No video

24 ጥሪ ስብረተ አጽሙ ለኣቡነ ተክለሃይማኖት"ብድሕሪ እዚ ብሓንቲ እግሮም ደው ኢሎም ን7 ንሸውዓተ ዓመት ዝኣክል ጸለዩ።

  Рет қаралды 172

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

ንሰብዓን ክልተን ዓመት ዝኣክል ብዝተዋህቦም መንፈሳዊ ጸጋ ንኣጋንንቲ
ብመስቀል ገይሮም ብምስዓር ብቓሎም ተዛሪቦም፡ብኢዶም ደህሲሶም ድዉይ ብምፍዋስ፡ምውት ብምትንሳእ፡ካብዚ ዝበዝሐ ተኣምራት ብምግባር ንኣህዛብ ወንጌል ንከሓድያን እናኣእመኑ ንኣማንያን ስርዓት ምንኩስና ክምሁሩ ድሕሪ ምጽናሕ ንስጋይ ጠቒመያ ብምባል ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ፡ክብሪ ኣብ ልዕሊ ክብሪ ንኽውስኾም
ካብ ዝውለዱ ኣብ 92 ዕድሚኦም
ኣብ በረኻታት ሱባኤ ኣትዮም ብየማን ብጸጋም ባቕድሚትን ብድሕሪትን ሸሞንተ ኲናት ተኺሎም ንቅድሚት ንድሕሪት ከይበሉ ደው ካብ ዝበሉሉ ኮፍ ከይበሉ ክጸሙን ክጽሉዩን ከለዉ ካብ ጽንዓት ገድሎም ዝተላዕለ ብዕለት 24 ጥሪ ሓንቲ እግሮም ካብ ኣካሎም ተሰቢራ ወደቐት።ብድሕሪ እዚ ብሓንቲ እግሮም ደው ኢሎም ን7 ንሸውዓተ ዓመት ዝኣክል ጸለዩ።
በረኸቶምን ጸሎቶምን ኣማላድነቶምን ናይ ጻድቕ ኣብነ ተክላሃይማኖት ኣይፈለየና ኣሜን!!!

Пікірлер
Cute kitty gadgets 💛
00:24
TheSoul Music Family
Рет қаралды 17 МЛН
What will he say ? 😱 #smarthome #cleaning #homecleaning #gadgets
01:00
女孩妒忌小丑女? #小丑#shorts
00:34
好人小丑
Рет қаралды 88 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 17 МЛН
ክርስቶስ 3ቱን ቀናት የት ነበር? ለብዙዎች የተሰውረው ጥብቅ ሚስጥር!
18:02
መዝሙረ ዳዊት ዓርብ -  Mezmure Dawit Arb
31:09
masresham
Рет қаралды 532 М.
אמהרית - פרשת עקב תשפ"ד | ፓራሻት ኤኬቭ
46:58
ידידיה אלנה |የዲዲያ አለነ
Рет қаралды 1,3 М.
ኣይትናወፁ : Eritrean Orthodox Tewahdo sbket Yohannes Solomon 4 November 2023
18:47
Medlote Amin መድሎተ ኣሚን
Рет қаралды 66 М.
አለምን ያስደመመው ዝማሬያችን.....አንድ  ሚሊየን እይታ የሚገባዉ
1:09:23
Cute kitty gadgets 💛
00:24
TheSoul Music Family
Рет қаралды 17 МЛН