ተጋዳላይን ድምፃውን ደሳለኝ መንግስቱ ብፃዬይ ኣተኣልሹኒ ሓንቲ ሕልሚ ሽዱሽተ ግዘ ሓሊመያ

  Рет қаралды 3,441

Adi Khulu Entertainment ዓዲ ኹሉ

Adi Khulu Entertainment ዓዲ ኹሉ

11 күн бұрын

ተጋዳላይ ደሳለኝ መንግስቱ ብፃዬይ ኣተኣልሹኒ ሓንቲ ሕልሚ ሽዱሽተ ግዘ ሓሊመያ #ገሬኡሙን #gereemun #eritreanmovie #ብረይ #tigrigna #እንዳ #eritreancomedy #tdf #ገሬእሙን #neshneshtv #እንዳትሕሽ #eritreanmovie #maggyshow

Пікірлер: 83
@mulualemkidanu7376
@mulualemkidanu7376 9 күн бұрын
ኣምላኽ ይሀግዝኻ ብመንገዱ ክመርሀካ እዩ ዝማሬኻ መሊኡ የስመኣና ጀግና ሀወይ❤️
@Guvjchcuccy
@Guvjchcuccy 9 күн бұрын
ድምፅካ ክጥዕም ብፍላይ ኣብ መዝሙር እግዚአብሔር ይመስገን ፅቡቅ ቀፅለሉ ክቡረይ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik 12 сағат бұрын
ተመስገን ክብር ሓወይ ግን ዓወት ጌጋ አለካ ዘማሪ ምካኑ ናፈለጥካ ሰምዕካ ፀንሕካ ንምንታይ ድረፈለይ ትብሎ ጌጋ ብዝከና ባጣዕሚ እዩ ደስ እልኒ እስመ አልቦ ነገር ዘይሳአኖ እግዚአብሔር ❤
@mrhafytu5944
@mrhafytu5944 10 күн бұрын
ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ተመስገን ፈጣረ አልልልልልልልልልልልልልል እስይይይይይ ዛሓወይ
@user-ys3rw9mg1j
@user-ys3rw9mg1j 9 күн бұрын
ውይ ጎይታዋይ ነቢዑ ኣንቢዕኒ ወድነይ ኣጆካ😢 ብሂወት ክህሊ ተስፋ ንገብር ብመዝሙር ክትመፀና ብተስፋ ንፅበየካ ክቡር ሓውና❤❤❤
@mrhafytu5944
@mrhafytu5944 10 күн бұрын
ብመዝሙር ክንፅበየካ
@Mebrahtey
@Mebrahtey 9 күн бұрын
ኣሰይይይ ዛሓወይ አብ ቤቱ የንብርካ ጀማሪ ዝይኮንካስ መፈጸሙቱኡ የጽብቀልካ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣጆካ ማዓረይ❤
@hiwi2141
@hiwi2141 8 күн бұрын
እግዚኣብሔር ብርሃነይ ብቃልካ ምርሐኒ ጎይታይ መድሓንየይ ድምፅኻ ኣስምዐኒ ኣብዓለም ዝተግሃደ ሓቀኛ ብርሃንካ ጎይታይ ኣብርሀለይ ኣብልበይ ኣቲኻ🙏❤ዝፈትዋ መዝሙር ደሱ ሓወይ ብሰላም መፀና ኣጆኻ ምስ ብፃይካ እዉን ብሰላም የራኽብኩም ፈጣሪ👏🥺ከምቲ ጀሚርካዮ ዘለኻ መፈፀምትኡ የርኢኻ
@user-gd7dk4ie7w
@user-gd7dk4ie7w 8 күн бұрын
ደሱየ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓወይ ፈጣሪ❤❤❤❤💝💝💝💝💝
@user-nu8qz1wm6v
@user-nu8qz1wm6v 4 күн бұрын
ናይ እግዚአብሔር ፃዊዒት ግን ድንቂ እዩ እግዚአብሔር መፈፀምትካ የፀብቀልካ ዝሓወይ 👏 ብመዝሙር ክትመፀና ክዓ ንፅበ🤗
@Hlifit
@Hlifit 7 күн бұрын
አጆካ ሓወይ አምላክ ንመን ኢልዎ ብሂወት ክህሉ እዩ ክድዉለልካ ክኣ እዩ🥺🙏 ወድነይ ዉን ክመፀኒ ተስፋ ይገብር😭😢
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 8 күн бұрын
ጅግና ሓውና ❤
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly Күн бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዝሓወይ❤
@tesgeg6055
@tesgeg6055 6 күн бұрын
ከምዚኦም የብዘሐልና ንአምላክ ምሰጋና ደሰታ ይሰሰመዐካ❤❤❤
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti 7 күн бұрын
ጓይታዋይ ጅግና ሓወይ ብመዝሙር ክንጽበየካ ኢና ዛመዝሙር ክፈትዋ😢😢😢😢❤❤❤❤
@Cherkos-dz2se
@Cherkos-dz2se 9 күн бұрын
ብጣዕሚ ዝፍተዋ መዙሙሩ ቃል ሂወት የስመዐና 🙏🙏🙏
@axsumawit1562
@axsumawit1562 10 күн бұрын
