No video

Dehay Eritrea ሃገራዊ ሰልፍ ኤርትራ መን እዩ? እንታይ እዩ'ኸ ዕላማታቱ? ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 3,836

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

3 ай бұрын

Dehay Eritrea ሃገራዊ ሰልፊ ኤርትራ መን እዩ? እንታይ እዩ'ኸ ዕላማታቱ?
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ዝተመስረተ፡ ኣብ ዝሓለፈ ሒደት ኣዋርሕ ምስ ህዝቢ ዝተላለየ ሃገራዊ ሰልፊ ኤርትራ እንታይ ዓይነት ፖለቲካዊ፡ ማሕበራውን ቁጠባውን ፖሊሲታት ከምዝኽተል፡ ብኸመይ ላማታቱ ከተግብር ከምዝደሊ፡ ግዝያዊ ኣቦ መንበር እቲ ሰልፊ መርሃዊ ወልደሚካኤል ምስ ደሃይ ኤርትራ ዘትዩ'ሎ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን፡ ሳሙኤል ገብረሂወት ዓካ ዓካ
04 ግንቦት 2024
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 31
@gimjaamare509
@gimjaamare509 3 ай бұрын
Thanks Dehay Eritrea for you are bringing us interesting people to teach our political issues in our country.
@stevetsegay3930
@stevetsegay3930 3 ай бұрын
Excellent journalism!
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 3 ай бұрын
ጽቡቕ ሓሳብ። ዓወትና ብቕልጽምና፥ ዝወደቐ ምስ ዘመንና ዘይከይድ ጭርሖ እዩ። ንሓመዱ💙~>ምስ ዘመንና ዝኸይድ ዓወትና ብርእስና🧠 💻📚📖📑እዩ ክኸውን ዘለዎ።⚖️👩‍⚖️👨‍⚖️
@FKT-uo2bj
@FKT-uo2bj 3 ай бұрын
Sami hawey I hope everything is okay. Thank you for hosting Merhawi💙. Blessed Easter with your loved ones 💙🥰🙏
@demhai4560
@demhai4560 3 ай бұрын
Full of hope
@fiory25
@fiory25 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@humedaukud6269
@humedaukud6269 3 ай бұрын
Very nice interview ❤❤❤
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 ай бұрын
Welcome Dehay Eritrea
@fituikifle5629
@fituikifle5629 3 ай бұрын
ጹቡቕ ኣቃራርባ ሳሙኤል ከም ወትሩ 👍👏🏼👏🫲
@ERReniassance
@ERReniassance 3 ай бұрын
We have a constitution, and we do not want to build a nation where every government that comes bringa new constitution. If there arevartlicles we dont like in our constitution, there is a process that can be followes to get majority vote and adjust them. So, we won't waste time with new constituition. The transitional governments duty will only be to start implementing constitution, party registration, releasing prisoners and preparing for nation wide election. Thus 1 year is enough for that process, 2 at most. Anything more is a cause to bring new dictatorhsip. That is my view.
@kudusanhabte3376
@kudusanhabte3376 3 ай бұрын
ኣዚዩ ኣገዳሲ ንኤርትራን ህዝባን ተስፋ ዝህብ ኣተሓሳስባን ራእን ዘለኩምን ኣብመንጎ እዚ ሕንፍሽፍሽ ዝመልኦ ኣተሓስባ ዘለዎም ሰባት ኤርትራን ኤርትራዉነት ዘገድሰኩም ተብዓት ተቃለስቲ ምቅልቃልኩም ተስፋ ረኪበሞ ኣጆኩም በርትዑ ።
@danieltekle109
@danieltekle109 3 ай бұрын
ኣገናዕ!
@zachariaswoldemichael5068
@zachariaswoldemichael5068 3 ай бұрын
28:18 Party is an organization with particular ideology or program but an organization is any entity wich function in group in the field of politics, economy, religion business and extera. The name of their party sounds too general. They could have come with a specific one.
