KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
'' ካብ ኣባ ህጻን እንታይ ንመሃር ? ይቕሬታ ናይ ዋና ፍኖተ ፅድቅ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
29:15
''ሩባ ኤፍራጥስ ምድራቑ፣ ምልክት መወዳእታ ምቕራቡ'ዩ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
23:00
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
02:54
Сюрприз для Златы на день рождения
00:10
Он улетел, но обещал вернуться...
00:30
бабл ти гель для душа // Eva mash
01:00
'' ደሃይ ውግእን ዓቢይ ምፍራስን ኣብታ ሃገር ይስማዕ ኣሎ፣፣ '' (ት. ኤር 50፣ 22) (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
Рет қаралды 40,427
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 127 М.
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Күн бұрын
Пікірлер: 382
@מרהוויט
3 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤
@timnittesfalem7545
11 ай бұрын
ኦ ኣምላኽ ምሓረና ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ብምሕረትካ ተዓረቀና ሰላምካ ስደደልና ቃል ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህርና❤❤❤
@ghenetbelay5080
11 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@User-ER24AS5ER91
11 ай бұрын
እግዚአብሄር ይቅር ይበለልና
@محمدمحمد-ت9
11 ай бұрын
ኦ ቅዱስ እግዚአብሔር አምላክ ሰላምካን ምሕረትካን ለአከልና አሜን ፫ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር መምህርና
@sofiaibraheem1350
11 ай бұрын
ልዑል እግዚአብሔር ኣምላክ ይመስገን ይመስገን ይመስገን ብሓቂ ስለ ኩሉ ነገር ሓጥኣትና በደልና ይቂርይበለና ፈጣሪ ኣምላኽ አሜን ቃል ህይወት ቃለሰናይ የስመዐልና ክብር መምህርና አሜን አሜን 🙏
@bsratghebremariam4243
11 ай бұрын
Amen Amen Amen mhret yewrd fetari
@selamhaile8324
11 ай бұрын
ኩሉ ዝከአሎ አምላኽ ብ ዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና🙏
@komaistekle4512
11 ай бұрын
አቤቱ ጌታ ሆይ ስለናት ስለድንግል ማርያም ኢልካ አቱ ተሓሲቡ ዘሎ ኣፍሽለልና በደልና ሓጥያትና ኣይትርአ ብዝሓለፈ ይኣክለኩም በለና😭😭😭
@yoditzere5077
11 ай бұрын
ኣሜን ቃለ ሂ ወት የስምስዓና ኣምላኽ ብደሙ ይሽፍነና ሰላሙ ይል ኣኸልና መምህር ፍርሃትና ትብዓትና ይግብረልና ኣሜንንንንን😢
@FiliFili-o4m
11 ай бұрын
ምሕረቱ የውርደልና ፈጣሪ 😢😢
@letischsamuel7908
11 ай бұрын
ኣሜን
@yurdanosdesta3071
11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@filmongebrehiwet4058
11 ай бұрын
