12 ጥሪ ቃና ዘገሊላ!ንክርስቶስ ናብ መርዓ ቃና ዝዓደምዎስ ከም ሰብ ዱ ከም አምላኽ?ነቲ ማይ ወይኒ ዝገበሮ አምላኽ ዱ ሰብ?

  Рет қаралды 246

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

ተዋህዶ ስጋን መለኮትን ከም መርዓ"አብ እንዳ መርዓ ዝተረኸበት ቤተ መርዓ ወይኒ እምበር የብሎምን …ጊዜይ ገና ኣይበጽሐን!ጎይታ ኣምላኽነት ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣማላድነት ዝተገለጸሉ ደቂ መዛሙርቱ ድማ ኣምላኽነቱ ርእዮም ዝኣመንሉ ምምሃር ካብ ዝጅምር ካብ ዝገበሮ ተኣምር ናይ መጀመርያ ተኣምር እዩ ነይሩ (ዮሓ 2፡1-11)።ትእዛዝ ድንግል ማርያም "ኩሉ ዝብለኩም ግበሩ"ማለት 10 ትእዛዛት ተጠንቂቕኩም ሓልዉ 6 ቃላተ ወንጌል ፈጽሙ እምነት ምስ ግብሪ ሓዙ ማለት ኢዩ።እዚ ዝተገብረ የካቲት 23 ክኸውን ከሎ፡ ሊቃውንቲ ቤተ ክርስቲያን ግን ንበዓለ ማይ ምስ በዓለ ማይ ምትእስሳሩ ምእንቲ ክጥዕም እቲ ክብረ በዓል ናይ ቃና ዘገሊላ ጽባሕ ጥምቐት ክኸውን ሰርዕዎ። ንዶኪማስ ብኣማላድነታ ካብ ሕፍረት ዘድሓነት ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ንዓና ውን ኣብቲ ጎይታ ንፍርዲ ዝመጸሉ ግዜ ከይንሓፍር ኣብ የማኑ ኮይና ተማልደልና! ኣሜን!!!

Пікірлер: 2
@almazttewelde9387
@almazttewelde9387 7 ай бұрын
Amen (3)
@temesgenamlak4301
@temesgenamlak4301 7 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
Whoa
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 50 МЛН
مسبح السرير #قصير
00:19
سكتشات وحركات
Рет қаралды 3,1 МЛН
ብሰማርያ ኣቢሉ ኺሓልፍ ከኣ ግዲ ኾኖ ብዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
56:45
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 66 М.
"ካብ ኣክራሪ ምስል ምን ናብ ክርስትና" (ካብ 5ይ ክሳብ 7ይ ክፋል )
1:12:07
ቃና ዘገሊላ መንፈሳዊት ሃጻር ፊልም part 1 .
26:03
ሃዛኤል orthodox tewahdo 12
Рет қаралды 19 М.