No video

Dehay Eritrea "ካብ ሜዳ ዘውጽኣካ መቐናቕንትኻ ውድብ ኣብ መሰጋገሪ መንግስቲ ክዕድመካ ምጽባይ የዋህነት'ዩ ነይሩ" ክብሮም ዳፍላ ደሃይ ኤርትራ

  Рет қаралды 8,986

Dehay Eritrea

Dehay Eritrea

3 ай бұрын

Dehay Eritrea "ካብ ሜዳ ዘውጽኣካ መቐናቕንትኻ ውድብ ኣብ መሰጋገሪ መንግስቲ ክዕድመካ ምጽባይ የዋህነት እዩ" ክብሮም ዳፍላ
ህዝቢ ኤርትራ ኣብዚ ወርሒ’ዚ መበል 33 ዓመት ናጽነቱ ይጽንብል ኣሎ። ነብሲ ወከፍ ኤርትራዊ ብዛዕባ ናጽነቱን ህሉው ኩነታት ሃገሩን ዘይሓስብን ዘየስተንትንን የሎን። ብፍላይ እቲ ንጽምብል ናጽነት ዝረአን ኣብ ጽምብል እቲ ብስራት ዝተሳተፈን ከኣ ፍሉይ ዝኽሪ ክህሉ ባህሪያዊ እዩ። ስለዝዀነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዓመት ጥራሕ ዘይኮነ ኣብ ነብሲ ወከፍ ዕለትን ሰዓትን ብዛዕባ ኩለንትናዊ ጉዕዞ ሃገርና ክንግምግም ኣገዳሲ እዩ። ስለዝዀነ ከኣ ደሃይ ኤርትራ ናይ ሓያሎ ገዳይም ተቓለስቲ ተመኩሮ ተቕርብ ኣላ።
ሎሚ እምበኣር፡ 1ይ ክፋል ምስ ሓው ክብሮም ዳፍላ ዝኽርን ገምጋምን መበል 33 ዓመት ናጽነት እነሆ ምክትታልኩም ንዕድም!
ኣዳላውን ኣቕራብን ሳሙኤል ገብረሂወት (ዓካ ዓካ)
19 ግንቦት 2024
ቀዳማይ ክፋል
#bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #WolaytaMusic #Eritreanmusic #bahgnatv #Eritrea #Tigringiamusic #Ethiopianmusic #Eritreanmovie #Eritreancomedy #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #edf #taezimselam #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #OldTigrignaClassicalMusic #eritreanmusic #tigrignamusic #NewEritreanMusic2020 #Eritreanmusic #Eritreansong #Eritreannewsong #melakeabraham #MusicofEritrean #MusicofTgirigna #EritreanWeddingMusic #EritreanWeddingSong #EritreanBestGuayla #Eritreanawdametmusic #EritreanAwdametguayla #EritreanAwdametsong #NewEritreanSongs #NewEritreanMusic #BestEritreanguayla #Eritreannewmusic #Tigirignamusic #Eritreanguayla #Eritreanbestmusic #Eritriantigirgnaguayla #tigirignaguayla #Besttigirignaguayla #besttigrignamusic #besttigrignaguayla #Tigrignaguayla2020 #EritreanMusic2020 #Tigrignamusic2020 #EritreanWeddingsongs #EritreanWeddingMusic #OldEritreanMusic #OldTghirignaMusic #Eritreanderfi #OldEritreanSongs #EthiopianMusic #EthiopianSong #Ethiopiandrama #Ethiopiantgraymusic #EthiopianAmharicMusic #Ethiopianfilm #Ethiopiancomedy #Ethiopianfilms #Ethiopianmusics2020 #AmharicMusic #OldAmharicsong #OldAmharicMusic #Ethiopiansongs2020 #Ethiopiannewsongs #Ethiopiannewmusic #MusicofEthiopia #EthiopianMovies #Ethiopiannewmovie #EthiopianMovie #EritreanDrama #EritreanMovie #Eritreanfilm #Eritreannewmovies #EritreanDramas #Eritrean2020bestdrama #Eritreanbestfilms #Eritreanbestfilm #Eritreandrama2020 #BestEritreandrama #EritreanBestdrama2020 #TigrignaDerfi #TigrignaDrama #DerfiTigrignaEritrea #DerfiTigrignaEthiopian #NewTigirignaDerfi #HadishTigrignaDerfi #TigrignaBahlawiDerfi #TigrignaMeraDerfi #HadishDerfiTigrigna #TigrignaAwdametMusic #TigrignaAwdametDerfi #TigrignaDerfi #DerfiKedem #Tigrignaderif2020 #TigrignaDerfi2019 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2018 #TigrignaDerfi2017 #TigrignaDerfi2016 #TigrignaDerfi2021 #AwdametDerfiTigrigna #oldtigrignaclassicalmusic
ደሃይ ኤርትራ

Пікірлер: 48
@yonasafeworki5568
@yonasafeworki5568 2 ай бұрын
ኣነ ዘይተረድኣኒ ሰባት ንገድሊ ዝጋደሉ ዝነበሩ ንጸላኢ ምእላይ ጥራሕ እዩ ኔሩ ምባሉ ከይገረመኒ ኣይተረፈን።ምኽንያቱ ሓደ ፈጺሙ መሃይም ዝኾነ ካብ ኣንቶረ ንበሎ ቡሹካ ከምኡ እንተዝብል ቕቡል ምስ ተባህለ ምኽንያቱ ብዛዕባ ዴሞክራሲን ካልኦት ዓለምና ሃገራት ስለዘይፈልጥ።ንሓደ ዝተማህረ ሰብ ግን ንጸላኢ ጥራሕ ምብራር እየ ወጺአ ምባል ኣይግድን።ከም ዝመስለኒ እዛ መልሲ ነቶም ገድሊ ናይ ሸፋቱ ዝብሉ ሰባት ነቲ ንዓመታት ዝተቓለሱሉ ክብሪ ስለዘይሃብዎ ንዕኦም መልሲ ንምሃብ ይመስለኒ።
@efremtecle4234
@efremtecle4234 2 ай бұрын
እሶምከ መዓስ ዓያሹ በዚ ዘጠቕም ዘረባ ዝጥበሩ:: ሕስረት ናይታ ውድብ እዩ ዝገልጽ ዘሎ:: ዋሕለልና ክብላስ ........ ይገብራ ድዩ ዝበሃል:;
@tewisaak9248
@tewisaak9248 2 ай бұрын
ዝጠፈሹ ከዳዓት ከተናዲ ቃለ መሕትት ኣየግርምን።ብዛዕባ ልምዓት ዝሰርሑን ንራህዋ ህዝቢ ብዓቅሞም ዝጽዕሩ ኣይትገብርን ንምሕታቶም ኣይምልከተካን ።ዕላማኻ ንህዝቢ ኤርትራ ተስፋ ክትቅርጽ ዲዩ ውድቅቲ ሃገር ንምግባር ። ዓካዓካ እዞም ትእክቦም ሰባት ሓጥያቶም እስኪ ሕተቶም እንከላይ ንነብስኻ ሕተታ ። ገድሊ ኣብቂዖም ዝብሉ ሰባት ኣብ ልብኻ ዘላ ንስኻውን ካብ ገድሊ ሃደምቲ ቀጻሊ ኢዩ እካዲኣ በርቲዑ።እስኪ ዋላ ሓንቲ ደቂቃ ህዝብን ሰራዊትን ኣገናዕ በሎ ንቀፎ ዲማ እዚ ኢዩ ዘገርም ክሕደትካ
@dehayeritrea8394
@dehayeritrea8394 2 ай бұрын
ዝኸበርካ ሓው፡ ንርእይቶኻ አኽብሮ እየ። እዞም ዝጠፈሹ እትብሎም ዘለኻ ሰባት ርእይተኦም የቕርቡ ኣለው። ኣብ ደሃይ ቀሪብካ ክትብድሆም ሓሳብ እንተልዩካ ከቕርበካ ይኽእል እየ። እቶም ንሃገር ዘገልግሉ ዘለው እትብሎም ዘለኻ አሕዋት ከኣ ኣብዚ መጺኦም ክዛረቡ ዝደልዩ እንዀይኖም መርሓባ እብሎም። ሓንቲ ክላበወካ ዝደሊ ካብ ጸርፍን ጸለመን ወጺእና ተኸባቢርና ክንዘራረብ ይግባእ!! ብሩኽ ለይቲ ርሑስ ቅንያት ናጽነት ይግበረልና!
