ጥበብ ኣብ ደርፊ | |ሻሙናይ ክፋል

  Рет қаралды 42,914

MAHDER PRODUCTION

MAHDER PRODUCTION

Күн бұрын

Пікірлер: 322
@wediteages9391
@wediteages9391 Жыл бұрын
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ ወዲ መመህር! እንቋዕ ብደሓን ናብ ዳግማይ ትንሳኤ ኣብጻሓና^ ብምቅጻል ነዛ ዓወትን ሓፋሽን ትብል ናይ ወዲ ትካቦ ከተምጻልና ድማ ንምሕጸነካ ከምዚ ከማይ ንወዲ መምህር ብሙሉእ ልብኹም ትሰምዕዎ እስከ ረጊጽኩምኒ ሕሉፉ! ❤❤
@arsuzeru3952
@arsuzeru3952 Жыл бұрын
ናይ ወዲ ትካቦ ብ ጠለብ የቕርበልና ትብሉ like ርገጹ ❤❤❤
@robelzaid4197
@robelzaid4197 Жыл бұрын
ንፈለማ ኣይኮንኩን ዝሓትት ዘለኹ ናይ ወዲ ትካቦ ግዜ ዳኒ❤❤
@kubromfutuwi8983
@kubromfutuwi8983 Жыл бұрын
Miseu aleku nay wedi tkabo pls
@Mrreal-nq8yw
@Mrreal-nq8yw Жыл бұрын
nay wedi tkabo awet n hafashn
@sharont6219
@sharont6219 Жыл бұрын
Please wedi tikabo Awetn hafashn
@merahawey3489
@merahawey3489 Жыл бұрын
ዳኒ እዛ "ዓወትን ሓፋሽን" ትብል ናይ ወዲ ትካቦ እባ ተንትነልና🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽 ።
@Brave-Is_Mine1
@Brave-Is_Mine1 Жыл бұрын
ክትከብዶ እያ:ብውሑዱ ገለ መዓልታት ከድልዮ እዩ ክሳብ ዝዳሎ ንኽፈልጣ::ወዲ ትኳቦ ብኣዝዩ ረዚን ቃላት ዝነደቓ ብልጽቲ መልእኽቲ ሓዘልን ኣዝዩ ከቢድ ጽፍዒት ነዚ ብልሹው ስርዓት እያ::ንዓወት ንሓፋሽ ብሰለስተ ገሊጽዋ ኣሎ...1.ብዙሕ ሂወት ከፋልና ተዓዊትና ክነብቅዕ ኣብ ጥራይ ጎልጎል ዜሮ ተሪግና/ከሲርና:...2.ሓፋሽ ብቃልሱ ዓወት ኣብቁሉ ግን ብዓወቱ ባርያ ክኸውን ተፈሪዱስ ክሳብ ሕጂ ድማ ይመውት ኣሎ("ዓወት'ዚ ደንዳኒ ቀታል ቀላጽሙ:መሓውር ዝበትኽ ህዋሱ ዘቖሙ)":...3.ዘርኢ ዝሓለፉ ተጋደልቲ ፍሬኦም ፍትሒ/ነጻነት...ወዘተ ክኸውን ዝግበኦ ብከንቱ ናብ ጉድጓድ ተጓሒፉ:ውሉዳቱ ምንባር ሓሪምዎም ፋሕ ኢሎም"ውሉድን ውላድን ቶም ደቂ ህያብን:ተራኺቦም ዶ'ባ ኣብ ግብርን ሓሳብን"...ግብሪ/መስዋእቲ ስውኣት ንራህዋ ደቆም/ህዝቦም/ሃገሮም ምስ ሓሳብ/ትጽቢት ናተይ/ናትካ/ናይ መላእ ህዝቢ ኤርትራ ተጋጭዩ...ምኽንያቱ እዚ ሽፍታ ስርዓት ጨውይዎ::ብሕጽር ዝበለ ዓወት ንሓፋሽ ምባል ላግጺ እዩ ይብለና'ሎ ጠቢብ ወዲ ትኳቦ:ምኽንያቱ ህዝቢ ኣሽሓት ከፊሉ ተዓዊቱ ሃገሩ ኣውሒሱ ክንሱ ነታ ዘውሓሳ ሃገር ከም ልቡ ብናጽነት ክነብረላ ኣይከኣለን::ስለዚ ዓወት ንሓፋሽ ጠቒማቶ'ዶ ኣይጠቐመቶን??ሃንስ ንዓወት ብብዙሕ ክሳራ እዩ ተርጒምዋ ዘሎ:: ብዙሕ ክብል ምኸኣልኩ ግን ግዜ ኣይኣኽለንን::
@Peac380
@Peac380 Жыл бұрын
Bravo 👍🏾 You are reviving our peoples cultural heritage songs from 60th and 70th in regarding to the music reality at that time. You are talented ⭐️⭐️⭐️
@temesgendesbele1016
@temesgendesbele1016 Жыл бұрын
እወ ንብዓት ዓሳ ክፈጥር'ዩ ማዕበል ደም ሓርነት ዝተነጽጎ ጸበል ክሰግሮ'ዩ ዚ'ዘመነ ገበል ሰላም ኢልና ዘመን ዘላገጹ እንተ ንህውከት ግን ክዕንቅጹ ጽባሕ ቆጺርና'ዮም ሎሚ ይመጹ ጽባሕ ተ'ንቆጽሮም ሎሚ ይመጹ። Legend wedi tkabo.