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 ай бұрын
💙💚💙
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 3 ай бұрын
እዘን ኩለን ውድባት ሰልፍታት እንከለዋ ፡ሃገራዊ ሰልፊ ካብ ዋን ኔሽን ድያ ወይ ካብታ ራብዓይ ግንባር ዝተጨጨሐት እያ? ሓቅነት እንተለኩም ካብ ኩሉ ኮለል ፡ዓቕሚ ኣለና እትብሉ እንተኾይንኩም፡ኣብ ብሉ ሪቮለሽን ብርጌድ ንሓመዱ እጃምኩም ግበሩ።
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 3 ай бұрын
ከምዚ እንዲና ንደሊ ዘለና ፡ ማለት ብሓሳብ ዝመጽእ ለውጥን ፖሎቲካዊ ንቅሓትን ኣብ መንጎዜጋታት ክሰፍሕን ስልጡን ኣጠማምታ ክፍጠርን ዝሰርሕ ብዘይምርኣየይ ብዙሕ እጉሂ ኔረ እሞ ሎሚ ግን ነቲ ሽግርና ኪኖ ህግደፍ ንቅሓትዩ ዝፈትሖ ዝብል ኣምር ሓሳብ ወትሩ ኣብ ውሽጠይ ዝውትውተኒ ዝነበረ ዘንበቡ ዝመስሉ ሰልፊ ምምጽኦምን ኣርሒቆም ዝሓስቡ ምዃኖምን ካብ ልቢ ዳርጋ ሩፍታ ተሰሚዕኒ። ዋላኳ ጌና ተኾነ ምንቃሉን ምብጋሱን ግን ኣገዳሲ ኢዩ።
@TrueVisionT
@TrueVisionT 3 ай бұрын
ሰላም
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ኣብዚ እዋን እዚ ንሃገርን ንህዝብን ዝጠቅም ዝሰራሕኩሞ ኣሎዶ። ፈለስቲ ኮይኖም ማለት እዩ።
@yohaneshagos8225
@yohaneshagos8225 3 ай бұрын
"zmennenna ina "does it mean , we are committed? if so why create a fancy phrase ? doesn't it give un necessary impression?
@tewisaak9248
@tewisaak9248 3 ай бұрын
ሃገራውነትኩም ምርግጋጽ ብቅዳምነት የሕትተኩም ከም ምኻኑ።ኣብ ደገ ኮንካ ህዝቢ ተቃሊሱ ሃገር ዘውሓሰ እንከሎ ኣነውን ሰልፊ ኣሎኹ ዝብል ዝንቡዕ ሓሳብ ይመስል።ኤርትራዊ ምምሳል ኣብ ልምዓት ምክልኻልን ኣብ ምትርጋም።ምቁራት ቃላት ተግባራት ይፋላሌ ኢዩ።ስምዕታውያን ትሕቲ ሃገራውያን ኮረይቲ ሃገር ገዲፍካ ምስ ጸላኢ ምድንጋጽ ኣርሕቁ
@mannyseretse
@mannyseretse 3 ай бұрын
መበል ክንደይ ኢያ እዛ ሓዳሽ ሰልፊ። 38 ተቃወምቲ ውድባት ኣለዋ መስለኒ።
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ኒሕና ህዝቢ ኤርትራ ዝጠቕመናን ዘይዝጠቕመናን ንፈልጥ ኢና። እግህድ ኣቢልካ ኒሕና ደለይቲ ስልጣን ኢና በል። ንዓ ናብ ህግደፍ ተሰለፍ እሞ ስልጣን ክንህበኩም ኢና።
@openmind3269
@openmind3269 2 ай бұрын
ፓርቲታት ምብዘሐን ምልክት ኣታዊ ናይ መስረቲ ስለ ዝኮና ሎሚ ውን ሰልፊ ሃገራዊ ተመስሪታ ኣላ ገለ ገላጥም ገንዘብኩም ሃብዎ እሞ ንሱ ኻኣ ይትሓጎሶሉ።
@amlesomkelati4750
@amlesomkelati4750 3 ай бұрын
Hiji kea hadesti xilulat mexiom. Mebel kindey selfi kon tikewin ezia ke??????????
