ዘይወለደ ዝሕጎሰሉ ግዜ - What are they TEACHING our KIDS

  Рет қаралды 121,365

zomay channel

zomay channel

Күн бұрын

Пікірлер: 413
@kflomdebessay646
@kflomdebessay646 Жыл бұрын
ወለዲ ኩሉኹም ንደቅኹም ቃል ኣምላኽ ማሃርዎም ብዘይ እግዚኣብሔር ኩሉ ኮንቱ እዮ ምኽንያቱ ብዘይ ፈጣሪ ኩሉ ኮንቱ እዮ ።
@mebrhitteklu9546
@mebrhitteklu9546 Жыл бұрын
Btaemi tsibuq hasab eyu kulu kab egziabihier wexieka zsrah wey zgber kulu kentu eyu
@samharamen2584
@samharamen2584 Жыл бұрын
Nay bhaqi ⛪️ 🙏🏿
@helugalasmera1334
@helugalasmera1334 Жыл бұрын
MEJEMERTA TBEB FRHAT EGZIABHER IYU YES TRUE
@liyamekonen6352
@liyamekonen6352 Жыл бұрын
Bhaqi wala eti ab mobile ykun apad zrewo bziba mtsehaf qdus Bible story nay qoliu enarayu tezabiu kenday mteawetna nerena kab deqena falul ngedefom tsebah waga keyekfelena kelo lomi ntadegom yhwatey fqerin dngatsen halyoten ena marenayom nkid haqa eya eza haftena bzuhat adetat alewa tharimka keytemetse zbla nay hmaqat athasaseba ab adena eten kemeu enabela deqen zibeya adetat ms abeyu zemenen mlue ab biet mesereti kmlalesa yehlfeo bsenki gebenat naydeqen waga eyu zekfleka nnqah hji bewanu kelo kem zom deqi tseadu amlak yelen tawla eye zamen keybluna btseloten bkulu senay neger nkoskusom tebareka brukat. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦
@teweldeteferi7731
@teweldeteferi7731 Жыл бұрын
ብጣዕሚ አገዳሲ ዝኮነ አስተምሮ ኢዩ የቀንየልና ቀጽልዮ ምስ ሓዳርኪ ምሉእ ፍቅርን ጥዕናን መጻኢ ሂወትኪ ጥጡሕ ክኮነልኪ እግዚኣብሄር ኣምላክ ይሓግዝኪ እዛ ሓፍተይ🙏🙏🙏።
@tsigeredaestifanos3595
@tsigeredaestifanos3595 Жыл бұрын
እቲ ግዜ እዳኣኸለ እዩ ጸአሎት🙏🙏🙏 ዘድልዮ ኣሕዋት
@futsumnuguse
@futsumnuguse Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኮነ መልእክቲ ኢዩ የቀንየልና ቀጽልዮ ምስ ሓዳርኪ ምሉእ ፍቅርን ጥዕናን ይሃብኪ!!!
@rigat9
@rigat9 Жыл бұрын
ናይ ባሐቂ ንጥፍቲ ወላዲት ኣምላኽ ያሐግዝኪ❤❤🙏
@berhaneteklehaymanot7663
@berhaneteklehaymanot7663 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዝሕዝን ተግባር እዩ።😢 ኣነስ እንታይ ምበልኩ እዚኦም ህጻውንቲ ካብ ደቂ 3 ዓመት ክሳብ 4 ዓመት ንዘለው ናብ Kinderschule or children's school ካብ ዝኣትው ደቂ 6 ዓመት ኮይኖም እንተዝኣትው ጽቡቅ ኔሩ ምክንያቱ ጎሪሖም ስለ ዝኣትው ዘለው በቲ ከኣ ናይ ሃይማኖት እንተደኣ ተማሂሮም ብጣዕሚ ጽቡቅ ምኾነ ይብል፣ ክብርቲ ሓፍትና ከኣ ስለ እቲ ጽቡቅ ምኽሪ ዝከፈልኪ ክብረት የሃበልና እግዝኣብሔር ኣምላክ ምሕረቲ የውርደልና ⛪❤🙏
@bereketteklegebre9344
@bereketteklegebre9344 Жыл бұрын
ሰላም ቡሩኻት የሓዋት አዚ ዓለም፡ንደቂና ክንልውጦምን ክንምህሮምን ቶኾይና መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ፍርሃት ኣምላኽን መንገዲ ኣምላኽ ብቃል ኣምላኽ ማሃርዎም ቃል ኣምላኽ ልዕሊ ኩሉ አዪ ኣብ ምድሪ ተባረኹ ጽብቅ ምህሮ ዝሓፍተይ ቀጽሊዮ ❤❤❤
@selamtadesse6872
@selamtadesse6872 Жыл бұрын
በጣም እናመሰግናለን እኔ ትግርኛ እሰማለው ጥሩ ግን መፃፉን ብዙ አልችልም በጣም ለኛ ለወላጆች በተለይ ስደት ላይ ላለን ወላጆች ጠቃሚ ነው ልጆቻችንን እንከታተል ጥሩ አስተማሪ ነው የሰራሽው Video እናመሰግንሻለን እህታችን በርቺ በጣም ከባድና አጨናቂ ግዜ ነው ለኛ ለወላጆች ብርታቱን ይስጠን
@frehiwotgirmazion9067
@frehiwotgirmazion9067 Жыл бұрын
እስኺ እካ ንፍዕቲ እንዲኺ እዚ ትብልዮ ዘለኺ ተስፋ ይገብር ኩላትና ክንሰምዐ ይገብር ንቆልዐ ምግናሕ ዝመስልዎ የለን ዋላ እዞም ጸዐዱ እዉን እኮ ደቆም ይቀጽዑ እዮም አነ ንዐኺ ብጣዕሚ እየ ዘመስግነኪ
@yirgalemAsefaw
@yirgalemAsefaw Жыл бұрын
ናይ ብሐቅ ደስ ዝብል ናይ ለሚ ቢሉል ሐፍተይ ወልዶም ብዝዓቡ ውላደም ዘይሐስብ ተስፍ ዘይ ህበ ኣበይ ይማሃሩ ዘይ ፈልጥ ኣቦታት እዮም ዘለወ
@regbeadhanomkidane8003
@regbeadhanomkidane8003 Жыл бұрын
😢 ናይ በሓቂ ዘፍርሕ ግዜ እዩ እግዝኣሔር ኣምላክ ገጹ ይምለሰልና። እንተኢቲ eritrewiyan ኣወዳት ሰለምንታይ ንደቁኩም ናብ park ዘይትዊጽኡዎም ናብ ወዘተ ዝበልኪዮ ,,,,,,,, ኣነ ከማን ይግረም አ፡ ምክንያቱስ ኣዶ ናብ ኩሉ ክትጽፋዕ ኣይትክእልን እያ። በዝኩነ ጹቡቅ ትምህርቲ
@fyorihntsa
@fyorihntsa Жыл бұрын
Wala tezaribkayom zeysemu halafnet kwesdu tegedasnet yeblomn
@okbazgiembay1954
@okbazgiembay1954 Жыл бұрын
ሽኮራና ጽቡቕ አለኺ ክብርቲ ሐፍትና ብዙሕ ጌርና ነመስግነኪ
@danayabrham1249
@danayabrham1249 Жыл бұрын
እዋይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን ደቅና ንጥፍኣት ኮይኖም እሞ ኣብ ገዛ ግቡእ ትምህርትን ምክትታልን ክንገብር ከም ዘለና ሓቢርክና የቀንየልና ብዝኮነ ግና እቶም ሰብ ገንዘብ ዝኾኑ ኣኣብ ዘለውዎ ቦታ ወይ ሃገር ናይ ኤርትራ ወይ ሓበሻ ቤትትምህርቲ ክከፍቱን ከም ናይ ግሪክ ቤትትምህርቲ ክፍቀድ ክንሓትትን ክክፈትን ክንጽዕር ኣለና ብባህልና ሚሂርና ክነዕብዮም መታን ክንጽዕር ኣለና እዚ ሓሳብ ሼር ጌርና ነዕብዮ ሓሳብና
@Queen_Queen34
@Queen_Queen34 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዩ
@nfkriyeznebr4336
@nfkriyeznebr4336 Жыл бұрын
Nay bhaki xbuk hasab abey mo
@danayabrham1249
@danayabrham1249 Жыл бұрын
ሰብ ዩቱዩበራት ከምዚ ጌርኩም ንሰብ ጸጋ ክበራትዑ ሓሳብ ንሃቦም ብገለ ሃገር እንተተጀሚሩ ቀስ ብቀስ ናብ ኩሉ ሃገር ክተኣታቶ ይኽእል እዩ እዚ ጥቅሚ ድም ንኩልና ህዝቢ ኤርትራ ምድሪ ሓበሻ ኣብ ስደት ዘለና እዩ ካባና ሓሊፍና'ውን ንካልኦት ደቂ ዜጋ ክንጠቅም ኢና ሓሳብና ነደልቦ
@Memhryohansafewerk
@Memhryohansafewerk Жыл бұрын
ኣዝየ የ ዘድንቀኪ ኣጆኺ ቀጽልዮ ሕፍሪ ክስምዓኪ የብሉን ምኽንያቱ ኣዝዩ ናብ ዝኸፍአ እዋን ኢና ንኣቱ ዘለና ስለዚ ኣጂኺ ቀጽልዮ ትምህርቲ የድልየና እዩ ፡ ❤❤❤
@elszabetafewerki7872
@elszabetafewerki7872 Жыл бұрын
Btaemi cbuq abnet eyu Ngsti tebareki
@simret5568
@simret5568 Жыл бұрын
Thanks so much, the best way to do is take the kids to the right church
@teibetesfai4182
@teibetesfai4182 Жыл бұрын
በይሉል ሐብተይ እዚ ትብልዮ ዘለኺ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ እንተኾነ ንደቅና ንህይወቶም ብሙሉኡ ካብዚ ናይ ሰይጣን ትምህርቲ ንደቅና መጽሐፍ ቅዱስ ክንምህሮም አሎና ካብ ናአሽቶኦም ከለው እቲ ቀንዱ ድማ የሱስ በይኑ መድሐኒ ከምዝኾነ ዝምህር ቤተክርስትያን ሒዝኩምዎም ኪዱ እዚ አብህይወትኩም ሰላምን ዕረፍትን ክኾነልኩም እዩ አሕዋተይ ሰላምኩም ይብዛሕ የሱስ የፍቅረኩም እዩ
@elsatesfay6014
@elsatesfay6014 Жыл бұрын
Thx a lot 💯 % bflay eza nay kolu ab sdet zelo tsegemat buzuh kbahal mtkale neru sle ti kulu halyotkn gulutsentken kab ❤ yemsgnki ktselyo. EGZIABHER AMLAK dema mhretu yelaklna babeu.
@Selamhabtu-kp4ex
@Selamhabtu-kp4ex Жыл бұрын
ያ ጽቡቕ ኣለኺ ኣብ ትሕቲ እግዛብሄር ንደቅና ክንከታተል ኣለና ክገብርዎ ዘለዎምን ዘይብሎምን ብስነ ስርዓት ካብ ኣታዓባብያ ናይ ገዛኻ ውን ይውስኖ ዩ ኣምላኽ ምሳና ይኹን ከቢድ ዩ
@edeneden889
@edeneden889 Жыл бұрын
ቤሉለይ ናይ ብሓቂ ዝበዝሑ ኣወዳት ኤርትራውያን ኣብ ደቆም ንፉዓት ኣይኮኑን ጹቡቅ ትምህርቲ ኢኪ ኣሕሊፍኪ ቀጽልዮ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@solomonkfle2831
@solomonkfle2831 Жыл бұрын
Eden adieu ko eya tbl zela ane zfelten keman zdelwo ember zedlyom zeyhba weledi alewa nzarb gn bzuh aynefrn.
@fyorizemikiel430
@fyorizemikiel430 Жыл бұрын
Egzio meharena krstos ndeqna kabzi nay rkset menfes tmhrti bmhretka halwom 🙏,ab geza wn kab game n kalen nmhrom mexhaf kdus kal amlak bzaeba haymanotom kfeltu frhat egzaebher khlwom halafnetna eu hadera weledi, rshaney egzaebher yekbreley bhaqi adnaqotey meglexi yeblun kulu weladi kemaki tezkewn kndey xbuk neru kexlyo rshaney degime ms sebaykn deqkn amlak msakum ykun 🙏❤️❤️
@Rahsi-mi9zt
@Rahsi-mi9zt Жыл бұрын
Pls degagimki bizeaba atababiya koliu tezarebi eritrawiyan koliu yitfiu alewu pls. Beyilul haftina thanks sister ❤️
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 Жыл бұрын
Meska alku
@wintamekonen5003
@wintamekonen5003 Жыл бұрын
Bravo Beluli habtey kemzi etati amxelna eki
@rodanafilmon7887
@rodanafilmon7887 Жыл бұрын
Ezi btaemi agedasi eyu btaemi nfeti amlak ybarki zemen hiwetki ybarek
@teklemariamkidane8352
@teklemariamkidane8352 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ኣገዳስን ማሃርን ሓሳብ ደቅና ንጠቀቀሎም በኛኩም ካብዚ ክፉእን ሰጣናዊ ጽዩፍን ትምህርቲ ደቅና ንከታተል. ......ቆልዓ ሰለ ዝወለድካዮ ጣራይ ኣይኮነን ወድካ ብስነምግባር እምነቱን ባህሊን ልምድን ናይ ሃገሩን ናይ ወለዱን ምስ ዘይ ከይድ ወድይ ኢዩ ክትብል ከቢድ ኢዩ ስነልቦና ናትካ ክህልዎ ይግባእ ወድዩ ክትብል ተኮንካ ናይ ብሓቂ ኣዝዩ ኣታሓሳሳቢ ጉዳይ ኢዩ ምሕረት የውርድ ሕማቅ ትምህርቲ
@tsigetemesgen2522
@tsigetemesgen2522 Жыл бұрын
Thank you Belul! Great job go on. MayGod bless you!
@ኤፍታሕተኸፈት
@ኤፍታሕተኸፈት Жыл бұрын
ኣዚኪ ንፍዕቲ ኢኪ ቤሉል ሓፍትና ብፍላይ ድማ ኣነ ተማሂረ ኣሕዋት እውን ክነቅሓ ክነቅሑ ኣለዎም እትብልዮ ነገራትኪ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብለኒ እዚ ዝበልክዮ ነገራት ኩሉ ሓቂ ዩ ድውቅና ነቑርቦም ብስጋን ብነብስን ነንቃሓዮም
@asmeretweldegergish4450
@asmeretweldegergish4450 Жыл бұрын
Btami tsubuk hsab zre zhzn sdrabit kmzelewu nfelt ena emo smina knmharelu amlak lubona yhabena yhwat Nay adtatki ayfeleki zhaftey brkti❤
@የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሐ7በ Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ጽብቅ ትምህርትቲ እያ ኣወዳት የሕዋትና ቆልዑ ኣይሕግዙናን እዮም ናብ መዛወሪ ናይ ትምህርቲ ኣዋልድ የሕዋትና ጥራን እየን ሓላፍነት ዝስከማ እንታይ እዩ እቲ ጸገም ገሊኦም ኣወዳት ኣበይ እዩ ናይ ደቆም ትምህርቲ መን እያ መምህሮም ከማን ኣይፈልጡን እዮም
@snitkbrab7290
@snitkbrab7290 Жыл бұрын
Tack habbty btamy ymesgniy sebk temerty eyu kemu kselyo eky ❤
@luladaid9912
@luladaid9912 Жыл бұрын
You are right and Good job
@saratsegay6095
@saratsegay6095 Жыл бұрын
Betami Betami kemsgenki yedle An Wen bitmherti dekey kide kehtet Alni Amlke yebareki Mes Sedraki 🙏❤️💙🇪🇷
@kidisty.woldez6974
@kidisty.woldez6974 Жыл бұрын
ጽቡቕ ኣለኺ, ኣታዓባብያ.ቆልዑ ኣይከኣለኦን.ጽቡቕ ኣለኺ ውሑዳት ኢዮም ሓላፍነት ደቆም ዝወስዱ 80%ካብ ምእት ኣደታት ኢየን ንበይነን ዘዕብዮኦም :ቀሊ ብዛዕባ እዛ ኣርእስትዚኣ
@אבבהדסטה
@אבבהדסטה Жыл бұрын
ንፍዕቲ ዝሐፍተይ ተማሐላልፊዮ መልእክቲ ቁም ነገር ዘለዎ ምክሪ እዩ ኩላትኩም የሕዋት ካብዚ ትምህርቲ ከም ትወስዱ ይአምን እየ ቀጽልሉ ❤
@stu147
@stu147 Жыл бұрын
Aziki ktneadi zgbeaki seb iki beluley haftey kexlyo ❤💪
@muluemehari6914
@muluemehari6914 Жыл бұрын