@EyobGhebreziabhier
@EyobGhebreziabhier 2 ай бұрын
እቲ መጽሐፍ ንሕናን ዕላማናን ይብል፡ ``ዕላማና ብሓጺሩ, ንሰብ ብሰብ ዝግበር ናይ አኮነሚን ፖሊቲካን ጭኰና ዘይብሉ ሕብረተ ሰብ ንምፍጣርን, ብሕርሻን ብኤኮነሚን ብትምህርትን ምዕብልትን ሃብታምን ሃገር ንምቋምን ናይ ሃይማኖትን ዓሌትን ወገንን ጾታ ፍልልይ ከይገበርካ ሕቡር ኤርትራዊ ሰልፊ ሃንጺካ ምስ ህዝቢ ዓለም ብሓፈሻ, ብፍላይ ድማ ምስ ኣፍሪቃን እስያን, ላቲን ኣመሪካን ዝርከቡ ገስገስቲ ህዝብን መንግሥታትን ... ምግዳል እዩ።`` E.P.LF. ብሓልዮት ህዛብዊ ሐይሊታት ሓርነት ኤርትራ, (ብሓልዮት ኤሪትራውያን ንናጽነት አብ ኤውሮጳ ጨንፈር ኢጣላያ ተቐዲሑ ዝተባዝሐ) ሕዳር 1971, ገጽ 24. (ጥንቃቐ! እቲ መጽሐፍ አይእዩን አብ ስርዓት ቲግሪይና ቋንቋ).This makes it clear that most of the fighters had a goal not only during the fight but also after. But, were they masters of the front TPLF? No, they were not. I was also part of this group. We were just confused. Why? The front had a soul (መንፈስ) and a body (ስጋ). The master and king of the soul was one man, i.e. the dictator of today, I.A. And the rest masters of the body were just followers/ተኸተልልቲ. But we must not forget that as today there were many henchmen (መገልገቲ) between Isaias Afewerki and the true Eritrean fighters. With henchmen He was commanding only EPLF but also Eritrea.
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Ahes MS heradian May ysetia abahelu neru hji Gn heki koinus srat hemasen tgelbitu seb yhrd alo❤❤
@fiory25
@fiory25 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 2 ай бұрын
Thank you clear message.🌿💙ℹ️📺👈🏿
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
B medeb atw MS Bale kfat zhezale kab sahl zgemare tank. Bankn wethderawun n deki hemasen eu tatiku b tenkol eu tesaru hzbi anda teradeo ztezanibu nbza zelanasi deraga bexihu❤❤
@Hager330
@Hager330 2 ай бұрын
👍👍👍👍
@burnlies
@burnlies 2 ай бұрын
ኹሉ ግዜ ጸልማትን ብርሃንን አንጻራዊ ተፈጥሮ 'ዮም. ንጸልማት ዝተወፈየ ኣእምሮ ዕጫኡ ግብሪ ጸልማትን ምፍሓስ ተንኮልን ስለዝኾነ ኣብ ምስሉይነት ፕሮተኮልን ምልኻይ ሓሶትን ተሞርኩሱ ወንጀል ላዕለዎት ገዛእቲ ጸልማት ንምሽፋን ክብል ዋርድያኦምን ተዋሳኣይ ወንጀሎምን ኮይኑ 'ዩ ዝነጥፍ.
@alganeshyemane2046
@alganeshyemane2046 2 ай бұрын
ክልተ. ክዳት
@GEO.16
@GEO.16 2 ай бұрын
እዚ ክብሮም እንታይ ኢዩ ናይ ቀደም ጥራይ ዝዛረብ ብዕቃበተታ። ካብ ናይ ቀደም ትዛረብ ግዳ ሕጂ 33 ዓመት መዓልቲ ናጽነት ዝብሃል ፡ ብተግባር ድማ ባርነት ኢዩ፡ ኣብ ባርነት ኣሎ ህዝቢ ኤርትራ፡ ኣብ ስደት፡ እስርቤት ፡ውርደት ሞት ኣሎ፡ ብዛዕባዚ ተዛረብ ካብ ናይ 30 ዓመት'ኮ 33 ዓመት ይበዝሕ.....
