#ቴሌቪዥን_ትግራይ

  Рет қаралды 2,311

Tigrai Tv

Tigrai Tv

Күн бұрын

#መግለፂ ኣመራርሓን ኣባላትን ማእኸላይ ቁፅፅር ኮሚሽን ህወሓት
Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Facebook: / tigrai.tv1
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-mail: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
Instagram: / tigrai.tv
KZbin: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 13
@MajorityRespectul-j6l
@MajorityRespectul-j6l Ай бұрын
ኣልማዝ ተስፋ
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 Ай бұрын
Where are all those Religious personal Tigray need them to save innocent kids
@yordanoskidane7897
@yordanoskidane7897 Ай бұрын
Weshtam
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 Ай бұрын
ሕዝቢ ናእቢ ጀሚሩ እሎ ሰብ ሥልጣን ትግራይ ልጥቀመሉ ፣ ካብ ዘብኤኛ ና እቱ ፋብሪካ ጀሚሩ ኹሎም ልግሊ ጥቕሞም ለውእልዎ ነበሩ ሲሚንቶ ፋብሪካ ሕዝቢ ናቱ ሲሚንቶ ፋብሪካ እንደርታ ሆ ኢሉ ተልኢሉ ሲሚንቶ ፋብሪካ አጽይዎ እሎ ። እቱ ና እቢ ክቕጽል እዩ ። ባእልኹም ልባእሉኹም ምግላጽኹም መፍትህ ኤይኾንይ ። ህዋህት ናባእላ አባላት እላቓተለት ፣ ሀም ኻልቢ እላተናኸሰት ምስ ኢድዩ ፣ ምስ ጀብሀ ፣ ምስ ሻእብያ ፣ ምስ ገሀሀት ፣ ምስ ኢሀፓ ፣ ምስ ኹሉ ጦርነት እላገጠመት ወጣት ትግራይ ሀንካስ ፣እዉር ፣ ገይራ ብአሻሀት ልቑፀሩ ልሞትይ ልስደት አብፂሀትና እያ ። ስለ ልኾነ ሕዝቢ ትግራይ መፍቲህዑ ብአስቸኻይ ካብ ምሁራት ፣ ካብ ተወዳደርቲ ናፓለቲካ ድርጅታት ካብ ህዋህት ልተዋፃፅዑ ሙሉእ ዲሞክራሲ ብልለዎ ወሳናይ መፍትሄ ክጏበር እለዎ ። ህዋህት እግርግር ለብለና እሎ ደም ጀጋኑ መስዋእቲ ልገበሩ ብብተራራዑ ፣በረኻታት ትግራይ ሬሴኦም የእውሎ አቱም ካድረታት ፣፡አመራራሀ ልለኹም ልባእልኹም ክትብሉ ወሳኒ መፍትህ ግበሩ ። ጊዘ የለይ ፣ ግዘ የለይ ጠፋኹም። ካብ አሜሪካ 38:58
@okellobusha1351
@okellobusha1351 Ай бұрын
ኣናብስ ትግራይ ከምዙይ ኢሎም ቧዕ ውልዕ ኢሎም እዮም ዝወፁ። እዞም መሪሕነት ማእኸላይ ቁጽጽር ኮሚሽን - ህወሓት ናይ ጀጋኑ ጀጋኑ እዮም። ብደም ስዉኣት ሽም ጠላዕን ስርቂን ጥውያን ንዘካይዱ መልሱ ከምዙይ ዝበለ ምቅላዕን ምምጓትን ስብእናን እዩ ዘድሊ። ህዝቢ ትግራይ ውሉድ ትግራይ ዝኾንካ ኩሉ ብፍላይ ድማ ሓይልታት TDF እቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ መሰረታዊ ጸገም እንሄልካ ብትኽክልን ብሓቂን ቀሪቡልካ እንሄ። ኣብ ትግራይ ዝንሄ ፖለቲካ ፀገም/ውጥረት መልዓሊኡ ብሓደ ወገን ብትኽክል መንገዲ ማእኸላይ ቁጽጽር ኮሚሽን ከምዘቃልዕዎ ናይ ህዝቢ ሰላምን ደሕንነትን፡ ናይ ስውኣት ዕላማን ጅግንነትን ብትረት/ብጽንዓት ነድሕን ነቕድም ኣብዝብሉን ሓይሊ ሓቂን ቅኑዕ መስመርን ኣብዝሓዙን እንትኸውን። ብኻልእ ወገን ድማ ብደማዊ/መዕነዊ ዕዉር መንገዲን መስመርን ዝኸዱ፥ ንህዝቢ ትግራይ ካብ ጥፍኣት ናብ ጥፍኣት ዝመርሑን/ዘእትዉን፥ ኢሎም ኩለይ ኣብ ውልቃዊ ጥቕሞምን/ስርቆምን ተደሪኾም ናይ ህዝቢ ትግራይ ልዕልናን ደሕንነተን ህልውናን ገዲፎም ንቁሸታዊን ጉጂላዊን ውድቦም