#zaramedia

  Рет қаралды 45,825

Zara Media Network -ZMN

Zara Media Network -ZMN

Күн бұрын

Copyright protected!
Support us financially
Zelle/cash app-571-622-8891
donorbox.org/s...
gofund.me/6229...
#Zaramedia #Ethiopia #Eritrea #Reyotnews #EBC #Walta #Ethiopian Movies #Amhara #Tigray #Oromo

Пікірлер: 359
@Zaramedianet
@Zaramedianet Күн бұрын
Hello family! Pls subscribe, share, & like us. Support us Zelle/cash app-571-622-8891. Be a member donorbox.org/support-zara-media-network or gofund.me/1b6a40d7
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv Күн бұрын
❤ሳሞራ ባንዳ እዩ ኪሒድዎ እዩ ንህዝቢ ትግራይ 100%❤
@wizuta6021
@wizuta6021 Күн бұрын
ዉዒልኻ ሓዲርኻ ንብ ወረዳኻ
@FisahaGibrey-z5h
@FisahaGibrey-z5h Күн бұрын
አብርሃ ብርጅዋ ሰለ ዝረአክዎ ብጣሚ ደስ እሉን 24 ክ/ር መራሕና ነይሩ
@HagosGirmayTigray
@HagosGirmayTigray Күн бұрын
ተባረኽ ስታሊን ፍፁም ወናኒ ብሉፅ ሕሊና ።ንሓቅን ርትዕን ኩሉ ኩነትካን ንህዝቢ ትግራይ ተውፊ ዘለኻ ብሉፅ ትግራዋይ።
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ Күн бұрын
ነዞም ጨካናት አራዊት እዚኦም ፈቲሖም ዝሰደዱ ሃላፍቲ ተጋሩ አብ ማእኸል መቐለ ክስቀሉ አለዎም ።
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 Күн бұрын
ኦረ መስቀል ሃጥያት ነው በተለይ በኛ በተጋሩ አልተለመደም አባቶቻችን ጭዋዎች ናቸው
@Weyni-lm1hv
@Weyni-lm1hv Күн бұрын
❤ትግርኛ ዝዛረብ ኩሉ ቱጉራዋይ አይኮነን ልቢ በሉ ተጋሩ ብቃንቃ ከይትጋገዩ❤❤
@DawitZeray-n8j
@DawitZeray-n8j Күн бұрын
እሞ ብቋንቋና ኣይትዛረብ !!!!
@libanosberhe1570
@libanosberhe1570 Күн бұрын
ስታሊን ማለት ናይ ብሓቂ ተጋዳላይ ነይርካ ማለት ይከኣል ኣብዚ ሐዚ እትገብሮ ዘለኻ ምንቅስቓስ ግን ህዝቢ ናብ ሓደ ዘዕስል እንተይኮነስ ናብ ካልእ ዕንክልልን ኣፈላላይ ዘስፍሕን ካብ ምዃን ሓሊፉ ካልእ ለውጢ ከምፅእ ኣይኽእልን። #ስለ ዝኾነ ድማ ውግንናኻ ንህዝቢ ጥራሕ ይኹን።
@hgfana6731
@hgfana6731 Күн бұрын
ዕንክሊል ብዝኾነ አመለኻኽታን አረዳድኣን ስለ ዝተረዳእኻዮ እዩ
@TsegayMesfin-gg1yx
@TsegayMesfin-gg1yx Күн бұрын
እዚ ነቲ ናይ ፀላእቲ ተልእኾ ተቐቢሉ ህዝቢ ዝፈላሊ ዘሎ ጉጅለ ጌታቸውን ፃድቃንን በሎ
@gebreslassiegereziher7816
@gebreslassiegereziher7816 Күн бұрын
ስታሊን ብጣዕሚ ዘክብርካ ፍትሓውን ተቓላስን ምኻንካ ይፈልጥ እየ ኣነ ኣብዚ ሐዚ እዋን ዘሎ ኣፈላላይ ፖለቲካ ብጣዕሚ ዝሓዝን ከም ትግራዋይ ግን ኣብዚ ሐዚ ዘቕረብካዮ ናይ ደብሪፅ፣ ጌችን ፃርቃንን መወዳደሪ ገይርካ ዘቕረብካዮ ጌጋ ይመስለኒ ምክንያቱ ደብሪፅ እቲ ምሽጢር ተናጊሩ እምበር እቶም ክልተ ኣይተናገሩን ስለዚ ደብሪፅ ጌጋ ምካኑ ኣሚንካ ምፍራድ የድሊ
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 Күн бұрын
ኣብየት ርእሲ ኣዴኻስ ንዓኻ ወሊዳ ዶ ትኾርዕ?!
