ዘተ ብዛዕባ ምቓም ግዝያዊ መንግስቲ ኣብ ስደት ምስ ኣቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ

  Рет қаралды 26,028

Teddy Press

Teddy Press

3 жыл бұрын

ኣቶ ሕሩይ ሓደ ካብ'ቶም ግዝያዊ መንግስቲ ኣብ ስደት ዝጽዕር ዘሎ ዜጋ እዩ።

Пікірлер: 191
@antihgdef
@antihgdef 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ንኡድ ሓሳብ ኣቶ ሑሩይ።ኣብ ሃገር መንግስቲ የብልናን።1፡ሓጋጊ ኣካል 2፡ፈራዲ ኣካል 3፡ፈጻሚ ኣካል ዘይብሉ ሽፍታ ህግደፍ ከመይ ኢሉ መንግስቲ ይብሃል።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
The open source in the net, the Eritrean Human Rights Electronic Archive (Ehrea) confirms that the Jebha ELF leaders who decided to burn Tigre language 1500 textbooks in the 1970s that was prepared and printed by its own Department of Education are the following: 1. Abdela Idris 2. Hamid Adem Sulieman 3. Ibrahim Mohamed Ali 4. Azien Yasin, and few minions People like Ahmad Naser and Melake Tekle were not involved. Here you have the historical truth and the shameless idiots of Jebha who committed “linguistic suicide”. Thank you to the documentation center at - Eritrean Human Rights Electronic Archive - EHREA . at ehrea website …
@frem6196
@frem6196 3 жыл бұрын
I am very happy with the thoughts thanks so much to both of you
@yemanetadyos2965
@yemanetadyos2965 3 жыл бұрын
እዚ ትብልዎ ዘሎኹም ጽቡቅ ሓሳብ እዩ ዘረባ ኮይኑ ክተርፍ የቡሉን ብተግባር ኣብ ደገ መሳጋገሪ መንግስቲ ምትካል ኣገዳሲ እዩ። እዞም ዝቃወሙ ደሎው ህግደፋውያንን ኣንድነታውያን እዮም ዕድል ኣይንሃቦም ።
@samigonnetz1664
@samigonnetz1664 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ኣቦና ኣቶ ሕሩይ።
@abrehetyihdego8924
@abrehetyihdego8924 3 жыл бұрын
ብጻይ ሕሩይ ጽቡቕ ሓሳብ ጽቡቕ ምኽሪ፤ ኣብዚ ግዜ ብህጹጽ ከምዚ ኢዩ ዘድልያ ንሃገርና ኤርትራ። ካብዚ ማፍያ ተኣኪብና
@abrehetyihdego8924
@abrehetyihdego8924 3 жыл бұрын
ነድሕና።
@Ae91scd
@Ae91scd 3 жыл бұрын
ክቡር ሕሩይ ተድላ : በቲ ናይ ነዊሕ ሐቐኛን ብሱሉን አከያይዳኻን አባኻ ዓቢ አድናቆትን ክብርን አለኒ::
@yohannestesema6374
@yohannestesema6374 3 жыл бұрын
Ato atowebrhans song is timely we shud use it now practicality.
@berhetewoldemedhin6167
@berhetewoldemedhin6167 3 жыл бұрын
...., bealmenyom zihademu.
@birhantesfe4281
@birhantesfe4281 3 жыл бұрын
ኤርትራውያን እዚ ኹሉ ሽግር ኣሕሊፍና፡ ፈጣሪ ብዕልኻ ይኣኽለኩም በለና ኣቶ ትድላ ባሩ ሰላምን ጥዕናን ይምንየልካ።
@yoditneumannkelati5428
@yoditneumannkelati5428 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ሐሳብ
@auntieyoutube5375
@auntieyoutube5375 3 жыл бұрын
Excellent & brilliant speech and explanations are excellent actually! !! We highly educated &e especially , scientists polotician that is wze need!
@user-tp6vp6hb7l
@user-tp6vp6hb7l 3 жыл бұрын
ኣቦይ ሑሩይ ናይ ብሓቂ ጅግና ብዓል ሓቦ ኢኻ።
