No video

ዝብኢ ከይበልዓኒ እየ ዝፈርሕ ዝወደይ

  Рет қаралды 70,751

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Gedam media- ገዳም ሚድያ

Күн бұрын

SUBSCRIBE | ብምግባር ዝተፈላለዩ ናይ ቅድስት ቤተ ክርስቲያን አገልግሎት ካብ አክሱም ጽዮን ማርያም ንክበጽሖም ቤተሰብ ይኹኑ።
______________________________________________
Follow this channel @
Facebook = / tsegay.gebreslasie.5686
Whatsapp = chat.whatsapp....
Telegram = t.me/tseagy
Telegram = t.me/gedamaxum
Instagram = / gedamtube21
ኣብ መላእ ዓለም አትርከቡ ክቡራት ተከታተልትና ኣክሱም ጽዮን ከምእትናፍቅዋን ከምእትፈትውዋን ስለ ንፈልጥ ካብኣ ድማ ንበረከት ዝከውን ስራሕቲ
💐⛪️ካብ ሊቃውንቲ ወለዲ ትምህርት ወንጌል
💐⛪️መዝሙራት ትግርኛ
💐⛪️ካሎኦት ንዓኩም ዝኮኑ ጠቀምቲ መርሃግብርታት
💐⛪️ ምህላ ፀሎትን ካሎኦት መንፈሳዊ ትረካታትን መንፈሳዊ ተሞኩሮታትን ሒዝናልኩም ክንቀርብ ኢና
share subscribe ብምግባር ተሓባበሩና
#ክቡራት_ተኸታተልትና_መሃሪ_ሓሳብኩምን_ርኢቶኹምን_ኣብ_Comment_ግደፉልና

Пікірлер: 383
@BenjaminSolomon-vw5tj
@BenjaminSolomon-vw5tj 2 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ ንዓካን ንመሳርሕትካን ንልኣክትካን እ/ር ይባርክኩም ኣሜን(3)።
@user-cl5qi5ke8s
@user-cl5qi5ke8s 2 ай бұрын
ተጋሩ ገና ህዝቦም ኣብ ጸገም ከሎ ጌና ብዝዕባ ኪናት ይሓስቡ ኣለዉ እግዚኣብሔር ምሕረት የውርደሎም ነዘን ኣደ እግዚኣብሔር ካብ ኣራዊት ይሓልወን🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚡️⚡️⚡️⚡️✌️
@selamwoldegergish4015
@selamwoldegergish4015 2 ай бұрын
Amennnnn❤❤❤
@user-td5fw8sn5k
@user-td5fw8sn5k 2 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራኸ ርሂዎ እዩ ዘሎ?? ካልኣይ ህዝቢ ትግራይ ኩናት ከምዝደሊ ርግጸኛ ኾንካ ትዛረብ ኣብ ሚድያ ገለ ገለ ዝተዛረብዎ ሰሚዕካ ዓገብ ሃየንታ ኣለዎ:: ህዝቢ ኤርትራን ትግራይን በዞም ጎሓላሉ መራሕቲ ኣደዳ ጥምየትን ስደትን ኮይኑ እምበር ብክልቲኡ ወገን ኩናት ዝደሊ የለን::
@user-cl5qi5ke8s
@user-cl5qi5ke8s 2 ай бұрын
🫏🫏🫏🫏ኣድጊ ንሓመዱ ከለው ከመይ ገይሩ ክርህዎ ዘይናቶም ዝደልዩ ሱሱዓት ንሻዕቢያ ክስዕሩ ይሓልሙ እዮም ዘለው ቀይሕ ባሕሪ መኹርዒ ሃገርና ዓወት ንሓፋሽ✊🏽✊🏽✊🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚡️⚡️✌️
@ማዕበል
@ማዕበል Ай бұрын
ኣፍካ ሒዝካ ስቕ እንተበልካስ🤔 ​@@user-cl5qi5ke8s
@selamwoldegergish4015
@selamwoldegergish4015 Ай бұрын
@@user-td5fw8sn5k etaye sheger Ka Naye hezibi eritera kkkkkk eda tegeraye teoweti metae telame oleteneti awerajenati foeeeee
@ttww9470
@ttww9470 2 ай бұрын
😢ምንም ቋንቋውን ባላቀውም ላይክ አረኩ እናቶቻችን ያሣዝናሉ😢😢 አይ ዱንያ ፈተና አላህ አገራችን ሠላሙን ያውረድልን አለኩሊሀል አልሀምዱልላ
@user-yi4mw1ke5g
@user-yi4mw1ke5g 2 ай бұрын