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 3 ай бұрын
ህዝቢ ኤርትራ ሓድነት እምበር ሰልፊ ኣየድልያን እዩ። ጽቡቕ ሓሳባት ተሊካ ምስህዝብኻ ኮይንካ ሓሳብካ ከተካፍል ትኽእል ኢኻ። ስልጣን ተደሌኻ ከኣ ንህዝቢ ዝዝተቅም ስራሕ ህዝቢ ይኹን መንግስቲ ስልጣን ክህበካ ይኽእል እዩ። ናይ ሰልፍታትን ውዱባትን ሓሸውየ ህዝቡ ኤርትራ ኣይደልን እዩ።
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 ай бұрын
ኤርትራዊ ምዃን ፍሉይነት ኣለዎ። እቲ ኤርትራውነት ፍልዩነት ዘኹነና ምኽንያት'ከ እስከ እቶም ነዚኣ ዘንበብኩም ርእይቶኹም ሃቡላ። ቅድሚ ሕጂ'ውን ሰባት ወዲ ኣበይ ሃገር ኢኻ? ካበይ ሃገር ኢኻ መጺእካ? ኢሎም እንተሓቲቶምንስ፡ ኤርትራውን ካብ ኤርትራን ኢለ ክብልሰሎም ከለኹስ ፍጹም ሓበን እዩ ዝስማዓኒ ስለምንታይ? ኢለ'ውን ጽሒፈ ስለዝነበርኩን ነዚኣ'ኸ ከመይ ትርእይዋ? እስከ ኣብዘን ክልቲአን ርእይቶኹም፡ ተቓውሞኹም፡ ደገፍኩምን ወዘተ ጻሓፉለይ ኢለ'ውን ጺሒፈ ነይረ እየ'ሞ ሕጂ'ውን ኩልኹም ኤርትራውያን፡ ኣብ ክልቲአን ዘለኩም ተቓውሞን፡ ርእይቶን ደገፍን ወ.ዘ.ተ. ጻሓፉለይ።
@mbh8883
@mbh8883 3 ай бұрын
እዘን ናይ ዉሽጥን ናይ ደገን ጸላእትና ቀስ ብቀስ ( እርጋን ) ኣኪባትክን ከም ( ኢሳያስ ኣፈ ሓርኢ ) ተመስገን ኣባጅጎ
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 3 ай бұрын
ሰልፊ ወላ ሰ ል ፍ ? እቲ ሓሳባት ወይ እዛ ቃል ካበይ ድያ መጺአ ። አብ ገለ ገለ ብስም ኤርትራን ኤርትራውያንን ዝዝረብን ዝጸሓፍን እቲ ቃላት ካብ ግእዝ ዝረሐቐ ካብ'ቲ ብኹሉ ኤርትራዊ ዝዝረብ ትግሪና/ትግርኛ ፤ ፍልይ ዝበለ እዩ ዝመስል ። ናይ ቦታ/ አተዓባብያ :ልምዲ አዘራርባ ድዩ ወላስ እቶም በሀልቱን ጸሓፍቱን ካልኦት ፣ ዘይ ኤርትራዊ ቃና ስለ ዘለዎም እዩ። ማዕረ ማዕሪኡ ኸአ በዘን አቃላሕቲ እቲኧን ገበናትን ፈተነታት ክፍአት ወያነ ክሕባእ ወይ ክዝረበሉ ብዘይ ትሰምዕን ክጸሓፍ ምስ ዘይትሰምዕን ዘይ ትርእይ ከአ ። ምንጩ ናይ'ቲ ቃላትን ዛዕባን ዝእምት ዶ እመስል ?
@negaaraya6811
@negaaraya6811 3 ай бұрын
ንሃገርካን ንህዝብኻን ምጥላምን ምኽዳዕን ማለት፡ ብሓቂ ኤርትራዊ እንተዳኣ ኮይንካስ፡ ንነብስኻን ንደቅኻን ንኹሉ ስድራኻን ቤተሰብካን ከም ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራ እንተ ሃልዮምስ፡ ንዐኦም'ውን ትልክሞም ኣለኻ ማለት እዩ። ንስኹም ባዓል ኣማኒኤል ናይ ሠናን ባዓል ኪሮስ ኣስፋሃን ግን፡ ናይባሓቂ ኤርትራውያን ኣይኮንኩምን እምበር፡ ናይ ብሓቂ ኤርትራውስ ከምዚ ይገብር እዩ ኣየብለካን እዩ። ስለዚ ባዓል ኪሮስ ኣስፋሃን ኣማኒኤል ናይ ኣሰና ሓሰውትን ካኣ ኣብዚ ዘይትፈልጥዎን ዘይዓቕምኹምን፡ ብገንዘብ ተቖጺርኩምን ኢኹም ተዥቆማጥዑ ዘለኹ። ብየናይ ዓቕምኹም ዳኣ ክትፈልጥዎን ክትበጽሕዎን እምበር፡ ብሓቂ በቲ ቅንዕና ዘለዎ መንገዲ ሒዝኩምን፡ ንሃገርን ንህዝብን ዝጠቅም መደብ ኣውጺእኩም ትቃዎሙ ነይርኩም እንተትኾኑ ሳዓቢ'ውን ምረጀብኩም ነይርኩም ኢኹም። ንህዝብን ንሃገርን ዝጠቅም ምቅዋም ማለት ካኣ ናይ ብሓቂ ግቡእን መሰልን ስለዝኾነን። ምስ ጸላኢ ህዝብን ሃገርን ኮይንካ ተቓዊምካ ፍታሕ ከተምጽእ፡ ከም ባዓል ኣማኒኤል ናይ ኣሰናን፡ ከም ባዓል ኪሮስ ኣስፋሃን ዝግበር ዘሎ ተቓውሞ ግን ካብ'ቲ ምስ ስርዓት