‪@SolomonYikunoamlak‬

  Рет қаралды 5,041

Solomon Yikunoamlak

Solomon Yikunoamlak

7 ай бұрын

Solomon yikunoamlak thanks speech video #love

Пікірлер: 228
@ove6164
@ove6164 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ልዕሊ እቲ ሽልማት ከኣ እቲ ኣብ ሕድሕድ ልብና ዘለካ ፍቅርን ኣክብሮትን ይዓቢ። We Love youuu👑💎👑
@selam801
@selam801 7 ай бұрын
my😊
@Kanal0809
@Kanal0809 7 ай бұрын
✅✅✅✅✅💞💞
@user-vx8rb1cv3j
@user-vx8rb1cv3j 7 ай бұрын
ስለሞን በጣም ነው የማደንቅህ ምርጥ ዘፋኛችን ይህ ንርልን
@fsefdssd1242
@fsefdssd1242 7 ай бұрын
ሰልየ ይንእሰካበር ኣይበዘሐካን ንዓኻ እዝ ብልፅ ስነ ጥበባዉ ንፈትወካ ሓዉና🎉❤❤
@hameye...11
@hameye...11 7 ай бұрын
ሰለሞን ሓውና ግዜ ይነውሕ አምበር ሓቂ ምውጻኣ አይትቀርን እንቋዕ ናብዚ በቃዕኻ ❤❤❤
@dc8625
@dc8625 7 ай бұрын
በቃ እዚ ናትካ ኢያ ሓዉካ ኤርትራዊ ትግራዋይ ኣጆካ ሰሎ ድምጺ ህዝቡ💙🤎
@Ykgxu
@Ykgxu 7 ай бұрын
እወ ናቱ እዩ ክብረት ይሃበልና🙏❤
@meleyberhe562
@meleyberhe562 7 ай бұрын
ንዓኳ ቃላት የብለይ ኣብ ልብና ዘለካ ቦታ ተትፈልጥ, ሓቀኛ ህዝቡ ዘገልግል ሰብ ሓደ ብሉፅ እስካ ኢካ❤❤❤❤
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 7 ай бұрын
Kulu srahka bteaemi bulusn whululun eyu emo keslo zhewey❤❤❤❤❤❤
@leulalemseged669
@leulalemseged669 7 ай бұрын
ለባም ዝሀወይ እንኳእ ደስ በለካ ደስ በለና ዝግበእካ ኢካ አግኒካ ዝሀወይ:: ተባረክ !!!!
@meazakahsay6307
@meazakahsay6307 7 ай бұрын
Selewani Zfetweka Zekbreka Bluts Artist Tigrayna Newih Edmen Tenan Yhabka Demo Ezi Ywhdeka Ember Aybezhakan 🙏❤❤❤❤ Kemzi Kemay Nsele Tfetwu 👍👍👍 👈
@user-gv5gw9jy8m
@user-gv5gw9jy8m 7 ай бұрын
ዒዲመን ጥዒናን ይሃብካ ሰሌ❤❤❤❤❤❤
@nigistiaregawi1181
@nigistiaregawi1181 7 ай бұрын
ሰለሞን ❤❤ናይብሓቂ ሰለሞን ወድህዝቢ🫶🫶🫶
@eliash5143
@eliash5143 7 ай бұрын
Congratulations Sol king of music
@gual70enderta17
@gual70enderta17 7 ай бұрын
እንኳዕ ደስ በለካ ሶል ንጉስ ጥበብ ይግብኣካ እዩ ወዲ ህዝቢ ብዙሕ ሰሪሕኻ ብዙሕ ለይተፀወየልኻ ብሉፅ ከያኒ ኢኻ ሞ ብጣዕሚ እየ ለድንቐካ ልፈትወካ ንበረልና ❤😘😘🙏
@Ykgxu
@Ykgxu 7 ай бұрын
ይግበአካ እዩ ሶልይ My King 👑ብምሽላምኻ ብጣዕሚ እየ ትሓጊሰ🙏❤ ንጉስ ጥበብ👑 ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወካ ዘድንቀካ❤ ጅግና ወዲ ህዝቢ💊 ሶል ሕቡን ትግራዋይ❤💊ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ፈጣሪ ኣምላክ ሰሌዋይ እንኳዕ ናትና ኮንኻ ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤💊💊💊👑👑👑🌎🌎❤💋💋👑👑
@dnglmaryameyarfutalbey1494
@dnglmaryameyarfutalbey1494 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ንጉስ ጥበብ 🙏❤️💛
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 7 ай бұрын
ሰልየይ ይግበእኪ ጀግና ሓውና ንፈተዋኪ❤❤🎉🎉🎉
@makdazebinok6789