@welduniho5854
@welduniho5854 Күн бұрын
ማዕረ ኹን ስታሊን ,ንደብረፅዮን ንምውቃስ ኣይትፍራሕ። ንኹሉም ውቅሶም
@RedwanSeid-wc3zp
@RedwanSeid-wc3zp 13 сағат бұрын
ተሓሰብካየ ስታሊንስ ከምዚ ክገብር ካድረ ሕውሓት እኮ እዩ
@welduniho5854
@welduniho5854 13 сағат бұрын
@@RedwanSeid-wc3zp ኺዝስ ለወፀኡሉ ኾይኑ ዳርጋ ራምቦ ደደቢት ክኾን ኢሉ ኣብታ ኸባቢ ከይዱ ሽጉጥ ኣብ አመሪካ እናሃለወስ ምሽቅባጥ
@RedwanSeid-wc3zp
@RedwanSeid-wc3zp 13 сағат бұрын
@@welduniho5854 አነስ ህውሓት ድዩ ህዝቢ ትግራይ ዝመስሎም ማለት ንውድብ ስለዝደገፉ ንህዝቢ ዝደገፉ ይመስሎም ከይህሉ
@AkliluAbay-yi1uy
@AkliluAbay-yi1uy Күн бұрын
ናይ ሕወሐት መራሕቲ ዓድግራት ማዕረ ምስ ጊዚያዊ መንግስቲ ዘይተዓደሙ ኢልካ ክትዛረብ ስታሊን ሼም ተሰሚዑኒ ባኣኻ ። ኩሎም ናይ ትግራይ ፓርቲታት ዳኣ ዘይተዓደሙ ኢልካ ዘይትዛረብ።
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ
@ውሽጡሑሩር-ዸ1ሰ Күн бұрын
ሕጂ ፅቡቅ አለኻ ብዓሎም ንባዕሎም ዝተዛራረብዎ ናብ ሚድያ ምውፃኦም መሕፈሪ እዩ ሰራዊት ትግራይ ታሪክ ሰሪሑ ብመራሕቱ ታሓፂቡ ናብ ጭቃ ገይረምዎ
@HaileGirmay-w1r
@HaileGirmay-w1r Күн бұрын
ናይ ህዝቢ ትግራይ ድምፂ ኢኻ:: ዓይኒ እዝኒ ኢኻ ካፍታ ፀበባ ጀሚርካ ክሳዕ ሐዚ:: ምንዳቕ ዝጀመርካዮ ታሪኽ ብፅንዓት ማእገር ህዝብን ዓድን ኮይንካ ከምእትድምድሞ የኣምን:: ኣነ ንመጀመርያ ግዜ ዝተፋለጥኩኻ ኣብ እዋን ፀበባን ዓፀባን ብስልኪ ተራኺብና::
@demidemi1076
@demidemi1076 Күн бұрын
እስታሊን ጀግና ፈትፊትካ ኢካ ተኩልስ አገላልጻኻ ፍልይ ዝበለ እዩ ዋው ❤❤
@nigistig7492
@nigistig7492 Күн бұрын
ጉጀለ ንባዓት እየን እዝአተን ትማሊ ደቀን ሐብኤን ደቁ ድክ ተጋደል እንዳበላ መንእሰይ ትግራይ ዘወዳኣ እየን:ሐወይ ዘጥፋአለይ እዝኤን ጉጀለ ልማዓት ዶስ ጉጀለ ንባዓት?ነዝኤን ጉጀለ ንባዓት ጉጀለ መከራ እየን ::እዝአተን ንአዴታት ትግራይአይውክላን::
@nigistig7492
@nigistig7492 Күн бұрын
ጉጀለ ንባዓት እየን እዝአተን ትማሊ ደቀን ሐብኤን ደቁ ድክ ተጋደል እንዳበላ መንእሰይ ትግራይ ዘወዳኣ እየን:ሐወይ ዘጥፋአለይ እዝኤን ጉጀለ ልማዓት ዶስ ጉጀለ ንባዓት?ነዝኤን ጉጀለ ንባዓት ጉጀለ መከራ እየን ::እዝአተን ንአዴታት አይውክላን::
@amirjemal4957
@amirjemal4957 Күн бұрын
ሰታሊን ንሓቂ ንበረ ከምቀደምካ ናይ ምድጋፈ አዝማምያ አይተረእይ ከም ተራ ካድረ.......
@Berihubishou
@Berihubishou Күн бұрын
One love one tigirai tigrignea and United States of east Africa!❤
@GoitomAlemie
@GoitomAlemie Күн бұрын
ስታሊን ቤዛኻ ፍትሓዊ ምኾን ፆቡቕ እዩ መራሓትና ከሎም ፀገም አሎ ግን መናአስይ ማአካል ዘይገበረ ትኽክል አይኾነን
@Kidane-y1n
@Kidane-y1n Күн бұрын
እስታሊን ማእኸልካ ግለ-ሰባት ድዮም ወይስ ህዝብ ትግራይ እዩ??
@BlanchG-yy9ml
@BlanchG-yy9ml Күн бұрын
ቀደም ጅግና ነይርካ ለሚግን
@HayelomAraya-o5g
@HayelomAraya-o5g Күн бұрын
ስታሊን ሽረ ጥራይ ድያ ትግራይ መለከኢ እዚይ አይኮን
@BlanchG-yy9ml
@BlanchG-yy9ml Күн бұрын
እሞ ወኪል ድካ ንስካ ናደብረፅዮን ብሓቂ ፍረድ
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938
@yemanegebrehiwotwoldemaria5938 Күн бұрын
Stalin, the Israelis took years to search and bring to justice Hitler's Holocaust practitioners. They went out to South America, Argentina, to hunt and bring to justice Hitler's Genociders. How come is that Abiy's fresh blood-stained Hands Genociders go free from Mekele?? What's happening there?
@godbless-u8k
@godbless-u8k Күн бұрын
ስታሊን ሐውና እትገብሮ ዘለኻ ፃዕርን ድኻምን ብህዝብኻ ህዝቢ ትግራይ ንዘልአለለም እንዳተዘከርካ ክትነብር ኢኻ
@zafuzafu6588
@zafuzafu6588 Күн бұрын
እንቋዕ ናትና ኾንካ እስታሊን ሓወይ!!! እግዚኣብሄር አምላኽና ኽሕግዘና ኢዩ
@Kidane-y1n
@Kidane-y1n Күн бұрын
እስታሊን ብጣዕሚ ይድግፈካ ነይረ ብጣዕሚ የሓዝን ኣብ ግለ ሰባት ተደሪኾካ ሚድያ ዘይምጥን ውግንና ምንፅብራቕ ጀሚርካ ??የሕዝን ኣይተዓደልናን !! በጀኻ ኣብ ህዝብ ተግራይ ሓውን መርዝን ኣይትንዛሕ!!!
@Haben___wejerat
@Haben___wejerat Күн бұрын
ሓሳዊ እንፃድቃን፣ጆብየ፣ብኤርትራ ኣፈላላይ እንድዮም ብስልኪ ስራሕ ጠጠው ኣብሉ እሉ መለስ ልነገሮም።ንስየውን ከምኡ ብኤርትራ ኣፋላላይ ስለልገበሩ ኢሳያስ ንሕዞ፣ወይም ናባሕሪ ክነእትዎ ኣለና ምስበሉ እዩ እቲ ኣፋላላይ ስለልገበሩ ልክእሰሩ ሕጊ እውፅኦም ንስየ ልምጥቓዕ እዩ።እምበይ መፈንቅሎ ልተብሃለ ፃዕዳ ሓሶት እዩ።በቃ እዚ ኣብቅዑ እዩ ኣረግት ኣታሓሳስባ ይኣኽለኩም ንመእሰይ ወለዶ ኣረክቡ።ብፀለመ ልመፅእ ለውጢ የለን።
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 Күн бұрын
እግዚኦ እዚኤን አዶ ሲ ናይ ሕሉፍ ከይአክል ዶ መልሰን መስዋእት ዋላ ይከፈል ይብላ አለባ እንቧእ እዙይ መንእሰይ ትግራይ ከ ይቅበሎ ዶ ? ይኾን ? ፈጹሙ አይቅበሎን ወጊድ ክበሀል አለዎ በእንተ ሰላም እዩ ክዝመር አለዎ ። ጄነራል ጻድቃን ፍፁም ጅና ዩ ። ሐደ አቦ ኽቡር ተጋዳላይ ምስ ጄነራል ጻድቃን ዘለዎ ፅልኢ አብ ሚዲያ ይናገር አሎ እዙይ ጌጋ ዩ ንምንታይ ደአ አብቲ ኩናት ናይ ትግራይ ፅንተት ናይ ጄነራል ጻድቃን ጀግንነትን ሐቃዊነትን ትግራዋይነትን ይንገረሉ ነይሩ ሐዚ ንምንታይ ስልጣን ሐዘ እሎም ኡኡኡ ዝብለዉ ውልቀ ሰባት ኽላእ ክበሀሉ አለዎም ንሐቂ ንዛረብ እንተ ኾይኑ ከም ጄነራል ጻድቃን ተባዕ ጅግና ፈታዊ ዓዱን ፈታዊ ህዝቡን ፈፂሙ የለን ። አብ ሚዲያ እናቃረብኻ ዓው ዓው ካብ ጌጋ ጌጋ እዩ ሐቂ ሐዝ አብ መንገዲ ደቂስ ጄነራል ጻድቃን ምሁርን ተባዕን ንዝአመነሉ ወይከ ፈተኽ ዘይብል 🦁🦁🦁🦁🦁🦁🦁
@godbless-u8k
@godbless-u8k Күн бұрын
ዊይ ሎማዓንቲ እተቅርቦ ዘለኻ ብጣዕሚ ጠሰሚ ልብና አሰቲኻና አለኻ ካብ ልብና ነመሰግን ከም አጋጣሚ ኾይኑ ትግራዋይ አብ መላእ ዓለም ተበቲና ንነብር እንተኾና ህልናና ሓንቲ እያ ትግራይና ባዕላ መራሒአ መሪፃ ክትነብር እንተደሊና ህወሓት ሽሕን ሚኢትን ጌጋ ይሃልዋ እንዳአረምና እንዳተደገገፍና ንኽንከይድ ውድብ ህዝቢ ንዝኾነ ህወሓት ከነጠናኽራ አለና
@ethio_viral_tiktok
@ethio_viral_tiktok Күн бұрын
ደብረፅዮን ዘይተዓደመ ዲካ ዝበልካ? ሃሃሃ ዋላ ጋሕ ዘይብል እዚ ረሳሕ ኣዛን!
@AdoWoldu-do9kh
@AdoWoldu-do9kh Күн бұрын
እንታማ ናይ ሽረ ዋዕላ ትደጋግማ ታማ ትግብር ከም ኣያታትኻ እናመረፅኻ ----
@gimjaamare509
@gimjaamare509 Күн бұрын
Thanks Stalin Dr.Debretsion and Getachew did extremely worst.to send the Genociders without punishment. Getachew be Responsible!
@Resilience3
@Resilience3 23 сағат бұрын
Wait! Wait! It isn’t Debretsion. Underscore The Interim Administration።
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 Күн бұрын
በዚ በልኹም በዚ ጌች & Tsedek አዬኾም ምሳኹም ኢና!!!
@AaA-ob1sr
@AaA-ob1sr Күн бұрын
ስታሊን ሎሚ ኩሉ ፈሊጡካ ጎጠኛ ምዃንካ
@saraabraham2202
@saraabraham2202 Күн бұрын
Please Zara media, don’t play background music when you’re talking about important topics
@GilhatBCS
@GilhatBCS Күн бұрын
Stalin pls call remembrance day tigrai people to abstain one day. Ask people to tell Getachew stop political correctness no more good now
@DanielWorku-bh6vq
@DanielWorku-bh6vq Күн бұрын
Getachew is already done. He is a loser.
@iamfree347
@iamfree347 Күн бұрын
እዙይ ኩሉ ጠራዕራዕን ሐሶትን ፀለመን ንካልእ 27 ዐመታት ንዐድዋን ሽረን አብ ዝባን ህዝቢ ትግራይ ተሐንግሮም ክነብሩን ክብዝብዙን ደቆም ካምሀሩን ደቂ ድኻታት ንረብሐኦም ናብውግ ከፅንቱን ይጓየዩአለው 👎👎👎❌❌❌
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Күн бұрын
ገዲም ነቂሕናለም ኢና ጫው ይበሉ ምደረ ዓለታውያን
@benyamasgdom4722
@benyamasgdom4722 Күн бұрын
Astalin real Tigeraway
@girmayyohannes
@girmayyohannes Күн бұрын
ናይ ጌታቸው መፀለምታ ንኽበዝሕ ዝገበርካ ንስኸ እውን ናትካ ኣስተዋፅኦ ዝዓበየ እጃም ኣለካ ጥረ ሓቂ
@Bellom
@Bellom Күн бұрын
በቃ ወዲ ዓድዋ ተዘይገዚኡ ኢልካ ምጉራዕ ጀሚርካ? የሕዝን
@mezgebegirmau1089
@mezgebegirmau1089 Күн бұрын
በሊፁ ስለ ዝወፀ ከማኹም ናብታ ናህትኩም ከባቢነት ክተእትውዎ ትደሊዩ ኣለኹም
@yoyo-jn9ec
@yoyo-jn9ec Күн бұрын
አንድ ጌቾን ከፊት አሰልፈው የብዳ መንፈስ አሸከሙት ።። ከሱ ጀርባ ያሉትን ሰዋች ዘርዝሩት ።። በየነ ምክሩ የሚባል አጎዛ,, ክንደያ የሚባል ሸለፈት,, እንወቃቸው።
@yoyo-jn9ec
@yoyo-jn9ec Күн бұрын
እነ ደብረ ፅዮን ጦርነት እንደ ማይከፈትባቸው በ USA ቃል ተገብቶላቸው ነበር !! ይሄን መረጃ ምን ያህል ይታወቃል
@AlulaHab
@AlulaHab Күн бұрын
ታኣቃባብላ ናይ ዓድግራት ናይ ጌታቸወ ኣቅርባ ምስ ናይ ሽረ ኣዋዳድራ ሓሻዊ
@teklaytesfugebru
@teklaytesfugebru Күн бұрын
Arsom tefelaliyom...hzbna yikefaflu alew
@yoyo-jn9ec
@yoyo-jn9ec Күн бұрын
አሁን ሲገባን እነ አባይ ፀሀዬ ስዪም መስፍን ሆን ተብሎ ነው የተገደሉት ይጣራ በ ፒፒ አይመስለኝም
@እርገጤሞላተሰመ
@እርገጤሞላተሰመ Күн бұрын
የተመሰከረለት ውሸታም መሪ ብሎ መቀበል ራሱ ያሳፍራል።
@FisshaAbraha
@FisshaAbraha Күн бұрын
እስታሊን ብፀለምቲ ማይፀብሪ ኣማሓሩ የአትው አለው ይባሃል ኣሎ አፃርያ
@barcoteabenet1511
@barcoteabenet1511 Күн бұрын
እስታሊን በቃ ስለነሱ ማውራት ይብቃን ለህዝባችን ምን እንስራ ለትግራይ ህዝብ በለተይ እኛ ዲያስፖራ ተጋሩ የሆንን አገሪቷ እየተራገበች ነው ያኔ ሊጨፈጭፉን የመጡት ጠላቶቻችን አሁን በመበጣበጣችን ደስተኛች ናቸውና ቆም ብለን መሪዎቻችንን እናረጋጋ ተጋሩ እባካቹህ
@HayelomTesfay-q7m
@HayelomTesfay-q7m 20 сағат бұрын
ደብረፅዮን ፣ፃድቃን፣ጌታቸው ደሴ ክንበፅሕ ከለና 3+ኦም አይንደራደሪን ኢሎም
@HaileGirmay-w1r
@HaileGirmay-w1r Күн бұрын
ሃለቃ ፀጋይ: ኣባዲ ዞሞ: ቴድሮስ ሓጎስን ተኽለ ወይኒ ኣሰፋን ንበየነ ሙኩሩ ዝኸላኸልሉ ጡጦኦም ከይትደርቆም ኢሎም እዮም::
@amaremekonen4582
@amaremekonen4582 2 сағат бұрын
ንገሊኡ ሓሳቡ ብምዕፋን ንገሊኡ ብጣቒእት ብምቕባል ዝመፅእ ለውጢ የለን ጌጋ'ዩ:: ነተን እኖታትና ዘናሽው ዘቋሽሽ ቦታ የብሉን ነውራም እዩ ኩሉ ትግራዋይ ክኹንኖ አለዎ:: ንስኻውንነኒ ደብረፅዮን ዝወገንካ ኢኻ ትመስል አይትወግን ንጌታቸው ጥራሕ አይትውቃዕ ኩን ከም ቐደምካ
@amaremekonen4582
@amaremekonen4582 2 сағат бұрын
ንገሊኡ ሓሳቡ ብምዕፋን ንገሊኡ ብጣቒእት ብምቕባል ዝመፅእ ለውጢ የለን ጌጋ'ዩ:: ነተን እኖታትና ዘናሽው ዘቋሽሽ ቦታ የብሉን ነውራም እዩ ኩሉ ትግራዋይ ክኹንኖ አለዎ:: ንስኻውንነኒ ደብረፅዮን ዝወገንካ ኢኻ ትመስል አይትወግን ንጌታቸው ጥራሕ አይትውቃዕ ኩን ከም ቐደምካ
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Күн бұрын
ክልቲኦም ጉጂለ ስለተፀልኡ ማእኸል ማእኸል ምኻድ ኣይከኣልን። ዘርሞ ዘርሞ ተቅርይዋ ኣለኹም ተዓዲ ። መዝን ካብኡ ወስን ደግፍ ካብኡ ሓዲኡ ጉጂለ ይስዓር ናብ ስራሕ ንእቶ።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Күн бұрын
ክልቲኦም ጉጂለ ስለተፀልኡ ማእኸል ማእኸል ምኻድ ኣይከኣልን። ዘርሞ ዘርሞ ተቅርይዋ ኣለኹም ተዓዲ ። መዝን ካብኡ ወስን ደግፍ ካብኡ ሓዲኡ ጉጂለ ይስዓር ናብ ስራሕ ንእቶ።
@fisehakidanemarlam1805
@fisehakidanemarlam1805 Күн бұрын
ንድሕሪት ንቅድሚት እናወኸምና ክንነብ ዝተፈጠርና ሰባት አለና። እታ ብጣዕሚ ሕማቅ ሓሰት እዩ። ነባር ተጋደላይ እንትሕሱ ክትርኢ ከቢድ እዩ።
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU
@GEBREKIDANTEKLEMICHAELTEMANU Күн бұрын
Dear ZMN፡ መንግስቲ ከም መንግስቲ ሚስጢር እለዎ ክህልዎ ግድን ኢዩ ጸላእቲ ከይጥቀሙሉ ስለዘይድለ ንስኻትኩምውን ከም መድያ ማስጢር ዝበሃል ክህልወኩም ኣለዎ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Күн бұрын
ጉጅለ ልምዓት ሸራሙጥ ናይ ህውሓት ወሻሽም ደቀን አሐቢኤን ደቂ ድካ ዘወደአ ንሰን እውን ፀረ መናእሰይ እየን :::
@qabduqali516
@qabduqali516 Күн бұрын
ዘረኛ ኾይንኻ አለኻ እስታሊን ናይ አለም ገብረዋሂድ ገረድ ኢኻ ኾይንኻ እበ ናይ ደብረጽዮንን ጥፍአትና ናይ ጻድቃንን ጥፍአትን ክተመሳስል መሞከር ዕሽነት እዩ እስታሊን ላብ ህሊናኻ ተመለስ
@abelkalayu2016
@abelkalayu2016 Күн бұрын
ንምንታይ ዩ ሕዚ ዝናገር ዘሎ ኣብታ ዝሓለፈ ስልጣን ኣይነበረን እንዶ ። ስለዚ ንምንታይ እዩ ሒዚ ዝናገር ዘሉ። እዚ ንፖሎቲካ ክጥቀመሉ ዘምፅእዎ ዩ።
@HayelomTesfay-q7m
@HayelomTesfay-q7m 20 сағат бұрын
ንጌታቸው ካብ ምርሕቅ ስሕብኻ ምስ ደብረፅዮን ምዕራቅ እያ ትጠቅም
@BeyeneabrahaWelde
@BeyeneabrahaWelde Күн бұрын