አሜን የኔ መልካም አገራችን ሰላም ያርግልን እኝህ ሚስኪን እናት ማየት አይችሉም ችግረኛ ናቸው እነዚህ ወንድሞቻችን ደግሞ ቤታቸው ድረስ ሄዶ እያገዛቸው ነው የኔ እናት ስያሳዝ😢
@user-iz5ws3tz3t
@user-iz5ws3tz3t 17 күн бұрын
መምህር ፀጋይ ንዘላአለም ንበር ፈጣሪ ጢዕና ይሃብካ ኩፉእ አይንካአኻ ታወተ ፅዬን ትከተልካ
@godislove6010
@godislove6010 2 ай бұрын
ምቅርቲ አደ አምላክ ብብርሃኑ የብረሃልክን, ንዓና ድማ ምሕረት ይግበረልና 🇪🇷🇪🇹🙏🏻
@user-cl5qi5ke8s
@user-cl5qi5ke8s 2 ай бұрын
ዓድኻ ኣበይ እዩ?
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 2 ай бұрын
​@@user-cl5qi5ke8s kemu aybehalnyu bandera Ethiopia ms reaka eka kemu elka gn newri zhawey
@alganesh-xe4yb
@alganesh-xe4yb 2 ай бұрын
@Godislove6010 AMEN MEAREY ❤️
@hareyahareya6870
@hareyahareya6870 2 ай бұрын
@@user-cl5qi5ke8s ክብረተይ ወይ ክቡር ሓወይ ካብ ዝኮነ ይኩን ዋንኡ ንሰብ ዝሓስብ ዝርህርህ ተኮይኑ ዓዲ ሃይማኖት ኣዉራጃ ኣይፈልንዩ
@AbucheL-veme
@AbucheL-veme 2 ай бұрын
ሓመድ ትብለዐኒ ህዝበይ😢😢
@May-vt1jq
@May-vt1jq 2 ай бұрын
ንቅሕቲ ኣዶ ሓጋዚ ኣይስእንክን❤❤❤❤❤❤
@0ppH5
@0ppH5 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ሓወይ እዚ ኹሉ ፅጉም ትርእይ ዘለኻ ❤❤
@kassakebe8410
@kassakebe8410 2 ай бұрын
በጃኩም ልዞም አዶታት መአከል አዶታት ምስ ዲያስፖራት ንተሀባበር 😭😭😭
@swswiy9610
@swswiy9610 2 ай бұрын
😢እግዚአብሔር ካብዚ በረከት ተካፈልቲ ይግበረና እግዚአብሔር ዕድመኩምን ጥዕናኩምን የብዛሐዮ ሓዋተይ❤😢
@Slamh-qv4gm
@Slamh-qv4gm 2 ай бұрын
ማሚተይ ኣባይኪ ሂወተይ❤
@beletu7041
@beletu7041 2 ай бұрын
አቤት ልሳንአቤት አንደቤትተሸገሬንንን ደኺመንን ሽግር ዘየወር ያ ደስ ዝብላ በዓለቲ ሞሳ አቤት ብርሃን ገፅ ።
@user-xs7nr6og3h
@user-xs7nr6og3h 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@fotofoto378
@fotofoto378 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይዓድልኹም ፀጋይ ሓወይ ፈጣሪ ሓይልኹም ይባርኽንዋሃብቲ ድማ ብዝወፀ ይመላኣሎም ንዓቅመ ደካማታት ድማ ፈጣሪ ተስፋን ብርታትን ይኹኖም ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏 ኣይትሳኣኑ ዞም ኣሓተይ ምስ ታኣማንነትኹምን ምስ ዓይነ ብርክኹምን ንበሩልና ፀጋይዋ ምስ ሙሉእ ኩሩታትኻ ኣነ ብወገነይ ካብ ልቢ የመስገን ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mezmurmariyam-ys7dd
@mezmurmariyam-ys7dd 2 ай бұрын
ዕደመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ✝️❤️🤲🥰🥰
@tesgeg6055
@tesgeg6055 2 ай бұрын
💞💞💞ንሓውና ምድይኡ ነዕብየሉ ተጋሩ አበይ አሎና ዳአ ሙዚቓ ተዘኮን እኮ ልቕድመና የለይ ሓቦ በሉ
@user-lm8pk9um9c
@user-lm8pk9um9c 2 ай бұрын
ብሓቂ ኣብ ፁብቅ ነገረ ኣይንረከበን
@M2Meriem
@M2Meriem Ай бұрын