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ 2 ሚልዮን ህዝቢ መዓልታዊ ብቋንቋ ትግረ ይዛረብ፡ ይመሃር ናብራኡ የካይድ። ኤርትራ ብቋንቋታታ ብባህላ ብስርዓታ ኩርዕቲ እያ። ጀብሃ ብሰብዓታት ናይ ገዛእ ርእሳ መጽሓፍቲ ትግረ ትግርኛ ብሓዊ ኣንዲዳ፡ ብዓረብኛ ክትክእ ክንደይ ህርድግ ኢላ። ብራድዮ ናይ ጀብሃ መዓልታዊ በዚ ትሕቲ ሓደ ካብ ሚእቲ ጥራይ ዝሰምዖ ቋንቋ ዓረብኛ ዓንገረር ኢላ። ደሓር ኣብ ሙማታ ብቋንቋ ትግረ ክትፍኑው ፈቲና፡ ኣብ ክልተ ወርሓ ራድዮ ዓጽያ ፡ ከም ከልቢ ጭርኣ ደጕላ ሃዲማ። ምኽንያቱ ንህዝቢ ኤርትራ ባህሉን መንነቱን ስለዘትፈልጦ፡ መሪሕነት ጀብሃ ከም ኣምሓራ ንህዝቢ ኤርትራ ባዕዲ እዩ ኔሩ። ሎሚ ጀብሃን ባዕዳዊ ሕልምታታን ተቐቢሩ፡ ኣብ ኤርትራ ቅያዳ ኣል ጀብሃ ትበሃል ውን ሰሚዑ ኣይፈልጥን። ዝኾነ ሕብረተሰብ ቋንቋታቱ መንነቱ ስርዓቱ ንዕቕ ኣቢሉ ፤ ብናይ ክራይ መንነት ወድኽደኽ ዝብል ሓሳዊ ፡ ኣሽንኳይ መሪሕነት ክጭብጥ ፡ ዝረብሕ ዜጋ ውን ክኽዉን ኣይክእልን እዩ። እንትርፎ ኣብ ባዕዲ፡ ከዳሚ ናይ ካለኦት ባህሊ ኮይኑ ሰንፈላል ክኸውን። ኣብ ታሪኽን ቃልስን መንነቱ ዝፈንፈነ ዝነዓቐ፡ ብጀካ መልሓስን ዓዶኽዶኽን ቁምነገር የብሉን። ናታትኩም ዓዶኽዶኽ ውን ካብ ናይ ቅያዳ ኣል ዓማ ዓዘፈዘፍ ኣይሓይሽን እዩ። ካብቲ ዘገርም፡ ኩላትኩም ካብ ዓዲ ዓረብ፡ ዓረብ ምስ ፈንፈነኩም ሃዲምኩም፡ ኣውሮጳ መጺእኩም ደቂኹም ከምቶም ሃብታማት ደቂ ኢማራት ግብጺ ስዑድያ ኩወይት ኣልጀርያ ቱኒዝያ ሞሮኮ ብቋንቋታት እንሊዝኛን ፈረንሳይን እናኣምሃርኩም፡ ነቲ ድኻ ኤርትራዊ ግና፡ ብድሑር " ... ብዓረብ እንተዘይተማሂርኩም፡ ብቋንቋ ዓረብ ስምዑና..." እትብሉ ምስሉያት ሓሰውትን ፈሽኳላትን ኢኹም። ከምዚ ስለ ዝኾንኩም ኣብ ስደት ብከንቱ ክትበልዩ ኢኹም። ኤርትራ ውልቀመላኺ ይሃልዋ ኣይሃልዋ ብዘየገድስ፡ ብትግረን ትግርኛን ቋንቋታታ ኩሩዓት ህዝቢ ዘለዋ እያ።
@hailefessahaie6195
@hailefessahaie6195 3 жыл бұрын
ካብዚንላዕሊ ከብርህዋ እይክእሉን እዮም ንጹር መልእኽቲ ሂብምና ሓቢርና ንስራሕ እዮም ዝብሉ ዘለዉ እዚኣ ኽኣ ነቶም እባና ምጽኡ ጥራሕ ዝብሉ መልእኽቲ እያ
@hailefessahaie6195
@hailefessahaie6195 3 жыл бұрын
እዞም ብዕድመ ዝደፍኡ ንሕና ኢና ብተመክሮ ዝበሰልና ምንእሰያት ኣየድሉይናን እዮም ዘይበሉ ሓብርና ንስራሕ ዞም ደቀይ እዮም ዝብሉ ዘለዉ ኣብቲ ኣእሙሮና ዘሎ ሓሳብ እናደገምና እይንንበር ኣመሪካ መንእስያት ሲኢና ድያ ባይደን ዝመርሓ ይንኣስ ይዕበ ህዝቢ ኤርትርራ ቆጽሊ ዘውድቀሉ መራሒና እዩ
@yenieere5690
@yenieere5690 3 жыл бұрын
@@zegdagmawi275 huluf gedifna nikidmit
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
@@yenieere5690 ኣብ ታሪኽ ዓለምን ፣ ኣብ ነዊሕ ዛንታ ሰብን ብጭብጢ እተረጋገጸ ሓቂ እንተሎ እዚ እዩ። ዝኾነ ይኹን ሕብረተሰብ ወይ ህዝቢ ፣ ንሕሉፍ ናይ ዘመናት ታሪኹ ዝጸልእ ፣ ውርሻኡ ዝንዕቕ ፣ መረበቱ ወይ ትውልዲ ዓዱ ዝኽሕድ ፣ ቋንቋታቱ [ትግረ ትግርኛ] ብባርዕ ዘልምስ ፣ ቅርስታቱ ዘፍርስ ፣ ባህልታቱ ስርዓቱ ዘድፍር ፣ ደቂ ሩባኡን ጎዶቦታቱን ዘየኽብር ፣ ይትረፍ መሪሕነት ክጭብጥን ሃገር ክኣልን ፣ ናይ ገዛእ ርእሱ ሉኣላዊት ሃገርን መሬትን ውን ከቶ ኣይግበኦን እዩ። እዚ ከምዚ ዓይነት ነፍሰ ሙት ፣ ሕልና ዕሩብ ፣ ኣእምሮ ዕሱብ ጉጅለ ወይ ጭፍራ ፣ እንትርፎ ከም ጊላ ከዳሚ ወይ ዓብድ ናይ ባዕዲ ፣ ብናይ ገዛእ ርእሱ መንነትን ኣብራኽን ደው ክብል ብፍጹም ዝሕሰብ ኣይኮነን። -- ማሊሻ -- እተባህለ
@nasserahmedwedibushra6742
@nasserahmedwedibushra6742 3 жыл бұрын
ኣቦና ሑሩይ ሱቡቅ ትምህርቲ፡ጽቡቅ ምክሪ ግን ኣተጋባብሪኡ ።
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
ሓሳብ ሂቡና ኣታጋብራ ናባኻ
@abrahamkahsai3692
@abrahamkahsai3692 3 жыл бұрын
አዝዩ እዋናውን ንኡድን ዘተ። ልዑል ምስጋና ንዓኻ ይኹን። ምስጋነና'ውን ንኽቡር ኣቦ አቶ ሕሩይ ተድላ ባይሩ ሰለ ዝሃቡና ዓሚቁን ሰፊሕን ሓሳባት። እዚ "መንግስቲ ኣብ ስደት" ዝብል አምር ( ከም ዝተባህለ ካልእ ሰም'ወን ክኸውን ይኽእል) አዚዪ ኣገዳሲ ሕቶ አዩ። ኣብ ስደት ዝርከብ ኤርትራዊ ኩሉ ብቅልጡፍ: ከም መንግስት ኮይኑ ዘገልግሎ: ወኪል ብምምራጽ/ብምቃም: ብሓባራዊ አድማዒ ፖለቲካዊ ንጥፈት: ሓርነት ህዘቡ ንምጉንጻፍ: ልኣላውነት ሃገሩ ድማ ንምውሓስ: ዓቢ ተራ ንክህልዎ ዘኽእል ኣገባብ ቃልሲ መኻኑ እምነተይ አዩ። ሰለዚ ኩነታት ሃገርናን ዞባናን ጎይና ኣብ ዘይነርከቦም ርሕቀት ከይከዱ/ከይተጓዕዙ እነከለው: ብህጹጽ አብ ወጻኢ መንግትና/ወካሊና እንብሎ ኣካል ንቁም ። ሓው ተዲ ንእትህቦ ዘለኻ ኣገልግሎት ዳግም አመስግን።
@ereytesfaalewafithi46
@ereytesfaalewafithi46 3 жыл бұрын
Teddy next time please say N'sukum, Abonan Ayanan eyom
@weldemaikwelu8671
@weldemaikwelu8671 3 жыл бұрын
Yessssssss GBU ባባ ሑሩይ ተድላ
@birhantesfe4281
@birhantesfe4281 3 жыл бұрын
መርሓባ እንቓዕ ብደሓን መጻእኩም ደቂ ሓላል መሬት።
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 жыл бұрын
ኢት መንገዲ ፍልጡ ኢዮ :ህዝቤ ምድሃን ኢዪ ✊✊✊✊✊💝✔
@tensugaber5927
@tensugaber5927 3 жыл бұрын
Thank you so much,we love you so much.go a head.
