VOE-Naz Yemane (05-May-2024 show)፡ ዝርርብ ምስ፡ ሓርበኛ ሕድራይ ፍስሃ፡ መቓልስቲ ብሪ/ጀነራል ኣብራሃለይ ክፍለ ዝነበረ።

  Рет қаралды 18,644

Yohannes Tseggay Berhe

Yohannes Tseggay Berhe

Күн бұрын

Пікірлер: 168
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 6 ай бұрын
ሽሕ ቅርሺ ተነጺፉ ይድቕስ ነይሩ ኢልካና። ንጀነራል ኣብርሃለይ ይውሕዶ እምበር ኣይበዝሖን። መራሕቲ ጀብሃ ከመይ ከምዝነበሩ ዘይንፈልጥ ኣይኮናን።
@2468justinbieber
@2468justinbieber 6 ай бұрын
ንባዕሉ ጅግና ደኣ ፡ ንጀጋኑ ኣየድንቅን ኢዩ እንተበልኩሞ ኣየገርምን ኢዩ ።
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 6 ай бұрын
ካብ ዚ ትገብርዎ ዘለኹም ኢንተርቪውን ካብ ሑሩይ ትድላ ዝገበሮ ኢንተርቪዊ ክርድኦ ዝኸእልኩ እንተሎ። ናይ ኣብራሃለይ ታሪኽ ትረኻ 100℅ ሓቅን ሓቅን ምዃኑ እየ ኣረጋጊጸ። ኣብራሃለይ ብወገኑ ዝተሰርሑ ስርሒታት ገድሊ ጥራይ እዩ ጠቂሱ እምበር ታሪኽ ጀብሃ እዚ እዩ ኢሉ ኣይደምደመን። ተጋዳላይ ሕድራይ ከኣ ኣይፈልጠንን እዩ። ብሓንሳብ ስርሒት ኣይነበረናን እንዳበልካ ብዛዕባ ኣብርሃለይን ስሪሒቱን ንኽትምስክር ንዓይ ድፍረት እዩ። ምኽንያቱ ናይብርሃለይ ከተጥቅዑ ክትብሉ ታሪኽ ጀብሃን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራን ተቆናጽቡ ክምዘለኹም ከ ይርድኣኩም ዶ ኣሎ። ጋዜጠኛ ኮንካ ትሓትት ዘሎኻ ስርሒት ፈዳይን ካብ ሱሳታት እዩ ጀሚሩ ትብለናስ እንታይ ክትብለና ስለዝደለኻ እዩ። ኣብርሃለይ እኮ ጃብታ እሱ ዝተሰለፈላ ዕለት እዩ ምዝንታው ጀሚሩ። ናብርሃለይ ንምንሻው ድዩ? ሕድራይ ኣብ መጀመርታ ከዘይትፋለጡን ስርሒት ከም ዘይነበረካን ገሊጽካ። ድሒሩ ከኣ ዘይተዓወተ ስሪሒት ስለዝነበረካ ብሕማቅ ዓይኑ ከምዝተቀበለካን ሪፖርት ገበር ከምዝበለካ ትዛራብ። እዚ ከኣ ኮነ ኤልካ ንኣብ ርሃለይ ምክፋእ ታሪኽ ጀብሃ ኣይጽግንን እዩ። ካብዛ ናታትኩምን ካብ ናይ ሑሩይ ተድላን ዘረድኣካ ኣብርሃለይ ንናጽነት ወጺኡ ብጅግንነት ናጽነት ዘምጽአ ጅግና ናይ ጀጋኑ ስለ ዝኾነ ከምኡ ዘይምኻንኩም ኢኹም ናይ ሕርቃን ኣብ ምክፋእ ኣቲኹም። ትሕፍሩ።
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 6 ай бұрын
ንናጽነት ውጺእኩም ብሰንኪ ግዕዘይ ኣማራርሓ ጀብሃ ሓሳብኩም ኣየሳለጥኩምን። ካብቶም ዝተሰዉኡን ዝሰንከሉን ብጾትኩምን ንስኹም ትሕሹ። ስለዚ ካብ ሃተፈተፍ ትብሉስ ጀማልኩም ሒዝኩም ሱቅ ዘይትብሉ። ካብ ህተፍተፍ ኢልኩም ክብረትኩም ተዋርዱ። ከም ኣብርሃለይ 100 ኔሮማ እንተዝነብሩ ጀብሃ ክምዚ ኢላ ተዋሪዳ ብቅትለት ሕድሕድ መሪሒነታ ናይ መውዳእታ ፍጻሚኣ ኣይምኾነን ነይሩ። ከም ወዮ ጀነራል ውጩ ዝበሎ ጀብሃ እንተዘይ ትህሉ ኔራ ናጽነት ቅድሚ 17 ዓመት ምመጸት ነራ። በዚ ካባኹም ዝርድኦ ዘለኹ ጀነራል ውጩ ሓቂ ከምዝነበር የርጋግጽልና።
@abrahaamanuel8000
@abrahaamanuel8000 6 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ መቼም ስጋብ መወዳታ ተቓሊሱ ኣቃሊሱ ሃገር ኣምጺኡ እዩ። ዕላሞኡ ብዓወት ዛዚሙ እዩ። ደቓይቕ ሰዓት መዓልቲ ወርሕን ዓመትን ከይረሰዐ ዘርዞሩዎ እዩ። እሞ'ኸኣ ብስቓይን መከራን። ኣብጥዑም ዝሑሉን ውዑዩን እናበላዕኩምን እናሰተኹምን። ከተናሽው'ዎ ዘሕፍር እዩ። ኣብርሃለይ ናይ ጀጋኑ ጅግና እዩ። ሃደምቲ
@eritr
@eritr 7 ай бұрын
Hidray I used to have huge respect for you but on this issue not sure why are concerned, you were not even mentioned in the interview. I realized now that u have the love of ELF then Eritrea 🇪🇷.
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 6 ай бұрын
ክክክክክ በቶም ዘየለዉ ብጾቱ ከ ክዛረብ ኣይክእልን? ብዝፈልጦ ታሪክ ከ ክምስክር ኣይክእልን? ኣብራሃለይ ክፍለ ኮ ፈሊጡ በቶም ዝተሰዉኡ ጥራሕ ኢዩ ዝዛረብ ዘሎ...ዒራ ዘይምልስሉ😓
@eritr
@eritr 6 ай бұрын
@@HaraGhirmai ...Huruy Tela is one of them and he is a big traitor, fake democracy exporters puppet. ELF fighter were good but not ELF leaders were with no political agenda. ELF was going to be a puppet of others, thanks to Shabia we, Eritreans 🇪🇷 are truly independent.
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 6 ай бұрын
"...THAN 🇪🇷 " AYTGEDESELOM!