ምሕረቱ የውርደልና ዝሓለፈ ይኣክል ይበለልና አምላኽ ብዓይኒ መሕረቱ ይጠምተና
@tisiontsion777
11 ай бұрын
ህዝብና ልቡ ተሪሩ ምእንተ ውፁዓት ስድራና ይቅረ በለልና ጎይታይ መዓረይ ቃለ ህይወት የስመዓና ክቡር መምህርና
@weinikeleta3461
11 ай бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@dfhf8186
11 ай бұрын
ኣየምሕረቱ የውርደልና ፈጣሪ ኣምላክ😥😥🤲
@Ari75044
11 ай бұрын
Amen Amen Amen🙏
@brhane90
11 ай бұрын
እግዚ ኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚ ኦ ማሓረና ክርስቶስ እግዚ ኦ ማሓረና ክርስቶስ ኦ እግዚኣቢሔር ኣምላኽና ኩሉ እትክእል ህያው ኣምላኽና ኢካ እማ ካብዚ ማዓትን መከራን ኣድሕነና ማዓትና ኣቅሪርካ ሰላምካ ኣውርደልና ንህዝቢና ኣድሕነልና ንምድሪና ባርክ ከም ግብርናን ኣበሳናን ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ጠምተና ኣሜን (3)
@samharamen2584
11 ай бұрын
😢😢👏⛪️🇪🇷🙏🏿
@eteneshmesfin3998
11 ай бұрын
አሜን አንታ ለባም እግዚአብሔር ይትዓረቀና
@mebrehetbenian3784
11 ай бұрын
Memher kalehihuwet yesmaelna amen❤
@akezaberhe6216
11 ай бұрын
ኦ ኣምላክ ብሳህልካ ማሓረና ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህርና
@hugfjfuhhg1555
11 ай бұрын
ኦ ኣምላኬ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምትና ይቅረ በለልና😢😢😢😢😢
@NebyatMehretab
11 ай бұрын
ኦ እግዝኣብሄር ኣምላኽ ምሕረና ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ድኣ ተዓረቀና ሰላምካ ሰደደልና ቃል ሂወት የስምዓና ኩቡር ሓውና መምህርና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️⛪️⛪️⛪️💐💐💐
@ትግራይዓደይንዘለኣለምትን
11 ай бұрын
እግዝኣብሄር ኣምላክ ምሕረቱ ይለኣከልና
@temesgentsige4713
11 ай бұрын
Fetari mhretu ylakelna 🙏
@lulatesfamichael5899
11 ай бұрын
Amen 🙏
@ማርያመይእያዋሕሰይ-ጨ6ሐ
11 ай бұрын
ኩሉ ዝከኣሎ ዝሰኣኖውን ዘየለ ኣምላክና ንኩሉ ሕማቅ ወረን ትንቢትን ናብ ሰላምን ቅሳነትን ክቅይረልና እዩ ኣጆና ጸሎት ጥራይ ንግበር ኣይንደሃል ህዝበይ ❤❤❤።ኣምላከይ ዑቅባካ ሓደራካ ኣብ ውሽጥን ወጻእን ዘሎ ህዝብናን ዓድናን ካብ ሕማቅ ንፋስ ሰውረና ኣሜን(3)!!!
@ruthmisgun8792
11 ай бұрын
Amen qale hewit yesmelna, egzabher bemhrtu yetmtena 🙏🙏🙏
@genettewelde6372
11 ай бұрын
ኦ አምላክና ፈጣሪና ማሐረና ይቅር በለልና ከም በደለልና ዘይኮነስ ከም ቡዙሕ ምሕረትካ ተዓረቀና!
@mizankeshi4276
11 ай бұрын
ኦ ጎይታየ በደልና ገዲፍካ ተዓረቐና 🙏🙏🙏
@helensolomondemoz6499
11 ай бұрын
Ezgio mihretka liakelna aboy mearey memhrna kea amen 🙏 kale hiwet yesmialna
@hrytikahsu6721
11 ай бұрын
ብሓቂ ጸሎት ዘድልዮ ግዜ ኦ ጎታይ ምሓረና !!!!