❤sah
@Shwati308
@Shwati308 2 ай бұрын
እማየ ጥዕምቲ ለጋስ እተው ስተዩታ በለት እእእ ፀግሸይ እግዚአብሔር ብርሃን ይዓድልኩም ዝም ሓተይይይ
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊
@RawhaMohMmd
@RawhaMohMmd 2 ай бұрын
ድራሸአን እባ ንገረና ፀግሸይ❤❤❤
@Mariyam21adey
@Mariyam21adey 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላኽ ይሓግዝካ መምህረይ ኣደዋይ ማዓረይይይይ። ተመስገን ዘይፈልጥ ቤተሰብ እናሃለወካ በዘን ወላዲት ግን ትብዓት ይሓድረካ።
@user-tp5mg2tc8c
@user-tp5mg2tc8c 2 ай бұрын
ኣሰይ ብኣምላክ ርከቦ ብጣዕሚ እንድዒ ወደይ ኣነስ ምክኣል ሲእነ ብምንይ ዓቅመይ ሞ ክውድኣ ካብዚ ዝዓቢ ስራሕ ናይ ሕልና ናይ ሂወት ቅሳነት የለን ሞ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣባል ማሕበርካ ክከውን ቃል ይኣቱ።
@bestebeste5137
@bestebeste5137 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ የኔ ማር ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ክብርቲ ወላዲትና ለጋስ ኣየየየ❤❤❤🙏🙏🙏
@biniamhaile1301
@biniamhaile1301 2 ай бұрын
እዋይ ሕያውነት ለዋህ ወላዲት ደስ ክብላኻ ❤✝️🙏ክብረት ይሃብኩም ይሕዋት 🙏🧡
@eritraweteritrawet7048
@eritraweteritrawet7048 2 ай бұрын
ዝብኢ ከይበልዓኒ 😪😪😪💕💕🙏🏻
@user-xu5yh1ko1v
@user-xu5yh1ko1v 2 ай бұрын
ውይ ደስ ሲሉ የኔ እናት አንደበታቸው ሲጣፍጥ የጋዜጠኛው ትህትና ከወገቡ ሰበር ከአንገቱ ጎንበስ እሄ አኮ ነው ሰሜኖች የሰነልቦና ህግ ያለው ማሕበረሰብ ነው ግን ግባ ሳትባል 🙉😜አዋይ ኣንተ ነውሪ🙊ወይኔ ልቤ ተንሰፈሰፈ የኔ እናት ትትህናቸው💚💛❤
@letinaaraya444
@letinaaraya444 2 ай бұрын
መቅጃውን ስላጡት ሊረዳቸው ብሎ እግረመንገዱም ቤቱ ሊቃኝ መሰለንኝ : ግን እኝህ ሽማግሌ እናት ምን እማይታይ ነገርእንዳይኖራቸው ብለህ/ብልሽ ነው ክይቅርታ ጋር
@rahwa141
@rahwa141 Ай бұрын
Eway adey mearey. Kndzi mrka asseeey amlak yhabeni kemzi khgz 🇪🇷
@rona7755
@rona7755 2 ай бұрын
እዚአን የን ኣደታት ትግራይ።፡ብሩኻት ለጋሳት፡ ሸፋቓት። ሽርፋቕ ርህሩህ ከብደን።
@swswits3292
@swswits3292 2 ай бұрын
እግዜኣብሔር ብዝወፀ ይተከአልኩም ልዋሃብቲ ኣትም ተቡፁሑለ እጎዜኣቦሔር ይሓግዞኩም መንገድኩም የቅነዐልኩም ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 2 ай бұрын
ኣደዋይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስካን ይኩን😥😥
@sgfghjpateg
@sgfghjpateg 2 ай бұрын
ኣሰይይይይይ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr 2 ай бұрын
መ/ር ፀጋይ ንዓካን ንመሳርሕትካን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ለባምተ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏🙏💞💞💞💞🌿🌿🌿🌿🌿🍀🍀🍀♥️♥️♥️🙏🙏🙏🙏🙏
@erilove7803
@erilove7803 2 ай бұрын
ኣይ ኣዴታትና ሓላላት ጥዕና ይሃብክን ከንደይ በሊዐናኒ