@asmarah3174
@asmarah3174 6 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ ጉዜ ንእስነቱ ንገድሊ ኤርትራ ዝወፈየ ጂግና ቕራጽ ሓርቨኛ ኢለ ይገልጾ። ተጋዳላይ ጀብሃ ኮይኑ ተጋዲሉ ን ነጻነት ኤርትራ፡ ኣብ መጨረሻ ድማ እቲ ዝወጸሉ ምቅላስ ንናጽነት ስለዝነበረ ከምቶም ዝሰልቸዎም ጉዕዝኡ ኣሜሪካ ፡ንሱዕድያ ከይበለ ናብታ ቃልሳ ትቕጽል ዘላ ህዝባዊ ግምባር ምካዱ ጂግንነትን ሕጹብ መዓንጣን ደኣ የብሎ እምበር ኣየውቅሶንዩ። እቲ ጋዜጠኛ ብተመስጦ እዩ ዝሰምዖ ኔሩ። እቲ ስርሒት ጀነራል ኣብርሃለይን ብጾቱን ታሪክ ዝምስጥን ዝድንጹንዩ ኔሩ። ጀነራል ኣብርሃለይ ብድሌትኩም ግለጽዎ ፡እቲ ዘገርም ታሪኩን ቆራጽነቱን፡ ካብ ሃገረሰብ ፡ ናብ መንደፈራ ካብኡ ናብ ሜዳ ፈቲኑ ኣይሰለጦን ትምህርቱ ክቕጽል ንባህርዳር ካብኡ ንሜዳ፡ ካብ ሜዳ ከይፈርሄ ንኣስመራ ካብኡ ንሜዳ፡ መሊሱ ካብ ሜዳ ስርሑ ክቅጽል ንኣስመራ፡የገርምዩ። ከመይ ዝበለ ማዓንጣዩ ፡? ስለዚ ታሪክኩምዩ ኩርዕሉ፡ ስለ ንኣሜሩካ ዘይከደ ድዩ ዝዉቀስ? ዓድና ይከላኸል ኣሎ ከም መንእሰይ። ን 60 ዓመት ኣብ ቃልሲስ ጅግንነት እምበር ውቀሳ ኣይግበኦንዪ።ግድን ድዩ ደቂ ሰባት ከነሞግሶም ተኮይንና ክቅዘፍን ክመዉትን ኣሎዎ ማለት ድዩ ? ሞትኮ ደሊካ ኣይተምጽኢ🇪🇷 ጸሊእካ ኣይትንጽጎን ኢካ። ጂግና ብጅግንነቱ ይዘከር። ኣይነኣሰን ጅግናዩ። ኣበይ ኣለና?🇪🇷 ንበል። ጀብሃን ሻዕብያን ተወፊኩም ኢኩም።
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 6 ай бұрын
TEGEDESKALOM! NYO BELOM!
@tsegaihedru
@tsegaihedru 6 ай бұрын
እንታይ ኢኹም ትብሉ ደለኹም ከም ቆሉዑ ኒን ትብሉ ሑሩይ ንኸብዱ ዝነብር ዝእመነሉ አቲ መዋእሉ ንሃገሩ ዘገለ ገሎንዝዋዓሎን ተተዛረበ ስጋብ ክንድዚ ሃለፍለፍ ታጀብሃ ንባዓል መልኣከ ዝበለዓት እኮእያ
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 6 ай бұрын
ኣብርሃለ ክንዲ 1000። ነብርሃለይ ከተካፍኡ ክትብሉ ናይ ቁልዑ ሕክያ ከምትገብሩ ዘለኹም ሲ ይርድኣኮም ዶ ኣሎ። ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ቆልዑ ከሎና ከም ሓደ ልሙድ ቅድሚ ምሸት ገገዛና ምእታውና ነንሕድሕና ዝውዓልናዮ እንዳልዓልና ንጨራረቅ ንሓደ ዘይገበሮ ከምዚ ጌርካ እንዳበልና ንስሕቅ ነበርና። ናትኩም ሕክያ ከኣ ከምኣ ኴይና ተሰሚዓትኒ። ንምዃኑ ሰብ ምስ ኣረገ ናብ ቆልዓ እዩ ዝምለስ እንዲዩ ዝብሃል። ብዙሕ ኣይትሓዘክሙን እዩ። ካብ ኣዛራርባኹም ኣብረሃለይ ናይ ጂግና ጂግና ምዃኑ ካብቲ ንሱ ዝገለጾ ጥራሕ ዘይኮነ ካብዚ ናትኩም ሕኪያ ተረዲኡና ኣሎ።
@E29-n3x
@E29-n3x 7 ай бұрын
ሓሰወቲ ኣበይ ኔርኩም ክሳብ ሎሚ? ሕጂ ምስ ተንከፈኩም ሓለይቲ ቃልሲ ኰንኩም! ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ ቃልሲ ዝሃሲ ስራሕ ይሰርሕ ኔሩ ክትብሉ ኣይትሓፍሩን። ኣብራሃለይ ጅግና ነዛ መሳፍሒት ጀብሃ ጽቡቕ ጌሩ ገሊጽዋ።
@asmarah3174
@asmarah3174 6 ай бұрын
ያኢ እቶም ንምንታይ ከምዝተጋደሉ ዘይፈልጡሲ ንጀነራል ኣብርሃለይ ክወቅሱ? ኣበይ ኣለኩም? ንምንታይከ ኣሜሪካ መሪጽኩም ?ተበልካዮምሲ ታይ እዮም ክምልሱ? ጀነራል ግን ንናጽነት ወጺኡ ነጻነት ድማ ከምታ ዝሓለማ ኣምጺኡ፡ ስለዝስ ? መን ንመንዩ ዝዋራዘየሉ? 🇪🇷🇪🇷
@asmarah3174
@asmarah3174 6 ай бұрын
ጀነራል ኣብርሃለይ ብዛዕባ ጀብሃ ክፉእ ኣይተዛረበን። ፡ጅግንነት ፍጻመ ጀብህ ድማ ገሊጹዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ ጀብሃ ብምንታይ ተበታቲና ቶም ኣብኣ ዝነበርኩም ትፈልጥዎ።ጀነራል ኣብርሃለይ ግን ጂግናን ዝድነቕን ታሪክ ከም ዘለዎ ይርዳእና።
@mkbrom
@mkbrom 7 ай бұрын
ጽቡቕን ሰፊሕን ገለጻ፣የቀንየልና ሕድራይ።
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 6 ай бұрын
ኣቱም ህዝቢ ኣይርድኣኩምን ድዩ? ኣበረትሃለ ናቱ ታሪክ እዩ ገሊጹ፡ እተን ንሱ ዝወዓለን ገሊጹ፡ ብዛዕባ ታሪክ ጀብሃ ኣይተዛረበን ። ኣብዘን ንሱ ዝተዛረበን ሓስዩ ዝብል ሰብ ኣይመጸን፡ ክትጻረፋ፡ ከተነኣእሱ እንበር ክሳብ ሕጂ ሓስዩ ዝብል የለን። ድሓር ደረጃኩም ኣይኮነን ጀነራል ኣብርሃለ ክፍለ። ወካርያ ንውካርያ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 6 ай бұрын
ብርሃን ወጋሕታ ካብኦም ንላዕሊ ውኻርያ ንስኻ ኢኻ።
@thedawnlight3902
@thedawnlight3902 6 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 ብከመይ?
@abrhamtesfay1586
@abrhamtesfay1586 6 ай бұрын
ዝበሃል ዘሎ ትርድኦ የለካን ማለት ኢዩ!