@tsgeweynitewelde3493
11 ай бұрын
Amlak mhretu ylakelna
@hannanwerasi5373
11 ай бұрын
🙏🏼🙏🏽🙏🏼🙏🏽🙏🏼🙏🏽🙏🏼🙏🏽🙏🏼🙏🏽
@ggt620
11 ай бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ምሕረቱ ይአዝዘልና 🙏
@hidathadish3740
11 ай бұрын
Amlak beayni mihretu yetemtena kasahun hawey neaka dema kalihwet yesmealina ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😢
@ኪዳንጋልተዋሕዶ
11 ай бұрын
ብሓቂ ቃል ሕይወት የሰመዐልና ክቡር መምህርና እግዚአብሔር አምላክና ከም ሓጥያትና ዘይኮነስ ከም ምሕረትካ ድእ ተዓረቀና ሰላምካ ለእክልና ብምሕረቱ ይጠምተና አዚ ውግእ ወረ ውግእ አብቅዕ ሰላምን ፍቅርን ይለእክልና ጽጽቡቕ የሰመዐልና ፈጣሪ
@simonkifleyesus3929
11 ай бұрын
እግዚኣብሔር ኣምላክና ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@semhaldrar9389
11 ай бұрын
O Amlak B'ayni mihretka temitena kidus fikadu ykunelna Kal hiwet ysmelna🤲🤲🤲❤💒
@temesgenamlakey4936
11 ай бұрын
ኦ እግዚአብሔር አምላኽና ብምሕረትካ ተመልከተና ዓይነ ልቦናና የብረሀልና😢
@mlien5628
11 ай бұрын
አምላከ እስራኤል አምላክና እግዚአብሔር ሰለ እቶም ህሩያቱ ክብል ነቲ ዝእጎድ ዘሎ ኩንያት የዝሕለልና
@lwamhaile9529
11 ай бұрын
Mhret gberelna wo Amlakey bshm yesus
@yordanosdebesay8027
11 ай бұрын
አግዜኣብሄር ኣምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና 🙏🙏🙏
@zg3061
11 ай бұрын
እዋይይይ!! እግዚአብሔር ብለህዋቱ ይጠምተና ሐጢአትና ይቅረ ይበለና አሜን🙏🏾🙏🏾🙏🏾😭😭😭
@RedaeTsegay-r1x
11 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@MehariBrhane-lt7kv
11 ай бұрын
ብሓቂ መምህር ካሳሁን ሓውና ዝምህለልን ሰላም ዝህብን ሓሳብ የእምሮ ይሃበና ።
@Asgodommenges-jh3co
11 ай бұрын
ሰላም ሰላም ሓዉና መምህር ካሳሁን እግዚአብሔር ሕጂዉን መንፈስ ቁዱስ የብዘሓልካ ይባርኽካ🙏🙏🙏
@NatnaelMehari-sr3rn
11 ай бұрын
Kal hiwet yesmelna memhr kassahun hawey❤❤❤
@ተመስገንአምላኽይ
11 ай бұрын
ኦ አምላከይ ሰላምኻ አዉርደልና ጎይታይ ማዓሪይ🤲🥺😭😭
@rhfdhgj696
11 ай бұрын
በሓቂ አምላክ ብዓኒ ምሕረቱ ይጠምተና
@ክብርናምስጋናንእግዛብሄር
11 ай бұрын
ምሕረት የውረድልና እግዛብሄር ኣምላክ ዝሓለፈ ይኣክለና እግዛብሄር ኣቦይ ይቅረ በለልና❤❤❤❤
@rahelhmariam5647
11 ай бұрын
ኦ እግዛቢሔር ምሕረትካ አውርድ..ካባና ካብ ተጋሩ አሕዋትኩም ተምሃሩ ክሳብ ከዚ በሰልኡ የወፀልናይ ንሰላም አይንንዓቃ🙏🙏ቃል ሂወት የስመዐልና መምህር
@samawitmehari6222
11 ай бұрын
Mhretu yliakena fetari🙏🙏🙏
@samharamen2584
11 ай бұрын
Egzio Amlakey hjis yeaklekum belena tselot weledna smae😢😢👏🇪🇷🙏🏿
@harinawelday2511
11 ай бұрын
ምሕረቱ የዉርደልና ፈጣሪ
@mebratberhane7402
11 ай бұрын
Kal Hiwet yesmaelna EDMen tienan yhabka 🙏💕🙏
@freweyniasfahale2269
11 ай бұрын
Bayni mhretu yrayena fetari
@weinikeleta3461
11 ай бұрын
Oh Egziabeher Amlak mehiret Aeweredlena Selma habena menti Etom xedikanat Aotatina yekere Belelna 🙏🙏🙏 Ezgiyo meharena Christos 🙏🙏🙏✝️✝️✝️♥️ Memehir kasesshun hawena kale hiwet yesmalena 🙏🙏🙏❤️
@merhawitgebrehiwet587
11 ай бұрын
ንህዝቢ ነነዌ ዝመሓረ ኣምላክ ይምሓረና ንዓና እውን ከም ህዝቢ ነነዌ ልቦናና ከፊቱ ናብ ሓቀኛ መንገዲ ይምርሓና ይኣክለኩም ይፈበና ፈጣሪ😢😢
@yohannesbisirat8912
11 ай бұрын
Amen kale hiwet yesmaelna Amlak mhiretu ylaeklna 🙏 .