ጎቦዝ በዚ ጥዑም ድምፅካ ብመዝሙር ክንፅበየካ እና ክቡር ሓዉና
@user-gr6sp4et9v
@user-gr6sp4et9v 8 күн бұрын
ኣሠይይይይይይይ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ድምጽካ ክጥዕም ጸጋኡ የብዝሓልካ መዝሙር ክንጽበ ኢና❤❤❤ እግዚአብሔር ብርሃነይ ብቃልካ ምርሓኒ ጎይታይ መድሓኒተይ ድምጽካ ኣስመዐኒ ኣብ ዓለም ዝተግሃደ ሓቀኛ ብርሃንካ ጎይታይ ኣብርሃለይ ኣብ ልበይ ኣቲካ😢😢😢ደስስ ክብል
@abebamebratu7054
@abebamebratu7054 7 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ መፈጸምታኻ የጸብቐልካ ከምቲ ዝጸወዐካ ኣምላክ❤❤❤🎉
@haftomdesta9998
@haftomdesta9998 3 күн бұрын
ተጋሩ ልምንታይ ኢና ላይክ ዘይንገብር ❤
@user-yt7mz9xh7t
@user-yt7mz9xh7t 10 күн бұрын
ደስዋይ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ክቡረይ❤❤❤❤ኣጆካ ኣብ ዝዓበየ ደረጃ በፂሕካ ክሪኤካ ተስፋ ይገብር ❤❤❤🙏🙏🙏
@user-bv4tb3mq3z
@user-bv4tb3mq3z 9 күн бұрын
ብመንገዱ ይመረሓኒ እግዚአብሔር አምላክ ዛሓወይ ብሓቂ ሓወናለ ብሂወቱ ክሃለ ተሰፍ ይገብር ኣጆካ ዛሓወይ ❤ ኣይይይ ዓደይ😢
@Gog-ok3ly
@Gog-ok3ly Күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኽካ ብመዝሙር ክንጽበየካ ኢና❤❤❤
@tegakasayi1569
@tegakasayi1569 8 күн бұрын
አምላኽ ይሓግዝካ
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i 7 күн бұрын
ኣምላክ የራክብኩም 🤲❤😥ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ❤
@JemBer-hm4ik
@JemBer-hm4ik 12 сағат бұрын
ቀደመካ አላአይ ዛሓወይ ታሞ ትገብር ግደታ ከይንካ እዩ ገድፍካዮ ምስ ተረከበ ግን ክልትኦም አቅርብልና ብዝይ😢
@berhanalami806
@berhanalami806 9 күн бұрын
TDF❤❤❤❤❤😢😢😢
@user-bg5ck4mj9i
@user-bg5ck4mj9i 7 күн бұрын
ዋይ በሰመአብ ሐጂ እናሰማዓኩዋ ነይረ እዛ መዝሙር ብጣዒሚ እየ ዝፈቱዋ❤ ኣምላክ እሰራኤል ታይ ይሳኣና ኣጀኻ ወድኖ❤😢🙏
@sahayabray5699
@sahayabray5699 9 күн бұрын
AJOKHA JEGENA ENKANDO NESEKHA BEAYNEKHA ZERAKHAYOS SEMEENA EKA HAZENNA GEN AMELAKHE ALOO AJOKHA ZEYADAY ❤
@selamselam4829
@selamselam4829 8 күн бұрын
Jegna ika
@user-rc2td9fy6m
@user-rc2td9fy6m 8 күн бұрын
ቅዱስ ፍቃዱ ይኩን ብመዝሙር ክትመፀና ክቡር ሓው
@meazamehari109
@meazamehari109 9 күн бұрын
ኣምላኽ ይሓግዝካ ዝሓወይ 🤲
@user-je6py6qx3c
@user-je6py6qx3c 9 күн бұрын
ሰላም መደብ ፀዋታ ንቶም ክልተ ጎቦዛት ደረስቲ ሐየት (ኮሬብ) እና ሽሻይ (ሲስኮ) ኣቅርበልና ክልቲኦም ብሐደ አቅርበልና 👍👍👍
@KhezaKhan-cs7eh
@KhezaKhan-cs7eh 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MuluGermay
@MuluGermay 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤ፈጣሪ የጠንክረካ ብሰላም ምፀና
@fghj8086
@fghj8086 7 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@drtt2855
@drtt2855 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@mekonenebeyene7836
@mekonenebeyene7836 8 күн бұрын
❤❤❤❤
@MuzeyLeul
@MuzeyLeul 9 күн бұрын
❤❤❤
@user-ji3mm8ge8k