@jemalnegash3124
@jemalnegash3124 7 ай бұрын
ኩቡር ናዝ የማነ አበርክቶኻ ዓቢ ኢዩ በርትዕ ጅግና ሕራይ ህድአትካ ስነ ምግባርካ ሐቅነት የድንቀካ ታሪኽ ንምጽራይ ትቃለስ አለኻ ናይ ሱውእ ጅግና ኪያር ዓሊ ዓብዱ ዝርዝር ጅግንነታዊ አበርክትኡ ዝፈልጡ ሰባት ተተቅርቡልና ጹቡቅ ኔረ
@ahferomgebremedhin3289
@ahferomgebremedhin3289 6 ай бұрын
ናዝ ኣብርሃለይ ክፍለ $50ሓምሳ ሽሕ ብር ካብ ጂብሃ ስሪቁ ንስድራቢቱ ሂብዎም ኢልካ አቲ ውድብ ኦዲተራት ኣይነበሩዎን ድዮም አዚ ኩሉ ዝባሃል ዘሎ ሓቒ አንተኮይኑ ንምንታይ ጀብሃ መሊሳ ሓላፍነት ወሲካቶ ንምንታይ ዘያኣሰረቶ you guys what you are saying is it's good to bee true,
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 6 ай бұрын
ምሳኻ እሰማማዕ። እሞ ናይ ጀብሃ ጸጣታ ወይ እቶም ሓለፍቲ ሰርሖም ይሰርሑ ኣይነበሩን ማለት'ዩ።
@tesfaldettesfamariam8310
@tesfaldettesfamariam8310 6 ай бұрын
ኣነ ኣብ ከባቢ ኣስመራ ዝዓበኩ ን62 ን961 ካብቶም ጽቡቅ ፍልጠት ኣለኒ ዝብል እዩ ጅግንነት ኣይፈጽምኩምን ኣይኮነን እትሕቶ ብ ጅ ኣብራሃለይ ግን ወዲእዋ እዩ
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet 5 ай бұрын
ጀነራል ኣብራሃለ ጅግና ኢዩ። ካባኹም ንሱ ይበልጽ። ንስኹም ሃድምኩም ቃልሲ ገዲፍኩም። ሃደመቲ
@mohammdali9169
@mohammdali9169 7 ай бұрын
ሓጺር ዝበለን ጽዑቅን እንተ ትግብርዎን ኣድማዕን ምኾነ
@berhanegabremariam4884
@berhanegabremariam4884 6 ай бұрын
ኣብ ናይ ኣብርሃለይ ክፍለ መግለጺ ቃል ማሕተት ሓቂ ይኾን ሓሶት ናቱ ናይ ባዕሉ ዝሕተተሉን ዝምለሰሉን ዝንቀፈሉን ዝናእደሉን እመበር ህዝባዊ ግንባር ወይ ተጋድሎ ሓርነት ዝሕተታሉን ዝጥቀሳሉን ኣይኮነን እዞም ውዕሎቶም ዝገልጽ ድማ ውዕለቶም ይገልጹ ኣለው ሰለዚ ህዝባዊ ግንባር ነዚ ከም ፖለቲካዊ ጎስጓስ ክጥቀመሉ ኢልካ ምጥማት ኣይግድን። ግን እንተ በቲ ወይ በቲ ሓደሸነኽ ንታሪክ ክትብርብር ዕድል ከፍቱ ኣሎ እኖሆ ወረቐት እኖሆ ቢሮ ።
@Tesfa325
@Tesfa325 6 ай бұрын
ሰላም ናዝ እንቓዕ ደሀይካ ሰማዕና ምሕረት የውርደልካ ምሉእ ጥዕና ኸአ ይምነየልካ. ካቦ ሕድራይ ጅግና ኸእ እንቓዕ ደሐን ደጊምካ መጻእካና እግዚአብሄር አዛብእ ዓዲሀሎ ጠፊኦም ጀጋኑ ተቃለስትና ኮይና ዓድና ንአትወሉ ዘበንየምጸአልና 💐💐💐
@hdebesai3033
@hdebesai3033 7 ай бұрын
እዋይ ኣቦና ናዝ እዛ ገዛ ሲ ደሃያ ጠፊኡኒ ኔሩ ለከ ኩነታት ጥዕናካ እዩ ኣምላኽ ምሉእ ጥዕና እግዚአብሔር ይሃብካ.. ነዊሕ ግዜ ኮይኑ ብፍላይ እዛ ሙዚቃ ማራ እየ ዝፈትዋ
@amanuelhabtai6037
@amanuelhabtai6037 5 ай бұрын
Wela kerew gahhh zeybl kursus Naz chenawi kalsie
@abduyassin
@abduyassin 7 ай бұрын
Missed your voices, Naz and Hidray. Very happy to see the channel re-instated.
@eritr
@eritr 7 ай бұрын
We appreciate all ur contribution and sacrifice you made for Eritrea 🇪🇷 but you should admit ELF political wing was corrupt, religious, thanks our independence was secured by EPLF.
@abduyassin
@abduyassin 6 ай бұрын
No one can deny, infact it's reality that our EPLF brothers had secured the Eritrean Independence. I don't agree with you that ELF was corrupt and religious. As the great Semere Fesahaye described, ELF represented the whole picture ("Messli") of the Eritrean society. Infact, they had unbounded democracy (as some fighters used to call it "Sidi Democracy", those days). The lack of discpline had lead to the inflitration of the EPLF intelligence, in which the EPLF was very skilled. Let alone the "Lewah Jebha", they were able to shake the Ethiopian regime to its core. That might have made the ELF less deciplined compared to the aggressive discpline of the EPLF, in which the life and diginity of their individual fighters was worthless. I believe this had helped, EPLF organsiation achieve their target.
@eritr
@eritr 6 ай бұрын
@@abduyassin ..thanks for ur thoughtful response. I personally had two brother in ELF and sister in EPLF (got killed in Nakfa war) .I believe ELF fighters did sacrifice for liberating Eritrea 🇪🇷 but their political wing had no clear vision but what makes EPLF fighters and leaders successful is their leadership and determination of building ONE Eritrea. I have huge respect for ELF fighters but not ELF leaders. Let me remind you one ur former leader Huruy Tela in one of his interview said he had a meeting in Addis Ababa during a no war, no peace with Military leaders of fake democracy exporters, this tells you leaders like him can sale the sacrifice and great history of Eritrea 🇪🇷 for their own acceptance by fake democracy exporters, who know may be they were doing the same in the 1960s, 1970s with the then different actors. What We, Eritreans 🇪🇷 inherited from EPLF fighters and leaders is to be ourself and never embrace imported democracy form neocolonialist. We Eritreans 🇪🇷 have huge respect for ELF fighters not leaders. We, Eritreans 🇪🇷 have won against all odds including fake democracy exporters, We are in the process of creating our own style justice( not imported democracy) where by all our people are going to be Economically self-sufficient. It is all about economic prosperity, but fake democracy exporters have been using fake democracy as a way to destabilize or removing leaders who only work their own people, they attempted to do that in Eritrea 🇪🇷, It did not work, we the people of Eritrea protected our history,.leaders and EPLF institutions. As a young brother of yours, keep telling us the good and sacrifice about ELF fighters but try not to defend the leaders and organization of ELF since we have seen them in our own eyes working with TPLF or allow so many religious organizations to grow in the name of democracy to destabilize the unity of our people and existence of our beloved Eritrea as a county. ELF leaders were cancer of Eritrea 🇪🇷 and are once for all gone. Thanks
@HagosAbebe-th9pf
@HagosAbebe-th9pf 7 ай бұрын
ብጣዕሚ መሳጢ ብቕዓት ብናይ ስነ ምግባርን ብባህሊን ስነ ስርዓቲን ኣባታዊ ክብሪን ስነ ፊልጠታዊ ዓቕሚን ዘሊዎ ሰብ ሰምዕካ ዘይትመንዎ ብትሑቲን ልዙብን ኣቐራርባ። የቐኒየልና ድምጺ ኤርትራ።
@tesfayezere6419
@tesfayezere6419 6 ай бұрын
ዝኸበርካ ሓው ሕድራይ፡ ክብረት ይሃብካ ንጅግና ኣብራሃም ተኽለ ምዝካርካ ፡ ሓደ ካብቶም ሓበንዩ። የቐንየለይ።
@mulugetaa532
@mulugetaa532 7 ай бұрын
ናዝ ፡ዓሊ ሰይድ ምስ ካላኣዩ ካብ ምባል ምስኡ ዝነበሩ ተጋደልቲ ኣስማቶም ክጥቀስ ነይርዎ ንኣብነት ገ/ሂወት ሕምብርቲ፡ ባቡር ብካርንሽም ዓዲ ሻኻ ገራ ዝበልካዮ'ውን ኣተኻኽል፡ ታሪኽ ስለዝኮነ
@romodanbarq1757
@romodanbarq1757 6 ай бұрын
ክቡር ናዚ ክቡር ተ/ጋ ሕድራይ ፍስሃን እንቋዕ ብደሓን መጻዕኹም ናዚ ድማ ምሉእ ጥዕና ይምኒየልካ ነዊሕ ግዜ ደሃይኩም ጠፊኡና ነሩ
@jacop5239
@jacop5239 6 ай бұрын
የቄኔልና ኣያታትና : እቲ ዘይጠልም ኣምላክ :እንቛዕ ዕድመ ሂቡ ነዚ ታሪክ ክትነጉሩና ኣብቃዓኩም እንበር ታሪክ ኣቦታትና :ንፋስ ይውሰዶ ኢላ: ትርጉም ኣልቦ ክትገብረና ዝሓሰበት ህግደፍስ: ወትቱ እዳቆረረት ክተርፍ እያ:❤
@teameneguse9717
@teameneguse9717 6 ай бұрын
Kulu felituken EU qoradid
@kibromsolomon5613
@kibromsolomon5613 6 ай бұрын
N General Abrehaley msakum yserh ayneberen ...slezi bzaeb'u kea ktneqfu aytkelun....Abrehaley ksab hji ab metkelu alo....nskum gn hadimkum kneskum jeganu ktmeslu teafru alekum....hferu!!