@efremtecle4234
@efremtecle4234 2 ай бұрын
ሳሙኤል: ንስኻ ተራ ተጋዳላይን ንእሽቶን ስለዝነበርካ ቁሩብ ስነ መንግስቲ ዘይርድኣካ ክኸውን ይኽእል ነይሩ ይኸውን: ሰውራ ኤርትራ ግን ዝነውሐ ሰውራ ዘካየደ ውድብ እዩ: ማለት ብዙሕ ተመክሮ ዘጥረየ እዩ ነይሩ: ኣብኡ ጥራይውን ዝተሓጽረ ኣይነበረን ኣዝዮም ብዙሓት ዝተመሃሩን ዝተመኮሩን ሰባትውን ሓቁፉ ነይሩ እዩ: ንኣብነት ዶ/ር በረኸት ሃብተስላሴ ቀሊል ሰብ ኣይኮኑን: ብወገነይ ዘይምፍላጥ ዘይኮነስ ድልይት እዩ ዘይነበረ: እንታይ ኢና ንገብር: ብኸመይ ኢና ሃገር ንመርሕ: ህዝባዊ ትካላት ብኸመይ ነካውኖ ዝብሉ ኣምራት ክፈልጡ ድልየት ኣይነበሮም:: ካልእ ይትረፍ ኣብ 92 ኣስመራ ዪኒቨርሲቲ ዝኣተው ብዙሓት ተጋደልቲ ነይሮም: ብኣድማ ተመሳሚሱ ኩሎም ካብቲ ዩኒቨርስቲ ክወጹ ተገይሩ: ኣብ ክንዲ ዝተባብዑ ብኸምዚ ክወጹ ዝርኣየ ህጻንውን ብህግ ዝሓልፈላ ሃገር ከምዘየለ ክግምት ይኽእል:: ሕልምን ራእን ምምስራሕ ሃገራዊ መንግስቲ ስለዘይነበሮም ብኹሉ ወዲቆም:: ክብሮም ከቢድ ገይሩ ከርእየና ዝፍትን ዘሎ ቅቡል ኣይኮነን:: ይትረፍ ህዝቢ ኤርትራ ብዓል መለስ ኣብ ኢትዮጵያ ንኹሉ ዘይተቐባልነቶም ስዒሮም ብዙሕ ለውጢ ኣምጺኦም:: 1 ኤርትራ ዲፕሎማሲያዊ ብልጫ ነይርዋ: ከም ሓንቲ ሕንቅቅቲ ሃገር ተታሒዛ እያ ትርኤ ነይራ:: ኢትዮጵያ ንረፈረንደም ኣፍልጦ ምሃባ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ ነይሩ ንዓና:: ካብ ማሕበረሰብ ዓለም ብዙሕ ጉንዖ ክንረኽበሉ ንኽእል ተኽእሎታት ነይሩ:: 2- እቶም ዝነበሩና ግሉጻት ጸጋታትና (ወደባት) ብዝግባእ ተጠቒምና ዘይንዕብየሉን ዘይንልወጠሉን ተኽእሎ ኣይነበረን:: 3- እቲ ዝዓበየ ድማ ኣብ ህዝቢ ምሉእ ተቐባልነት ዝነበሮ መንግስቲ ብቀሊሉ ክምስረት ዝክኣል እዩ ነይሩ: ብህዝብኻ ምሉእ ተቐባልነት ምርካብ ድማ ዝዓበየ ብልጫ እዩ ነይሩ:: ክንድዚ ዝኣክል ብልጫታት እናነበሮም ብዘይ ራእይ እንታይ ክገብርዎ:: ራእይ ስለዘይነበሮም ኣብ ተንኮልን ጭውያን ኣትዮም: ራእይ ስለዘይነበሮም ብሕጋዊ መገዲ ብኣግኡ ዓገብ ክበሃሃሉ ኣይክኣሉን:: ራእይ እኩ ልጏም እዩ:: ብዝኾነ ብርትዓዊ መገዲ ብዙሕ ክበሃል ዝክኣል እዩ:;
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 ай бұрын