@habtomtekie8717
@habtomtekie8717 3 жыл бұрын
እዞም መንእሰያት መንእሰያት ትብሉ ዘለኩም እንታይ ዝገበርናዬ ኣለና ሕጂ ዘድልየ ኣብ መሪሕ ሪእሲ ኢዩ ዕዴመ ኣዬኮነን
@berhane.hadera9847
@berhane.hadera9847 3 жыл бұрын
Well done Mr. Abona Tedla Bairu! Your explanation very good.
@simondestatekle444
@simondestatekle444 3 жыл бұрын
WELL DONE FATHER GOD BLESS YOU
@mebrahtomgebremariam4924
@mebrahtomgebremariam4924 3 жыл бұрын
Xbuk meglex.
@peacefully5610
@peacefully5610 3 жыл бұрын
Teddy, tnx 💖💖💖
@senaityemane5504
@senaityemane5504 3 жыл бұрын
Long life to Ato Huruy
@osmanzean4573
@osmanzean4573 3 жыл бұрын
Welcome back our hero hurey tadala beyru go ahead we are together for our freedom
@tesfutsegay6133
@tesfutsegay6133 3 жыл бұрын
ajokum deqi hager ato hURUY Tedila edimen tienan yehabqa fetari
@yonis5214
@yonis5214 3 жыл бұрын
Tebae zeyhlelu mestewali abona Ato Huruy yeqenyelna sleti wesani, nay netbemeqeyro hasabkum. Abgodnkhum alekhu qetslwo kalie mrcha yeblnan!
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 жыл бұрын
ነዛ ደርፊ ምስ ሰሚዕኩ ኣታሓሳሲቡኒ😭እዞም ኩሎም ጀጋኑ ከፊልናላ ሰላም ከይንረክብ ብሰንኪ ሓደ ☝️ኢሰያስን ንሱ ዝመረዞም ደገፍቱን ኣብዚ ምህላውና ኤርትራውያን ክንደይ ከሲርና ምህላውና ሓሲብና ነዚ መንደላይ ኢሰያስ ኣብ ኢትዮጵያ ከይሓወሰና ኮሎ ንጉየ ኩሉ ድሕሪኡ ይሓይሽ ዋላ ቅዱስ ሓሳብ ይኹን ኣብ ዓወት ክበጽ ሕቅድም ኢሰያስ ዝጠፍኣሉ መንገዲ እንተ ንጓየ ምሓሸ ።
@mebrahtomgebremariam4924
@mebrahtomgebremariam4924 3 жыл бұрын
ብጣሚ ከምዝ ዝመሰለ ደብተር ቃላይ ባሕሪ እካ አቶ ሑሩይ አነ ብአካ ተሐቢነ እየ አጆካ ቀጽሎ።
@mebrahtomgebremariam4924
@mebrahtomgebremariam4924 3 жыл бұрын
አነ ብወገነይ ነቦና ሕሩይ ዕድመን ጥዕናን ኩሉ ይድግፎ መፈጸምትኡ የርየና አብ አስመራ ዝከበረ ሺልማት ክሽልም ቃል ይአቱ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 жыл бұрын
@@mebrahtomgebremariam4924 Me too
@Zemenfe
@Zemenfe 3 жыл бұрын
ተቓሊሱ ዘይደክም ሓርበኛ ተድላ ባይሩ ኣዝዩ ዝነኣድ መግለጺ ሂብካና።
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
❤️🌹❤️🌹❤️
@husenidrisibrahim
@husenidrisibrahim 3 жыл бұрын
Bhaki gobez aka teddy ajoka mhurat an medebka kethali amxialna
@letigebrekristos3282
@letigebrekristos3282 3 жыл бұрын
ሕጂስ ብቲፎዞ ዘይኮነስ ብሕመቕ ኢና ተፈሊጥና ዘለና እስከ እግዚኣቢሔር ነቲ ኹሉ ዝሓለፈ ይኣኽለኩም ይበለና እሞ። ሓድነትን ጽንዓትን ሂቡ ናይዚ ህዝቢ ቃልሲ መወዳእታኡ የርእየና።
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
🌹👍🌹👍🌹👍🌹
@yenieere5690
@yenieere5690 3 жыл бұрын
Bitaee mi tsibuk hasab aboy Huruy edimen tie e nan yhabkum
@wahazitamahazion7748
@wahazitamahazion7748 3 жыл бұрын
Eritrea is for a young💪💪💪by......by Tedela!!!!
@abrahamtesfy6565
@abrahamtesfy6565 3 жыл бұрын
Tedros mengistu
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 3 жыл бұрын
Ahwat hade nkun Ahwat hade nkun Ahwat hade nkun Aslamay krstian wedi kebesa kola Erey keythba nfedereshin Ay Ay Ay Adeyn Adeyn Aboyn dekigezawteyn znafeku habtkum Fetary tehaweso begaka bzey Mdhinealem kulu kontu.😓
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@berhetewoldemedhin6167
@berhetewoldemedhin6167 3 жыл бұрын
You are best
@okbaazerer8015
@okbaazerer8015 3 жыл бұрын
Perfect answer Ato Hurui T Bairu. Very brilliant
@peacefully5610
@peacefully5610 3 жыл бұрын
Long live Abona 😍😍😍
@mebrahtomgebremariam4924
@mebrahtomgebremariam4924 3 жыл бұрын
Xbuk agalalxa kabzuy nlali mebrhi yelen xbuk btami.