ሃይለስላሴን ድርግን ኮይኖምን ተቖጺሮምን፡ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዝፍጽምዎ ዝነበሩ፡ እዚ ናይ ሕጂ ካብኡ ዝኸፍአ ክድዓትን ጥልመትን እዩ። እዚ ብወያነ ተቖጺርኩም ትገርዎ ዘለኹም ካኣ ፍጹም ኣብ ሕሳብ ሃገር ዘይኣቱን ናይቆልዑ እኽብካብን ፍሹልን እዩ። ንኤርትራን ህዝባን ንሻዕብያን ካኣ፡ ደርግን ወያነን'ውን በቲ ብብዙሓት ሓያላን ሃገራት ተሓጊዞም'ኳ ዘይካልዎስ፡ ባዓል ኣማኒኤልን ኪሮስን ብወያነ ተሓጊዞም ነዚ ምኩር ህዝቢ'ዚ ክትስዕሩ ዋላ ብሕልሚ'ውን ክሕለም ዘይብሉ እዩ። ኩሎም ከዳዓት ካኣ ከምቶም ኣብ ግዜ ሃይለስላሴን ደርግን ዝነበሩ ከዳዓትኩሎም ዝጠፍኡ፡ ኣብ ግዜ ወያነ ዘለኹም ከዳዓት'ውን ኣሰሮም ክጠፍኡን ክትሓቁን ኢኹም። ምኽንያቱ እቶም ቅድሜኹም ምስ ወያነ ኮይኖም ዝፈተኑን፡ ናይ ቃልሲ ተመኩሮን'ውን ዝነበሮም ስለዝኾኑን'ሲ፡ ንሶም እዮም ክዕወቱ ነይርዎም። ንስስኻትኩም ዳኣ ዘይ ሓብጫለመንጫል ኢኹም። ስለዚ ንኹም እዞም ናይ ሕጂ ከዳዓት'ውን ኣሰሮም ኢኹም ክትስዕቡ። ንስኹም'ዞም ናይ ሕጂ ከዳዓት ካኣ ፍጹም ዓቕምን ዝፈልጥዎ'ውን ስለ ዘይብልኩምን፡ ኣብ ግምት ዘአትወኩም ዘሎ'ውን ኣይመስለንን እዩ። ዓለም ካኣ ናይ ኤርትራ ጉዳይ እንዳተረዳኣቶ እያ ትመጽእ ዘላን። ባዓል ኣማኒኤልን ኪሮስን ካኣ፡ ኣርሕቕኩም ዘይትሓስቡ ኮይንኩም እምበር፡ ደርጊ ምስ'ቲ ኩሉ ዘማለአ ወታሃደራዊ ዓቕሙን ብዝሒ ሰራዊትን ወያነ'ውን ኩምኡ ዝነበሩን'ኳ ንህዝቢ ኤርትራን ንሻዕብያ ዘይካኣልዎስ፡ ሕጂ ምስ'ዚ ወያነ ዘላቶ ኩነታትን፡ ድኽመትን፡ ምስ ህዝብታት ኢትዮጵያ ፈጢራቶን ትፈጥሮ ዘላ ህውከትን፡ ፍታሕ ክተምጽኡ ኢልኩም ኣብ ዘይትፈልጥዎን ዘይዓቕምኹምን ዘይምእታው ምሓሸኩም። እንተዘይኮነ ከምቶም ዝሓለፉ ከዳዓት ኣሰሮም ዝጠፍአ ንስኻትኩም'ውን ብኡ ኣቢልኩም ኢኹም ክትጠፍኡን። ጥፉ ማት ከም ኣያታቶምን ኣቦታቶምን ኣባሓጎታቶምን ስለ ዝኾንኩም።
@JjJj-rg1xo
@JjJj-rg1xo 3 ай бұрын
U R westing your time. U have to learn from our fathers veteran Huruy Teda Bairu, Suyum Harestay and extra veterans westing their time more than 40 years doing nothing except multiplying like ameba and talking unrealistic dream. I ❤ U even U R going to hell because life is a matter of choice.🙏 🇪🇷🇨🇳🙋🤠👍
@davidharcot220
@davidharcot220 3 ай бұрын
ጠፊእካ ቀኒኻ መስለኒ ሳሚኤል እንተ ዘይ ተጋግየ ? ብፍላይ አጋይሽካ በዓል ሰንጋል ናፊቐዬም ብሓቂ ብሓቂ ኑፉዓት እዬም በጃኻ ግዳ ምለሶም?
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН
НРАВИТСЯ ЭТОТ ФОРМАТ??
00:37
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 9 МЛН
World’s Largest Jello Pool
01:00
Mark Rober
Рет қаралды 125 МЛН
Я обещал подарить ему самокат!
01:00
Vlad Samokatchik
Рет қаралды 10 МЛН
በየነ ገረዝግሄር (ውፉይ)
54:25
selam kdane
Рет қаралды 24 М.
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН