No video

Dehay Eritrea ክሳብ መዓስ እዩ ብትያትርን ሸፈጥን ዝንበር! ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 3,689

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

3 ай бұрын

Dehay Eritrea ክሳብ መዓስ እዩ ብትያትርን ሸፈጥን ዝንበር?
ምኒስትሪ ፍትሒ፡ ዝተፈላለዩ ወጻእተኛታት ምሁራት ዓዲሙ “ክብርታትን ፍትሕን” ብዘብል ቴማ ኣብ ሆቴል ኣስመራ ፓላስ ናይ ክልተ መዓልታት ዓውደ ዘተ ኣካይዱ ነይሩ።
ዕላማ ናይቲ ዘተ፡ ዘቤታዊ ኣህጕራውን ተመኩሮታት ምስ ክብርታት ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘጣምርን ስርዓተ ፍትሒ ንምርግጋጽ ከምዝዀነ ምኒስተር ፎዝያ ሓሺም ሓቢራ።
እቲ ዓውደ መጽናዕቲ፡ ነቶም ኣብ ነዋሕ ናይ ምንብባር ዘመናት ዝማዕበሉ ሃገራዊ ክብርታትኣብ ስርዓተ ፍትሒ ኤርትራ ንምጽንባርን ንምንጽብራቕን ከምዝዀነ ኣረዲኣ። ይኹን እምበር እቶም መጽናዕታዊ ወረቓቕቲ ከቕርቡ ዝተዓደሙ ፕሮፌሰራት ኤርትራ ኣብ ማሕበራዊ ፍትሕን ርእሰ ምርኰሳን ዝተሃንጸ ጉዕዞ ሃገራዊ ህንጸት ተሰላስል ከምዘላ፤ ኣብ ኤርትራ ዲክታተርያዊ መንግስቲ ዘይኮነ ኣብ ክብርታቱ ዝምርኰስ ተዓጻጻፊ መንግስቲ ከምዘሎ፤ ብሓፈሽኡ ንመንግስቲ ኤርትራ ብፍላይ ከኣ ንፕረዚደንት ኢሳይያስ ዝውድስን ዘሞጉስን መደረታት ኣቕሪቦም። ዶር መብራህቱ ኣተወ ብርሃንን ሓው ሰንጋል ወልደንሰአን እምበኣር ነቲ ዓውደ ዘተ ገምጊሞሞ ኣለው ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት ( ዓካ ዓካ)
18 ግንቦት 2024
2ይ መወዳእታን ክፋል
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 25
@abrahamjosue
@abrahamjosue 2 ай бұрын
ይቕረታ ሳሙኤል ፣ ሕጊ እዩ ግዴታን ግቡእን ዘሰክመና፣ ሕጊ ብናይ ሓባር አገዳስነት ዝፈርድ ሲቪካዉን ሕገ ህንጻዉን መሰላት ብሓባር ጥራይ እዩ ክሰላሰል ዝኽእል። ሕጊ ከአ እዩ፣ ብንናይ ሓባር አአዳስነት እዩ ዝፈርድ። አብ ኤርትራ ፣ ናይ ሓባር ረብሓታትን ክብርታትን ክሰፍን እንኮሎ እዩ። ልዑላዉነት ግን እቲ ክብሪ ናይቲ ህዝቢ ዝለዓለ ክብሪ ክወሃቦ እንኮሎ እዩ። ማለት ህዝቢ፣ መሬት፣ ስርዓት ዘጠቓለለ ክኻዉን እንኮሎ እዩ። ብአገላልጻ ማሸቫል እንተኸድና። ዋላእዉን አጉስቶ ኮንት ብሶሽዮሎጂ ንማሕበረሰብ ዘጽንዕ ሳይንስ ዝፈጠረ። ንዜጋታት ኤርትራ ከአ እቲ ዝለዓለ ካብ መሰላቶም ፣ አብ ናይ ሃገሮምን መንግስቶምን ጉዳያት ክካፈሉ እንከለዉ እዩ። ብማረ ክርአዩ ስለ ዘኽእሎም/
@fiory25