ምሩቕ ኢኻ ክብሮም ዳፍላ ተዓዲልካ! እንቋዕ ኣብ'ቲ ተዋጋኢ ሰራዊት ኣይነበርካ! እንቋዕ ንኸንቱ ድራር ዓረር ኣይኮንካ! ዕድለኛ ኢኻ ተዓዲልካ! መግዛእቲ ኣምሓራ ኣባሪርና፡ ቅያር በቲ ዝሓሰመ መግዛእቲ ትግርኛ ክንግዛእ ኣይተጋደልናን። ድሕሪ ናጽነት ቁሩብ ከየዕረፍና ኣሃዱና ኮር 271 ክፍለ-ሰራዊት 85 ኣብ መወዳእታ 1991 ዓ/ም ካብ ከባቢ መንደፈራ ሰራየ ተበጊስና ናብ ሳሕል ሽዑ-ንሽዑ ኢና ተመሊስና፡ ዓራርብ ሓሊፍና ኣብ መሬት ሱዳን ምስ ጀሃድ ኣብ ዝተፈላልለየ ቦታታት ውግእ ቀጺልና ኢና፡፡ ሕጂ ኣጠቓሊለ ክሓስቦ ከለኹ ናይ'ቲ ከርተት ንብሎ ዝነበርና ምኽኒያት/ ሽጣራ ድማ ካብ ከባቢ ቤት-ጽሕፈት ቤተ-መንግስቲ ክንርሕቕ ምንባሩ ኣየጠራጥርን። ብዙሕ ከየዕረፍና ድማ "ጎበዝ ተሻሞ" እናደረፉ ብዓል ወዲ ትኹል ኣብ 1998 ዓ/ም ናብ ኲናት ዶባት ኢትዮጵያ ደቕዲቖሙና። ድሕሪ ናጽነት ኲናት ዳርጋ ኣየዕረፍናን። ሻዕቢያ ምጥያስ ምስ ኣበየትና ድማ ናብ ስደት ፈንጢስና ባዕልና ተጣይስና። ስለዚ ኩሉኻ ሓደ ኣይትኹን እዩ ነገሩ! እንቋዕ ኣብ ድፋዓት ግምባር ሰሜናዊ ምብራቕ ሳሕል፡ ግምባር ናቕፋ፡ ግምባር ሓልሓል ኣይነበርካ!። እምበር በዓል ኣነ ቅርሱስ ደኣ፡ "ዕድል ኣሎኒ ግምባር ኣሎኒ ኣብዛ ቅንዕቲ ውድብ ዘሰለፈኒ"፡ እናዘመርና ተሰሊፍና መወዳእታ ግን *ዓኽ*! ኢልና ኢና ዛዚምናዮ።
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 2 ай бұрын
መን ኮ ትኸውን ወዲ አሁደይ ነበር ግን ብጻይ አብ ናይ ወያነ ዝገደፍናዮም ብጾት ከም ዘለው ናጽነት ምምጻእ ውን ህዝብና ዕረፍቲ ረኺቡ ዩ
@tomasmogos6239
@tomasmogos6239 2 ай бұрын
@@godblesseritrea2583 መግዛእቲ ኣምሓራ ኣባሪርና እቲ ዝሓሰመ መግዛእቲ ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ምግባርና ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ማይ 'ዩ ሓቚኑ ተሪፉ።
@efremtecle4234
@efremtecle4234 2 ай бұрын
ኣነስ ዘይርድኣኒ ብዛዕባ እቶም ምሁራት ናይቲ ሰውራ ዝነበሩ: እሞ ድማ ሓራ ኤርትራ ዝርኣዩ እዩ:: ሕራይ ክብሮም ዳፍላስ ካብቶም ብኣካዳምያውን በተሓሳስብኡን ዝሓሸ ሰብ እዩ: ቃልሲ ባእሲ ጥራይ ድዩ ነይሩ? ሕራይ ጸላኢ ምብራር ሓደ እዩ: ብድሕሪኡ ዝኸውን እምበር ጸላኢ ምብራር ጥራይ እዩ ራኢና ግን ኣይቅኑዑን:: ፍጹም ኣይቁኑዑን ካልእሲ ይትረፍ ኣብ ካልኣይ ውድባዊ ጉባኤ ዝጸደቐ ሕብረሰልፋዊ ስርዓት ክንተክል ኢና: ስልጣን ንህዝቢ ከነረክብ ኢና እናበለ ዓዲ ዝኣተወ ተጋዳላይ እናሃለወ ንስኻ ጸላኢ ምስጏግ ጥራይ እዩ ነይሩ ዕማም ይብል::
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 ай бұрын
Thank you Samuel good journalism.