@alemdesta454
11 ай бұрын
ዮዳሄ📚😢 ኣይ ህዝብና ዝረከብካዮ😢 እመብርኃን ደው ትበለልና ፈዚዝና ብኪናትን ስደትንዋ😪
@ድንግልማርያምኣደይተዋሓስ
11 ай бұрын
እህህ ኦ እግዚአብሔር ኣምላኽና ብምሕረት ዓይኒኻ ተመለከተና ምእንቲ ውፅዕ ህዝብና🙏😥
@tsegaykidane2110
11 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና🙏ኣምላክ ከም ግብርና ከይረኣየ ምሕረቱ የውርደልና:እዚ ኩናት ወረ ኩናት ዝብሃል ኣብቂዑ:ጡዑም ዜና ሰላምን ራህዋን የስምዓና::
@ጓልትግራይዓደይ
11 ай бұрын
እግዚኦ መሓረና ክርስቶስ ኦ አምላክና😢😢
@Godisgood-dp4vq
11 ай бұрын
በከመ ምህረትከ አምላክነ. ወ አኮ በከመ አበሳነ. ይአክሎኩም ይበለና. ብምሕረት ዓይኒ ይርአየና ወሃቢ ሰላም .አምላከ ሰላም.
@kiflaysemere1018
11 ай бұрын
Amlak mhretka lakelna😢😢
@sinnithm.6972
11 ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓል ና መምህረይ አብ ልብና የሕድሮ ሀገርና ን ህዝብናን ይባርክ 🙏
@filmonmenghistab1377
11 ай бұрын
Egeziabeher Amelake Yehalewena❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@tighistiyemane3275
11 ай бұрын
Amen amen amen kal hewait yesmalna 💔😭😭🤲🙏🏽ezgyoo ezgyoo meharena kerstos 😭🤲🤲🤲🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽😔😔🤲
@aronbrhane374
11 ай бұрын
እግዚአብሄር አብ መላእ አለም ሰላም የውርደልና 🙏
@asterghulbet8639
11 ай бұрын
Amen kale hiwet yesmealna
@abrhethaile9681
11 ай бұрын
Egziaebiher Mhret gberelna 🙏🙏🙏
@andomngusse9877
11 ай бұрын
ፈጣሪ ምሕረት የውርደልና🙏🙏🙏
@TV-vh2im
11 ай бұрын
አቤት ኣምላኬ ማሓረና😢
@YoditTewelde-nu3gn
11 ай бұрын
ቃል ሕይወት የስማዕልና መምህርና❤❤ Egzabiher selamu ylakelna bejakn adetateyn yehwateyn nxeli Egzabiher wn ksemana eu
@wegahtabereket4994
11 ай бұрын
እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ ከም ብዝሒ ምሕረትካ መሓረና ኣቦይ መዓረይ
@saraghiday2759
11 ай бұрын
አታ አምላኸይ ምህረትካ ለአኸና
@mehretgebretnsae1282
11 ай бұрын
Mehret yiazizelna fetari kulu alem😢😢😢
@samrizeru5999
11 ай бұрын
ምሕረቱ የውርደልና ቃለ ሂወት የስማልና ክቡር መምህርና
@ተስፋዩስንቀይ-ዀ8ኰ
11 ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላክ ከም'ቲ ምህለላ ሰብ ነኔዌ ዝተቀበለሎም ናዓና ድኹማት ደቁ ዉን ከምናቶም ይቀበለልና ሰላምን ምሕረቱ የውርደልና ብወላዱቱ እመ ብርሃን ብኩሎም ቅዱሳን ሰማእታት ምሕረቱ ይውርደላና ዝሓለፈ ጥፋት ያኣክል ይበለልና
@astertzeggai1447
11 ай бұрын
ዎ እግዝኣቢሄር አቦይ ብደምካ ሸፍነና ንሀገርናን ንሙሉእ ዓለም🙏❤🙏❤🙏❤🙏❤
@birktilebasi7406
11 ай бұрын
Amlakey bmhret aynka temtena🙏🙏🙏
@muludesbele817
11 ай бұрын
ኣምላኽ ።ምሕረቱ ይልኣኸልና ፈጣሪ
@danielberih5192
11 ай бұрын