@Nebyat-dp2fi
@Nebyat-dp2fi 2 ай бұрын
Egziabiher abizuhu yihabikum kuburat adetatey kiaaa Egziabiher misakin yikun
@user-bw2og7zf6e
@user-bw2og7zf6e 2 ай бұрын
አደዋይ መዓሪይ አስይይይይ❤❤❤❤❤ እደመን ጥዕናንን የሃብካ ዲያቆነይ እግዚአብሔር አምላክ ዕድመካ የንዋሓዮ ዝሓወይ
@thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
@thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 2 ай бұрын
ኣሜን ማማየ😭❤
@user-jj4lh3lo6q
@user-jj4lh3lo6q 2 ай бұрын
አቤቱ እግዚአብሔር ምህረትህን አውርድ❤❤❤😢😢😢
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 2 ай бұрын
አደዋይ ህባ ዘይትፀግብ😢😢😢ብዝወፀ ይተከአልኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ መ/ር ፀጋይ ሓወይ እዉን ብጣዕሚ እየ ዘመስግነካ አምላኽ ይባረኽካ❤❤❤
@rahelataklti
@rahelataklti 2 ай бұрын
Be MARIAM Be Egzabiher Ata ane Be Bekyat kemewet Eye😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@fjgj3691
@fjgj3691 2 ай бұрын
ኣሜንንን❤❤❤❤❤❤😢😢
@tekletekle8711
@tekletekle8711 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብ መምህር ፀጋይ ሓውና
@user-sq5ni5fv3v
@user-sq5ni5fv3v 2 ай бұрын
ዕድመ ይሃብክን አደዋ ዝሓወይ እግዚአብሔር ይሃብኹም ይባርኹኩም👏💐
@tsegaimekonen8084
@tsegaimekonen8084 2 ай бұрын
Zey edken rekibken burukat adetatna ❤❤❤😢
@rahwanebu1359
@rahwanebu1359 2 ай бұрын
Egziabher. Mehaeret. Aurdelena. Nesbe. Tigray. Ahwatey. Uaye. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿
@godisthekey7326
@godisthekey7326 2 ай бұрын
I wonder about this mother.She is very very thankfull.I love her.May God Bless you Mamma.I pray for you always . I don't forget you.Dont worry mamma there is God.When she is speaking my heart beating fast.Thank you brother for this.God bless you.🤲🏻🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹
@bettyboo7783
@bettyboo7783 2 ай бұрын
❤❤❤እግዝኣብሄር እፍመን ጢኢናን ይሀብካ ብሩክ ወዱ ብሩካት
@bute5158
@bute5158 2 ай бұрын
የኔ አናት አነጋገራቸውን ልብ ይነካል ቅርስ ናቸው ያለፉበት የሚያስረሳ ፍቅር ስላዩ ለምሰማው እኔ ደስ አልኝ በደቂቃው ደስታ ደስ አሰኛችሁሀቸው ለዚህ ሀሳብ እንኳን ተነሳሳችሁ ጦርነትን ያራቅልን ስላም ይስፈን እንዚህ እንዲያርፉ በሰላም
@user-ex6ly3ld6x
@user-ex6ly3ld6x Ай бұрын
ሰብ ተዘይ ሪኡካ ፈጣሪ ይሪአካ አሎ ሸቃጦ ግዜ ንባዕሉ ክብል ክሓልፍ እዩ ከምኡ ኢሉ አይነብርን ምኢቲ ዓመት ንዘይንነብር ሽሕ ክፍአት ተሸኪምና ንጉዓዝ አየ አምላክስ ክንደይ ትርኢ ትሰምዕ ክንደይ ከ ትፀዎር አየ ሰብ😢😢😢😢😢
