ትግባረ ውዕል ሰላም ፕሪቶያ ስለምንታይ ዘይፍጸም ንህዝቢ ትግራይ ዝሓቡኡሉ ምስጢር እንታይ ኢዩ?

  Рет қаралды 7,069

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

Күн бұрын

ትግባረ ውዕል ሰላም ፕሪቶያ ስለምንታይ ዘይፍጸም ንህዝቢ ትግራይ ዝሓቡኡሉ ምስጢር እንታይ ኢዩ?

Пікірлер: 22
@weghta3315
@weghta3315 6 күн бұрын
Right ✅averting ✅Thanks u verey much Brhen Jiginaaaaaa
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 6 күн бұрын
ኣታ ብርሂን ሓወይ እንታይ ኢና ንገብሮ እዞም ድርባያት ናትና መራሕቲ እኮ እዮም ዝጻወቱልና ዘለዉ
@marshetTekay
@marshetTekay 4 күн бұрын
ትኽከል አለኻ ቀፀል ጥራይ❤❤
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 6 күн бұрын
ታደሰ ወረደ ጀነራል ክበሃል ኣይበቅዕን እዩ ጒሒላ ንኸብዱን ንጥቕሙን ዝነብር ምስሉይ እዩ
@yonas1040
@yonas1040 6 күн бұрын
ከምታ ናይ አልጀርስ ብምድኑጓይ መንእሰያት ትግራይ ክስደዱ ምግባር ትግራይ ብዘይ ኩናት ብሰላሕታ ምጽናት ድሮ ጀሚሮሞ አለው ነንሕድሕድ ምብላዕ
@yonas1040
@yonas1040 6 күн бұрын
ውዕል ፕሪቶርያ ንትግራይ ዘርብሕ አይኮነን ውዕል አልጀርስ አተግቢርካ ንትግራይ ምሕያል ይሓይሽ ።
@isaactrsfay7177
@isaactrsfay7177 6 күн бұрын
Yes 100 persent
@weghta3315
@weghta3315 6 күн бұрын
hiwhet kighaf alewo hiwhet kighaf alewo
@marshetTekay
@marshetTekay 4 күн бұрын
አጀኻ ቀፅለ አቦረለም አያና
@YohannesTekle-lb1mk
@YohannesTekle-lb1mk 6 күн бұрын
Ymechika bri
@ThomasTemare
@ThomasTemare 6 күн бұрын
ሓቅኻ ብሬ ሓወይ ኢትዮጽያ ናዕና መዕነዊትና እምበር ጠቓሚትና ኾይና ኣይትፈልጥን
@okay5271
@okay5271 5 күн бұрын
Of course. You gays believe that Ethiopia is your country? Absolutely not . Why then they were genocide to you.
@abrahamgirmay3044
@abrahamgirmay3044 6 күн бұрын
እወ ረኺብካያ'ሎኻ እታ ምሽጥር:: ብውዕል ፕሪቶ መሰረት "ካብ ሓይልታት ፈደራል ወጻእ ኩሎም ካብ ትግራይ ይወጹ" ማለት መንግስቲ ፈደራል ንቱ ቦታ ከመሓድር'ዩ ማለት ኣይኮነን:: ፖሊስን ምሕደራን ትግራይ ኣይህሉን ማለት ኣይኮነን:: ግና ከምቱ ዝተብሃለ ኣብቶም ካብ ፕሪቶ ንዳሓር ዝተገብሩ ዘተታት እንታይ ተገብረ? እዩ እቱ ጉዳይ? ዝኾነ ኮይኑ ሃመር መጸ ሃመር ከደ እንዳበልካ ክሳዕ ቃህመም ክሳብ መኣስ? ሃመር ጨለ ይምጻእ:: ግና ህዝብና ይኹን ሰራዊትና ትዕግስቶም ተፀንቂቑ ከምዘሎ ክንገሮ ይግባእ:: ሰነ 30 ተባሂሉ:: ምንም ከምዘይተብሃለ ከም ብዋዛ ተሓሊፉ:: ተሓታትነት የሎን በቃ::ንምንታይ ከምዘይተፈፀመ ቀሪቡ ዝተዛረበ በዓል ስልጣን ኣይረኣናን:: ሎሚውን ህዝብናን መሬትናን ዝምለሰሉ ቁርጺ ማዕልቲ (deadline) ክህሉ ይግባእ:: እዚ እንደገና ልክዕ ከም ሰነ 30 ሸለል ዝበሃል እንተኾይኑ ሓምት ስጉምቲ ክወስድ ናይ ግድን ይኸውን:: ትዕግስቲ ደረት ኣለዎ:: ብርሃነ, እታ ዝበልካያ ጎስጏስ ወቕታዊት'ያ👍
@hailegebreslasie3149
@hailegebreslasie3149 6 күн бұрын
It is difficult to stop Tegaru. - especially TPLF Tegaru - Loving Ethiopia ( a land of poverty and ignorance). Tegaru must be aware that Ethiopia has Amharas who always want to eliminate Tegaru. Amharas have committed many genocidal war against Tegaru and will continue to do so.
@okay5271
@okay5271 5 күн бұрын
Absolutely. That is why I am devastated by them . They are just dumb and lack of understanding a weak mentality. I don’t know why they don’t know? Make me think what is the problem with them?
6 күн бұрын
👍👍👍
@KedirAbdulkader
@KedirAbdulkader 6 күн бұрын
ሰራዊት ትግራይዘይኣትዉ እንኾይኑ ብሓጺሩሸ ሸጠሞ ማለትካ ድዩ
@alemsegedkidane4961
@alemsegedkidane4961 6 күн бұрын
አይሰማዕኻን ዲኻ ደብረጽዮን ንሬድዮ ፋራንስ ጆነሳይድ ትግራይ ዝፈፀሙ ሰባት ናብ ፍርዲ ክቀርቡ አለዎም ክብል
@neguseadhanom3879
@neguseadhanom3879 6 күн бұрын
ኣብዛ መደብካ ን ኤርትራን ህዝባን ከይሓወስካ ብዛዕባ ትግራይ ጥራሕ እንተትዛረብ መቀረት ምስሃለዎ ትንታኔኻ።
@GebretensaeGebregiorgis-u2m
@GebretensaeGebregiorgis-u2m 3 күн бұрын
Stop talking about tigrai
@FitiwiGere
@FitiwiGere 6 күн бұрын
👹👹👹መደብር ሓሶትን 👹👹👹ሓሓሶትን👹👹👹ኢኻ👹👹👹
Brawl Stars Edit😈📕
00:15
Kan Andrey
Рет қаралды 48 МЛН
小丑妹妹插队被妈妈教训!#小丑#路飞#家庭#搞笑
00:12
家庭搞笑日记
Рет қаралды 36 МЛН
ሰራዊት ኤርትራ ዛላንበሳ ከምዝተቖጻጸራ ጌታቸው ረዳ ገሊጹ።
59:43
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 4,3 М.
"አዲሱ 2017 ዓ. ም የእኛ ጊዜ ነው"፣ "የበሬ ግምባር የምታክለው የአማራ ክልል አትበቃንም"
37:52
እነሆ መልሲ ንኹሉ ኦርቶዶክሳዊ! ብጽሞና ስምዕዎ
49:03
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 25 М.