@hadasaraya
@hadasaraya 3 жыл бұрын
ኣንታ ይእኽለካ ፡ ክንደይ ግዜ ሰብ ከተደናግር። ሓደ ኮና ናብ ህዝባዊ ግንባር ንእቶ ትብለሉ ዝነበርካ 1990ኮ ዝርሳዕ ኣይኮነን። ኣነ ናይ ዲፕሎማሲ ክእለት ኣለኒ ፡ ናይ ህዝባዊ ግንባር ድኽመት ከኣ እዚዩ። ኣነ ኣነ ኣነ እንዳበልካ ትፍክረሉ ዝነበርካኮ ኣይረሳዕናዮን። ጃህራኻ ኣብቅዕ፡ ይኣክል ይኣክል ይኣክል ጃህራኻ ካብ 1974 ጀሚሩ ኣድኪሚናዩ።
@baburasmera213
@baburasmera213 3 жыл бұрын
አነ ዝገርመኒ ዝኾነ ሐሳብ ንአብነት አቶ ሑሩያ ጽቡቕ ሐሳብ እዩ ዝህብ ዘለዉ በጃካትኩም መታን ክንዕወት ሐሳቦት ንቀበል tank you
@ahmedadam8489
@ahmedadam8489 3 жыл бұрын
شكرا تدروس شكرا عمنا حروي
@okbaazerer8015
@okbaazerer8015 3 жыл бұрын
I stand with you,to form government in exile.
@Hotamerna
@Hotamerna 3 жыл бұрын
Teddy keep up the good work, you are excellent journalist
@tedroshaile5907
@tedroshaile5907 3 жыл бұрын
Thanks baba hurye and tedy
@luwamt6479
@luwamt6479 3 жыл бұрын
ኣያ ሑርይ የቀንየልና ቀጽልዎ ደኪመ ከይበልኩም። ቴዲ ከኣ የቀንየልና ነቲ ሃናጺ ዝኾነ መደባት 🙏🏽
@baburasmera213
@baburasmera213 3 жыл бұрын
ዘድሊ ዘሎ ዕድመ ዘይኮነ ዘይኮኑስ አተሐሳስባ እዩ ዘድሊ
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
🌹❤️🌹❤️
@berhane.hadera9847
@berhane.hadera9847 3 жыл бұрын
We Eritreans must form a goverment body, it is very important for the exiles.
@senaitfessahaye6307
@senaitfessahaye6307 3 жыл бұрын
Adeina Eritrea 🇪🇷 mes lelawinete ykeber.
@gebretensaiberhane2085
@gebretensaiberhane2085 3 жыл бұрын
Great job guys thank you
@asghedomwoldeghiorghis274
@asghedomwoldeghiorghis274 Жыл бұрын
ኣረጊትን ኣረግቶትን ኣየድልዩናን እዮም። ድሑር ሓሳብን ድሑራት ሰባተን ግደፍ። ሎሚ ዓለም ተቅየሩ አዩ። ኣምሓራን ደቃሉ አሪትራውያን ገን ክቅይሩ ኣይክእሉን ዋላ ዓዲ ወርሒ አንተዝኽዱ።
@user-zc3of8fl4j
@user-zc3of8fl4j 3 жыл бұрын
ዝኸበርኩም ዓበይቲ ኣቦታትን ኣዲታትን፡ ምኽርኹምን መደብኩምን የኽብሮ እኳ እንተኾንኩ፡ ኣብ ብዙሕ ኣኼባታት ዝተዓዘብክዎ፡ ንሕና ተምክሮ ኣሎና ጽን ኢልኩም ስምዑና፡ ዝብል ዓይነት መንፈስ፡ ካብ ናይ ኢሳያስ ዘይፍለ ኣገባብ ስለ ዘንበብኩ፡ ተስፋይ ዝተጸንቀቀ ኮይኑ እስማዓኒ፡ ስለዚ ርዝን ኢሎም ብድሕሪት ኮይኖም ንመንእሰያትና እንተዝመኽሩ፡ ግዚኡ ዝሓለወ ኣብ ሓልዮት ህዝቢ ዝተመስረተ ኣገባብ እንተዝጥቀሙ ዝብል ርኢቶ ኣሎኒ፡፡ ደር ገብረ ነዚ ኣብ ግዜና ዝድለ ዘሎ ቃልሲ ዝተገንዘቦ ይመስለኒ።
@senaityemane5504
@senaityemane5504 3 жыл бұрын
😍
@hailefessahaie6195
@hailefessahaie6195 3 жыл бұрын
መንግስቲ ስለ ዘየሎ እዩ መንግስቲ ንግበር ንብል ዘሎና ብኸመይ ንግበር ኩሉ ዝኽእል ዝሓቆፈ ክኸውን እዩ ዘለዎ እቶም ተመክሮታት ዘለዎም ቅድሚ ሕጂ ከይንዕወት ዝገበረና እንታይ እዩ ሕጅ ኻኣ እንታይ ንግበር ከምዚ ሕጅ ኣቶ ሑሩይ ዝብልዎ ዘለዎ ንኹልና ዝሓቁፍ ሓደራ ይብል ናባይ ምጽኡ ዝብል ቃል ነጥፋኣያ ንዑ ድኣ ንላዘብ እዩ መድሀኒቱ
@michaelhiabu5280
@michaelhiabu5280 3 жыл бұрын
]]]
@yohanesdesta8719
@yohanesdesta8719 3 жыл бұрын
✊✊✊✊✊💝✔
@hadasaraya
@hadasaraya 3 жыл бұрын
ኣቶ ሕሩይ ደኣ ሓላፍነት ንምርካብ ጥራይ ካብ ዝጽዕር ክንደይ መዋእልዩ ሓሊፉ። ንጀብሃ ኣብ ፋሕ ምባል ዓቢ ግደዩ ተጻዊቱ። 1977 ምስ ኤ.ደ.ም. ብዝኣጎዶ ውግእ ሕድሕድ ካብ ሽዑያ ጀብሃ ክትፍርተኽን ሕንፍሽፍ ክትብልን ጽጀመረት። ንሱ ከይኣክል ድማ ድሒሩ ኣብ ሱዳን ብ ኤ.ደ.ም. ኣብ ዝተገብረ ኣኼባ ብዘይ ምርካቡ ካብቲ ዝነበሮ ሓላፍነት ኮነ ኣባልነት ከምዝወርድ ተገይሩ። ብድሕሪኡ ካብ ናይ ፖለቲካ ዓለም ለጊሱ ንነዊሕ ግዜ ደሕሪ ምጽንሑ፡ ብ1990 ደሕሪ ናይ ባጽዕ ሓራ መውጻእ ኣብ ሻዕቢያ ኣትዩ ሓላፍነት ክረክብየ ብዝብል ህርፋን ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ናይ ኤውሮጳ ተጋዳላይ ነበር ኣኪቡ ንምኻድ ዝገበሮ ጎስጓስ ዘይርሳዕዩ። ኣቶ ሕሩይ ኣንነት ዘጥቅዓ ሰብን መን ከማይ ብሃልን ተዛራብን ድኣምበር ቁምነገር ዝገብር ሰብ ኣይኮነን። ዝሓሰቦ ስለ ዘይኮነሉ ከኣ ገለ ሰባት ካብ ናይ ኢ.ደ.ም. ሒዙ ናብ ኢርትራ ኣትዩ ነይሩዩ። ግን ከምቲ ጽተመነዮን ዝሓሰቦን ስለዘይኮነሉ ቁሩብ ዓመታት ጸኒሑ ናብ ሰዊድን ተመሊሱ። ምስ ዘለዋ ዝተፈላለያ ጉጅለታት ወይ ስትዒታትውን ፈቲኑ ኣይኮነሉን። ብዛዕባ ሕሩይ ተዛሪብካ ኣይውዳእንዩ። ሕጂወን ተኾነ ክዛረብዩ ዝኽእልምበር ክሰርሕን ከስርሕን ኣይክእልንዩ። ንዘይፈልጥዎ ግን ከደናግር ይኽእልዩ። በጃኹም ብናይ ሕሩይ ስነሓሳብ ስይትደናገሩ ሓደራ።