@ማዕበል
@ማዕበል Ай бұрын
ዕጭ እንታይ ገይሩኪ ንስኽን ከማኽን ሕመያ ወይ ኣይትሰርሓ ወይ ኣይተስርሓ ንሶም ግን ብዝኸኣሉዎ መፅለሊአን ገይሮምለን ኣለው
@user-bx2zl8hu8u
@user-bx2zl8hu8u 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፀጋይ ሓወና አወን ኣየ አደታትና ንዓከነስ አብ ገነክን ኮይነና ክንሐገዘክን የግበአና ነይሩ እንበረ😢አዶ ተክአል መን ይክአሎ😢
@user-iq6nl1qg8e
@user-iq6nl1qg8e 2 ай бұрын
ተባረኩ አሕዋተይ እግዚአብሄር ፀግኡ የብዘሐልኩም ነደታትና ድማ ጥዕናን ይሃበን ❤😊
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 ай бұрын
አደዋይ ለዋህ 🤱💘 አምላክ ምስ ወላዳቱ ፅላል ይኹንክን 🙏❤️❤️ነዚ ሰናይ ዝገበርኺ አደ ተባረኺ 💃❤️
@Ruta-eb1uj
@Ruta-eb1uj Ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢😢😢
@soshitube7215
@soshitube7215 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም😢
@user-xs3mv7ry6u
@user-xs3mv7ry6u 2 ай бұрын
እግዚኣብሔር ምሳክን ይኩን ኣደዋይ😢😢
@HadasKahsay-js7hp
@HadasKahsay-js7hp 2 ай бұрын
😢😢😢ኣደዋኒ እህ ኣሕዋተይ ብዝወፀ ይተክኣልኩም
@user-ce2jq4eb5i
@user-ce2jq4eb5i 2 ай бұрын
😔ኣደዋይ ምዓረይ
@bahtaleake5969
@bahtaleake5969 2 ай бұрын
Egziabher Amlak kabzi zelewao xegem yenagfen hawna ka xugumat abey alewu eka enda hatetka thgzom zeleka Egziabher Amlak haylin waltan ykunka
@user-gf4ze4ez1s
@user-gf4ze4ez1s 2 ай бұрын
ኣብዚ ዕድመ እዙይ ከምዚይ ዝበላ ሓቦ ዘስንቃ ኣቦ ብሓቂ መዓሪተይ
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 2 ай бұрын
እግዝአቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ገበርቲ ሰናይ ብዝወፀ ይተክኣልኩም ❤️❤️❤️💞💞💞
@senaittesfamichael3635
@senaittesfamichael3635 2 ай бұрын
ማማየ ሐቀን ዝብእ ከይበልእን ገለ ግበሩለን እውይ ማማ
@ZInatZin-uz9kh
@ZInatZin-uz9kh 2 ай бұрын
የእናትሠሥቃይ ፈጣሪ ይጠብቅልን እናት እናት ናትና ወገኖቸ እናቴ ሁሌም ሠላምሽ ይብዛ
@TsadiFikrrr
@TsadiFikrrr 2 ай бұрын
ፀጋይ ሓወይ ማዓረይ ለባም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣደዋ ርህርህቲ 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️💞💞🥺🥺😥😥
@faalktbeia2725
@faalktbeia2725 2 ай бұрын
እግዚአብሔር አብ ሰማይ ገዛኩም ይፃሓፈልኩም ደቂ ማዳም መክና ዘድልዮም ማ እዝኦም እዮም ብሬክስ ምናምን ትብላ
@alganeshberhe314
@alganeshberhe314 2 ай бұрын
እማየ ምዓረይ ብርሃን ገጳ።መግለጲ የብለይን ብጣዕሚ ነቢኤ።አብ ገዛ ወላሓንቲ ዘየሌ እቲ ብርሃን ገጵ የአክል።እታ ዝሃበት እዚ ክትሪኢ ከላ ከመይ ተሰሚዕዋ ይኸውን? ካብዚ ዝበልጵ ናይ ሕልና ዕረፍቲ የለን።እግዛብሄር ብዝወጰ ይተከዮ። ድያቖነይ ጰጋይ መስ ብዓል ካሜራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።እዚ ትገብርዎ ዘለኹም ዓቢ ስራሕ ሂወት ሰብ ዘድሕን ስለ ዝኾነ እግዛብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።ዝሓሰብክምዎ ኩሉ ይሳኻዓልኩም።❤❤❤❤❤❤❤
