VOICE OF ASSENNA: ስሙናዊ ፍጻሜታት - መልእኽቲ ናብ 1ይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣቢይ ኣሕመድ - Tuesday, Dec 18, 2018

  Рет қаралды 41,344

ASSENNA

ASSENNA

Күн бұрын

Пікірлер: 153
@elsagebrehiwet6295
@elsagebrehiwet6295 5 жыл бұрын
ኣየየ በጃኹም እንዶ ዓድና ዶክተር ኣቢ ዶ ካልእ ገዲፍና ነዚ ጠላም ኢሳያስ ጉሕፍና ወነንቲ ሃገርና ዘይንከውን ማንም ደንጊጹ ዝህበና የለን ስለዚ ከመይ ሰሚርና ናይ ሓባር ሓይሊ ነቅውም እንተንሰርሕ የሓይሽ
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 5 жыл бұрын
ናይ ብሐቂ ለባም ኸምዚ ዝኣመሰለ ርኢቶ እዩ ዘድልይ ወያኔ ዶ ኣብይ ንዓና ዘርብሕ ኣይኮነን መሬት ብዘይ ህዝቢ ይትረፍ ህዝብና ህዝብና ህዝብና
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Eso eyy mefthi rntezykoyno abe gal mengadi kolel kinbl ena
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
ኢሳያስ ምስጥራቱን ሕልሙን ሒዙ ኣብ ቀረባ ናብ ጉድጓዱ ካአቱ እዩ አንተ ብሓይሊ ኣምላኽ እንተ ብሓይሊ ብሰብ። ናይ አቢይ ይኹን ናኢትዮጵያውያን ሕልሚ ከአ ደየቛርጽን ደይትግበርን ኩሉግዜ ኤርትራዊ ድዕሽ ክንብሎ ዘይግቦኦ ዘልአለማዊ ጉዳይ አዩ።ምኽንያቱሲ ኩሉግዜ ጎረቤትና እዮም።
@ibrahimmohammed9536
@ibrahimmohammed9536 5 жыл бұрын
ሬድዮ ኣሰና ስለምንታ ናይ ኣብራር ዑሰማን ሓያል በለቲካዊ ሓዘል ዘለዎ ዘማታት ዘይተቃልሕ ወይስ በለቲካዊ ፋልልይ ስለዘሎ ልክዕ ከምቲ ህግደፋ ዝኽተልዎ ዘይርዓሞም ሰብ ምግላልን ምንእኣስን ካብኡ ሓሊፉ ድማ ክኹንንዎን ዕድል እንተረኸቡ ተሕተ ሃገራውነት ኢኻ ብምባል ብምውንጃል ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዘብለዩ ኣሽሓት መንእሰያት ዘሕቀቀ ስርዓት ህደፋ ዝኽተሎ ሜላ ይመል ፡ ድጉል ኣካይዳ ህግደፋ ዳግማይ ዝድገም ዘሎ ይመስል፡ኣሰና ደግማ ሕልናዊ ዕርበትኩም ዳግማይ ብምፍታሽ ዓሌት ፡ ሃይማኖት፡ ብሄር፡ ወጊድ ብምባል ነቲ ብማዕረ ዝተቃለሰ ህዝቢ ኤርትራ ብማዕረ ኣአንግድዎ ፡ የቀንየለይ
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
እዚ ሓሳብካ ትምኒት ኩልና አዮ ዓሌታዊን ሃይማኖታውን ምጉጅጃል ኣጥፊእና ብሓንሳብ ሓቢርና ክንጥርነፍን ንመሰል ደቂሰባትን ፍትሕን ዲሞክራድን ብማዕረ ተእንግድ ሓዳስ ኤርትራ ንምምጻአ አዩ። ስለዚ ንጹል ኣታሓሳስባ ኩልና ብውልቂ ክንቃለሶን ክንጉስጉሶሎ ይግባኣና።
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
Sofia Tewlde THANK YOU!!!! That is good message to Dr Abiy. I just heard what's in my stomach. What about those who support Isaias. It's embarrassing to think they do not know him.
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Kkkkkk.. NAY LIBIKA ZEYKONES NAY KEBDIKA!!! Kkkk eti hasot abzihkumula newihuwa baebae ila tehanika ketemilis kurub terifuwa,ntigray nmidigaf diu angerer tibil zela meskineyti? Kkkkkkkkkkkk
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
@@tigerlion4041 Awko yetga bikeskesut aysemam. Ezi kulo sedet zibahal zelo hasot eyu nenebska tetalela tikel kulu tebarabiru alo bzika awragawin tikmegan.
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
@@tigerlion4041 Robot serah China. nab febrika kidkom metereray kigberelkom alwo 27 amet mshak gorbetnan specially nasenetna menziena ziwesednayoum koina 27 amet nehade merahi tetake dika wala yetref ezis xebok zigebere merahi keman seltan kerekeb alwo kabti zihase zihase kia kimxe slezikel. Entay xebuk reka ika ima kitetakie bzika berseten xebeban werdeten. WEDKET NE ESAYASEN NE DR ABEY.
@BtctoMoon101
@BtctoMoon101 5 жыл бұрын
ብጃኹም መሓሩና ሕጂ ን ዶክተር ኣቢ እንታይ ግበር ትብልዎ ኣለኹም ፈቲና ጸልኢና ባዕልና ኤርትራውያን ክንኣልዮ ኣለና. በጃኩም ቅጭ ሕርሙ ብብዝሒ ገዚእና ናብ ኤርትራ ከም ዝኣቱ ንግበር ሽዑ በትሪ ኣብ ኢድካ ተመን ኣብ ትሕቴኻ'ዩ መንእሰይ ይኹን ብ ሓፈሻ ህዝቢ ኤርትራ ዒፍ ኢልዎ'ዩ ዘሎ። ንሱ ወጊሑ ጸቢሑ " ንዕቀቱ" ኣርእዩና'ዩ
@GoytaDembiya
@GoytaDembiya 5 жыл бұрын
መፍትሕ ፀገም ኤርትራ 1 እያ። ምቅንፃል ኢሳያስ። ኮለል ኣይንበል
@tesfayabraham3488
@tesfayabraham3488 5 жыл бұрын
Kemey tikonu kubrat medeb radio assenan teketatelti medeb assenan .ane kihato deliyo zeleku Ayneta mihretab dihan diu zena yenibib neru hji gin tefiuna zikal ente koynu kunetatu kin felit midelena ?
@belid2010
@belid2010 5 жыл бұрын
√√√ ሓቂ ዘረባ √√√
@hanaphoto1646
@hanaphoto1646 5 жыл бұрын
ሩሑስ ሐድሽ ዓመትን ሰላም ቅሳነት ንህዝቢ ኤርትራ ወድቀት ካኣ ነቶም ህግደፍን ኣብ ወጻኢ ኮኖም ንሕና ንሱ ዝብሉ ደናቁር ናይ ረብሐ ሰባትን ዝጋላገለሉ ዓመትን ይግበረና ኣመን ኣመን ኣመን
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Amen teome afo....kem.afeka ygenerlna
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
ኣሜን
@selam7603
@selam7603 5 жыл бұрын
Hana Photo AMEN AMEN AMEN thank you very much for you to
@asmeraeritrea3015
@asmeraeritrea3015 5 жыл бұрын
Amen Amen Amen yibelo zahaftey.
@berhantsibahberhanu620
@berhantsibahberhanu620 5 жыл бұрын
our president is not interested in resolving our Eritrean issue for his vision is spreading his one East Africa GVT that is similar to the European parliament. he is determined to use Eritrean resources and power to make sure his vision gest established before he loses his health and would make sure his son Abraham continue his legacy and complete his vision. he had this vision way back when he was in meda but never shared this idea with the rest of his colleagues for he knows they would not agree with him. he is the kind of person that never stops till he gets what he wants at all cost. it is up to the Eritreans whether to let him do his vision or stop him and do our vision, which is developing our own country first and foremost then help the neighbors if we have the wealth and time.
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
That's right!!!! He never care about Eritreans he just dream to be dominant and have a huge influence in East Africa.and to get acceptance handover Aseb port to Ethiopia. we need Urgent unity to stop dictatorship.
@guuihujiurtyyh6585
@guuihujiurtyyh6585 5 жыл бұрын
ሰላም ንዓኩም ኣዳለውቲ ኣሰና ብዝያዳ ክኣ ንኣማኒኤል እያሱ #ካልኣይ ኣብ ናይ ሎሚ ዜና ዘስምዓና ሓዱሽ እዩ ዝመስል ኣብ ንባቡ ክብርትዕ ከም ዘለዎ ይላበዎ። ዓይነታ ምሕረትኣብ'ከ ናበይ ኣበለ ?
@entertainment-yf7je
@entertainment-yf7je 5 жыл бұрын
Welcome back *ASSENNA*
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
🔊ሃየ ደቂ ኤረይ ንመሳሰኒ ኣሰና ኢደይዶ ኢድካ ንበል፡ማሕበርካ ቦኸረ ሻራኻ ተሳዕረ ኣይበሉኻ ።🔊
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkk...kindey zikona mechremi kimekleka iyu amaniel guhila dea.....kkkkk Mahberkan sharakansi getimnayo alena hugurey weyanay mearey...kkkkkkkkk
@jellarjellar4622
@jellarjellar4622 5 жыл бұрын
@@tigerlion4041 ንስኻ ቦታኻ ምስ ጋዕጋዕዜን እዩ
@tsegaygoytom8339
@tsegaygoytom8339 5 жыл бұрын
ሶፍያ የቀንየልና ብልክዕ ክውነትን ድሉአትን ባህሪ ኢሰይያስ፡ኣካይዳ ኣቢ ኣሕመድን ገሊጽክዮ።ምኽንያቱ ህዝቢ ኤርትራ ካባይ ጀሚርካ ለውጢ ካብ ኢሰያስ ቀቢጽና ፡ካብ ኣቢ ኣሕመድ ኣንቢርና ምንባርና ዩ።ሕጂ ግን ኣቢ ኣሕመድ ኣይ ኮነን ንዓና(ህዝቢ ኤርትራ) ሰላም ክመጽኣልና ንህዝቢ ኢትዮፕያ ከማን ብዓሌትን ሃይማኖትን ከፋፊሉ ከፋልሶ ይርኤ ኣሊ።ደቂ ገርሂ ልባ ኬና አንበር ደድሕሪ ኣድጊ ዝኸደ ሃሃ አንተ ዘይ ለመደ ጥራጥ ግን ግድን ከም ዝበሃል፡ብስራጅ ኡሰያስ ዝሕጎስ ሰማይ ስራሕ ክሰርሕ ምጽባይ ፈጺሙ ዘይ ከኣል ዩ።ኢሰያስ ውን ጻውዒት ሰላም መንግስቲ ኢትዮፕያ ምቕባሉ ካብ መጥቃዕቲ ኢትዮፓይን ተቃወምቲ ኤርትራውያንን ስለ ዝፈልርሐ አንበር ሰላም ስለ ዝደለየ ኣይ ኮነን።ኣቢ ኣሕመድ ዘይ ኮነ ኢሰያስ ዩ ንኣቢ ቀይርዎ ኣብ መጀመርታ ክሳብ ትደሉ ፖሊቲካ ንምኽሳብ ጽቡቕ ትገብር ጃይልኻ ምስ ኣደልደልካ ግን ነደኻ ማይ ውረድላ ትብሎ ካብ ዝብል ኡኩይ ዕላማ ኢሰያስ ምኽታልካ ናይ ሕጂ ኣካይዳኻ ዩ ዝምስክሮ። ኣብ መወዳአታ ክብሎ ዝደሊ ህዝቢ ኢትይፕያ ኣካይዳ ኣቢ ኣሕመድን ምአታው ኢድ ኢሰያስን ሰላም ከም ዘይ ህበኩም ተአአዲአኩም መምገደ ሰላም ክት ሕዙ ኣለኩም።ኢሰያስ ከም ሃዋርያዋ ትገልጽዎ ንዙሓት ኢትዮፕያውያን ኣለኹም አዚ ግን ካብ ሓቂ ዝረሓቀ ንወያነ ስለ ዝጸልኤ አንበር ፡ንኢሰያን ካብ ህዝቢ ኤርትራ ንላዕሊ ስለ ትፈልጥዎ ኣይ ኮንኩምን።ነዚ ዘዕበዮን ኣብ ክስልጣን ክሳብ ሕጂ ክጸንሕ ከም ዘለዎን ዝገበረ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ዘይ ተመነየ ንህዝቢ ኢትዮፕያ ስለም፡ክምነ ኢልካ ምሕሳብ ፈጺሙ ዝካኣል፡ኣይ ኮነን።
@zemen4935
@zemen4935 5 жыл бұрын
Welcome assenna
@amanandom988
@amanandom988 5 жыл бұрын
Abu mixnihomwin tirgum yeblun. Eti mihdera hijiwn abtihti ethiopia eyu zelo wala badmewin. Kihinxex alewo dobna. Ertrawyan esurat kifitihu alewom. Agelglot nab 18 werhi bhigi kimiles alewo
@sologrande2521
@sologrande2521 5 жыл бұрын
Eti xegem eko iseyas aforki eritrawi sle zey kone eu telagixlna ena ezi arawit
@binyamnrayo5288
@binyamnrayo5288 5 жыл бұрын
ረድዮ ኣሰና ብሓፈሻ ብፍላይ ድማ ኣማንኤል እያሱ ትገብርዎ ኣበርክቶን ጎስጋስን መስካሪ ዘድልዮ ኣይኮነን ኣነ ድማ ሓደ ካብቶም ኣብ ውሽጥ ዓድ ከለኹን ሕጅን ተኻታታሊኹም እየ። ኣብዝ ናብ ዶክተር ኣቢ እንዳበልኩም ትሕልፍዎ ዘለኹም መልእኽት ግን ሞራል ዝህብ ዘይኮነስ ሞራል ዝሰብር ኮይኑ ተሰሚዕን እንታይ ክንድዝ ምኒን ዶክተር ኣቢ መራሒ ኢትዮጵያን ህዝብ ኢትዮጵያን እምበር ሽግር ህዝብ ኤርትራ ክፋትሕ ዝመጽኤ መራሕ ኣይኮነን። ስለዝ ግዜኹም ህዝብ ካብት ወዲቕዎ ዘሎ ትሕተ ሃገራውነት ክውጽእ ዳኣ ጎስጉሱ እምበር ዓሰርተ ግዜ ምሽክንክን ዶክተር ኣቢ እንዳ በልካ ዓቕሚ የብላንን በጃኻ ምሳኻ ሓዊስካ ኣማሕድረና ኮይኑ ይስማዓካ። መኽንያቱ ሓንሳብ ተሪር መልእኽት ነዝ ብህዝብ ኤርትራ ዘይፍለጥ ውዑላት ኣብ ናይ ጽባሕ ኤርትራ ውድቕ ምኻኑ ኣትሪርካ መርገጽኻ ምንጋር እዩ ዝድለ። እምበር ዶክተር ኣቢ ኣብ ኤርትራ ኣብ ሶማል ኣብሱዳን ኣብ ጁቡት ዘሎ ሽግራት ክፈትሕ ከምዝመጽኤ ከምዝ ኢልካ ከምዝ ኢልካ ዘረባ ኣይኮነን እሱ ንህዝቡን ሃገሩን ዘርብሕ ስራሕ ካብ ምስራሕ ንድሕሪት ኣይብልን እዩ ንሕና ካኣ ስራሕና ምስራሕ እምበር ምሽክንክን ምባል ሰማዒኹም ኣይትህድሙ መደባት እንድሕር ሓጺርኩም ድገምዎ እንዶ ነት ናይ ቅድሚ ሕጅ ረዝን መልእኽትታት።
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Välkommen ASSSINNA demxi HEZBI⚘❤ ERITREA n Eritrewin ❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@alsatsfay7277
@alsatsfay7277 5 жыл бұрын
ሰላም አሰና ሐቅኪ ክብርቲ ሐፍቲ እዚ ኩሉ ዝበልክዮ ሐቂ እዩ ኣቢ ባርኖስ ናይ ሸይጣን ተከዲኑ ሽፋን ናይ ሰላም ኣምሲሉ ክልተ መልሓስ ዝለዎ ለክባጥ ሐሳዊ ብጀካ ናብ ረብሕኡ ዝሓስብ ድአ እንበር ናይ ሕዝቢ ኤርትራ ሐሳብ የብሉን ኢሰያስ አረጊት ቦርጋግ ክጋሐፍ ኣለዎ
@selam7603
@selam7603 5 жыл бұрын
Ababa Yemane 100% you are right be strong
@ዘመነሉቃስ
@ዘመነሉቃስ 5 жыл бұрын
አሰና ጥዑም ደሀይ ከመይ ቀኒኩም አንካእ ደሀን መፃኩ
@ጉዑዞሓርነት
@ጉዑዞሓርነት 5 жыл бұрын
ኣማኒኤል ዳሃይካ ትውሕደና ኣላከይትስበለካ ሓደራ ?