Egziooooo meharena krstos. Mhretu yewrdelna.
@betielyohannes8653
11 ай бұрын
Lord have mercy on us sinners 😢😢😢
@habtebrhana6226
11 ай бұрын
Amen amen amen
@hailabgebreluul1662
11 ай бұрын
Amen nay behaki nizirideo hayal meliekti eu kassahun hawey❤
@sebnabsebu9495
11 ай бұрын
ኦ አግዝኣብሄር አዋይይይ ኣይተምዓና ሕማሕ
@medhaniekesete5588
11 ай бұрын
ሰላም የውርደልና እግዝኣብሄር ኣምላክ ካብ ፈጸምቲ ትንቢት የድሕነና ኣሜን
@Slasie
11 ай бұрын
እግዚኣብሔር እኮ ንጽሕና ልቢ ኢዩ ዝደሊ ምስ ቅዱስ ስኖዶስ ኤርትራ ዘይትዕረቑ ሓቢርካ ጾምን ጸሎትን ኣይምሓሸን። ኣምላኽ ሰላሙ ይልኣኸልና።
@selteneyohannes6469
11 ай бұрын
Qdus ,? Men zqedeso iyu iseyas afwerqi, abotatka Ab maaserti qetilkas kudus alo iyu , Beal nska ikum hmam konikima zelekum neza haimanotn hagern
@Slasie
11 ай бұрын
@@selteneyohannes6469 ክቡር ሓው ትርጉም ቅዱስ ስኖዶስ ዘይትፈልጥ ተኮይንካ? ሕተት ኣፍካ ዝሃበካ ካብ ትዛረብ።
@mehretghebrekidan9783
11 ай бұрын
Egziabiher Amlak biayni mihretu yitemitena
@User-ER24AS5ER91
11 ай бұрын
እግዚአብሄር ብምሕረቱ ይዘከረና አሜን
@rahwaasgadom1833
11 ай бұрын
Amlak mhiret yewrdelna
@mrim222
11 ай бұрын
ኣቤቱ ኣምላኬ ይቅረ በለልና
@ትንፋሰይትግራይደመይትግራ
11 ай бұрын
ምሕረትኻ ላኣኸልና ኣምላኼ 😢😢🙏🙏🙏
@እግዚኣብሔርጓሳይየይእዩ
11 ай бұрын
Egziabher amlak yehagzena mhretu yleakelna😢 Amen amen amen behaki kale hiwet yesmealna kubur memhrna 🙏♥️
@herilove7188
11 ай бұрын
እግዚኦ ማሓረና ክርስቶስ፫😢😢😢
@brawa4kokob
11 ай бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምኤልና ኩቡር ሓውና እዝጋብሄር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሐልካ 🙏 ከም ጥፋትና ዘይ ኮነስ ከም ምህረቱ 🙏
@selamawitwe3213
11 ай бұрын
Kale hwet yesimeaelina Amen Egiziaebher bimhiretu yitemitena kubur hawina 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@yordanosmehari6340
11 ай бұрын
Amen amen amen lebam hawna kale hiwet yesmana ab lbna yehdro egzabher mhretu yewrdelna
@ArsemaTesfalem-f1s
11 ай бұрын
ኦ ፈጣሪ ምሕረትካ ላኣኽልና😢 ቃለ ሂወት የስማዕልና ቡሩኽ ሓውና
@samuelnegash4763
11 ай бұрын
ቃለ-ሂወት የስመዕልና ኩቡር ሓዉና
@habtemariammerhawi7282
11 ай бұрын
አምላኽ ብምሕረቱ ይጠምተና ።።።
@weinizerea8791
11 ай бұрын
Amen amen amen kalehwet yesmeana egzabiher bmhretu ytemtena yeakl ybelena zehalefe
29:15
'' ካብ ኣባ ህጻን እንታይ ንመሃር ? ይቕሬታ ናይ ዋና ፍኖተ ፅድቅ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 14 М.