@jhon.n.paulos
@jhon.n.paulos 2 ай бұрын
Emanate eway brikti ade eyen. ... eway
@MedhanitAron
@MedhanitAron 2 ай бұрын
ኣምላክ ይባርኩም ጸጉኡ የብዝሓልኩም ነደታትና ድማ ጥዕና ይሃበን ኣብ ከምዚ ኩነታት ከለዋ ንኣምላክ ዘመስግና ተስፋ ዘለወን ኣደታት
@anatigrawiteya2821
@anatigrawiteya2821 2 ай бұрын
ፀግሽይ ❤
@KledatKedatKedat
@KledatKedatKedat 2 ай бұрын
ማማየ ማዓረይ ፅብቅቲ 😢😢ወላላ ማዓር አፋ አዶ ትግራይ 😢😢
@hayat6274
@hayat6274 2 ай бұрын
ማሚተይ❤🙏
@Mhalt-m7h
@Mhalt-m7h 23 күн бұрын
😢😢😢😢❤️❤️🙏🙏
@mahletlemma6739
@mahletlemma6739 2 ай бұрын
እስቲ ከስር በአማርኛ ጳፉበት ሁሉም ሰው እንዲሰማው ፕሊስ የኢትዩጵያ ህዝብ እናት ናቸው ሁሉም፡ይየው ብዙ መርዳት የሚፈልግ አለ😢
@yordanosgirmatsio5835
@yordanosgirmatsio5835 2 ай бұрын
Egzabiher Amlak idimen tinani yabikom🙏🏻🙏🏻🙏🏻
@user-hi8gs3dm6f
@user-hi8gs3dm6f 2 ай бұрын
Adeyyy mareyyyyy aye adtatina ❤💙💙💙💙💙💙🙏🙏🙏🙏 I miss you adey mareyyyy❤
@mebritmebrit1605
@mebritmebrit1605 2 ай бұрын
እግዝዮ ማሓሪና ክርስቶስ ክሕዝናካ እግዚአብሔር ይሃብኩም ህዝብና ተሽግሩ😭
@1eriterahagery242
@1eriterahagery242 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ከብድካ ዝበልዓ ኣደ ለዋህ ዝኮና ክጥዕማ ዕድመን ጥዕና ይሃበን እሞ ንፍዓት በጻሕተን ከኣ🙏🏿🇪🇷❤️🇪🇹🙏🏿
@user-um1oo1wv5i
@user-um1oo1wv5i 2 ай бұрын
ኣባይኪ ማመየ 😭😭😭😭እዉይ ነቢዐ 🥰🥰
@muketfisha231
@muketfisha231 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ቃላት የብለይን ሓቦን ፅንዓትን ዝተዓደለ ህዝቢ
@aledwake
@aledwake 2 ай бұрын
Siatazenu , Fetari Keri Hiwotehon ye Desta yargeleho🙏 Telat TPLF lefered Yekereb
@RahalBerihu
@RahalBerihu 2 ай бұрын
Bamlak rkebwe ebmen tenan yhabkum ❤😢
@user-dv9kg2ru6d
@user-dv9kg2ru6d 2 ай бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ መምህረይ❤❤❤
@kikonathome738
@kikonathome738 2 ай бұрын
💔💔💔💔😭😭😭💔💔🙏🙏🙏🙏ኣይኽኣልኩን ከበዲ ምኽኣል ሲኢነ
@helenberekt3774
@helenberekt3774 2 ай бұрын
Adway maery 😢❤
@hhb98ndndn58
@hhb98ndndn58 2 ай бұрын
እህህህ አዴታትና መሳኪን
@norahabashi6554
@norahabashi6554 2 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጥሪ ኩቡር ሓወይ ❤❤
@KurkubaYosef
@KurkubaYosef 2 ай бұрын
Nay behakiy Edimen teinan yhabekum fetariy
@comceill6635
@comceill6635 Ай бұрын