@estifanosghebrezghi3526
@estifanosghebrezghi3526 2 ай бұрын
ብዛዓባ ዶሞዝ ተዛሪቡ አዚ ኢትዮጵያ ዊ 4ምዓልቲ ክተርፋ ንርፈሮንዶም ኒ 4 ዓመት ዮልን ዶሞዝ አሉ. ክዘርጋ ስለዝሓሰበዩ. ሕጂኸ ዶሞዝ ኣሎድዩ 3ወርክተርፈና ሚስ ወያነ ሓደምንግስቲ ሚስ 8 ሰባት ጀናራል መስፉን ሓጎስ ሕጂ ተኮልፍና ይብሃል ኣሎ. 💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜.
@DawitWeldemariam-vj5bm
@DawitWeldemariam-vj5bm 2 ай бұрын
you right!
@hailemariamtesfai9101
@hailemariamtesfai9101 2 ай бұрын
መልሲ ድዩ ጠፊእዎ ደርበስበስ ዝብል። ሓርነትን ብልጽግናን ኣይተማልአን እንታይ ትብል ትም ትም ትም
@efremtecle4234
@efremtecle4234 2 ай бұрын
ብዓቢኡ እቲ ዝኸፍአ ጸገም ናይ ህግ ኣብ ጽላለ ናጽነት ጥራይ ተሓንጊጦም ምእታዎም እዩ: ሃገር ክንርከብ ኢና እናበልካ ብዛዕባ መጻኢ ዕድል ህዝብን ሃገርን እንታይ ክኸውን ሓሳብ ወይ ራኢ ኣይነበረናን ምባል ኣዝዩ ዘሰንብድ እዩ::
@andebrhanhaile7418
@andebrhanhaile7418 2 ай бұрын
ንምንታይ እዩ እቶም ሲቪል ዘይተጋደሉ ከምቲ ዝነበረኦ ስራሕ ዘይቀጸሉ?
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 2 ай бұрын
Ato kibrom dafla thank you .
@hakimabdelkadir
@hakimabdelkadir 2 ай бұрын
You brought incompetent hopeless person.denkero.
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Azom tegadlti znebrna kab xbukas kfuana sle zbezh knale tray eu zelana mare hzbna sle zey nguaz mhdera sle zey nkal kenardkb tray eu ,Elan kmerhu ay bukaetn ena
@eri-mediaweditaba
@eri-mediaweditaba 2 ай бұрын
ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ
@eliasmerhazion8087
@eliasmerhazion8087 2 ай бұрын
ቃልሲ ኤርትራ 'ብዴሳዊ ስነሐሳብ' ዝተላዕጠጠ ማዕረ-ማዕረ (parallel) ነጻነታዊን ሐርነታዊን ቃልሲ ከም ዝነበረ እየ ዝፈልጥ። ነጻ ዝወጸ ቦታ በቲ ነጊሱ ዝነበረ ስነሐሳብ (Marxism-Leninism-Maoism) አሰኒኻ (cadres/ክፍሊ-ህዝቢ) እዩ እቲ ቃልሲ ዝካየድ ዝነበረ !!
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Dehan tabit mekdm nay wudket eu srat hemasen kea keribu eu kwedk men MS nabre ktnabr kalae tray eu zelawo
@edrismussa3688
@edrismussa3688 2 ай бұрын
Well come Kebrom Defla .