23:00
''ሩባ ኤፍራጥስ ምድራቑ፣ ምልክት መወዳእታ ምቕራቡ'ዩ ? '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 65 М.
02:54
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
ROSÉ
Рет қаралды 178 МЛН
00:10
Сюрприз для Златы на день рождения
Victoria Portfolio
Рет қаралды 2,7 МЛН
00:30
Он улетел, но обещал вернуться...
ПРЕМИЯ ДАРВИНА
Рет қаралды 4,9 МЛН
01:00
бабл ти гель для душа // Eva mash
EVA mash
Рет қаралды 1,9 МЛН
33:59
GERE EMUN PART 201 | ገሬ እሙን ክፋል 201
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 131 М.
17:09
ብስቕታ ምቅጽጻዕ
Robel Wisdom
Рет қаралды 53 М.
11:38
'' ተጠንቀቑ! ስጋ ኣድጊ ናይ ብዕራይ እንዳበሉ፣ ኣብ ዕዳጋታት ኢትዮጵያ ይሸጡ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 11 М.
19:17
'' ፓስተር ቢንያም (ፍቕረ ኢየሱስ) ብወግዒ ኣማኒ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኮይኑ ፣፣'' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 20 М.
23:49
'' ቅድሚ 3500 ዓመታት ካብ ሰማይ ዝወረደ፣ ንሶዶምን ጎሞራን ዘጥፈኤ ዲን '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 26 М.
44:59
'' ነፍስኻ ኣድሕን !'' (ፍሉይ መደብ ቤ/ት/ሰ/ ደ/ር እንድርያስ ኦሮብሮ ) (ኦ.ዘፍ 19፣17) (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 11 М.
30:58
Eritrean Orthodox Tewahdo || ቅዱሳን መሓሩና ይበሃል'ዶ፧|| Kdusan Meharuna Ybehaldo?
ኔስታሊ ኦርቶዶክስ niestali orthodox
Рет қаралды 10 М.
45:52
'' ኣይኮነን ኣብ ገድልን ድርሳንን ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ከማን ዝኣተዉ ስርዋጽ ኣለዉ '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 21 М.
44:08
መንፈሳዊ ሕፃንነት 1
የወንጌል እውነት ቤተ ክርስቲያን
Рет қаралды 5 М.
21:05
ናይ መወዳእታ መልእኽቲ ኣባ ዘወንጌል፣ ''ዝፋነወሉ ግዜ ኣኺሉ እዩ . . . '' (ብሰ/ወ ካሳሁን እምባየ)
ፍኖተ ኣበው ሜድያ / Fnote Abew Media
Рет қаралды 92 М.
02:54
ROSÉ & Bruno Mars - APT. (Official Music Video)
ROSÉ
Рет қаралды 178 МЛН