No video

ወደየ!ንትእዛዝ እግዚአብሔር ኣጽንዓዮ፡ንሕግታቱ እውን ኵሉ ጊዜ ኣሰላስሎ።ነኣእምሮ ርድኢት ዝህቦ ንሱ እዩ፣እቲ ዘሎካ ሃረርታ ጥበብ ከኣ ምልኣት ኢዩ።ሲራ6፡37

  Рет қаралды 539

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

* ወደየ *
ወደየ! ንትምህርተይ ኣይትረስዓዮ፡ንትእዛዛተይ እውን ዘኽሮ፡ እዚ ነዊሕ ዕድመ ክህበካ እዩ። ሕያውነትን ሓቅን ካባኻ ኣይፈለያ፡ኣብ ኽሳድካ እሰረን፡ ኣብ ጽላት ልብካ ውን ጸሓፈን፡ ሽዑ ኣብ ቅድሚ አምላክን ሰብን ሞጐስን ጽቡቕ ስምን ክትረክብ ኢኻ።
ብምሉእ ልብኻ ኣብ እግዚአብሔር ተኣመን፡ ኣብ ልቦናኻ ኣይትጸጋዕ። ኣብ ኵሉ ተግባርኻ ውን ንእግዚአብሔር ሕሰብ፡ንሱ ኸኣ ነታ ቕንዕቲ መንገዲ ኸርእየካ እዩ። ” እፈልጥ እየ ”ኢልካ ኣይትጀሃር፡ ንእግዚአብሔር ፍራሕ፡ካብ ኽፉእ ከኣ ረሓቕ። እዚ ንሥጋካ ፈውሲ፡ ነዕጽምትኻ ኸኣ ኣንጕዕ ኪኾነካ እዩ።ካብ ጥሪትካን ካብ ኵሉ በዅሪ ፍርያትካን ንእግዚአብሔር ሞባእ ኣቕሪብካ ኣኽብሮ። ሽዑ ቆፎታትኻ እክሊ ኽመልእ መጽሞቍኻ ኸኣ ብዀልዒ ወይኒ ቕጽጽ ኪብል እዩ። ምሳ 3፡1-10
ወደየ! ከምቲ ኣቦ ንዘፍቅሮ ውልድ ዚቐጽዖ፡ ከምኡ ኸኣ እግዚአብሔር ንዘፍቅሮም ይቐጽዖም እዩ እሞ፡ እንተ ቐጽዓካ ኣይተማርር፡ተግሳጽ እግዚአብሔር ከኣ ኣይትንዓቕ።ምሳሌ 3፡1-12
ወደየ! ናብቲ ኣነ ዝብለካ ኣቕልብ፡ ጽን ኢልካ ከኣ ስምዓኒ። ንቓላተይ ኻባኻ ኣይተርሕቀን፡ ኣብ ውሽጢ ልብኻ ድማ ዕቖረን።ንሳተን ንዝተቐበለን ሕይወትን ጥዕናን ይህባኦ። ሕይወት ካብ ኣእምሮ እያ እትፍልፍል እሞ ልዕሊ ኹሉ ንኣእምሮኻ ሓልዎ። ሓቂ ንዘይኮነ ነገር ኩሉ ኻባኻ ደርብዮ ንሕሶትን ምትላልን ካባኻ ኣርሕቆ። ኣዕይንትኻ ቐኒዐን ይርኣያ ቄላሕታካ’ውን ንቅድሚት ገጸን ይጠምታ። ንዕዮኻ መደብ ግበረሉ፡ እትገብሮ ዘበለ ኵሉ ኸኣ ኺቀንዓካ እዩ። ንየማን ንጸጋም ኣይተልግስ፣ ካብ ኽፍኣት ረሓቕ፥ብመንገዲ ቕንዕና ተማላለስ። ምሳ 4፡20-27

Пікірлер: 2
@Smreot
@Smreot 6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-vb6vp6om6v
@user-vb6vp6om6v 6 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዘሓልኩም ዘሙሓተይ ጽቡቅ ቃል ኣምላክ መንፈስካ ዘሕድስ
አለምን ያስደመመው ዝማሬያችን.....አንድ  ሚሊየን እይታ የሚገባዉ
1:09:23
The Joker kisses Harley Quinn underwater!#Harley Quinn #joker
00:49
Harley Quinn with the Joker
Рет қаралды 27 МЛН
Parenting hacks and gadgets against mosquitoes 🦟👶
00:21
Let's GLOW!
Рет қаралды 13 МЛН
መልሲ;- ንሕቶ ብዛዕባ "ኣከለ-ጉዛይ" ዝቐረበ;  1ይ ክፋል  ዕለት/6/ሰ/ነ2021/
58:03