ዘረባ ኣምባሳደር ምይክ ሃመር ብዛዕባ ትግራይ ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ዓብዪ ልኡኽ ግብፂ ኣብ ኤርትራ ራዕዲ ንብልፅግና 9/14/2024

  Рет қаралды 13,245

Tigrai Online

Tigrai Online

Күн бұрын

ዘረባ ኣምባሳደር ምይክ ሃመር ብዛዕባ ትግራይ ኢትዮጵያን ኤርትራን፣ ዓብዪ ልኡኽ ግብፂ ኣብ ኤርትራ ራዕዲ ንብልፅግና 9/14/2024 www.gofundme.c... Please join and become a member / @tigraionline
#Tigray #Tigrai #Eritrea #ethiopia #amhara #almata #tdf #WesternTigray
www.tigraionlin...
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline
/ tigraionline

Пікірлер: 56
@mekidana315
@mekidana315 6 күн бұрын
ብሉፅ ሚዲያ በርትዕ ዝሓወይ።
@Galaxy-jt4xe
@Galaxy-jt4xe 6 күн бұрын
Thank you Tigrai Online for your wisdom.
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 6 күн бұрын
The only way to secure Tigray interests is working with dr abi if not no more Tigray
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 5 күн бұрын
አታ ዐንዛር ገዚፍ ሐርኢ ከብቲ
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 6 күн бұрын
ናይ ሃመር ዘረባ ጊዜ መሸመቲ መደንዘዚ መርፍእ እዩ እዩ ።ቅድሚ ሐዚ ዘይተዛረቦ ሐዚ ዝተዛረቦ ሐድሽ ነገር እንታይ አሎ ? ምክንያቱ ፕሪቶሪየ ክትግበር አለዎ ዝብል ክልተ ዓመት ሙልእ ዝተዛረቦ እዩ ። ትግራይ ከሕዊ ዘኽእል እርዳታ ዘይህብሉ ምኽንያት ምርዳእ ይግባእ ።ሐገረ ትግራ ከይሳኻዕ ቁጽሪ ሐደ ዓላማ ኦም ምኻኑ ብግልጺ ይዛረብ አሎ። እዚ ንምግባር ካዓ ሠሪዊት ዕጥቂ ክፈትህ ምግባር እዩ።እዚ ማለት ንህዝቢ ትግራይ እንታይ ማለት እዩ ? ነቶም ህዝቢ ትግራይ ንምጽናት ዘይድቅሱ ኸ እዚ እንታ ማለት እዩ ? እቲ ቁጽሪ ሐደ ሕቶ ንህዘቢ ክኸውን ዘለዎ እዚ እዩ። እቲ ምርጫ እውን ተጠናኺርካ ምወጻእ ድዩ ወይስ ተምበርኪካን ታሓሽኪርካን አንጻር ሀገረ ትግራይ ዓላማ ቅዋምካ ገይርካ ምቅባል ?
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 6 күн бұрын
Happy New year TOL with all your family and people of Tigaru in 1917.
@MebeeWelday
@MebeeWelday 6 күн бұрын
ሠላም ኩቡር ሓውና ከመይ አለካ ጥዕናካ❤❤💛💛🙏
@yemanekidane9147
@yemanekidane9147 6 күн бұрын
💊💊💊🎖🎖🎖🎖🎖👍👍👍😊
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 6 күн бұрын
Hello, TOL I am talking you what, There's destroyed my texted who did that I don't know who's ?might be Can you find out her/ him, cuz they add words un nesserly texting so what's the prepecely or aim ,let me know, pls!