ደደብ ጌታቸው እንታይ አዩ ጌሩካ ናይ መንእሰይ ደም ዘይፀገቡ ልምዓት ጉጅለ ኢካ
@teddyabadi
@teddyabadi Күн бұрын
ኔትወርኩ ተነኺእካ ድዩ ዓጀውጀው። ፃድቃን ወይ ጌታቸው እኮ የኾነይ ከምዝይ ዝበለ ኣኮኻ እምበር። ደሞኮ ባዕሉ ሓላፊ ወሳኒ ኾይኑ ከምዘይነበረ።
@Vip-j8f
@Vip-j8f Күн бұрын
እስታሊን ጅግና በሎም ናባኻውንዶ ኣትዮም 👉ኣብ Twiter ብሓደ ማዓልቲ 45 ኣካውንቲ ዛዓፀውሰባት ኣለዉ ግን ናይኢዶም ይሃቦም
@abey7752
@abey7752 Күн бұрын
ኸዚ ግርም ትንታነ እስታሊን ኸመምኣ በል ከምቀደምካ ሀቂ ሀዝ ህዝቢ ክፍልጦ ዝግባእ አዮ ከምአ በል ካብ ክልቲኦም ውፃእ
@rona7755
@rona7755 Күн бұрын
ኣዴታት ትግራይ ብግፍዓውያን ወረርቲ ደቀን ትርቐቲሎም፡ ብደቀን ድማ ፍትሒ ንኸይረኽባ፡ መስዋእቲ ደቀን ደመከልብ ኮይኑ ክተርፍ ዝቃለሱ ዘለው ተጋሩ እዮም። ጌታቸ ረዳን ወዲ ወረደን ኣዴታት ትግራይ ፍትሒ ንኸይረኽባ እዮም ዝቃለሱ ዘለው።
@yeshialula3203
@yeshialula3203 Күн бұрын
ኮነሬል ኣብርሀ ብርዥዋ ናይብሓቂ ተጋዳላይ እዩ❤
@yeshialula3203
@yeshialula3203 Күн бұрын
ጌታቸው ረዳ ፃድቃን ናብ ልብኹም ተመለሱ ኣብዚ እድመ እዚ ህዝብኻን ሀገርካን ምኽሓድ ዓብይ ውድቀት ውርደት እዩ ።
@FevenFebu-mh9sp
@FevenFebu-mh9sp Күн бұрын
ግዚኡ ኩሉ ንትግራይ ዝብለሉ ግዜ ይናፍቀካ ሕዚ ሕዝቡ ዝሸጥሉ ግዜ የጲልኤካ ።
@haftudesalegn8491
@haftudesalegn8491 Күн бұрын
ስታሊንየ በሓቂ ንሕዝቢ ኢኻ ተገልግል ቀፅለሉ
@Kidane-y1n
@Kidane-y1n Күн бұрын
ኣይ እስታሊን ወሪድካ ቻው የቕኒየልና😊
@BelaynigusShareg
@BelaynigusShareg 10 сағат бұрын
እዞም ሰረቅት ካብ ዝሰረቅዎ ንኣኹም ትካቦ እናሀቡ ትሕሙሱና አለኹም ከም ቆሎ አነ ዝገርመንስ እሊ አደመ መላእትኻ ድዮም ሓደ ቦግ አብሉ ዝደለዮ ሰብ ያፀልም ንስኻ መረጃ እልኻ ታምፅኦ ንእሊ ዘሞግስ ክዓ ታምፅእ በቃ ግርም ስታልን እዝ የዋህ ህዝብ ሀፍቱ በዝብዝኹም ደቁ ጨርስኹም ምሓርዎይ ዶ ክንደይ በደል ድዩ በድልኩም ውላዱ ዘይቀረየ ዘወፈየልኹም እዩ ኮ ብቶም ሰረቅት ስለዝተፀረፈ ጀነራል ፃድቃን ክብሩ ከፍ ይብል እምበር አይቅንስን ምኽንያት ጀግና ብደደባትን ፈራሓትን አይምጎስን ስታልን ሰርሕኹም ንምንባር አብ ምችው ሀገር እዩ ዘለኻ አይኸብደካይ ትካቦ ከይቀርየካ ትግራይ ናትኻ ብእትብሎም እትምሓዳደር plc ንምግባር ትግራይ ጨርሳ ከይትጠፍእ ኩሎም ተጋሩ ዘማእኸለ ዝሰልጠነ ፖለትካዊ ቃልስ እዩ ዘድልይ 1993 ዓ.ም ዝተፈጠረ ትፈልጦ እኻ መለስን ስብሓትን ብፀቶም አስሮም አባርሮም እኒ ጁላ ካልኦት ናይ መኮነኖች ሰራዊት ማለት ምሩኮኛታት ናብ ስልጣን አምፅኦም ህወሓት አድሕንናያ እሎም ንብፀቶም ክዓ ብፕሮፖጋንዳ 1. ንህዝብ ትግራይ አንጃው የትግራይ ህዝብ በቁጥርም በኢኮኖምም ትንሽ ነው እያለ ለትግራይ አይሰራም ሸዋ ሸዋ የምል ነው ብሎ ስም በማጥፋት ብህዝብ እንድጠሉ አደረገ 2. ለኢ/ያ ህዝብ ደግሞ አንጃው ጠባብ ነው ትግራይ ትግራይ ነው የምለው ኢትዮጵያዊ ጠል ነው ትግራይ ከሁሉም በላይ ዋጋ ከፍላለች ይላል ለትግራይ የተሻለ እንስራ ይላል ትምክህተኛ ነው በማለት አሰራቸው አባራቸው አሁን ደግሞ መፈንቅለ መንግስት አድርጎ ነበረ ኤረ ነውር ነው እፈሩ ለምን እንደተባረሩ እኮ በደንብ እናውቃለን የተወሰኑት ኢሱ ለማስደሰት የተወሰኑት ኢትዮጵያኖች ለማስደሰት ሌሎቹ ደግሞ ለውጥ ከመጣ ስልጣን ያሳጥናል በምል ነው መለስ ፀረ ትግራይ ነው 100% ርግጠኛ ሁኜ መናገር የምችለው ነው የትግራይ ህዝብ መነገጃው ስልጣን መፅኛው አድርጎ ለሸዋው ግን እንዳያኮርፉ በልማት እንካሳቸው እያለ ለኛ ደግሞ ሰፍትነት በምል ከሆዱ ውጭ እንዳያስብ አድርጎ የትግራይ ህዝብ ወለጋ ቤንሻንጉል ደቡብ አድስ አበባ አማራ ክልል አፋር ጋምበላ እየተሰደደ ያለማ ነበረ ትግራይ ማልማት እንደይችል ተደርጎ የሌሎች ክልሎች እያለማ ነበረ ሚንልክ ሁለቱ ህዝቦች ለያየን መለስ ደግሞ ደጋግሞ አቆራረጠን ወደብ አሳጣን የተከበብን አደረገን አንተ ኘኘ ግን አሁን በሱ ስም ትነግዳለህ መለስ ይህንን እልቅት እንደምመጣ ያቃል ሁነታው ያውቅ ነበረ ለዝህም ነው የምጠላው ለስልጣኑ ስል እሱ እስኪ ሞት መግዛት ስለምፈለግ እንጂ የምመጣ ከበድ ነገር በተለያየ ግዜ ገልፆታል ሓደ አቱም መናእሰያት አብት ከብድ ግዜ ናይ አቦታትኹም ሕድር ከይትጠልሙ እዘን አእፅምት ከይትረግፅወን አብትን አብትን ክርብት ይልከሳ አለዋ ናጥፍአን አለና ሓደ ማዓልት አብ ማእኸልና ተትለክሳ ግን ክበልዓና እየን ንስኻን ደቅኻን አሜርካ ታይ ከይትኾውን አጆና መጀመርያ ንከርስኻ ትነብር ንምብላዕ ዝነብር ሰብ ካልእ ፅቡቅ ነገር አይረኤዮን ዘመድካ ድማ መጀመርያ ውድብናን ስልጣንናን እሎም ብግልፅ ተመዛበልት ምምላስ አብዝተጀመረሉ ፈልጦም ካልእ ዕንክልል ፈጥሮም ምምላስ ተመዛበልት ሓዝ ከም ማይ ሽታ ኮይና ተርፋ ጥራሕ ዘይኮነስ እቶም ዝተመለሱ እውን አብ ካልእ ችግር አትዎም ብመን ብአደመን በፋኖን ምኽንያቱ ድኣ ተትመልሶም ግምት ብህዝብ ተቀባልነት ክረክብ ስለዝኽእል እዝኣ ምስ አምሓራ ኮይንና ናደናቅፍ ካብኡ ህዝብ ዘይምልስ መንግስት እልና ዋዕዋዕ አብልና ስልጣንና ንርከብ ዘላለም ከመይ ብህዝብ ንብዓትን ደምን እናተጫወትኻ ትነብር ግን ሓደ ማዓልት ጎርፍ ኮይኑ ክወስደኩም እዩ