@Dawitsiele
@Dawitsiele Жыл бұрын
ናይ ወዲ ትኳቦ ፍቕሪ ተኣሲሩ ትብል ሓያል ፖለቲካዊት ትሕዝቶ!!❤
@RakiRaRi1997
@RakiRaRi1997 Жыл бұрын
Thanks Dani✌ ናይ ወዲ ትካቦ እባ ፈትነልና እዛ ሓዳሽ ጽቡቕ ጌራ ክትርድኣና
@KebronBahre-dz7tu
@KebronBahre-dz7tu Жыл бұрын
ዳኒ ሓወይ ናይ ብሓቂ ትንኣድ መደብ ቀጽሎ ፡፡ ናይ ብሓቂ ስነ ጥበብ ሃገርና ብፍላይ ክኣ ስነ ጥበብ ትግርኛ ናብ ጽቡቅ ኣንፈት ክስጉም ከማካ ጉዱሳት መነእሰያት እዮም ዘድልዩና።
@yonasmatti8118
@yonasmatti8118 Жыл бұрын
ይበል ዳኒ! ግርም ትንታነ ስነ-ጥበብ ደርፍታትና፣እንተላይ` ውን ብሉጽ መምህር ትግርኛና ኢኻ።
@elli_primal
@elli_primal Жыл бұрын
Nice Dani hubi Kali yitref nay qedem 60th znebere mqur derftat kisemie defafikani🙏
@wedigolij6242
@wedigolij6242 Жыл бұрын
Dani wedi Bravo 👏 kemtlumed eyu በዓል ሙናየ ሙና Nay Solomon Barye
@Habu98
@Habu98 Жыл бұрын
ዳኒተይ ብ እትገብሮ ስራሕ ብጣዕሚ ዕጉብ ኢዩ። ነዛ ናይ ጎይትኦም ሃ/ማርም ንዓ ሙሴ ንዓረር ኣይተፈጠርናን ዝብላ ክተቅርበልና ይምሕጸነካ። ምኽንያቱ ተጋራጫዊ ሰነሓሳባት ኣሎ።ክብረት ይሃበለይ💙🙏
@EmaShow
@EmaShow Жыл бұрын
Thanks you Dani ናይ ሰሙነይ ትምህርቲ ኣብ ናይ 19:00 ደቂቅ ረኪበዮ 👏
@johnyem1573
@johnyem1573 Жыл бұрын
Thank you Dani . Chapter 8 Smien Werqin. Love it , educational chapter.