ነድሕን ካብ ዝገበርናዮ ገበንውን ንድሓን ኣብ ዝብሉ ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ እዩ። ብሓጺሩ ብቕኑዓትን ንፁሃንን ሓፋሻዊያን/ህባዊያን ዴሞክራሲያውያን ሓቀኛታት መረሕቲ ማእኸላይ ቁጽጽር ኮሚሽን - ህወሓትን ብኣንጻሩ ድማ ብፀበብቲ/ፀረህዝቢ ዓብለልቲ ስታሊናውያን ሓሰውቲን/መፀለምቲ ማእኸላይ ኮሚቴ - ህወሓትን ዝካየድ ዘሎ ወሳኒ ቃልሲ እዩ። ኣብዚ ወሳኒ ጊዜ እዙይ ህዝቢ ትግራይን ውላዱ ዝኾነ ኩሉ ነቶም ህዝቢ ነድሕን ኢሎም ብጅግንነት ዝቃለሱ ንዘለዉ ብህፁፅ ናትና ኢኹም/ኣለናልኩም/ምሳኹም ኢና ኢሉ ክለዓልን/ክድግፎምን/ክምርቖም የድሊ ። ብኣንጻሩ ድማ ነቶም ብሽሙን ብስዉኣት ደቁን/ኣሕዋቱን ጠላዕ ዝጻወቱን ዝንግዱን ከሓድቲ/ኩይናት ወለዕቲ/መጥፈእቲ/ንጉጂለኦምን ክብዶምን መቐደምቲ እንስሳታት ክኹንኖምን/ክርሕቖምን/ንኹሉ ተሓታቲ ክገብሮምን/ከባርሮምን ግዚኡ ሎሚ እዩ ጽባሕ ኣይኮነን። ውሉድ ትግራይ ህዝብኻ ኣብ ጎንኻ ገይርካ ቆሪጽካ ተላዓል!!!! መሰልካን/ክብርኻን ኣኽብር!!!!
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 Ай бұрын
This is not time wudub/ organized please give first priority ppl then your agenda
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 Ай бұрын
I hope u are listen what Aby Ahmed is warning you all
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 Ай бұрын
Giving up is fair why enemy must win
@habtomgebre1523
@habtomgebre1523 Ай бұрын
hasesti hzbi tgray aytetalkwo yaklekum
@debretsionmaryam4835
@debretsionmaryam4835 Ай бұрын
ካብ ህዝብኹም ዝንጽል አብይ ጌጋ ኢኹም ገይርኩ
@user-jv6hj9hu4l
@user-jv6hj9hu4l Ай бұрын
No matter what happens our blood with TDF, TPLF and Tigraians and we understand that the game over politics isayase and abiy drama and those commission if they have misunderstanding why they talk to media why they don't to prevail to meeting commission 🤔 to much drama changes again and again we don't believe those commission 😢😢
@philiposezewda2564
@philiposezewda2564 Ай бұрын
Please stop save your people they need you in the name of Xion Mariam think about those young whose still fat risk
@YA2O23
@YA2O23 Ай бұрын
Banda kula ::
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 24 МЛН
Glow Stick Secret Pt.4 😱 #shorts
00:35
Mr DegrEE
Рет қаралды 18 МЛН
Мы сделали гигантские сухарики!  #большаяеда
00:44
ያልታየው የአዋሬ ተአምር❗️
9:03
Hasab Meda
Рет қаралды 4,2 М.
Gli occhiali da sole non mi hanno coperto! 😎
00:13
Senza Limiti
Рет қаралды 24 МЛН