❤ናይ ብሓቂ ግድስቲ ወላዲ ኢኺ መድሃኒኣለም ይሓግዝኪ ስለ ስድራኺ ዝከኣለኪ ዋጋ ክፈሊ ማለት ተኸታተልዮም። ትገብርዮ ዘለኺ ምኽርን ምንቃሕን ኣድኒቐ ኣይጸግበክን ክብረት ይሃብኪ ።እንተ እቲ ናትና ሕብረተሰብ እንታይ ኮይኑ ኣሎ እንታይ ክኸውን እዩ እንታይ ይግበር ኣሎ ኣብ ዓለም ተረዲእዎ ዘሎ ኣይመስለኒ ብፍላይ ደቂ ተባዕትዮ ። ብዝኾነ ስድራ ማለት ሲ ቅድሚ መጻምዲ ምሓዝካ እካ ብዙሕ ስራሕ ክስራሓሉ ዘለዎ ዓቢ ጉዳይ እዩ ካብ ኣተዓባብያና ብዙሕ ኣሉታዊ ሒዝና ኢና ዓቢና ግን ኮይኑ ዝሓለፈ ትገብሮ ነገር የለን ወልድና ኣይገበርዎን እንተኮኖም ጽቡቕ ከኣ እንተዘይኮይኑ ንምንታይ ባዕልና ንደግሞ ከቢድ በሰላ ከይንገድፍ ክንቀሓሉ ኣለዎ። ደጊመ ክብረት ይሃብኪ ርሻን ሓፍተይ።
@salemaraya9182
@salemaraya9182 Жыл бұрын
Xibuk beluley Shikkori hakiki eki kulu zibelkyo takk mearey ❤❤❤❤❤
@kaylazegowitz13
@kaylazegowitz13 Жыл бұрын
Yes very important topic.
@eritreafirst7329
@eritreafirst7329 Жыл бұрын
Bzeyeges nsom zgebrwo zelewu,dekina meswati kefilna nab hagerna nmlesom,wala nabra, ymerr,yberta,ms hadarna tesamamiana nab hagerna ms neabyom,deki alewuna kinbl nkial ena,entezeykoynu 0000 koyna kinterf ena 🇪🇷
@rahwaembaye4053
@rahwaembaye4053 Жыл бұрын
Bejaki bzaba kolut amxie tack
@mebratandom1806
@mebratandom1806 Жыл бұрын
ናይ ኩሉ መፍትሂ ጽሎት አዩ
@Queen_Queen34
@Queen_Queen34 Жыл бұрын
yes 🎉🎉🎉 🎉🎉🎉
@mieronasefa9544
@mieronasefa9544 Жыл бұрын
Hakeke
@asmir5327
@asmir5327 Жыл бұрын
Thanks for sharing it is helpful for us may our lord Jesus protect our children from the devil though
@lulsebhat7248
@lulsebhat7248 Жыл бұрын
“የሱስ ከኣ፥ መገድን ሓቅን ህይወትን ኣነ እየ። ብዘይ ብኣይ ሓደ እኳ ናብ ኣቦ ዚመጽእ የልቦን።” - ወንጌል ዮሐንስ 14፥6 1፡ ካልእ መንገዲ የልቦን። 2፡ ካልእ ሓቂ የልቦን። 3፡ ካልእ ሂወት የልቦን።
@tesfamariamakeza2968
@tesfamariamakeza2968 Жыл бұрын
መን ዶ ካልእ መገዲ ኣሎ ኢሉኳ እዩ ፡?
@Bt-Y2XLO
@Bt-Y2XLO Жыл бұрын
አሜን!!
@ksanetamanuel5601
@ksanetamanuel5601 Жыл бұрын
amennn
@girmay0547
@girmay0547 Жыл бұрын
Amlak adme yhabki bhaqi lbi zedyo gize ayu amo amlak bayni mhretu ytemitena
@fieruznasser7340
@fieruznasser7340 Жыл бұрын
Ezi nhaymanut anxar u zkayd zelo kolatna xelot ngber bebhaymanutna fetari yhalwena yemesgnaki kbrty haftna
@miliatezeray8032
@miliatezeray8032 Жыл бұрын
Nay behaki Rishann habtey dargah zibezihu aewedat eritrawiyan ywelidu deae eimberi halafineti aeynitayominn u Ms nay kaluot ziga rieika
@natsnetmebrahtu3858
@natsnetmebrahtu3858 Жыл бұрын
2 seb hadar tefelaliyom malet etom koltt yhseyu kem zelewu tegenzibom ab miebay dekom bebizelewuwo halafnet kiwesdu . gele gele adetatwn alewa ms sebiuten tebaesen dekom miriay zeyefkdalom zikone kontakt kihlwomn zeydeliya emo abzia nay lomi aristi temorkiski bjaki gele beliyom eki. ezaia hasab wela nebotat eya tmlket nsebeytom tseloim dekom zirisiu sle zelewu. ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ yekenyeley
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ
@ድንግለይማዕተበይአይበትኽ Жыл бұрын
ስለዚየ ኩሉ ግዜ ጸሎተይ ንዐደይ ምለሰኒ ኢለ ዝጽልይ
@ghideymedhanie1706
@ghideymedhanie1706 Жыл бұрын
Amlak yibarki excellent mom love you ❤
@sulamith8910
@sulamith8910 Жыл бұрын
This video is pure gold Belu haftey
@eritreaasmaramulue9741
@eritreaasmaramulue9741 Жыл бұрын
Behaki ita nay awedat zbelkiya btaemi asgaitn asekafitn iya mkniyatu bibzhi normal wey dma kem deki dumu adetatum tray iyen nay mebzahitiom dekom zeibyalom zelewa Lebwa nmeneseyat kea bejakum lbi nigber dekinan hadarnan nkenaken izi gize ida kefe iyu zkeyd Ueli Tnx zehaftey ❤
@AbaAthonyaboy
@AbaAthonyaboy Жыл бұрын
Selam kbrti habtna tseadu ndeqom yqetsewom diyom maletey sne srat btaemi eu zelewom.mebzahtau krbshu ayraun eske bsefih natomn natnan ateababya gletslna ms yqreta.