@berhanebairu4439
@berhanebairu4439 6 күн бұрын
Egypt opposes let alone to create dams like Tekezz even tracing we made on agricultural work are against that, so not Abay only any activity in around, so, don't underestimate the ambitious of these groups
@tslale5552
@tslale5552 6 күн бұрын
❤❤
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 3 күн бұрын
not Arab but Egypt, and Asian countries are natural like india and china. they are growing and they want to develop
@ritaaraia7123
@ritaaraia7123 6 күн бұрын
ሰላም ክቡር ሐዉና ❤❤
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 6 күн бұрын
I did described you but straggling who's undescribed that ignorance enimes against & against is not big deal I don't need annoyed I'm just honestly &reliably but devilish mentality that idiots wasting their times can you give me call pls! I'm absolutely Weyane forever I'm not pretending just given commitment insted of the innocent peace of people Tigaru. God bless me with the honesty and honesty people 🙏 Amen 🙏 Amen Amen 🙏 Amen 🙏 🙌
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 6 күн бұрын
ዋይ ብስምኣብ ምልኣክታት ዝገርም ኣመሪካዊያን ዓመፀኛታት ንህዝብይ ኢትዮፓ ኣኮነን ንመሬት ኢትዮፕያ እዩዝብል ዘሎ፡ ህዝብይ ኢትዮፕያ ዲኣ ብጥምየት እንዳሞቱ ዝተስነ ስባት እክልይ ስሪቖም እሎም እንዲዮም ሃገዝ ኣይንህብን ዋላ ብጥምየት ይሙቱ እሎም ዝብላ ዓግቶም ንዓዶም ዝኮዱ ኩሉ ብይምየት ክሞት ስለዝይካላ ተመልሶም፡ ብሱሩ ናይዙይ ስብኣይ እዙይ ዝርባ ንህዝብይ ትግራይ ዝፅንት እዩ፡ ህዝብይ ክፀነት ክደልይዎ ጦርነት ክገብሩ ስላም ስላም እንዳበሎ እዮም ዝዝምሩ ዘለው፡ እዋ ኣብዋጋ ትግራዋይ ዝድልይዎ ኢትዮፓ ኣመሪካ ዲህሪይ ህዝይ ክትህልው ኣይትክእለን ካልእ ሃሳብ ህይዞም ይምፁ ትግራዋይ ብይዎቶ ዋጋ ታሪክ ናይኢትዮፓ ክስርህ ኣይኮነን የፍጥሮም፡ ሃሶት ናይ ኢርትራ ስራውት ክውፁ ተዝደልይዎ እንታይ ይግርብር ኣሎ ኣምባስይ ኣመሪካ ኣብ ኣስመራ? ንምንይ እዮም ክዒሽዎ ምዒራባዊያን፡ ንምፅነትይ ዝበፅሆ ህዝብይ ንመፅነትይ ክካላክል ትኣካክቡ ዝውፀ ስራውት ኣይትሃሉ ይብልዎ፡ ኖ ክትብል ኣለኩም ተጋሩ ኣመርካዊያን ነፅነት ትግራይ ከክብሩ ኣለዎም፡ ህዝይ ሃገር ትግራይ መሬት ትግራይ ትግራዋይ ብዓርሱ ውሳነ ዝነብርላ እንተዝይገይሩ ዝዊንኖ መሬት ኣይህልውን ትግራዋይ ከም ህብርተስብ ማንነቱን ባህሉን ተክብሩ ዝነብርላ መሬት ኣይክህልዎን፡ ነፅነት ትግራይ ናይ 100ዓምት ቓልስይ እዩ፡ ክንደይ ህይውት ዝተከፍለሉ ቓልስይ እሞ ናይ ህዝይ ናይ 3ዓመት ዝክፍእ ጦርነት ኣብ ዓለም ዝብዝህ ህዝብይ ዝፀነተሉ ህዝብይስ ኣመሪካ ሃገር ኣይትኮኑን መሬት ኣይህልውኩምን ከም ህዝብይ ኣይትነብሩ ክብሉ ዝገርም እዩ፡ ኩሉሻ ከምፅ ፀገም ጥራይ ህዙ ይመፅ፡ ብውሽትይ ስራህ ንህዝብይ ትግራይ ህልዊና ዝህግ ሃሳብ ኣይኮነን ዝፅነት ቓልስይ ህዝብይ ትግራይ ዝጭውይ እዩ፡ ናይ መርህትይ ትግራይ ፀገም እዩውን፡ ኣመሪካ ትድልዩ ኢትዮፓ ብዝይ ትግራይ ጭጋግኖም ለጣጥፎም ብሄር ብሄርስ ኢትዮፕያ ኩኑ እሎም ኢትዮፕያዊያዊያን ይግበርዎም ትግራይ ግን ዲህርይ ህዝይ ምስ ኢትዮፕያዊያን ጞርቤት ሃገር እዮም፡ ዋኣ ንህዝብይ ንሃስብ ይብሉ ሃሳውይ እሞ ህዝብይ ትግራይ ሃገር ትግራይ እና ንደልይ፡ መሬቱ ውሪሮም ህይዞም ኣጥምዮም ሃፍትይ መሬቱን ታሪኩን ክውሩ ብጥምየት ክፅንተሉ፡ ስርሁ እዩ ዝናዋህ ዘሎ ኩሉ ግዜ ሃዱሽ ትልምይ ናይ ፀገም እዩ ህዙይ ዝመፅ፡ እዋ ትሃታትነት ክህልው ኣሉ ንገበነኛታት ምስ ኢርትራ ስላም ክግበር ዝክእል መርህትይ ሻዓብይ በገኖም ክህተቱ ኣለዎም፡ መሬት ትግራይ ክትዊርር ሱክ እልና ኣይንሪእን እሞ እንታይ ዲኣ ትሪእይ ኣለኩም ምፅነትይ ፍፅሞም መሬት ትግራይ እንዲዮም ውሪሮም ዘለው፡ ብሱሩ ገሪሚኑ ናይ ኣመሪካ ፖልትካ ብዛዓባ ምፅነትይ ህዝብይ ትግራይ ባህልይ ኢትዮፕያ ኩኑ፡
@weini8015
@weini8015 6 күн бұрын
ናይ ሃመር ዘረባ ብሓጺሩ ህዝቢ ትግራይ ዝጠቅም, ወይ ሓልዮት ይ ሪኤሉ የለኹን እ ሱ ተጋሩ ሰከን ኢልና ንሕሰብ ባዕልና ንዓና ዝሓይሽ ባዕልና ኢና መፍትሒ ከነምፅእ ዘለና. አታ መፍትሕ ኣብ ኢ ድና አያ ዘላ ::
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 6 күн бұрын
He saved Tigray from the dictator in Eritrea so shut up by now Tigray would have been finish
@zeggawrangel3762
@zeggawrangel3762 6 күн бұрын
Love and respect to Tigrai Online 💛🙋🏽‍♀️♥️🙏🏽🫶🏾👍🏽☮️
@eyobghebrehiwet310
@eyobghebrehiwet310 6 күн бұрын
አብሳድር. ማይክ. ሕማር. ትግራይ. ሐግር. ኤያ ምስ. ኤርትራ ትዘራርባ. ሽግራ. ክትፋትሕ. ምኣልት. ትግራይ. ንብሳ. ትክኣል 🙏
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 6 күн бұрын
ታፍቶም ጊዜያዊ መንግስቲ ናይ ትግራይ ኢና ዝብሉ Mike Hammer ተዛረቦ የሐይሽ ኣምሓሩ ባዕልቶም ዘምጽዋ ሺግር ተመሊሳ ትበልዖም ኣላ
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 6 күн бұрын
መሳሪህይ ክገብሩዋ እዩ ዝደልዩ ዘለው፡
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 6 күн бұрын
ግብፅይ ዝፍሪህዋ ተጋሩ ናይ ግብፅይ ዑብለላ ብኢኮኖምይ ብቖንቓ ብሃይማኖት፡ ኣርስ ዊሳነኦም ክይክልከሉ፡
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 6 күн бұрын
However Happy New Year all of people Tigray. AMEN 🙏 🙌 🙏 🙌 🙏
