No video

29 ጥሪ ዕረፍቱ ቅዱስ ኣቡነ ታዴዎስ" ትውልዲ ዓዶም ጽላልሽ(ዞረሬ)ኣቡኦም ሮማንዮስ ኣዲኦም ማርታ ይበሃሉ። ሮማንዮስ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ሓወቦኡ እዮም።

  Рет қаралды 237

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

29 ጥሪ ዕረፍቱ ቅዱስ ኣቡነ ታዴዎስ" ትውልዲ ዓዶም ጽላልሽ(ዞረሬ)ኣቡኦም ሮማንዮስ ኣዲኦም ማርታ ይበሃሉ። ሮማንዮስ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ሓወቦኡ እዮም።
29 ጥሪ ዕረፍቱ ቅዱስ ኣቡነ ታዴዎስ"ናይ ትውልዲ ቦትኦም ጽላልሽ (ዞረሬ) እዩ። ኣቡኦም ሮማንዮስ ኣዲኦም ማርታ ይበሃሉ። ሮማንዮስ መዓርገ ቅስና ዘለዎ ክኸውን ከሎ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት ሓወቦኡ እዮም።ንሶም ድማ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት እናኣገልገሉ ትሸዓተ(9)ዓመት ተቐመጡ። ድሕሪ 9 ዓመት ኣቡነ ተክለሃይማኖት ናብ ኣባ ብጸሎት ሚካኤል ከዱ ንሶም ድማ ናብ ጽላልሽ ተመልሱ።ካብ ዝፈላለዩ ድሕሪ 32 ዓመት ኣብ ጽላልሽ ተራኺቦም መዓርገ ምንኩስና ሃብዎም።ብድሕሪ’ዚ ብስጋዊ ዕድሚኦም እኳ ዓቢ እንተኾኑ ከም ሓደ ንእሽቶይ ኣገልጋሊ ንኣቡነ ተክለሃይማኖት እናገልገሉ ኣብ ደብረ ሊባኖስ ተቐመጡ።በረከቶምን ኣማላድነቶምን ምስኩላትና ይኹን ኣሜን።

Пікірлер: 1
@user-mo3vo5jt2q
@user-mo3vo5jt2q 6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 37 МЛН
Incredible Dog Rescues Kittens from Bus - Inspiring Story #shorts
00:18
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 29 МЛН
❌Разве такое возможно? #story
01:00
Кэри Найс
Рет қаралды 4,1 МЛН
Nurse's Mission: Bringing Joy to Young Lives #shorts
00:17
Fabiosa Stories
Рет қаралды 6 МЛН
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 66 М.
የዘማሪ ዲያቆን አቤል መክብብ መዝሙሮች
1:04:37
ተዋሕዶ ሃይማኖቴ
Рет қаралды 7 МЛН
אמהרית - פרשת עקב תשפ"ד | ፓራሻት ኤኬቭ
46:58
ידידיה אלנה |የዲዲያ አለነ
Рет қаралды 1,3 М.
አለምን ያስደመመው ዝማሬያችን.....አንድ  ሚሊየን እይታ የሚገባዉ
1:09:23
This Dumbbell Is Impossible To Lift!
01:00
Stokes Twins
Рет қаралды 37 МЛН