@wedifeto7536
@wedifeto7536 Жыл бұрын
ዋይ ኣነ፡ ካብ ክቡር ባህልን ሕፉር ሕብረተስ ተፈጢረ፡ ኣብ ዘይ ዓደይ ተሰዲደ ከይ ኣክል ን ደቀይ ምጽያቀይ የጉህየኒ። ብዝያዳ ካብ ሓንቲ ዘይ ሰብ ዝወለድኩዎም ቆልዑ ኣለውኒ፡ ርክብ የብለይን ብሕጊ ደቀይ እንዳ በልኩ ከይ ደቀስኩ ይነብር ኣለኩ። ጽቡቅ ኣለኪ፡ ነተን ደቂ ኣንስትዮ ተራ ኣቦ ን ቆልዑ ማዕረ ክንደይ ጽቡቅ ከም ዝኮነ ሓደ መደብ ስርሒ በጃኪ፡ ሃውኪ ብፍቅሪ ደቁ ከይ ደቀሰ ዝነብር፡ ብሰንኪ እታ ቅንፍዝ ኣዲኦም።፡ስለምንታይ ወንጂልካያ ትብልኒ ትህልዊ፡ ኣብ ሂወተይ መምበሪ ፋቀደይ ንክባላሾ ዝገበረት ስለ ዝኮነ፡ ይቅረታ እቲ ታሪክ ነዊሕ እዩ። ተራ ኣገዳስነት ኣቡ ኣብ ደቁ፡ ፕልስ ሓደ መደብ ግበሪ። thank u kamaki ybzha
@hayatsalih4417
@hayatsalih4417 Жыл бұрын
Ya releey 100% abo nedeku btamy agedasy u bflay ab ateababya fkry abo mare ade agedasy eu nety zefelto
@Schooliscool-j9e
@Schooliscool-j9e Жыл бұрын
sorry hawey buzuhat eyom kemaka bitaemi zehzn eyu gn ajoka hanti mealti abo deqka kitkewn eka
@wedifeto7536
@wedifeto7536 Жыл бұрын
@@Schooliscool-j9e ane ab germen znebr zeleku eye. Europ higi zbhal yeblomn. Beja adna. Ab geza axya lomo mshet nayn n dekey key ketelkana aytkeydn eka ela. Maexo axiyato. Mefth ms habato beyen ywxae. Poloce kdwl ele mobailey ms awxaku dma shiba sebirata. Bdhru ezua hanti amaraxi zneberetni. Balkon zbhal alo bu netire kwexi ms belku melida tekalisa mkfat ktkelani ms tekalesetni. Shibeya kurub kem zkfet ms geberkuwo. Aw ele police ms belku gorobabti hji kdwlu sle zkelu kkeyd alewo ela. Kab enda gohaf awxia kefita maexo ktkeyd tkel eka elatni. Wexe tk ele n gezay kkeyd zgbani beti setenawi atehasasba nebsan dekey ente ketila tehatata ane eye men neru tebahilu. Police kdwl aleni ele n gorobet dewleley bejaka eleyo. 3 gza dhri mdwal eti gorebeta polce mexiom. Rioma.nay ka hizomnk kedom aba gexka key tkey ms beluni. Hji 2 ametey keribu abti zelato kab zey keyd. Bhiwetey keleku deqey b kalot sebatn melamedi tgebro b mhlawa xogri deqey. Babu fkri abom key rekebu mebayom enda aguhayeni. Enda police keda harimuni kqetleki eye eluni ela kesisa ab menberi wereqetey kebabi 5 Amet bwhud kem geben zeleni seb kone ab thti kttl police kneber feridomno. Egbay ezia aygeberkuwo ele dma ygbay ybl aleku. Yrdani eu bzuhat alew kemzi kemay ezia natey gn kema ala gal ansteyti aybln eye. Naytia kufu zerzire kwdo aykeln eye. Amlak gn dhan hade malti aynu nabay yebl ykewn. Eti xegem hji ane nezia seb hanti qal tkun wn msay ktzareb aydelyan eye. Kreya wn aymdelekun eti hto nsa bzey rekbelu guday b kemey deqey yri eu zehsebeni zelo hasab ente haluki wes belni . Kab chnket ztebegese eu srah enda tebegesku hji zxhfelki zeleku. Kab chnket ztebegese
@yordanostewelde5307
@yordanostewelde5307 Жыл бұрын
​@@wedifeto7536 ajoka fithawi zkone abi amlak alo nsu fithi kewxalka eyu zechenkeka zebele kulu nsu mewedata kigebrelu eyu
@danitenardos2317
@danitenardos2317 Жыл бұрын
Bravo . Hji teredieuki tsubuq . Netom hbrtat zelewo nwladki ebayom zhabetom elki gerkulom. Sebat tsihufomulki tmlisi neyrki. Zkone gift zhabuki nataom hbrtat wey bandera zelewo aythabyom ndeqki. Sebat tebelashom mewedaeta ena zelena.