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
WELLCOME ASSENA!!!!!!!
@ቢተውጅግናኤርትራዊ
@ቢተውጅግናኤርትራዊ 5 жыл бұрын
Welcome Assenna👍
@habtomatey9182
@habtomatey9182 5 жыл бұрын
Well came assenna
@amanandom988
@amanandom988 5 жыл бұрын
Hijiwn hade hade hususat ertrawyan mis Isayas zokzok kiblu miray yehizin eyu.
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
robot China yiom.
@tesfayeyob9358
@tesfayeyob9358 5 жыл бұрын
Selam Assena
@hiweteyasu6030
@hiweteyasu6030 5 жыл бұрын
Think God bless you sister ghn Dr Abiy aykanen shighr shighrina yghdef eyu
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
ቅ ቕ ቅ ያቆብ ርእሲ እንቃቆሖ ሑዩር / ባርያ ናይ ውለቐ መላኪ...😭😭
@luulhaile1033
@luulhaile1033 5 жыл бұрын
Assena gazetena himak anbabi kali keyru not good
@selam7603
@selam7603 5 жыл бұрын
Eri sweet. You are right be strong
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@selam7603 Thankyou U too selameyyy😊
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Kkkkk izi nay lomi hasotn jacob anbesan intay arakibuwo??? Hasenasi neakan kemaka gerhegnatat bahamatn tiray hiza terifa tedengixu mesakin yehwatey....kkkkkkkkk
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
@@erisweet1532 felitkayado iza thank u zbelkaya atarit mekele??? Agame iya usubey..kkk
@ቀዳማይዙርያ94
@ቀዳማይዙርያ94 5 жыл бұрын
thanks assenna
@ermiasgerezgher2964
@ermiasgerezgher2964 5 жыл бұрын
ዝኸበርካ ክቡር ኣሳናዳኢ ራድዮ ኣሰና ኣብስራሕካ ዓወት እምነ ብምቅጻል ኣብመደብካ ማዕበላት ሬድዮ ኣሰና simpol rat freqncy V/H ኣብ ፈነወኹም እንተዝግለጽ ብትሕትና እሕብር
@yakobberhe3243
@yakobberhe3243 5 жыл бұрын
ezi anbabi zihilu alo , telemamd hawey dmxika dma tihitu alo.
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ
@ንጽድቂተደሊናንኩሉሰብጽቡ 5 жыл бұрын
asena etay weridka seb sienka ziena zhb qeyro bejaka ytrk ze ziena yenbeb.
@ibuwedi714
@ibuwedi714 5 жыл бұрын
Ajokum dimxi haqi qeribna ena dawun dawun diktator
@abrahamtesfa9424
@abrahamtesfa9424 5 жыл бұрын
አነ ክሳብሕጂ አይራአኹን አይሰማዕኹን ንኢስያስን ንውያነን ብማዕረ አንጻሮም ጦጦው ኢሉ ዝቃለስ ወይ ናይ ውያነ ላሐሲ ጻሕሊ ወይ ናይ ኢሰያስ ናዓይ ክልቴኦም ናይ ሓንቲ ሳንቲም ገጽ ኢዮም።ናዓና ደቀባት ዝጥፉኡ ወያነን ኢስያስን ኢዮም።አሰና ወያነ ናዐና ናጽነት አይሃቡናን ብዝይ ባአና አብ ስልጣን አይምጻንሑን ኔርም ውጺቱ ኻአ ኢዚ ሕጂ ንሪኦ ዘለና ምኾነ ኔሩ።ስለምንታይ ዳአ100000 ኤርትርውያን ካብ ኢትዮጵይ ተባሪሮም ምኽንያቱ ናይ ምጽናት ዕላማ ስለዝነበሮም ።ቡሩኽ ሰሙን ይግበረልኩም አስና አዳለውቲ
@ፍቅሪአዩመንገደይ-ቸ8ደ
@ፍቅሪአዩመንገደይ-ቸ8ደ 5 жыл бұрын