@makdazebinok6789 7 ай бұрын
Seli jeganu Fetari admen tianan yhbka
@eridemo7375
@eridemo7375 7 ай бұрын
I love you from eritrea if i get chance i will take a Trip to tigray specially to mekele aksum❤❤❤❤ kexilo bertie
@dc8625
@dc8625 7 ай бұрын
ብዙሕ ክነሐግዘካ ኢና ❤
@TesfaSnku
@TesfaSnku 7 ай бұрын
ይግባኣካ እዩ ሶል ጀግና💝💝💛 ኣቦ ጥበብ ድምፂ ህዝቡ💪💪💪👍
@assafa35
@assafa35 7 ай бұрын
I'm so happy for you we love you 🥰🥰🥰🥰
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen 7 ай бұрын
ሰልየዋይ ናተይ ሞዴል❤🥰
@selam274
@selam274 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ነኽብረካ❤ እንኳዕ ኸኣ ደስስስ በለና ጀሚርካዮ እምበይ ኣይወድእኻዮን ጥብብካ ብዙሕ ኢና ንፅበ🙏🏽
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ንስካጎ ትፍለ ኢካ ናይ ህዝቢ እንበር ከምዞ ለካብጥ ኣይኮንኳይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mihretarkebe9285
@mihretarkebe9285 7 ай бұрын
ይግብኣካ እዩ ስሌዋይ ምክንያቱ ከምቲ ድምፅካ ኣይተነገረልካን እንኳዕ ተጀመረ እንበር ናይ ህዝቢ ስምዕት ተዳምፅ ህቡብ ድምፃዊ ኢካ እንኳዕ ደስ በለካ ደስ ኢልኒ እዩ ኣነ ብወገነይ❤🎉
@selam801
@selam801 7 ай бұрын
ሶሎይ በዓል ምሉእ ልቦና ልዕሊ ዚሸልማት እቲ ሕድሕድ ሰብ ልቦና ዘለኻ ፍቅርን ሓልዮትን ይዓቢ የምር አነ ናይ ዘፈን አድናቂት አይኾንኹን ግን ልዕሊ ማንም አርቲሰት እየ ዘድንቀኻን ዘኽብረኻን dear Respect soley 💛😊
@user-bw7xb2ex1r
@user-bw7xb2ex1r 7 ай бұрын
keep it up Natna solomom Adi haki!!!
@aminemekonen6588
@aminemekonen6588 7 ай бұрын
እንካዕ ደስበለካ ሰሌ ጅግና ፈታዊ ዓዱን ህዝቡን ብጣሚ ኢና ንፈትወካ ንሕና ዉን የቐንየልና ስለቲ ኩሉ ንህዝብኻ እትገብሮ ተወፋይነት ❤⚘️❤✅️
@hadasDugom
@hadasDugom 7 ай бұрын
ሰሌ ሓወይ እንኳዕ ድሓን መፀኻ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቐክን በርትዕ😊❤😊❤🎉🎉🎉 ኣታ ንዓኻስ እንኳዕ እዝ ኻልእውን ይግብአካ እዩ❤ እሽን ይሀው ናገበርና እዩ ቐፅለሉ❤❤❤❤
@melestesfay5687
@melestesfay5687 7 ай бұрын
ይግበእካ እዩ ሓወይ ደርፍኻ ኹሉ መሳጢ ትርጉሙ አብልብኻ ዝአቱ እዩ ንቑዝመሉ ንበኽየሉ ንስዕስዕሉ አዩ ስራሕኻ ዕድመንጥዕናን ይሓብካ ንበረልና
@user-em2cp2je9o
@user-em2cp2je9o 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ቡሉፅ አርቲስት ይግበአካ እዩ እንካዕ ደስስስስስስስስስስሰሰሰ በለካ ❤❤❤💞💞💞🥰🥰🥰😘😘😘
@berihu07
@berihu07 7 ай бұрын
ሰሌዋ ንሕና እውን ኩሉ ግዘ ኣብ ጎንኻ ኢኻ፣ ከም ዘለኻዮ ቀፅለልና🎉🎉
@user-zp3ts9ji1v
@user-zp3ts9ji1v 7 ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉ይግበእካ እዩ ስሌዋይ ጅግና ወዲ ህዝቢ ከም ዲና ፍትውውውው ቱውውውው ነብለካ ንበረልና ኣታ ግይታ ጥበብ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@uyih665
@uyih665 7 ай бұрын
ጅግና ሓውና ይግበኣካ አዩ ንጉስ ጥበብ ♥️♥️♥️
@mikisis264
@mikisis264 7 ай бұрын
ሰሌ ጅግና ካብ ልበይ እየ ዘድንቀካን ዝፈትወካን ኣጆኻ ቀፅለሉ ዝግበአካ ሽልማት ኢካ ወሲድካ❤🥰