@YohannesDeresse-t3h
@YohannesDeresse-t3h 3 күн бұрын
Meslowachew neww allkegn
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 6 күн бұрын
ኣነ ዝገርመንይ ተጋሩ እንታይ እዩ ምስ ኢርትራዊያን ኣብ ውሽ ውሽጥይ ልቦም ዝቐራርቦም እዙይ ኩሉ ምፅነትይ ዝብፅህሎም፡ ኢርትራዊያም ፀገም እምበር ምንም ምስ ትግራይ ትሃውሶም ኣስተዋፅኦ ዝግብሩ ኣይኮኑን እንይርፍይ ንትግራዋይ ታሪካ ናተይ እዩ ባህልካ ናተይ እዩውን፡ ካብ ኢትዮፕያዊያን ዝብልፅ ኣስተዋፅኦ ክህልዎም ዓቕምይ የብሎም፡ ከም ካናዳን ኣመሪካን ምስ ኢትዮፕያን ናይ ነውህ ታሪክ ዘለዎ ትግራዋይ፡ ከም ኣመሪካን ካናዳን ዝብል ዘሎ ትግራይ ምስ ኢትዮፓ ብሃይልይ ሃውሶም ንኢትራ ከም ካናዳ ክገብሩዋ ክኮውን እውን ይኮውን እዩ፡ ኢርትራ እኮ ሃገር እያ ንትግራዋት ከም ሱዳን ጎርቤት ሃገር እያ ቖንቓን ባህልይ ትግራይ ስለዝጥቐሙ ዲዮም ካብ ሱዳን ዝቐርብዎ ንትግራዋይ ሃሶት ምፅነትይ ዝብፅህልካ ጥዒና ዘለዎ ጎርቤትካ ክኮውን እውን ኣይክእልን፡ ኢርትራዊያን ኣብዋጋ ትግራይ እዮም ሃገር ዝኮኑ ከም ኣምሃራ ናይ ትግራይ ባህልን ታሪክን ህዛ እምበር ናይ ባዓላ ሃገር ዝገብራ ምንም የብላን፡ ተጋሩ ክቓውሞ ኣለዎም እዝይ ስብኣይ እዙይ ሃደጋ እዩ ንህዝብይ ትግራይ፡
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 6 күн бұрын
Hopefully we should be praying because our people who aren't getting relaxed still now. As they don't need anymore conflicting & fighting the people Tigray. War is very badly that killers, cruel and devilish that war so they should have take further what tolerancely. They don't need rashly decisions fighting insted of people or lands. The war has been disappointing human being & destroying for many years so we had missed more than Mellons their died , the main points atlest who're staying of the hero defence armed Tdf in Mecnhized that mandates & grantely the people of Tigray. As long as that shouldn't armed who are Hero and gentle Tdf forces sacrifices insted of the people Tigray.Gos bless 🙏 Amen As we have been thinking about safety & security people Tigray. So God bless people Tigray 🙏 🙌 ♥ Amen 🙏 🙌 Amen 🙏
@Zenebe-f7o
@Zenebe-f7o 6 күн бұрын
ፅቡቕ ሒዝካያ ኣለኻ ብጥንቃቐ ሓዛ ዝሓወይ
@ninaabay2140
@ninaabay2140 6 күн бұрын
Thank you TOL
@tesfayegebre7706
@tesfayegebre7706 6 күн бұрын