@user-ji3mm8ge8k 7 күн бұрын
እግዚአብሔር ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ብመዝሙር ክንፅበየካ ኢና ብሰላም ምፃእ❤❤❤
@user-eu1wf7pp6n
@user-eu1wf7pp6n 9 күн бұрын
ኡፍፍ ክንደይ ዘይተወረዬ ታሪክ እዩ እኒኦ ኣሕዋተይ💔ደስዋይ እግዛብሄር የራክብኩም ኣጆካ
@emirufisseha6811
@emirufisseha6811 9 күн бұрын
❤❤
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx
@SmilingDinosaurFossils-oi3jx 8 күн бұрын
ዞም ጎበዛት ኣሕዋትና ማ ቻናሎም ኣብ ኮመንት ኣቀምጡልና❤
@GuwaTube
@GuwaTube 9 күн бұрын
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@user-kr8gz3md8x
@user-kr8gz3md8x 9 күн бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉
@sahayabray5699
@sahayabray5699 9 күн бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@tegakasayi1569
@tegakasayi1569 8 күн бұрын
ድምፅኻ ናአምላኽ እምበር ንዓለማዊ አይጥዕምን አብ ዓለም ንበረልና እምበር
@Hlifit
@Hlifit 7 күн бұрын
ግን ስለ ምንታይ መጀመርታ መዝሙር እዃ ከይትብሎስ ደርፊ🥺🙄 ለለስ በቃ ሓዲገዮ ዋ በጃኩም ናብ መንፈሳዊ መንገዲ ዝከዱ ሰባት ነበራተዐዮም❤🥰🥰❤
@AregawiEyasu
@AregawiEyasu 8 күн бұрын
መንገዲ የማን መሪፅካ ክቡር ሓው
@HhBb-it7xh
@HhBb-it7xh 9 күн бұрын
ኣበይ ኣባ ሓዲገምዎ ይኾኑ ወዲ አነይ ከ ኣጆኻ ጀግና ሓወይ ኩሉ ጊዘ አየ ዝነብዕ ካምዚ ክሰምዕ ከለኹ አዉን ማራ ልበይ ይጉዳእ አፉፉፉ😭💔😭💔😭💔 አምላክ ኣቦይ ኣኽአለኒ አሰኪ😭😭
@user-lr3vi4jv3h
@user-lr3vi4jv3h 9 күн бұрын
ብመዝሙር ንፅበየካ እና
@brhanzetigray
@brhanzetigray 8 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ መፈጸምታኻ የጸብቐልካ ከምቲ ዝጸወዐካ የፈጽምካ ዝሓወይ⛪🙏 ምስ ብጻይካ 'ውን እግዚአብሔር የራኽብካ፣ እንድሕር ተሰዊኡ'ለ አምላክ ምስ ቅዱሳን ይደምረልና🕊 እንተ ጀጋኑና ዝኸፈልኩምዎ ዋጋ ግን ረዚን እዩ ዓስቢ ኣይረኸብኩምን 'ምበር😪
@user-gb9gw9up6p
@user-gb9gw9up6p 9 күн бұрын
እግዚአብሔር ብርሃነይ ብቃልካ ምርሐኒ ኣምላኽ መድሓኒተይ ድምፅኻ ኣስመዐኒ ኣብ ዓለም ዝተግሃደ ሓቀኛ ብርሃንኻ ጎይታይ ኣብርሃለይ ኣብ ልበይ ኣቲኻ። ዘማሪ #ዲያቆ_ክብሮም_ማሓሪ🎚🙏 እግዚአብሔር ኣምላክ ምስ ህሉዋት ይግበሮ ብጣዕሚ ኸቢድ እዩ ፅቡቅ ወረ ሓጎስ የስምዕኻ/ና ጅግናየይ🙏💛❤
@brhanzetigray
@brhanzetigray 8 күн бұрын
አሜን⛪ ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍
@seblefekadu1898
@seblefekadu1898 9 күн бұрын
Elllllllllle Elllllllllllllle Ellllllllllle Egzabher Teguo Yabzhalka 👏👏👏
@maron278
@maron278 Күн бұрын
❤❤❤❤❤😢🙏🙏🙏🙏
@user-jx5vs6ux4q
@user-jx5vs6ux4q 9 күн бұрын
እግዚኣቢሔር ኣምላክ ሰላምካ የብዘሓዮ ንኩላትና ከኣ ላብ ቤቱ የመልሰና ✝️ ቡሩክ ሓወይ ❤ ምስ ዓርክካ ለ ብሰላም የራክብካ 😥
@asdftyu4148
@asdftyu4148 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ታዓዲልካ ንፁህ ኢካ ዛሓወይ
@user-mi3nm9ml7j
@user-mi3nm9ml7j 7 күн бұрын
እነብጣዕሚደስዝብልእዪአብመድረኽእውንእይትድረፍንፈጣሪክእንበርንስብእይትስክፍ
@sahayabray5699
@sahayabray5699 9 күн бұрын