@AlulaHab
@AlulaHab Күн бұрын
ኣነ ናይ ህወሓት ደገፍቲ መብዘሕቶኦም ሓሳቦም የክብሮእዩ ብጠዕሚ ዘሓዘንኩ እስታሊን ሃይለ ባሻይ ነውራማት ድቅ ዓድዋ እዮም እልካ ምሕሳብ ከብድ እዩ ብጣዕሚ ሓሰውቲ ለያቡ ፍድል ጥራሕ ዝቆፀሩ እዮም
@ለምንይዋሻል
@ለምንይዋሻል Күн бұрын
ስታሊን ኣብዚ ናይ ደብረፂዮን ጉዳይ ዝተሳሓሓትካ ይመስለኒ። ደብረፂዮን ኹሉ ግዜ ሰላም እዩ ዝብል። ፖለቲካዊ ኣፈላላይ ብፖለቲካ እዩ ዝፍታሕ እዩ ዝብል ነይሩ። እቲ ዝዘውር ዘሎ ቪዲዮ ንሰራዊት ፀላእትን ንህዝቢ ኢትዮጵያን ዝቐረበ ፃዊዒት እዩ። ከምቶም ካልኦት ድርድር ኣየድልን ዝብል ቃል ካብ ደብረፂዮን ኣይትረክብን።
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 Күн бұрын
ንጌታቸው ዲኻ ክትድግፍ ደሊኻ? ጉድ እዩ እቲ ኹነታት ኣይተረደኣካን ማለት እዩ። ደብረፅዮን ንሰላም ምይይጥ ሓሳቡ ሂቡ ተቀባልነት እንተዘይረኺቡ ናይ ማጆሪቲ ሓሳብ ሒዚ እዩ ክመርሕ ዝግበኦ ነይሩ ምንም ዓይነት ናይ consistency ፀገም ኣይረኣኹሉን።
@kidusgirma7909
@kidusgirma7909 Күн бұрын
አየ ስታሊን እድዉኛ ኤስከ ደፂ VS ጌች Fb ረአዬ ልሚ እኻ ናይ መስቀል post ያረጉት ተመልከት ብትግራይ ቁቡልነት ዝሰአነ ትሪኢ ኢዃ
@gebremedhntsegay
@gebremedhntsegay Күн бұрын
እሞ ንኒሞጆርኖኸ አንኽና ጥራይ እና ንትግራይ ንፈልጠላ ማለትኸ ትክክል ድዩ ሓሳብ ብሓሳብ እና ክንሙግት ዝግባእ
@AlulaHab
@AlulaHab Күн бұрын
ኣይ እስታሊን ፖትካ ሰርሕካ ሞትካ ማለት ድዩ ንመን ክትወቅዕ ከምዝደለካ ፉሉጥ እዩ ትዋና መንእዩ መራሒ ነይሩ እዩ ትዋና ነገር ኣይት ረብሕን ሓደ መዓልቱ ዝኩሉ ነገር ኣነድየ ተዛርበዮ ክትብል ኢካ ደቅካን ሰበትካን እውን ከምዝዕዘባካ ፍለጥ
@TsegayMesfin-gg1yx
@TsegayMesfin-gg1yx Күн бұрын
ኣብ ጎንኻ ኣሎና እስታሊን ኣቦ ሓቂ ሕጂ ብግልፂ ይፍሉ ኣሎ'ዩ መን ንዓዱን ህዝቡን ይቃለስ ኣሎ መን ኣንፃር ዓዱን ህዝቡን ምስ ፀላእቲ ኮይኑ ይሰርሕ ኣሎ ንሪኦ ኣለና ሓሰማታት ሕጂ ካብ ዝተሓበእዎ ጉድጓድ ወፅዮም ብግልፂ ኣንፃር ህዝቦም ጠጦው ኢሎም ኣለዉ
@AlulaHab
@AlulaHab Күн бұрын
ብርጆዋ ብዝሓሰዎ እስታሊን ሰሕቅካ ሞትካ ሞጆሪኖ ዓሰርተ ሙሉየን ንውሽማኣ ህባ ንጀርመን ዝላኣከት ንሓ ብሽም አቅምጠልና ተባህሉ ብሙልየናት ኣቀምጣ ናይ ተቃለስቲ ሽም ምጥፋእ ትክል ኣይኮነን ብዝበለፀ ካብአቶም ንለዕሊ ጀጋኑ እዩም መልሲ ክህቡኩም እዮም
@aselin7015
@aselin7015 4 сағат бұрын
በስምኣም እስታልን 2ተ ሻዕ ትሪእኻ😔
@MelakuMelaku-n1j
@MelakuMelaku-n1j 3 сағат бұрын
selam selam ምርጥ ሰው
@AkliluAbay-yi1uy
@AkliluAbay-yi1uy Күн бұрын
እዚ ጦርነት ተወዲኡ እዩ ዝብልዎ ዘለዉ ናይ ውልቀ ሰብ ሓሳብ ዘይኾነስ ናይቱ ሴንትራል ኮማንድ ውሳነ ሙዃኑ እዩ ዘረዶእ። ምስተባአሱ ግን ዶ/ር ደብረፅዮን ናብ ውልቀ ሰባት ውሳነ ከምዝዃነ ገይሮም ኣብ ሚድያ ምድርጉሖም እዩ ትስሕተት። ስታሊን
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is Күн бұрын
እቲ ናይ ሽረ ናይ ህዝቢ ስምዒት ድዩ አይኮነን ንግዜ ንሃቦ
@Fkdgebslassie
@Fkdgebslassie Күн бұрын
ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ( ወዲወረደ ) ከቢድ ገበን እዩ . ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ናይ ዘርኢ ምፅናት ዝፈፀሙን ዝጨፍጨፉን ብምሽጥር ነናብ ትውልዲ ተሰዲዶም . እዚ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ከቢድ ወንጀል ፈፂሙ እዩ. ሰለዚ ሌ/ጀ ታደሰ ወረደ ካብ ዘለዎ ሓላፍነት ክለቅቅ አለ . He must resine from his position
@AlulaHab
@AlulaHab Күн бұрын
83 ደርጊ ምስ ደምስና ሽግግር መንግስቲ ኣቆቁምና ነርና መዓት ፖለትካ ፓርቲ ነይሮም ግን መለስ ፕ/ቲ ኢ /ያ እናሃለወ ወታደር እውን ይእዝዝ ነሩ ሎሚ እንታይ ተረከብ ንሕና ዘይኣዘናዮ ዝብልእዩ
@TesfayTeferaTegen
@TesfayTeferaTegen Күн бұрын
ከልብ ደድሕርት ኮይኑ ይነብሕ ግመል ንቅድምት ይስጉም።
@embahuneyayele4207
@embahuneyayele4207 Күн бұрын
እወ ምጽማምን ምዝንጋዕን እዩ ክሳብ ክንድዚ ኣብጺሑዎም ብሓቂ !