Very interesting -yes we should elevate our vision. Tigray should not be confined to Ethiopia.👏👏
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 3 күн бұрын
Ezi leba hasama ferihu alo. Tigrayin Eritrean selam kigebru alewom. Hizi gizena eyu. Tigrai Ethiopia territory aykonetin. Hizi buzuh tsekti kigebru aykielun miknyatu nay sudan shigir alewom. Gizena hizi eyu
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 6 күн бұрын
ንህዝብይ እና ንሃስብ ክብሉ ኣመሪካውያን ሃስውትይ ህዝብይ ኣርስ ውስናንናን መሬትና ሃገር ክንኮውን ከም ህብርተስን ህላውና ክርጋግፅ ኣለዎ ክብሉ፡ ኖ ከም ህብርተስብ የለካን ም ስራውትካ ክብተን ኣለዎ ዝብልዎ ዘለው፡ ኣብ ዋጋ ትግራይ ዲህርይ ህዝይ ኢርትራ የላን ኢትዮፓ የላን፡ እዋ ብሱር ሃገር ክትኮውን ዘለዋ እኮ ትግራይ እያ ሃድ ህብርተስን ሃድ ቖንቓ ሃድ ባህልይ ዘለዎ፡ ሃገር ክትኮውን ተማልእ ትግራይ እያ፡ ሃገር ክትኮንይ የብልክን ዝብዋ ዘለው፡ እሞ ኢትዮፕያዊያን እንታይ ክገብሩ ኣለው? ንትግራይ ከም ካናዳ ክትኮውን ብዲልየቶም መሬት ትግራይ ይመልሱ ከም ካናዳ ክትኮውን ትግራይ ሃድ ዒዲል ኣለዎም ምስ ትግራይ ትሃባብሮም ክስርሁ ኢትዮፕያዊያን፡
@jeannettealemayo9307
@jeannettealemayo9307 6 күн бұрын
Thank you so much
@t.b4065
@t.b4065 6 күн бұрын
ሓሳዊ ኣብ መሬት ዘሎ ሰራዊት ኤርትራ ወይ ኣምሓራ የለን፡ትግራዎት ዘይ መሬትኩም ስለ ትደልዩ እዩ ትረክብዎ መሬት ኣይክህሉን እዩ
@teweldemehari6294
@teweldemehari6294 6 күн бұрын
Nay qeyhibahari enitay aeteweka natika ziber !!!.
@semirberhe7592
@semirberhe7592 6 күн бұрын
TIGRAY TSIER ❤️💛
@berhanabay7338
@berhanabay7338 6 күн бұрын
helloሀደ ፡ ናይ ፡ ትግራየ TDF ፡ እጥቅ ፡ አየወርደ Youም ፡ጀመረያ ፡ It wasሙሉእ ፡ ትግራይ ፡ መረት ፡ አብ ፡ እድ ፡ ተጋሩ ፡ Kiaካብኡ ፡ ይረ Call ፡ Tigray will see !
@TeameWeldegebriel-g5n
@TeameWeldegebriel-g5n 6 күн бұрын
ሓንቲ ሕቶ ክሓትት ዝደሊ እሲ ስረኻን ክዳንካን ጠቅሊልካ ኣውፂእኻ ናይ ውሽጢ ስረ ከይተረፈ ኣውፅእኻ ኣረክበናሞ ሰላም ክነውርደልካ ዋላ ዕበድ ዋላ ይወድኡኻ ንዓና ይመችየና እምበር ስለናትካ ኣገዳሲ ኣይኮነን እዩ ዝንየ እቲ ሕቶ ንዚ ዝቅበል ትግረዋይ ዘሎ ኣይመስለንን እንታሃልዩ ድማ ብዛዕባ ትግራይ ዘይግድሶ እዩ ክኸውን ዝኽእል
@weini8015
@weini8015 6 күн бұрын
አዚ ኣምባሳደር ሓዲሽ ነገር ዝበሎ የለን, ኣመሪካውያን ሕውካት ኢና ዝብልሲ, 2 ዓመት ድኣ አንታይ ይገብር ነሩ? ካዘረባ ዘረባ ሃሊፉ ኣብ ኣብቁምነገር ክእቶ አዩ ዘድልየና.. ብዝመጾ ኢንተርቪው ምስገበረ አዩ. ዘገድሶ ዘሎ ናይ ትግራይ ዘይኮነስ ናይ ኢትዮጵያ አዩ.