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
ስልጣን ዝፈቱ ሰብ ክኸውን ይኽእል። ሓሳቡ ግን ጽቡቅ እዩ። ቀሺ ዝብለካ ግበር እምበር ቀሺ ዝገብሮ ኣይትግበር።
@user-my7ei1ox9h
@user-my7ei1ox9h 3 жыл бұрын
ግን ንምንታይ ኣብዚ ውሽጢ 30 ዓመት ዝየገበርኩም ምንግስቲ ኣብ ደገ ይከውን ኣንተ ኮይኑ ኣነ ህጂ ኢየ ዝሰመዕ ዘልኩ ኣስከ ኣቡሩሁለይ ብከመይ ይቀዉም
@waairogina1598
@waairogina1598 3 жыл бұрын
ዕድሜኹም ምሉእ አብ ስደት ኮንኩም ምዕግርጋ እንተዘይ ኮይኑ ተምጽዎ ለውጢ የለን
@wendyghebrhiwet7965
@wendyghebrhiwet7965 3 жыл бұрын
ዕላማ አሜሪካን ምዕራባውያን ኩሎም፥ አፍሪቃ ንከይትምዕብልን፥ ጸጋታታ ንከይትጥቀም፥ ቁጽሪ ህዝባ ምቅናስን እዩ። አፍሪቃ ነጻ ንከይትከውን ንሓርነትና አብ መሬት ትግራይ ኮይና ንቃለስ አለና ምስበሎ፥ ክልተ ጊዜ አበይ ሸነክ ኢሉ ሓቲትዎ። አዝዩ ገጋ ዘይግባእ ሕቶ እዩ። 1) ጸላኢ
@ermiasteame4046
@ermiasteame4046 3 жыл бұрын
ሑሩይ ናይ ኣቦኻ ይኣክለና።
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
ኣቦን ውላድን ሓደ ዓይነት ክኾኑ ናይ ግድን ኣይኮነን
@userfromtheuk8648
@userfromtheuk8648 3 жыл бұрын
Nay bhaqi baba herui
@berhetewoldemedhin6167
@berhetewoldemedhin6167 3 жыл бұрын
Araya debassay the Future Präsident?
@redaekibreab1983
@redaekibreab1983 3 жыл бұрын
ሑሩይ ተላ ባይሩ ይኣምን መሪሕነት ተጋድሎ ሓርነት ምንባሩ ጃግና እዩ ውን ተላ ባይሩ ኣባል ኣንድነት ንኤርትራ ናብ መከራ ዘእትዋ ሰብአይ ሕሩይ። ግዛዊ መንግስቲ ከቅውም ደልዩ ጽቡቅ ኢዩ ኣበየናይ ባይታ ገዛ ክትሰርሕ ተከንካ መረት የድልየካ ስለዚ ኣስተውዕሉ
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
ሓሳቡ ጥራሕ ንውሰድ። ንዑኡ ኣይንፍረድ።
@higdefshiftahager7129
@higdefshiftahager7129 3 жыл бұрын
ezia say mewedata meiserit fililyna eya, amlak yhagz, wodib zeyblna kea ab tihti eta mengsti nitrnef 💯
@nalemna
@nalemna 3 жыл бұрын
Kide mekaberka neskha akhilka eyu
@berhetewoldemedhin6167
@berhetewoldemedhin6167 3 жыл бұрын
Eritrean be aware!
@baburasmera213
@baburasmera213 3 жыл бұрын
ሐንጉል እዩ ዘድሊ እንበር ዕድመን ጸጋ እዩ”
@tesfaighebray6588
@tesfaighebray6588 3 жыл бұрын
Very articulate and inspiring explanation ATO Hruy I wish you were our president.
@salinaeri936
@salinaeri936 3 жыл бұрын
What?????
@girmaizego5136
@girmaizego5136 3 жыл бұрын
Remember his father tedla bairu unionist who sells us to ethiopia he will do the same like his father
@salinaeri936
@salinaeri936 3 жыл бұрын
@@girmaizego5136 exactly!
@berhetewoldemedhin6167
@berhetewoldemedhin6167 3 жыл бұрын
Golden words are not golden Action.
@semhargebreyohannes7737
@semhargebreyohannes7737 3 жыл бұрын
ናይ በሓኪ ተስፋ ዝህብ መገለጺ በሉ ሃይ አይትዶንጉዩ ሃገር አብ አስጋኢ ኩነታት አላ። ሓደንት ፍተሩ ኤርትራውያን ሃገር ህዝቢ የዓቢ።
@nalemna
@nalemna 3 жыл бұрын
Eway meheferti ajewejew da neskha tebil alekha sekhiru alo meseleni
@realtime2870
@realtime2870 3 жыл бұрын
ሓደ ሓታታይ፡ ብዛዕባ ፕሮፍ ዓወት ኣብ ትዊተር ምስሓብ ሰራዊት ኢትዮ-ኤርትራ ኣመልኪቱ ዝጸሓፎ ን ኣቶ ሕሩይ ርእይትኡ ሓቲቱ ኔሩ። እቲ ሕቶ ቦትኡ ኣይነበረን፡ እንተኾነ ብህጹጽ ብዛዕባ እዚ ሓሳብ እዚ ምስ ፕሮፍ ዓወት ኮንካ ክትንተን ይግባእ። ጊዜ ኣይትውሰዱ።
@danieldanu5971
@danieldanu5971 3 жыл бұрын
Edmen tienan nebona huruy tedla bayru Neti zhasbo dma awetn asalton ymneyelu.