@lemlemluulay6843
@lemlemluulay6843 Жыл бұрын
በይሉላ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ንኩሎም ወለዶ ዓቢ ኣስተምህሮ የሕሊፍክልና የቀንየልና ❤❤❤
@zereelyas4501
@zereelyas4501 Жыл бұрын
Very great Advice teaching to our people keep going don't Stop it God blesse you, i am proud of you. ❤❤❤👍🏻👍🏻👍🏻👍🏻
@wegibere5458
@wegibere5458 Жыл бұрын
I don't usually comment on KZbin but this time I feel we need to wake up us parents before it is to late . We have to stand for s our kids and their future please please try to communicate with your kids and try to open thie best friend talk with them with honesty. The world is getting worse. This agenda coming to get our kids. May God protect our kids and us . 🙏 Thank you zomay
@shalom7161
@shalom7161 Жыл бұрын
Sorry to say this you are correct we need to focus on our children and need to learn how to raise kids. May God help you to speak about this topic.
@shewitteklezgi7587
@shewitteklezgi7587 Жыл бұрын
Top idee ga zo door Beilul. Ouders moeten opletten bij het kiezen van basis school onderwijs. 4- 12 jaar vooral in Nederland is echt een belangrijk fase. In Nederland zijn er protestant, katoliek en openbaar scholen. Dus blijft alert ouders bij het kiezen van een school.
@senaitgebrehiwet2851
@senaitgebrehiwet2851 Жыл бұрын
Thank you for information God bless you and your family 🙏
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Жыл бұрын
ክብርቲ ሓፍትና ሕዝብና ከይጠፍእ ክነቅሕ አለዎ አብዙ እዋን እዚ ዘይወለደ እዩ ዝቀሰነ ወሊድና ክነዕቢ ምስ ዐዕበናዮም እንድሕር ዘይእዘዙና እናሓዘንካ ምንባር እዩ ሞት ክሳብ ዝግልግለካ
@milenueriye3189
@milenueriye3189 Жыл бұрын
Belule am proud of you on this we Eritrean have to know all of this and teach our Childeren a lot
@amlesetgebretnsae4398
@amlesetgebretnsae4398 Жыл бұрын
Edmen tenan yehabki Reshan haftey nay behaki. Zehezen eu egziabher amlak mesana yebikum, kab fetene yesewerena ❤
@Miraclewillhappen2024
@Miraclewillhappen2024 Жыл бұрын
Yes ....family should correct their children in their wrong doing....becouse if they are not correct on time they can be violent and cruel kinds and might bring alot of negative impacts to society... so thanks for the perfect point beli❤
@jesusislord.9123
@jesusislord.9123 Жыл бұрын
Hakiki aleki nay habesha weledi firhat amlak sienina alena. Amlak megedina yexebik ab amlak wn ABI hito alena. Kedamot weledi nab Nisiha kinmiles yedlyena
@luwamfshaye1308
@luwamfshaye1308 Жыл бұрын
Btami des zbl bielul haftey kabzi hmak ewan mewaxo yfterelna you zebl
@hiwetgebreyohannes2458
@hiwetgebreyohannes2458 Жыл бұрын
ጎበዝዝ ኢኪ አጆኺ ፅብቅቲ። ከምዚ ትብልዮስ ብዙሕ ነገር አሎ አብገገዝኡ ግን እቲ ሽግር ናይወላዲ እዩ ሐቅኺ አይኮነን ምስቆልዐ ንዐቢ ዘይገድፉ ውን ብዙሐት አለው ወለዲ ግን ኦ ኦከይ ዐቢ ነገር ከሎ ሸለል ዝብልዎ ብዙሐት እዮም ግን እተተዛሪብኪዮም እስኪ ቆልዐ ከምዘይትፈትውን ወይ ከምዝጠቀውክሎምን እዮም ዝሐስብዎ ወላ ከምኡ ክቅፅሉ ዘተባብዕዎም ወለዲ ውን አለው። ክብል ከለኹ ግን ካብ ዝረአኹዎ እዮ ዋላ ሰላም ክትብሎም ዝፃፍዑ ውን አለው ስድሮኦም ከምኡ ስለዝዐብዩ እዮም ወለዶም ምንም ዘይመስሎም። እስኺ ግን ንደቅኺ ከምታ ዘለኽያ ሐዚ አጆኺ። ዝሰምዕ ተረኺብኪ ዐቢ ሙሁሮ እዩ ።
@tsigeredaalem4644
@tsigeredaalem4644 Жыл бұрын
Yekenyena belul haftey Tselot megbar abi fetah eyu Tewesaki kea ndeqna gezie nhabom ab mentay ngenhom kenfelt alena
@selamtsegay3619
@selamtsegay3619 Жыл бұрын
wow Beylul haftey bhaki mnqhe zedlyo gize eyu egzabiher mstwalna ykfetelna thank you qexlyo marey
@yorsalemluolseged2696
@yorsalemluolseged2696 Жыл бұрын
Neger Enda gedede keidu letay teliali nikid adina do?
@beilulfarih3533
@beilulfarih3533 Жыл бұрын
Kxlyo konjitay Allah yhfzkum ❤❤❤
@sr.tirhasyohannes3730
@sr.tirhasyohannes3730 Жыл бұрын
Egzio meharena kirstos nibel kuluna! Lord have mercy on us!
@eritrean8
@eritrean8 Жыл бұрын
Keep going like this video zhaftey betamie xubuck information eyu🙏❤️❤️❤️
@meazaaraya8080
@meazaaraya8080 Жыл бұрын
Ambesit gobez eki, ewe welidom eyom suq zblu
@helenbaryagabr9964
@helenbaryagabr9964 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ትኽክል ዘረባ ተባረኺ ዝሓፍተይ
@tibezerai5571
@tibezerai5571 Жыл бұрын
💓💕💪😍 ጽብቅ ትምህርቲ ትምህርየን አለኺ እዛ ጋለይ ዕድመን ጥዕና' ን ይሃብኪ ።
@shalom7161
@shalom7161 Жыл бұрын
Please teach more like this to your people about kids and parenting
@redferrari-qn9jy
@redferrari-qn9jy Жыл бұрын
Bravo sister . Very important information
@aloniaab9147
@aloniaab9147 Жыл бұрын
Belu good job memeliki tghlu bezi tmhrti nay koluau tebareki you have blessed brain thank you so much.