@AmanAman-jj2gc
@AmanAman-jj2gc 6 күн бұрын
Thank you❤❤❤❤
@weini8015
@weini8015 6 күн бұрын
ልክዕ ኣለኻ ዝሓወይ
@azmeratesfay6273
@azmeratesfay6273 6 күн бұрын
Selam TOL 🙏🙏❤💛
@berhanabay7338
@berhanabay7338 6 күн бұрын
Tell ፡ the ፡ History ፡ of ፡ T ፡ when ፡ two ፡ casinrs ፡ cilled ፡ each ፡ othe ፡ they ፡ want ፡ do ፡ agsinst ፡ But ፡ if ፡ outsider ፡ comes ፡ to ፡take ፡ their ፡ land ፡ they ፡ come ፡ together ፡ to ፡ defend! ፡ ፡ ንገሮም ፡ አታ ፡ ሀውና!
@nigusumersha298
@nigusumersha298 6 күн бұрын
You are simply naive. Ethiopia shall prevail.
@tigraiembeba4447
@tigraiembeba4447 3 күн бұрын
Arabs yikun Gibtsi ab tarik natna shefinom bi yemen gizae hide kigebriwo yideliyu eyom. Sabean tsihfet yikun Saba natna eya yiblu. Kabzi halifu semetic root nihna silezikona even nay egypt owners nihna silezikona bizuh shigir alewom. nihna ninebrela meret Africa silezikone mis Arab protection yedliyena. Africawiyan ena kinibil alena. Africans mis Arab bizuh shigir alewom darga nihna Arab ena elom eyom ziamnu. etom Oromo ezi tetekimomlu eyom. Arab kem mesarihti kingebrom shigir yebilun. Historical superiority kab Arab yikun Israel kedem silezineberena kabana bizuh silezisereku shigir alewom. Kulishae relationship kihliwena tsibuk eyu. Gin protection for our history kea yediliy eyu. Plus even kimetsu kelewu bizuh enslave gerom eyom ni habesha. Nihna relation ship yihaliwena gin niaatom zenies tarik alena kabana silezikedhu ezi yishigrom eyu kem Amhara. China, India gizae gin ni development yihishu. Arab zelewu hizi ab Africa meret ab miwsadin ab miwrarin eyom. higi ayfelitu likie yeblom. Ab tanzania ekua Massaii yebaririwom alewu. baelina kabiu aebina kinriey alena. Christian mikuana ewin ayfetwiwon. Syria related mikuana ewin mis westerners ayfitewin even yemen mikinyatu etom mierab ewin nay history complex alewom abana. nihna bahlina civilizationa nibaelina akbirna tekebirna bi modern space mis kulu ena related kinkewin zelena. Esu space kea alena ab manim zeyele.