@2468justinbieber
@2468justinbieber 6 ай бұрын
ንባሻይ ክኢላ ከምዝነበረን፡ ሕጅ ዘለዎ፡ግን ከምዘይተጠቅመሉን፡መንፈዓቱ ኢዩ ገሊጽዎ ፡ ዘረባ ምቅማል ይመስል ዕላልኩም ።
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 6 ай бұрын
JEBHA HASAWIT HASAWIT HASAWIT ### NI NATSINET ERITREA INTETIQALESU NIERKUM AB REFERENDUM KETEFMXU NIERKUM HASEWTI.
@ariamemun9576
@ariamemun9576 6 ай бұрын
ሰላም😍🙏
@Teklezghi86
@Teklezghi86 6 ай бұрын
ስለምንታይ ብዝዓባ መስዋእቲ ጅግና መልኣከ ዘይትንትኑ። ወይስ ኣብ ቅትለት መልኣከ ኢድ ሃሊኩም ዶ ኾን ዩ?
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 6 ай бұрын
እንጣጢዕ ንዘርኣለና ጌርካያ ሕቶኻ
@Teklezghi86
@Teklezghi86 6 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 እንጣጢዕ ኢኺ ንርእስኺ
@Medribahri291
@Medribahri291 5 ай бұрын
ሓደራኻ ብዛዕባ እቲ ተባዕ ጀነራል ኣብራሃለይ እይተናኣእሶ ናብ ሻዕቢያ ሰለ ዝኸደ
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 7 ай бұрын
መርሓባ ናዝ የማነ፡ሕድራይ ፍስሓ እንቋዕ ብደሓን መጸኹም፡ ታሪኽ ተጋድሎ ህዝቢ ኤርትራ ምስ ዝወዓሉ ንምንጻር ትገብርዎ ጻዕሪ ብሓቂ ክብረት ይሃበልና። ገገለ ገርሀነይታት ንብጀ ኣብርሃለይ ዝምለስ ዘሎ ይመስሎም ይኸውን፡ እቲ ዝዓበየ ግን ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ እዩ። ብዙሕ ነመስግነኩም።
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 6 ай бұрын
😂😂😂 abey dea nerom segab hiji
@ChevCheliosMr
@ChevCheliosMr 7 ай бұрын
ከምቲ ሑሩይ ዚበሎ ሓደ ተጋዳላይ ብዘይ ፍላጥ ንሓደ ተጋዳላይ ኣንተ ቐቲሉ ንሹድሽተ ወርሒ ተኣሲሩ ብድሕሪኣኡ ይጥረዝ ኢዩ ዝብል።ስለምንታይ ዘተጠረዘ?
@sarahaile463
@sarahaile463 6 ай бұрын
Welcom Naz We missed you 👍💓😀🇪🇷👍
@benkal8062
@benkal8062 6 ай бұрын
ክላዋ ዕቁብ ኣረግቶት ፖለቲካ ይኣክለኩም ቤትክርስትያን ኪዱ 😄😄😄
@semharkahsay-uh4kf
@semharkahsay-uh4kf 4 ай бұрын
😂😂😂😂
@hailewolde1816
@hailewolde1816 6 ай бұрын
እዚ ሕልኽልኽ ዝበለ ናይ ማፍያ ኣሰራርሓ ኣብ ሜዳ ኤረትራ ይዝውተር ምንባሩ እዩ ዘብርሃልና። እቲ ዘሕዝን ክሳብ ሕጂ ይስርሓሉ ምህላዉ እዩ ።
@chelsea-pk8jq
@chelsea-pk8jq 6 ай бұрын
ኣብርሃላይ ክፍለ ዓቢ ሓላፊ አንከሎ ክቡር ተ/ሕድራይ ህዝባዊ ስርርዕ ሓላፊ ኣብ ከተማ ኣስመራ ስለዚ ኣቢ ፍልልይ ናይ ስራሕ ፍልልይ ኢዮ ኔሩ አም ናዚ መሕለፍ ግዜ ጡረተኛ ምኳን ስለዚ ዘገርም ኣይኮነን ኣብ ስራሕ ዘሎን ብድጎማ ናይ ረዲኤት ዝነብርን ቁዘማ ሕድራይ ምስ ኩሉ ክብረት ስቁ ንባዕሉ ክብረት ኢዮ።
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 6 ай бұрын
ክክክክ ጥፉሽ..ኣብራሃለይ ክሕስወና ስ ሱቅ ኢሎም ዘይሰምዕዎ ኢኩም ተጉርዑ ዘለኩም..ታሪኮም ስጋብ ዝኮነ ኩሎም በብሓደ..እታ ሓቂ ከምጽእዋ እዮም..ተጸበዩ!!
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 6 ай бұрын
ሱቕ ኢልካ ናይ chelseaኻ ግበር ወይ ከኣ ኣጻሓሕፋ ተማሃር። ጽሑፍካ ናይ 2ኣይ ክፍሊ ደረጃ እዩ።
@shunumii7214
@shunumii7214 6 ай бұрын
No rail road pass through Karneshim. The one you mentioned ran thru Asmara and stopped I think in Dem Sebai Anseba.
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 6 ай бұрын
You absolutely right.
@netsaseb6445
@netsaseb6445 6 ай бұрын
abrahaley jegna iyu kalsu ab awet zazimu natikum kalsi abey betsehe.
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 7 ай бұрын
አብከምዚ ዝበለ ፍሽለት ምውዳቁም ዘሕንዝን እዩ አምላኽ እኮ ነዚ ሪኡ እዩ ንህገደፍ ፈጢሩላ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 6 ай бұрын
ናዝ ብኽብረትካ ነቲ መድረኽ ነቶም ተረኽቲ ግደፈሎም: ሕቶኻ ኣሕጽሮ: ትሓቶ ሕቶታት ነቲ ትረኻ ንምምእዛን እንበር ብዛዕባኻ ከይኸውን ተጠንቀቕ። ኣብ ሞንጎ ብጽቡቕ ዝውሕዝ ዘሎ ትረኻ እንዳኣተኻ ቴሌፎን ክቕበልየ ተሳተፍቲ ከእትው እየ እንዳበልካ "ሽምካ?" "ካበይ ኢኻ ትድውል ዘለኻ?" እንዳበልካ ክትካታዕ መደብካ ተጓናድቦ ኣለኻሞ ትዕግስቲ ግበር። ኣብ ርእሲኡ ከኣ ናይ ኣስመራ ክልዓል ከሎ ምስቲ ዕላል ዘይከይድ ነቲ ቦታ ወይ ሰብ "ይፈልጦ እየ" እንዳበልካ ነቲ ታሪኽ ተባላሽወልና ኣለኻ።
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 6 ай бұрын
Ane equa comment eye zenibib, aysemon eye. Meselchewi eyu.
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 7 ай бұрын
Wow!! Hdray fissaha. Entay deA qdm zeyHaberkum lomi gasha mkuanu.