ዝኸበርኩም ደለይቲ ፍትሒ ኣሕዋተይ ብመጀመርታ ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሓኩም ኣሳልጦን ይምነየልኩም ቀጺለ ጉዳይ ኤርትራ ንኤርትራውያን አዩ ዝምልከት ምስትሓደ ምስታሓደ ምምጽዳቅ ኣየድልየናን አዩ ንሕና ኤርትራውያን ጥራይ ንስመር ታፍታሕ ንኢሰያስ ምቅንጻል ጥራይ አያ
@seimseim1564
@seimseim1564 5 жыл бұрын
ያቆብ አንበሳ ጀግና እዩ።አሰና ዕስብቲ ራድዮ ወያነ ኢያ።
@eri.hlland7089
@eri.hlland7089 5 жыл бұрын
Wel kom assena tenafeqti ajokum tray eti awet qeribu eyu
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Kkkkkkk....awet nay hasot maletka dika?...kkkkkkkkkkk
@ibrahimmahmoud1755
@ibrahimmahmoud1755 5 жыл бұрын
ደላል እሰያስ ይዝከረካዶ ናይ ቀደም ካብ ካርነሽም ከሰላ ኣትኻ ከንፈርካ ብጥሜት ነቂጹ ስደተኛት ኤርትራውያን ኣበሓጎታትካ ዝሰጎጉዎም ክዳውንቲ ሱዳን ሓጺቦም ዘምጽእወን ገንዘብ ፉል ገዚኦም ክምግቡኻ ይዝከረካዶ ሓንቲ ትግረ ቢኒዓምራዊት ክትሓተካ እሞ እንስኻ ነቲ ዘረባ ጥዊኻ ኣብ ዋሽንቶን ጀበርቲዶ ዓረብ ክትብል ዘምሰኻ ኣብታ ጊዜ ግን ትግርኛኻ ኮድ እዩ ነይሩ እሰያስ ጎንድሬ ወይስ ተምቤን ቀልጥፍካ ዓድና ልቀቀልና ንሬሳኻ ዝኸውን መሬት የብልናን እንቋዕ ኤርትራዊ ኣይኮንካን እምበር ባዕዳውያን ደኣ ኩሉሻብ ምስ ሃሰዩና።
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 5 жыл бұрын
@@ibrahimmahmoud1755 hawey haki behaki
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
@@ibrahimmahmoud1755 Haki behik ezom demajatat deme setyom zeyxegbo...newramt dek haxey....kla waee nihnwen hamkna ser aytatina adintatuna JAIGNO🦁🐯🐅 aywednyan
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
@@yordanoskidane5394 kkkk...mis izi agame dea kab meas ikum tehawawitkum weyanitey?
@tesfaldetabraha9906
@tesfaldetabraha9906 5 жыл бұрын
ናብ አብይ አሕመድ ጥራይ ድኹም ትሰዱ ናብ ናይ ሶማል ናብ ናይ ጅቡቲ ናብ ናይ ከንያ ናይ ደቡብ ሱዳን ከ
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 5 жыл бұрын
እንታይ ኢኻ ኽትብል ደሊኻ ?
@yordanoskidane5394
@yordanoskidane5394 5 жыл бұрын
Bjeka Ethiopians Nhna Ertrawyan xelaeti yeblnan
@peacejusticeforall6806
@peacejusticeforall6806 5 жыл бұрын
ልክዕ አለኻ ንኹሎም ምብራቕ ሃገራት ኣፍሪቃ ምጉስጓስ!!!!! ኢሰያስ ን50 ዓመታት ኤርትራውያን ደጽንት ደሎ መርዛም ተመን አዩ በጀካ ስልጣኑ ምንዋሕን ንምስፋሕን ሓሶት እምበር ካልእ ጉዳይየብሉ ። ኣብ ጉዳይ ሃገርኩም ኣይተአትውዎ ድሮ አኳ ንኢትዮጵያ ብመገዲ ኩርኩር አቢይ ጌሩ አናቑቶም ኣሉ።
@hiweteyasu6030
@hiweteyasu6030 5 жыл бұрын
Think God bless
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 5 жыл бұрын
Thank you 🙏 Assena Strong message Sofia
@ኣበይኮንይህሉ
@ኣበይኮንይህሉ 5 жыл бұрын
ኣጆኹም ድምጺ ኣሰና ሕቶ ፥ ዓይነታ ናበይ ኣበለ? ሕቶና ይመለሰልና ምስዚ ሓሳበይ ትሰማምዑ ገለ በሉ።
@xewarkuninebsey5213
@xewarkuninebsey5213 5 жыл бұрын
Welcome asena
@saidanahom382
@saidanahom382 5 жыл бұрын