@fiory25 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@user-ih4rj7qs5e
@user-ih4rj7qs5e 2 ай бұрын
Waw, it was very impressive , 👏 👌 Thanks so much for the wonderful explanation
@በረኸት
@በረኸት 2 ай бұрын
ሓዉ ሳምኤል የቀንየልና ስለ ተቅርቦም ዘለኻ ኣጋይሽካ። ምስ ሙሉእ ይቅሬታ ንኣቶ ሰንጋል ወልደትንሳኤ ብዛዕባ ቁጠባ ማክሮ ፖሊስይ ከምኡ ዉን ሚክሮ ፖሊስይ ዝድህስስ ስፍሕ ዝበለት መደብ እንተ ትገብረልና ጽቡቅ ነይሩ እንደገና የቀንየልና።
@dahlakdahlak8740
@dahlakdahlak8740 2 ай бұрын
ክብሪ ባህልን ምኽባር ባህላውን ሀገራውን በዓላት እኳ ሓደ ካብ'ቲ ሀገራዊ ቅዋም እዩ። ቅዋም ከአ ሰልጣን ምምቕቓልን ናይ ውልቂ ረብሓ ምኽዕባትን ጥራይ እኳ አይኮነን።
@warrihabesha
@warrihabesha 2 ай бұрын
ኣብዚ ገዛ ዝመጹ ዕዱማት ምስ ሬኤኹ ኣታ ማዮም ዝሰተዩ ሰባት ኣለውና ኢልካ ምሉእ ተስፈ ይህበካ።
@davidharcot220
@davidharcot220 2 ай бұрын
በዓል ሓውና ሰንጋል እዬም ንፕረዚደንት ናይ ኤሬትራ ክወዳደሩ ዝግቦኦም ብጁጅ ማጁጅ ሞኽ ከይበልና። ሞኽ ማለት ብሓዊ ሓሪሩ ናብ ሓሙኽሽቲ ዝተቐየረ ነገር እዩ ሞኽ ኢሉ ዝባሃል ።ንሕናውን ከም ዕንጨይቲ ሞኽ ኢልና ኢና።
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 ай бұрын
ሃየ ሃልዋት ግብራውያን ኣይኮንኩምን ፡ኣብ ስራሕ ደላሎ ተሓቢእካ ምልፍላፍ ዕራ ኣብ ርሑቅ ኢና ንነብር ።ብኹራት ስደተኛታት ስድራ ቤት ድሃይ ኤርትራ ፍልይ ዝበለ ካብቲ ድልየት ህዝቢ ገስጋስ ምዕባሌ ምዝራብ ከም መዛናግዒ።
@alexanderbirhane4611
@alexanderbirhane4611 2 ай бұрын
wonderful & constructive discussion thank you guys !!!!
@123abc758
@123abc758 2 ай бұрын
ብሐቂ ህዝባዊ ግንባር ደረቀኛ ደንቆሮ ኢዩ ኩሉ ህዝቢ ኤርትራ ከም ዘይፈልጥ ወይ ከምቶም ሰዓብቱ ኢዩ ዝመስሎም አነ ንህዝባዊ ግንባር ከም ኸምሲን ናብ ሱዳን ዘሎ ናይ ደሮና ተአምራት አዕናዊ ውጽኢት ዘለዎ ሐይሊ ገረ ዝርእዮ።
@ddgg909
@ddgg909 2 ай бұрын
ابننا الفاضل مقدم دهي إريتريا تحياتى انا معجب بكل ما تقدمه عن وطننا العزيز لكن لماذا لا تقدم لنا من أشخاص من قوميات اخرة
@HanibalDaniel
@HanibalDaniel 2 ай бұрын
ኣዚዩ ብሉጽ ዘተ!! ቅኑዕ ዝኾነ መገልጺ እቲ ስርዓት!!