@wediere2238
@wediere2238 7 ай бұрын
ባባ ሕድራይ ጂግና ወዲ ሃገር እታ ዝተማብጸዕካልና መጽሓፍ ናይ ፈዳይን እባ ኣብ ህዝቢ ኣቕርባ በጃካ ታሪኹም ክንፈልጥ❤❤❤🙏🙏🙏
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 6 ай бұрын
Tay mo ke abselka yu ab awet zeybexhu
@eyorzeray7526
@eyorzeray7526 4 ай бұрын
There is no question general abrahaleye is a true hero like hadraye.I have asked gen.abrahlaye why weyane ዉግእ ከፊታ ብጋሽ and bever answered ny question becouse i was there personally with 71 ዐዲ ኢብራሂም ጋሽ።
@tesfaldettesfamariam8310
@tesfaldettesfamariam8310 6 ай бұрын
ኣብራሃለ ክፍለ ጅግና ብሉጽ ኤርትራዊ ኢዩ ትም ኢልኩም ልቁመጽመጽ ኣይትበሉ ሃደምቲ
@tesfayiyasu7130
@tesfayiyasu7130 6 ай бұрын
Tegadsly hiray buzuh tarik entelika tzareb B/Abrahaley zegatsomo yzareb alo jigna dima eyu bzaba hiruy tela Tariku nfeltso ena bzaba fedayn ztehaleke eyu ezom gatsetsenatst kumneger yblomn tarik entelika Tezareb kab hadid keytdlhats Tim yhaysh tarik hizbi Eritrea tarik entelika tzareb B/Abraley ntselaetu hizibi Eritrea reshineyio entebele kisegd aykonrn keydu bzaba btsetu gn buzuh akbrot eyu zelewo Tegadsly kubur Tekalssay eyu
@sirakaraya9659
@sirakaraya9659 6 ай бұрын
At the end shabiyaaa is winner 🏆
@kakutes4966
@kakutes4966 6 ай бұрын
selam hdray tekielka mexhaf xehafo mis kulu akbrot 4 netbi
@abcabc-r3f
@abcabc-r3f 7 ай бұрын
ሕድራይ ኣብርሃለ እዚኩል ዝገብር እንተየይሩ ሽዑ እንታይ ገርኩም ሕጂ እዚ ኩሉ ክሲ
@hiayabyesus2011
@hiayabyesus2011 6 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣቢይ በጃኻ ንኺሉ ዝገበርናዮ ሓጢኣትናን በደልናን፡ ይቕረ በለልና ምሕረት ግበረልና። ንኹሉ ግዜ ኣሎዎ፡ በትሪ ሓቅስ ትሓቕቕ እምበር ኣይትስበርብ ከምዝበሃል፡ ካብ ሰብ ክንሕባእ ንኽእል ንኸን ካብ እግዚኣብሄር ግን ክንሕባእ ክንክወልን ስይንኽሽልን ና። እቲ፡ ምዱብ ግዜ ናይ እግዚኣብሄር ይመጽእ ኣሎ፡ እቲ ንጹሕ፡ ብዘይ ጥፍኣቱ፡ ደሙ ዝፈሰሰሉ፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝንበረ፡ ኣብ ኤርትራ ኣብ ምሉእ ዓለም ዝንርብርን፡ ዘሎ ምስኪን ህዝበይ ፡ ደቅና ብዘይ ፡ ፍቕሪ፡ ኣቦ፡ መቐረት ናይ ኣቦ ከይረኣዩ፡ ኣዕቢና ኢና። ብዙሕ ነገር ኣሎ ኣብ ውሽጥና፡ ንነኢሕ፡ ግዜ ተሰኪምናዮ ንኸይድ ኣሎና። እቲ ቀስ እንዳበለ ኩሉ ክወጽእ እዩ። ፈትዮም ዘይኮኑስ እቲ ሓያል ኣምላኽ ንኽዛረቡ ፡ ፈትዮም ከይፈተዉ፡ ኸገድዶም እዩ። ገና ብዙሕ ክንሰምዕ ኦና፡ ምስታ ምዛረቦም ግን ንስሓ እንተዝኣትዉ፡ ጽቡቕ ነይሩ፡ ደም ክፉእ እዩ ፡ ሕልና ዘሎዎ፡ ሰብ ፡ ሕልናኡ እንዳወቐሶ፡ ናብ ጉድጓድ ካብ ዝኣቱ፡ ተገዲድና ኢና፡ ተጋጊና ኢና ምባል እኮ፡ ቀሊል እዩ፡ እግዚኣብሄር ምሕረት ይግበረልና። ደም ሰብ ኣየደቅስን እዩ። እየሱስ ዘለዎ ህይወት ኣሎዎ፡ እየሱስ ዘይብሉ ህይወት የብሉን። ኣቦየ ንገብሮ ኣይንፈልጥን ኢናሞ ይቕረ በለልና፡ ኣሜን።
@teameneguse9717
@teameneguse9717 6 ай бұрын
Mes abrhale mere kea tbel ,emo abrhale dea kabta merahta zetelemwa Jebha endu kulu qalsi elu mes yehwatu shaebya teqalisu naxnet amxuu,eska kea burger 🍔 enabelaeka ab Adi guana tbeki
@aronyonas7563
@aronyonas7563 7 ай бұрын
ሁሩይ እዩ ንዶ/ር ፍፁም እሞ ሽጉጥ የብልካን እንካ ናተይ ኢለ ሂበዬ ኢሉ ኢንተርቪው ጌይሩ ስሚእናዬ ቅድሚ 2 ቅነ
@hailetekle6023
@hailetekle6023 7 ай бұрын
ኣብርሃለ ኢቲ ሓቂ ተዛሪቡ።ኢንታይ ኢኩም ግበር ትብልዎ
@AronKahsay-p1m
@AronKahsay-p1m 6 ай бұрын
ኣቱም ወኻሩ ንመልኣከ ተኽለ ደቅተልኩሞ ንስኹም ኢኹም ኣብኮሮኮን ሓንቲ መዓልቲ ብዛዕባ መልኣከ ተዛሪብኩም ኣይትፈልጡን ዓብደላ እድሪስ ቀንጺልዎ ሓሰውዪ ኣብርሃለይ ክፍለ ክትብሉ መርየት ዓሪብኩም
@astermogos3105
@astermogos3105 7 ай бұрын
መርሓባ ሕድራይ እንቋዕ በድሓን መጻእካና...🎉🎉🎉
@Tv.senedNews
@Tv.senedNews 7 ай бұрын
Thank you Naz Yemane
@teameneguse9717
@teameneguse9717 6 ай бұрын
Burger nkbdom hawkum ketekafeeu meriet aribkum
@aemas3942
@aemas3942 6 ай бұрын
ክቡራት የሕዋት ስውእ ዓንዳይ ተኸስተ ኣበይ'ዩ ተሰዊኡ? ገለ ኣፍልጦ ዘለኩም ተጋደልቲ እንተለኹም ገለ በሉና
@sebkbur6019
@sebkbur6019 7 ай бұрын
ሕድራይ ጅግና ከብደይ ኢኻ ትበልዓኒ። ካብ መጀመርታ ክሳብ ሕጂ ተኸታቲለካየ ኣዚኻ ትሑት ብስነ-ምግባር ህዝብና ዝተመልመልካ ምዃንካ ቃላትካ ይነግረኒሎ። ተደንግጸኒ ዝበልኩኻ ድማ ዋና ጅግንነት ክነስኻ ትኩር ክንስኻ ነቶም ጀለግድ ብጀካ ብቐቢላኦም ኣድማስ ዘይርኣዮም ዓረብ ኢና ዝብሉን ነቲ መቃልስቶምን ኣማኒኦምን ክርስትያን ዝቐትሉስ እንታይ እዩ ሰዊሩኩም ዘይነቓሕኩም? እንሆ ድማ እታ ቀቢላዊት ርእሲ ደርሆ ለኪማትኩም ጠፊኣ ሓተላ ታሪኽ ኮይና። ቃልሳ ብቕትለት ጅግና መልኣከ ተኽከ ዛዚማቶ በኒና። ሕጂ ነቲ ቅሓር ኮይኑ ዘሳቕየኩም ዘሎ ቀላሊዕኩም ነቲ ወለዶ ተሞኩሮ ትህቡሉ ዕድመ እንበር ነታ ገስረጥ ቀቢላዊት ጸረ ክርስትያን ዝኮነት ጀብሃ ክትሸፋፍኑ ትሳቐዩ ምህላውኩም ይሓዝነልኩም
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 7 ай бұрын
እዚሕድራይ ዝባሀል ይፈልጥ ድዩ ጀብሀ 7መትሮ ከምዝተቀብረት እሞ ሕጂ ንብርህለ ንመን ኢዩ ዝኽሶ ዘሎ አበይ ነሩ ድአ እዚ ኩሉ ብዓል ሕሩይ ብሐሶት ካብ ወያነ፡ መሻርፍ ክቅበሉ ከልዉ አብቲ ዝብልዖ ዘይመጸስ ሕጂ ግዜ ምስ ዓረበ ይመጽእ እምበር ጅግና አብርሀለ ድአ ከበርካ ከመን አይወስድ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 6 ай бұрын
ካብዞም ሓሰማ ድሙራት ዲኻ???🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 6 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 እወ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 6 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 አብታ ምውቲ ጀብሀ ነረ እየ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 6 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 አፍልጦ እንተአለካ አብ ብሪገድ 64ደንከል ነረ
@Tesfaldet-r3t
@Tesfaldet-r3t 6 ай бұрын
@@weldenegodguad4974 ብግዜ ቦጦሎኒ ድማ አብ159 ንረ
@TedTewolde
@TedTewolde 6 ай бұрын
Weldai Kasmai was my child- hood friend
@teameneguse9717
@teameneguse9717 6 ай бұрын
Beadi endiken ketetqeeo deliken anten awrajawian
@teklehailu6924
@teklehailu6924 6 ай бұрын
ኣማኒኤሌ ስኑ ጉራማይለ ! ሓዋ ኒኢሬ ! እንዳበልና ንደርፈሉ ነይርና ኒ ወዲ ዑቀባይ ጅግና::
@teameneguse9717
@teameneguse9717 6 ай бұрын
Ewe jigna naxnet endu amxuu,eska entay gerka
@teameneguse9717
@teameneguse9717 6 ай бұрын
Henuq entay yewxee afraa,kkkkkk neni zmexe qetali elkum wediekumom ,kemakum kbdom aygfhen, burger 🍔 nay wexaii ayetalelomn
@danielmehari227
@danielmehari227 6 ай бұрын
ናዝ እትዮጰያዉያን እልካ ተዛረብ ካብ ሕድራይ ተማሃር ጀብሃ ሻዕብያ እሉ ዝፋላለ ኤርትራዊ የለን !!