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 3 жыл бұрын
The contradictions that Jebha supporters display could be seen everywhere: They have been diligently digging up all the skeletons they can find in Shaebia’s past (as it should be). But if you point to similar cases in Jebha - Falul, Suriyet Addis, Menfere, Rasai, and all other pre- and post-Adboha massacres. - they throw tantrums. They love to criticize Isaias for every blunder that he makes and for every crime that he commits (again, as it should be). But not only do they not want to hear any negative attribution about their leaders, however inept, undemocratic, sectarian or murderous they were, they also are in the active business of giving them a post-mortem “make over.” They never tire of reminding us of the marginalization of Kunamas under Shaebia (again, as it should be). But if you tell them that in this marginalization, which has a long history behind it, Jebha played a major role, with many of their villages burned down to the ground, many Kunamas killed and their cattle pillaged, they go nuts in anger. Day and night, they never tire of pointing out the inhumane treatment of prisoners under the hands of Shaebia/PFDJ (again, as it should be). But it is in one of the most shameful history of ghedli in Eritrea that Jebha summarily executed its Ethiopian prisoners at a time of its retreat in the late seventies. In this regard, even Shaebia didn’t match this atrocity. I could go on and on: the horrors of giffa (which actually started with Jebha), sexual abuse of women (especially by corrupt cadres and military leaders), endemic corruption of the leadership, etc - all areas that Jebha had excelled well before Shaebia came to be fully identified with them.
@user-ed9hd1vy5e
@user-ed9hd1vy5e 3 жыл бұрын
ጀሚሩ ክሳብ ዝውድእ ሃጠው ቀጠው በቃ
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
ሓንጎልካ ብሓሶት ህግደፍ ዝለዝተቦኮለ ናይ ቅኑዕ ሰብ ኣዘራርባ ሃጠው ቆጠው ኮይኑ ይስመዓካ ! ሕሩይ ተላ ባይሩስ ወይስ ትግራዋይ እስያስ??
@meazamichael67
@meazamichael67 3 жыл бұрын
Teddy press thanks for all👍👍🇪🇷❤
@nalemna
@nalemna 3 жыл бұрын
Kkkkkk meshekat btami tehizenu neskhum ekub sederabet aytikubun neskhum ab dege zelekhum mengsti aykonen bota yeblkumin meshekat dehiri amet yerakhebena
@berhaneteame4141
@berhaneteame4141 3 жыл бұрын
ግደፎ ይመልሻ
@kirosmengstu6082
@kirosmengstu6082 3 жыл бұрын
ኣብ ሞንጎ ህዝብዊ ግንባርን ህግደፍን መንመን ኢዮም ኣማጻጽኦም ከ ከመይ ኢዩ ኢልና ምርኣይ ኣገዳሲ ኮይኑ ይስምዓኒ።ህግሓኤን ህግደፍን ዝብላ ኣስማት ዘይ ከነ ክንርኢ ዝግበኣና ትሕዝትኦም ኢዩ። ንዓይ ህግደፍ ዓፋፍነቱ ዝቀየረ ተመን ኢዩ።ኣብ ግዜ ቃልሲ ህግሓኤ ሕጂ ድማ ህግደፍ ጸረ ምዕብለን ግዝኣተ ሕግን ዝምችኦም ኣካይዳ ከመቻችእ ዝተገብረ ምቅይያር ኣስማት ኢዩ።ኣብግዜ ገድኒ ይኹን ሕጂ ድሞክሪስያዊ ስነሓሳብ ንዘቅርቡ ክውሕጥ ዝተፈጥረ ጸረ ህዝቢ ሽፍታ ዝሕሸሉ ስርዓት ካብ ምካን ሓሊፉ ካልእ ኣካይዳን ስርዓትን ዘይብሉ ኡኩይ ስርዓት ኢዩ።ክምዚ ክብል ከለኩ ናይ ገዛእ ርእሰይ ስነሓሳብን መርገጽን ምካኑ ንክትፈልጡለይ ይላቦ። ብምቅጻል ናብዚ ናይ ሎሚ ምትእክካብ መንግስቲ ኣብ ደገ ንስነ ሓሳብ ህግሓኤ ዝውድስ እንተ ኰይኑ ኣብርእሲ ዝነበረ ሕላገት ሕላገት ቀይርካ ዝግበር ኣካይዳ ካብ ሙካን ሓሊፉ ዝረኣየኒ ኩውንነት መሰረታዊ ፍልልይ የለን። ብሓቂ ምምስራት መንግስቲ እንተ ኮይኑ ባህሊ ኤርትራውይን ቢሄራትን ዲሞክራሲ ምሩኩስ ብምግባር እንተ ትከይድ ምሓሸ ይመስለኒ።ህግሓኤ ዲሞክራሲ ዝብል ኣካይዳ ኣይ ፈልጦን ኢዩ ህግሓኤ ዝብል ቃል እንተዘይ ተጠቀምናሉ ዝሓሸ ኢዩ። ሓሳበይ ንዘይ ምሽኣኩም ካብ ምጽራፍ ብስነሓሳብ ሓሳበይ ከተፍርሱ ወይ ውን ንክትቃወሙ ንዘለኩም መሰላት ክትጥቀሙ ይላቦ የቀንየለይ
@user-kv3tx5cj1q
@user-kv3tx5cj1q 3 жыл бұрын
Thanks
@agartamoti5067
@agartamoti5067 3 жыл бұрын
Teddy is when he seems weak , kind When he seems bully , bold Well done on the intruders, who dreams to see us went deep down to the hell
@berhetewoldemedhin6167
@berhetewoldemedhin6167 3 жыл бұрын
From rrefugees governmmemt?
@nalemna
@nalemna 3 жыл бұрын
Guhef resha sebay funfun serkiti manka do belka guhef areget funfun
@akberetegziabher7429
@akberetegziabher7429 3 жыл бұрын
Teddy butamye eya zamesgnk akrrbaka. Gobaze await nezibe Eritrea.
@nrayomisgna5043
@nrayomisgna5043 3 жыл бұрын
Aziu agedasi eu.Kiewet eu.