❤❤❤🙏
@teclenegash2750
@teclenegash2750 2 ай бұрын
ኣሜላኽ ይሓግዝኩም ሌጌስቲ 🙏🏿🇪🇷
@AbrhaHaylu-dw9tc
@AbrhaHaylu-dw9tc 2 ай бұрын
ነቢዐ ያዓኺ ዋይ
@Brihentsify-zc8wc
@Brihentsify-zc8wc Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@user-tg1iv5jo1k
@user-tg1iv5jo1k 2 ай бұрын
ኣደዋይ ማዓረይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሰካን ይኩን😢😢🙏
@baarn5671
@baarn5671 2 ай бұрын
Egziabhier xegu yebzehalka zehawey
@AfeworkZeru
@AfeworkZeru 2 ай бұрын
Amlak Xegeu Yebzahalkum Ahwatey 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@selamgoytom-dj4mb
@selamgoytom-dj4mb 2 ай бұрын
ኣደዋይ ብርሃን ገፃ❤ መምህረይ ምስ መሳርሕትኻ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ❤
@rahelataklti
@rahelataklti 2 ай бұрын
Abey kerekben yekel?? Be MARIAM Elekum Ahwatey Adrashen Negeruni Be MARIAM Be Egzabiher Be MARIAM Be Egzabiher 🙏🙏😭😭😭😭😭
@Yacob-bn1jw
@Yacob-bn1jw 2 ай бұрын
KINDI ZHABKI EYU ZKUTSER.
@helengebreselassie241
@helengebreselassie241 2 ай бұрын
amlak yhagzkum mrukat ❤️🙏🙏🙏
@Eritrewit
@Eritrewit 2 ай бұрын
እዉይ አደይ መዓረይ 😔
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 2 ай бұрын
Goyta yesus ybarkum brukat zerie.wo amlakey hzbka ridae
@miletemicheal2201
@miletemicheal2201 2 ай бұрын
Amlak xegeu yebzhalkum ahwateyyy ❤❤❤❤
@herutigraweyti5269
@herutigraweyti5269 2 ай бұрын
ኣደዋይ ርህርህቲ ንእሽተይ ረኺባ ትዓግብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደ ትግራይ❤❤😊
@ZEthiopia-ng2oe
@ZEthiopia-ng2oe Ай бұрын
የኔ እናት እኔን😭💔😭
@user-ph9qf2ud8g
@user-ph9qf2ud8g Ай бұрын
😢😢😢😢😢
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb 2 ай бұрын
Mearey Mamaway kedemaken ke 😢😢😢😢
@user-wq5qu4bt6y
@user-wq5qu4bt6y 2 ай бұрын
ኣሜን🙏🙏🙏
@RrSd-ze8fv
@RrSd-ze8fv 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
ደቀይ #ዶክተር  #መምህር  #ድያቆን ነይሮም ኩሎም ዓቢዶሙኒ
15:59
Gedam media- ገዳም ሚድያ
Рет қаралды 36 М.
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 41 МЛН
👨‍🔧📐
00:43
Kan Andrey
Рет қаралды 10 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 18 МЛН
ሓቢእኪ ኣጠምቕዮ ኢዮም ኢሎማ Josias denden
25:43
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 67 М.