@MaDiD2006
@MaDiD2006 Жыл бұрын
ሰላም ዳኒ፡ ብጣዕሚ ጽቡቅ ምድላው ጽቡቅ ትምህርቲ።
@yednglmaryamlij
@yednglmaryamlij Жыл бұрын
ዓወትን ሓፋሽን ብመልክዕ ትንታነ ንጽበን ትጽበዩን Like ነጽግባ❤❤❤
@temertasgoitom1257
@temertasgoitom1257 Жыл бұрын
ናይ ሰሎሞን ሃይለ ደርፍታት እባ ሃይሰልነ ወዲ ምምህር ምሳይ ትስማዓምዑ👍 ርገፁኒ
@venuduciel835
@venuduciel835 Жыл бұрын
ኣብ 'ታይካ ኢና ክንረግጸካ🙂
@temertasgoitom1257
@temertasgoitom1257 Жыл бұрын
@@venuduciel835 ኣብ ምንታየ ይመስለካ 😛
@venuduciel835
@venuduciel835 Жыл бұрын
@@temertasgoitom1257 ረጊጸካ ኣለኹ
@Ahadu33
@Ahadu33 Жыл бұрын
🤔 what an explanation!... I think you need to make another video to explain what this video is about so that "Nay Hmamay" and the newly coming singers would understand what you are taking about brother.. Well done tho !! 💯
@tesfaiale6735
@tesfaiale6735 Жыл бұрын
ዳኒ ዓቢ ሰብ የቀንየልና ብዛዕባ መጽሓፍ ሕርሻ እንስሳታት ፍሉይ መደብ ጌርካ ባ ኣቕርበልና እንተ ኪኢልካ Thanks
@natumengs2031
@natumengs2031 Жыл бұрын
ብ ጣዕቢ ጹቡቅ መደብ ኣቅሪብካልና እሞ ናይ ወዲ ትካቦ እንተተምጸልና ጹቡቅ ነይሩ
@saliholove101
@saliholove101 Жыл бұрын
Thank You Dani❤❤❤ ኣይተረዳእካንን መስለኒ ብዛዕባ ኣብ ሱዳን ዘለው ኣጸናንዕ
@Ymesgeno
@Ymesgeno Жыл бұрын
እዛ ቪድዮ ሕጂ ሳልሳይ ግዜ ይርእያ ኣለኹ፡ ራብዓይን ሓምሻይን ውን ጌና ብ ሕጂ። Thank you, ዳኒ ሓወይ።
@solomonsultanmeles9064
@solomonsultanmeles9064 Жыл бұрын
Hay wedi memher. Bemejemrya ane kabtom belbi and mesmiat medbka zektatelom seb eye , so ane tegdiska ketmelseley zedli gena kab nay wedi tekabo and tomas aleazear bezba kiene keteneley delyek nere thanks solo
@tessokbay4923
@tessokbay4923 Жыл бұрын
wedi memhir belih tefie eko qeniye kabzi media❤❤❤
@Mussie979
@Mussie979 Жыл бұрын
ናይ ክፍሉ ዳነው፥ ኣዕልልኒ ትብል ብቕኔ ዝተሃንጸት ደርፊ ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ኣላ።
@inspirationwithhani751
@inspirationwithhani751 Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣስተብህሎ
@hadishkubrom7965
@hadishkubrom7965 Жыл бұрын
ናይ የማነ ባርያ ዓይነይ ጠሚቱ ናባኪ
@mussieteklay8641
@mussieteklay8641 Жыл бұрын
Wedi memhrey tntanie nay mexhaf amxalna mahari tblo malet you beza natey hasab tsamamue ka Like regixkum kidu❤❤❤❤❤Like
@atakltiokbe742
@atakltiokbe742 Жыл бұрын
Thank you wedi memhr hawuna
@misgnameseret-xb2hq
@misgnameseret-xb2hq Жыл бұрын
ወዲ መምህር፡ ጽቡቕ ትምህርቲ። ብዛዕባ ናይ ወዲ ትካቦ ደርፊ "ዓወትን ሓፋሽን" ህየሳ እንተ ትሰርሕ ጽቡቕ ምኾነ።
@MerryMerry-dh5gs
@MerryMerry-dh5gs Жыл бұрын
ሰለሙን ይኩኖ ኣምልክ ኣዝየ ዝፈትዎ ትግራዋይ ኣርቲስት❤❤❤❤❤
@mulugetaweldetnsa4267
@mulugetaweldetnsa4267 Жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና 💯💯😍😍🇪🇷
@fekaduyemane8740
@fekaduyemane8740 Жыл бұрын
ብርሃን ገጹ ብዓል ቡሩህ የእምሮ የቐንየልና ተቕርቦ ዘለኻ።
@nahomthebest1473
@nahomthebest1473 Жыл бұрын
Willkommen ጅግና!!
@merhabaJoker
@merhabaJoker Жыл бұрын
ኣብ ዝመጽ ዓወትን ሓማሽን ከተቅርበልና ንላቦ ❤❤
@robelmajor5256
@robelmajor5256 Жыл бұрын
ዳኒ ጅግና ናይ ኣሌክ ተወለ ዳሃይ ሃቢ እባ ኣምጻኣልና መሳጢት ዛንታ ዘለዋ ኢያ
@rosedaniel8499
@rosedaniel8499 Жыл бұрын
Wedi Memhr asli. Great content as always. Nay wedi tkabo awetn hafashn ab hyesa enteteqrba tsbuq neyru😍😊
@letshi1317
@letshi1317 Жыл бұрын
ናይ ሰሎሙን ይኩኖ አምላክ ነቃዕ ብርለ
@danielkahsay5092
@danielkahsay5092 Жыл бұрын
ናይ ሃይለ ገብሩ ከ ጹቡቓት ዘናቢል ኮሎክየና ገለ ትብል
@brukzemicael4577
@brukzemicael4577 Жыл бұрын
Dani 🎉 nay lbey gzi telika ba mahsateye tbl derfi kniya alwa tkoynu aley meley bela 🎉🎉
@habenteklay3574
@habenteklay3574 Жыл бұрын
Dani blux meniesey,tnx keep going!!!
@hagushgaltigrinya7068
@hagushgaltigrinya7068 Жыл бұрын
ጎይታዋይ እንቋዕ ሰላም መጻኻ❤❤❤✍️ብጣዕሚ ብሱሉን ብሉጽን ንኡስ ጅግና❤ኩሉ ነገር 100%❤✍️..ቀጽሎ ብዙሕ ኢና ንምሃር ካባካ ኣይትጥፈአና.................❤❤❤❤❤✍️✍️
@Tomas.okbe3
@Tomas.okbe3 Жыл бұрын
SUBSCRIBE eba gbereley hawey 😊😊natey
@malhabib357
@malhabib357 Жыл бұрын
You are Star for that Generation Bravo
@temenow
@temenow Жыл бұрын
Dani, your KZbin notification is not working because I had to search to find this. Can you fix your key words or may be update the tags? All the best!
@doryentertainment3153
@doryentertainment3153 Жыл бұрын
"ኣነ ዘሕዝነኒ ፡ ኣዋልድ ዓድና በዚ ከውታ ግዜ እንታይ ይኽደና መሶብ እኳ ዘይብለን ፡ እታ መሶብ ወርቂ ጻዕዳ ዝ'ላኽኣ ሰማያዊት ድርቂ" እዛ ነግሒ ናይ ሕደማ ደርፊ " መሶብ" ናይ ኢንጂነር ኣስገዶም እያ። ኣብዛ ሕደማ ድማ ቅኔ ከምኡ ውን ወስጠዘ ኣሎ። "ሰማያዊት ድርቂ" ብምባል ድማ ን ኤርትራ ገሊጽዋ ኣሎ። ኣብዚ ከይነንውሖ ኣብ ካልእ ኣጋጣሚ ጽቡቕ ጌርካ ከተቅርባ ተስፋ እገብር። ጽቡቕ ስራሕ ዳኒ ደስ ዘብል ኣቀራርባን። ብርዕኻ መመሊሳ ትሰስን።
@lifehumans
@lifehumans Жыл бұрын
Woww wedi memhr, memhr eza hadash nay wedi tkabo kea gele belena kem ane eko mara eya des tbleni ❤❤❤
@NOnonon89325
@NOnonon89325 Жыл бұрын
ጽቡቕ ኣገላልጻ
@sharont6219
@sharont6219 Жыл бұрын
Dani please Awetn Hafashn nay wedi tikabo🙏🏽😘😘
@okbayaraya3237
@okbayaraya3237 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ወዲ መምህር
@dejenshemendi1226
@dejenshemendi1226 Жыл бұрын
ወዲ መምህር ጅግና ናይ የውሃንስ ወዲ ትካቦ እዛ ሓዳሽ እባ ኣቅርበልና
@habteghebre785
@habteghebre785 Жыл бұрын
Kitdnek zigbeaka bslet zeleka nayzi hji zemen
@DESTALBEYTV
@DESTALBEYTV Жыл бұрын
Dani haway des zbl agalalxa gn awetn hafashn nay wedi tkabo amxelna eba
@emaagostino
@emaagostino Жыл бұрын
Lovely !!!!