@user-ue3kb6lt2t
@user-ue3kb6lt2t 3 жыл бұрын
እቲ ሓላፍነት ናይኩልና ኢዩ ንዝተወሰኑ ሰባት ሰኸም ኣይነሰክም ኩሎም ሓተትቲ ክብልዎ ዝጸንሑ ከመይ ክትገብሩ ኢኹም እንታይ ሓሲብኩም ካብ ምባል ናይ ኩልና ሓላፍነት ምኻኑ ምግንዛብ ኣለና ምልልይና መልክዕና ኢዩ ሕጂ ህጹጽ ጉዳይ ኢዩ ጎሰስ ክንብል ሃገርና ሸተት እናበለት ትኸደና ኣላ ::እዞም ኣቦና ሕሩይ ተድላ ባይሩ ብጣዕሚ ዘድንቖም እቲ ሓቦኦም ብልሓቶም ኣወዳድቓ ዘረቦኦም ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ::
@nalemna
@nalemna 3 жыл бұрын
Hengol derwhi neskhum nay 21 ensesatatta ekhum funfunat
@abrahamghebre3968
@abrahamghebre3968 3 жыл бұрын
Kab mxrafsi hasabka mhab aymbelexen zhawey
@tecleghebreslasie7782
@tecleghebreslasie7782 3 жыл бұрын
ኤርትራ ሃገርናን ህዝብናን ቐዋመ ተጸዋዒ ማለት መራሒ የድልየና አዩ ኣብ ሓደ ዝዕስለና ወናም ሓንጎሉ ዝሓጸበ ፈሪሃ አግዛቢሄር ዝለዎ ሰለም ዝደርፉ ካብ ምሉአ ዓለም ውን ዘኣኻኽበናን ዘማአክለናን ።ሃገርን ህዝብን ብለባማትን ሙሁራትን አዩ ዝድሕን አሞ አዋኑ ስለ ዝኾነ አጃምና ንግበር ደቂ ኤርትራ ።
@tesfamariamsebhatu7838
@tesfamariamsebhatu7838 3 жыл бұрын
U are not ashamed to bring such program.shame on u.
@nalemna
@nalemna 3 жыл бұрын
Keymote temnitu abdege helafi kefetin elu eyu
@wegihutesfamariam1567
@wegihutesfamariam1567 3 жыл бұрын
"ዑዉር እንታይ ትደሊ ብርሃን..............." እዚ ህዝቢ ጸልማት የሳጉግ ኣለኹ እንዳ በለ ካብቲ ጸልማት ናብ ዝጽልምት ደልሃመት ኢዩ ኣትዩሉ ዘሎ ። ኩሉ ነዚ ኸቢድ ጽልማት ከብንን ይኽእል ኢዩ ዝተባህለ በሪ ምኹሕዃሕ ካኣ ግዝይኡ ኢዩ። ነቲ በሪ ኩሉ ከስተውዕለሉን ከለልዮን ስለ ዘይ ክእልን ግን ኣንቱም ምሁራንን ፖለቲከኛታትን ነዚ ህዝቢ መሪሕ ኩንዎ። ኣንታ ህዝቢ ኻኣ እዝንኻ ጽሎ ተረቢጽካ ኣይትፍረድ ኣእምሮኻ ንለውጢ ቐርቦ። ጸባ ሙቖትን ዛሕልን ምስተበራረይሉ ኢዩ ዝረግእን ተሓቚኑ ናብ ልኻይን ጥስምን ዝበጽሕ። ስለ ዚ ወጽዓና ነበረ እንብለሉ ግዜ ክመጽእስ ንቀራረብ፡ንበሃሃል፡ ብዘይ ተጉላባነት ካኣ ንትጋህ።
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
🌹❤️🌹 ጽሑፍካ ጠቃምን መተባብዕን እዩ ቀጽሎ ‼️
@kiflymerhu2982
@kiflymerhu2982 3 жыл бұрын
not to understand the music is playing in Eritrea, which Nation or people will gou govern ond serve outside Eritrea. desparation. 2.
@meriedmeried9384
@meriedmeried9384 3 жыл бұрын
Hagher,ab,hawe,nebelbal,ghedifoma,keidom,bejeka,ghedefena
@wendyghebrhiwet7965
@wendyghebrhiwet7965 3 жыл бұрын
ዕላማ አሜሪካን ምዕራባውያን ኩሎም፥ አፍሪቃ ንከይትምዕብልን፥ ጸጋታታ ንከይትጥቀም፥ ቁጽሪ ህዝባ ምቅናስን እዩ። አፍሪቃ ነጻ ንከይትከውን ብዝከአለና ክንቃለስ ኢና ይብሉ። ሰፈሕ ዛዕባ እዚ፡ ካብ ቃል ምዕራባውያን አብ ትዊተር @wendyg113 አብ April 6, ፖስትዝኮነ ተወከሱ። ደቂ ሃገር ብገንዘብ እናዓደጉ ንህዝቦም አታሊሎም አሕሊፎም ይህቡ። አብዚ ኩሉ ህልቂት የውድቅዎ። ንጋዜጠኛታት መታለልቲ ይልውጥዎም። ሕልና ዘይብሎም ህልቂት ህዝቦም ዘየገድሶም፡ አብ መራከቢ ብዙሓን ክግዕሩ ዝውዕሉ አረመናት፡ አዲኦም ትቁጸሮም። ፈጣሪ ንህዝቡ ዝመዓደና፥ አጸቢቅኩም አስተውዕሉ፥ ተጠንቀቁ ካብቶም ቆርበት በጊዕ ተከዲኖም ግን ድማ ውሽጦም ቶካሉ። ሰይጣን ገባቲ ስለዝኮነ ኩሎም ሚድያ አገልገልቱ እዮም። ንሓርነትና አብ መሬት ትግራይ ኮይና ንቃለስ አለና ምስበሎ፥ ክልተ ጊዜ አበይ ሸነክ ኢሉ ሓቲትዎ። አዝዩ ገጋ ዘይግባእ ሕቶ እዩ። 1) ጸላኢ እናሰምዔ አብዚ አሎና ክብሎ ምሕታቱ ማንነቱ ንጹር ገይርዎ። 2) እንኻን ድሮን እናሃደኖኦም አብ ቃልሲ ናጽነት እኻ አብ ሓደ ቦታ አይቅመጡን። 