪ ወጺኡ እኮ ተረፍ ድስቲ ምልምማጽ ዝለመደ
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 11 ай бұрын
​ ብ ህግደፍ ይጭፍጨፍ? ኣይትህደም እዛ ምጭፍጫፍ ኣነጽራ ንዓይ ዝርደኣኒ ምጭፍጫፍ ማለት ከምቲ እዞም ጀጋኑ መንደላይ ን TDF ዝገበሩዎም ማለት እዩ ግን ኣነጽራ
@awettesfandrias3395
@awettesfandrias3395 11 ай бұрын
@@ቀንዴልሓርነት wexa wedi guhaf Wayane nay Tigray geday geber guhaf Wayane ግብረ ሸበራውያን ራዕዲ ተጋሩ ናይ ንህዝቢ ኤርትራ ብጊጂል ምራዕዲ እዩ እሞ ብእምንን ካራን በትርን ሰብ ምጭፍጭፍ ከ ናይ ነገር ፍቅሪ ማለት ድዩ ንፖሊስ ናይ ሃገራት ዓለም ካኣ ምጭፍጭፍ እንታይ እዩ እዚ / እዚ ድዩ ፍትሒ እዩ ናይ ወያነ ኣከልቢ እሞ ብእምንን ካራን በትርን .ንፖሊስ 🤔
@user-dy5kf3dr4h
@user-dy5kf3dr4h 11 ай бұрын
​ ተኸስተ ሃይለ ደኣ ግርም ጌሩ ተጎምቢሑ ድስቲ የልምጽ ነይሩ እምበር: ኣሸበሸብ ዎያነ እንተደፍኡ ሰራዊት መሪሑ ክኣቲ ተዳልዩ ነይሩ ኡ ግን ብጀ. ተኸስተ ሃይለ እንታይ ክገብር ኡ ኣብ ሱዳን መጺኡ ዝነበረ? ነቶም ኣብ ሱዳን ዝዳለዉ ዝነበሩ ተጋሩ ከዕጥቅን ከወሃህድን ድዩስ ወይስ ን holiday? ደሓን ኡ ሓደ መዓልቲ እቲ ሓቂ ክወጽእ ኡ
@wedebtesfahunytesfahuny2321
@wedebtesfahunytesfahuny2321 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@Fikadughergish
@Fikadughergish 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@a.t5699
@a.t5699 11 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Fikadughergish
@Fikadughergish 10 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@sinatweldberhan2839
@sinatweldberhan2839 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@negussiesamson3020
@negussiesamson3020 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15
Touching Act of Kindness Brings Hope to the Homeless #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 19 МЛН
这三姐弟太会藏了!#小丑#天使#路飞#家庭#搞笑
00:24
家庭搞笑日记
Рет қаралды 125 МЛН
እቶም ክልተ ጎባልል - ERi-TV
48:54
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 175 М.
Electric Flying Bird with Hanging Wire Automatic for Ceiling Parrot
00:15