@gezanachannel3463
@gezanachannel3463 Жыл бұрын
Dani megbi aemero thanks for sharing us 🥰
@magentcink2858
@magentcink2858 Жыл бұрын
Dani hawey betgbro kulu betami eya zednqake bro Ney Kiros asfeha.... hager tebl eska gela belna bro
@bashayyehdego9074
@bashayyehdego9074 Жыл бұрын
You are very nice. Wedi memhir nay wedi Tikabo. Brihan koyna beka tibl music kemey tismiaka
@surafelghidewen4143
@surafelghidewen4143 Жыл бұрын
ወዲ መምህር ቃላት ይሓጽረኒ እዩ ክገልጸካ ሓንታ ክብለካ ዝደሊ ግን ትዝሕለኒ ኣለካ ምልስ ምልስ በለና ብሩክ ሓወይ
@danielghebre4511
@danielghebre4511 Жыл бұрын
መርሓባ ዳኒ ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦ ደስ ትብለኒ ንቅኔ ናይ በረኽት በራሙ ሉለይ ኣብ ትብል ደርፊ ቅኔ ሓዘል ኣብነታዊት ሕደማ እያ
@danielghebre4511
@danielghebre4511 Жыл бұрын
ናይ በረኽት መንግስታኣ ኣዕዋፍ ክራማት ናይ የማን ባርያ ፈለማ ናይ ፍቅሪ መሰረት
@መሰለይክገሃስኣይፈቅድን
@መሰለይክገሃስኣይፈቅድን Жыл бұрын
Wedi memhr kulu gzye bulux srah✅✅👍🏽👍🏽💎💎👏🏼👏🏼
@teddyandom1782
@teddyandom1782 Жыл бұрын
Welcome wedi memhir, entay dea lomis bzaeba nay sudan zeqrebkalna?
@meronzemuy7600
@meronzemuy7600 Жыл бұрын
መን ኢኻ'ታ ኣስሒት ተጋጩ, ኣብ ጥቃ ቕሚጦ'ባ ኣይተባጩ:: By the one and only and people’s favorite ወዲ ትካቦ 💪🏾💪🏾
@XYONAWI
@XYONAWI Жыл бұрын
ዳኒ ሕቡን ኩሩዕ ትግርኛ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ተስፋ መንእሰያትና
@ፍቅሪሓይሊእዩ
@ፍቅሪሓይሊእዩ Жыл бұрын
የቀንየልና ወዲ መምህር። ናይ ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኣብ'ታ "ዝኣምና ሃይማኖት ፍቅሪ እዩ ሽማ" ትብል ሓንቲ ቅኔ ኣላ። ንሳ ድማ "ዓይኒ ማይ ክደፍን ድዩ ዝተጻዕረ ዶሮና" ትብል።
@tesfismertaeb6295
@tesfismertaeb6295 Жыл бұрын
ሓፍቱ ኣይትፍቅድን አያ
@lullbahri
@lullbahri Жыл бұрын
Dani boy kulu gze bluxs nay bluxsat❤
@rafihabte7310
@rafihabte7310 Жыл бұрын
Great talent wela tizerebaka qnie keyhalewo ayterfn yu😂 thank you
@Efidelu7
@Efidelu7 Жыл бұрын
ውርጹጽ ኣቃራርባ ዳኒ ወለዶይ !