@Soliyanlydya
@Soliyanlydya 6 ай бұрын
Kulu jigninet, jigninet eyu! Abi - nieshitey jigninet alo ele iyaminin.
@RussomTsegai
@RussomTsegai 6 ай бұрын
Nhdray keribka abti arestkha Wexika bzaeba abrahaley elka
@danielmehari227
@danielmehari227 6 ай бұрын
ናዝ ናብ ጀብሃ ሻዕብያ ክጠዉያ ደሊኻ ግን አብዩካ ከማኻ አብ አደባባይ ወጺአም እሩም ዘረባ ዝዛረብ የብዘሐልና ሕድራይ
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 6 ай бұрын
Abrahaley kifle was general wuchu helper during Masawa operation who captures 40 tanks and 4 generals . Also during gebha time he was a leader brged 77. So when hidray say Gen. Abrahaley was double agent its shame on you.
@hagerawitekkali4209
@hagerawitekkali4209 6 ай бұрын
እሰማማዕ!
@abrahaamanuel8000
@abrahaamanuel8000 6 ай бұрын
እዚ ከማን ንሱ ኮይኑ። ሕድራይ ትብሎ ዘለኻ ንእከለ ረሲዑ ንእገለ ዘኪሩ። እሱ ኣይኮነን እቲ ዘድሊ። ሓፈሻዊ ርእቱኡ እዩ ገሊጹ። ሰብ ድሰርሖ ካብ ምቁንጻብ ታሪክ እንተለኩም ግለጹ መሃሩና። ምቁንጻብኩም ሕስድናኹምን ሓንኳል ኣተሓሳስባኹም ኔው በሉልና።
@simonteclesenbet
@simonteclesenbet 5 ай бұрын
ሓታቲ፡ ዋጋ ዘይብሉ ዘረባ ኢኻ ትዛሪብካ። ሕድራይ ፍሳሃ ግን ኣብከምዚ ደረጃ ክትወርድ ጌጋ ኢዩ። ቃልሲ ገዲፍካ ተሰዲድካ ኢኻ ዘለኻ። ኣብራሃለ ግን ተቃሊሱ ዓወት ሒዙ ኣትዩ ኢዩ። ካባኹም ንሱ ኢዩ ተዓዊቱ።
@danielmehari227
@danielmehari227 6 ай бұрын
ርእሲ የብልካን ደፈረካ እምበር ካብ ሕድራይ ዘይትማሃር “እትዮጰያዉያን” ክብል ንሰኻ ግን ከም ዝፈለጥ “አምሓሩ አምሓሩ “ ትብል። ተጋሩ ወሎ አገዉ ጋላ :::; ከምዘይኮኑ መን ነጊሩካ
@zeb2531
@zeb2531 6 ай бұрын
ሕድራይ ከመይ ትኸውን፧ስውእ ፍስሃየ ወርቂ ስኒ ትፈልጦ ዶ፧ ብዛዓብኡ ክፈልጥ ምደለኹ።ንዓይ ናይ ቀረባቤተሰብ ኢዩ
@abrahamtekle7090
@abrahamtekle7090 6 ай бұрын
Fishaye solomon deyu
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 6 ай бұрын
ድሕሪ ናይ 75 ኣብ ልዕሊ ተጋሩ ዝነብረ ጥርጣረን ፍርሕን ንወዲ በላይ ትግራዋይ ሙዃኑ ጥርጣረታት ኔርኩም ዶ። ወዲ በላይ ኽ እቲ ኩሉ ስርሓት ንኤርትራ ሂወቱ ክኽፍል ዘገደዶ ኣዝማሪኖ ስለዝኾነ ድዩ? ኣበይን ብኸመይን ኽ ተሰዊኡ?
@meharigebre2366
@meharigebre2366 7 ай бұрын
Kulukum bzaeba Abrahaley bzeyka yetrtir zukone chibti yeblkumn
@eritreatesfaisenay9703
@eritreatesfaisenay9703 6 ай бұрын
ተ/ጋ ሕድራይ!! ኣብ ኣቐራርባኻ ኽብሪ ሰብ ኸምዘላኻ ስለዝተረዳኣኒ 'የመስግነኻ'!! ኻልእ "ታሪኺ ሰውራ Eritrea ንሓደ ኣይቐርቦ፡ንሓደ ኣይርሕቆ..!!" ዓይነት ዝብልኻዮ ሓሳብ እምብዛ ዝንኣድ ሓሳብ'ዩ። ኣብ ኣጸሓሕፋን ትረኻን without plus & minus ኽስንድ'ለዎ ዝብልኻዮ'ውን ሓቒ'ዩ። ስለ'ዚ ኣብ ምጽሓፍን ምስናድን፡" Edit" ኣብ ምግባር ታሪኽ ሰውራ Eritrea ሓደራ ደው ኣይትበል ዝብል ርእይቶ ኣሎኒ።
@kiflesolomon6333
@kiflesolomon6333 6 ай бұрын
MFRIRAH AYKONENSI AB XAEDA XEHAY SEB TIQETLU NIERKUM PLEASE AYTEHASWU?? QENDI NISKAN EKA QETALI MKNYATU HASAWIN QETALI KULOM HADE EYOM!