@embebamulugheta3225
@embebamulugheta3225 Жыл бұрын
❤❤❤❤ bejaki aba bwhti krekbeki delyey aleku rkeblni natey astegramey embeba muluhgeta aya tbl bejaki bzterefe xbuk sreh ❤❤❤❤❤❤❤
@godisgood1482
@godisgood1482 Жыл бұрын
በሉለይ ሓፍተይ ኣዚየ ከየድነቁኺ ክሓልፍ ኣይደልን ኣዚዩ ኣገዳሲ ኣርእስቲ እዩ thank you for your information keep it up God bless you abundance
@kisanettumuzgi5033
@kisanettumuzgi5033 Жыл бұрын
ናይ በሓቂ በሉል ሓፍተይ ዘገርም እዩ ብጣዕሚ ንፍዕቲ ቀጽልዮ ብጣዕሚ ጠቃሚ ምኽሪ እዩ love you
@muzittekia8242
@muzittekia8242 Жыл бұрын
Beylilu hafte yekenyelna bezi agatami kaa btaemi eye zfetweki wela nsbhatu nbeynki ki keymesleki edmen tenan yhabku fetari ms familki ❤❤❤
@selammedhane4520
@selammedhane4520 Жыл бұрын
Thanks 🙏
@milenueriye3189
@milenueriye3189 Жыл бұрын
You said it well now becoz they have to teach there kids manier they dont have it at all!!
@elk5824
@elk5824 Жыл бұрын
ሰላም ቤሉል ሓብተይ ብጣዕሚ የ ዘመስግንኪ። እዚ ሳዓት ከም ዝኣኸለ ኩሉና ንርእዮን ንዘምዖን ኣለና እቲ ዘንብብ የስተውዕል።ከም ዝበለና መጽሓፍ ቅዱስ ፡ንሕና ንነብሮ ዘለና ኣብ ሰዶም ጎመራ ዩ ብኸመይ ከም ንወጽእ ንሕሰብ ብጣዕሚ ዘሕዝን ግዜ ኢና በጺሕና።እዘን ኣደታት ደቀን ዘይቀጽዓ ተመሊሶም ንዕኤን ከም ዝሃርምዎን ኣይፈለጣን።ንገዛእ ርእሰና ድስፕሊ ዝጎደለና ከመይ ኢልና ደቀን ክንቀጽዕ፡ንውላድካ ሰብ ክሃርመልካ እንተዘይ ትደሊ ዄንካ ናይ ካልእ ሰብ ውን እንዳ ተሃረመ ብኸመይ ተፍቅድ ተጋግዩ ጌጋ ኣለኻ እንተዘይ ኢልካዮ ሓሶት ትምህሮ ኣለኻ ማለት እዚ ቖልዓ ዚ ኣዲኡ እሕሊፋ ትህቦ ኣለ ጽባሕ ነዚ ሕጻን ኣብ ናይ ስንኩላን ኣእምሮ ዮም ክሰድዎ ወይ መርፍእ ዝዕግስ ዮም ክወግእዎ ኣዲኣኡ ትደልዮ እንተዄኪ ሕሰብሉ ሰብ ሃሪሙ መጺእኪ ዘይትገንሕዪ እንተ ዄኪ ንኸሃርም ተፍቅድሉ ኣለኺ ማለት ዩ፡ንኹለን ንኸምዚ ዝኣመሰላ ኣዴታን ኣቦታትን ንደቅና ብኻልኦት ክህረሙ እንተዘይ ንደሊ ዄና ንኻልኦት ውን ክሃርሙ ከም ዘይብሎም ክነግሮም ይግባኣና ብፍላይ ዝሃርም ቆልዓ ኣብ ገዝኡ ስለ ዝህረም ዩ ኢሎም ዮም ዝግምግምዎ፡ ካበይ ክማሃር ይኽእል ወልዲ ሓበሻ ተጠንቐቑ ደቅኹም ከይተጥፉኡ ወላድ ማለት ናትካ መዘከርታ ናትካ መቀጸልታ ናይ ሂወትካ ዩ።ገንዘብ ይጠፍእ ይመጽእ ውሉድ ግን ህያብ እግዜቢሔር ዩ። ምስ ገንዘብ ወይ ምስ ንብረት ኣይትጸብጽብዎ ዳሕራይ ከይትጣዓሱ።
@rutayakob1953
@rutayakob1953 Жыл бұрын
Thankes betemi sebuk temherti ab kulu lebi sab yehdero
@natsnetbereket3686
@natsnetbereket3686 Жыл бұрын
አወ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ኮመንት ጽሒፍኪ/ካ
@kesetehabte1955
@kesetehabte1955 Жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ምዕዶ
@semharokubaldetkidane1932
@semharokubaldetkidane1932 Жыл бұрын
Ja nay bhaki
@Sanirey777
@Sanirey777 Жыл бұрын
Nfu zhawey kulu elkayo adetat lbi nbel daharay buzuh ada keymexena dekna kemey akaydom nflet hgi eropa nana n Eritrawyan yetfeana ember ayelmanan
@astergebreab3965
@astergebreab3965 Жыл бұрын
አዝግዮ አዝግዮ ከቢድ አዩ ፈታኒ ንወለዲ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼አግዛብሄር ይርድኣና
@sarilove7988
@sarilove7988 Жыл бұрын
Ewayi mechem adina selam yigberelina firhin chinketin koyinu hiwetinea
@saradaniel5579
@saradaniel5579 Жыл бұрын
Waeroo jgna meglxi yebleyn bflay eza nay abo eritrawian degimki ente tserhya.thanks a lot..sis❤❤😊
@Gl.f
@Gl.f Жыл бұрын
ብራቮ ዞማይ ቻነል ሺኮር ከምዚ ጌርኪ ደኣ ኣንቅሕዮ ነዚ ሕብረተሰብና ።
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ Жыл бұрын
Thank you for sharing zhaftey ajoki ka kem ezi bzaba kolut amxelna iki 🙏
@embebaberhe5118