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Naxnet ay konen 33 ten amet barnat eu barnet b srat hemasen xefxafn hnkin ketaln asedadn kehadin eu
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 2 ай бұрын
Nznebare parti nay gebhe andatfaks parti nkmsretalka txbe antekonkas kdan zetakdenka anssa eka ATI baray keman nhewu ay wegan eu nskum Gn kab baray tkafae hmakat tarik tarikum b ktlat gemiru b ktlet wediae kab xbukum kfakum ybezh
@CCRUUS
@CCRUUS 2 ай бұрын
ታርክ ሻዕቢያ ታርክ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ኢዩ። ካብ መዳ ድማ ክልተ ነገር ኢዩ ሒዙ መጾኡ። ድንቁርናን ክፍኣት ግብሪን ብመደብ ዝተሓንጸጸ ብግብሪ ዊዑሉ ስጋብ ለይቲ ሎሚ ይስረሓሉ ኣሎ። ዕላማ ኢሳያስ ኣብ ስልጣን ክጸንሕ አንትኮይኑ ንህዝቢ ኣጥሚካ ንመንአሰይ ድማ ፋሕ ብትን ኣቢልካ ስልጣንካ ምውሓስ ኢዩ። ኣብ አርትራ ነጻነት ዘይኮነ ባርነት ኢዩ ተፈጢሩ አንተትብል ምሓሸ ፡
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 2 ай бұрын
BI NAY LOMI ATEHASASIBA. XIBIQTY QAL.
@user-ke7tk5lt1j
@user-ke7tk5lt1j 2 ай бұрын
??? AB HADE MEALTI 35 COMMENT KAB 4 MILLION HZBI ERITRA? "KEMEY ALEKHA AYTEBELO AB GETSU RAYO (DO NOT ASK HIM, HOW RU LOOK AT HIS FACE):: MESILKIN ENTAY AMTSAKHIN? DHAY ERITRA? YTREFKUM::
@godblesseritrea2583
@godblesseritrea2583 2 ай бұрын
ዳፍላ ከዳዕ መንገዲ አየር አባላሽኻዮ ዘይነበርካ
@akiyor3615
@akiyor3615 2 ай бұрын
ክክክ ኣብ ኤርትራ መንገዲ ኣየር ዶ ኣሎ ኢዩ😂
@Ae91scd
@Ae91scd 2 ай бұрын
ክብሮም ዳፍላ አብ አታዊ ውሽጤ ሀገር ምሳተመደበ ንኢሳያስ ከሐጉስ ዘይነበረን ዘይተለመደን አገባብ ( Tax) ግብሪ መንግስቲ አከፋፍላ ማለት ንሐንቲ መሸጢት ርእሲ ሴልፎን አለኺ መኪና አላትኪ ዝብሉን ካልእን ምስቲ ስራሕ ዋላሓንቲ ርክብን ምትሕሓዝን ዘይብሉ ምኽንያታት እንዳፈጠረ ንዋና ትካላት አሳቅዩን አሸጊሩን ትካላቶም ከምዛዓጽው እውን ጌሩ እዩ:: ንአብነት ንሓንቲ ጀማሪትን ገና ዓማዊል ዘየጥረየትን አብ ጽምዋ እንዳመሻጢት ርኣሲ ዝኸፈተት 38.000( ሳላሳን ሾመንተ ሽሕ ክትከፍል ተአዚዛ !ገና ተልመዴን ዘይሰራሕኩ ካበይ አምጽየ ክኸፍሎ ? ኢላ ይግባይ ምስበለኒ ሕጂ እውን ይግባይ ክትብሊ 75% ናይቲ 38.000 አትሕዚ ተባሂላ ተለቂሐን መሊአን 29.000 ( ዒስራን ትሽዓተን ሽሕ ናቅፉ አትሒዛ ይግባይ ኢላ ብገምጋም 3500.00 ( ሰለስተ ሽሕን ሐሙሽተ ሽሕን ከፊላ ዘትሐዘቶ ገንዘብ ተመሊሱላ ደጊም ቶባእ ኢላ ትካላ ዓጽያ ናብ ስደት አምሪሓ ! ካልኦት ትካላት እውን አማሪረንን አማሪሮምን ትካላቶም ትካላተንን ዓጽሞምን ዓጽየን ተሰዲዶም ተሰዲደንን እዮም:: ስለዚ በዓል ክብሮም ዳፍላን ካልኦትን ህዝቢ ሀስዮምን አብክዮምን ሕጂ ደገ ወጽዮም ኩሉ ሓጥያት ን ዲክታተር ኢሳያስ እንተአሸከምዎ ነጻ እዮም ማለት አይኮነን ! ገና ብዙሕ ዘይተፈተሸ ታሪኻት አሎ : " ስደት መሕብኢ ሓጥያት ኮይኑ::
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 2 ай бұрын
ኣንታ እንታይ ዝበለ መርገም'ዩ!? እቲ ዝተበገስካሉ እንተተዓዊቱ ደኣ እንታይ ዘብኪ ኣለካ ዓድኻ ዘይትኸይድ!?