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 7 ай бұрын
ሰሌ ሓወይ እኳዕ ደስ በለካ ይግብአካ 🎉🎉🎉❤❤❤❤ ሰናይ ትምኒትና ንገልፀልካ አለና
@user-pt9ty4dy9c
@user-pt9ty4dy9c 7 ай бұрын
ሰላምካ የብዘሐዮ ሰሌ ሓውና ኣጅካ በርትዕ❤❤
@user-hy6px3bw9s
@user-hy6px3bw9s 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ምጭዉ ጎይታ ፀባይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ❤❤❤❤
@ezanatube2517
@ezanatube2517 7 ай бұрын
Congratulation sol hawey yigibiaka eyu jigina tegadalay❤
@user-sm8ox8nh5y
@user-sm8ox8nh5y 7 ай бұрын
💙💙💙💙💙🌹🌹🌹🌹ኣጆኻ ሰለሙን ኣቦ ጥበብን ሓቅን
@samioromay10
@samioromay10 7 ай бұрын
ይግብኣካ እዩ ወዲ ህዝቢ እኻ አርቲስት ሰሎሞን ይኹኖአምላኽ
@FurtunaYemane-ez7rb
@FurtunaYemane-ez7rb 7 ай бұрын
Congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉 king of song
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 7 ай бұрын
ሰሌ ሐውና ሕድያት ትግራይ ፍትውትው ኢና ነብለካ ድምፂ ውፁእ ህዝቢ ትግራይ ኢኻ ❤❤❤
@lemalimgebre1215
@lemalimgebre1215 7 ай бұрын
Congratulations solye ❤❤❤❤
@sameralibis6724
@sameralibis6724 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ብሉፅ❤❤❤❤
@selamselamselemun1804
@selamselamselemun1804 7 ай бұрын
ሰልየዋይ ጎይታ ጥበብ ብጣዕሚ እየ ልፎትየካ❤🎉
@AG-py4xd
@AG-py4xd Ай бұрын
We love you 🥰
@user-eg5zr1gb2k
@user-eg5zr1gb2k 7 ай бұрын
ኣብሕድሕድ ልቢ ትግረዋይ አዩ ሰፈርካ ሰልየዋይ ዕድመ ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤
@mebirathailu6205
@mebirathailu6205 7 ай бұрын
Congratulations ❤❤❤🎉🎉🎉
@VbNm-xo2pn
@VbNm-xo2pn 7 ай бұрын
ይግበአካ እየ ጅግና ሓወና ❤ ዶሞ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወካ ሰልየዋ ❤
@user-vz5ic5dn6s
@user-vz5ic5dn6s 7 ай бұрын
ሰሌዋይ ጀግና ይግበአካ እዩ ብሉፀይ❤
@mulugetaayenew136
@mulugetaayenew136 7 ай бұрын
ኽቡር ሓወይ ከያኒ ሰለሞን፣ፈትሊያ ሓቅስ ትምንምንምበር አይትብተኽን እዩ።ድምፂ ሕዝብኻ፣ድምጸይ፣ድምፃ፣ድምጹ ብሓፈሻ ድምጺ አዶ ትግራይ ብሙዃንካ ኽንደይናይ ዕድል መድረኽ ተኸልኺልካ ከምዝጸናሕኻ ንፈልጥ ኢና።ሎሚ ጽሓይካ ኽትበርቅ ጀሚራላሞ ሓዱሽ ወጽዓ ሕዝብኻ እተንጎራጉረሉ መድረኽ ድማ ብሃንቀዉታ ንጽበይ በርትዕ፣ናይ ዘመንካ ኪሮስ አለማዮህ ኢኻ።እንኳዕ ደስ በለካ
@jhxjvzhudhhxj3490
@jhxjvzhudhhxj3490 7 ай бұрын
ኣነ ደስ ትብለኒ ኩሎም ደረፍቲ ዓዶም ደርቢዬም ይሃዲሙ ኒስካ ግን❤❤❤
@helina27
@helina27 7 ай бұрын
Congratulations Solomon hawna. You are one of our best unique, talented Tigrayan artist. I'm so happy you finally got the recognition you deserve. We love you❤💛
@semeregebrelibanos9918
@semeregebrelibanos9918 7 ай бұрын
You are a very talented and brave man. Keep it up!