ላም ቢኢዳ ዝቐርባ ብእግራ ትሓክኽ ። ኣብዚ እዋን ዚ ግለ ኤርትራውያን ናብ ቀዳማይ ምኒስተር ኢትዮጵያ መልእኽቲ ምስዳድ ስርሕና ኢሎም ዝሕዝዎ ይመስሉ። ምኽንያቱ ንኣቢይ ኣሕመድ ኣብየቱታ ክቅርቡ ንሰምዕ ኣለና ትርጉም ናይ እዚ መልእኽትታት ግን እንታይ ፍታሕ ኢዩ ከምጻኣሉ ንህዝቢ ኤርትራ ፡ ነቲ ንህዝቡን ሃገሩ የርብሕ ኢዩ ዝበሎ ፖሎቲካዊ ስልቲ ዝኽተል ዘሎ ናይ ጎሮቤትና መራሒ ንዓ በጃኻ እዚ ዝግበር ዘሎ ውዕላት ህዝቢ ኤርትራ ኣይፈልጦን ኢዩ ሓደ ውልቀ መላኺ ኢዩ ዝፍርሞ ዘሎ ኢልካ ማዓልታዉ ምቁዛም ምስ ምንታይ ኢዩ ክቁጸር ፡ ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ምስ ምምጻእ ኣቢይ ኣሕመድ ናብ ስልጣን ዘታሓሕዝ የብሉን ። ጸገም ህዝቢ ኤርትራ ጭፍራ ኢሰያስ ኢዩ ስለዚ ንዑኡን መጋበርያታቱን ዝዓንውሉ መንገዲ ጥራይ ንድለ ። ሎሚ ዝተፈረመ እንተ ተፈረመ ንህዝቢ ኢርትራ ዘየርብሕን ዘየዋጽእን ምስ ዝኸውን ምስ ምዕናው ህግደፍ ክዓኑ ከምዝኽእል ክንፈልጥ ኣለና ። ስለዚ ንግሆ ንግሆ ናብ ዶ/ ኣ/ ኣሕመድ ኡይ ምባል ትርጉም የብሉን ህዝቢ ኤርትራ ተማሳኺኑ ሽግሩ ፈቲሑ ኣይፈልጥን ብዘይካ ብቕልጽሙ ።
@ibrahimmahmoud1755
@ibrahimmahmoud1755 5 жыл бұрын
ራድዮ ኣሰና ንእትቅርብዎመደባት ዋላኳ ሃገራዊ ተራኹም እንተኾነ ምስጋና ይግበኣኩም ኣጆኹም ካባኹም ብዙሕ ተሓቢርና ።እንተኾነ ግን ሎሚቕነ ትግራይ ትግራይ ኣብዚሕኹም ድሓር ከኣ ኣቢይ ኣሕመድ ሓንሳብ ተመስግንዎ ዓሰርተ ጊዜ ትዝክርዎ እዚኦምኳ ጸላእትና ኢዮም ህዝቢ ኤርትራ ነጻነቱ ብመስዋእትነቱን ጅግንነቱንዩ ኣምጺእዋ ኣጆኹም ዓቢ ኣበርክቶ ኢኹም ትገብሩልና ዘለኹም ኣሳልጦ ይሃብኩም።
@LuwamRezene-c6l
@LuwamRezene-c6l 5 жыл бұрын
መን ኢያ ሶፍያ ተወልደ እዛ ናይ ypfdj ድያ እብዝኣ እባ መልሲ እባ ሃቡኒ ደቂ ኤረ
@johnrasta1533
@johnrasta1533 5 жыл бұрын
ተረዋኢት።
@michaelkidane4671
@michaelkidane4671 5 жыл бұрын
Anta hewey mjemerta xibuk gerki ambebuo bjka ሀሀሀሁሁሁ dkia tebel dlka guhafa gwena
@jonijonizeru8308
@jonijonizeru8308 5 жыл бұрын
serekti kedat bsnkukum hager nmfras zgeberkumo 20 Amet nskumn weyentn bxielim tarik Teaxieu
@mehretnigusse4235
@mehretnigusse4235 5 жыл бұрын
Abi nhizbu aykonun nana kikonu mwdas aytbzh lui nska haf kyblas xox Abel kmzbhal asem kinfafel Zibel sab iyu.
@biniamhabte5593
@biniamhabte5593 5 жыл бұрын
mejemerta ruhus hadshe amet ygiberelna zena tebib zeleki kidimi serah tedaliki etewi
@gerezgiherfitsumgerezgiher3474
@gerezgiherfitsumgerezgiher3474 5 жыл бұрын
Zeka Berke Sofia Haftina sel Ety kulu Zekrabkyo Lebame wehlulen melektke belbe Namsgnke kamak yebzh edman Tienan yehabke Ajoke katehalelke kexlyo Nefithe daw Zeblke JeGna eke emo Ajoke Berte Awet Mes dalyte fithe eya Ajona
@Benifer37
@Benifer37 5 жыл бұрын
እዚ ዜና ዝህብ ዘሎ ቁሩብ ዓው ክብል ኣለዎ . ከምዚ ጽውጽዋይ ዝነግር ዘሎ ይጥዕም
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
Awe anilka zeytseme et xegem abka eyu zelo.
@ademismail9140
@ademismail9140 5 жыл бұрын
Isais afwerki always tries Drama ...
@YafiYan.Tube96-21.
@YafiYan.Tube96-21. 5 жыл бұрын
Xbuk srah eyu gn ezi ziena zhb zlo kirub zdekeme ymesl.
@miheretabmesalab9453
@miheretabmesalab9453 5 жыл бұрын
Ayneta Miheretab nabey abilekumo?