@lasksegid8926
@lasksegid8926 Күн бұрын
ኣበይ እዩ ተጠልሙ ደርባዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ? ናብ ማበራዊ ቆጠባ ክልላዊ ፖሎቲካ መንግስቲ መንጩ ኢትዮጵያ ዝገበረ ሎሚ ንምርድኡ ኣይካኣልን ድሕሪ ሰላሳ ዓመት ንዳሓር ምናልባሽ ንዋንነት ሕቶ ባሕሪን ሕቶ ወልቃይትን ንመን ኣምንኩም ንኣመርካ፡ ንኣሮሞ ቃልሲ ሓቀኛ ዕላማን ሓያል መርሕን የድልዮ ሰብ በቲ ዘለዎ ጸጋን በሄርን እንተኣምኑ ትዕወትትትት
@AhmedMehamednor
@AhmedMehamednor Күн бұрын
ጌታቸው ማለት ኣይኮኖንዶ ሚስጥር ውድብ ሚሽጥር ገዛኡ ውን ክሓቢእ ኣይኽእልን
@BelaynigusShareg
@BelaynigusShareg Күн бұрын
ስታልን ጀነራል ፃድቃን አካል መንግስት ነይሩ ድዩ ትሽዓንተ ሽህ ልዩ ሀይል ሕዙ ዝፍክር ዝነበረ መንግስት ትግራይ ብምንታይ መንገድ እዩ ፃድቃን አብዙይ ተእትዎ ካልእ ደብረፅዮን ይኹን ጌታቸው አብ ሚድያ ስለዝተዛረቡ ሓጥእ እኒ አለም መንጀርኖ አብ ሚድያ ስለዘይተዛረቡ ቅዱሳን ናቸው ንኣኻ ?ከምአነ ጌች የዛረብ ደፅ አለም ይኹን ኩሎም መራሕት ትግራይ ዝተስማምዕሉ እዩ ኩሎም ሓደ እዮም ጀነራል ፃድቃን ህዝቡ ከድሕን ካብ ምቾት ዘለዎ ዓለም መፅኡ ተቃልሱ ሽልማት እዩ ዝግብኦ አብዙይ ግን አብ ደብረብርሃን በፅሖም ብዲፕሎማስ ተሸንፎም ዋጋ አኽፍሎምና አብዝኣ ጀነራል ፃድቃን እውን ምዓረ ተጠያቅ እዩ ልዕል ኹሉ ግን መንግስት ትግራይ እዩ ተጠያቅ አብ መሬት ከሰርሓ ብዲፕሎማስ ተበልፁ ምስ ኩለን ክልላት ተፈላልዩ ምስ ምስራቅ አፍርካ ተገልሉ ምስ ዓለም አርሕቁና ክንውቃዕ ገይርና ስታለን ልብ ይሀብኻ ንዝኾነ ነትወርክኛ ሓይል ደግፍኻ ጥፍኣት ህዝብ ዘመፅአ ሓይል ደግፍኻ ትግራይ ናይ ሓደ ብዱን plc ክትኸውን ትፅዕር አለኻ
@TsigabGebretsadkan
@TsigabGebretsadkan Күн бұрын
ስታሊን ብጣዕሚ ወሪድካ ይሓዝን ኣነ ብጣዕሚ ፈላጥ ኢ ለ እየ ዝሓስብ ነይረ ሀዚ ንምንታይ ኣብ ሽረ ዝተገበረ ደጊፍካ እዘን ናይ ሀዚ ዝኒሀዋ ልምዓት ጉጁለ ዝበሃላ ኣብ ግዜ ውግእ ሽሮን ሕሩጭን ዝሰርቃ ዝነበራ ምስ እተን ስጡማ ማዓጣ ተቃለስ ናይ ቀደም አዴታት ከመይ ገርካ ተወዳድር ብጣዕሚ ብዝገርም ዉርደት ወዲቅካ ናብ ታ ጉጅለካ አዘምቢል ካብ ሓሳብ ብሓሳብ ምሽናፍ ናብ ሞጀርኖ ዝገበረቶ ኣኬባ ኣብ ሽረ ትክክል ኢልካ ናይ ጌታቸው ግን ጌጋ ዩ ኢልካ ፋኖ ምድጋፍካ ንርኢ ኢና ታይ ማለትካ ዩ ፋኖ ምድጋፍካ ታይ እዩ እዚ ባንዳ ድዩ ዘብል ብእቱ ትኸዶ ዘለኻ ወይ ገንዘብ ኢካ ደሊኻ ክንብል እምበር ሞጀሪኖ ሓሳብ ናይ ጌታቸው ምንፃግ ሀዚ መስዋእቲ እትከፍል ኣዶ የላን በቃ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
@የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ Күн бұрын
ሳትላይት ማለት ነይ ዓለም ሓሳዊ እዩ አታ ዓለታውያን አይንደልክምን ሽረ ዓድዋ ደቃሉ ሽዕብያ አብ ልዕሊ ጌች ትገብርዋ ፀለመ ነቂሕናልክም ኢና ከዲም የለን ስብሓታውያን ስልጣን ንዓና ዘይኮነ ኢልክም ዋጭ ዋጭ ትብሉ ማእከል ትግራይ መቀለ ህዝቢ እንደርታ አብ ጎድኒ ጌች ኢና ዕደመ ልክዕክም ዓለታውያን አይትመርሕናን ንስካ ብገንዘብ ደብረ ፅንተት ዘተገዛእካ ኢኪ ቆሻሻ ደንቅሮ 😂😂😂ጌች ወዲ ረዳ ደረዒም አኾሩ ስብሓታውየን ሓፍ ከፍ አበልካዮም ጅግና የለን መናእሰይ ትግራይ ምስ ጌች እዩ ዘሎ ስርቂ ዝጎደለክም ሰባት ንስካ ምስ ጌች ናይ ግሊ ፅልኢ ዘለካ ኢካ ሰብ ሀፍቲ ትግራይ ኮ ሰረቅትን ደም ህዝቢ መጠጥቲ እዮም ለከ ዓርኪ ሌባ እካ😂😂😂😂