@alexandersegid8272
@alexandersegid8272 2 ай бұрын
ነዞም ብባንዴራ ፈደረሽን ተጋሩን ኤርትራውያን ተውኽሎም ከላምድና ከዳናጉሩ ብዓይኒ ሕጊ ብምዝማድ ነቲ ረጋጺን ዓፋኒን ድግታተር ኢሰያስ ንምእላይ ከፋፋሊ (ከባቢ፡ኣስላም፡ኣስላማት .) ካብ መቐለ ዝብገስ ብዓኒናን ብእዝኒናን እንርእዮን እንሰሞዖን ማዕረ ህግደፍ ዕንወት የውርድ ኣሎ ምሁራት ኤርትራውያን ውን ተደልሎም ዝሰርሑ ክበሪ ሃገሮምን ባንዴሮኦምን ደው ዝበሉ ብንጹር ጥራይ ኣንጻር ጨፍላቂ ሰርዓት ድግታተር ኢሰያስ ምዝራብ ፍትሕ ኣብ ኤርትራ ኣይምጽእን እዩ ክብሪ ኣብ ኤርትራ ክህሉ ፍትሓዊን ድግታተርን ብህላዉ ሃገርካ ከምቲ ኣደኻ፡ ኣደኻ ትኸውን ሃገርካ ውን ሃገርካ እያ
@Driver2724
@Driver2724 2 ай бұрын
In Eritrea in not dictator regime it is totalitarian regime big deference
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 ай бұрын
ዓድና ተገለባ ሕጊ አኑታይ ይፈልጦ ትንበን ትግራይ ዝዓዱ ኢትዮጵያ ውዩ ሰንጋል አስካካ ዋንኡ ኣነክኣ ባይታ ኣየንረፍካን ኣሰራሕካን አለዙካሬ ምሳኻየ አስካ ሓዊ ስለዝኾንካ ናዝሰብዝግን ኣይቀየመሉን ግን ንዓዱ ይክደልናዩ ሕቶና ህዝቢ ኤርትራ ሕቶዩ ቁዋም higi🩵አንዳባ 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚🩵💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 2 ай бұрын
ኣብ ኤረትራ ዉፉይ ንህዝቡ ዘገልግል መሪሕነት ድኣንበር ዲክቴተር ዝባሃል የብልናን። 1) ኣየናይ ዲክቴተርዩ 30 ዓመት ከርተት ኢሉ ንህዝቡ ናጽነት ዘምጸአ? 2) ኣየናይ ዲክቴተርዩ ኣብ ቤተ መንግስቲ ኣይቅመጥንየ ኢሉ ነቲ ቤተመንግስቲ ዝነበረ ቤተ መዘክር ቀይሩ ኣብ ሓንቲ ቢላ ገዛ ዝነብር? 3) ኣየናይ ዲክቴተርዩ ደቁ ንሃገራዊ ኣገልግሎት ዝሰድድ 4) ኣየናይ ዲክቴተርዩ ብዘይ ሪፓብሊካን ጋርድ ወይ ፉሉያት ኮማንዶን ብሬን ዝዓጠቓ ማካይንን ከይተዓጀበ ኣብ ማእከል ህዝቡ ሸናዕ ዝብል 5) ኣየናይ ዲክቴተርዩ ኣብ ባንክታት ወጻኢ ሃገር ሓንቲ ኸማን ዶላር ዘይብሉ? 6) ኣየናይ ዲክቴተርዩ ስእሉን ሓወልቱን ኣብ ፍቖዶ ጎደናታት ከይዘርግሔ ዝመርሕ? ንስኻትኩም ኢሎሞ ኢልኩም ትደግሙ ፓፓጋሎ ድኣንበር ናይ ዲክቴተር ትርጉም ከማን ትፈልጡ ኣይመስለንን
@hayletkle2197
@hayletkle2197 2 ай бұрын
እቲ ዝሓመቐ ሰብ ናይ ምሁር ደንቆሮ ኢዩ ።
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 2 ай бұрын
ሕጊ እንዳባ ጠቓሚድዩ ነይሩ ጎዳኢ ብዘየገድስ ምስቲ እዋንቲ ይስራሓሉ ነይሩ ሕጂ ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘመን ኣብ ቤተ መዘክር ጥራዩ ክቕመጥ ዘለዎ። በቲ ናይ ቀደም ክትናበሩ ትደልዩ እንተዄንኩም መጀመርያ ኣከዳድናኹም ንዐኦም ምሰሉ ኣለባብሳ እንዳባ ነይሩ እዩ ክራቫታ ኣሲርካ ተሓላቒ ናይ እንዳባየ ትብል እንተዄንካ ኣምሰሉነትዩ ምስ ግዜ ዘይጓዓዙ ዱሑራት!