@abrahamtewelde3392
@abrahamtewelde3392 7 ай бұрын
Ab tikuo ayneberkun indabelka naka memzenika eu
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330
@ghenetwoldeiesusmenghistu3330 7 ай бұрын
Men U Abrahaley Kifile? HASAWI Nay ISEIAS SEYTAN ETIOPIAWI 👎😭😭 Thanks Hidray and Naz 🎉❤️🙏🙏
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 7 ай бұрын
ቆቃን ኣረጊት ጋሕባ፡ መራሕትኪ ጀብሃ ሱዳናውያን የዕራብ ይመርሑኪ ነይሮም። ኢሰያስ ግዳ ዓድን ዓውድን ዘለዎ።
@snaytfukad9523
@snaytfukad9523 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@gegura478
@gegura478 6 ай бұрын
Bi zikhone abrehaley yibelo ayibelo tarikh hizbi eritrea eyu meskerem 1961 kab tikhiber Haliya eti tarikh nay hizbi eritrea eyu emo hagerawi erqi kigiber hisebu emo eti qalsi hizbi eritrea kab 1961 jemiru kisined alewo mikhinyatu hizbi eritrea waga sle zikhefelelu belash kitefie yeblun
@yiho3837
@yiho3837 6 ай бұрын
እታ ታሪኽ ምሰ ሐሙሽተ ርእስኻ በቲ ዝተርኽበ ናይ ደም ሰብአይ ጸገም ዘይምስምማዕ ዝተረኽበ ጸገም አብርሄት ናይ ረድዮን ከምኡ ጡዑምዝጊ ዝተባህሉ ተጋደልቲ ሕዝካ መስለኒ ንሶማል አተቲኹም ሰሚዕና አሰስኪ ቀጽለለና ባዕልኻ ዝኾነ ኮይኑ ከፋልጠካ ናተይ ቅድሚ አብርሀለይ ዝነበረ ከምኡ ውንመልአከ ተኽለ ነታ ሰርዒት ኢንግላብ ከይገበረላ አነ አብ 62 ዘይኮነ ምስታ ሐንጻጺትን ፈጻሚትን አካል እየ ነይረ ምስ አብራሀም ተኽለ ዓንደለ እየ ነይረ ብዝኾነ ቴሌፎንካ ወሲደ አለኹ።
@klant17denbosch44
@klant17denbosch44 7 ай бұрын
ኣቱምሰባት ኣርባዓን ሰለስተን ዓመት ክትሕሱዉን ክትቁዙሙን አንታይ ንገብራለና ኢልኩሚኹም ታሪኽን ህዝብን አርትራኮ አንዳጋሓፍ ኣአትዩኩምዩ ፓምፐርኩም ቀይርኩም ዘይትድቅሱ ጋሓፋት ናይታሪኽ
@HaraGhirmai
@HaraGhirmai 7 ай бұрын
Kid suq bel....kebdu teregixu kHsu zmexe...wwkil Isayas Abrahaley iyu....nay Etiopia luukat njeganu Ertra keTfiu ztelaEku
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 6 ай бұрын
እዚኦምሲ ኣብ ገዝኦም ኮይኖም ባምኘሮም ይቕይሩ ኣለው። እቲ ዘገርም ግን እቲ ብዛዕባ እቲ ኣብ ልዕሌኻ እንዳሸነ ምሸት ምሸት ባምኘር ዝቕይር ዘሎ ጎይታኻዶ ክብሎ ዋላስ ኣምላኽካ እቲ ኢትዮጵያዊ ኢሳያስ ዘይምዝራብካ እዩ
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 6 ай бұрын
@@weldenegodguad4974😂😂😂 emo kid awredo abotatka ab redio nin kem deblu gerwom
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 6 ай бұрын
@@HaraGhirmai😂😂😂 kab dege hadimu meas interview geru naxnet abxyu ko yu ab seltan dew elu zelo
@yiho3837
@yiho3837 6 ай бұрын
አቲ ሰውእ አርአያ ኤሩ ይብሀል
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw 7 ай бұрын
ብዛዕባ ናይ ኣብርሃለይ ዝበሎ ኢልካ ከም ኣርእስቲ ወሲድካ ካብ ምዝራብ ናትካ ኣርእስቲ ሒዝካ ምትንታን ዝሓሸ ነይሩ። እቲ ዝደለ ንወተሃደራዊ ፍጻሜታት ምስ ፖሎቲካዊ ምዕባሌታት ኣተሓሒዝካ ምቕራብ ኣገዳሲ እዩ፥ ብዝተረፈ ትርጉም ናይቶም ፍጻሜታት ንምርዳእ ኣጸጋሚ ይኾውን። ሓደ ካብቲ ናይ ኣብርሃለይ ጉዳይ ደዛርብ ዘሎ ፖሎቲካዊ ጉዳያት ደፊሩ ምዝራቡ'ዩ። ቡዙሓት ናይ ጀብሃ ፈዳይን ዝነበሩ ንወተሃደራውን ጸጥታውን ፍጻሜታት ፈሊኻ ምዝንታው ዝመርጽዎ ኣገባብ እዩ። ዘይምፍላጥ ከይባሃል ቡዙሓት ኣብ ዝለዓለ ሓላፍነት ዝነበሩ ከም እኒ ተጋዳላይ ዓብደላ ሓሰን ንብዙሕ ዓመታት ዝሰርሑ ብህይወቶም ኣሎዉ፥ ከም ሓላፊኡ ዝነበረ መጠን ንናይ ኣብራሃለይ ጉዳይ ክምልስዎ ብብቕዓት ካብ ዝኽእሉውን ንሱ ነይሩ።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 7 ай бұрын
@newvisionafrika-wq2sw ዓብደላ ሓሰን ዓሊ ኣብቲ ጉዳይ ጸግዒ ናይ ብ /ኣብርሃለይ ከምዝነበረ እዩ ዝርድኣኒ ፤ ፍቃደኛ ኮይኑ ተዘክሮኡ እንተዘካፍል ግን ታሪኽ ንምንጻር ምሓገዘ ነይሩ ።
@sebkbur6019
@sebkbur6019 7 ай бұрын
መቸም ኣብዘይውዓልካሉ ምፍራድ ጌጋ እዩ። ግን ከኣ ትረኻታትን ጽሑፋትን ዛንታታትን ከምእንግንዘቦ ፡ ጀብሃ ክልተ ፈጺሞም ዘይሳነዩ ኣተሓሳስባታት ኔሮም። ንሳቶም ድማ- 1 ጀብሃ በቶም ኣዝዩ ድሑርን ጸማምን ናይ ኣስላም ኣኽራቲ ኣተሓሳስባ ዝተመረዙ ከቢድ ጽልኢ ኣብ ክርስትያን ብዝነበሮም ሰባትን ጽልውኦምን። 2- እቶም ትግርኛ ምሁራትን ሓረስቶትን ኣድማሳዊ ኣተሓሳስባ ብዘለዎምን ከም መገዲ ባቡር ብማዕረ ሚዛኖም ሓልዮም ነታ ብዙሕ ቶናት ዝጸዓነት ባቡር ካብን ናብን ተሰኪሙ ዘገልግል። እዚኦም ድማ ተሳንዮም ክሰርሑ ዝሕሰብ ኣይኮነን። ከምዚ ክብል ከለኹ ኣዝዮም ኣድማሳያውያን ንቑሓት መራሕቲ ካብ ኣስላም ኣብ ጀብሃ ኣይነበሩን ማለት ኣይኮነን። ጽልኦም ኣብ ትግርኛ ዝምስክሩ ኣባላት ጀብሃ ብዙሓት'ዮም። 