@telitsolomon5222
@telitsolomon5222 5 жыл бұрын
Beka iseyas tray eikum tblu.bzkone ayneta ke nabey abele
@1991-q2o
@1991-q2o 5 жыл бұрын
Asena merhaba enkae biselam mexakum
@freyandikiel5765
@freyandikiel5765 5 жыл бұрын
demxka ay thaba
@amanuelteklay2692
@amanuelteklay2692 5 жыл бұрын
ሸግርና ብዓል ንሕና ንሱ ዮም ::
@ምድሓንብኢዬሱስዩ
@ምድሓንብኢዬሱስዩ 5 жыл бұрын
Love u asena
@samsomsamsom5731
@samsomsamsom5731 5 жыл бұрын
ኣሰና ዘንጊ ሓቂ
@abadieri8870
@abadieri8870 5 жыл бұрын
Assnna thanks bertualna awetn asalton nakum
@hanilove2167
@hanilove2167 5 жыл бұрын
eway jemary gazetenia eka
@habesaboy1164
@habesaboy1164 5 жыл бұрын
Kkk kndey eritrawi baletn adey adka tefalalu kolo ktrnfo zeyftenes nsomalia Ethiopia keydu selam kesfn 😡 seytan melaki
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Selme kemxi do selmamom kizerg ezi zerga ab selm zeynber seb mesl Sytine
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Kkkk ..ehi midre usubat weyenti radio hasena ... ab zeyiridiakum kab akmikum nlaeli zkone hasot radio hasena ajewjew aytibelu huguratey.....kkkkkkkk
@habesaboy1164
@habesaboy1164 5 жыл бұрын
Tiger Lion ata hamema entay malet EU Esubat ayteredakan ember eska eka esub nay iseyas nab zteweyeka tetwe idot
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
@@habesaboy1164 kkkk....IDOT do ilka ugumey bel intehishukas IDIOT libaelika..KKKK
@habesaboy1164
@habesaboy1164 5 жыл бұрын
Ata sebey eti tshfetka ayteredanen aytemharkan dika mukan ka bal eska nenversti atsyu sjen zkeftelkun endikum tdgfu htsret tmhrti alka
@joniabrham8600
@joniabrham8600 5 жыл бұрын
Wilkommen asna
@asmersshaqor5869
@asmersshaqor5869 5 жыл бұрын
the same news kklkkk
@halefomtesfalem1143
@halefomtesfalem1143 5 жыл бұрын
Hito ni ASSENNA? Abey alo ayneta dehan diyu?
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Ata hawina kimilusulka aykilun keykonu, gimitey gin fre zeyblu mihisaw adkimuwo yeirifu keykewn....kkkkkkkkkkkkkk
@tmsm2524
@tmsm2524 5 жыл бұрын
ኣንታ ኣማኑኤል በጃኻ ጥዑያት ጽቡቕ ዘንብቡ ጋዜጠኛታት ዘይትገብር ኣበይ ሰድድካዮ ዓይነታ ምሕረታአብ?
@hiweteyasu6030
@hiweteyasu6030 5 жыл бұрын
Shiyghr yghdef eyu
@solomonaraya612
@solomonaraya612 5 жыл бұрын
Anbabi ziena aybeselen temokro yeblun
@tesfalembirhe5904
@tesfalembirhe5904 5 жыл бұрын
Kkkkkkkkkk ate assenna aymnewkw deyuas wele komeu ake kezeb
@ምድሓንብኢዬሱስዩ
@ምድሓንብኢዬሱስዩ 5 жыл бұрын
🙏😍😍
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 5 жыл бұрын
አንታ እንታይ ኢኩም ዘረባ ጥራይ አብ ኤርትራ እኮ ሰብ ድባሃል የለን ደይንቆትሎ አቲና
@mbrhtomtmelso258
@mbrhtomtmelso258 5 жыл бұрын
Kdzi tlmet eway oh 😮 ertiran gel ba blna
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
KKKKK.. DUHUL HABESHA WAHID BZAEBA ERITRAWI GUDAY NANA GEDIFKA NAY HABESHAKA GIBER BFILAY NSIKA IMO AGAME MESAWERI AB MONGO ERITRAWIAN ATIKA KETESAWIR IKA MEXIEKA ZELEKA....kkkkkkkkkk
@michaelalgena139
@michaelalgena139 5 жыл бұрын
ናይ ለብዘበን ጽፍዒት' ኢሳያስ 'ትርር ኢላያ መስለኒ ፡ዝኾለሱን ዘልመጹን ብሃንሳብ ነቢሖም
@selehaile3895
@selehaile3895 5 жыл бұрын
Aye nefahito lekbat lemani komal abey keyeblu nayedom yrekbwa alewu gudgad ktatwa eka wedza hassad emo yelen kemakum leyba
@selehaile3895
@selehaile3895 5 жыл бұрын
Tmbel kondaf hassad lekbat lemani komal kkkkkkkkkkkkk Gena kiqulewu ekum deqza hassad gehaf nefahito
@medhanemeasho6884
@medhanemeasho6884 5 жыл бұрын
ድምጺ አስና ክቡር ፕረዝደንቲ ኢሰያስ አፈወርቂ ዕድመን ጥዕናን ይሀቦ ምስ ንጹሀት ኤርትራዊያ አብ መላእ ኩርናዓት ዘለው
@tesfalembirhe5904
@tesfalembirhe5904 5 жыл бұрын
Ate heswe lekebete lokumex
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
Tesfalem metakie robot mila kast higdef.
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Hawina AYNTAY mesrhtika dahine dey tegdaley EMA redio ASSANNA ?
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Kkkkkkkk... mihisaw adkimuwo nab hgdf anbs erey idu hibu iyu...kkkkk tekelatef idka nab hgdf serahti kiya hab kulu gizie kitiwet kitnebir inte delika. Rhus kiniyat nkulatna!!!