@zecliffleaf2257
@zecliffleaf2257 2 ай бұрын
እዚ ሰንጋል ዝባሃል ምስ ሓዉ ኮይኑ ምስ ወያነ ዝሰርሕ ዝነበረ ወይጦ ሙኻኑ ቅድሚ ሕጂ ባዕሉ ገሊጹዩ እዚ መብራህቱ ዝባሃል ክኣ ትርኢቱን ኣተሓሳስብኡን ዒጎዩ ዝመስል ነዞም ኣስመራ ዝነበሩ ብዓል ዓረብያ ይመስል
@AfariMoranSleuthExportedSalt
@AfariMoranSleuthExportedSalt 2 ай бұрын
ለማኒ ጀቭሃ ዶግ
@keletaberhe7593
@keletaberhe7593 2 ай бұрын
አየ ብላሽ ዶክተር ሳዋ ከይትህሉሞ ንኤሪትራ ብኢትዮጵያ ዝከላኸለላ ከተትርፋሞ ከምታ ንስኻን ሰንጋልን ትደልይዋ አግአዝያን ስለዝኾንኩም ኤሪትራ ምስትግራይ ክትሕውስዋ እዩ ድሌትኩም
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
ክቡር ሓው ሳሚኤል ; ብኸመይ መንእሰያት ኤርትራ( ብርጌድ ንሐመዱ ) ከምዚ ዝአመሰለ ብሉጽ ትምህርቲ ክኸስብዎ ይክእሉ እንተትስራሐሉ ሐጋዚ ምኾነ;;
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 ай бұрын
ሓንቲ መዓልቲውን ኣብ ኤርትራ ጽቡቅ ስራሕ ወይ ዲማ ቀጽልዎ ግን ኣይንስትኩም ስይኮነን።ሰራሒኡ ህዝቢ ኢዩ ዋላ እታ ጽባሕ ክንምለሳ ኢልኩም ተንባሃቁ።ለካስ ሓስድና ህዝቢ ኤርትራ ብሕርሻ፡ዕደና፡ምክልኻል፡ጥዕና ወዝተ ከምዕብል ትግራይ ክመስል ድልየትኩም ።ቃል ብቃሉ ምቅዋም ስለዚ ኦዩ ህዝቢ ወገናውያን ዝብለኩም ዝርሕቀኩም
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 2 ай бұрын
ንምታይ ህግድፍ አሱራት ኣይፈትህን ኣነ ከምዝመስለኒ ኣብ ውሁድ ግዘየ ማአሰርቲ የሰክሎም ኣብነዊህ ግዝየ ካስንክልና ኣብዘይ ምንቅስቃስ ኣኢቶም ዝኣወሩ ሃንጎሎም ዝሰሃቱ ስለዝብዝሁ ምፍታሆም አንታይነ ዘስካህክህ ኣገባብ ማሰርቲ ስለዘጸባርቅ ህዝቢ ከይንህፎ ኢሉ ኢዩ አዚ ነውራ ዲክታተር😂😂😂😂😂😂😂😂
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 11 МЛН
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 26 МЛН
ማእሰርትን ምድስካልን ሕጂውን ይቕጽል።
1:00:04
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 11 МЛН