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 6 күн бұрын
ትኽክል ዘይኮነ መረዳእታ ትህብ አለኻ! ማይካ ሃመር ወይ አሜሪካ አብልፅግና ዘለዎም ተስፋ ከምዘሎ ኮይኑ! ግን ንትግራይ ጠመተ ዝገብሩ ዘለዎ ኩሉ አሳኺኦሞ እዯም እታ እንኮ ዝተረፈቶም ሰራዊት ትግራይ ምፍራስ ምብታን አብክንድኡ ሰራዊት ኢ/ያ ናብ ትግራይ ምእታው ትግራይ አብትሕቲ ብልፅግና ምእታው እዩ እቲ ቀንዲ ዕላማ ካብኡ ሰራዊት ኢ/ያ ድማ ንኤርትራ ቆላሕታ ይገብር አዩ ትሓቂ እምበር ከምቲ ንስኻ ዝበልካዯ መረዳእታ አይኮነን ብተወሳኺ ጀ/ት ትግራይ ድማ አብ ኢ/ያ ይእሰሩ ይታሓዙ::::
@MekonenDaniel
@MekonenDaniel 6 күн бұрын
ሰራዊት ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይ Genocide ፈፂሙ እዩ ታይክገብር ይኣቱ
@MulugetaGebre-uc5mf
@MulugetaGebre-uc5mf 6 күн бұрын
@@MekonenDaniel ብሽም DDR ሰራዊትና አፍሪሶም እንታይ አለካ መማረፂ! Nothing ትግራይ ጥርሓ ን ንኤርትራ ንምውራርን መበገሲኦም ትግራይ ትኸውን ! ሰራዊት ኢ/ያ ጀኖሳይድ ፈፂሙ እዩ ! እወ ካብቶም ዝፈፀሙ ድማ ልዕሊ 400 ዝኾኑ ብግምፍት ብነፃ ብፀልማት ተለቒቖም ሕጊ አብዘይኽበረሉ ዓዲ ምህላውካ ትርስዕ ዘለኻ ይመስለኒ ሕጊ ብልፅግና እዩ አብትግራይ ድማ ብብልፅግና ዝተዳቐለ እኒ ጀ/ል ፃድቃን ዝመርሕዎ አለው
@TeameWeldegebriel-g5n
@TeameWeldegebriel-g5n 6 күн бұрын
ብሓቂ ትገልፆ ኣለኻ ሱር የብሉ ግንዲ የብሉ ቆፅሊ የብሉ እተንጠልጠለ ኣብ ኮኽሒ ዝተተኸለት ተኽሊ ዘስተኻ ኣስትያ ምሕራራ ቀረባ እዩ ግዝያዊ ኣማሓደርቲ ድማ ከማኣ እያ ። ብልፅግና ዘስተየ ማይ የስቲ በፍፁም ተኽሊ ኮይኖም ክቅፅሉ ኣይኽእሉን ። ናይሽረ ኣጋጢሙ ዘሎህዝባዊ ማዕበል መረዳእታ ንጠቀመሉ ።
@seidedris3325
@seidedris3325 6 күн бұрын
Stop Genicide Tigray
@alemshaygebremarim4642
@alemshaygebremarim4642 6 күн бұрын
እዋ እንታይ ፊልልይ ኣለዎ ኢርትራስ ኩሎ ባህርይ ውድብ ህይዛ ንህዝብይ ትግራይ ዓግታቶ ዘሎ፡ መገዛ ታሪካውይ ውደቡ ኣብ ኣፍደጋ ገዝኡ እንተሎ ዓግይታቶ ዘላ፡ ንህዝብይ ትግራይ ካብ ኢርትራዊያንን ኢትዮፕያዊያን ኮብኮብቶምን እዮም ፅልእትይ ህዝብይ ትግታይ፡ ትግራዋይ ምስ ሱዑዱይ ፀገም የብላን ምስ ግብፅይ ፀገም የብላን ምስ ከንያ ፀገም የብላን እዝኣተን እየን ክኣ ቐርባ ጞርባብትይ ብመሬት፡
@tesfamariamgerzgher5277
@tesfamariamgerzgher5277 6 күн бұрын
ትክክል ኣይ ኮነንዶ 4 ዓመት እዛ 2 ዓመት እውን ክጸንሕ የቡሉን እዚ ባንዳ ገይታቸው ረዳ ግን ከብቅዕ ኣለዎ ኤመሪካ TPLF ንምጥፋ ታዓጢቁ እዩ ዘሎ።
@seidedris3325
@seidedris3325 6 күн бұрын
ኣሜሪካ፣ ኣውሮፓና ከናዳ ተጋሩ ተቃውሞ ሰልፍ ውፁ
gere emun part 195 | ገሬ እሙን ክፋል 195
30:22
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 192 М.