TEGARU NE ZELALEME NEBERU MEDENIHALEM MESAKHUME YEKHUNE 🙏🏼🙏🏼🙏🏼SELAMEKUME YEBEZAH HEZEBI TEGERAY 💋
@tegakasayi1569
@tegakasayi1569 8 күн бұрын
ከጆኻ እው ሓቅኻ ኢኻ አምላኽ የፅነዐካ
@user-dt2wv4be2s
@user-dt2wv4be2s 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@ftggtt1969
@ftggtt1969 10 күн бұрын
🙏❤❤❤❤
@user-on2wf3tl2e
@user-on2wf3tl2e 10 күн бұрын
ብመዝሙር ክንፅበየካ ክቡር ሓውና ❤❤🎉🎉
@lemlemassefagrmay7148
@lemlemassefagrmay7148 5 күн бұрын
❤❤❤💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️💪💪💪💊💊💊❤️💊💊
@sahayabray5699
@sahayabray5699 9 күн бұрын
EGEZABERHER YEMESGEN EGEZABERHER EDEMEN TENANE YEHABKA KEXELO
@Tyy-xd4iy
@Tyy-xd4iy 9 күн бұрын
ajoka desu hawey ms fkad amlak ewn bmezmir kntsbeyka ena ❤
@user-fm6xd5ol2b
@user-fm6xd5ol2b 10 күн бұрын
❤❤❤🎉
@SamiraSamira-gz7zl
@SamiraSamira-gz7zl 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@JgfffghgvvFgytg
@JgfffghgvvFgytg 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Judi533
@Judi533 9 күн бұрын
Ajoka zhawey😢
@user-fh1nb6ym7e
@user-fh1nb6ym7e 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@hggh7539
@hggh7539 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@DgDh-px1wd
@DgDh-px1wd 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@zianhalshehri6884
@zianhalshehri6884 9 күн бұрын
❤❤❤
@user-xg2wr7qg4d
@user-xg2wr7qg4d 9 күн бұрын
❤❤❤❤
@user-dw5wn9dw8w
@user-dw5wn9dw8w 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hggh7539
@hggh7539 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ftggtt1969
@ftggtt1969 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@KedanKedan-hq3zv
@KedanKedan-hq3zv 9 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@user-sc1xy4xj2j
@user-sc1xy4xj2j 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@NahomMebrahtu-wp9cb
@NahomMebrahtu-wp9cb 10 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
World’s Deadliest Obstacle Course!
28:25
MrBeast
Рет қаралды 125 МЛН
Универ. 10 лет спустя - ВСЕ СЕРИИ ПОДРЯД
9:04:59
Комедии 2023
Рет қаралды 2,6 МЛН
THEY WANTED TO TAKE ALL HIS GOODIES 🍫🥤🍟😂
00:17
OKUNJATA
Рет қаралды 2,6 МЛН
Разница в уровнях🔥
0:26
FERMACHI
Рет қаралды 17 МЛН
天使他们用各种东西打出节奏#short #angel #clown
0:22
Super Beauty team
Рет қаралды 10 МЛН
СОБАКИ АТАКОВАЛИ МЕДВЕДЯ🐻
0:18
MEXANIK_CHANNEL
Рет қаралды 3,2 МЛН