3) ንአቦይ ሕሩይ ብዛዕባ ግዝያዊ መንግስቲ አብ ወጻኢ መጠይቅ ገሩሎም ከብቅዕ፥ ጸዓዱ ካባና ዝደልይዎ አሎ፡ ንሱ ግን አይትገደሱሉ ኢሎም። እንታይ እዩ ትብሉ ጸዓዱ ካባና ዝደልዩ? ጉዳይ ጸዓዱ ሸለል ኢልና ከ ብከመይ ህዝብና ራህዋ ይረክብ ኢሊኩም ትሓስቡ? ኢሉ ክሓቶም ይግብኦ። እንኻን ጋዜጠኛ ማንም ነዚ ከየብርህዎ ሸለል ዝብል መቸም ቅንዕና ዘይብሉ ጥራይ እዩ። ንሶም ውን፥ ጸዓዱ ካባና እዚ ይደልዩ። እንዘራረበሉ አገባብን እዋንን እዚ እዩ ኢለ እሓስብ ክብሉ ይግባእ። ጥቅሚ ጸዓዱ አይትገደስሉ ዝብልዎ ዘረባ መቸም ህዝቢ አገሪምዎ አሎ። ጸዓዱ ካባና ዝደልይዎ፡ ባዕላቶም ከም ዝብልዎ፡ እዚ ወሪዱ ዘሎ መከራ ጥፍአት ክቅጽል፥ ህዝቢ ጸጋታቱ ንከይጥቀም፥ ከም ወትሩ ክዘርፊ እዩ። እዚ ንክፍጽሙሎም ብአሸሓት ዝቁጸሩ ሃገራውያንን፡ ተሓናፈጹን ኤርትራውያን ዝነብሩለን፡ ክፍሊ ዓለም፡ ኮነ አብ ውሸጢ ሃገር፡ ናይ ነዊሕ ኮነ ውሑድ ዓመታት፡ ሓደስቲ እናመልመሉ፥ ህዝቢ ምጽናትን ምስራቅን ክቅጽሉ እዮም ዝዓዩ ዘለው። መንግስቲ ክበሃል ልክዕ አይኮነን ዝብሉ፡ ቅኑዓት አለው። ግዝያዊ ምሕደራ ዝብሉ ልክዕ አለው። መንግስቲ ክበሃል ግን ንዕቀት ህዝቢ ጥራይ እዩ። ምክንያቱ መንግስቲ ዝበሃል፥ አብ ውሽጥን፡ ደገን ዘሎ ህዝቢ ብጽፊፍን፡ ውሕሉልን፥ ኩሉ ዝዓገበሉ ዲሞክራስያዊ አገባብን መስርሕን ተከቲሉ፡ ካብ ፕረዚደንት፡ አባላት ባይቶ፡ ክሳብ ካልኦት ትካላት ምሕደራታት ህዝቢ ክመርጾም ዘለዎም ብህዝቢ ምስ ዝምረጹ ጥራይ እዩ። ፈጣሪ ውግእ ኩሉ ናተይ እዩ ይብል። በብሃይማኖትና ድሕሪ ንስሓ ሓራ ከውጽአና ንጸሊ። አምላክ፥ ረቢ ሓራ ይውጽአና፥ ኤርትራን ኤርትራውነትን ንዘለአለም ይባርክ። አሜን።
@nalemna
@nalemna 3 жыл бұрын
Kkkkk aye juje majuje ezi kemerhakum guhef funfunresha ezi endaswa ayelilen poletka aykonenn
@sat4029
@sat4029 3 жыл бұрын
Virtual president 🤣😍🤣
@user-of9fg7fi9e
@user-of9fg7fi9e 3 жыл бұрын
ኣታ እቲ ዓበይቲ ዝበለ ብዓል እዚ ድዮም መንእሰያት ክብሃሉ ዓቢይ ኢካ ኣይትቃለስ ኢልካ ኣሎ ክክክክ! የዋርዶ ኣዋሪድና እኳ "።
@fggb468
@fggb468 3 жыл бұрын
ክቡር አባና you were a “dummy” when you were elected in 1975 to Revolutionary Council of ELF. by absentia and now you repeating the same story being part of the ህዝባዊ ባይቶ. Whether you like it or not the political fight going on in Ethiopia is the same in Eritrea in its silent and benign form.
@kibromzeru671
@kibromzeru671 3 жыл бұрын
ሑሩይ ተላባይሩ ዓዲ ኣቲኻ ስልጣን ምስሳኣንካ ንኣውሮፓ ሸፊትካ፡ሕጂ በቋራጭ ስልጣን ክትምዝዕ ሕልሚዩ።ብኽብረት ከይትነብር ብዕልኻ ዒንክሊል ትብል ኣሎኻ።
@user-os1yl8hc3i
@user-os1yl8hc3i 3 жыл бұрын
ኣቦና ኣቶ ሕሩይ ተላባይሩ ክብረትን ጥዕናን ይሃበልና ስነ እቲ ብሉጽ ሓሳብኩም ። ኣብ ተግባር ክፋጸም ተስፋ ንገብር ። 💯💯💯👏👏👍👍👍✊✊✊✌✌
@sadpowerrr3317
@sadpowerrr3317 3 жыл бұрын
ኣነ ዝልምኖም ነዞም ልቦም ዘየንጽሑ በጀኻትኩም በጃኻትኩም ብቅንዕና ጠምትዎ ረቢ ንጽቡቅና ክገብሮ 🙏🙏🙏
@tesfaghergistesfamicael1578
@tesfaghergistesfamicael1578 3 жыл бұрын
Jigna hruy Tela edmen tenan yhbky 🙏👍👌
@yemanemengstab8925
@yemanemengstab8925 3 жыл бұрын
እዚ ስክራም ነብሱ ዘይቆጻጸር መንግስቲ ናይ ወጻኢ ስክራም ደይ እቲ ቁርሱሰ እቦካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣእትዩና ሙውታ ት
@fatimaben4768
@fatimaben4768 3 жыл бұрын
ኣቡኡን ንሱን ክልተ ኣካል እዮም።
@wedihalhale1802
@wedihalhale1802 3 жыл бұрын
ደቂ ሕድርትና
@berhetewoldemedhin6167
@berhetewoldemedhin6167 3 жыл бұрын
Perfekt!
@waairogina1598
@waairogina1598 3 жыл бұрын
አቱም ሕልሚ ክንደይ ይጥዕም
Gym belt !! 😂😂  @kauermtt
00:10
Tibo InShape
Рет қаралды 17 МЛН
Как бесплатно замутить iphone 15 pro max
00:59
ЖЕЛЕЗНЫЙ КОРОЛЬ
Рет қаралды 8 МЛН
MISS CIRCLE STUDENTS BULLY ME!
00:12
Andreas Eskander
Рет қаралды 19 МЛН
🔴 የእግዚአብሔር መንግሥት በመካከላችሁ ናት || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New
3:04:43
БИМ БАМ БУМ💥
0:14
⚡️КАН АНДРЕЙ⚡️
Рет қаралды 3,6 МЛН
Каха заблудился в горах
0:57
К-Media
Рет қаралды 9 МЛН