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Typical assinna hassenna....kkkk...hasotn awyatn xenabirka lewiska netom genzeb metan kitshiwidom kisemuwo zideliu kab miliflaf halifki hasena tefriyiyo ajewjew tiray iyu. Lomis abti zitehate melekie hasotkum bexihkum sofia teweldet baebae inabelet hasotatkum miwhatn mimlasn abyuwa hanikuma nerkum gin yigibia iyu...kkkkkk
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
ERI TV zeitikeied. mushmush
@michaelalgena139
@michaelalgena139 5 жыл бұрын
እዋይ ዜና እሳይስ እሳያስ ክትብል ውዒልካ ኩሉ መደባትኩም ናይ ቆልዑ ትምህርቲ ይመስል
@Mstirfkri
@Mstirfkri 5 жыл бұрын
Michael Algena semunawi fxame eiyu
@tm.h.3262
@tm.h.3262 5 жыл бұрын
እወ ብጀካ እሰያስ በዳሊኮ የብላን እዛ ሃገር ከምዚ ከማኹም ዘጣቅዑ በዚሖም ጸኒሖም ሕጂ ግን ግዜ ይቅየር አሎሞ ተበራበሩ ።
@peterdavid9636
@peterdavid9636 5 жыл бұрын
ሙሽሙሽ፣ኣንታይ፣ኣፍሊጡካ፣ነፋጥ፣በጽባጺ፣እንቛቑሖ።
@tm.h.3262
@tm.h.3262 5 жыл бұрын
@@peterdavid9636 ጸርፊ ንየው በሎ በትሪ ዱኹማት እዩ ዝሐወይ ሕማቅ ረኺብና እንዳበልናስ ንኡሽቶ ሕማቅ ንእሽቶ ጌጋ ካብ ምጅማር ንቆጠብ ብትሕትና ።
@erisweet1532
@erisweet1532 5 жыл бұрын
Esu nso eyu demina zestey zelo selze gedin eyu Esayas wedi haxey ENOUGH IS ENOUHG neblo
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
Netom 100000 hibri aynikum ....ilu nibrtomn kibretomn kentitu zebarerom eritrawian gin kitiziryom iwn aydelekin sofia tewelde (hakegna simey hasewet)...XIMAK NAYZI KULU HALOWLOW..KKKK... ABIYI PLEASE NTEGARU MEWELTI RADIO HASENA HAGIZOM NIHNA ZEGEDISENA NAY TIGRAYNA EMBEY NAY KALIE FAERA YEBILNAY
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 5 жыл бұрын
ናይ ሕጂ እንዶ ግበር ወይስ ኮይና እሳ ኢያ እታ ዓቅሚ ዘሕዝን ኣንዊሕካ ዘይምሕሳብ እዪ
@ghirmaihaile4419
@ghirmaihaile4419 5 жыл бұрын
ትምህርቲ ከም ብሓድሽ ክጅምረ ኣለኺ ደንቆሮ ወያኔ ዘኮነስ ብሕዝቢ ትግራይ ኢና ክንዛረብ ዘለና የሕዋትና እዮም ፈቲኻ ጸሊኻ
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
@@ghirmaihaile4419 kkkkk...AB HAWI TIBISSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSSS BEL SAHSAH AGAME . Yehwatkan tigraykan ugumatkan hizka shewate dikdik xelmat itowu &€+=#("^×#?@:-)***:;$£
@tigerlion4041
@tigerlion4041 5 жыл бұрын
@@ghirmaihaile4419 kkkk .. nay amaniel fake account mikanu getimnayo alena radio hassassinnnaaa....kkkkkkkkkkkk.... AYRESAENAYON...USUBEY NSIKAN DIMIXMAXKAN TEAKAKIBKUM NAB TIGRAY KITXEDFU NSHALAH...KKKKKK
@yonasteweldet5830
@yonasteweldet5830 5 жыл бұрын
ኣየ መስኪነይቲ ሓብተይ አሰያስ ጀግና ሙኻኑ ሊዕሊ ማንም ሰብ ትፈልጢ አኺ ምስዚ ሓሳድ ዓጋመ ኮለል ኣይትበሊ ዓጋመ ትሕቲ መረት ኣትዩ አዩ ዕድመን ጥዕናን ንክቡር መራሒና አሰያስ ኣፎርቂ
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
Agma Agame kitblu meret aribukom derfi zeytkeiru Isaias twldo kitmaramer home work hibeka alko. Denkoro 10 amet 1 kfli kitmahar alka nikirdeaka.
@LuwamRezene-c6l
@LuwamRezene-c6l 5 жыл бұрын
Yonas Teweldet ክክክ ንመን ንምድንጋር ዳኣልካ ካብ ኢሰያስን ደገፍቲ ህግደፍን ንላዒሊ ዓጋመ ኣሎ ዲዩ ስራቂ መታለሊ
@habenerihabeneri
@habenerihabeneri 5 жыл бұрын
Ezi hassad sebay be tebeben seitanwi elmuo bselahta atkiewo imber ash hezbi aikonen. Hezbi Eritrea Natna merhi ilu tegrhulo ember mestelalia hail eyu. MOT NE ISAYAS!
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 71 МЛН
Watermelon magic box! #shorts by Leisi Crazy
00:20
Leisi Crazy
Рет қаралды 60 МЛН
The joker favorite#joker  #shorts
00:15
Untitled Joker
Рет қаралды 30 МЛН
SHAPALAQ 6 серия / 3 часть #aminkavitaminka #aminak #aminokka #расулшоу
00:59
Аминка Витаминка
Рет қаралды 2,2 МЛН
OMN Horn Odeessaalee Onkololeessa 3, 2024
56:11
OMN
Рет қаралды 4 М.
Nastya and balloon challenge
00:23
Nastya
Рет қаралды 71 МЛН