No video

ኣብ ነንሕድሕድካ ብሰላም ምንባር (1ተሰ.5፥13)”ካብ እከይ ርሓቕ ሰናይ ከኣ ግበር ንሰላም ድለያ ስዓባ ውን”(መዝ 34፡14)

  Рет қаралды 353

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Tesfalem Asefaw ኣሰር ቅዱሳን ሊቃውንት

Күн бұрын

ንብኡሳት እናዓረቕናን ምስ መባእስትና እናተዓረቕናን ገበርቲ ሰላም ንኹን። እቲ ምንታይ ቅዱስ ቃል “ምስ ኩሉ ሰብ ብሰላም ንበሩ ኢዩ”(ዕብ 12፡14)። ሽዑ ገበርቲ ሰላም ብምዃን ዉሉድ ኣምላኽ ተባሂልና ብጹዓን ክንከውንን ኢና (“ገበርቲ ሰላም ውሉድ ኣምላኽ ክበሃሉ ኢዮም እሞ ብጹዓን ኢዮም” ማቴ 5፡9)። እቲ ንሕዝቡ ሓይሊ ዝህብን ንሕዝቡ ብሰላም ዝባርኽን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ውን (“እግዚኣብሔር ንሕዝቡ ሓይሊ ይህቦም፡ እግዚኣብሔር ንሕዝቡ ብሰላም ይባርኾም” መዝ 29፡11) ባዕሉ ኩሉ ክህበና ኢዩ።

Пікірлер: 2
@lidyabereket7293
@lidyabereket7293 6 ай бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmelna Amen
@silasghebrelul4138
@silasghebrelul4138 6 ай бұрын
🙏🏼🙏🏼🙏🏼
Мы сделали гигантские сухарики!  #большаяеда
00:44
If Barbie came to life! 💝
00:37
Meow-some! Reacts
Рет қаралды 79 МЛН
managed to catch #tiktok
00:16
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 49 МЛН
Zombie Boy Saved My Life 💚
00:29
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 29 МЛН
אמהרית - פרשת עקב תשפ"ד | ፓራሻት ኤኬቭ
46:58
ידידיה אלנה |የዲዲያ አለነ
Рет қаралды 1,3 М.
Мы сделали гигантские сухарики!  #большаяеда
00:44