@philiamare1958
@philiamare1958 Жыл бұрын
Nay wedi tkabo ሓዳሽ ደርፊ ዓወትን ሓፋሽን ab next plesss😢❤😊
@michaelabraha770
@michaelabraha770 Жыл бұрын
Yeah btaemi agedasi
@awethaile9748
@awethaile9748 Жыл бұрын
Especial angle and o appreciate your searching energy
@yemanemusgun546
@yemanemusgun546 Жыл бұрын
Brilliant teacher wedi memhr continue we love you ❤
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ
@ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ Жыл бұрын
ዳኒ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ዝቅጽል በዝተኻኣለካ ፍቅሪ ታኣሲሩ ትብል ናይ ወዲ ትካቦ ሃይሰልና ኣነ ክሰምዓ ከለኹ ከምዚ ነዚ ክልተ ህዝቢ ዝደረፋ ከይና እያ ትስምዐኒ ከምኡ ወን ናይ ሄለን መለስ ሓለዋተይ በቂቀካ እዘን ክልተ ዳኒ ብሉጽ ኢኻ እሞ ኩሉ ግዜ ዕውት ክትከውን ፈጣሪ ምሳኻ ይኹን ❤❤❤
@eritreanrome5085
@eritreanrome5085 Жыл бұрын
Hushukta nay abreham aforki tentnelna broye
@samuelwerede9264
@samuelwerede9264 Жыл бұрын
*እዛ መደብካ (መደብ ጥበብ ኣብ ደርፊ) ፍሉጥ ዕለት 'ተትገብረላ ጽቡቕ ነይሩ። ብርግጽ ምስ ናብራ ስደትን ዘለካ ናይ ዋሕዲ ግዜን ክጽግም ከም ዝኽእል ርዱእ'ዩ፡ እንተዀነ ተኽእሎ 'ተሎ ፈትን።* ብዝዀነ ምሳሌ(metaphor) ኣብ ደርፊ "ሊሎይ" (ብሓጐስ ብርሃነ) ብጥዓሚ ተንጸባሪቑ ክንረኽቦ ንኽእል። ገለ ክፋል ሕደማ'ታ ደርፊ ከምዚ ይብል... "ስግር 'ትሩባ 'ትዓቢ ዓዲ፡ ሓሰር ወዲ ሓሰር መሊኡ 'ትዓውዲ ብዓል ድራር እኽሊ፡ ዘራእት'ስ እንድዒ፣ እትዋት'ስ እንድዒ። ስግር'ቲ ሩባ ብዓቢ ዓዲ፡ 'ትህድሞ ዘጢጡ ጐዲልዎ ዓንዲ መደቀሲ የልቦን ፈሪሱ 'ትንእዲ ኣባይካ ወላዲ፡ መንጸፍካ 'ናዲ።" እናበለ ይቕጽል። ኣዝየ ካብ ዝፈትወን ደርፍታት ብምሳሌ ዝሰበሐት ናይ መግዛእቲ ደርፊ።
@Okbit
@Okbit Жыл бұрын
ወዲ መምህር መምህር❤❤
@Deluuu1
@Deluuu1 Жыл бұрын
Nay abrahm aforki (meley) alatka dani arkey.amxaya tblu eske like 👍👍👍
@senaitberhane3248
@senaitberhane3248 Жыл бұрын
❤❤❤❤daneyyy mear tefika nfqe abilka qeniye❤❤❤❤❤
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
ሰሎሙን ይክኖ ኣምላኽ እቲ ናተይ ሞዴል ምስ ስነ-ጥበባዊ ወዲ ትኮቦ ክልተ ተጋሩ ትግሪኛ ዋና ጥበብ ❤
@heruy8274
@heruy8274 Жыл бұрын
Just say Tegrena or Habasa.
@dc8625
@dc8625 Жыл бұрын
@@heruy8274 ትግሪኛ ቋንቋ መጸዊዕና ተጋሩ ንብሃል ኢትዮጵያ ተጋሩ ኤርትራውያን ተጋሩ ኢልካ ክፍለሉዩ ይክኣል ኢዮም።
@rezenechaey6335
@rezenechaey6335 Жыл бұрын
Wedi memhr adnaqika eye ❤Smaie entay malet eyu?Thanks
@Setarit
@Setarit Жыл бұрын
Dani btami xbuk tmhrti thanks so much
@emahatienaressie5300
@emahatienaressie5300 Жыл бұрын
ካብዚ ኩሉ ተቅርቦ እዚኣ መደብ እዚኣ እያ ደስ ትብለኒ❤❤❤
@ZebibMehari
@ZebibMehari Жыл бұрын
ከማካስ ሽሕ ይወለዱ👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽
@asmerettekle55
@asmerettekle55 Жыл бұрын
You are very smart good job
@johnyboy2934
@johnyboy2934 Жыл бұрын
Eza nay wedi tikabo hadash derfi eba review gibera...🙏🙌
@asdfretg
@asdfretg Жыл бұрын
Bravo My bro
@yonasteweldebrhan2363
@yonasteweldebrhan2363 Жыл бұрын
ናይ ክሮስ ኣለማዮ ገለስከ ኣክርበልና
@ukbitandu1779
@ukbitandu1779 Жыл бұрын
Great man
@eseyaseyob8765
@eseyaseyob8765 Жыл бұрын