@embebaberhe5118 Жыл бұрын
Hmak gze betsihna amlak baelu ymelselna eza nay eritrawiyan abotat zbelkiya kea bhaki degmki tetserhla❤
@kasay67
@kasay67 Жыл бұрын
Very interesting and good leson. Thank you. Belu
@sarbean4827
@sarbean4827 Жыл бұрын
ብጣዕሚ እየ ንኢደኪ ዝሓፈተይ ማራ ማራ ቀፅልሉ
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрын
ደቂ ሰባት መዓስ እዮም ኣብ ሓሶት ሂወት ክነብሩ ዝጀመሩ? ካብ ኣዳም ዩ ዝጀመረ:እዚ ሓሶት እዚ ከኣ:ካብ ሰይጣን ዝመጸ ኮይኑ:ነዚ ሓሶት ዝተቐበለ ሰብ ከኣ:ኣብ ኩሉ ወሎዶ ናይ ሰባት ሞት ዘለኣለም ሓሊፉ:ካብዚ ብሓሶት ዝተመስረተ ሂወት መን ከውጻኣካ ይኽእል? ሓደ ምርጫ ጥራይ ዩ ዘለካ:👉ንየሱስ ክርስቶስ ምቕባል:ስለዚ are you ready now to accept Jesus christ? because this is the time to accept Jesus christ,otherwise no a chance to the heaven, John ዮሃንስ 3:18 👉ብእኡ ንዚኣምን ኣይፍረዶን። ነቲ ዘይኣምን ግና፡ ብስም ሓደ ወዲ ኣምላኽ ስለ ዘይኣመነ፡ ድሮ ተፈሪድዎ አሎ። ሮሜ 10: 9-11👉 እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ምዃኑ እንተ ነገርካ፡ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።Luke ሉቃስ 4:8 የሱስ ከኣ፥👉 ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ስገድ፡ ንእኡ 👉በይኑ ኸኣ ኣምልኽ፡ ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ካባይ ርሐቕ፡ ሰይጣን፡ ኢሉ መለሰሉ። Acts ግብሪ ሃዋ 4:12:👉 ብእኡ ኽንድሕን ዚግባእ ካልእ ስም ኣብ ትሕቲ ሰማይ ንሰብ ኣይተዋህበን እሞ፡ ምድሓን ብሓደ ኻልእ ከቶ የልቦን:: SAY TODAY IS MY DAY,
@hewan9126
@hewan9126 Жыл бұрын
Indeed. That's true God bless you.
@liyamekonen6352
@liyamekonen6352 Жыл бұрын
God bless you, bhaqi bzey goyta kulu kontu naykontenet eyu tebarek bruk🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇨🇦🇨🇦🇨🇦🇨🇦
@danielgidey4258
@danielgidey4258 Жыл бұрын
God wants everybody to accept for Jesus christ now,otherwise I will not responsibly for anyone,especially people of Eritrea call to God,
@IbelongtoJesus123
@IbelongtoJesus123 Жыл бұрын
Bravo, rushan you are so smart! Kemu gerki ske nezi hzbna anqhyo ember tefina ena zelena 😔
@asmerettekle55
@asmerettekle55 Жыл бұрын
I think you are very right
@ametezghiteklsenbet3274
@ametezghiteklsenbet3274 Жыл бұрын
ከምዚ ናተይ ብጭንቀት ዝሓመመስ ኣሎ ዶ ብሰንኪ አዚ ሕማቕ ትምህርቲ አንታይ ክንገብር ኣለና በጃኹም አባ ምኽሪ ለግሱልና ናይ ብሓቂ ጽቡቕ ትምህርቲ ረሻን ሓፍትና
@mereedabel3992
@mereedabel3992 Жыл бұрын
Keltifeka Ne Adeka Memelase Eyu Zedleyena . Segabe Shu Dema Neti Haki Zekone Kale Amelake Nemeharome . Nexeli Megedenen Hakene Hiwetene Jesus Nefaletome Tebareku . Belula Berketi Tanks .
@MehurTesfahanes
@MehurTesfahanes Жыл бұрын
Aye sah kalam shkuran
@milliongebreselasie2044
@milliongebreselasie2044 Жыл бұрын
Thanks sis for you advice 🙏🏽continue ❤.
@tarikadem7893
@tarikadem7893 Жыл бұрын
በሓቂ መሃርት እያ ናይሎሚ ደስ ተብለ 🤩🥰🙏🙏🙏
ስባህቱ ዓጺድ ዘይፈቱ - New Eritrean comedy 2024
20:43
World’s strongest WOMAN vs regular GIRLS
00:56
A4
Рет қаралды 52 МЛН
እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ  - Rap**d by her FATHER
2:08:27
zomay channel
Рет қаралды 77 М.
መንእሰያት ካባይ ተማሃሩ - Be AWARE of this
21:20
zomay channel
Рет қаралды 38 М.
GERE EMUN PART 205 | ገሬ እሙን ክፋል 205
41:12
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 22 М.