@hadguluul8785
@hadguluul8785 7 ай бұрын
Ajoka antay jigna eka ygibaaka eu zhawey ❤❤❤❤
@aidahaben8445
@aidahaben8445 7 ай бұрын
Congratulations dear!! You deserve more I have no word to describe you. God bless you and ur people.
@user-my2mq7vn5d
@user-my2mq7vn5d 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤ሰሌ ጅግና ይግበኣካ እዩ❤
@keepitupgoodjobGirma
@keepitupgoodjobGirma 7 ай бұрын
Congratulations
@awsomegamers8390
@awsomegamers8390 7 ай бұрын
Congratulations 🎉🎉🎉 Solla ጀግና ኢኻ, we love you
@user-jv6dy8lt3j
@user-jv6dy8lt3j 7 ай бұрын
ሰሌዋ ይንእሰካ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@zufanamera8795
@zufanamera8795 7 ай бұрын
ይግበአካ እዩ ሰሌ ኣቦ ጥበብ ድምፂ ውፁዕ ህዝብና ኢኻ ካብቲ ሽልማት ብላዕሊ እዩ እቲ ንህዝቢ ትግራይ ትኸፍሎ መስዋእትን ዘለካ ፍቕርን ይፍለ እዩ
@genetberhane1609
@genetberhane1609 7 ай бұрын
እንኳ እ ደስ በለካ🎉❤ ናይ ትግራይ ህዝቢ ቃል ኢካ
@Goytom-ro2qf
@Goytom-ro2qf 7 ай бұрын
sol King ygdeaka eyu👑👑👑
@hisamebrahtom2272
@hisamebrahtom2272 7 ай бұрын
Solu lebam hade kabtum alewuna nibelo nay tigrina derfay eika emo ajok kabzi zeleka nleali kem tiserih aytarateren eye
@kidanfkrr6580
@kidanfkrr6580 7 ай бұрын
ሰሌ king❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@tirhashailegofar6073
@tirhashailegofar6073 7 ай бұрын
Hi brother 🎉🎉🎉 just we love you ❤❤
@Truevision-du5dk
@Truevision-du5dk 7 ай бұрын
Solomon.jigna hawna .❤
@mohamedtagelser3287
@mohamedtagelser3287 7 ай бұрын
You deserve that.. love you from 🇸🇩
@hawltbayru3830
@hawltbayru3830 7 ай бұрын
ይግበአካ እዩ ንጉስ ጥበብ❤
@mewaeldaniel6223
@mewaeldaniel6223 7 ай бұрын
Congratulations 🎉🎉🎉🎉🎉sele
@finbrak9737
@finbrak9737 7 ай бұрын
Congra,Sol you have to participate in social media .