1 ኣበድ ተስፋይ 3 እቲ ኣብ ባረንቱ ነተን ኣጣል ምሰኸስተነን ንምንታይ ሓበሽ የኸስትኑወን ኢሎም ኣብ ጥይት ምምዛዝ ምብጽሖም። መቕተልቲ መልኣከ ተኽለ። መቐተልቲ ናይቶም 350 ክጋደሉ ዝመጹ ንጹሃት ምሁራት ናይ ኣዲስኣበባ ደቂ ትግርኛ። መቕተልቲ ትግርኛ ብማሕሙድ ዲናይ ኣብ ቁሓይን መቕተልቲ ትግርኛ ሓረስቶት ኣብ ተኾምብያ 57 ትንፋስ። መቅጠልቲ ምሁራትን መራሕቲን ብዓል ወልዳይ ግደይ ኣብ ከሰላ እቲ ዘሕዝን እቶም ትግርኛ ምስጀብሃ ዝነበሩ ከመይ ዝበለ ዝግመት ሓንጎል'ዩ ኔሩዎም ይገርምዩ። ኣብ ተሃዳይ ብ25 ጥይት ብዓብደላ ክሳብ ዝርሸን በቶም ቅድሚኡ ዝተረሸኑ ትግርኛ ዘይምምሃሩ ዝገርም ናይ ታሪኽ ኣጋጣሚ'ዩ። እዚ ክብል ከለኹ ህዝባዊ ግንባር ንጹሕ ኔሩ ማለተይ ኣይኮነን። ብርግጽ ግን ብብሄርን እምነትን ጾታን ግን ህግ ረሺኑ ዝብል ኣይሰማዕኩን። ስለዚ ነቲ ሓቂ ግለጹ ሸፋፊንካ ዝኸይድ ነገር ግርም ኣይኮነን ጀብሃ። እቶም ትግርኛ ብልቦም ንሓንቲ ኤርትራ ይቃለሱ ኔሮም። እቶም ቀቢላውያን ግን ንዓረባዊትን ኣስላማዊትን ኤርትራ ይቃለሱ ምንባሮም ስርሖም ይምስክረሎም ኣሎ። ክንደይ ትንፋስ ትግርኛ ኣሕሊፎምዮም።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 7 ай бұрын
@@sebkbur6019 ኣበሃህላኻ ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ኣይኮነን ፡ ከመይሲ ኣነ ንባዕለይ ዝምስክሮ እዩ ናይ 1966 ተጋዳላይ ነበር ኮይነ ብ1967 ኣባል ናይታ ብወልዳይ ካሕሳይ ትምራሕ ዝነበረት ሓሙሸይቲ ክፍሊ እንከለኹ ሕሻል ዑስማን ምክትል ሓለፊ ነበር ዕስራ ዝኾኑ ሓደሽቲ ክጋደሉ ዝመጹ ክርሰትያን መናእሰይ ደቂ ከበሳ ኣሰቃቂ ብዝኾነ ማሕረድቲ ኣጥፊእዎም እዩ ።
@tsigeasfaha9942
@tsigeasfaha9942 7 ай бұрын
​@@sebkbur6019እቲ ዝዓበየን ኣብ መዋጽኦ ዘይብሉ ረግረግ ዘእትወካን ሐጥያት፡ ከምዚ ናትካ፡ ንሓደ ሕብረተሰብ ወይ ክፋል ሕብረተሰብ በልማማ ምፍራድ እዩ።
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 7 ай бұрын
@@tsigeasfaha9942 ኣይ ዕደ ኣንስቶም ደኮን ኔርኪ፡ ንሱ ንኩሎም ኣይበለን ዝበዝሑ ኣብቲ መሪሕነት ዝነበሩ ንሱ ማለት ዓረባውን እስላማውን ዝንባለ ዝነበሮምን እዮም ነይሮም። ኣብ መወዳእታ 70ታት ተራ ተጋደልቲ ብደቂ ትግሪኛ ምስተዓብለለ(70%-80%) ፋሕ ከብልዋ ውጥን ነርዎም እዩ። ብከምኡ ኢኩም ሃዲምኩም ሱዳን ዝኣተኩም። ሃደምቲ 😂😂
@haileteklemar5698
@haileteklemar5698 7 ай бұрын
ግቡኩም ፈዘምኩም ጅጋኑ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 7 ай бұрын
ሓደ ፍሉጥ ሓቂ ኣሎ! ንሱ ድማ መሪሕነት ሻዕቢያ ናይ ጉሓሉን ሰረቕትን ቀተልትን ምትእኽኻብ 'ዩ።
@asmarah3174
@asmarah3174 6 ай бұрын
ጉሒላ ደኣ ሃገርዶ የምጽእ ኮይኑ? ወይ ሸፊቱ ይተርፍ ወይ ድማ ኣሜርካ ይፍርጥት፡ ስለዚ ክጥዕመናን ክንበልዕን ተሰዲድና ነብስና ፈቲናስ ነቶም ሓለውቲ ሃገር ከነቖናጽብ? ኣበይ ኮይንና? ኣብ (ዊፊ ?)መን ኽሓፍረልካዩ?
@eriafrimedia9487
@eriafrimedia9487 6 ай бұрын
kkkkkkkkk 😂
@TesfatsionHaile
@TesfatsionHaile 7 ай бұрын
Chew zeyblu nekefeta
@gbm5905
@gbm5905 6 ай бұрын
ቆዘምቲ
@weldenegodguad4974
@weldenegodguad4974 6 ай бұрын
ቆዚማ ትጥፋእ እኖኻ🤣🤣🤣🤣🤣
@kabiefrem5824
@kabiefrem5824 7 ай бұрын
ናይ ጀብሃ ፈዳይን ጨካናት ብዘይ መጠንቀቅታ ኣብ ልዕሊ ሰላማውያን ህዝብና ትፍጽሞ ዝነበረት ቅትለት ስራሕ ናይ ጅሃድ እዩ ነይሩ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 7 ай бұрын
ጀብሃ ብዘይ መጠንቀቕታ ኣይትቀትልን'ያ፡ ብሕጊ ኢዩ ዝሰርሕ፡ ሰለስተ ግዜ መጠንቀቅታ ይወሃብ ተዘይ ተኣሪሙ ከኣ ስጉምቲ ይውሰደሉ'።
@hailewolde1816
@hailewolde1816 7 ай бұрын
​@@ቀንዴልሓርነት ጀብሃ ብዙሓት ንጹሃት ደቂ ሃገር ለኪማ እያ ኣብ ጉሓፍ ናይ ታሪኽ ተደርቢያ
@mohammdali9169
@mohammdali9169 7 ай бұрын
ነቶም ጀሳውስ ከይተረፈ የጠንቁቁ ኔሮም ስለሓሳዊ ቤተሰብካ ዶ ቀቲለሙልካ ኢዩም
@mohammdali9169
@mohammdali9169 7 ай бұрын
@@hailewolde1816ወዲ ጃሱስ ዲኻ
@ቀንዴልሓርነት
@ቀንዴልሓርነት 7 ай бұрын
@@hailewolde1816 ጀብሃ መንግስቲ ዪ ኔሩ፡ ኩሉ ዝግበር ንጥፈታት ከኣ ብሕጊ ይውሰን፡ መሲሉኒ ብጥርጠራ ንማንም ሰብ ኣይትንክፍን ኢኻ፡ ገበን ዝገበረ ብናይ ጸጥታ ኣካላት ይምርመር፡ ብውድብ ደረጃ መጠንቐቕታ ተዋሂብዎ ካብ ጌጉኡ ዘይእረም ጃሱስ ከኣ መስጣ ዘሳቀዮም ንጹሃን ህዝብታት ጽጥሕ የብልዎ ኔሮም፡ እዚ ንሕና መንእሰያት ተቃለስቲ እውን ነዞም ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘይተኣደነ ገበን ዝፍጽሙ ዘለው ግዜ ኣብ ንረኽበሉ ክንግትቶም ኢና ።
How many people are in the changing room? #devil #lilith #funny #shorts
00:39
ТВОИ РОДИТЕЛИ И ЧЕЛОВЕК ПАУК 😂#shorts
00:59
BATEK_OFFICIAL
Рет қаралды 7 МЛН
Tv Sened Eritra BG Tekeste Haile Interview Part 15      May 1- 2021
1:26:18
Tv Sened Eritra
Рет қаралды 53 М.
Tekle Adhanom - Nostop Relaxing Music (Eritrean Music)
1:06:59
Eritrea Naz Yemane programme Silla Tekle EPLF underground member Asmara.
1:45:19
ንቑሕ ወለዶ፡ሙሉእ ትሕዝቶ ቓለ መሕተት ኣማኑኤል ሳህለ 28/11/2024
4:05:32
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 2,3 М.