Meley bereket mengstab
@hadageeuamlakey
@hadageeuamlakey Жыл бұрын
Great job❤😢
@amanmokonen
@amanmokonen Жыл бұрын
Bilhka btami eye zmset wedi memhr
@asmaitase6600
@asmaitase6600 Жыл бұрын
ጽቡቅ ኣቀራርባ ኣነኳ ንመጀመርያይ እዩ ቀጽሎ ሓንቲ ከኣ ምስዚ ናትካ ኣርእስቲ ትኸይድ ናይ ህብብቲ ገዲም ድምጻዊት ነፍስሄርት ጸሃይቱ በራኺ ኣባሻውል ዝባን ጨርሒ ተወሊዓ ወርሒ ካብ ሰዓት ሸሞንተ ዕስራ ጎደል ተጸበየኒ እምበሪ ትብል እቲ ቕኔ ኣብታ ሰዓት ኮይና ድሕሪ ሰዓት ሸሞንተ ዕስራ ጎደል ዝህሉ ን ሰዓት ትሽዓተ እዩ ስለዚ እታ ሰዓት ትቖጽሮ ዘላ ንትሽዓተ ዕስራ ጎደል እዩ
@teweldehailay8160
@teweldehailay8160 Жыл бұрын
ንዓረር ኣይተፈጠርናን እባሞ ሃይሰልና ዳኒ።
@ክወግሕዩ
@ክወግሕዩ Жыл бұрын
ወዲ መምህር ከም ኩሉ ግዜ ብሉጽ ትንታነ ኣድነቅቲ ወዲ መምህር ከምኡ ዉን መምህር ዳኒ ኣለና'ዶ ድሃይ ግበሩ።
@fitsumgoitom9042
@fitsumgoitom9042 Жыл бұрын
ኣለና
@fithihalal5549
@fithihalal5549 Жыл бұрын
NAY KIROS ASFAHA ENDABELKWA TBL DERFI AMXALNA WEDI MEMHR BLHI❤
@kabralhabteab2291
@kabralhabteab2291 Жыл бұрын
ኣጆኻ በርትዕ ኢኻ ።
@senaitsolomon3456
@senaitsolomon3456 Жыл бұрын
Gobez meniesey 💯💯💯
@Adulisawi
@Adulisawi Жыл бұрын
Dani blux kem kulu gzye xubuk medeb❤❤
@habenablel
@habenablel Жыл бұрын
Danicho amazing content as always and Let me add what I have read in Bible studies. Luke’s gospel consist alot of Jesus parables and was written specificaly to the greeks, this is due to the greeks were believing in philosophies.
@habenasgodom5668
@habenasgodom5668 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤ enqae dahan mxaka dani
@amanielabraham7417
@amanielabraham7417 Жыл бұрын
As usual brother amazing ❤
@Bana_media
@Bana_media Жыл бұрын
ስላም ስላም እንኳዕ ዳሓን መፃኩም እሕዋተይን ኣሓተይን ዝፈትወካ ሓወይ ዳኒ ቀፅለሉ❤
@solomonembaye6766
@solomonembaye6766 Жыл бұрын
Keep it up ❤❤
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ታሽዓይ ክፋል
21:34
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 75 М.
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
Когда отец одевает ребёнка @JaySharon
00:16
История одного вокалиста
Рет қаралды 16 МЛН
버블티로 부자 구별하는법4
00:11
진영민yeongmin
Рет қаралды 26 МЛН
GERE EMUN PART 201 | ገሬ እሙን ክፋል 201
33:59
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 52 М.
ነብሰ-ምትሓት ዝፈጠሮ ኣብድነት ጎይትኦም....
17:12
ስነ-ጥበብ ኤርትራ ናበይ የምርሕ ኣሎ፧
23:33
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 276 М.
Solomon Gebru | ሰለሞን ገብሩ | ወዲ ሮሚጥ ሾው | Wedi Romit Show
52:25
Wedi Romit (ወዲ ሮሚጥ)
Рет қаралды 3,9 М.
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ቀዳማይ ክፋል
20:00
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 118 М.
ጥበብ ኣብ ደርፊ | | ዓስራይ ክፋል
16:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 46 М.
(Zegaki Eye Anti Meret) Meron and Estifanos (Zemach)@BurukTv
5:35