@aznerahaylay9815
@aznerahaylay9815 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤Soliway king 🤴 ❤❤❤
@user-mo2be8re6t
@user-mo2be8re6t 7 ай бұрын
ኣያ ሙዚቃ ትግራይ ኢኻ ሰሌ ሓወይ ይግበኣካ እዩ❤😊
@kibromhagos8895
@kibromhagos8895 7 ай бұрын
Congratulations Solomon wedi hezbe ❤️❤️❤️🫶
@hizbawitmesgina5313
@hizbawitmesgina5313 7 ай бұрын
Congratulations Solomon Yukon Amlak 🎉❤
@Eden976
@Eden976 7 ай бұрын
I'm happy for you seleway ygbeaka eu ❤
@salenahabeshawit6562
@salenahabeshawit6562 7 ай бұрын
Congurats 🎉🎉I am sooooo happy with your acheivment ❤ .you deserv it !even more. much respect hawey❤
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty 7 ай бұрын
ይግበአካ እዩ ሰሌዋይ❤
@salenahabeshawit6562
@salenahabeshawit6562 7 ай бұрын
Keep up the good work.
@abebagebreegziabher4048
@abebagebreegziabher4048 7 ай бұрын
ስሌዋ ኣንካዓ ድስ ብልካ 🎉❤️
@SamriAbadiHlina
@SamriAbadiHlina 7 ай бұрын
Naye jgna haw 💪
@senayitsenayit6029
@senayitsenayit6029 7 ай бұрын
❤❤❤❤❤እንኮዕ ❤❤❤ናብዝ ❤አብቀዐካ❤❤ ሰልየ❤❤
@BiniamTeame-mm9xp
@BiniamTeame-mm9xp 7 ай бұрын
ሰልየ ጅግና ❤❤❤
@abebaberha5310
@abebaberha5310 7 ай бұрын
ይግበእካ እዩ ሰለ ሓወይ አይትጥፋእ ቶሉ ቶሉ ንዓ
@tsegaygebru2648
@tsegaygebru2648 7 ай бұрын
You deserve more than this 👍
@negbre5988
@negbre5988 7 ай бұрын
ኣቦ ጥበብ ይግበእካ እዩ❤️☺️💝
@user-cf3bb7gf2t
@user-cf3bb7gf2t 7 ай бұрын
ወዲ ባለም ሰለሞን 🎉❤🙏😍
@tefetawit1
@tefetawit1 7 ай бұрын
Congratulations bro you are the best
@Slama-yv2ei
@Slama-yv2ei 7 ай бұрын
ኣቦ ጥበብ ኢካ ሶለይ እዚ ይግብአካ እዩ❤❤❤❤
@fitsumfisha9058
@fitsumfisha9058 7 ай бұрын
Sol,jigina,wed,tigray❤
@yirgalemabaye654
@yirgalemabaye654 7 ай бұрын
Congratulations Solomon
@henigg
@henigg 7 ай бұрын
A well-deserved recognition 💌
@user-ex6ly3ld6x
@user-ex6ly3ld6x 7 ай бұрын
yegbeka eyu abo tebeb❤❤❤❤❤❤
@user-rf1qy2mo7p
@user-rf1qy2mo7p 7 ай бұрын
ሰሌ አቦ ጥበብ ❤❤❤❤❤
@user-xs9db7lh4z
@user-xs9db7lh4z 7 ай бұрын
እንካዕ ደስ በለካ ይግበአከ እዩ❤❤❤
@user-wm5xz8hm5b
@user-wm5xz8hm5b 7 ай бұрын
Sole sewedh congra
@mihretabdebesay3468
@mihretabdebesay3468 7 ай бұрын
Soll wedi hezbi ygbeka eyu ❤
@solomongirmay622
@solomongirmay622 7 ай бұрын
Congratulations 🎉🎉🎉
@merhawiembaye
@merhawiembaye 7 ай бұрын
You deserve it ma hero❤❤
HAPPY BIRTHDAY @mozabrick 🎉 #cat #funny
00:36
SOFIADELMONSTRO
Рет қаралды 18 МЛН
Double Stacked Pizza @Lionfield @ChefRush
00:33
albert_cancook
Рет қаралды 84 МЛН
Summer shower by Secret Vlog
00:17
Secret Vlog
Рет қаралды 8 МЛН
Solomon Yikunoamlak interview for the first time
9:56
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 6 М.
@SolomonYikunoamlak ተስፋለኪ
5:22
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 6 М.
Daayireektera Filmii Soolanee
6:56
Dream Media_DJCM
Рет қаралды 170
February 5, 2024
1:26
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 2,3 М.
Solomon yikunoamlak interview for the first time/ part 2
12:43
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 5 М.
June 20, 2024
1:10
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 6 М.