No video

"እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቕረ ክብለና፡ነንሕድሕድና ይቕረ ንበሃሃል።እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማያዊ ቤቱ ክቕበለና፡ጋሻን ጽጉምን ኣብ ቤትና ብሓጐስ ንቀበል።

  Рет қаралды 651

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

እግዚአብሔር ኣምላኽ ይቕረ ክብለና፡ ነንሕድሕድና ይቕረ ንበሃሃል።
እግዚአብሔር ኣምላኽ በደልና ኣምላኽ ኣብ ጊዜ ሽግርና ከጸናንዓን፡ነቶም ሽጉራትን ኣብ ቀቢጸ ተስፋ ዘለዉን ነጸናንዓዮም። እግዚአብሔር ኣምላኽ ረድኤቱ ከብዝኃልከይጽብጽበልና፡ ነቶም ዝበደሉና ንግደፈሎም።እግዚአብሔር ኣምላኽ ጐደሎና ኺምልእ፡ ነቶም ዝጐደሎምን ዘይብሎምን ንመልኣሎም።እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ጊዜ ጸገምና ኪበጽሓልና፡ ነቶም ኪብጽሑ ዝግብኦም ንብጽሓዮም። እግዚአብሔርና፡ ነቶም ረዳኢ ዘይብሎም ኣይንግፍዓዮምን ንርድኣዮምን። እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣባታዊ ርኅራኄኡ ኺልግሰልና፡ ነቶም ዘኽታማትን መበለታትን ጸግኢ ንዅኖም።እግዚአብሔር ኣምላኽ ብጸግጋኡ ክኸድነና፡ ካብ ክዳንና ዕሩቕ ንኽድን።እግዚአብሔር ኣምላኽ ብጸግኡ ከጽገበናን ክርወየናን፡ጥሙይ ነብልዕን ጽሙዕ ነስትይን።እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማያዊ ቤቱ ክቕበለና፡ ጋሻን ጽጉምን ኣብ ቤትና ብሓጐስ ንቀበል። እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ ሰማያዊ መዝገብ ስምና ክጽሕፎ፡ ንነዳያን ካብ ገንዘብና ንመጽውት።እግዚአብሔር ኣምላኽ ነቶም ጸላእቱ ዝነበረና ከምዘፍቀረና፡ ንሕና’ውን ንዝጸልኡና ኣብ ጊዜ ጾምና ንጽልየሎም።
እግዚአብሔር ክድንግጸልናን ክምሕረናን፡ ንሕና’ውን ዓመጽ ገዲፍና መሓርትን ፈረድቲ ቅኑዕን ንኹን።እግዚአብሔር ነቶም እሱራት ዝነበርና ከምዝበጽሓናን ሓራ ከምዝገበረናን፡ እሱራት ንብጽሓን ነጸናንዕን ።

Пікірлер: 2
@berihumedhanie4425
@berihumedhanie4425 6 ай бұрын
Oh egzabhier mistom zelwu knhlu tgstka ayfeleyena mefth lbnakfet
@berihumedhanie4425
@berihumedhanie4425 6 ай бұрын
Magere qudusan
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 13 МЛН
白天使选错惹黑天使生气。#天使 #小丑女
00:31
天使夫妇
Рет қаралды 15 МЛН
Dad Makes Daughter Clean Up Spilled Chips #shorts
00:16
Fabiosa Stories
Рет қаралды 3,8 МЛН
אמהרית - פרשת עקב תשפ"ד | ፓራሻት ኤኬቭ
46:58
ידידיה אלנה |የዲዲያ አለነ
Рет қаралды 1,3 М.
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 66 М.
ወንድሙ ስለ አሟሟቱ ተናገረ! የባቡጂ የቀብር ስነ ስርአት!
19:31
Yehiwet Gets - የህይወት ገፅ
Рет қаралды 493 М.
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 13 МЛН