@adamismail9137
@adamismail9137 2 ай бұрын
ተወፋያነት ጅግኒነት ህዝቢ ኤርትራ መስተንክር ነይሩ ኣሎኻ !! ግን ወዲ በዳማ ካብ ተሓቢኡ ዚነበረ ድሕረቲን ቶንኮልን ዚፈሊጥ መሪሕነት ካብ ጀብሃ ኢንዳ ዑስማን ሳበ ከምኡዉኑ ማኦከላይ ሺማግለ ህ ግ ሓ ኤ በ ሓፈሻ ህዝቢ ኤርትራ ኣይተዋጻናን ሕጂ መን ን መን ከሸኪም !?
@SebNkun
@SebNkun 2 ай бұрын
*Thank you Samuel, እንታይ እዩ ዝብል ዘሎ እዚ ሰብኣይ ስግንጢር እዩ፡ ርሓቁልና ዓጃውስ ተረፍ ህግደፍን ኣሳሰይትን ህግደፍን ኣብዚ ሰማያዊ ሰውራ ኣይተዐንቁፉና፡ እንቃዕ ግን ኣፍካ ተኸፈትካ ተመዚንካ ኣለኻ*
@ka7484
@ka7484 2 ай бұрын
ሕጉስ ኢኻ? እንታይ ዘሐጉስ ኣሎ? ሽዑስ ሕራይ ናይ ሓጎስ ንብዓት ነቢዕና መስዋዕቲ ኣሕዋትና ንብላሽ ኣይተረፈን ኢልና። ሕጂኸ? ጒሂና ናይ ሓዘን ንብዓት ነቢዕና። ኤርትራ'ኮ ኣብ ስደት እያ ዘላ። ኤርትራ ማለት ህዝባ'ምበር ጎቦታትን ስንጭሮን ኣይኮነን። መን ይፈልጥ ኢትዮጵያውያ እንተሰፊሮሞ ምናልባት ኢትዮጵያ ኢሎም እጽውዕዎ ይኾኑ። ግብጻውያን እንተሒዞ እጅብት ኢሎም እጽውዕዎ ይኾኑ። ኢማራት እንተ ሒሞ : ስዑዳውያን እንተሰፊሮሞ'ውን ከምኡ። ስለዝስ ኣነ ብወገነይ ሕጉስ ኣይኮንኩን።
@esaysemere7c114
@esaysemere7c114 2 ай бұрын
Aye ball blash
@tesfaiasbu6694
@tesfaiasbu6694 2 ай бұрын
You brought incompetent, fruitless, and hopeless person in your show.
@teme6697
@teme6697 2 ай бұрын
Loosers club
@George-rq1yp
@George-rq1yp 2 ай бұрын
Weird analysis!
@ben5115
@ben5115 2 ай бұрын
Logical not weird
Они так быстро убрались!
01:00
Аришнев
Рет қаралды 2,8 МЛН
Вы чего бл….🤣🤣🙏🏽🙏🏽🙏🏽
00:18
Каха заблудился в горах
00:57
К-Media
Рет қаралды 11 МЛН