@LualAbraha
@LualAbraha Күн бұрын
ሰላም ዶ እስታለን ከመይ አለካ ሩሆስ አውደአመት ብምቅፃል አብታ ናይ ስሚቶ ናይ በሃኪ ፅብቅ አለካ አነ ንሃንቲ ስድራቤት ዝኮነ ዘለኩ መደቀሲ ስለዘየብላ ገዘአ ብአየረ ተሀሪም ብሰንኪ ስብቶ ነሰለስተ ወረሂ ተጎቲቱ አሎ
@brhaneasefa6391
@brhaneasefa6391 Күн бұрын
እስታሊን እንከዕ ንበዓልመስቀል ብሰላም ኣብፅሕካ ኩሉ እትቅርቦ ሓሳብ ንሕና ተጋሩ ዘይኮነስ ንዓኻ ብሕማቅ ዝርእየኻ ተይቀረየ ይከታተሎ እዩ ሓደ ነገር ግን ደጊምካ ክትመሓላለፍና ከም ውልቀይ ይመክር ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንቲ ቃልሲ ከይጉድእ ናተበሃለ ክንደይ ህዝቢ ዘይሰምዖ ዝተደበቀ ከም ዘሓለፍና ነብሲ ወቀፍ ሕሉፍ መድርኽንተዓዘብቲ ንግደፎ ሕዚ ተፈጢሩ ዘሎ ኣፈላለይ ተጠቅምካ እገለ ከምዚ ነይሩ ምባል ኩሉ ዝተፈፀመ ፀገም ህዝቢ ተግራይ ኣሚንዎም ገበርቲ ሓደግዲ ዝነበሩ እዮም በጃኹም ህዝቢ ዝፈላሊ መርዛም መደረ ግደፉ ናብ ሓደ ዝጠምር ግበሩ
@hamelmalkahsay1535
@hamelmalkahsay1535 Күн бұрын
ብጣዕሚ ያሕዝን አብ ውልቀ ሰባት ዝነበሮም ፅልኢ ምስጢር ብበለካ ለኽዓካ ዝውረይ አብ አዳ ስዋ ዝውረይ ዝነበረ ሐዚ ሚዲያ ዝረኸቡ ሰባት ምስጢር ትግራይ ጓጉሖም ያቃልዕዎ አለዉ አታ ጉድ እዩ አረ በጃኹም ስቅ በሉ ክበሃሊ አለዎም ንጄነራል ጻድቃን ዘለዎም ፅልኢ ውልቀ ሰባት አብ ልዕለኡ ዘመተ ያካይዱ አለዉ ብናይ ዶር ደብረጽዮን ዝምራሕ ሕወሓት ብዙሕ ምስጢር ትግራይ ያውጽኡ አለዉ ንጄነራል ጻድቃንን ንጌታቸው ረዳ ድምጥቃዕ ምስልዎም ግን ንህዝቢ ትግራይ ምዃኑ አይፈለጡን ግደፉ ክበሃሉ አለዎም ።
@GetachewTsegay-y4y
@GetachewTsegay-y4y Күн бұрын
ህዝባዊ ወያነ ሐርነት ሕወህት አብ ዓዲ ግራት ዘይተ ዓደመሉ ምክንያት ብእኒ ተሰፋ አለም ይሕደጎ፡ሸሻይ መረሳ፡ክምኡውን ናእኒፃድቃንብድን ብዝገበርዎ ምዝራእ በርበረ ከባብያዊነት እዩ።
@michalegg1956
@michalegg1956 Күн бұрын
አሰይ ደግ አደረጉ ላስታውስ ስበሀታውያን ፀሀይ እየጠለቀባቸችሁ ነው ባንኑ የትግራይ ህዝብ ታግሶ ታግሶ ያመረረ ቀን ዘላለማዊ ጦርነት ነው ሚከፈተው አለቀ
@LemlemTarekegn-e1b
@LemlemTarekegn-e1b Күн бұрын
​@@michalegg1956ማነህ አንተ ምን አገባህ ስለለ ስብሐት ይሁን ስለ ወያኔ ወይም ትግራይ የሬስህን ስራ።
@TikueShishay
@TikueShishay Күн бұрын
ምርጥ ናይ ሚድያ በዓል ስታሊን ሓዉና ቀፅለሉ።
@TikueShishay
@TikueShishay Күн бұрын
ምርጥ ናይ ሚድያ በዓል ስታሊን ሓዉና ቀፅለሉ።
@ruta5556
@ruta5556 Күн бұрын
Ab ertra komu eyu abhaust keytetefe eyom zatwu 😮😮😮
@Wedizom123
@Wedizom123 Күн бұрын
ስታሊን ኣውፃኣዬን ስም ዝርዝሮም ዋላ ቶም ናይስሚንቶ
@ManaseboBerhe
@ManaseboBerhe Күн бұрын
ኣብቲ ገመድ ጉታ ኣብ ሓዲኡ ኮይንካ ኣይትጉተት።
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 132 МЛН
Please Help This Poor Boy 🙏
00:40
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 14 МЛН
ኦሮማይ  ዘይተርፍ ኩናት ኣብ ቅድሜና
1:00:21
ADMAS FORUM
Рет қаралды 24 М.
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 132 МЛН